Atv Asena live - ናብ ግሃነብ ዝተቐየረት ኤርትራ ብእዋናዊ ሰነድ ቪድዮን ስእልን ዝተሰነየ ምስክርነት ሓው ፊደል

  Рет қаралды 28,176

ATV asena

ATV asena

Ай бұрын

Atv Asena live - ናብ ግሃነብ ዝተቐየረት ኤርትራ ብእዋናዊ ሰነድ ቪድዮን ስእልን ዝተሰነየ ምስክርነት ሓው ፊደል

Пікірлер: 107
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ኤረትራ ጹቡቅ አላ ዝብል ጸላኢ ህዝብ ኤረትራዩ
@zerubokre8279
@zerubokre8279 Ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም ወጻእካ ክቡር ሓው ፊደል። ዓቢ መስዋእቲ ኢኻ ከፊልካ።
@teklehaile4908
@teklehaile4908 Ай бұрын
Bravo Fidel እቲ ሓቂ ንህዝቢ ነጊርካ ኣለኻ እቶም ዝረብሑን ቀጠፍትን ኣገልገልትን ምልኪ እዮም ነመስግነካ
@berhekeflegiorgis9596
@berhekeflegiorgis9596 Ай бұрын
Thank you Brother Feidale for your honest and brave information.
@halefomnurse8876
@halefomnurse8876 Ай бұрын
እሰያስ ዕለት 16 ክመውት ዩ
@haile.785
@haile.785 Ай бұрын
eti hezbi kafina alo kab eseyas
@nouraviri4903
@nouraviri4903 Ай бұрын
የቀንየልና ጎይታ ይባርካ ከ💝💝💝🌷
@meharimeles3993
@meharimeles3993 Ай бұрын
እንጀራ ብላዕ ፊደል: ብርክኻ ይጽናዕ ኣማንኤል! ብሓቂ : ኣእውየላ እዛ ሃገር: ኣእዉየሎ እዝህዝቢ! ባዕለይ ኡይ ሃገረይ ኢለ ላ እዬ እዚ ህዝቢ ብ 2005 እዬ ዘስድመመኒ! ሰፍፈረይ ምስተመለስኩ: ኣበለዉ እቶም ተቃወምቲ ኢለ ሃለውለው እንተበልኩ: ዝረብሕ ተቃዋሚ ኣይረኸብኩን: ደሓር ግን ባይቶ-ይኣክል : ደሓር ዉን በርጌድ ንሓማዱ ተለዒሉ : ሕጂ ግርም : ድሕሪ ብዝሕ ስቃይ ኤርትራውያንን ህልቂትን: እቲ ዕልዋ ለውጥን ዘይተርፍ እዩ:: ስዉኣትና ኩልሳዕ ህልዋት እዮም:: አብ መዝገብ ኹሉ ኤርትራዊ እዮም: አብ መንግስተሰማይ ዉን ወረስቲ እዮም!
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
እዚ ናይ አዉተቡስ ሪጋ አብ ኤረትራ ዓመታት ሰብ ሰክሑዩ እቲ ዒላ መወዳእታ ድክምቲ ኤረትራ ፈጥረካ ንምግዛእን ንመግዛእቲ ምቅላዕዩ
@thomashaile5915
@thomashaile5915 Ай бұрын
ሰላም ናካ ፊደል ሃውና ብሐቂ ትምስገን ሰብ ኢካ 🎉🎉🎉
@slassdemoz1922
@slassdemoz1922 Ай бұрын
ከምዚ ምዃኑ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የለን ግን ኣዉቆ የተኛ ቢቀሰቅሱት ኣይሰማም ኖዉ
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x Ай бұрын
ናይባሐቂ ዘሕዝን እቶም ጽቡቅ ዝብሉ ጸላኢ ህዝብን መርየቱን እዩ ኣቱም ስብፍትሒ በጅኩም ንህዝብኹ መርየትኩም ሐራ ኣውጽእ ዎ ❤
@zelalemhailu4872
@zelalemhailu4872 Ай бұрын
ኣማኑኤል ኣቦ ፅንዓትን ሓድነትን ህዝብታት...ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ.
