EMNAብቆልዓይ ኣደይ ብጥይት ጸላኢ ኣብ ኢደይ ዓሪፋ። ድሕሪኡ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ንህጻን ሓወይ ሓቑፉ ናብ ቤ ት ሰውራ ወሲዱና ERITREAN HISTORY AN

  Рет қаралды 46,723

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

EMNA ብቆልዓይ ኣደይ ብጥይት ጸላኢ ኣብ ኢደይ ዓሪፋ። ድሕሪኡ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ንህጻን ሓወይ ሓቑፉ ናብ ቤ ት ሰውራ ወሲዱና ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 257
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 3 ай бұрын
Bezukulu halifnas hegi ka zeyerebhu mess woyane koyenom kebezbezuna keteri kolekas kebidka keriz tevel genn hezibu Eritrea kubur sala sewetuna. Zelealemawi zekri kibren nesematatna. Awet nehafash ajoki Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 🇪🇷
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 3 ай бұрын
ኤፍሬም ሓወይ ተጋ/ጀማል ጋሻና ብምግባርካ ካል ልበይ የመስግነካ❤ ፉሉይ ምኽንያት ኣለኒ ጀማል ምስ ሓፍተይ ኤልሳ ዳኒኤል ስውእቲ ቤትምርቲ ሰውራ ኔሮም ናኣሽቱ ይሕዋቱ ካኣ ምሳይ መታዓበይተይ ዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hagosmarkos7114
@hagosmarkos7114 3 ай бұрын
👍
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 3 ай бұрын
Zgerim tarikh. Izi kulu halfifnas, hiji kea bezom nikebdom zishiyetu Seltene adgi Wala wufuy chemcham deqi weyane terebishna
@AlmazTekie-kc9vm
@AlmazTekie-kc9vm 3 ай бұрын
ሓደ ካብ እቶም ዘሐቡን ጀጋኑ ኣሕዋትናን መተዓብይትና ጅግና ጀማል መሓመድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ፡ ኣዚና ብኣኻ ንኾርዕ ንሕበን ፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 3 ай бұрын
ጂም ሓርበኛ ንበረልና ኩሉ ናይ ዓይን ጸገም ተጻዊሩ ስጋብ ሕጂ ዝሰርሕ ኡዩ ❤ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ጀማል ጅግና 🇪🇷💪ክሳብ ሕጂ ትቃለስ ዕላልካ ዘይሙኖ ሑቡን ወዲ ኤረ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷🌹🇪🇷🪻🇪🇷❤️🇪🇷
@tsegino5553
@tsegino5553 3 ай бұрын
አረ በጃኹም ከመይ እዩ ትቃልሲ ኣብ ስደት ብደገፍ , ድጎማ መንግስቲ እንዳ ተኣለስ ይቃለሰላ ኣሎ ትብሉና please ክብሪ ነታ ዝነብረላ ዘሎ ሃገር ቀዳምነት ሃቡ ደሓር ከኣ ክቃለሰላስ ንኤርትራ ኣብ ሽወደን ኮይኑ ይትረፍ ጾር ኮይኑዋ ዘሎ ነታ ዝነብረላ ሃገር እዩ ብድሕሪኡ ድማ በቲ ምሉእ ድጎማ እንዳ ገበረ ዘነባብሮ ዘሎ መንግስቲ ሽወደን እዩ ካብኡ ብገንዘብ ንሃገሩ ይሕግዝ እንተ ትብሉና ንቅበሎ ኢና ስለዚ ጆማል please ሓቂ ኣይትተምዝዝ
@yosephmichael3165
@yosephmichael3165 3 ай бұрын
መርሓባ ኤፍሬም ግደ እዚ ተቕርበልና እዚዩ ንገድሊ ህዝቢ ኤርትራውያን ኣዚዩ መሳጢን መሃሪን ምስቲ ጥዑም ድምጽኻ ኣጅኻ በርትዕ ብዙሕ ህዝቢና እዩ ዝማሃረሉ እዚ ናትካ ፕሮግራም❤
@humedaukud6269
@humedaukud6269 3 ай бұрын
معاناة الشعب الإرتري في عهد الاستعمار الفاشيستي 😢من قِبل إثيوبيا يجعل هذه المآسي ذاكرة حقيقية مؤلمة وحية في نفس الوقت هناك الكثير منها لم يتم سرده حيث تم حرق عشرات القرى والمدن التي حصدت آلاف الأرواح من الشعب الإرتري والذي مُورس فيه كل أنواع العنف الذي يرقى إلى مستوى الجرائم ضد الإنسانية في الشعب الإرتري يجب ان ترفع هذه الجرائم لمجلس حقوق الإنسان لكي يتم ادانة إثيوبيا بهذه الجرائم الخطيرة
@almazhaile77
@almazhaile77 3 ай бұрын
Unfortunately in 2018,we were told that" we are one people with Ethiopians and that we are Added + TEDEMRENAL "😢
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 ай бұрын
ሻዕቢያ! ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ጀማል ወዲ ህዝባዊ ግንባር፡ ብሓቂ ዛንታኡ ርእሱ ዝከኣለ መጽሓፍ ኢዩ! ናቱን ቤተሰቡን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ከም ታሪክ ጽንዓት ናቅፋን፡ ቤትምህርቲ ሰውራ ውን ዘጠቃለለ ኢዩ🙏 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 3 ай бұрын
ጌና እዞም ድሑራት ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ግፍዕን ጨፍጫፍን ተዛሪብካ ዝዉዳእ ኣይኮነን
@almazhaile77
@almazhaile77 3 ай бұрын
Emo lomi mis Ethiopia Hade Hizbi ena tebahilna alena TEDEMRENAL eluna entay Ybahal?
