ATV: ኣቶ ጌታቸውን ጀነራል ጻድቃንን ኣቢይ ኣሕመድ ኤርትራ ብምጥቃዕ ዓሰብ ንምምንዛዕ ኣብ ዘቕረቦ ውዲት ከምዝተሰማምዑ፡ ዶር ደብረጼን ከምዝተቓወመ ተፈሊጡ

  Рет қаралды 52,844

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29c...
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер: 280
@NebriNebrilo
@NebriNebrilo 2 күн бұрын
ፅቡቅ ኣገላልፃ እዩ thanks so much
@peace-x9s
@peace-x9s 2 күн бұрын
ተጋሩ ናይ አሰና ዜና ዝናዓቅ አይኾነን ወያኔን ሻዕብያን ርክብ ከምዝጀመሩ ቅድሚ ዓለም ዝነገረና አሰና እዩ
@GhiwetGmichael
@GhiwetGmichael 2 күн бұрын
ፀቢብ ኢኻ ጌታቸው ኣባኻ ዝነበረኒ ዓብይ ኣክብሮት 0 በፂሑ ናይ አብይ እስታይል ደብረፂን ምስ ፀላእቲ እዩ ኣዋጊኡና ንስኻ ግን ተጋሩ ንተጋሩ ክተዋግእ ኢኻ ትመስል
@GizeDagna-w6t
@GizeDagna-w6t 2 күн бұрын
ኣሰና እሙን ምንጪ እዩ ብሓቂ ኣነ ኣብ ጎኒ ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ኣለኩ ወጊድ ኢትዮጵያ😮
@bibatigray4002
@bibatigray4002 2 күн бұрын
Debriz you are a great man izi kedah Getachew banda hasawi kulu hadeshdesh ata sekran vodka chelati
@noelgebru5296
@noelgebru5296 2 күн бұрын
ኣብ ቀረባ ሓይሊታት ምክልኻል ዝምልከት ዝተዛበዐ ሓበሬታ ሂቡ። ሕዚ ድማ፡ ህዝቢ ትግራይ ንምኽፍፋል፡ ኣብ ባይታ ዘየለ ሓቂ የዉሪ ኣሎ!!! ህዝቢ ትግራይ፡ እቱ ዚያዊ መንግስቲ ሰላም እምበር ዂናት ከምዘይደሊ ከይትጠራጠር!!!!
@MrJohnabel
@MrJohnabel 2 күн бұрын
ድልየት ኢሱ ድልየት ዝበዝሐ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ጉዳይና ኣይ ኮነን
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 2 күн бұрын
ጌታቸው ዝእመን ሰብ ኣይኮነን ክገብሮ ዝኽእል ሰብ እዩ ፡፡
@አላስ
@አላስ 2 күн бұрын
ተስፋ ይገብር ጌቾ አሰብ አይኮነን ምለእታ ኤርትራ ናብ ዋናአ ክመልሳ አቱም ድርባያት
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 2 күн бұрын
​@@አላስዕላማ ቃልስኻ እንተኾይኑ ጸገም የብሉን ጸርፊ ግና ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን፡፡
@eriadikeyh7974
@eriadikeyh7974 2 күн бұрын
​@@አላስዶ ዊዕጊን ይትረፍ ኢርትራ ሖመራ ክመልስ ኣይከኣለን ቆማል
@BereketSolomon-u9m
@BereketSolomon-u9m 2 күн бұрын
​​@@አላስfetin ata wikareya kab fekera aytehalifun ikum
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
​@@አላስሑመራ ወልቃት ክትመልስ ዘይከኣልኩምስ ኤርትራ 😂😂😂 ኢትዮጵያ ንባዕላ ብሰሜንን ብደቡብን ወጢርና ኣብ ማእከል ክብጥሰልካ ኢና ተጸበ ምድረ ለማኒ 😂😂😂😂
@AmanuelGebremedihen
@AmanuelGebremedihen 2 күн бұрын
አማኑኤል እያሱ አሰና እቲ ዜና ሐቂ እዩ ዝጅምረሉ ወርሒ ታሕሳስ እዩ ፣ ብዙሕ ህዝቢ ተጋሩ ወታደራት ንዘልአለም ከኸቱ ብሂወት ዝተረፉ ምስ ኤርትራውያን ኮይኖም ዓባይ ሀገር ክምስርቱ እዮም እሙን ሐበሬታ ክፅሕፈፈልኩም እየ ተኸኸታተሉ ኢኹም
@fevenasgodom4425
@fevenasgodom4425 2 күн бұрын
None Tigray people will die for Ertria...
