ATV: ምስክርነት ምሩኻት ሰራዊት ኤርትራ - ምክትል ኮፐራል ምኽትል ኮፐራል ገብረሚካኤል ተኽሉ

  Рет қаралды 62,111

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер
@habengerye2076
@habengerye2076 2 жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ዕድሚኡ ምሉእ ኣባርነት የሕሊፍዋ ከደንግጸካ
@men-wg3bh
@men-wg3bh 2 жыл бұрын
Maeas nsu tray koynu kulu hzbi eritrea endyu
@Usereri8287
@Usereri8287 2 жыл бұрын
💔💔💔💔💔💔
@michaelghebremichael7396
@michaelghebremichael7396 2 жыл бұрын
ትኽክል እሎ ጸጋይ ይሕደጎ ራሻይዳ ናተይ ሓላፊ እዩ ኔሩ ።ሙሉእ ስሙ ምክትል ተለንተ ጸጋይ ይሕደጎ ገብሩ (ራሻይዳ) ድማ ይፍለጥ ወዲ ማይድማ እዩ ።
@salamatesvay7910
@salamatesvay7910 2 жыл бұрын
Shebk eyu zbhal zarkey merhahi betolni eyu nieru matri e
@zarahiwet1
@zarahiwet1 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር እንቋዕ ካብ እቶም ዝሞቱ ዝሓይሽ ሂወት ረኸብካ ፡ ንሃገር ዘበርከትካ ጅግና ፡ ብሰንኪ እዚ ሕሱር ስርዓት ፡ ጅግንነትኩምን ፡ ርሃጽኩምን ድኻምኩምን ፡ ኮንቱ ጌርዎ ኣብ ምምራኽ ኣብጺሑኩም ፡ ናብ ትፈትውዎም ስድራኹም ብሰላም ይምለስኩም ፡ ተጋሩ ውን ጽንዓት ይሃብኩም ፡ ሓሲሙና 90 ዲግሪ ክባን ዕጽዋን ፈንጺሕና ብልጽቲ ሃገር መስሪትና ትብልሉ ግዜ ይሃብኩም።
@Alpha-gw8ys
@Alpha-gw8ys 2 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ሰብኣይ ተሳኢኑ በጀካ ኢሰያስ። ብሒም ዝበለ ይታሓጎም ኣቢሉዋ ኤርትራ። ኤርትራ ከይዳ አንዳረኣናያ።
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 2 жыл бұрын
34 ዓመት ኣብ ግዱድ ዕስክርና ጌሩ ዝታሓተ ኮፕራል በጺሑ:: ዕድመ ክልተ ጎበዝ ተመንጢሉ
@amanieldebesay560
@amanieldebesay560 2 жыл бұрын
Yegrem eyu wela 34 amet Geyrka kopral seltan yegrem eyu eseyas ab kuynat atika metulu ebre seltan khbika mlat helmie eyu
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 2 жыл бұрын
@@amanieldebesay560 ዝገርመካ ንባዓል እዚ ዳኣ ካብ ቀደም ዝተጋሰሶም ኢሰያስ ታይ ክገብሩ:: ዝበዝሑ መታዓቢተይ የዕሩኽተይ ኩሎም ሰባት የሕቅቁ ኣለው:: ኣብ ኣስመራ!
@Higuain1995
@Higuain1995 2 жыл бұрын
ኣንቱም ደገፍቲ ኣረሜን ስርዓት ካብዚኦም መሳኪን አሕዋት ቁርብ ክርድኣኩም ተስፋ እገብር.
@Higuain1995
@Higuain1995 2 жыл бұрын
@@anantsfu2567 🤑🐃🐃🐃
@africapress5784
@africapress5784 2 жыл бұрын
ኣራዊት በሎ ሓደ ኣባል TDF ትማሊ ደዊሉለይ ሻዕብያ ልዕሊ 70% ተወዲኡ እዩ ኣራጊፍናዮ ኢና ሰለዚ ኣብ ዉድእ ኩናት ሂወት ኣይትክፈሉ ኢድኩም ሃቡ
@semerenegash3935
@semerenegash3935 2 жыл бұрын
Msh do emo ,,,zyteatu dea zalambesa ,,,shiraro,,,,humera,,,rama
@africapress5784
@africapress5784 2 жыл бұрын
@@semerenegash3935 ረሳሕ ናበይ ክተርፍ ድኣ በቃ ድዩ ህሊናኩም ትሕቲ ዜሮ ኮይኑ ደናቁር ኣይኮነን ዛላምበሳ ሑመራ ዓድኩም ከይትሰእንዋ ሰላም ዘይትህበና መፍረይቲ ሸፋቱ እንተኮይና ጠቅላላ ምጭፋላቅ እዩ ኣማራፂ የለን
@WediWeldab
@WediWeldab 3 ай бұрын
1.5.Men dyo xenitu😂😂😂
@lovetigray7773
@lovetigray7773 2 жыл бұрын
ብሂወት ምትራፍ ዓብይ ፀጋ እዩ ሰብ ኮይኑ ብኮንቱ ኣይጥፋእ እንበር መምራክ ታይ ከይብለኩም ህዝቢ ትግራይ ፈቃር እዩ ንምሩክ ክብሪ ኣለዎ 💊🐅✌
@GualEri13
@GualEri13 Ай бұрын
Edmen Tinan nimerahtin Hizbi Eritrean🇪🇷❤️. Ezom bihimak ditimitiwa ni Eritrean hizban, ab gedel kuxedfu yimine.
