Atv Asena Live - መን መዋሊ መን ተመዋሊ? - ሓቅን ሓሶትን ገጽ ንገጽ - ጉዳይ ጌጋቸው ረዳ

  Рет қаралды 45,628

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 564
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 11 сағат бұрын
ኣሰና ጅግና በዓል መተከል ኢኻ🙏ኣብቲ ጸልማት ጊዜ ድሚጺ ሰለ ዝኸንካለይ ካብ ልበይ የምስግን🙏 የቐንየለይ🙏
@kebirates5125
@kebirates5125 Күн бұрын
ኣደ ወሊዳ ትምከን❤ ኣማን ሓወይ መን ሞ ዘይፈልጥ ከም ወርቂ ብሓዊ ንሓቅን ቅንዕናን ተጠቢስካ ከምዝወጻእካ ?ኣይፈለጠን:: ወጺኡ ይቅሬታ ክሓተሉ ኣለዎ::
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin Күн бұрын
Thank you Asena TV ❤Tigray people appreciate you for all you do in difficult time & now 🙏🏽
@lexomite222
@lexomite222 Күн бұрын
ጌታቸው ንህዝቢ ትግራይ አይውክልን ነቱ ንስኩም ዝገበርኩምዎ ሓገዝ ደገፍ ዘይርሳዕ እዩ መግለፂ እውን የብልናን ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ እዩ ባኣኩም ዘመስግን ህዝውን እንተኮነ ከም ቀደምና ❤❤
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 20 сағат бұрын
Ambßa💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 10 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tchctfdtg
@tchctfdtg 18 сағат бұрын
አብ ፀልማት ኩሉ ግዜ. ድምፂ ህዝቢ እያ አሰና ጌታችው ዝሰከረ ሰብአይ አይትገደሰሉ ኤማ ጅግና❤❤❤❤❤
@haileemereb297
@haileemereb297 20 сағат бұрын
ክቡር ሓው መልሲ ምሃብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ
@gebreslassietesfamicael7776
@gebreslassietesfamicael7776 21 сағат бұрын
አጆኻ አሰና ንተጋሩ አብ ፀልማት ግዜ ብርሃን ኮይናትና እያ።ሕጂ እውን ቀፅልሉ ጌታቸው መሕፈሪ ሰብ እዩ።
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 23 сағат бұрын
ኤማ ሕዝቢ ትግራ ይ ፈታዊኡን ጰላኢን ዝፈሊ ህዝቢ እዬ እቲ ክፍእ ግዜ አብ ልቢ ህዝቢ አለካ ❤❤❤❤ ❤❤ግዜ ዘይሽሮ ሐቂ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤ሐቀኛ ኤማ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 5 сағат бұрын
ኤማ ሃውና ነብስወክፍ ሕዝቤ ትግራይና ይፌትወካ እዩ አበ ልቡ አስፍሩካ እዩ ኤማ ሃውና አጁካ 💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ Күн бұрын
በዚ ናይ ጌታቸው ሕሱር ፕሮፖጋንዳ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘሎና ፍቕሪ ኣይጎድልን ኢዩ
@harunaman2018
@harunaman2018 12 сағат бұрын
ጌታቸው ናይ መወዳእታ ካብ ፓለቲካ ትግራይ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ዝጠፍኣሉ እዋን ክም ዝኣኽለን ዘብቀዐን ዘርኢ እዮ አስና ግን ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግዜ ምሳኹም እዮ።
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha 21 сағат бұрын
ናይ ዝ ዑቡድ ዘረባ ሰምዕካ ኣይትናደድ ኣሰና ምድያ ኣብ ነብስ ወከፍ ልብ ትግራዋይ ኣላ ❤️❤️❤️❤️
@hhgggg5041
@hhgggg5041 Күн бұрын
❤❤❤❤ኣጀካ ንስካ ኣቦ ሰላም ኢካ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ ጌታቸው ግን ካሓፍር እዩ ዝግቦኦ ሓሳዊ
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 22 сағат бұрын
ኤማ ሓውና አጆኻ አይትጨነቅ ጌታቸው ንህዝቢ ትግራይ ዝጠለመ ከመይ ጌሩ ንዓኻ ክድንቕ ኢልካ ትሓስብ ኤማ ሓውና ካሊእ እንተተረሰዐ ናይ 2013ዓም 21 ሰነ ይርሳዕ ድዩ ናትካ ታሪክ አብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ዓሸራ እዩ አጀኻ ዝጎይታይ ንሕና አለና አብ ጎንኻ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hailegebrielgiday7620
@hailegebrielgiday7620 Күн бұрын
ንሱ ሀሳዊ እዩ ዋጋ ዘይብሉ ሰብ እዩ Thank you so much Asena TV for your positive contribute to the Tigray people, as the Tigrean we will not forget you brother Amanuiel.