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew 2 күн бұрын
ፈስፋሰ ሕብሪ አድጊ
@GrumMstr
@GrumMstr 2 күн бұрын
Getachew Mislene Abiy , Tsadkan bi kilte egru zihnkis tenkolegna
@JusticeAdey
@JusticeAdey 2 күн бұрын
ነበር ፕረዚዳንት ክልል ትግራይን ነበር ኣቦ ወንበር ህወሓትን (እታ 50ዓመት ዝመልኣ) ደብረፅንተት 9000 ሰራዊት ሒዙ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ኣብ ገጠራት ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ ተኸላኻሊ ዘይብሉ ኣደዳ ሻዕብያ ፋኖን ብልፅግናን ሐዚ ድማ ካብ ህጻን ክሳብ ዓብዩ ፥ ካብ ዓለመኛ ክሳብ ሰበይቲ ካህን/መነኮስ ፥ ካብ መርዓት ክሳብ ጥንስቲ ገበን ምድፋርን ፅንተትን ዝፈፀሙ ወታደራት ኢትዮጵያ ካብቲ ዝተጨፍጨን ንቡር ቀብሪ ዘይረኸበን ብኣራዊትን ኣዛብእን ዝተበልዐን ህዝብና ከም ቆፅሊ ክረግፉ ገይሩ ዕሸላትን ዓበይቲን ከተማታትና ብድሮንን ከበድቲ ብረትን ክድብደባ ብምግባር ሰለማዊያን ነበርቲ ከተማ ክጠፍኡ ዝገበረ፣ ደቂኣንስትዮና ክድፈራን ክቕተላን ገይሩ ነዚ ስዒቡ ድማ እኹል ስልጠና ዘይብሉ ዝኹላ መንእሰይ ናይ ድሮንን ዝተፈላለዩ ቁምብላታትን ድራር ገይሩዎ ከብቅዕ ብዘይ ሕፍረት ኣብ ወንበሩ ቁጢጥ ኢሉ ክነብር ብምሕሳብ ምንም ከምዘይተፈጠረ ድሮ ረሲዑ ንስልጣኑ ክብል ሕዚ ድማ ይቕፅል አሎ 1. ህወሓት ኣብ ዓመፅ ተሳቲፉ ስለዝነበረ ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ ዳግም ክምዝገብ ብምግባር ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ኣብ ልዕሊኡ ዝበፅሐ ፅንተት ባዕሉ ዝጀመሮ ምዃኑ አመስኪሩ፣ 2. ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ህዝቢ ኩሉ ክፋል ሕ/ሰብ ትግራይ ብዘርኡ ዝተጨፍጨፈሉ ኣብ ማይ ካድራ ፥ ማይ ደሌ ፥ ማይ ተመን ፥ ማይ ጋባ ፥ ደብረ ኣባይ ፥ እንዳባጉና ፥ ሽረ-ጉና ፥ ኣኽሱም ጽዮን ፥ ማሕበረ ዴጎ ፥ ማርያም ሸዊቶ ፥ የሓ ፥ ኣሕሰኣ ፥ ማይቅነጣል ፥ እገላ ፥ ደብረ ዳሞ ፥ ዛላምበሳ ፥ ኢሮብ ፥ ግዕተሎ ፥ ፍረዳሹም ፥ ማርያም ደንገላት ፥ እንዳ ኣቡነ ይምዓታ ፥ እንዳማርያም ገረዝላ ፥ ኣጉላዕ ፥ ኣፅቢ ፥ ኣላጀ ፥ ተኽዓ ማርያም ፥ ቦራ ቸለና ፥ ስለዋ ፥ ማይ ነብሪ ፥ ማይፀብሪ ፥ ድምባዛ ፥ እንዳማርያም ፈሪማ ፥ ኣላማጣ ፥ ሰመማ [ታሕታይ ቆራሮ] ፥ ቆላ ተምቤን [ዓዲ ጭሎ] ፥ ደጉዓ ተምቤን [እንዳማርያም ሙልዖ] ፥ ነበለት ፥ ዓደርጉድ ፥ ዶንጋር ፥ ሓውዜን ፥ ብዘት ፥ ስንቃጣ ፥ ነጋሽ ፥ ሳምረ ፥ ዓዲ ዓውሶ ፥ ፯-ሕጉም ፥ ዓዲዳዕሮ ፥ ዓዲ ክፉእ - ዛና ፥ ሰመማ [ዓዴት] ፥ ራህዋ ፥ ሕንፃፅ ፥ ቶጎጋ ፥ ሸራሮ ፥ ዓዲሃገራይ ፥ ሰለኽለኻ ፥ ኣብዓላ ፥ ባድመ ፥ ደደቢት ፥ ዓዲ ፀፀር ፥ ዳንሻ ፥ ዓዲረመፅ ፥ ከተማ ንጉስ ፥ ሑሞራ ፥ ሽኸት . . . ወዘተ ኣብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ገበን ምጽናት ዘርኢ [ጄኖሳይድ] ዝፈፀሙ ከይሕተቱ ዓለም ለኸ ሚዲያታት ፥ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ፥ መንእሰይ ፥ ፖለቲከኛ [ፖለቲካዊ ውድባት] ፥ ሲቪክ ማሕበራት ፥ ትካላት ፍትሒን ሰብ ሙያ ሕግን ቅስሞም ዝሰብር ቃለ መሕትት ገይሩ ኣሎ "ሚልዮን ሰብ ተወዲኡ(ተጨፍጪፉ) ዝብሃል ዘሎ መሰረት ዘይብሉ፣ ፅንዓት ዘይተገበረሉ መፈራርሒ እዩ፤ ንኣመራርሓ ኣጨፍጪፍካኒ ኢልካ ንምውቃስን ስልጣነይ ንምሕዳግን ዝተብሃለ እዩ"
@TseghayGhebrat
@TseghayGhebrat 2 күн бұрын
ዚ ቆንዳፍ ጻድቃን ሲ ነዛ ትግርኛ ንምጥፋእ ክሳብ ሕጂ ኣየቋረጸን, ጌታቸው ሲ ደሓን ኢትዮጵያውያዊ ዩ
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 2 күн бұрын
ለምቅነ ብፍላይ ንምታይ ድዩ DDR ብዝቐልጠፈ ክትግበር አለዎ ዝበሉዘለው? ሰራዊት ትግራይ ክብተን ካብኡ ትግራይ ጥራሓ ትተርፍ ሽዑዑ ናይ ኢ/ያ ሰራዊት ናብ ትግራይ ክአቱ አብትግራይ መዋፈሪኡ የጣይሽ ካብኡ ንኤርትራ ንምውራር ይምችዎ እዚይ ብአብይን አሜሪካን ዝምወሉ አብ ግምፍት ዘለው ውልቀ ሰባት ከምእኒ ጋታቸውዝአመሰሉ ሰባት ይሰርሑ አለው ! ከመይ ዝበሉ ድቓላታት ብልፅግና አብ ትግራይ ቦቑሎም ሃዊኾሙና አለው ክንቃለሶም ድማ ይግባእ!