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 3 ай бұрын
@@almazhaile77 ቅድም ርእስኺ ተደሚሩ ከይከዉን ኣረጋግጺ ርሑቕ ዘሎ ከተረድኦ ትዕግስቲ ይሓትት
@habtomtsegay9115
@habtomtsegay9115 3 ай бұрын
ጅማል ናቅፋ ናይ ብሓቂ ንድሕሪት ንዜሮ፡መልስካና ብጽምዋ ሰሚዐካ ናይ ብሓቂ፡ጽቡቅ ኣገላልጻ ከምዚ ከምዘሕለፍካ ኣይ ንፈልጥን ነርና ካብ ዚሮ፡ስጋብ ጀልሃንቲ፡ብሓደ ዓቢና ጀማል፡ዓርከይ ዓድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ2 ይ ክፍል ንጽበ
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 3 ай бұрын
ህ. ግ.ሓ.ኤ. ዋሕስ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ክንብል ከለና ዝወደቀ ህዝቡ ኣብ ምእላይን ምዕቃብን ዓቢ እጃም ዝገበረ ጓሳ ህዝብን ሃገርን እዚ ድማ ውፍዩን ተባዕን መሪሕነት ስለዝነበሮ እዩ ኤርትራና ዋጋ ስውኣትና ክብሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WHabte
@WHabte 3 ай бұрын
ኣዝዩ ዝገርም ታሪኽ ኢዩ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንኽቡር ተጋዳላይ ጀማል።
@eripower4591
@eripower4591 3 ай бұрын
ምስ ጀማል ኣብ ፓልቶክ ኢና ንፋለጥ ወይ ብ ዛግረ ኢና ንፈልጦ ንፈትዎን ንሕበነሉን ሓውና መምህርና እዩ
@AndomOgbazghi
@AndomOgbazghi 3 ай бұрын
ብኸመይ ክግለጽ እዚ ታሪኽ ኣብ ልዕሊ ቡዝሓት ኤርትራዊ ስድራ ቤት ደወረደ ግፍዒ ሓደ ናይቲ ካብ ማይ ባሕሪ ብትልፋ እዩ እሞ ንኽትሰምዖ ንልቢ ድሰብር ታሪኽ ኤርትራ ሃገርና ነዚ ኣደራዕ ተሸክማ እያ ሰግራ ናብዚ ሕጂ ደላቶ በጺሓ እሞ ሕልናና ነዕቢ ንድሕሪት ተመልሽና ንሕሰብ ዘለኣለማዊ ዝኽሪን መጎስን ንሰማእታትና❤❤🇪🇷🌷💐🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌷🙏
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 ай бұрын
ማሽኣላህ ታሪክና እተዘትውልና ክብሪ ያሀብኩም አያታትና ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 3 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር እኮ መዘና ዘይብሉ ኣብ ሰውራ ሃገር ዝኾነ ታኣምራታዊ ውድብ እዩ ! ብጻይ ጀማል ጹኑዑ ተጋዳላይ ህግ
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 3 ай бұрын
ኤፍረም ግደ ከምቲ ልሙድ ከብሒ ታሪኽና ኢኻ ብቓላት ዘይግለጽ ምስጋና ይግባኣካ ጀማል ወድና ድማ ብህኢወት ተሪፍካ እቲ ማንም ዘይፈልጦ ታሪኽ ገድልና ብምብራህካ ንበረልና ቅሰነልና ንክልቴኹም ምስጋና ይግባኣኩም የቐንየልና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ሓበንን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዓወት ንሓፋሽ።
@Erilebna
@Erilebna 3 ай бұрын
Thank you our President for supporting these family that is why we 💕 him. Long live
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 ай бұрын
Jimmy ARKEY kibur BTSAYE EDMIEN TIENAN YIMNEYELKA. TETAFiENA❤️🇪🇷❤️