@AM-hf7he
@AM-hf7he Күн бұрын
Nesu NOT esu proper Tigrigna.
@hailegebrielgiday7620
@hailegebrielgiday7620 Күн бұрын
@@AM-hf7he thank you
@gebrekidanabera
@gebrekidanabera 7 сағат бұрын
welcome ኣሰና ቲቪ ዲምፂ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን
@edenaraya9795
@edenaraya9795 Күн бұрын
የቀንየልና አማንኤል ሓውና ሓቅካ ኢካ ክትሓርቅ ንሕና ንፈትወካን, ነክብረካ ኢና።
@M.M-m2i
@M.M-m2i Күн бұрын
ገታቸው ንህዝቢ ትግራይ ክመርሕ ዘሓዝን እዩ
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 21 сағат бұрын
አብ ቀረባ ዘይ ክናፋንዎ ኢና። እዚ ጋህታፍ ምስቶም ምስና ኮይኖም ፀበባና ተኻፈሉ ካባዕሰናሞ ብሓፈሻ አብ ሞንጎና ሕንፍሽፍሽን ሓዊ ክአተወና እንዳአሉ መመፂኡ ዝዛረብ ዘሎ። ዛሕዝንዩ።
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 14 сағат бұрын
ጌታቸው ካብ ሳኒታይዘርነት ናብ ፈሽኳልነት ልተቐየረ ወራዳ ኮይኑ ቀርዩ እንተ ንሕና ተጋሩ ግን ልኣሰና ቲቪ ዘይሓስሰ ዓብይ ምስጋና ኣለና
@kiflefisaha1841
@kiflefisaha1841 21 сағат бұрын
ኣማኑኤል ኣጆካ ህዝቢ ትግራይ ዉሬታካ ኣይረሶዖን ጌታቻዉ የለን ካብ መስመር ወፂኡ ኢዩ ዘሎ ምስ ኣብዩ ዝዎዓለ ጡዑይ የለን።
@sabadawit7710
@sabadawit7710 22 сағат бұрын
ክብሪ ይግበኣክ ኽቡር ሐውና ኣፍታ ጸልማት ግዜ ምሳነ ተጨኒቃ ኣንህናውን ኣሰና መዕዝ ይቅርብ ደሐይ ክንሰምዕ እንዳበልና ዝህለፍናዮ ጊዜ ኣይርስዕና እና ኣህዋት ናይዚ ኣሻ ዝዛሮቦ ዘይፈልጥ ካህዳም ኩርኩር ሰሞዕኹም ኣይትቀዮሙ ሕዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወካ እና እዚ ዘረባ ከውጾኦ ከሎ ኣብመስተ ቤት እዩ ነይሩ we stil love you Asena
@ኣኽሪያከቢር
@ኣኽሪያከቢር Күн бұрын
ጌታቸው ኣዜ እየ ዘድንቆ ኔረ ሕጂ ግና ክንቲት ኮይኑ ረኺበዮ
@samsamsun367
@samsamsun367 Күн бұрын
አደት ትግራወይቲ እያ ንትግራይ ስለዝድግፍ ሰብአዬ ናአይ ከህርቀኒ እናሳሀቀ ጌታቸው ተቀቲሉ ኢሉ አይፈልጠካን አይትፈልጠንን ንስካ ሞይትካ ኢካ አነውን ሞይተ እዬ እለ 2 አመት ብሎክ ገይረዮ ህጂ አዲስ አበባ ጌታቸው ፣ፃድቃን፣ታደሰ ወረደ ከይዶም ክሸላለሙ ቁሩብ ዘረብኡ ሰምኤዮ አፍታ እለት ፅል አቢለዬ ጌታቸው ካብስልጣን ክወርድ አለዎ ጌታቸው ባንዳ ምባል ብጣሚ ረሳህ ሰብ እዩ ከዳዕ
@BeyeneEjigu-t6d
@BeyeneEjigu-t6d 6 сағат бұрын
ካብመቀለ እየ መደብኩም ንሰምዖአለና ጌታቸው ንዝሐንገርዎ ውግኣት ከይታሐከሙ በቅሊ እናሸለመ ዝውዕል ውዕለታቢስ እዩ ንደቂ አንስትዮዘፅርፍ ዝወደቀ ሰብእዩ ።ህዝቢ ትግራይ እታሓቂአይጠፍኦን አጆኻ ኢማሐወይ ውዕለታኻ ንፈልጦ ኢና።
@ምስጽጌናይ
@ምስጽጌናይ 6 сағат бұрын
ጌታቸው ጋውና ዝብሎ ዘይፈልጥ ዓሻ ኣጆኻ ኤማ ጂግና ወዲ ህዝቢ ንስኻ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኢኻ 🦁🔥
@alemhagos1089
@alemhagos1089 Күн бұрын
Thank you you were a voices for the tigray people when they needed you we will never forget your great work for the past 4 years ❤❤❤❤
@belaberhe3177