@TekleAregawi-io3zx
@TekleAregawi-io3zx 2 күн бұрын
ኪድ ተልፋስ እንታዴኻሞ ጠፊእካ ኤርትራ ዶ ኣይኮነትን ህዝብና ዝጨፍጨፈቶ።ዋግኣ ክትረክብ ግድን እዩ ናይ ግዜ ጉዳይ እዩ።
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
​@@TekleAregawi-io3zx ተጋሩ ኣብ ልዕሌና እንታይ ከምትሓስቡ ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጥ ሕጂ ውን ዝሓዝክምዎ ነገር የለን ሱቅ ኢልክን ጠራዕራዕ ኣይትበላ ኢትዮጵያ ብሰሜንን ብደቡብን ወጢርና ኣብ ማእከል ክንብጥሰልኩም ኢና ሽዑ ኣበይ ከምትሕብኡ ክንርእየኩም ኢና ።
@user-wi9hi6eq2s
@user-wi9hi6eq2s 2 күн бұрын
ተስፋ ኣለኒ ኤርትራን ትግራይን ተዓሪቖም ክሪኢ
@tedrosgebremariam1032
@tedrosgebremariam1032 2 күн бұрын
I wish! ኣታ ስብ ደማ ግበሩናይ ::
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 2 күн бұрын
❤ ምዓስ ዩ ክጅመር ወፍሪ ምምላስ ዓሰብ ክንከትት❤❤❤
@eriqlafront5150
@eriqlafront5150 2 күн бұрын
ምስ ኣሕዋትካ ስኒት ዘይብልካስ ተመሊስካ ክትከትት ሎቑማጽ
@stelladawit4026
@stelladawit4026 2 күн бұрын
Welkayt amlse megemerya ....derbay
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
መጀመርያ ዓቅሚ እንተሃልይኩም ወልቃይት ሑመራ ምለሱ ዓሰብ ክትብሉ ኢትዮጵያ ብሰሜንን ብደቡብን ወጢርና ኣብ ማእከል ክብጥሰልኩም ኢና ተጸበዩ ትራይ @mulugetarayaw2233
@dawitmikiele
@dawitmikiele Күн бұрын
stupid 😢😢😢
@DanielMulat-iv5jz
@DanielMulat-iv5jz 2 күн бұрын
አይኮነንዶ ዓሰብ ኤርትራ ባዕላ ናይ ኢትዮጵያ ግዝአት እያ! ኢሳያስ ከምዝበሎ ግዘ ክነውሕ እምበር ኤርትራ ናብ አዲአ ኢትዮጵያ ከምትሕወስ ዘየጠራጥር እዩ!!!
@TseghayGhebrat
@TseghayGhebrat 2 күн бұрын
ለይባ ኢትዮጵያዊ ንስኻ ጸረ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ጌታቸው
@mulubrhanyohannes3213
@mulubrhanyohannes3213 2 күн бұрын
Very sad, Using manipulation and fear tactics for the benefit of certain politicians is damaging to Eritrea’s integrity. The country’s future and unity should not be treated as a political game. Eritrea’s progress must be built on trust, transparency, and the genuine interests of the people, not on the ambitions of a few.
@user-cy9ik4cb9m
@user-cy9ik4cb9m 2 күн бұрын
that's what Abiy Ahmed and Getachow Reda plans
@user-nf7wf5ni1k
@user-nf7wf5ni1k 2 күн бұрын
Getachew is truly genuine and brilliant leader
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 күн бұрын
The people of Tigray, who matter most, don’t believe so
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
ተጋሩ እንታይ ከም ትሓስቡ እኮ ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጠኩም ሱቅ ኢልክን ጠራዕራዕ ኣይትበላ ነታ ተሪፋ ዘላ ኢትዮጵያ ብሰሜንን ብደቡብን ወጢርና ኣብ ማእከል ክንብጥሰልኩም ኢና ተጸበዩ 😂😂😂😂😂
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y 2 күн бұрын
If Getachew is brilliant Abiy Ahmed is brilliant too.
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 күн бұрын
እህህ ወዲ ከዳ 😂😂😂😂😂😂😂😂
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 2 күн бұрын
ገታቸውን ጻድቃን ከገብሩ ይኽአሉ ኢዮም
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa 2 күн бұрын
This is 100 % the plan. M. Hummer is tasked with coordinating the process. Isaias siding with Egypt and Somalia is one of the ultimate cause of the Agenda. USA also wants to see Isaias removed from power at any cost. They want to do this before he hands over the ports to Russia.
@agaziT
@agaziT 2 күн бұрын
tigray and Eritrea are one people and one country 💪
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 2 күн бұрын
ናይ ግዜ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ ኢትጵያ ንኤርትራ ከትወራ ኢያ
@haben524
@haben524 2 күн бұрын
Tplf do not conspire with PP to attack Eritrea. TPLF need to defeat Abiy first.
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew 2 күн бұрын
በየናይ ሐይሊ
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 2 күн бұрын
ኣበይ እሞ ሓቂ ምኾነ።
@Jossi4433
@Jossi4433 2 күн бұрын
Junta😂😂😂😂 tebeges bal alahyomna ktbl eika togar
@letina_gualT
@letina_gualT 2 күн бұрын
ንግዚኡ ዘይፍለጡ ሓይልታት 😅😅😅
@narutomirach6793
@narutomirach6793 2 күн бұрын
Hzbi Tigrayn Eritrean lebi kgze alo. yakel embi nenbaelna mtfae aynfekdn kble alewo.
