Atv Asena Live -ምቅልቓል ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ባይታን ክዉንነት ኢትዮጵያን ዞባናን ምስ ኣቶ በረኸት ካሕሳይ

  Рет қаралды 17,933

ATV asena

ATV asena

3 күн бұрын

Atv Asena Live -ምቅልቓል ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ባይታን ክዉንነት ኢትዮጵያን ዞባናን ምስ ኣቶ በረኸት ካሕሳይ

Пікірлер: 51
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 Күн бұрын
Thanks Mr. Amanuel please repeatedly interview and contact Mr. Berket Kahsai, he is among the best intellectual visionery of Tigrigna.
@titi1401
@titi1401 23 сағат бұрын
My wish is to see the next president of Eretria be Bereket Kahsay!!!
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj Күн бұрын
Bere ni politca xubq geru iyu ziflto tesfa alena qexilo 🥰👌💙
@michael-7474
@michael-7474 3 сағат бұрын
ብሓቂ በረኸት 👍
@yonashagos3406
@yonashagos3406 Күн бұрын
Bere very articulate
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Күн бұрын
ኪሮስ በይኑ ወሳኒ ካብ ዝኸውን ምስ ካልኦት መሳሕቲ ክኸይድ ክሳማምዕድ ዝሓይሽዩ ዝመሰኒ።
@yonastsehaye4397
@yonastsehaye4397 11 сағат бұрын
ኣብ ገለ ገለ ይመስጠር
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay Күн бұрын
Thank you....
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 Күн бұрын
Selam Bereket it’s good to see you and thank you so much for your assessment of the situation I hope that it’s the best time for us
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mutonichance3723
@mutonichance3723 Күн бұрын
መምህር በረከት ኹሉ ግዜ ብሃንቀዉታ ንፅበዮ 😘 ፅቡቅ ገይሩ ህሉዉ ኩነታት ቀርኒ ኣፍርቃን ምድል ኢስት ፅቡቅ ጭቡጥ ሓበሬታ ዝህብ ሰብ እዩ :: #ኣማንኤል ንበረኸት ኣብ ሶሙን 2ተ ግዜ ወይ ሓደ ግዜ ዓሚል እንተ ትገብሮ ናይ ኣሰና ክንደይ ፅቡቅ ነይሩ ::🙏
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 Күн бұрын
ሓው በረኸት እንታይ ደኣ ጠፊእካና ኣይትጥፋኣና ንናፍቐካ ኢና መምህር ፓለቲካ
@leteiassu2123
@leteiassu2123 Күн бұрын
Beautiful program tanks a lot we Eritrean let’s put our defence behind and work together to get rid of this Dangerous regime!!!💙
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 Күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@JosephLeseba-zg8rz
@JosephLeseba-zg8rz Күн бұрын
Good job, Ema. What most matters is not how much we are right but how we together. That's
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 Күн бұрын
Well done Bereket n Amanuel, you deserve appreciation ❤.
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 21 сағат бұрын
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌿🌹🌹✌️✌️
@harinawilliam3649
@harinawilliam3649 Күн бұрын
So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍 ❤❤
@EmuMuktar
@EmuMuktar Күн бұрын
Men yemsel bergid hamedu kkkk
@kobramewael7857
@kobramewael7857 Күн бұрын
መምህር በረከት ንትህበና እዋናዊ ትንተና ብጣዕሚ የመስግን ።
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 Күн бұрын