@dawitabraham1088
@dawitabraham1088 Ай бұрын
Ema haqu eu ezi wedi ane wedi Adi tekelzan eye tikkl eu zizarab zellow
@dawitabraham1088
@dawitabraham1088 Ай бұрын
Kab Asmera 39 kilo meter eu
@zerubokre8279
@zerubokre8279 Ай бұрын
That is why those who visit Eritrea, don’t share photos of their visit.
@rreer
@rreer Ай бұрын
😂😂😂
@ghenetzere6114
@ghenetzere6114 Ай бұрын
So sad for Eritrean people. Shame Esayase have no moral, heart corruption. He Have no consern whatsoever about Eritrean.
@amanuel5687
@amanuel5687 Ай бұрын
ሐውና ፊደል ሰላምካ ይብዛሕ እታ ዘላ ሐቂ ዘርአከናን ዘስመካናን ብጣዕሚ ነመስግነካ ኤማ ሐውና ውን ይቀኔልና
@Haftom-sq9le
@Haftom-sq9le Ай бұрын
ፊደል ከምዚ ገርካ ምግላጽካ ብጣዓሚ ነመስግን
@adhanomkidane6903
@adhanomkidane6903 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙🙏💪🏼.
@Rahel248
@Rahel248 Ай бұрын
አንጀራ አዝጊ ብላዓ ዝሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ኣብቲ ዘልከዮ ክበርት ይሃብካ 💙🩵💙🩵💙
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 Ай бұрын
Wow wow
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Ай бұрын
እታ ዲጋ ዓዱ ሃሎ ንዑኡ ኢሉ ኢዩ ሰሪሑዋ :: ኩሉ ዝበልዖ መግቢ መሕጸቢ ነብሱ ዝስተ ማይ መሕጸቢ ክዳውንቱ ካብ ማይ ዲጋ ዓዲ ሃሎ ኢዩ :: ህዝቢ ኤሪትራ ግን ብጽምኢ ማይ ጎሮሩኡ ነቒጹ ብጥምየት ማዓናጥኡ ተላጊቡ ኢዩ ::
@user-sm4vv6jw7n
@user-sm4vv6jw7n Ай бұрын
100 percent true
@mekonen3362
@mekonen3362 Ай бұрын
ዎ……….. ሓደ ልቦም እሞ ይርዳኣኩም ዶ ይኸውን ሕጂ ኸ???? ልብኹም ዳኣ ትጨድድ እምበር ሃላያት!!!
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ፈልስፈና ድክታቶር አነ 30ዓመት ተቃሊሰ ህዝብ ኤረትራ 30 ዓመት ክሳቀ አለዎ ዝብል
@rumenege6356
@rumenege6356 Ай бұрын
ሄሎ ኤማ ኢትዮፎርዩም ብዛዕባ ርክብ ህግደፍን ህወሓትን ተወሳኺ መራጎዲ ሓሳብ ሎሚ ወስ ኣቢሎም ኣለው
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 Ай бұрын
EMA hawna ab kulom media share below belom kulu ksemo
@adamhazo7201
@adamhazo7201 Ай бұрын
ህግደፍ ከ ብዘረባን ሳዕሳዒትን ይፈርርስ ዶ ይኸውን ብዘይ ቶኽሲ ዝመጽእ ለውጢ ኣሎ ዶ ኣብ ከም ህግደፍ
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
After this sheim toke dictator it is imposible to came home if the right people he have
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Ай бұрын
ምናልባት እቲ ዘዛረበካ ወተሃደር በቲ ኤሪትራ ዘላቶ ሕማቕ ኩነታት ዝጓሃየን ዝሓረቐን ስለ ዝኾነ ኢዩ ሸለል ኢልካ ዝኸውን :: ነቲ ኤሪትራ ዘላቶ ሓቂ ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ኤሪትራ ይፍለጦ ኢሉ ስቕ ኢሉ ዝሓለፈካ ይመስል ::
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 Ай бұрын
😭😭😭
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Ай бұрын
Hkae bselam mexaka fidel
@akbaretmoges2738
@akbaretmoges2738 Ай бұрын
We hear you now
@user-ic3gg8wn6k
@user-ic3gg8wn6k Ай бұрын
ብተው እግዛብሄር ኣምላኽ ወላ ሂወትካ ነርክበካ ንኸውን
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam Ай бұрын