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos 2 күн бұрын
ደብረ ፅዮን እንስሳ ዘገዳም ምስ እንስሳ ዘቤት ሓቢሮም ይነብሩ?ሻዕብያ ንህዝቢ ኤርትራ እናፅነተ ህወሓት 'ውን ከምኡ ብሰላሕታ ንህዝቢ ትግራይ እናብረሰ ካብ ዝነብሩስ ይሓይሽ።
@rona7755
@rona7755 2 күн бұрын
ጉድይ ኤርትራ ዘብቀዐ ኣይኮነን። እዛ አራር ሻዕብያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ እኹል ፍትሒ እንተዘይ ረኺቡ፡ድሕሪ 30 ወይ ልዕሊኡን ክኾን ይኽእል እዩ። ቀደም ኩሉ ትግራዋይ ወገን ኤርትራ እዩ ኔሩ፡ ሕጂ ግን ደመ ኣንቢዑሞ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ከምኡ ብግጣሙ ከም ጅግንነት እዮም ዝርኢዎ ዘለው፡ ስለዚ እዚይ ሕማቕ ኣይወልድን ኢሉ ዝሓስብ ዓሻ ዩ።
@haymanotna
@haymanotna 2 күн бұрын
እዚ ሕልሚ ድኣ ናይ ኩሎም እዩ ሕጂ ይበልዎ ኣይበልዎ ብዘየገድስ
@DestaTsadik-v7t
@DestaTsadik-v7t 2 күн бұрын
Peace❤❤ please 60 yrs on war😂😂😂😂
@xaka5505
@xaka5505 2 күн бұрын
Beti kone bezi anxar Shabiya zsndo Hawi Hawi xdqi eyu. Tqxl ybela.
@meharikahsay7208
@meharikahsay7208 2 күн бұрын
ኣማኑኤ ርግእ ኢልካ ሕሰብ
@galtigrinyatigrinya33
@galtigrinyatigrinya33 2 күн бұрын
ኣሰብ ናይ ኤረትራ አመበር ናይ ኢቶጵያ አይኾነን ገታሸው ኣድጊ ጠላም
@abebedesta3956
@abebedesta3956 2 күн бұрын
Resah hashker hamesen wedi debreenkilil
@bltblt2473
@bltblt2473 2 күн бұрын
@@mebrahtomteklay1152 ዓዋናት መራሕትካ እምበር ሻዕብያ ጸላኢ ናይ ኩሉ ደላይ ሰላም እዩ ተቢሂሉ ተነጊርዋም እዩ.
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
​@@mebrahtomteklay1152 ናትካ ድንበር ዘሓለኻስ ናይ ኤርትራ ድንበር ክትሕሉ ታይ ዓቅሚ ኣለኩም ኣብ ልዕሌና ታይ ከምትሓስቡ ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጠኩም ሕጂ ከኣ ዓሰብ ክትብላ ኢትዮጵያ ብዓባያ ብሰሜንን ብደቡብን ወጢርና ኣብ ማእከል ክንብጥሰልኩም ኢና ተጸበዩ ጥራይ 😂😂😂😂😂
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 2 күн бұрын
Selam ena nideli Nirebhiom kiblu poletikenatat seb yetfiu alewu Embi nikunat selam habiwo nezi hizbi.
@AbrhamBrhane-ke9en
@AbrhamBrhane-ke9en 2 күн бұрын
ATV እዚ እሞ ደስ ኣይብለካን ድዩ
@AbrhamBrhane-ke9en
@AbrhamBrhane-ke9en 2 күн бұрын
ሻዕብይ ክጽፋዕ ኣለዎ
@Rahelaaaaaa
@Rahelaaaaaa 2 күн бұрын
@@AbrhamBrhane-ke9enkemu kemtidelyu nifelt ena.
@HarienaGhezai-do8so
@HarienaGhezai-do8so 2 күн бұрын
Hezbie tegray mexawetie karta gierkumo............yehzneka . please try to read politics in detail with out emotion. Try to make peace educate from your past failure of war and loss.
@baherunegash6934
@baherunegash6934 2 күн бұрын
ናይ ደበረጽዮንን ገታቸውን ትዛረቦ ለለካ ኩሉ ሓሶት ኢዩ። ካብናይ ህዝቢ ትግራይ ጉዳይ ወጻእ ናይ ዓዲካ ተዛረብ ሓቀኛ ሓበረታ አቅርብ። ንጉጅለ ሰብሓት አቦካ ክትድግፍ ህዝቢ ትግራይ ደጋጊምካ አይትጎዳእ። ናይድብረጽዮንን ናይስብሓትን ቡድን ትግራይ ልዕነወን ልዕኑ ለሎንን ናይ ኢሳያስ ብዱን ኢዩ።
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 күн бұрын
አብ ደብሪ ተሰካዕ ርኹስ ዑሱብ ባንዳ ዶርጎኛ 👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹
@tesfayegebre7706
@tesfayegebre7706 2 күн бұрын
ኣስና ዝበሎ ሓቂ ይመስል:: ነዚያ ነገር ናይኣቢይ ኣፈቀላጤ ስዩም ተሾመ ቅድም ኣዋርሕ ቁሩብ ኣልዒሉዋ ኔሩ:: ኣቢይ ኣሕመድ ንኤርትራ ክወቅዕ መዲቡ መሳርያ ንወያነ ምስሃቦም ኣይንተሓባበረካን ኢሎምዎስ እቲነገር ተኾሊፉ ኢሉ:: ንጌታቸው ግን ይንእዶ ኔሩ:: ኬድኩም ስምዕዎ::
@popecarinotes7082
@popecarinotes7082 2 күн бұрын
ኣሰና እሙን ማዕከን፡ ርክብ ህወሓትን ሻዕብያን ቅድሚ 3 ወርሒ መራሕቲ ዞባታት ግዝያዊ. ምምሕዳር ከውርድን ክሰቅልን ፡ጀነራላት ትግራይ ከምዝተቋወሙዎ ሓቢሩ ነሩ፡ብዙሓት ሰባት ኣይኣመኑን ነሮም ሕጂ ግን ኩለን ሓቂ ኮይነን፡ ስለዚ ተጋሩ ኣስተውዑሉ ናብ ዘይናትኩም ኩናት ከይትኣትው።
@lovetigray8288
@lovetigray8288 2 күн бұрын
እዚ ዜና ሐቂ ክከዉን ከምዝክእል 101% እርግፀኛ እየ, አብይ ማለት ምስ ሉዓላዊት ዘይኮነት አዲ (ሶማሊላንድ ) ዉእል ገይሩ መሬት ክረክብ ላእልን ታሕትን ዝብል ሰብ እዩ, ባዓል ፃድቃን እዉን ምስ መለስ ዘባአሶም አብ ናይ ባድመ ኩናት ንምንታይ ናብ መሬት ኤርትራ አቲና መንግስቲ ኤርትራ ዘይነውርዶ ብዝብል ሃሳብ ናይ ባዓል ስዬ ነይሩ ባዓል መለስ አይተቀበሉዎን እምበር.ባዓል አበበ ተክለሃይማኖት አብ tv ቀሪቦም አሰብ ወደብ ይግባአና እዩ ኢሎም ብጋህዲ ተዛርቦምሉ እዮም ስለዚህ አብይ ምስ ባዓል ፃድቃን ኮይኑ ወደብ አሰብ ብሃይሊ ንሃዛ አይብልን ዝባሃል ሰብ አይካአልን.