@belaberhe3177 6 сағат бұрын
Amanual haway dunnuwar you the best 👌 work just ignore, and go together ❤️ god bless!
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 Күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ልክዕ ከምዙ ናይዙኡዋን ሓለቐቱ ፋሽሽታውያን ሓይሊ ብልፅግና ብተመሳሳላይ ኣካይዳ ሓቂ ንዝዛረባ ሚድያታት ከም ኣሰናን ደደቢትን ዝመሳሰላ ብሓሰት ምጥቃን ስረሐይ ኢሉ ሒዝዎ ይርከብ::
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 13 сағат бұрын
ኣሰና ወትሩ ✌️ ሰለ ሓቂ ን ፍትሕን ትሰራሕ👑🙏❤❤❤❤❤❤
@realistikk64
@realistikk64 Күн бұрын
ጌታቸው ቦልል ቦልል ናዓና ንተጋሩ እውን መሕፈሪ ሰብ እዩ:: ኣብቲ ናይዚ ሶሙን መደርኡ ቡዛሓት ሓሶት ሓሲዩ እዩ:: ኣብይ ኣሕመድን ጌታቸው ረዳን ሓሶት መፋጥርቶም እዩ::
@Goytahaleqa
@Goytahaleqa Күн бұрын
ገተቸው ማለት ሰካራም ስለዝኾነ ዝዛረቦ አይፈልጥን
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 13 сағат бұрын
ኣማንኤል እተ ከፊልካ እዉን ስርሕኻ ኢኻ ዓለም ኣብዝገደፈቶም ኣፍ ደምጺ ኮንካዮም ኢኻ ስለዚ ገታቻው ሰኺሩ ከይኾን ተዛሪቡ ❤❤❤ ከምቱ ዝበልካዮ ናይ ህግደፍ ተልእኮ ከይኾን
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 20 сағат бұрын
ኤማ አጆካ አይትታዓንቀፍ ሀለዉለዉ እዪ አይትገደሰሉም። አብ ጎንካ አለና አጆካ ተባዕ ተቃላሳይ። 🙏🏾🙏🏾💕
@thecash_4219
@thecash_4219 11 сағат бұрын
እጅግ በጣም አዘኝሉህኝ አስነ TV. ትግራይ እያ አማኑኤል በረታ❤
@sabagiday5961
@sabagiday5961 13 сағат бұрын
ባዕሉን ንባዕሉ ዝመስሉ አጨብጨብቲ እምበር ህዝቢ ትግራይ አይውክልን የቀንየልና አሰና
@haileaberaha8671
@haileaberaha8671 5 сағат бұрын
Thank you Asena ኣቃልቦ ዓይታሃቦ ሓሳዊ እዩ
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 23 сағат бұрын
እዚ ሰኽራም ዝተናገሮ ለይደግም እዚ ፈጣሪ ግዛዕ እዩ ደርብዩልና ለሎ እዚ ሰኽራም ልማንም ትግራዋይ ኣይውክልይ እዩ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 19 сағат бұрын
ነዚ ኢና ገቸ ጌቸ ንብል ኔርና ካብ ሄሮ ናብ ዜሮ :
@JdvbDjut
@JdvbDjut 19 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ኣጁኻ ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና❤❤❤
@alemhagos1089
@alemhagos1089 Күн бұрын
Thank you you were a voices for the tigray people when they needed you we will never forget your great work for the past 4 years
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 13 сағат бұрын
ኣብጎንኻ ኣለና ደቂ ትግራይ ኤማ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Күн бұрын
ጌታቸው ሓደ ውዱቕ ሰብ እዩ፣ሓሳዊ፣ ለኽባጥ ከዳሚ ኣብዩ እዩ፣፣ ንትግራይ ኣይውክልን ጥራሕ ከይኮነስ ትግራዋይ ስነልቦና እውን የብሉን ፣ ኣምሓራይ እዩ። ህዘቢ ትገረራይ ንኣሰና ይፈልጣን ይፈትዋን።
