Atv Asena Live - `ንኤርትራ ኣብ ወርሒ ቓዛ ክንገብራ ኢና`-ኣቢይ ኣሕመድ / ህዝቢ ዘጣቕዓሉ መርድእ ኢሳያስ - ጉዱ ዶ ጉድና?

  Рет қаралды 35,866

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv Asena Live - `ንኤርትራ ኣብ ወርሒ ቓዛ ክንገብራ ኢና`-ኣቢይ ኣሕመድ / ህዝቢ ዘጣቕዓሉ መርድእ ኢሳያስ - ጉዱ ዶ ጉድና?

Пікірлер: 103
@yohannes3206
@yohannes3206 Ай бұрын
ካብዚ ከምዚ ዓይነት ህዝቢ ምፍጣርና ዓቢ መርገም እዩ። ብሞት ዘሽካዕልል፡ ድንጋጸ ዘይብሉ፡ ኣምር ፍትሒ ዘጥፍአ፡ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዝረሓቖ፡ ዘረባ ክልተ ከይሰምዐ ዝፈርድ፡ ብውሑዱ ናብ ፍርዲ ይቕረቡ ክንሰምዖም ክብል ዘይክእል፡ በብዘዝተነግሮ ዝዕንድር፡ ቁሩብ ድንጋጸ ዘይብሉ ሕብረተሰብ ምስ ምንታይ ይቑጸር። ክትሰምዖ ከለኻ መዓንጣኻ ዘሕርር እዩ። ነዚ ቪድዮ ክትርእዮን ክትሰምዖን ዓቕልኻ ይጸበካ። ኣብዚ ምዕቡል ዘበን ብቓልዕ ፍትሒ ክርገጽ ካብ ምርኣይ ዘሕፍር እንታይ ክህሉ ይኽእል። ነዚ ብድዐን ኣሽካዕላልን ኣብ ልዕሊ'ዞም ፍትሒ ዝሰኣኑ ግዳያት ከቢድ ዋጋ ይኽፈሎ ኣሎ፡ ጋና ብሕጂ'ውን ክኽፈሎ እዪ። ዓቢይ፡ ንእሽቶ፡ ኣቦ፡ ኣደ፡ ካህን፡ ምሁር፡ ዘይተማህረ፡ ካብ ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ዝተኣከበ ብዙሕ በሃም እዪ ዘጣቕዕ ዘሎ። መዓት ዘውርድ ጥፉእ ሕብረተሰብ። ምእንቲ እቶም በደል ዘይብሎም ዕሸላትን ባሕታውያንን ክብል ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ናይ ክልተ ዓያሹ ተጋሩ ውግእ ብምኽንያት ባድመ ዝወለዶጣጣ🎉🎉🎉
@SAMdave183
@SAMdave183 Ай бұрын
Already ህግደፍ ናብ ቓዛ ዝቐየራ ኤርትራ አብይ እንታ ኸፍርስ ኢዮ ዝሕንጠ ዘሎ? ኤሕ😢
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 Ай бұрын
Indeed Indeed you have just nailed it..
@natitv3473
@natitv3473 Ай бұрын
P0p0ppp0000py0pp0pp00ppp0y00ppp0pppp000pp8py0pp0p9py0yypppyp00ppp0pp0p0ppp00880pp0ppy0y0p000uyppyopp8oypy0p0pp000y😊9ypp0yp0p0pppypp09ppyy0pppyppyyy00py0000yyp0ypp8yyy0py😊0pp9yyp0ppo00p00py0yp0p0p0o99ppp0y0ooppp0ppppyy8pppppyy000p009ppp8pp0yp0p0p0pyy90yp00yyyp0yyppypp0u😊0puuy0uu0uypy⁰9uuyyy0pyyy0uy00uuyyu😊0y0yyuyu0yu⁰9⁰uuyuyty9ttttyttttttttttttttttttttttttttttttttttttq6w😅 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:37 1:37:38 1:37:38 1:37:38 ßa 1:37:38 1:37:38 1:37:39 1:37:39 ssßs 1:37:52 1:37:56 ß 1:38:02 1:38:02 1:38:02 1:38:03 1:38:03 1:38:03 1:38:08 1:38:09 1:38:09 1:38:09 1:38:10 1:38:12 1:38:13 1:38:13 1:38:13 1:38:14 1:38:15 1:38:15 ð 1:38:15 1:38:16 1:38:16 1:38:20 1:38:20 1:38:20 d 1:38:23 s 1:38:23 1:38:23 s 1:38:23 a 1:38:23 aa 1:38:23 1:38:23 1:38:24 1:38:24 à 1:38:24 s 1:38:24 1:38:24 1:38:24 1:38:24 1:38:25 1:38:25 1:38:25 1:38:25 1:38:25 1:38:25 sàsass 1:38:30 ssßßssaass 1:38:34 1:38:34 1:38:34 1:38:34 á 1:38:34 1:38:34 1:38:35 1:38:35 1:38:35 1:38:35 1:38:35 1:38:35 1:38:35 1:38:35 1:38:35 ß 