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew 2 күн бұрын
ሃጠው ቀጠው አይተብዝሁ! ጌታቸው ርክብ ዝገበሮ ምስ ሻእብያ ብናይ ህዋህት ውሳነ እዩ ዝብለካ ዘሎ ደብሪጽ! ትግርኛ አይርደአካን መስለኒ?
@kahssaygebremedhinhabtemic8295
@kahssaygebremedhinhabtemic8295 2 күн бұрын
መሪሕነት ህወሓት ነንሕድሕዶም ክሸያየጡን ኣሕሊፎም ክወሃሃቡን ይረኣዩ ኣለዉ። ንሥልጣን ክበሃል ክሳብ ክንድ'ዚ ክተሃላለኹ እንከተለው ህዝብም ግን ኣብ ክወጽኦ ዘይክእል ፀገምን መከራን ተሸሚሙ እንከሎ ንሳቶም ግን መፍትሔ ፀላእቶም ኮይኖም ምርካቦም ህዝቦምን ህዝቢ ዓለምን ይኽዕቦም ከምዘሎ ክስቆሮም ኣይከኣለን።
@user-wi9hi6eq2s
@user-wi9hi6eq2s 2 күн бұрын
ካብ ኤርትራ❤❤❤❤❤❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 күн бұрын
ሓሳዊ ናይፕርቶርያ እድል መንድዩ አፍሪስዎ ባእልሃ ጌታቸውዶ አይኮንካን ኢሃ ተፍርሳለሄ ከይቀደሚኒ ክቅድሞም ድዩ ዘይንስሃ ብለፀኛ የለን ዋይ ዘየሓፍት ድሙ ።
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w 2 күн бұрын
ክላእ ሓሳዊ ንስኻውን ተኸፊልካሎ
@gebraisamuel8369
@gebraisamuel8369 2 күн бұрын
ASENA and Amanuel. Thank you for the un reserved service and support during the most difficult time in our history. But this time you are playing dirty and cheap political games in Tigray. Stay out of Tigray. You actions are counter productive. You don't know the decision making process in Tigray. Abdominal Asena . 9:23
@HailuAbreha
@HailuAbreha 2 күн бұрын
ኣይ ጌታቸው! ሓሶት'ዶ ከማይ ሓምለ ወይ ከም ወሓዚ ሩባ ይኸይድ ድዩ ?
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 күн бұрын
ኣሰና ኢዚኣ ብቐሊሉ ዝርአ ነገር ኣይኮነን በይዛኻ ዘለና ሽግር ይኣኽለና ዘይተፃረየ ሓበሬታ ሓደጋለዎ
@e-mi2ny
@e-mi2ny 2 күн бұрын
ዓሰብ ዝበሉ ወለዶም እንታይ ከም ዘጋጠሞም ረሲዖሞ ድዮም ሻዕብያ ከሎ ኣባ ዳህሪ
@teklaygebremicael1373
@teklaygebremicael1373 2 күн бұрын
ህወሓት ኹሉ ጊዜ ኣብ ጎኒ ኤርትሪ እያ ህግደፍ ግን ንህዝቢ ትግራይ ን100 ዓመት ንድሕሪት መሊሱና እዩ ስለዚ ክልቲኦም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እዩም
@GhiwetGmichael
@GhiwetGmichael 2 күн бұрын
ምድረ ዶንቆሮ ዓስብስ ይቅረኽን ኣባይ ኣውሕሳ ኣይኮነነን ዓሰብ መረብ ኣይብላን ኢ/ያ ኣብ 86 ትመቀል
@Hdddigv
@Hdddigv 2 күн бұрын
❤❤❤
@user-wi9hi6eq2s
@user-wi9hi6eq2s 2 күн бұрын
ትዝክሩዶ ዘበነ ራያ of ራዛ 1976 ኣቦ ጌታቸው ኣቦ ጻድቃን {ጻድቃን} ኣቦታትና ኣዴታትና የሕዋትና ኣሓትና ቤ/እምኀተና ከቃጽሉ ራያ ዓዘቦ
@DgvDhv-q4l
@DgvDhv-q4l 2 күн бұрын
ጌች ጃግና 💪💊
@nuguse3055
@nuguse3055 2 күн бұрын
ምርጫ ኣመሪካ ቀሪቡ እንድዩ ተክእሎ ኣሎ " መራሕቲ ከምዚ ዓይነት ኣገጣሚ ጉልባብ ገሮም ይዕምጹ ዮም ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 күн бұрын
So what
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 күн бұрын
ኣሰና ስለ ምንታይ ኢኻ ብደም ህዝቢ ትግራይ ናፅነት ኤርትራ ክሕሎትደሊ ኒኤኻ ርኹስ ቡዳ መለስ ስብሓት ደብረፅንተት ኤርትራውያን ስለ ዝኾኑ እየም እምበ ናፅነት ኤርትራ ዝኣምን ትግራዋይ የለይ ።ል ትግራይ ልጠቅሙዋለ ጌታቸው እና ፃድቃን እዮም ኣሰና በጃኻ ሰላም ሃበና ኣንሕናለ ሃማኻ ጭቅናት ኢና ብኣሬሜናዊ ሕወሓት ኣሕዋትና ስኢንና ኢና
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 2 күн бұрын
እሞ ጥቕሚ ህዝቢ ብምፍሳስ ደም ድዩ ዝሕሎ፧
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 күн бұрын
ዶርጎኛ ጉጅለ ከዳን ጣድቃን ገብረሸይጣን ብደም ህዝቢ ትግራይ ንኢትዮጵያ (ኦሮማራ) ወደብ ከምጽኡ ዒሕ ፍንጽሕ, ጨ አይስመረልኩም ካዳምስት ከም አርዮስ👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@getachewtsegaye9511
@getachewtsegaye9511 2 күн бұрын
You are so rude. You are less than non sense. You are putting fuel on fire. Mind your own business. You have to know your limit.Leave the case to the people Tigria.