ፊደል ሓወይ ክብረት ይሃብካ: ሂወትካ ከይበቕቕካ ነዚ ሓቀኛ ቪድዮ ናይ ሃልዋት ህዝብናን መልክዕ ሃገርና ዘላቶ ኩነታት ምግልጽካ ብጣዕሚ ምስጋና እግበኣካ፣ እዞም ኩውንነት ሃገርናን ህዝብናን ክፈልጡ ዘይደልዩ ደገፍቲ እዚ ስርዓት እሰያስ መሬት ወግሐ እንታይ ክብሉ እዮም ? ጥራይ ሓቢርና ንቃልስ ዘይሓልፍ ስርዓት የለን ስርዓት እሰያስ'ውን ክሓልፍ'ዩ።
@Rahel248
@Rahel248 Ай бұрын
ዋይ ዋይ ዋይ 💔💔💔💔💔 ዓድይ መጻውቲ አዞም ሩጉማት ኣብ ኮንኪ
@user-pr3pu1ss3y
@user-pr3pu1ss3y Ай бұрын
Xubuk
@aal1094
@aal1094 Ай бұрын
bexami yehezen lebi tegeray do belekum enebar kes tegeray lewah mesekin eyu gen egezabiher yeferedekum tegeray zeykone kefu lebi zelewo nesekum ikum kefu lebi zelekum kemey gereka kem hezebi texerefu naweramat demo tegaru kufat yebelu zeyehaferu
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Ай бұрын
Selam ema kemey kenika
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 Ай бұрын
Hager anya
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
Embah bel wedi erey ab xelmat enaneberka bah bel wedi arey eritea twncef ala zblu mefals deqalu mexiomuna
@meb.g.1558
@meb.g.1558 Ай бұрын
እቶም ሃገር ጽቡቕ አላ ዝብሉ ተዛረብቲ " ከብቲ "ይበሃሉ
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 Ай бұрын
Fithi nhzbi Eritrea
@kaleabkibreab8718
@kaleabkibreab8718 Ай бұрын
Ezom 4, 5 aregawyan axnitomuna. Very sad.
@LualAbraha
@LualAbraha Ай бұрын
Ew
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Ай бұрын
Schilia pension
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 Ай бұрын
እዋይ ኣቱም ህዝቢ ዝነብር ወድሰብ እኮ የለን ታሪክ ሰኒድና ንወለዶ እፎይታ ኣጽፍና እንዶ ንሕለፍ ንበገስ ንውረድ
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
Way gud nexanet ilka xelmat
@salbog7936
@salbog7936 Ай бұрын
አውቶቡስ ከይመልኧት አይትንቀሳቈስን: ሰብከአ የለን
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 Ай бұрын
Zegerem
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 Ай бұрын
Anta kem seb xenitna akoena way hzbey
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Ай бұрын
Haqi deyu Amanuel abtigray zelo kitran miciway etc...?
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Ай бұрын
Eseyas ms federeshn khwusa eyu zkales zelo
@SamsomAron
@SamsomAron Ай бұрын
ዓይንን እዝንን ኣልቦ ዝፈልጦ ሽግር ግን ሓቂ እንተ ኣውጺኹም ፥ ክንቆርጸኩም ፥ ክንሓርደኩም ኢና ኢሎም ይፍክሩ ፥ ይሰነድ ኩሉ
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 Ай бұрын
it's really impossible to believe what is happening to Eritrea considering how Eritreans used to enjoy life in the 70s and even the 80s under Mengistu hailemariam...Eritreans in Eritrea suffer while those slave minded people dance in diaspora...it's really shame to call your Eritrean...
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
ኣንታ እዛ ዓደይ ክንደይ ግዜ ጸዊዕዋ ተዳናፊቀ እኮ እምበር ዝናፈቅ ሂወት እኮ የብሉን እንድዩ
@solomonaster
@solomonaster Ай бұрын
Eway hagerey Adey kemzia konki terifki. Wana siena. Hizbina endiyu hamiku.