@titihaji
@titihaji 13 сағат бұрын
Brother Amanuel you did great job for the past four years for the people of tigray you did a great job You are a best person we are with you and we love you God bless you
@maregutesfay2080
@maregutesfay2080 20 сағат бұрын
ሰላም ንኹሉ
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 9 сағат бұрын
ኣብ መጎ ከለተ ህዝቢ ጽልኢ ምፍጣር እዩ
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 10 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ
@bxbjz1289
@bxbjz1289 Күн бұрын
ፕረዝዳንት ነበር በሎ ሕጂ ፕረዝዳንት ኣይኮነን ያዓኺ
@BirishAmare
@BirishAmare 7 сағат бұрын
አማን ጅግና
@WoldeReta
@WoldeReta 20 сағат бұрын
ጌታቸው ንአሰና tv ውዕለታ ዝረሰዐ።
@godbless-u8k
@godbless-u8k 22 сағат бұрын
አማኑኤል ሓውና ሓደራኻ ከይትናደድ ባዓል ዕላማ ኢኻ ተሪካ ድማ ቀፅለሉ አጀኻ ንህዝቢ ትግራይ ኢኻ ክትሪኢ ዘለካ ሓደራ ንስኻ ክትናደድን ክትጉሂ ክንሪኢ ከለና ደስ አይብለናን
@MekonenKidanemariam
@MekonenKidanemariam 2 сағат бұрын
Mr Amanial with you 👍👍👍❤️❤️👍🙏
@Tewodros-yv8ql
@Tewodros-yv8ql Күн бұрын
ዓወት ንሓፋሽ ዕንወት ንጌታቸው ፈስፋሽ !!
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 20 сағат бұрын
Kmye.hdrka.emaonka.dhan.mtaka❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@metkelhaqi3327
@metkelhaqi3327 17 сағат бұрын
@@Tewodros-yv8ql ዝኾነ ኤርትራዊ ብዛ ዓባ ጌታቸው ይኹን ካሊኣ ናይ ትግራይ መራሂ ናይ ምዝራብ comment መሃብ ኣይፍቀዶን ኣይንደልየኩምን
@metkelhaqi3327
@metkelhaqi3327 17 сағат бұрын
@@Tewodros-yv8ql ፈራህ ኣንታይ ይምልከተካ ንስኻ ከም ከልቢ አምባህ ውህውህ ኣትብል
@metkelhaqi3327
@metkelhaqi3327 17 сағат бұрын
@@Tewodros-yv8ql ASENA TV ኽሽእብ ሕዢ ጥሕግዙ ኣንተነርኩም የቐንየልና ካብ ህዚ ግን ሃገዝኩም ኣይንደልን ኣብ ህዝብናን መራህትናን አትህብዎ comment ጠጠው ኣንተተብልዎ የሓይሽ ምክንያቱም ንዓና ረብሃ የብሉን ንስዝኩም ኣውን ኣይትጥቅሙን
@ዓርሞሸሽ
@ዓርሞሸሽ 10 сағат бұрын
ወያል ሻዕቢያ።
@natiaman4609
@natiaman4609 Күн бұрын
አሜየ ጀግና ኢኻ ናዓኻ ዘይ ኮነስ ንስቴሊ ን ንምሕማም ዩ ሐቁ ሐቁ ንገርዎ ንበሩለይ
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 Күн бұрын
በዚ ዕሱብ ምግባረ ኣልቦ ሓሰማ ኣይትገደስ! እዚ ጥስጡስ ከብቲ ካብ ዚ ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ምፍጣሩ የጠራጥር! ኣማኑኤል ብጊሓቱ ኣማዕድዩ ን ኣሚቱን ንህላወ ህዝቢ ትግራይ / ንሕውነት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዝተግሀ ለባም ፥ ምእንቲ ምቾቱ ማዕተቡ ብዝብንጥስ ከዳዕ ክልዓል ኣይነበሮን!