@user-wi9hi6eq2s
@user-wi9hi6eq2s 2 күн бұрын
ደጺ ጅግና
@ነውራምጻድቃን
@ነውራምጻድቃን 2 күн бұрын
Why TPLF does not appoint replacement for its defectors in ? Why it does not appoint someone who can replace Getachew? What the point of the Congress if TPLF does not remove Getachew ?
@yoelmarkos2004
@yoelmarkos2004 2 күн бұрын
ኣሰና ዓሰብ ድኣ ኢሳያስ ሂብዎም ኢልካና ኔርካ እኮ ሓደ ቅነ😂😂😂
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 2 күн бұрын
ሓሾት ኣማኒኣል ድሓዶ ኣይነበረካን ፈጠራ ብዝኾነ ሀዚ ግ/መ ሒዝዎዘሎ መንገዲ ሓዳስ ሞዕብልቲ ትግራይ ትርኢ እኻ
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 2 күн бұрын
ኣማኒኤል ነቶም ናይ ኔትወርክ ጉጅለ ኣሚንካ ኣይትሸኩል ኩቡር ሓው ኣመኒል ኢዚ እቶም ጉጅለ ዘኣለሙዎ እዩ ሰለዚ ከደይ ዘይገብሩ ሰብ ከፀልሙ ኣብ ባል ጀነራል ጻድቃን ጀነራል ሲየ ካሎኦትን ካብ ህዝቢ ክፈልይዎም ከደይ ዘይበልዎም ህዝቢ ትግራይ ውን ነዖኦም ሰሚዑ ታሹ ኔሩ ሎሚ ግን ኩሉ ተቃሊዑ እዩ ሰለዚ ኩቡር ኣማኒኤል ሓውንና እዞም ናይ ጉጅሌ ኔትወርክ ተኣሳሲሮም ህዝቢ ትግራይ ንዓመታት ክቅልዱሉን ክሰቅዩ ዝፀኑሑ እዮም ጉዶም ክቃላዕ ምኻኑ ሓደ ብሓደ ክድርበዩ ሙኻኖም ምስ ፈለጡ ብድሕረይ ዳዴር ኣይትብቆላ እዩ እዚ ዘረባ ዝብልዎ ዘለው ግን ኣማኔኤል ሓውና ኣብ ጸበባ ትግራይ ኣብ ጉኒ ህዝቢ ትግራይ ምንባርካን ከደይ ሰለዝደኸምካን ነኽብረካ ሕጂ ግን ኣስተውዕል ዘይትፈልጦ ናይ ዓመታት ናይ ብኔትወርክ ተኣሳሲሮም መሪሕነት ዛሓዝዎ ህዝቢ ዘሳቀይሉ ሕጅውን ድሕሪ እዚኩሉ ጽተት ከም ቀዶምም ክቅጽሉ ባዕሎም ገበርትን ሓደግትን ከም ረስቲ ክወርሱ ዝደለዩ ጉጅለ ከየጋጉዩኻ ኣብ ጉኒ ህዝቢ ትግራይ ኩን ከም ቀደምካ ኑሱ እዩ ዘምሕረልካ ኩቡርሓ ኣማኒኤል ኣስተውዕል ነኽብረካ እና
@MohamednurHibu-cw1wr
@MohamednurHibu-cw1wr 2 күн бұрын
አሰና ቲቪ ናይሳተላይ ፍሪኬንስ ፀሓፈልና
@lucibrhane8037
@lucibrhane8037 2 күн бұрын
እዞም ደናቁር በቃ ጌታቸው ህማም ናይፃድቃን ዝሀዞ እሞ መታኮሲ ክገብራ ትግራይ
@silvum1974
@silvum1974 2 күн бұрын
ኣማንኤል ናይ ደሓን ዲኻ እዛ ናይ ሎሚ ዜና ኣቕሪብካያ
@jklmnk9596
@jklmnk9596 2 күн бұрын
Neasena zeamene mai hakone..
@teklehaile4908
@teklehaile4908 2 күн бұрын
ዓሻ ጽቡቕ ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊኡዎ ኣሎ ፡ ድምጺ ኣሰና መድያ እዩ ይሕብር ኣሎ ።
@samijohannes1748
@samijohannes1748 2 күн бұрын
Bravo Eritrawunet malet eiziyu nayhageru yehlfu zeyhb. Shih eko ente teqawemka bzaeba hagerka yehlifka zeymhabka Yehgsenayu. Eiziom resahat ayeumenu eyom.