@fanielgebreyesus755
@fanielgebreyesus755 Ай бұрын
Aha eway hzbna meskinay
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 Ай бұрын
ፈደል ኣበሳ ተጥንቀቅ ፡የማንካ ጸጋም ኣስተዊዕል ነብስኻ ሓሉ
@user-ko5zl2wo6y
@user-ko5zl2wo6y Ай бұрын
Muwfar ybhal
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 Ай бұрын
እቶም ደግፍቲ ዓይኖም ድባይ እይ ዘርእዮም። ዓይኖም ኤርትራ እይኮነን ዘርእዮም ገፆም ትርሃቅ ድፉናት የዕምሮ
@habteyehdego8372
@habteyehdego8372 Ай бұрын
እት ተባዕ ጆግና ዝነበረ ሕጅ የሎን,አብ ልዕል ህዝብ ኤርትራ ዘለዎ ንዕቐት እዩ አበይ ከይበጽሐ እሉ እዩ ሀገርን ህዝብን አብርሱ ን32 ዓመት አጽቅት አብልና ርእናዮ ናቱ ዉጽእት ድማ ንርኦ አሎና የሕዝን
@tesfayhagos5762
@tesfayhagos5762 Ай бұрын
39 ኪሜ
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 Ай бұрын
ኢትህዚቢ ክሳዓ ማኣስ ኢዩ ኣፉ ታዓብሱ ስታይ ዛይባራበር ኢሞ ኢዳራኣየ ዝሞተ ኢዳ ሰመዑ ቁበሮ ዝባኣሃሊ ከምዚ ዝበለ ኢዩ
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 Ай бұрын
እንካንዶ እብቲ ሃገር ሲ እቶም እብ ስደት ዘለው HGDF ከማን ልክዕ ከም እንዊሕካ ዝእስርካያ ደርሆ እዮም ………………………..🦤እሱራት እዮም እብቲ ዓዲ ክይነብሩ ሬስኦም ግን💀🥱🥱
@user-do3lk3gm7s
@user-do3lk3gm7s Ай бұрын
Gwhteht
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 Ай бұрын
( " ልቢ ትግራይ " ) ጥንቁላሓስ ።
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 Ай бұрын
እቲ ጉድኩም ብዚ ኸዲ ከረን ይኹን ሽንጣር መስዋዕቲ ከፊሉ ስዒሉ አምፂልኩም አሎ። ንስኹም ጊና አብ ስደት ኮይንኩም አድኹም ባዲሙ መዋዕል "ትግራይ" ክትብሉ ፀሐይ አሪባትኩም።እቲኦም ተጋሩ ኳ ብጥራጥኩም አይስሕቁን። እዋይ ውርደት!
@VipWe-yw9yv
@VipWe-yw9yv Ай бұрын
ኣሕዋት ከመለኹ ኽልኹ ብሓጺሩ ሓሳብኹም ጽብቕ እዩ ኣብ ኤረትራ ኹሎም መራሕቲ ገበኔኛታት እዬ ታራዎተሃ ደርን ህዝብንጥራይ እዩ ኣጻር እሰያስ ኽልዓል ዜለዎ እበር ሓደሓውና መራሕቲ ኽግምጥሉ ይኽሉ እዬም ዜንሶምስ እሰያስ እዬም ንሶም ገበኔናት እተዜይኾኑ ንና ኣይምጠፍእናን ኔርና ብዝኾኔ መራቲ ኹሎም ተሓተ ቲ ዝቢኤረትራእዬ ህዝብን ታራዎታሃደርን እዩ ፍትሒ ዝደሊ ዜሎ ሰብኸኣ ብኸብ ዱ ዜሓዝኻዬ ዝብላዕ የብሉ ዝስተየብሉ ናቢ ፍጠር ተል ኻዬ ዝብላ ኣለካድዩ ማኣለኻ ድዩ እዩ ዝብለኻ ብደገዜሎ እዩ ብኹሉ ኽቓለስ ዜለዎ ብደገእዩ ለውጢ እበር ንሱድኣ ዝብላ ዜይብሉ ዶ ኽቓለስ ኸብዱ ምልኣዬ ማይ ሃቦ ኽቓለስ ኣይኾኔን ሓይሊዜይብሉ ታይ ኽገብር ኣምላኽ ደኣ ጸገሙርእዩ ብርሃን ራህዋ ይፍጠረሉ እበር
@semereberhe-cw2vc
@semereberhe-cw2vc Ай бұрын
ኣማኑኤል ሕጂ ኢኹም ስራሕ ጀሚርኩም ስለምንታይሲ ኤርትራ ምስካልኦት ጎራብቲ እናወዳደርኩም አቶ ንተተረድኦም እበር ኤርትራውያን ከልብስያ እዝኑ ቆሪጾም እንተሃብዎ ስጋ ዘሃብዎ ይመስሎ ኣብትግራ ኢሳያስን መሠላቶምን ዝፈጠርዎ ጥምየት ኣሎ እንተኾነ ግን ኤርትራ ምስትግራይ ክተነጻጽ ገነት ና ሲኦል እዩ ዲሞክራሢ ልዩነቱ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 Ай бұрын
ልዩነት❌
@M-vr7zo
@M-vr7zo 27 күн бұрын
ዝባን ሕጊ ብለዉጥ ናብ ዝባን ስዉኣት ቐይሮም ኣካ ድሃኹና ሕጊ ረጊጾም ኣብ ዝባና ተወጢሖም
@Systematize
@Systematize Ай бұрын
Isayas bekamay yeketale eyoo etzerba