Aye ama zeyhilel tebae jigna seb ajoka hanti mealti ghin awet alo ajoka
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 Күн бұрын
Thank you Bereket bitaami kemzi ainet zimisgen mikiniatu sikefeta Adis Abeba
@TesfaySemere
@TesfaySemere Күн бұрын
Well come bereket❤
@jagme334
@jagme334 Күн бұрын
Nice to see Beteket 👍
@arayaselassie9390
@arayaselassie9390 Күн бұрын
1 🎀ኤማ ሓውና፣ እታ ደጋጊምካ ተልዕላ ዘለኻ ኣብ መሬት ዘሎ ክ ውንነት ዝምልከት ኣብ ግት ክተእትዉዎ ዘለኩም ብሓጺሩ ክነግረካ። ኣብ ሞንጎ ብልጽግናን ትግራይን ዘሎ ርክብ ኣዚዩ ተዃሳሒ እዩ። እኒ ኣብይ ስጋብ ሎሚ ቐንዲ ሓደጋ መንግስትና ህወሓትን ሰራዊቱን እዮም ዝብል ደምዳሚ ገምጋም ኣካይዶም እዮም። ብዙይ ምኽንያት ርክቦም ብጥንቃቐ ተታሒዙ ኣሎ። ካልኣይ፣ ውዕል ፕሪቶሪያ ብተነፃፃሪ ሰላማዊ ኣገባብ ተፈፃምነት ክረክብ ክበሃል ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሽግር ይቕጽል ኣሎ። ንዙይ ንምፍታሕ ብትዕግስቲ ንምስራሕ ይፍተን ኣሎ። እሞ ኣብዚ ኩነታት እንዳሃለወ ጉዳይ ብርጌድ ንሓመዱ ናይ ትግራይ ቐዳምነት ክኸውን እዩ ኢለካ ዝውሰድ እኳ ኣይኹን እምበር ትግራይ ዕንቅፋት ክተከውን እያ ኢልካ ኣይግመትን። ብርጌድ ንሓመዱ ብሕጊ ዓይኒ ናይ ወፃኢ ሓይሊ ስለዝኾነ ኣብ ትግራይ እውን እንተረጊጹ ብዋናነት ናይ ፌደራል ፍቓድ እዩ ክኸውን። ምስኡ ናይ ትግራይ እወንታ ተሓዊሱዎ እዩ ተፈፃምነት ዝረክብ ይመስለኒ። እንተኾነ ግና ኣብይ ኣህመድ ኣብ መዓልቲ ዓሰርተ ግዘ ሓሳቡ ዝቐያይርን ንምጥላም ኣብ ጫፍ ዝጸንሕን ሰብ ስለዝኾነ ብርጌድ ንሓመዱ ክብድ ዝበለ ድርድር ክገብር ትፅቢት ይግበሮ።
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 Күн бұрын
ኣጆና ናይ ዓወትና ሚስጥር ኣብ ምክእኣልናን ምምልላእናን ኢዩ ዘሎ:: ግዜ ከለና ግዜ ኣይንጸበ::
@user-tq2xr3fg4w
@user-tq2xr3fg4w Күн бұрын
ሙሁራት ኣሳትፍ ከቢድ ኣርእስቲ ኣልዒልካ ብመለክዒ ንኺድ
@arayaselassie9390
@arayaselassie9390 Күн бұрын
3 ☎Birged Nihamedu must have a strategic leadership at the center.
@teklehaile4908
@teklehaile4908 Күн бұрын
ፕሮፈሶር ኣርኣያ ዝበልዎ ኣብ ኣኼባ ንዘክር
@warrihabesha
@warrihabesha Күн бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣጀንዳ ኢሰያስ ኢዩ ከተግብር ዝኽእል እንበር፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣጀንዳ ከተግብር ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ወሪዱ ኢዩ።
@tesfayteame8764
@tesfayteame8764 Күн бұрын
Hzbi tigray berged nehamedu kehgez alewo
@AmanuelOkbay-m9s
@AmanuelOkbay-m9s Күн бұрын
Bere bester Mann
@zera1464
@zera1464 Күн бұрын
Nay Bihaki nay Bernie Hasabat kibulyu biflay dima izi hji ab nenhdhid zigber zelo zeyedili imo dima tekalesti ina miszbilu zihwkuwo zelowu
@Eritreaplus
@Eritreaplus Күн бұрын
እዋይ ሃለውለው..
@teklehaile4908
@teklehaile4908 Күн бұрын
ስቕ ኢልካ ተማሃር ፡ ሃለውለውካ ንዓኻ ፡ ዓቕምኻ ምዘን
@tg7368
@tg7368 Күн бұрын
ይኩን ድአምበር በረኸት ክምስገን ይግብኦ : አማኤል አሰና ክአ ጸረ መራሕቲ ጉጁለ ዓዋሉ አሥመራ እተካይዶ ቃልሲ ምስጋና ይግብአካ ።😮😮
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 Күн бұрын
Aziu zubuq amuq poleticawi agelaliza bitaami agedasi mezaima
@arayaselassie9390
@arayaselassie9390 Күн бұрын
2 🎀ካሊእ ኤማ ፣ ኢትዮጵያ ፒፒ፣ ፋኖ፣ ትግራይ፣ ኤርትራ፣ ብርጌድ ንሓመዱ ሕድሕዶም ዝወስዱዎ ስጉምቲ ሕድሕዶም ዝሪኡሉ መነጸር በበይኑ ጥራይ ዘይኮነስ ተፃባኢን ዘይገመትካዮን ኩነታ ክፍጠር ይኽእል እዩ። ኣብዚ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ድልዉነት፣ ኣወዳድባ፣ ምእኩልነት፣ ብስለትን ብምርኣይ ናይ ምግባር ተኽእሎኻ ገዚፍ ከምዝኾነ ክርዱእልካ ምግባር ኣገዳሲ እዩ።
@SelamShalom419