@dejenbahta7208
@dejenbahta7208 2 жыл бұрын
ህዝቢ ትግርኛ ነንባዕልና ንጣፋአ ኣለና የሕዋት ልቢ ንግበር ንሰላም ንጸሊ ካብ ኪናት ወዲ ኪናት ንዉጻአ ኡፍ
@agimie2291
@agimie2291 2 жыл бұрын
ወ ካልእ ህዝቢ ትግርኛ ዘይኮነ ኼ?አይጠፍእን ዘሎ ኩሉ ይጠፍእ አሎ እንበር አተአሳስራ ፍልልይ ፀሐይ ዘይረኽቡ ዝረኽቡን ወዘተ ለውጢ አሎ እንበር ብምልእታ ኤርትራ አብ ቤት ማአሠርቲ እያ አብዚአሥ ሸዓብያ ንብምልእታ ኤርትራ ከጥፍኡ ስለዘሐስቡ ሌላን ጉሌላን የብሎምን ካባና ይሕሹ እቶም ደቂ ባፅዕን ሳሕል ባርካ ትግሬን ዶ አይርኤኻን እዚ ምሩኽ ባዕሉ ካብ ትግርኛ ከምዘይኮነኼ ትፈልጥዶ? እዚ ፀልማት ሸዓብያ ምሥ ተቀንጠጠ ክንሠማማዕ ምእንቲ ካብሕጂ ብኩላ ኤርትራ ንሕሠብ።
@SB10889
@SB10889 2 жыл бұрын
እዚኣቶም'ስ ቤተ-ክርስትያን እንበር, እዚኦም'ስ ሎሚ ኮነ ኢልካ ናብ ዘየድሊ ኪናት ንከተማራስሖም ኣይትግምቶን መስደመም ስራሕ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
እዚይ ብሕማቅ ትምህርቲ ዝዓለሞም እዮም ህዝብና ወዲኦሞ ብፅልኢ ዝተዓለሙ ሕዚ ድማ ንሱ እውን ኣይቀረዮን ናብ ውግእ ኣትዩ እዚይ ሰይጣን በላዒ ሰብ
@awettes4649
@awettes4649 2 жыл бұрын
ርእይቶን ሕቶን ዘይትህበሉ ከም እንስሳ ተኮብኪብካ ትኣትወሉ ኩናትስ ምስ ምንታይ ይቁጸር ? ዕድምኡ ምሉእ 0×0 ከራብሕ ተወዲአን እዝኩሉ ኣብ ገድሊ ዘሕለፎ ንእስነቱ እንታይ ኢዩ ጻምኡ! ናብ ልብና እንተ ዘይተመሊስና እዛ ሃገር መንእሰያታ ብስደት ወዲኣ እቶም ተሪፎም ዝነበሩ ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ንትርጉም ዘይብሉ ሂወቶ ይስእኑ ኣለዉ ከም ህዝቢ ከይንጠፍእ እዚ ስርዓት በቃ ንበሎ።
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 2 жыл бұрын
Ajoka hawey natey. Eiqa bselam ab TDF baxahka
@simi118
@simi118 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር እንቃዕ ብሰላም ካብ ባርነት አዉጸኣኩም. Praying for continue safety while you are in Tigray 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@ziadabdu6197
@ziadabdu6197 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 2 жыл бұрын
Welcome assenna
@mr.t9096
@mr.t9096 2 жыл бұрын
ድባሕ! ኤርትራዊስ ካን ብሓዳ despotic ሽፍታ ሓሲሩን ተዋሪዱን። Tigray shall prevail, and with that the enslaved Eritrean people shall be emancipated.