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:36 1:38:54 1:38:54 1:38:54 1:38:55 1:39:11 1:39:11 1:39:12 ß 1:39:12 1:39:12 sd 1:39:13 6s 1:39:13 1:39:13 s6 1:39:13 1:39:13 in 1:39:13 s 1:39:14 sss4 1:39:14 1:39:14 es 1:39:15 1:39:15 1:39:15 1:39:15 14ss 1:39:16 1:39:16 5 1:39:16 😮r 1:39:161d 1:39:16 s6 1:39:17 1:39:17 sss5ee 1:39:18 in 5ss 1:39:19 dds 1:39:19 sd 1:39:19 1:39:19 s6 1:39:19 1:39:19 1:39:19 ds6 1:39:19 1:39:20 1:39:20 q 1:39:20 ae 1:39:20 1:39:20 ss6s6 1:39:20 6s 1:39:20 1:39:20 1:39:20 rss6 1:39:21 1:39:21 1:39:21 s6sars6s 1:39:22 5 1:39:22 5a 1:39:22 😮 1:39:22 e 1:39:22 ssda45s 1:39:23 5 1:39:23 s😮d6ss6s 1:39:23 😮 1:39:23 1:39:23 6s 1:39:24 1:39:24 a 1:39:24 4aaa 1:39:24 1:39:18 1:39:18 1:39:15 sda😮 1:39:24 es 1:39:25 e5s 1:39:25 a 1:39:25 d 1:39:25 5d5a 1:39:26 ss 1:39:26 1:39:26 r 1:39:26 1:39:26 1:39:26 1:39:27 1:39:27 1:39:27 de 1:39:27 in 1:39:27 sa6a😊 1:39:28 1:39:28 6s 1:39:28 5ss 1:39:28 5a 1:39:28 6a😮ss5 1:39:29 d 1:39:29 1:39:29 a 1:39:29 1:39:29 1:39:29 1:39:29 1:39:29 1:39:29 d 1:39:29 s😮t 1:39:30 4s 1:39:30 5d6 1:39:31 as😅s4a1:39:27 1:39:27 1:39:26 1:39:14 😊
@baburasmera213
@baburasmera213 Ай бұрын
አጆካ ኤማ ክሐልፍ እዮ ኩሉ በትሪ ሐቂ ትቐጥን እምበር አይትስበርን ግደፋም እዛም በለፃኜታት ድኩማት ረሳዐዬም🎉።
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Ай бұрын
ፍትሓት ይገበረሎም እንተበለ ጣቃዒት ወይ ጉድ ዘገርም እዩ
@BerheWeldekidan-l3c
@BerheWeldekidan-l3c Ай бұрын
Edmen tienan yebzhalka Egziabher amlak 🙏🙏🙏
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ኣማን ናይስልጣን ስትራተጂስት ወዲሹቕ ምዃኑ ሓንቲ ዝዓይና ዩንቨርስቲ ኣስመራ ብሳዋ ክትክእ ኣሜን ኢሉ ዝቕበል ህዝቢ ምህላዉ ፈሊጡ ምትግባሩ የርእየካ።ከምውጽኢቱ ከዓ ክንዲ ተምራመርትን ሓሰብትን ክንደይ ተጻረፍቲ ኣፍርዩ ኣሎ🎉🎉🎉
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
ነዚ ወትሩ ብመንፈሱ ምዉት ዝኾነ ሸይጣናዊ መራሒ ስዒቦም: ብመጀመርያ ናይ ቀረባ ጉጀለኡ: ቀጺሉ ክኣ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ: ምዉታት ኩይንና ምትራፍና: ብጣዕሚ ዘጉሂን ዘሕምምን ኩነታት እዩ። Thank you.
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal Ай бұрын
አማኒኤል ሐዉና የቀንየልና ሰለኩሉ ነገር ኤሳያሰ ብትዕቤት እዩ ዝዛረብ አነ ዝገርመኒ ናይቲ ሕዝቤ ባርነት ዝፍቱ እዩ ሐደ ሐደ ግዜሰ አብ ሰደት ይብለ ኤካ ትብሉ አብ ገዘኡም ሰለ ዘይበጸሑም እዩም ምሳካ ዝተቃለሰ ድአ ሐይርካ ቆልዕት አዘከቲምካ ብቃልሴ ዘሕለፍዎ ከይአከሉም አብሀገሮም ከቅጹዑ ዓገበ ህዝቤ ኤርትራ። 🙏🏾🙏🏾💕
@afeworkighebrehiwet1490
@afeworkighebrehiwet1490 Ай бұрын
It sounds like aby Ahmed is granted permission to destroy eritrea. It also indicates that the old owner of eritrea is surrendering.