@fithawitteame9369
@fithawitteame9369 3 ай бұрын
አዚ ኩሉ ሓጎጽጎጽ ስለ ኤርትራ አዩ ። ገዛአቲ ሓይልታት ብፍላይ መግዛአቲ ኢትዮጵያ ኢዶም ኣይስኣኑ ። ❤❤❤❤❤❤❤
@gelilahailom6609
@gelilahailom6609 3 ай бұрын
Baki ezi kolo tekfilo. Zelalemawi zekri 🇪🇷
@almazhaile77
@almazhaile77 3 ай бұрын
​@@gelilahailom6609Emo hiji entay yhaysh TEDEMRENAL, Hade Hizbi ena tebahilna alena. Entay ybehal
@BiniKesete-s3x
@BiniKesete-s3x 3 ай бұрын
​@@almazhaile77ንሱ ን ዔላማ እዩ እንበር እንታይ ዝድመር ኣለና ዔላማና ካኣ ጨቢጥኛ ኣለና ሎሚ ኣይንድመር ፅባሓ ኣይንድመር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪❤️🕌✌️
@AhmedinAbdella-rb5qv
@AhmedinAbdella-rb5qv 3 ай бұрын
ናይ ብሓቒ ዝሕዝን ዛንታ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ጊፍዕን ጭካነን መወዳታ ዘይብሉ እዚዮም ድሑራት ሽም ሊቕ እለት ኢትዮጲያ
@WerestiHdri-mi9iy
@WerestiHdri-mi9iy 3 ай бұрын
ሓደ ካብ እቶም ዘሐቡን ጀጋኑ ኣሕዋትናን መተዓብይትና ጅግና ጀማል መሓመድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ፡ ኣዚና ብኣኻ ንኾርዕ ንሕበን ፡ ብሓቂ ዛንታኡ ርእሱ ዝከኣለ መጽሓፍ ኢዩ! ናቱን ቤተሰብን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ከም ታሪክ ጽንዓት ናቅፋን፡ ቤትምህርቲ ሰራውን ውን ዘጠቃለለ ኢዩ ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷
@mebratbereket2732
@mebratbereket2732 3 ай бұрын
ነመስግነካ ኤፍረም ስለቲ ኹሉ ኣቀራርባኻ❤
@jamalkadir2748
@jamalkadir2748 3 ай бұрын
jamal you are the mos an example person as you are right now thank you
@mhretmengsteab6852
@mhretmengsteab6852 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️🤩🤩 amilak edimen tenani yehabka eziome dea tezniteu zey wedae gebni endiye zelowom
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 ай бұрын
ታሪኽ ህዝቢ ኤረትራ መዋዳድርታ የብሉን ጹቡቁ መደብ ቀጽልዎ ዓወትን ሰላምን ንህዝቢ ኤረትራ
@elk5824
@elk5824 3 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ እንቛዕ ብዳሓን መጻእኩም ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ ሓውና ጀማል ብሓቂ ዘብኪ ዛንታ ኤረትራዊ፡ለከ ውን ዘይተዘንተወ ብዙሕ ዩ ዘሎ።ግደ ሓውና መደባትካ ብሓቂ ጽቡቅ ዩ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን።ሓንቲ ለበዋ ኣላትና ነዞም ናይ ሃጋርና ተዋሳእቲ።ሓቀኛ ታርኽ ስርሑ ናይ ሆሊ ዉድ ኣይትቅድሑ ታሪኽና ታሪኽ ጅግንነትን ሓበንን ዩ በለለይ ሓደራ።thank you God bless you all.❤❤❤
@mebratbereket2732