@Marken-s8j
@Marken-s8j 22 сағат бұрын
ኤማ ጅግና ዘይኢድካ እዚ ዱባ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Jebanoml
@Jebanoml 14 сағат бұрын
Thanks Asena.
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di Күн бұрын
አጆካ ትባዕ ብግብሪ ሐልዮት ሐውና ህዝቢ ትግራይ ዘርአካዮ አበርክቶ መርትዖ ዘየድልየ ኩሉ ዝፈልጦ ሐቂ እዩ እሞ ከበር አይትግበረሉ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Crystalmm21
@Crystalmm21 Күн бұрын
Awssyse 14:09 seq😮qwwwa😮😮😢qzaaasasqds😢waswes 16:02 cc😢asew😢a😢wa😢ss😢asa😢w😢e😢w😢😢😮ws😮😅😅😅😅😮t😅rttt
@Crystalmm21
@Crystalmm21 Күн бұрын
😅ጅጅኡቭጭፍ bg😅h😅overall 😅df😅fy😅😅h
@Crystalmm21
@Crystalmm21 Күн бұрын
ትትርርር, gp hytztgggygyvyt,😮fgyv tfrer😅tutrr😅yiggdxxxxfrtyj ugcj ግፍ tyrttttttttttteeeeeeeerrrrrrreeeeeeyrtyyru 😮yrtt😅ttyyytytyyytyyytt😅y😅rry😅rrt🎉😮rtt😅y😢😢😮rrrr😢😮😮😮😮😮😮😮yyy 5rtr ርርርርርትትርርትርርርርርርትትትይርርይ r😅😅
@medhin8187
@medhin8187 19 сағат бұрын
well come ኤማ ሓዉና💙 ናይ ፖለቲከኛ እንተይኮነ ትርኢ ናይቲ ፀልማት ግዜ ትቃለሰሉን ድምፂ ትኾኖ ዝነበርካ ህዝብን ርአ ክቡር ሓዉ ። እዚ ድኣ ነንባዕሎም ዘይተሰማመዑ ንዓኻ ማ ታይ ድኣ ። ኣበይ ሞ ተዝገብሩዎ ይግብአካ ዩ ኔሩ ሳትላይት ነፃ የለን ግን ዉጉኣትና ብዲያስፖራ ዮም ዝሕገዙ ንዕኦም ዘይሓገዙ ንዓኻስ ይቕረዮም ። ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ኢኹም ኣብ ጎኑኹም ኣለና ኤማ ። 💙💙❤❤ እንተኾነ ግን ኤማ ሓዉና ኣድህቦኻ ኣብ ህዝቢ ይኹን እንበር ይትረፍካ ተተቐዳዲምካ ኣይትልቀቕ ኣብ 2ቸ ተኸፊሎም ስለዘለዉ ጠጠዉ ኣብሎ ናይ ሓደ ወገን ምዃን ።
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Күн бұрын
ጽቡቕ ገርካ ዘነጸርካዮ።
@Zerabruk-t2m
@Zerabruk-t2m 16 сағат бұрын
ዘረባ ጌታቸው ረዳቸው ምልክት ውድቀቱ ስለዝኾነ ብዙሕ ኣይትገደሰሉ ክቡር ሓው።