@girmaytesfay9516
@girmaytesfay9516 2 күн бұрын
ያኢ ደብረዕንክሊል ፈታዊ ሰላም?
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 күн бұрын
ችድ ሕሱር ብሽምኻ ኣይትፀውዓዮ ነዚ ጅግና ኣያና
@tesfusisay1549
@tesfusisay1549 2 күн бұрын
ብራቮ ጌቾ ! 💪
@No-Name.G.T
@No-Name.G.T 2 күн бұрын
ኣይገድፉን'ዮም።
@Mehari2491
@Mehari2491 2 күн бұрын
አታ ከዳዕ! ዒባ!
@MotivatedInsights-h9h
@MotivatedInsights-h9h 2 күн бұрын
Hezi kumneger yserhulewu
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 2 күн бұрын
ዋይ ዚ ጌታቸው ርክብ እንትገብር ኮንደም ተጠቒሙ ዶ ይኸውን?😂😂😂😂😂😂 ደፅየን ከርቲቱ
@MelakuTesfaya
@MelakuTesfaya 2 күн бұрын
እዝይአ ግን ፈለማ ንአቦኻ ቀለበት ዝአተዎሉ ብኮንዶም ድዩ ብጥሩሑ ተረኽብካ በሎ እካ😂😊
@tsegateklezghi2281
@tsegateklezghi2281 2 күн бұрын
ኣጆኻ ሓሰና ዕሱብ መስከብ ( መደሕንቲ) ዕሱብ ንኻልእካ በሎ ስላዕ ናይ ኤርትራ ትጽበይካ 'ላ ዕሱብ
@wegeneyb995
@wegeneyb995 2 күн бұрын
ኣማኑኤል ተወሪድካ ንከብዶም ዝፅሕፉ ኣለው ዝበሎ ደብረፅዮን ንዓኻ ውነ ኣርኪባትካ ክንደይ ከፊሎም እዮም እዚኣ ክትፅብፅብ ጌሮምካ? እቶም ምንጭታትካ ኣበይ ኣለው ? ኣይኮነን ዶ ዓሰብ ጠቅሊሉ ኤርትራ እንተዝወራ ውን አይምልከተንን። ኤርትራ ማለት እታ ምስ ኣብይ ኮይና ኣብ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝፈፀመት ዶ ኣይኮነትን? እዚ ዜናካ ሽማግለታት ደለይቲ ወንበር ህወሓት ምስ ሻዕብያ ሕቡእ ጥቡቅ ርክብ ኣለዎ ትበሃል ዝነበረት ሕሜት ጥራሕ ኣግሂድካልና የቐንየልና!
@abraham7632
@abraham7632 2 күн бұрын
I don't think getachew reda would do something like that, I don't think he is such a mature person and would do something like that. So I've been following you for a long time but I don't think this is real. What are you saying here!
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is 2 күн бұрын
ሰብ ሓደ ግዘ ይታለል ንግመት ንምንፃል ዝተመረተ ፀለመ ገና ድማ ክቅፅል እዩ
@habtomgerezgiher17
@habtomgerezgiher17 2 күн бұрын
Hasawi
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 2 күн бұрын
TPLF nay Shaebya Wushal ya ko : Hizbi Tigray endaXenete “ mis shaebya ma selam yu zediliyena” tibil zey Tigraweiti Wudub ya ko ::
@አነ.የ
@አነ.የ 2 күн бұрын
😂😂😂አታ😂😂😂
@ባዜንካህሳይ
@ባዜንካህሳይ 2 күн бұрын
ዓሽ ዓሽ ብኡ ገይርና ጀሪካና ነምልስ
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 2 күн бұрын
አቦይ ደብረፄን አብ ሞንጐ ከይቀራቅሩካ ንመለስ ዜናዊ አብ ሞንጐ ቀራቂሮም ጭንቀት ዝገበረሉ እዚኦም ከአ ይደግምዎ አለዎ ደሐን መልሲ አለዎም አምላክ ቡንቅር ከብሎም እዩ ከም በአል ስዩም መስፍን ምስኡ ዝጠፍኡ ዋይ ዋይ እይከውንን እዩ እናበሉ ከይኮነሎም ንሐዋሩ ዝከዱ ዶክተር ደብረፄን ካብ ቀደሙ ዋላ ውግእ እይደልን ኔሩ ሕጂከ ንርእይ ናይ ዋይ ዋይ መልሲ አምላክ አለዋ ንኤርትራ ሕዝብን ሐገርን
@E29-n3x
@E29-n3x 2 күн бұрын
ኣብ'ዚ ዘላኻ ሓንካስ ወዲ ሓንካ ተገርም ኢኻ። እንታይ የእተወካ ኣብ ጉዳይ ሕውሓት እንተ ኪእልካ መንጎኛ ኩን ተዘይ ኰነ ናይ ጉጅለ ደብረጼን ደጋፊ ኰንካ ህኰት ይተተባብዕ።
@zulanet8683
@zulanet8683 2 күн бұрын
ናይ ደብረጽየን ወረ... ሰብ ፈሊጡዎ ዩ...😂😂😂😂
@TemesgenYemane-c5o
@TemesgenYemane-c5o 2 күн бұрын
Asena hasawi
@halenamotivation5065
@halenamotivation5065 Күн бұрын
ረብሓ ሃገር ዘቀደም ጽብቅ ዜናን ትንተና እሰና ቀጽሎ
@YoRaWede-v7e
@YoRaWede-v7e 2 күн бұрын
Asena funny hasot gidef were mis seanka fetera jemirka 😂😂😂😂😂😂😂😂
@WuHs-el7gh
@WuHs-el7gh 2 күн бұрын
ዝሓለፈ መን እዩ ትሓታት
@arayayosef8446
@arayayosef8446 2 күн бұрын
I believe this is fake news. Why did it take them so long to proceed?