@Destahun
@Destahun Ай бұрын
ናይ ብሐቂ ዓያሹ እዮም በገዛ አሕዋቶም ተሰካር ግበርሎም እተበለምሰ በቃ ምጥቃዕ ጉዳማት ዓዲ ነፃነት ዘምፅእሎም አቦታት ክብሪ ይግቦኦም እና አቢ በይን ሐሊፉ እዪ
@kebirates5125
@kebirates5125 Ай бұрын
ኣብ ኢድ ፈራሕ ኣይትውደቅ'ዩ: ዓቅሞም ስለዝፈልጥ ዩ ኣጥፊእዎም::😢
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
ቕኑዕ በልካ።
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ Ай бұрын
አማኒኤል ንኤራትራ ዘዋረደ ኢሳያስ ጀለንፎ እዩ አብ ዘየ እትዋ ጠብሎቅ እንደበለ ከም ናይ ረጎኦ ዝኒቢ።
@geezawi4046
@geezawi4046 Ай бұрын
ን ፋኖ ኪስዕር ዘይክኣለ መንግስቲ ሲ፡ ኪንዲዚ ጠራዕ ጠራዕ።
@titEye-i2g
@titEye-i2g Ай бұрын
ንሕማቅ ሰራሕ ንአሸተይ አዩ ዝኣክል ኣምላኽ ይቅረ ይበል አምበር
@BerheWeldekidan-l3c
@BerheWeldekidan-l3c Ай бұрын
Amanuael hawna tgebro kalsi btaemi zleale kbri ygbeaka 🙏🙏🙏
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ጋውና ኤክስፐርት ሳይኮለጂስት ደቂ ሹቕ ኣዝማሪኖ ፍትሓት/ተዝካር ንህዝቢ ይእዝዘሎም ምእንተገነት ኣኣንተኣተዉ🎉🎉🎉
@mebrahtuweldemichael5178
@mebrahtuweldemichael5178 Ай бұрын
አንድ ጀግና የሕግ የበላይነትን የሚያከብር በጨቋኝ ተንኮለኛ ኢሳያስ እራስ ወዳድ ስግብግብ የታሪክ አተላ ሆኖ ይታወሳል!!
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
እዛ ምስ ኢየሱስ ዝሰርዓቶ ሰብይትስ ብሂወት ዶ ትህሉ ? ከመይ ኢሰያስ ስጋብ ሕጂ ብሂወት ዘሎስ ናታ ዕድመ ወሲዱ ኽኸዉን ኣለዎ።
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Ай бұрын
ኢሳያስ ምስ ህዝቢ ኮይኑ አኮ ጸላአቲ ዘይፈጸሞ ገበን የለን። ስለዚ ኢትዮፕያ አንተወረርዋ ዝገርም ኣይኮነን።
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 Ай бұрын
ነቲ መድሓነ ዓለም ምስ ጋንን ኣወዳድርክስ ጽባዝህ ንግሆስ ይረኣየካ ፍርድኺ
@teamegenreyesus2735
@teamegenreyesus2735 Ай бұрын
ፅቡቕ ነይሩ ኣብየት እንተዝገብሮ
@habtedesta1665
@habtedesta1665 Ай бұрын
That's tru
@AbayDisti
@AbayDisti Ай бұрын
😢😢😢
@kebirates5125
@kebirates5125 Ай бұрын
ንኤርትራ ኣብዚ ከምዚ ዘላቶ ክትወድቅ ዝገበርዋ እቶም ንጣብ ደም ከይከፈሉ: ኣብ መዋእል ቃልሲ ንኸብዶም ዝነብሩ ዝነበሩ: ኣብ ስደት ዝበለዩ ዜጋታት ኤርትራ እዮም::
@asliruessom5607
@asliruessom5607 Ай бұрын
ስላም፡አማኒኤል፡ኢቲ፡ሂዚቢ፡ኒሂዙቡ፡ኢናቐተለ፡ሂዚቢ፡እርቲራ፡ሁዚቢ፡ይቀትል፡አቢ፡አይኮነን፡ህዝቢ፡ኤርቲራ፡እዩም፡ተላማት፡ቀተሊቲ።ሂዝቦም፡፡፡አምላኽ፡ኒኺፍአቱ፡ዘረባ፡ኮኑቱ፡ይጊበር፡፡ሂዚቢና፡ይጠፍእ፡ቢሂዙቡ፡እጊዛአቢሄር፡ይርኢ፡፡፡❤😂🎉😢😮
@Almaz-yu1lu
@Almaz-yu1lu Ай бұрын
Amanuel ❤❤❤❤❤
@SamsomSami-r4t
@SamsomSami-r4t Ай бұрын
ኣየ ወዲ በሻሻ 😂😂😂 ብንያም ነታናያሁ ቢቢ ከይሰምዕ
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin Ай бұрын
አማኑኤል እያሱ ብዙሕ ጌጋ አለካ ፍሉጥ ነገር እዩ ግን ሐደ ሐቂ አነ ዝአምነሉ ካባይን ከምዚ ኸማይን ዝአመሰሉ ንስኻ ትሐይሽ::
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ዚቢኢ አስምራ ማዒረ ኢዮሱሲ።።።
@melay222
@melay222 Ай бұрын
ቢተወድ ሰብ ከይነቀኽ ሴራ ናይ አዲ ሀሎ ጋኔን ፈሊጡዎ ነይሩ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