@mebratbereket2732 3 ай бұрын
ኩቡር ሓው ዘይበኸኻሉ ምኽንያት ሓደ ስንባዴ እዩ፡ ካልኣይ ድማ ኣደይሲ ሞይታ እያ ኦሮማይ ኣሕዋተይ ከድሕን ኣለኒ ዝብል ከም ዓቢ ሓው ሓላፍነት ተሰሚዑካ እዩ ዝኸውን እምበር ኣዴኻ ትኣክል ሞት ኣይኮነን እንተ ትዕንቀፍ እውን ኣደይ ኢልካ ምሰንበድካ ነበረ።
@settieritrea1991
@settieritrea1991 3 ай бұрын
እንዳ ሓደረ ዘገርም ታሪኽ ጀጋኑና 😇 ኤፍሬም ግደ good job 🥰
@AbebeYohannes
@AbebeYohannes 3 ай бұрын
Ato Efrem what you are searching bring history of Eritrean is wonderful push it ❤❤❤❤
@danielwater1321
@danielwater1321 3 ай бұрын
ናይ መጀመርታ ግዜ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ብቃንቃ ትግረ ዝተቓልሓሉ ድምዚዩ። ነዚ ድምጺዚ ዘቃልሐ ሓርበኛ ተጋዳልይ ከኣ (ዑስማን ዳፍላ)ኢዩ። ኣዝዩ ረዚን ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተ/ጋ ጀማል መሓመድ ዑስማን ገና ንኣካል ጉድኣትካ ተጻዊርካ ናይ ኣስታት 46-47 ዓመት ናይ ጽንዓትን ጽንኩር እዋን ታሪኽ ዘኪርካ ሰጋእ ውን ከይበልካ ብንጹር ከተሕልፈልናን ምኽ ኣልካ፡ኣዚና ነመስግነካ፡ዕድመን ጥዕና ድማ ንምነየልካ። ኤፍረም ውን ከምኡ ትገብሮ ዘለኻ ረዚን ስራሕ መዳርግቲ የለብሉንሞ ካብዚ ንላዕሊ ብዘይምቁራጽ ክትቅጽሎ ጥራዩ ለበዋና፡የቐንየልና፡ ብዓልቲ ቤትካ ጋዘጠኛ ዮዲት የሕደጎ ከኣ ሰላም በለልና፡ብስራሕ ድምጺ ቃዘጠኝነት ድሃያ ካብ ዘይሰምዕካ ኣዝዩ ነዊሕ ኮይኑ፡ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም! የቐንየክና!
@giromkidane2994
@giromkidane2994 3 ай бұрын
ኩቡር ሓውና ጀማል የቐኒየልና እዚ ኩሉ ትምህርትን ታሪኽናን ድመሃርካና አብ ክለፕ አውስ አብ ገዛ ኤርትራዊያን ብልቢ እንዳ መስገንኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💎👊👊👊
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 ай бұрын
ዘይተነግረን ዘይተተረኸን ድኣ እምበር:ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወረደ ግፍዕን መቕተልትን መዘና ኣልቦ ኢዩ።😢😢😢
@Hzbawit
@Hzbawit 3 ай бұрын
Wetru ab Seret Jeganuna👁️⏰📚✍🏾🐪⚖️❤️🤝🌺
@messir363
@messir363 3 ай бұрын
አወት ንሐፋሽ❤❤❤❤❤
@zetawbrhane5652
@zetawbrhane5652 3 ай бұрын
ጅማል ዛግሮ ሓውና ባዓል ሞራልን ንሕን ኣበሳ ንዓካን ነሕዋትካን ጥዕናን ይሃብኮም 👍👍💖💖🐪🐪🙏🙏🌷🌷💐💐
@ዜናHabesha
@ዜናHabesha 3 ай бұрын
ኣሕዋተይ ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና🙏 bejakum ba ኣብዛ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም Ata bejjakum bejakum ሳብስክራይብ ግበሩለይ የቀንየለይ።
@rutahabte8262
@rutahabte8262 3 ай бұрын
Merhaba Efrem gede jegena wedi jeganu. Kulu etkrebo medeb btaemi mesaten mharen eyu emo ajoka ketxelo btemi ena nkatateleka. Jemen edemen tenan yhabka fetati .