@AlemJuventus
@AlemJuventus 15 сағат бұрын
ካበሰካራም ሰብ እንታይ ትፅበ፣ ሰካራም እንተሰኽሩ ዝዛረቦም ኣይ ፈልጥ እሞ ኣማን ሓዉና በዞም ናይከዳዓት ሃተፍተፍ ከይት ብርከኽ ፅናዕ ህዝብ ትግራይ ንምዲሚያ ኣኽብሮት ኣለና
@BirhaneHlawie-wn9dm
@BirhaneHlawie-wn9dm 18 сағат бұрын
ደረሰኝ ኣቅርብ በልዎ
@woredeimam6966
@woredeimam6966 21 сағат бұрын
ኣማኑኤል ኣሰና ጎይታ ሓቂ ኣቦ መለይ::
@Goytahaleqa
@Goytahaleqa Күн бұрын
ተለብዥን አሰና ለሐቂዝቆሞት ተለቨዥን እያ ገታቸው ግን ናይ አይኡ አብይ አዩ ሕዙ ሕሾት
@desbelekedane
@desbelekedane 23 сағат бұрын
ሰላም ኣሰና ኣጆካ ኣለና ኣብ ግንኻ። ኣድግስ ምስ ሸነት ትከፍእ ኣቶ ጌታቾዉ ረዳ ድማ ምስ ተዛረቡ እዮም ዝኸፍኡ ከምዚ ዝበለ ጥልመት ይልቦን ። ስልጣን ደልዮም ህዝቢ ከባልዑ ። ቀደሙ ኣማጻጽኦም ዘይጸበቀ ዶ
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 20 сағат бұрын
እዚ ሰካራም ክድርበ ኣለዎ
@MahugaSamicho-lx6ow
@MahugaSamicho-lx6ow 14 сағат бұрын
የቀንየል ኢማ ኣብቲ ፀልማት ግዜ። ድምፂ ዝኾንካና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 21 сағат бұрын
ጌታችወ ዝዕበደ እዩ ዘሎ ግን ንኣስና ህዝብትግራይ እዩ ዘመስግነካ ንሳኻ ንህዝብትግራይ ስለ ዝተቓለስካሉ እዩ ጌታችወ ባኮ እዩ ዘይ ረብሕ
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 20 сағат бұрын
ሰላም ሰላም አሰና ድምፂ ውፃዓት ህዝቢ
@HadushiLove
@HadushiLove 21 сағат бұрын
አማኔል ሐወይ ሕዝቢ ትግራይ ምሳካ ዩ አይትህረቅ
@tesfayteklu5420
@tesfayteklu5420 Күн бұрын
Thank you Asena! I am very proud of you. Unfortunately, the guy is loose mouth. He doesn’t evaluate what he wants, what he says. Your position is still the correct approach to maintain the brotherhood of the two peoples-Eritreans and Tigraians. I admire your courage. Long live Asena.