እሞ ዘይነቕሔ ሰብ እንዶ በዚሑ
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 Ай бұрын
ደምጸወና እኳ ጉድ
@titEye-i2g
@titEye-i2g Ай бұрын
ኣይገድፍን ኣብይ ዲክታቶር አዩ ካብ ኢሳያሰ ዝገደደ አዩ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ሒቶኦም ቁዋም ሕግ ይተግብር ሒቶኹመይቱ ቁዋም ኹም ምይቱ ኢሲኹም ምቲኩም ኒዓኹም ፊቲሓት ኩሉኹም ምዉቲቱ።።።።።።።።
@AkliluHagos-j9p
@AkliluHagos-j9p Ай бұрын
Emanuel hawna bertiee
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe Ай бұрын
NAY BEHAKI LOGICAL N AB KUWUN NET ZETOKERE EWANAWI INTERVIEW BETAEMI ZEDENEKU AGHAYSH.
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
Selam ema
@solomongebreegziabher-gl3je
@solomongebreegziabher-gl3je Ай бұрын
አረጊት ቡኻርያ ኢሳያስ ፡ኤማ ናይ ልበይ ተዛራቢ
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 Ай бұрын
ዕሽነት ህዝቢ ኤርትራ በይኑ እዩ።
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 Ай бұрын
🙏❤🙏
@haileyohannes404
@haileyohannes404 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት፡ ከምዚ እንተኾይኑ ግብርና ደኣ፡ ኣምላኽሲ ከመይ ጌሩ ምሕረት ክገብረልና ይኽእል። ፈሪሔልኩም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ! እንታይ ኮን ክንርኢ ኢና?
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ዕድመደኣሞ ክንደይ ዕድመ መናእሰይ ተዋሂብዎ ይወሃቦን ይወሃቦን እንደኔአለይ🎉🎉🎉
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal Ай бұрын
ባዓል ሕልና አልቦ ን33 ዓመታት ብፍርሕን ብምጥፍአን ሰብ ተዋሪዶ እሱራት ኣብሕጌ ዘይቀርብሉ ንሰኩሞ አብ ሰደት ከም መናድቅ አሰመራ ከትበልዩ ኤኩም።
@natigalla-yz4lu
@natigalla-yz4lu Ай бұрын
According to international law, if you imprison people and if you let them die in prison without justice, it's crime against humanity. A typical example is what we experience in Eritrea.
@AffectionateAstroStation-gj2wo
@AffectionateAstroStation-gj2wo Ай бұрын
ወዲ መድህን ብራድ ዘይተጋነናጽለት ባሕሪ ትዉንን ኢትዮጵያ እዩ ዚደልይ ብኽሙ ከኣዩ ሳሕል ናይ ቀደም ደፋዓት ከተዓረረ ዚኣዘዘ ኣብየ ንኤርትራ ኩናት እንተኸፊቱ ሰተት ኢሉ ከምዚኣቱ እዩ ዚሰርዝሕ
@ErnestuChecvera
@ErnestuChecvera Ай бұрын
እዚህዝቢ እንታይ እዩ ጸገሙ? ኤማ ኣንጊሁ ዝተረድኦ በሊሕ ተጋዳላይ እኻሞ፡ኣይትታሓለል እዚጋኒን ክሳብ ዝቕበር።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ደቂ ማርያምጽዮን ዝደፈሩን ደም ንፁሃት ዘፍሰሰ ህዝብን ከባብን ከይተነሰሀን ካሓሰን ብሰላም ክነብር ዘበት🎉🎉🎉
@werkelulwerka
@werkelulwerka Ай бұрын
Egzeo maharene kirstos
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
Breaking News Alert for Eritreans and Tigrayans: Dealing with a demented Nazi Abiy Ahmed, trilled making Mekelle Beshasha and wishing to make Eritrea like Gaza.