@aronke2801
@aronke2801 3 ай бұрын
ዝሕዝን ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ዝበጽሔ ስቃይ ።
@eritree9794
@eritree9794 3 ай бұрын
*🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴* *መርሓባ ጀማሂር መምህረይ* *✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 3 ай бұрын
Thank you my Hero ♥️ 🇪🇷
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 3 ай бұрын
መረሐባ ደቂ መትከል ህዝባዊ ግንባር🇪🇷። እዚ ወለዶ እዚ ክፈልጦ ስለ ዘለዎ እቲ ሐቂ ኢልካ ንምቅራብካ ዩናስ ምስ መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ጀማል ወደይ ወላዲትካ ኤርትራዊት ብሙኻና እያ መስዋእቲ ከፊላ ኩሉ ኤርትራዊ ናይ በዐል ዖና ሰንበት ጸላም ወኪዱባ ጁፋ ወዘተካብ ባሕሪ ብጭልፋ ቆጺርካ ዘይውዳእ ህልቂት ተፈጺሙ መራሔቲ ኢትዮጵያ ጭርሖኦም ዝነበረ ኤርትራ መሬታ እንበር ህዝባ አየድልየናን እዩ ነይሩ ዕላማ። ሕጂ ወጊሑ ዋጋ ከዋክብቲ ሽደናት ከፊልና ክብርሪ ንመራሕትና ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና። ዐወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ካልአይ ክፋል ብሰላም ተመለሱና ክንጽበየኩም ኢና🇪🇷☪️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gorginobere921
@gorginobere921 3 ай бұрын
ዘይምኖን ቀዲሕካ ዘይውዳእን መስተንክር ታሪኽ❤❤❤❤❤❤❤❤
@siraktg6543
@siraktg6543 3 ай бұрын
Ewayyyyyy❤ ertraweeee❤ mukannnn❤ atum❤ sebat❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@eri-d6c
@eri-d6c 3 ай бұрын
ታሪክ ተጋዳሊት ጂግና ኣደና ሓብትና ብርክቲ ወልደስላሰ (ታኪ) ኣቅርበልና ኤፊ ሓውና ኩላትና ላይክ ንግበር በጃኩም ኣብ ቀረባ እዋን ከቅርቡልና ነጃኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
@YohannesDeresse-t3h
@YohannesDeresse-t3h 3 ай бұрын
Rip❤
@eri-d6c
@eri-d6c 3 ай бұрын
@@YohannesDeresse-t3h eti dea loksas
@berhanemekonnen5250
@berhanemekonnen5250 3 ай бұрын
Sorry Jemal hawey, Abebe passed away in the begining of 80s. I do not know if there are any of his families, but if they are he was residing at Edgarbi just around the old place of Enda Mesri enda Shahi.
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 3 ай бұрын
ጀማል (ዛግረ) great speach👍👍🇪🇷
@Erilebna
@Erilebna 3 ай бұрын
Please like, share and subscribe
@MichaelHabte-i2c
@MichaelHabte-i2c 3 ай бұрын
ክብርትን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ጽንዓት ብሕውነትዊ ጅግና ጀማል ተባዕን ብትምህርታዊ ጽንዓት ዝሃብካና የመስግንካ ክብረት ይሃብክ ኢፍሬም ወዲ ግደ።❤❤❤❤❤❤❤❤
@eri-d6c
@eri-d6c 3 ай бұрын
ኤፍረም ሓወይ መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣሪ 🙏❤ ከምዚ ገርካ ታሪክ ጀጋኑ የሕዋትና ኣቦታትና ነቲ ዘይንፈልጦ ክንፈልጥ ትገብረና ዘለካ ክብረት የሃበካ ክብረት ርከብ ❤❤ ቀጺለ በጃካ በጃካ ብርክቲ ወልደስላሰ (ታኪ) ቃለ መሕትት ግበረላ ብከመይ ከ (ታኪ ) እሎማ
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 3 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር መድሕን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዩ።🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤🇪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 3 ай бұрын
Thanks efrem and tegadalay jemal for sharing this wonderful and inspiring our history..jemal God bless you 🙏 ❤️ 🇪🇷✌️🇪🇷✌️
@solomonnegusse9286
@solomonnegusse9286 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