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 күн бұрын
እቲ ናይ መጨረሽታ መዛዘሚ ጸወታ Endgame፡ ኢትዮጵያ ዓሰብ ምስ ትቖጻጸራ እዩ ።
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
ኣይኮነን ዓሰብ ክትቆጻጸር ወልቃይት ሑመራ ክትቆጻጸር ኣይከኣልኩምን ተጋሩ ኣብ ልዕሌና እንታይ ከም ትሓስቡ ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጠኩም ቀደም ኣብ ስልጣን ከለኹም ምስ ሓገዝትኹም ፈቲንኩም ዓሰብ ክትቆጻጸሩ ኣይከኣልኩምን ኣይኮነን ሕጂ ተደርቢኽን ሕጂ ከኣ ኢትዮጵያ ብዓባያ ብሰሜንን ብደቡብን ወጢርና ኣብ ማእከል ክንብጥሰልኩም ኢና ተጸበዩ ጥራሕ 😂😂😂😂😂
@isaiasyeibiyo1008
@isaiasyeibiyo1008 2 күн бұрын
Tegaru hasabkum sle nfelt aytsekef
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa 2 күн бұрын
And it will happen sooner than you think
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 күн бұрын
@@robimassawino ሕሙም ዲኻ ??
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 күн бұрын
@@isaiasyeibiyo1008 🤔 ጥዕና ኣልምኩም ድዩ ? ማለትሲ እንታይ ኣምጽኦ እዚ ኩሉ ሃተፍተፍ
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin 2 күн бұрын
ጌታቸው ፈስፋስ ሐሳዊ ፣ መላኽዒ ኢኻ ! ነቲ ለባምን ክቡር ህዝቢ ትግራይ አይትምጥንን ።
@ባዜንካህሳይ
@ባዜንካህሳይ 2 күн бұрын
ተረዋእ
@BETESEB1972
@BETESEB1972 2 күн бұрын
ደንቆሮ​@@ባዜንካህሳይ
@tedrosgebremariam1032
@tedrosgebremariam1032 2 күн бұрын
ደብረ ድንዙዝ
@koshena-z6g
@koshena-z6g 2 күн бұрын
ኣንታ ሓሳዊ ተኸፊሉካ ከምትሰርሕ በፂሕናልካ ኢና። ንስኻ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ዓሌትካውን ኣይፍለጥን።
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 2 күн бұрын
Teddy press interview with ብስራት ኣማረ ውን ሐሳዊ ኢሉካሎ ዘሳማምዕ ዘይብሉ ቃላት Dr Debresen number one dictator one part ንወያኒ ንምድሐን ብኡ ኣቢሉ ድማ ንስልጣኑ እንበር ህዝባዊ ሐሳብ ንህዝቢ ትግራይ ዝከውን ዘይብሉ ሰብ እዩ the same Isayas Afewerki
@AgameTigray
@AgameTigray 2 күн бұрын
አሰና ሓሶት ምንዛህ አቃርጽዎ። ኤርትራ አብ ትግራይ አትያ ንዝገበረቶ ጀኖሳይድ ክትከፍል ኢያ።
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ዓቅሚ ከምዘለኩም ሱቅ ኢልኩም ጠራዕራዕ ኣይትበሉ እንታይ ከም ትሓስቡ ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጥ ሕጂ ውን ዝሓዝክምዎ ነገር የለን ጠራዕራዕ ኣይትበሉ
@AgameTigray
@AgameTigray 2 күн бұрын
​@@robimassawino ኢትዮጵያ ዓሰብ ክትወስድ ኢየ ኢላ ተባሒሉ ሐዚ ናብ ብክያት ተአትዩ አሎ። ጽቡቅ ጅማረ።
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
@@AgameTigrayንሕና ባዕልና ክንመጸልኩም ኢና ደቂ ክልል ምስቲ ኣዲስ ኣበባ ሒዙ ተሪፉ ዘሎ መንግስትኹም ብሰሜንን ብደቡብን ወጢርና ወሽመጥኩም ኣብ 2 ክንቆርጸልኩም ኢና ተጸበዩ ጥራይ
@AgameTigray
@AgameTigray 2 күн бұрын
@@robimassawino ዓምባክ ሐገር ሂዝካስ ክንድዙይ ፍከራ! እቲ ብክያትኩም ቀጽልሉ።
@robimassawino
@robimassawino 2 күн бұрын
@@AgameTigray 1.5 million 💀 ኣጥፊእኩም ተመሊስኩም ዝሞተት ክልል ሒዝኩምስ ክንድዚ ክትፍክሩ ከለኹም ብጣዕሚ ኢኹን ተስሕቁና ደቅዛ ለመንቲ መሕፈሪ ዘይብልኩም ፍጥረት 😂😂😂😂
@EfremIsaias
@EfremIsaias 2 күн бұрын
ኣንታ ክንደይ ትህወኽ 🤔🤔🤔
@JonNati
@JonNati 2 күн бұрын
እዚ ማይ እንታይ የዛርቦሎ ኣብውሽጡ ዘሎ እምኒ ንስኻ ዘለፍልፍካ ዘሎ ሕወሓት ትስልዐልካ ዶላር እምበር ንሓቂ ኢልካ ከምዘይኮነ ልብኻ ይምስክር
@AlmeX-j1e
@AlmeX-j1e 2 күн бұрын
አብ ጉኒ ጌታቸው ኢና
@GideyBerhanu
@GideyBerhanu 2 күн бұрын
ሓሳዊ ሽንፍላ:: ተሓፅብካ ዘይትፀሪ ካብ ኢሳያስ ዘይትሓይሽ ሀገር ኣልቦ:: ዘይተረጋገፀ ኣይትሓሱ::
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 8 МЛН
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 46 МЛН
Dad gives best memory keeper
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 25 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН