Atv Asena -`ኣይትተንኮዩ` ዝበለ ህግደፍ `ኣይትተንኲዩና` ይብል / ስነስርዓት ቀብሪ ኤርትራዊ መንእሰይ ዳዊት/ ወጥሪ ኢትዮጵያ ሶማልያ ግብጺ ህውሓት

  Рет қаралды 14,048

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 31
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 ай бұрын
RIP to DAWIT and condolences to his family. Let us console ourselves with the thought that DAWIT's innocent blood will be an abundant seed of justice. Down with dictatorship! LONG LIVE BRIGADE NHAMEDU!!!
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 ай бұрын
ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ኣይኮነን ብሕማም ስነልቦና ዝሳቐ ዘሎ ብስቃይ ደቂ ሰባት ዝሕጎስ saddist እዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ከኣ ንህዝቢ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። ንግብርታቱ ኩሉ ብክኢላታት ናይ ስነ ኣእሙሮ ክትንተን ጥራሕ እዩ ዝግባእ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 ай бұрын
ንጉጅለ ኢሳያስ ብሽማ "ጉጅለ ኢሳያስ" ኢልና ክንጽውዓ ይግባእ ። ኣብ ኤርትራ ሓንቲ ኢሳያስ ዝውንና ንእሽተይ ጉጅለ ጥራሕ እያ ዘላ: እቶም ንሕና ደገፍቲ ንብሎም ከኣ "ኣምለኽቲ" እንበር ደገፍቲ ክኾኑ ኣይክእሉን እዮም ዝድገፍ ነገር ስለዘየለ::
@KudusAnde
@KudusAnde 2 ай бұрын
ህግደፍ ኣይስከፍን ዩ
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 ай бұрын
ህግደፍ ኩሉ ግዜ ነቲ ቅድም ክባሃል ዝግቦኦ ንድሕሪት እንዳጎተተት ነቲ ዳሓር ክባሃል ዝግቦኦ ድማ ቀዳምነት እንዳሃበት ከም መእሰሪኡ ዝተበትኮ መኾስተር ማእዶ ፋሕ ብትን ዝበለ ነንሕድሕዱ ዝጋጮ ዘረባታት ኢያ ትዛረብ :: ንሓንሳብ ሕጂ ጉዳይ ዶብ ዘይኮነ ዝግድሰና ኢትዮጵያ ፋሕ ፋሕ ከይትብል ከትባታተን ኢና ክንሰርሕ ትብል :: ዘሻቕላ ኩነታት ክፍጠር ከሎ ድማ ዶብና ክሕንጸጽ ኣብ ኢድ ጸላኢ ዘሎ መርየትና ክምለስ ኢና ንሰርሕ ዘለና ትብል :: ህግደፍ ትኽ እንተበለት ካብ ማዕጺድ ንላዕሊ ትኽ ክትብል ኣይትኽእልን ኢያ :: ዘረባ ህግደፍ መእሰሪ የብሉን ::
@aklilughebreigziabehere5756
@aklilughebreigziabehere5756 2 ай бұрын
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ኣነ ዘይብላ ሳዕሪ ኣይትብቆላ፡ ኢሳያስ ናይ ስልጣን ህርፋን እዩ ዘለዉ ሰብ ሞይቱ ጠምዩ ጽሙኡ ቅጭጭ ክምዘይብሎ ኣብ ጉዕዞ ውልቀ መላኪ ገበተ ትብል ስምውን ትመስሎ እያ። ንፉዓት ደቀይ ኩላ በጺሕኩማ። ሕጂ ከመይ ንዛዝማ ክንማያየጥ ይግባእ። ኣብ ምካዱ ብምካኑ ብዙሕ ዘስክፍ የብልናን። እንታይ ዘሪኡልና ይሓልፍ ጥቡቕ ምክትታል ኮሎ ጌና ከይሰወዱ ምጽልጻል ምቕንጣብ እንተዘይተካይዱ ኣብ እዋኑ ከም ክርዳድ፡ ዳንዴር ጉልሒንጣ፡ ካኩቶ ምጽሃይ ሎሚ እዋኑ እዩ። እቲ መስርሕ ሓይሊ ዕማም ድማ ብምሽጢር ክታሓዝን ክፍጸምን ናይ ጽባሕ ድሕነት ሃገርን ህዝብን እተጽንዕን እትፍጽምን ሎሚ ኪትትከል ኣለዋ። ንጸላኢ ምስጢር ምሃብ ከይክውን እታ ፕሮጀክት ድሕነት ሓይሊ ዕማም ካብ ሎሚ ስራሓ ኪትጅምር ኣገዳሲ ኮይኑ እስማዓኒ።
@natigalla-yz4lu
@natigalla-yz4lu 2 ай бұрын
Hizbi Ertra maas iyu ziridana? Nai Ethiopia agent, Isayas Afewerki kab mejemeria maalti, iyu kullu iti sebab. Hade million zikhonu meniseat kab Eritrean abariru. Batsi, Assab....kota militi Ertra zikeleta Isayas, intai zereba iedilio?
@tsigewainiengman5131
@tsigewainiengman5131 2 ай бұрын
EXACTLY!!! Amaniel.
@nebitbelay7933
@nebitbelay7933 2 ай бұрын
ነፍሰ ይምሀር ጵንዐት ቤተሰብ
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 2 ай бұрын
Abiy Ahmed Ali is diverting attention away from domestic problems. Ethiopia is in a big mess.