@saraberhe6491
@saraberhe6491 Ай бұрын
ከምዚ ኮይና ሲንጋፖር ብጃኸሪ አይ ሰበ ዘይብላ አዲ ንመን ኸምዝከጠቁ ዘይፈልጡ ባቡላ ናይ ኢሳያስ
@user-ic3gg8wn6k
@user-ic3gg8wn6k Ай бұрын
እንተ ነዚ ዝብኢ መዓልቲ ኣይክነውሕን ዩ ትንፋስካ ትሓልፈላ ኣይክትነውሕን ያ
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
Nating to see the vidio is not clire
@user-mc6bw7vw5u
@user-mc6bw7vw5u Ай бұрын
ናብ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ጭካነ ወላ ነተን ኣብ 3ይ ዓለም ዘለዋ ሃገራት ከማን በጣዕሚ አዩ ከገርመን ስለዚ ብፍሉይ ውዳበ ሃገዝ ናይ ገንዘብ ዘለዎ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣቱ ኒሰይጣን nay 21Century(Eseyas) ዚቀትሉ ሰባት ኒፍጠር ኪሪህወና ተኮይኑ ሓንቲ ዕድል ቲንፋሱ ኪንኣሊ ኣለና።
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Ай бұрын
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ረሳሕ ህወሓት ብጥምየት ዘፀፀዮ ህዝቢ የለን ንህዝቢ ትግራይ ይትረፍ ብ እማኢት አሻሓት አብ ትግራይ ሽነን ትብሎ ገሪኩም። ህዝቢ ትግራይ ብጥምየት ዘፀፀዮ አንቱም ሌያቡ እብ ሓፁር ታዓፂኹ ዝዓበኹም እንስሳ ትሕቲ ሰብ ሻዕብያን ደቁን ማንካ ሓሩጭ ባዞ ጀሪካን ከየተረፈ ዝሰረቅኩም ወራዳታት ንስኹም አይትሓፍሩን ሽም ህወሓት ክተልዕሉ ረሳሓት ወያነ ኢትዮጵያ አበይ አብፂሕዋ ፀማማቶ ደኔቁር
@MedhaneBereketab
@MedhaneBereketab Ай бұрын
ሽግር የለን ዝበለ ሰብ የለን ነዚ ጊና ክንሓልፎ ኢና
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
ኣነስ እንቃዕ ካብዚ ረሳሕ ናብራ ተገላገልኩ ኣደይ ወላዲተይ ማዓረይ እዉን እንቃዕ ወጻካ እያ ትብለኒ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 Ай бұрын
ምርቓት ናይ ወላዲትካ ኣለካ እምበር ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ሃለዋት ኣይኮነን
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
@@qweryqwe7826 gn Klte tray eina wexina zelena kab gezana 4 eaywexun ealewu wetehader gele eko yeblnan sgab hji hade gn memhr ealena darga nhna eina nabreu nakaydelu 😂
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab Ай бұрын
ወርሒ ኣይነረትን ድያ ኾይና ጸልሚቱ ክክክክ ኣምላኽ መጺኡ ላፓድና ከብርሃልካ ነሩዎ
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf Ай бұрын
ናይህወሓት ግደፍ ናትካ ግበር ሰሪቕኩሞ ወሪርኩሞ ዳአምበር ህዝቢ ትግራይ ሰሪሑን መሰሉ አኽቢቢቡ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ እዩ ሻዕብያ ግን ሕማቕ ሰሪሑ ካልእ ካዓ " ልቢ ትግራይ" ንዝብል ቢሂልኩም ናይባዕልኹም ልቢ ራአዩ ልቢ ትግራይማ ተቐቢሉ ሓብሒቡ አውሮፖ አሳጊሩም ልብኹም ይሙሎቕ
@rreer
@rreer Ай бұрын
They are paying the price 😂😂😂😂
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 Ай бұрын
አታ ግደፎም "ትግራይ" እንዳበሉ አብ ሰደት ፀሐይ አዶም ዘይራአዩ ከረው ክብሉ ኢና ንደልዮም። ተጋሩኳ አዚዮም ዮም ዝሕጎሱ ስለምንታይ "ትግራይ ወያነ" እንዳበሉ አብ ዓለም ብጥሩሑ አላልዮሙዋ። SMART PEOPLE!!!