@jonjon695
@jonjon695 Ай бұрын
ህግደፍ ባዓሉ ናብ ቃዛ ቀዪሩዋ ኣሎ አንታይ ክቅዪረላ ዩ ኣቢ
@Azmarinos
@Azmarinos Ай бұрын
ኤርትራ ደኣ ኣቀዲማ በዚ ስርዓት ቃዛ ተቀይራ እንድያ ዘላ።
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin Ай бұрын
ቀጽሎ ቃልስኻ
@Sky20844
@Sky20844 Ай бұрын
ኤማ ዓርከይ ጉዳይ ኩዕታ ድፋዕ ሻዕብያ aan media ብዘይ ማይ ውዑይ ጌሩ ቀሊጡካ ኣሎ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 Ай бұрын
ተሓታቲ ኢሳያስ ከይኮነስ መንእሰይ ኤርትራ ኢዩ።ንምንታይ ንመሰሉን ሕልንኡን ዘይቃለስ ስለዝኾነ
@gatogato2852
@gatogato2852 Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ሕጂስ ብድሕሪ መጋረጃ ኣጆኻ ምሳኻ ኣሎኹ ኲናት ጀምር ሓዛ ሰራዊት ኤርትራ ኣድኪመዮ እዩ ዝብሎ ዘሎ ንኣብይ ኣሕመድ።
@MFish7980
@MFish7980 Ай бұрын
እቲ ጽቤቕነት ናይ 2018 : ርክብ Iseyas ምስ PM-Abiy : Dictator Iseyas ብጋህዲ ኢትዩጳውነቱ ዝተጋለጸላ ዓመት ምንባራ እያ። እቲ ዘሕዝን ግን ጌና ብሃማትን ልቦም ዝዓዉሩ ኤርትራውያን ብሃልቲ ግን ጌና : ኢሱ ወይ ሞት እንዳበሉ ይግዕሩ ምህላዎም እዪ !!!!!
@gatogato2852
@gatogato2852 Ай бұрын
ኢሳያስ ሃይማኖ፡ ኣምላኽዩ ነቶም ደገፍቱ ዘይተረድኣና ኮይኑ እምበር ኢሳያስ ዝበሎ እዝጊ በሎ ኢልካ ምቕባልዩ ኣምልኾ ምዃኑ ክንፈልጥ ክድኣና ይግብኣና።
@afeworkidesta
@afeworkidesta Ай бұрын
ንኤርትራ ማ የፍሕማ ግን ኣይትዘንግእ ተጋሩ ግና ኣይንዋጋእን
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 Ай бұрын
Use just your mind and think about peace..
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Ай бұрын
Isayas neana ab hadega aetiyu nab weladit hageruwn Ethio keatu yiekiel yu, nezia kgebir zklkilo yelen
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam Ай бұрын
ካብ እሰያስ ኩሉ ሕማቕ ነገር ክንጽበ ክንክእል እሎና ምኽንያቱ እሰያስ ሰይጣን ኣብ ኤርትራና ባዕሉ ስለዝነገሰ፣ እስያስ ዝበለ እንተበለ ስብ እዩ መዋታይ እዩ ፣ ወይሎም እቶም ንዑዑ ዘጣቕዑ ዘለዉ: እምበር እታ ሓቂ ክትስዕር እያ።
@usersmart.