@aberashreda2072
@aberashreda2072 Күн бұрын
Don't worry our beloved brother tigray people love you unconditionally
@Nahom2003
@Nahom2003 Күн бұрын
ኣማን ውዕለትካ ኣይንርሰዖን❤❤❤
@KndhaftiEnkay
@KndhaftiEnkay 13 сағат бұрын
እሰና ጅግና ውደ ህዝቢ ኤርትራ (ትግራይ) ህዝቢ ትግርኛ
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 6 сағат бұрын
🐒
@weghta3315
@weghta3315 Күн бұрын
Thank you so much ✅you are right averting 💜💙🙏🌏💚💐💚💐💙💐💙💚💐💐💐
@shushayshushay2654
@shushayshushay2654 18 сағат бұрын
❤❤ኤማ ሓቐኛ ሰብ ንህዝቢ ትግራይ ኣዋጺካ ሓጊዝካ እምበር ከመህ ገረም ክሕጉዙ ንባዕሎም ተክቢቦም ኢዮም ኒሮም
@ስገምሃዘጋ
@ስገምሃዘጋ 23 сағат бұрын
እዚ ጌታቸው ዝብሃል ክብረት ዝብሃል የብሉን
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 21 сағат бұрын
Ni hizbi Tigrai adetat Tigrai zykibr ni kebdu tirah zihasb iu. Hizbi Tigrai misgana ni Asena auwww ilu tezaribu iu. Kibret yhabely Yqenielna 🙏🏽🙋🏽‍♀️👍🏽☮️
@lucibrhane8037
@lucibrhane8037 21 сағат бұрын
አማኒኤል ሀወይ እዚ ጌታቸው ንአካ አይኮነን ንህዝቢ ትግራይ ኪሂዱ እዩ አይትሀዘሉ ናይመስተ ሰብ ምወዳእቱ እዚ እዩ አማን ሀወይ ብአብዩ ህዝቢ ትግራይ ብናትካ ቻናል አሰና አብጎንና ጠጠው ዝበላ መስኪሮም እንድዬም ግደፎ እዚ እቡድ ከልቢ
@FissehaAtsibaha
@FissehaAtsibaha 22 сағат бұрын
ኢማ ቀፅለሉ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይን ሓቅን ኮይንካ ቀፅል እዛ ናይ ብዓል ጎይትኦም ሓሶት ክትቅፅል እያ ኣብዚ ቀረባ ዘይተሓሰወ ዘይወፀ ምሽጥር ኣሎ ድዩ? ተጋሩ ንኹሉ ንሪኦ ንዕዘቦ አለና ህዝቢ ትግራይ ለባምን መስተውዓልን እዩ አሰናን TMHን መን ምዃነን ንፈልጥ ኣቃልዕዎ ገና ክትርባዕ እዩ ንባዕሉ ንወያነ ኣይፈልጦን ንህዝቢ ትግራይ ኣይፈልጦን።
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 18 сағат бұрын
Thank you 🙏🙏❤❤❤
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 20 сағат бұрын
አማኒኤል ሓንቲ ፍልጠት የብሉን ጌታቸው ብጣአሚ ከብ አብይ ብዝ ከፍዓ ክሓሱ ሓንክ አይብልን ጌታቸው ንአብይ አህመድ ብሓሳት በሊፂዋ እዩ።
@AmanuelGebremedihen
@AmanuelGebremedihen 19 сағат бұрын
ሐቂ ገይርካ ፈጣሪኻ አመስግኖ ❤
@senaitgebremeskel7589
@senaitgebremeskel7589 12 сағат бұрын
Good job Asena .Amanuel you are genuen jornalist and realistic
@Idamesfinkidane
@Idamesfinkidane 23 сағат бұрын
Thank you so much asena
@beletu7041
@beletu7041 Күн бұрын
አማኒኤል በምሬት ክትዛረብ ሰሚዐ አይልጥን ንመጀመርያ ጊዜ ዩ ሐዚ ውን ኡሙን አማኒኤሌ ወይ ፈተኽ አብ ቦታኻ ክትከውን ዩ ዝእመን ❤❤❤❤
@nebeletgezana
@nebeletgezana 17 сағат бұрын
አጆካ አማንኤል ሓዉና ኩሉ ግዜ ጌታቸው አብ ሓንቲ ዘረባ ሓንቲ ጌጋ ይዛረብ እዩ ግን ንህዝቢ ክትርኢ አለካ ምክንያቱ ህዝቢ ትግራይ አብ ችግሩ ለይትን ቀትርን ድምጺ ኮንካዮ እካ ስለዚ አብ መትከልካ ጽናዕ።
@wedigermen2776
@wedigermen2776 23 сағат бұрын
ግታቸወ ረዳ ትማሊ ፍቆዳ ጉድጋዲ ትሕባእ ዝነበርካ ቆላ ተንቤን ብመኩስ ተደጊፍካ ትሃዲም ዝነበርካ ሎሚ ንህዝቢ ትግራይ ክብል ጠጠወ ዝበለ ንምውሎ ነርና ይቅረታ ሕተተላ ተመን መልሐስካ 💔