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ክልተ ሓንጎል ደርሆታት
@rreer
@rreer Ай бұрын
Singapore my but😂😂😂😂😂
@MedhaneBereketab
@MedhaneBereketab Ай бұрын
ሓሳዊ
@fasilabebe4291
@fasilabebe4291 Ай бұрын
ምስኪናይ ኣማኑኤል - ኢሱ ኣሽኪዒሊሉካ፤ ኣብ ሸርሒ መጻወድያ ኢሳይያስን ስዓብቱን ህሩግ ኢልካ ኣቲኻ። እዚ ለሙቅነ ህግደፍን ህወሓትን ተራኺቦም ዝብል ዜና። ብከመይ ይመስለካ? ኣብዚ ቕነ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስኣበባ ዋዕ ዋዕ ምባሉ ንኢሳያስ ኣሻቂልዎ፤ ኣብ ዝቕጽል ኣኼባ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ራማ ክኸውን ስለዝኽእል። ካልኣይ ፓርላማ ኢትዮጵያ ንህውሓት ዳግም ክምዝገብ ተኣኪቡ፤ እዚ ንኢሳያስ ኣይጠዓሞን፤ ስለዚ እቲ ፓርላማ ምእንቲ ክጠራጠርን ንኸተዓናቅፍ ትኩስ ዜና ኢሉ ካብ ዶብ ትግራይ ክለኣከልካ ጌሩ ድራማቲክ ብዝመስል መልክዑ - ንስኻ ምእንቲ ከይትጠራጠር። ሳልሳይ ኣማኑኤል ተበጻሕነትን ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ከኣ ተደማጽነትን ተኣማምነትን ኣለካ፤ ስለዚ ብኣኻ ዝዳሎ ዜና ብቐሊሉ ኣብ ብዙሓት ኤርትራውያን ብሓጺር ግዘ ከምዚበጽሕ ኢሳይያስ ይፈልጥ። እዚ ማለት ድማ ብርጌድ ንሓመዱ ንተጋሩ ምእንቲ ክጠራጠርዎም ዝዓለመ እዩ፤ ብንእሽቶ ዝተሳኸዐ ይመስል። ኣማኑኤል ንቅድሚት ናብ ማይክሮፎን ኣይትጉየ - ግዜ ወሲድካ መርምር፤ ካብ ዝሓለፈ ተመሃር፤ በርትዕ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Ай бұрын
እቲ ኣማንኤል ዝበሎ ብዛዕባ ርክባት ናይ ኣባላት ህግደፍን ናይ ኣባላት ወያነን ሓቂ ምኻኑ ንከተረጋግጽ ናብ ኢትዮ ፎራም ትባሃል ናይ ኣምሓርኛ ዘና ትፍኑ ኣብ ናታ you tube ከድካ ስምዓዮ ::
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ጹቡቅ አለኻ እዚ ሰብ እዚ ካብ ዝፈሽሎ እስላም ምስዘለፈ ካላአይ ድማ አከለጎዛይ ካብ ዝመርሑ መሬት ኤርትራ ዳንደር አይትብቆላ እዩ ነገሩ አማኒኤል ዝመጸ ይምጻእ መራሒ ኤርትራ ትደሊ ቁዋም ይመርሓ ድዩ አይመርሓን እዩ ዋላ ሐውካ ይኹን ሐወይ መሪሕነት ምምጻእ ንዝኾነ ሰብ ዘርብሕ አይኮነን እቲ መሰረታዊ ተሪር ተቃላሳይ ኤርትራ ዘእትወኒ እዩ ዘድሊ እንተ አማኒኤል ብሬድዩ አሰና ቱት ተበልካ ዝመጽእ ብዘረባ የለን ካብ ዝገረመኒ ማራ ንቲእም ዝአምኖም ወያነ ከማን ፕሪቶሪያ ስምምእ እዩ ዘባላሽውሎም ዘሎ.