@SelamShalom419 Күн бұрын
ብዛዕባ እዞም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ህዲግሓኤ ወይ ህዝባዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓይልታት ኤርትራ ዝባሃሉ እባ ገለ በሉና። ተስፋ ዘለዎ ይመስል።
@fkreayele3056
@fkreayele3056 Күн бұрын
ናይ ትግራይን ኤሬትራን ሰላም ስጋአት እዩ ንአብይ::
@okbbagabertefsa4072
@okbbagabertefsa4072 Күн бұрын
Abiy Ahmed is not trustworthy
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Күн бұрын
30 ሠነ ሎሚ ኣይኮነን። 3,ሠነ ብኣቆፃፅራ ግእዝ (ኣ.ግ) ዝመፅ ዘሎ ሠንበት'ዩ። ሎሚ 30ሠነ ዘይኮነሥ 30'ጁን' ኢዩ።
@tg7368
@tg7368 Күн бұрын
እዚ መደብ ካብ 3 sebat ንላዕሊ ፖለቲካል ሳይንስ ዘጽንዑ ሰባት ክትዕድም ይግባእ ኔሩ poor programm😄
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Күн бұрын
ሓው በረኸት ! ቃለ መሕተት ኣብ ዝካየደሉ እዋን ጥራይ ዝባንካ ኮንካ ምዝራብ ማለት ከም ዘይኮነ ፡ ተረዲእካ ውሕሉል ብዝኾነ ኣገባባ ዘቕርብካዮ ኣዚዩ ዝነኣድዩ ። ሓው ኣማኑአል ከ ኣ ፡ ብዙሕ ስክፍታታት ከም ዘለካ ተገንዚበ ፡ ርግጽዩ ንሕና አርትራውያን ብተንኰል ዝኸሓነ ጸላ ኢ ገጢሙና ከምዘሎ ርዱእ ኮይኑ ፡ ኣብ እተካይዶ ቃለ - መሕተት ብፍላይ እዚ ሕጂ ተላዒሉ ዘሎ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ብዝምልከት ኣብ ክንዲ ኣብ ምሕበራዊ መድያ ኣቲኻ ኣመና ምጉርጓር ፡ ተነቀፍቲ ዝኾኑ ጉዳያት ፡ምስቲ ዘለካ ነዊሕ ናይ ቃልሲ ተመኩሮ ብቐጥታ ምስቶም ኣብ ቃልሲ ልዑል ተራ ዝጻወቱ ዘለዉ ደለይቲ ፍትሒ እሂን - ሚሂን እንተበልካ ይሓይሽ ይመስለኒ ። ኢሳያስ ዝምዝምዞም ደቀቕትን ሕመረት ናይቲ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ስለዘለዉ ።
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 Күн бұрын
Hi bea u need t be elegantly appeare in tv i think it ahave the way u wear sorry
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 Күн бұрын
ቀዳማይ ነገር ስትራተጂካዊ ዪኹን ተክኒካዊ ከምኡ’ውን ፖለቲካዊ አብ ቃልሲ ዝውለድን መስዋእቲ ዝሐትን እንበ ር አብ ፒያቲ ዝወሀበካ አይኮነን። ካብኡ ዝተረፈ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዝፈልጦ ምስጢር ክኸውን አለዎ ዝበሃል ግን ሀለውሎው ኢዩ። ሪስኪ ወሲዱ መስዋእቲ ንኽኸፍል ዝተዳለወ መንእሰይ ጓል መንገዲ አምጺእካ ሀለው-ለው ምባል ይአክል።
@zera1464
@zera1464 Күн бұрын
Awedadiba awedadiba 30years nothing brings. what we need now is by any means freed the people of eritrea hji miwdab miwdab keysemamuko 30 amet geyrkum hji zedli netom zikedu Midgaf tekielka seab tezeykoinu sik mibalyu.
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 Күн бұрын
አቱም ሰባት በርገድ-ንሐመዱ ጨንፈር ኢትዮጵያ ካብ ካልእ ጨነፍር በርገድ-ንሐመዱ ዝተፈልየ አይኮነን፣ ተሪፉ ዘሎ በርገድ-ንሐመዱ ጨንፈር ኤርትራ ምምስራት ኢዩ
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 Күн бұрын
አማኒኤል በርገድ-ንሐመዲ ኤሮፖ ደጊፍካ ከተብቅዕ በርገድ-ንሐመዱ ጨንፈር ኢትዮጵያ ዕላማ እንታይ እዩ ኢልካ ክትሐትት አይቅቡሉን ኢዩ። በርገድ-ንሐመዱ አብ ዝሀለወ ይሀሉ ከምቲ ኩሉ ጊዜ ባዕልኻ ትገልጾ ዕላሙኡ ንጹርን ሐንትን ኢዩ።
@AmanuelOkbay-m9s
@AmanuelOkbay-m9s Күн бұрын
Bere bester Mann
Full Debate: Biden and Trump in the First 2024 Presidential Debate | WSJ
1:38:19
The Wall Street Journal
Рет қаралды 16 МЛН
Khó thế mà cũng làm được || How did the police do that? #shorts
01:00
Climbing from $6,000 to $150,000 Monthly revenue
46:46
Henok Msghina
Рет қаралды 10 М.
ብመንፈስ እግዚኣብሔር ምንባር፡ By Abba Yonas Yohannes
57:05
ዓይኒ-ማይ: AyniMay Tube
Рет қаралды 2,5 М.