@habtomtewelde7644
@habtomtewelde7644 2 ай бұрын
ኣማኑኤል ፥እታ ተደምረናል ትብል ኣብ ኣስመራ ዝገበሩዋ ብመጀመርታ እተተምጻኣ ጽብቕ ነይሩ
@natigalla-yz4lu
@natigalla-yz4lu 2 ай бұрын
Niwedinan hawna Dawit dimma R I P
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 2 ай бұрын
Yes
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 ай бұрын
ኤርትራና ሓበን ናይ ስደተኛታት ኮይናትልና ኣላሞ ኩርዑ ተሓበኑ እንባሕ በሉ ደቂ ሓላል መሬት 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@True-heros
@True-heros 2 ай бұрын
RIP Dawit "rasta" barayu nay eseyas waga zkflulu mealti keribu eyu!!!
@natigalla-yz4lu
@natigalla-yz4lu 2 ай бұрын
Seleste negherat alou kiridana zello: Ethiopia,Isayas Afewerki, America ab hade mesrih alo, niErtra kiwesuwa nab Ethiopia. Kali kulu menawrat iyu.
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
Issias doesn’t care about hazbi Eritrea he is going to stay forever in power at any cost:::::
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 2 ай бұрын
🖐🖐🖐🖐🖐🖐
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 ай бұрын
ሳላ ክብርኻን ዶብካ ምውሓስን ዝተረኽበ ክብረት መሊኡ ፈሲሱ። ዝተረፉ መራሕቲ ወያነ ናብ ፋሕፋሕ መራሕቲ እታ ኢትዮጵያ ኸአ ቀልባዕባዕን ሀለፍታ ወደብ ወይ ዝበርዓነ ሓይሊ ባሕሪ ኮይኑ ፖለቲከኦም ዘረጋግኦምን ሙሉእ ሰላም ዘምጽአሎም ዶ መሲልዎም ኮይኑ ተሰሚዕዎም
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 2 ай бұрын
አከለጉዛይ ካብ ኤርትራ ተፈልዮም ነጻ ሐገረ አከለጉዛይ ክምስርቱ ግድን እዩ::
@FanielEyob-j2t
@FanielEyob-j2t 2 ай бұрын
Mengste semayat yewarso nefsi ymhar Beteseb tenat yhab
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 2 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ጀጋኑ ሰብ ሓቂ ይሓስሩ-ይእሰሩ ከም ጀግና ቢተወደደ ንዓሰብ ንጸላእተይ ኣሕሌፈ ኣይህብን ዝበሉ ይእሰሩ ከም በዓል ወዳ ጣባ። ሓሶት ዘቐበሉ ብድማር ዝመሓሉ ቆርበት በጊዕ ዝተኸድኑ ተኻሉ ኣብ ኣስመራ ይዕንዶሩ
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 ай бұрын
ውርሻ ውግእ ሓድሕድ አርትራውያን ፡ካብ ሜዳ ክሳብ ስደት ፡ ዘሕፍር መንነት !
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 ай бұрын
ኣንታዞም አርትራውያን መ ኣስዮም ዝልብሙ! መተካእታ ማሕበር ኣንድነት ፡ መራሕ ህግደፍ ኢሳያስ ተምቤናይ ኣብ 2018 ኣብ ሚድያ ተጠሊዑ ተደሚርና ፡ሓደ ህዝቢ ኢና ፡ ኣቢ ኣሕመድ ምርሓና ፡ ምስ በለ ጣቒዒት ኮይኑ ፡ እናጸደፈ ዝስሕቕ ህዝቢ ! ድሕሪ ሕጂ በዚ ህዝቢዚ ከይዛረብ ኣፈይ ከልቢ ' ሽነላ !
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 2 ай бұрын
ኢሰያስን ደቂ መዛሙርቱን ኣብ ዉሽጢ 33 ዓመታት ስለምንታይ ኣብ ኤርትራ ብጀካ ምዕናው ክሃንጽ ዘይከኣለ መልሱ ኣብታ መጀመርታ ኣቢ ኣሕመድ ንኤርትራ ዝኣተወላ ኣብ ኣስመራ ቃል ኢሰያስ ደጊምኩም -ደጋጊምኩም ስምዕዎ ኣማኒኤል። ኩል ግዝየ ነታ ኣቀባብልን መግለጺ። ኢሰያስን ኣቕርበልና
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 ай бұрын
ከምቲ ንብስሄር መለስ ዜናዊ ኣብ ሓደ እዋን ዝበሎ ፡ ህዝቢ አርትራ ን ኢሳያስ ኣይፈልጦንዩ ኢሳያስ ግን ን አርትራውያን ውሽጢ መዓንጣኦምዩ ፈሊጡዎም ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ወጺ ኡ ገሊጹዎ ።
@siembeyene2863
@siembeyene2863 2 ай бұрын
Eritrawiyan higi deyekbru gin kaa fithi deleti ena mibal EMA Abinet yu
@siembeyene2863
@siembeyene2863 2 ай бұрын
ISayas da Enkae gebere asey
@siembeyene2863
@siembeyene2863 2 ай бұрын
Etom eritrean ab Israel dqetluka delowu men yom ? Tarik hazo amanuel eyasu?
@nightingaleministry1506
@nightingaleministry1506 2 ай бұрын
ቀልጢፉ ከይዱ ጅግና ንኽትከይድ ኣይተዳለናን። Gone too soon hero .we are not prepared for you to go. You were too full of life to be taken away from us so soon it is still hard to believe. RIP 🪦 🪦 kzbin.info/www/bejne/mZzZg4udnNGWhqMsi…
When u fight over the armrest
00:41
Adam W
Рет қаралды 8 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 140 МЛН
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
Celine Dept
Рет қаралды 33 МЛН
ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden
25:48
ሕቶን መልስን ምስ ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ
3:53:19
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 8 М.
When u fight over the armrest
00:41
Adam W
Рет қаралды 8 МЛН