እቲ ጋንታታት ብሽመን ዳአ ይጸዋዕ እንበር ብዙሓት ኢየን ዘአልያና ነይረን ❤ኬሪያ ሓሰን❤ ካብቲ ❤
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 ай бұрын
ኤፍሬም ክብረት ይሃብካ ዓቢ ሰነድ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ ንኹሉ መሃሪ መደብካ ቀጽሎ ሓደራ፣ ጀማል ጅግና ኣብቁልዕነትካ ዓቢ ሓላፍነት ሒዝካ ሰብ ፍጡር ዘይክእሎ ክኢልካ እዚ ኩሉ ሓሊፉስ ከምዚ ክትጸውየሉ ምኽኣልካ ዘሐጉስ ኢዩ ክብርን መጎስን ይሃብኩም ጀጋኑና❤❤❤❤
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 3 ай бұрын
❤❤❤❤ selsmtay tekebel.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NahomZerhans
@NahomZerhans 3 ай бұрын
Aytdenguyna seb tarik edmen tenan yhabkum ❤❤❤
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 3 ай бұрын
ወድብ ህ ግ ሕ ኤ ወልድ ካብ ዝብል ማለት ህ ሓ ምስ ተባሓለ ብንካሕት ዝተነድቀ አዩ, አዚ ሐጂ ኣብ ኣውርጳን ኣብ ኣመሪካን ዘሎ ንቕሓትወይ መዕ ባለ ኣብ ሚዳ ኤርትራ ኔሩ ዩ
@tesfitamine4009
@tesfitamine4009 3 ай бұрын
ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እሞ ብዘይቀልዓለም ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዩ ዝስራዕ ግን ኣብ ምስናድን ምንጋር ታሪኽናን ዝሒልና ኣለና❤❤❤
@roseekt4799
@roseekt4799 3 ай бұрын
Thank you very much 🙏 💞🇪🇷🙏💞💞
@robelr1012
@robelr1012 3 ай бұрын
That's amazing🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏼️✊🏼️✊🏼️
@Metkeli
@Metkeli 3 ай бұрын
Wedi jeganu jegna wedi erey ❤
@moemoemoe423
@moemoemoe423 3 ай бұрын
ዘይ ተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን አብ ቃልሲ ኤርትራ
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 3 ай бұрын
Merhaba deki erey jignnet eritrawi zerzirka aywudhan eu Efar haweybzuh qyatat kndey elka kxhafi tarik eritrawi bzuh eu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍❤️❤️❤️👍❤️❤️❤️❤️❤️
@elisaMebratu
@elisaMebratu 3 ай бұрын
የሚገርም ታሪክ ይህ በመፅሀፍ ቢሆን ብዬ ተመኞሁ ኤፍሬም በርታ ጎበዝ ጋዜጠኞ
@mariyochannel258
@mariyochannel258 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🦾🦾🦾
@mekonenzerai974
@mekonenzerai974 3 ай бұрын
መርሓባ ብጻይ ሓርበኛ ጂሚ/jimmi / our hero ኣኽበርትኻ ካብ the horn politics club house and the horn politics media network ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዝስራሕካን ዓወትን ኣሳልጦን እንዳተመነኹ ስለ ኣብርኩቶኻን ንስለ እዛ ሃገር ዝኸፈልካዮ ከቢድ ዋጋ ሞሳን ምስጋናን ይኹንካ ንስኻን ብጾትካን ኣርካናት ቅርሲ ሓርነታዊ ቃልስናን ኢኹም እሞ ደጊመ ምልእ ምስጋናይ ይብጻኻ :: ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ ኤፍሬም ገደ ንስለ'ቲ እትገብሮ ዘለኻ ምዕቃብን ምዝንታውን ታሪኽ ኣርካናትናን ዋርሳይን ኣበርኩተኻ ስራሕካን ኣዝዩ ዕዙዝዩ'ሞ ምስጋና ይኹንካ ንኽትቅጽሎ ድማ ብትሕትና ይሓትት ::!!!/ቀጣን እንባልቆ ኢየ!!/
@proud2beritrean291
@proud2beritrean291 3 ай бұрын
Thank you 🙏 for sharing proud to be Eritrea 🇪🇷
@almazfitiwi
@almazfitiwi 3 ай бұрын
💐💗🎇❤️👍❤️🎇💗💐💗🎇❤️💐💗🎇❤️ Tarik Eritrawi ❤️💐💐
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 3 ай бұрын
Edme n wedi afom, selam n hzbi eritrea, zkri n sematatna, awet n hafash, eritrea eritrea n fetweki
@abrahamghebray764
@abrahamghebray764 3 ай бұрын
Gimi hawey meqalstey 4y genbar ab sweden kemzi tarik ❤🇪🇷💪🎉thanks
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 ай бұрын
እቶም ካብ ህግደፍ ደርጊ ይሓይሽ ትብሉ ካብዚ እንታይ ትምሃሩ??