@usersmart. Ай бұрын
ዘይኣኽለካ ሓልዮት ድዩስ ራዕዲ ምፍጣር? ኣቢዶ ስዩም ተሾመ ከምዚ በለ ምባል? 1. ባሕሪ ካብ ዝብል ኣቢ ብዓሰብ ዝጀመረ ናብ ሶማሊላንድ ንሶማል ኣለዓዒሉ እንተቐደዎ ናብ ሽምግልና የቛምት አብ ውሽጢ ሶማል አብ ምሕማሰ ይርከብ ሶማል ክኣ ብግዲኣ ኣብ ምዕጣቕ ደገፍቲ አብ ምስላፍ ክሳብ ናይ ኦጋዴን ሕቶ ኣብ ምብርባር ትርከብ። ስርዓት ኣብ ጭቡጥ ወጥሪ ይርከብ። 2. ኣቢ ብዝኣወጆ ኲናት ትግራይ፣ ትግራይ ባዕሎም እውን ከምዝገልጽዎ ተዂሲ ገዲፍካ ቕድሚ ሕጂ ካብ ዘጋጠሞም ዝኸፍአ ናይ ምፍልላይ ሓደጋ ገና ዝተመዛበሉን ጸገማትን ሓቚፋ አብ ዘይተወደአ ዕንክሊል ትረከብ። 3. ክሊ አምሓራ ንምቑጽጻር ንመዓልታት ዝበሎ ኣዋጅ ኣቢ በርዒኑስ ዓመት ተሚሙ ሕጂ ክኣ ብዝረኸቦ ገለ ልቓሕ ኣዘዝቲ ብምቕያር እቲ ትብሎ ዘሎኻ መሳርሒ ኲናት ተሓንጊጡ ተበጊሱ ኣሎ። ከም ሓድሽ ክዛዝም ብምሕላን። ፋኖ ብግዲኦም ይእቶ ጥራይ ብምባል ድሮን ጀሚረንሲ ንመን የጥቕዓ ብምግምጋም ነቲ መኸተ ታሓሒዘሞ ይርከቡ። 4. ናይ ኦሮሞ ምንቕስቓስ ዋላ እኳ እንተነኣኣሶ ኣበይ ከባቢ ከምዘሎ ዝተፈልጠ እዩ። 5. ስርዓት ኣቢ ዶብ ኢትዮጵያ ንኣብነት ብሸነኽ ምዕራብ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን ከይተረፉ ዝዖንድርሉ ገይርዎ ይርከብ። 6. ቑጠባ ኢትዮጵያ ዝሃሞኸ መነባብሮ ዘኽፈአ፣ ሸርፊ ዘዕረገ ኮታ ዕቤት ዝደቖሰ ሳዕቤናቱ ገና ዝቕጽል እዩ። 7. ሰላምን ጸጥታን ህዝቢ ዘፍረሰ፣ ጭውያ ቖትለት ዝፈጸመሉ ኩነታት ዝፈጠረ ጽልእን ዘይምትእምማን ዘንገሰ ድዉይ ስርዓት ዝፈጠረ እዩ። ብርሃኑ ጁላ ዝበሎ ኣቢ ብኣፋ ዝበሎ ሰሚዕናዮ ኢና። እንተ እቲ ኣብ አርእስቲ አስፊርካዮ ዘሎኻ ብሂል ግን ኣብ ዕጽው ኢሉ ይብላ ኣለዋ ገለ ናይ ኢትዮጵያ ማዕከናት። ብኣፋ ከምቲ ካልእ ዝስማዕ ዝተዛረቦ አይተሰምዑን። ተዛሪቡ አይተዛረበን ድሌታት ኩሎም መራሕቲ ኢትዮጵያን ተኸተልትኦምን ኣብ ጉዳይ ኤሪትራ ግን ሓደ እዩ ምግባት። ምድግጋምን ከም ሓያል ፈጻሚ ንኣቢ ገርካ ምቕራብ ጎስጓስ ድዩ ምርዓድ ምድላው ድዩ ምብታን ስነ ኣእምሮኣዊ ኲናት ድዩ ዋላስ ህንጸት እንድዒ........
@soyra778
@soyra778 Ай бұрын
ዝፍትን ኣይመለንን፡ ኢሳያስ እንድሕር ኲናት ከፊቱልና ግን ... ትብል ነይራ ኣይተርጎምካያን። ኣየ ኤማ ኩሉ ግዜ ወረኛ መጣቖሲ😂
@ErnestuChecvera
@ErnestuChecvera Ай бұрын
ወይ ህዝበይ ኣንታ ተረዲኡዋ ድያ ተጣቕዕ ዘላ ጭርቃን መሲልዋ። ንሰይጣን ኣሚንካስ፡ 32:29 ንዝመቱ ኣሕዋትካ እንቋዕ መቱኢልካ ጣቒዕት፡ምልክት ሞትናይ ሕብረተ-ሰብ 'ዩ።
@ttek9180
@ttek9180 Ай бұрын
አብይ አሕመድ ብሰንኪ እቲ ከስራን ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ አፍወርቂ ንኤርትራ ዘዳኻማ ምኽንያት ተጠቒሙ ንኤርትራ ጋዛ ክንገብራ ኢና ይብል አሎ። እዚ ፈኸራ'ዚ ካብ ገዛእቲ ኢትዮጵያ ናይ መጀመርያ ዝመስሎም ብዙሐት ኢዮም። ይኹን'ምበር አብ 1973 ሌተና ጀነራል ተሾመ እርገቱ ናይ ምሉእ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ አዛዚ አብ ሃብረንጋቓ ብደባይ ተዋጋእቲ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ካብ ማእከል ኮለኛ ምስ ቦንቆስዎ፣ ከቢድ ሐዘንን ስምባደን አብ ኢትዮጵያ ሰፊኑን "ንኤርትራ ከም ብያፍራ ክንገብራ ኢና" ኢሎም ኔሮም። ደጃዝማች ሃይለማርያም ዝተባህሉ ናይ ጎጃም ጠቅላይ ግዝአት ገዛኢ፣ ናይ ሃይለስላሴ እንደራሴ ዝነበሩው'ን፣ "ንኤርትራውያን ከም ገዓት ብምኽባብ አኪብና ቀይሕ ባሕሪ ከነጥሕሎም ኢና" ዝብል ፈኸራን ጉራን'ውን አእዛንና ሰሚዔን ኢየን። ሕጂ'ውን ናይ ግዜን መድረኽን ሕቶ እንተዘይኮይኑ ፈኸራ አብይ አሕመድ ንዓና ንኤርትራውያን ሐዲሽ አይኮነን። ምስዚ ኩሉ ግን ኤርትራውያን ብሰንኪ ገስረጥ አተሐሕዛ ከዳዕ ኢሳያስ አፍወርቂ ክመጾም ዝኽእል ሐደጋታት ብምርዳእ፣ ተቓዋማይዶ ደጋፋይ'ዶ ዝብል ሃልኪን ንትርኽን ሐዲግና፣ ነዚ ከዳዕ ዲክታተር'ዚ ይአክል ክንብሎ፣ ሐድንርት ህዝብና ደቁን መሳርዕ ከነበርትዕን ከነደልድልን ንሃገርና ኤርትራ ከነድሕንን ይግባአና።
@Men1109
@Men1109 Ай бұрын
higdeff expiration date is coming soon.
