ATV: ኣይረሳዕናኩምን! - You’ll Never Be Forgotten! : መዓልቲ እሱራት 18 መስከረም

  Рет қаралды 1,600

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 8
@rahel-h1q
@rahel-h1q Күн бұрын
❤🎉blue
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Күн бұрын
እወ ኣይረሳዕናዮምን :: ከመይ ገርና ክንርስዖም :: ዘይርሳዕ ታኣምር ዝሰርሑ ዘይከውን ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ ብጾትና እንድዮም ::
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 Күн бұрын
ኣይረሳዕናኩምን፡ መቸም ክርሱዑ እንድዩ ዘይግባእ፡ ግን ከኣ ሕስብ እሞ ነብሎ፡ ንኽንደይ ዓመታት እንድዒ ኣብ መዓልቲ መስከረም 18 ነበሩ ተባሂሉስ ዋላ እኩል ኣይኹን ገለ ምባል ኣይተረፈን ብፍላይ ብከምብዓል ኣሰና፡ ኣይረሳዕናኩምን ክንብል እንተኮይና ግን ብዉሑዱ ህልዋቶም ስዉኣቶም ፍትሒ ክረኽቡ ዝያዳ ብሃገር ደረጃ እንልለየሉ ሕጂ'ውን ግብራዊ ቃልሲ ምክያድ የድልየና ኣሎ። ብሽሞም ብዕግበት ዝጽዋዕ መስመር ትርናፈ ቃልሲ፡ ብሽሞም ዝኾነ ይኹን ስርሒታት ከነርኢ ኣለና። ሕስብ እሞ ነብሎ፡ ካልእ ይትረፍሲ ክሳብ ነዚ ተወፋይነትን ኣበርክቶን ከይተረፈ ዝኽሕዱ እሞ ከኣ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ኣንጻር ህግደፍ ኢና ዝብሉ ብብዝሒ ንሰምዓሉን ንርእየሉን ግዜ ቃልሲ እኮ ኢና ዘለና።
@gatogato2852
@gatogato2852 Күн бұрын
ኤማ እሞ ንቢተወደድከ ትዝክሮ ዲኻ ረሲዕካዮ ኣብቲ ስእሊሞ ደሌ ስኢነዮ። የሕዝን።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Күн бұрын
ነቲ ቪድዮ ደጊምካ ስምዓዮ :: ቢተወደድ ውን ከምቶም ብጸቱ ተዘኪሩ ኢዩ :: ከምገለ ሓሊፍካ ማለት ኢዩ ::
@gatogato2852
@gatogato2852 Күн бұрын
@@woldekidanitbarek9514 ሐራይ እምብኣር ደጊመ ክሰምዖ የቐንየለይ፥ ተባረኽ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Күн бұрын
@@gatogato2852 ጽቡቕ ኣለኻ :: ስእሉ ምስቶም ቡዙሓት የለን :: ግን ንበይኑ ብስእሊ ይረአ ኢዩ ::
@gatogato2852
@gatogato2852 Күн бұрын
@@woldekidanitbarek9514 -ሐራይ እምባር እምብኣር የቐንየልይ ንመልስኻ ተባረኽ።
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 16 МЛН
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
ዝኽሪ ከዋኽብቲ - ብኣስመሮም ሃይለ
38:30
RADIO ERENA
Рет қаралды 2,9 М.
TPLF ካብ  መንግስቲ  ናብ  ሽፍታ
1:01:59
Alena Walta Hager
Рет қаралды 18 М.
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 16 МЛН