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 3 ай бұрын
መርሓባ 🙏🇪🇷🙏
@melatstrass9787
@melatstrass9787 3 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
@merhawitgkristos4896
@merhawitgkristos4896 3 ай бұрын
btemi kebid zanta eritrawi zehlefo shgr tezaribka aywdan eyu ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Etaro1991
@Etaro1991 3 ай бұрын
ይቀንየልና ጀማል ሓቢቢ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኢኻ ናይ ብሓቂ ክሳብ ሕጂ ከይትሓለልካ እተካይዶ ዘለኻ ቃልሲ የመስግነካ:: ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@PIA70s-hf8lk
@PIA70s-hf8lk 3 ай бұрын
❤ Eternal Glory to SUWUaTNA🇪🇷 awet NiHAFASH ..😢June 20th 4eva
@yosiefmhretab4617
@yosiefmhretab4617 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@semhar9630
@semhar9630 3 ай бұрын
Meskiyn kendey sheger haliyfu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍
@FitsumMother
@FitsumMother 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 3 ай бұрын
God bless u my brother 🙏 ❤️ 🙌 💙 ♥️ 💛 🎉
@senigmeskel6714
@senigmeskel6714 3 ай бұрын
ጀማል ናቅፋ ሕቡን ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💪
@JacobNayadina
@JacobNayadina 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍🏽
@shashuyohannes1633
@shashuyohannes1633 3 ай бұрын
Jomal nakfa brother ❤🌹🙏🇪🇷
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 ай бұрын
እዋይ ጀማል ጅግና እዚ መሳጥን ዘሕብን ን ዘኹርዕን ን ዘስተንትን ታሪኽካን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ን እዩ እሞ ሐበን ኩርዓትን ይሰማዓካ ንስኻ ክአ ጅግና ናይጀጋኑ ሽልማት ሃገር እኻ ተሸሊምካ ዘለኻ ብርሃን የዒንትኻ ንስለ ሃገር ዝኸፈልካ ኢኻ እሞ ሐበን ይሰማዓካ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tirhasmeashoraemeasho4593
@tirhasmeashoraemeasho4593 3 ай бұрын
Zageri ayney( ጀማል ) belebi zefitew nay sedite memiheriy hawey jegena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👌🏻
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 3 ай бұрын
ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና ኤፍሬም ግደ በቲ ተቅርበልና ደለካ ማሃርን ሃናጽን ዛንታ ኣዚና ነመስግነካ ንጅግና ተጋዳላይ ጀማል ምቅራብካ ዘቅርቦ ዛንታ ክትኣምኖ ዝገርምዩ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ቅያ ስርሓት የለን ጽን ኢልካ ክትሰምዖ ይገርምዩ ጀማል ድማ ጽቡቅ ጌሩ ተንቲንዎ ከማካትኩም ውጻእ ማዓት ብሂወትኩም ምትራፍኩም ድማ ንዓና ከተዘንትዉልና ዓቢ ዕድልዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤
@geneteden4343
@geneteden4343 3 ай бұрын
አብ ሳውራ ብዙሕ ብዛዕባ ኢሳያስ ዲቆመንተሪ ናይ ሐሶት ታሪክ ተሰሪሁ እዩ ኢሳያስ ናብ ገድሊ ዝአተወ ካብ አዲስ አበባ እዩ ንስካ አብ አዲስ አበባ ነይርካ ምስ አዴካ ማለት እዩ ናይ ጃንሆይ ወታደር ነዴካ አብ አዲስ አበባ ቀቲሎማ ንበል??? አበይ ሰፈር ነይርካ አብ አዲስ አበባ ቀትጽሉ ኢሳያስ ብፆቱን ናብ ገድሊ ዝአተዉላ እለት ብሂወት ዘለዉ ክዛረቡ እንኮለዉ ሕፃን አዲኡ ዝሞቶቶ ኢሳያስ ሂዙ ነይሩ ኢሎም አይፈልጡን ከመይ እዩ እዚ ዶሮና ታሪካት???... 😨😨😨😨😨😨😨
@teweldebrhananebrhane6207
@teweldebrhananebrhane6207 3 ай бұрын
ተንቲንካ ዘይውዳእ ግፍዕን ተንኮልን ጸላኢ~} በቲ ክኣ ትብዓትን ጥበብን ተጻዋርነትን ህዝብን ሰውራን ኤርትራን ዘገርም ጅግንነት 💪🇪🇷
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
ኤፋት ሓዉና ፍልይቲ ክሕብረካ ቕድሚ ሕጂ አዴና ሂወት ዝብሃላ አቕሪብካ ነይርካ እታ ዉግእቲ ጋል ቐሺ ዝበላአ ብሂወት አላ ። ገዲም ተጋዳሊት ብሰአ ዘሎ ታሪኽ ቐዲሒኻ ዘይዉዳአ ካብ ግዜ ቦጦለንታት ምስ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረት ኢያ ። አዴአ ናይ ሓርበኝነት ምስክር ወረቐት አለወን አብ ማይ ተመናይ ፡ሲይቲ ቐሺ፡ ተወልደ፡ ብርሃነ ዝባሃሉ ኢዮመ ወላዲታ ካብተን ታሪኽ ዝሰርሓ ዝነበራ ኢየን ፡። ጋል ቐሺ ዉን መራሓቲ መስርዕ ከለዉ ናይ ሕጂ ጀነራል ፊሊጶስ ብቐረባ መጋድልታ እዮመ ታሪኽ ዘይትርስዕ ሰብ ኢያ ። ፡ ። ከየስገልካ ምስ ዒቤት ንወላዲታ ትዕበ ንጉሰ ዝብሃላ ሰይቲ ቐሺ ማይ ተመናይ ርኸበን ።❤❤❤ ይቐንየልና ኤፊሪም ግደ❤❤❤
@tirhasghebremariam4122
@tirhasghebremariam4122 3 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
ስዉቲ አልማዝ፡ ሃብተ ቲሪሎ ወዲ ዑስማን ራህዋ ነቢያት እዜኦም አብ ባጽዕ 1977 ዝተሰዉኡ ጀጋኑ ። አልማዝ ሃብተ ግን አበይ ከምተሰዉኤት አይፈለጥኩን
@tabawufuyat111
@tabawufuyat111 3 ай бұрын
ዋው ዛግረ ናይ Paltalk nickname l remember you wow ይዝክሮ ባዓል ዛግራ ሕጂ ብሂወት ዘየለ ኣድሚን ወናኒ ሩም ባልቶክ ዝነበሮ ሰብ ከም ባዓል ዛግረ ሓርበኛታት ክጸርፎምን ከዋርዶም እንከሎ ኣዝየ እየ ዝሓዝን ኔረ ግን በቲ ሃልሃል ዝብል ሃገራዊ ቃላቶም ይጻናናዕ ኔረ ብድሕሪኡ ግን ባዓል ዛግረ ናይ ባዕሎም room ምስ ከፈቱ ሰላም ረኪብና ይብለኩም። ንዛግረ ብድምጺ ጥራሕ እየ ዝፈልጦ ኔረ ሕጂ ብኣካል ምርኣየይ ኣዝየ ታሓጉሰ። nice too see you my hero ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ።
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 3 ай бұрын
ቃላት ስኢነ ንኽገልጾ ሻዕቢያ መላእኽቲ ስውአት ሰማእታት ብዘይ ቀልዓለም ። ዝኽርን ክብርን መጎስን ንሰማእታት ዓወት ✌️ ንሓፋሽ !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ 🌹🌷💐🌾👍
@rufilamisghina8504
@rufilamisghina8504 3 ай бұрын
Thank you efrem gde❤🇪🇷🙏
@mesgenaasgodom9670
@mesgenaasgodom9670 3 ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾
@FionayasinSalh
@FionayasinSalh 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 jgna wedi eriy
@aranshitesfaldet2126
@aranshitesfaldet2126 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@asmeretgurja9696
@asmeretgurja9696 3 ай бұрын
ኤፍሬም ግደ ስላምታይ የብጻሕካጂግና ሐወና ኻብ አሜሪካ እንዳናፊቅ እና ነዛ ሐላል ህዝብና እንዳተዓወትና እና ጽላ ል ሐያል ህዝብና ን ሰራዊት ና ንሕበን 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@akberetokubay6095
@akberetokubay6095 2 ай бұрын
እዙይ ኩሉ ሓጎጽጎጽ ስል ኢርትራ እዩ ግዛ እቲ ሓይልታት ብፍላይ ምግዛእቲ እቶጽያ ኢዶም ኢዶም ኣይስኣኑ
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 54 МЛН
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 3,8 МЛН
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 54 МЛН