@natigalla-yz4lu
@natigalla-yz4lu Ай бұрын
Our problem is not only Isayas but some of our people are the most irrational people on planet earth.
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 Ай бұрын
For the Agony, for the Loss we suffered from 1973 till Now - Esyas Afwerki and the HamaSen are responsible.
@fituikifle5629
@fituikifle5629 Ай бұрын
ማፍያ ምስ ሓየረካ የጥፋኣካ ስለ ዝኾነ እዚ ማፍያ ጪካን እንታይ ክንጽበ ንኽእል። ሓዲሽ ሕብረተሰብ ከድለየና እዩ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ኢትዩፎርም ጋዜጠኛ ሐያል ሰርሳሪ ጋዜጠኛ
@GoitomTesfay-k8x
@GoitomTesfay-k8x Ай бұрын
Eseyas qaza zqeyera Hager kndey gzye qaza kikewn bejakim hzbi Eritrea zbedelo yeblun neti seytan fellum atfewo
@goly9965
@goly9965 Ай бұрын
አንታ አስና ትበሃል ስብ አብ ናይ ትግራይ ውራይ እንዳአተኻ ውግንና ወይ ፀግኢ እንዳሓዝካ ትፃወቶለኻ ተርኳሽ ዝወረደ ናይ ፅልኢ ጎስጎስ ደው አብል ::
@humble305
@humble305 Ай бұрын
Mealti esurat omg
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
እዋይ ትዕቢት ናይ እዚ ሰብአይ? እንቃዕ ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ክትመስል ተኾብኺብካ ኣብ ችችሮ ክትከይድ ዘይራናካ ኣዪኮና።1993 ኣሚኖምኻ እምበር ኣብ ኢድ ጀጋኑ ኢኻ ኔርካ።ግን ከማኻ ኣትማን ስለዘይነብሩ ተተንፍስ ኣለኻ ኢሰያስ ቦጅባጅ።ፈራሕ ኣዪሓዝካ ተባሂሉ ተመሲሉልካ እዩ።ብርግጽ ቦጅባጅ ኢኻ።
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 Ай бұрын
well I don't think Aby will take the risk to invade Eritrea or anyone at this stage for he has so much going for him in Addis...he's just bluffing keeping busy Ethiopians as well as Eritreans...