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab Ай бұрын
ሕጂ ብዘይ ፍቓዶም ሲኢልካዮም ክትሕሱ ደሊኻ ማለት ዩ ሓቀኛ እንተ ኸንካ ንገዛኻ ጀነሬተር ወይ ሶላር ዶ ገርካሎም ትኸዉን?? ፊደል ሓሳዊ እንታይ ኢኻ ሕጂ ክትቅይር ናይ ሓሶት ኣመል ስለ ዘለካ እምብውር
@KidanTesfu
@KidanTesfu Ай бұрын
Hasena Hasawi haqi tezareb 😂
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
Way ezi wedi shermuta dhri ezi zereba ztebh hzbi entzkewn nab eritretra kmles aymkaalen
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
ታይ ኢኻ ዐዋተ ዶ ገለ ተምፅአልና ደናቑር ፀበብቲ ሸፋቱ ተምፅአልና ሽርሒ ናይዞም ሞስሊም ንየው በለለይ
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 Ай бұрын
ኣክራሪ ኣይትኩን ኣታ ድቃላ ዓጋመ ወዲ ጺርጊያ ከምኡ ኣይባሃልንዩ። ብዕራይ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
@@abrahamtewelde7515 ዐጋመ ሰብኡት እዮም ቀታሊ ሓው የሕዋቱ ደም ፀሚእካ ጎዞሞ ጌርካ ሓውኻ ሓሲኻ ዘልአለም የሕሊፍካ ትህብ ፍጥረት ዐሌት እኮ ኢኻ። ዐዋተ ዶ ዐሊሰይድ ዶ ህዝቢ ብግርህነቱ ዘፅነቱ እኮ እዮም ድራዝ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
@@mestewalie6479አሊ ሲኢድ ብፍላይ 100 ረሻኒ እዩ ኔሩ ደስ ከምዝበሎ ይርሽን ሐታቲ አይነበሮን.
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
አንጭዋ ዕመር እቶም አብ ሩኹስ ሰፈር ብሕሹኽሹኽ ህዝቢ ዘፅነቱ ወላ እቶም ዐሌትካ ታሪኽ ክሓቶም እዩ ካብ አግነት ናብ አግነት ዝመለስዎ ደናቑር ዐሌትካ አትማን ዐጋመ ሰብኡት እዮም ጀላፍፍ ቀታሊ ዐሌት ምስልምና ዝገበርዎ አይርሳዕን እዩ ብውሽጢ ውሽጢ ካሊእ እዩ ዕላማኹም። ምስ ኢትዮጵያ ተተዋጋእና ደስ ይብለኩም ምስ ሱዳን ኸአ ዘይዕረቁ ትብሉ ኢኹም እኮ ንስኹም ዘይትፍለጡ ከይመስለኩም​@@abrahamtewelde7515
@lulettatesfai9474
@lulettatesfai9474 Ай бұрын
ሃየ! እሞ እንዶ ኪድ ኣርእየና፡ ድርባይ! ሓዘን መርዕኡ መርዓ ዝሓዘኑ!
@Haftom-sq9le
@Haftom-sq9le Ай бұрын
ፊደል ከምዚ ገርካ ምግላጽካ ብጣዓሚ ነመስግን
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
After this sheim toke dictator it is imposible to came home if the right people he have
Этот Пёс Кое-Что Наделал 😳
00:31
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 4 МЛН
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 60 МЛН
Eritrean tiktok sami bizaba Israël#eritreantiktok#habesha#eritrea
26:52
Eritrean Tiktok live
Рет қаралды 23 М.
Evening News in Tigrinya for July 6, 2024 - ERi-TV, Eritrea
20:24
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 18 М.
Этот Пёс Кое-Что Наделал 😳
00:31
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 4 МЛН