@TsegayKide-r9p
@TsegayKide-r9p 18 сағат бұрын
ኢማ ንዓና ንተጋሩ ድምፂ ኮንካና ኢካ ። ኩሉ ግዘ ኣብ ልብና ኣለካ።❤❤❤❤
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 20 сағат бұрын
አማኒኤል ጌታቸው አብ ትግራይ ዋጋ የብሉን አብ አየር ተንሳፊፉ ዘሎ መውደልደሊ አደገኛ በዘኔ እዩ ኮይኑ ወይም ወዲኒ አዲስ አበባ እዩ ኮይኑ።
@WediKebede-m4o
@WediKebede-m4o 23 сағат бұрын
አማኒአል ዉዕለታካ ንህዝቢ ትግሪይ ንዝተአለም ዝዝከር ወርቃዊ ታክርክ እዩ።
@HagosBahta-i7t
@HagosBahta-i7t 18 сағат бұрын
እዚ ናይውለቀ ሪኢትኡእዩ ህዝቢ ትግራይ አብጎንካ አለና ቀፅለሉ
@tsetse5532
@tsetse5532 17 сағат бұрын
ንሓቀኛ ሰብ ሓቀኛ ህዝቢ እዩ ዝድግፎ ስለዚ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣማኑኤል ኣሰና ኣጆኻ በዓል መትከል
@Nigisti-k3q
@Nigisti-k3q 22 сағат бұрын
Jegna asena 💙💙💙💙
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 15 сағат бұрын
አማኑኤል ኢያሱ ንስኻን ሚድያኻን አብሕድሕድ ልቢ ትግራዋይ አለኻ አጆኻ ሕጅውን ኩሉ ትግራዋይ አብጎንኻ አለና ጌታቸው አይኾነን አብሩሑቅ ዘለኻ አማኑኤል አብ ድፋዕ ንዝተዋደቁ ብፆቱውኑ ዝኻሓደ ሰብዩ ስለዚ አይትገደሰሉ።።።።
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 21 сағат бұрын
አማንኤል ሓወይ Please please ናይ ጌታቸው ተራዊኢዎ ከሙዃኑ መአዝ ጠፊእካ? "አሰና" ንሕዝቢ ትግራይ ዝገበረቶ ውዕለታ ፈፂምና አይንርስዖንና። በኸመይ ሐደ ሳካራም ንሕዝቢ ትግራይ ይውከል ኢልካ ትሀሰብ? አማንኤል ሐወይ እንታይሞ ክንገብር ወደቃ መፂና። አማንኤል ሓወይ ንሕዝቢ ትግራይ ጠምት።ሕዝቢ ትግራይ ይፈትወካዩ።
@tadessetekle8214
@tadessetekle8214 Күн бұрын
Brother Amanuel you did great job for the past 4 years for the people of Tigray you was the voice of for the voiceless people of Tigray during the crisis time you doing outstanding job keep it up
@MekonenAsfhha
@MekonenAsfhha 23 сағат бұрын
ጌታቸው ንቲ ዝተፈጠረሉን ሰብ ዝገበሮን ህዝቢትግራይ ክኽሕድ ሕንኽ ዘይበለ ንኣሰና ምኽሓዱ ከመይ የግርም ።
@Resilience3
@Resilience3 Күн бұрын
Something is wrong with Getachew:( ህማም ጎረቤት ተማሃላፋይ His behavior is the same as Abiy ሁሶት
@WeldemhretAregay
@WeldemhretAregay Күн бұрын
አጆኻ አሜ ቀፅለሉ
@bitatv6004
@bitatv6004 19 сағат бұрын
ብዓቢኡ ዘሕዝን ህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኖ መራሒ ምውካሉ ኢዩ እዚ ኩሉ ቅያ ዝሰርሐ ህዝቢ በዚኦም ክምራሕ ምርኣይ ዘሕዝን።😢😢😢
@abebakebede1270
@abebakebede1270 20 сағат бұрын
ብጣእሚ ኢና ነመስግን አማኒኤል ሓውና ሕጂውን አብኡ ርገፅ ጌታቸው አቢዱ እዩ አይተሓዘሉ ዝዛረቦ አይፈልጦን አብ ስኻር አሎ ንህዝቢ ትግራይ ረአ ።
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
МишАня
Рет қаралды 2,9 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 64 МЛН
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 81 МЛН
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
МишАня
Рет қаралды 2,9 МЛН