@HadushGeremedhin
@HadushGeremedhin Ай бұрын
please Asena tv your report about tigray politics is nonsense information do not add gass for nothing
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe Ай бұрын
SEMIEN TEGHARU BSERI ISEYAS HAGHER ADI TE EDUGH, AKHLABATN SENKULATEN, N AREGHAWIANZEKELEKHAL SLE ZEYBLA ERITREA B ABY TEDEFIRA. ISEYAS DEAA NEZA DONKORO SEBEYTI N AHBAYEN DEY YESHKUWO EYOM.,
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
ኣማንኤልን ጉጀለ ደብፂዮንንካ ከምይ እኩም ታኾኑ😂
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ክቡር ሐው ሕጂ ዶ ተረዲኡኩም ወያነ 2ይ ዋንጫ ሽልማት ክዋሐብ ባአል ሰልጠነ ምስ ብጾቱ ዘይተአደነ ሚልዮን ሐጊዙ አማንኤል አጣሪ ሐሶት ብሐሶት ስለዝአጠረ ድዩ ንአድዋ ወዲሐፍቶም ስለዝኾነ ቀትሪ ቀትሪ ኢሳያስ ዝገበሮ ይነግረና ምሸት ድማ በጃኹም ስልጣን ከይትገድፊ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረና ብካሕናት ጳጳሳት ለምኑ ኢሉ እዩ ዝማኻር ምስ ጎጅለ ደብረጽዮን ጎጅለ አድዋ ተቋውሞ ኤርትራዊ አሊምስምው ብዝኾነ ምስ ግዝያዊ መንግስቲ ጎኒ ኩኑ ዳግማይ ጽንተት ከይከውን እምበርከ ፒሪቶርያ ምፍራስ ምስ Europe & America ምባእስ ማለት አንኮራ ሕልቀት እዩ
@berihabb9619
@berihabb9619 Ай бұрын
መራራ ጉዲና ነጊርሎ ኢትዮጲያ ዩጎስላቪያ ክትከው ጫፍ በጺሕላ ኢልዋሎ እሱዩ ትሕቂ እቲ ጀግና ህዝቢ ኤርትርን ወዲ ኣፌ ጎብለል ቀርኒ ኣፍሪቃ ከለውስ ብዙሕ ኣይትሰከፍ ቅሰን።
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 Ай бұрын
Gebel yblaeka. Ethiopia keytbetaten knmotela ena eludo yehwatna ayqetelomn sdrana. Hji mbttan tmhlel aloka?😢
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
ዘይምፍላጥ ፀገም የብሉን ዘይምፍላጥካ እንድሕር ዘይትፈልጥ ኮይንካ ግን ሰብ ኢኻ ትልክም።
@solomonberahne3432
@solomonberahne3432 Ай бұрын
😂😂😂
@berihabb9619
@berihabb9619 Ай бұрын
​@@YonasHaile-lx4qm ምስላኻ ይጸላእኽዋን ምስምንታይ ኣተሓሒዝካያ ግን ኣይበርሀትለይን ።
@berihabb9619
@berihabb9619 Ай бұрын
​@@ghirmamogos9374 ኣብ ምንባብ ጸገም ኣሎድዮ መራሒና ድበልኩድዩ መሲልካ መራራ ጉዲናኮ ኦሮሞ ኢትዮጲያዊ ዝበሎዩ ፥ኣነ ኣይኮንኩን ተማህሊለ ብዛዕባ ዓድና ሕማቕ ዝምነ ግን ሕጂውን ገመል የምርሽ ይምርሽ እቲ _ _ _ ይነብሕዩ ነገሩ፥ ካብ ምጽራፍ ፍልጠትካ የዕብዮ።
@TeweldeNegash-fi2co
@TeweldeNegash-fi2co Ай бұрын
Nitigray ewun harsch gernayom eluneru eyu koynugin Abi Ayaslamay Aypente mis ziwahaje Mai zifesis eyu Eritrawi aytifrah ni Esyas hizbi Eritrea eyu biadihalo shew zeblu Gizeh akilu eyu.
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 Ай бұрын
Balatom egdef naby nmdahan ahwatna tefiom aby entebele nayebotatu
@idrisabdelrahman7576
@idrisabdelrahman7576 Ай бұрын
Lllllll
@solaman1400
@solaman1400 Ай бұрын
ጥምዙሕ ሰብ ከምዚ ጋዜጠኛ ሪአ ኣይፈልጥን ፊስታል
@gatogato2852
@gatogato2852 Ай бұрын
ንፍለጥ ኣይንፍለጥ እንታዩ ክጠቕመና፧ ቀታሊናን ዓዳል ሃገርናን ምዃኑ ካብ ንፈለጥ ንምልዋጡ እኹል እኹል ኢዩ በለ በለ እንታይ ክዓብስዩ ነቲ ፍሉጥ እንታይ ምፍላጥ የድልየና።
@HadushGeremedhin
@HadushGeremedhin Ай бұрын
And also your far from politics you are not capable to explain more about tigray politics
@k.a3902
@k.a3902 Ай бұрын
Kkkkk beyen akmu 😅😅😅 hasawi belo tigray eko teaxiya kela fetfet zebeleto. 😅😅😅
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 Ай бұрын
😂😂😂😂😢😢
@MntHyab
@MntHyab Ай бұрын
ኢሰያስ ሰባይ ዩ ብፈኸራ ዘይደሃል ።
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 Ай бұрын
Belu hagerawyan nabakum hager eti tmali tedemneral elikum egdef dufunat
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 Ай бұрын
For the Agony, for the Loss we suffered from 1973 till Now - Esyas Afwerki and the HamaSen are responsible.
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 45 МЛН
Triple kill😹
00:18
GG Animation
Рет қаралды 18 МЛН
When Cucumbers Meet PVC Pipe The Results Are Wild! 🤭
00:44
Crafty Buddy
Рет қаралды 30 МЛН