@silvana3829
@silvana3829 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ነዚ ናባና ነንሕድሕድና ኣብ ንጣፋፈኣሉ ዘለና ዘመን ናብ ፍቅርን ሰላምን ቀይረልና፡ ይኣኽለኩም በለና ካልእ ኣብ ዝተፈላለየ ማስመድያታት ብዙሕ ክሕደት ኤርትራዊ ኣይኮነን ዝብሉን ካልኦትን መሊኦም ኣለዉ እሞ በጃኹም ንሕና ኣብ ጥዕም ዓዲ ተቀሚጥና ንበተሰብና ናብ ሞትን ስቃይን ንፈርዶም ኣለና እሞ ልብን ሕልናን ንግበር። በዚ ኣጋታሚ ኣነ ብለነይቲ እየ TDF ነዞም ዝተማረኹ ብለን እንተለዉ ድማ ወላ ሓጻር ትኾን ብብለን ከመሓላልፉ ዕድል ክትህብዎም ጻውዒተይ የቅርብ። ኣምላኽ ነዚ ኩሉ ብኽያትና ናብ ሰሓቅ ይቀይረልና። 🙏🤲
@Gebar-F
@Gebar-F 2 жыл бұрын
ምምራኽ ጸጋ ኣብዚኣ ግዜ እዚ
@sissis9144
@sissis9144 2 жыл бұрын
መሳኪን ይመስሉ አራዊት ፍጥረት ረሳሓት
@ማሩ
@ማሩ 2 жыл бұрын
እቲ ኣራዊት ሓቅኪ እቲ ረሳሓት ግን ናትኩም እዩ ክክክ
@semerenegash3935
@semerenegash3935 2 жыл бұрын
@@ማሩ aygermekn,,,,50 zykonu sebat hizom bebhade endamxu ,,,bzuhat kekslwom ydelyu
@sissis9144
@sissis9144 2 жыл бұрын
@@ማሩ ሰብ እካ ዘይትመስሉ ክውገዱ እዮም ርህራሄ አየድልን ነሻዕብያ
@ማሩ
@ማሩ 2 жыл бұрын
@@sissis9144 ስድራክ ድሮን ይዓልቦም ኣሎ ተደንግጽ
@sissis9144
@sissis9144 2 жыл бұрын
@@ማሩ አብዘለኽዮ አምለክ ይፈልጥ ሕማቅ ተመንየ አይፈልጥን ግን ርግፀኛ አብ ውሽጢ ሰሙን ብዘይ መልእ ሐደጋ መኪና ከጋጥመኪ እዩ።ሓሶት ከይስለኪ ተሃሊኪ ቢሂወት ፃሓፍለይ
@gm5215
@gm5215 2 жыл бұрын
ዋይ ሻዕውያ ኢድካ ልዕቅብ
@tenamichael7395
@tenamichael7395 2 жыл бұрын
Leabaaa leabaaa I'm sure he killed our brothers sisters uhhhhh
@fanuelnatnael8241
@fanuelnatnael8241 2 жыл бұрын
Stupid it is war denkoro
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@alemkebede567
@alemkebede567 2 жыл бұрын
ተኩሉ ጀሪካ አተረክበን
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 2 жыл бұрын
Gaina ketematu hesetrate
@alenialeni5521
@alenialeni5521 2 жыл бұрын
Mktel kobral 34 amet
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 2 жыл бұрын
Arogtate barayu nay hegedafe
@melaketesfai3579
@melaketesfai3579 11 ай бұрын
Zeytster
@jesusisgod7353
@jesusisgod7353 2 жыл бұрын
😭😭😭😭 way meskinay hizbi tigrina ,ezis hidhid kunat eko eyu ,mihiret yewordelna
@fatahmohamed8538
@fatahmohamed8538 2 жыл бұрын
Hasewti eti haki kemuu aykonen
@Sami-hg1fw
@Sami-hg1fw 2 жыл бұрын
ልክዕ... እዚኦም መይቶምይም... ኣይተሰውኡን
@genettekle8928
@genettekle8928 2 жыл бұрын
ሕጂ ዶ ይሐይሸሸሸሸ
@efrem8352
@efrem8352 2 жыл бұрын
ህወሓት በጃኹም ነዞም ባራዩ ኤርትራውያን ኣይትማርኽዎም ቅተልዎም ኣይተጉሁዩና በጃኹም ብፍላይ ከኤርትራውያን
@efattekle126
@efattekle126 2 жыл бұрын
Wedi shormwta atarit eti komal aboka atia shormwta adieka eti seraki hawka etia atarit afteka ab erteria temarikom kemzelew aytezenge kehredw eyom
@haileberhe4991
@haileberhe4991 9 ай бұрын
Tafla hasawi, tafla hasawi ...
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
ኣታ ተዓዘቡ ባ ድሮ መልክዑ ቀይሩ
@teweldegebremariam8837
@teweldegebremariam8837 2 жыл бұрын
Poor Amanie Eyassu: He inherited the gene of his wedogeba father, born to undergo shame and disgrace throughout his pathetic life.
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 2 жыл бұрын
Ayyy junta ab kemzi mihsaw atya ewayyy
@gizetime8901
@gizetime8901 2 жыл бұрын
ehi dea yorda ezi ke tigraway dyu?
@mylife-1125
@mylife-1125 2 жыл бұрын
ኣብ ሃገርካ ምማት ሓላል እዩ። 🇪🇷 ኣብ ኢትዮጵያ መጺካ ኣብዘይ ምልከተካ ሞት ግን ሕማቅ ታሪክ ግዲፍካ ምካድ እዩ።
@salmevms5847
@salmevms5847 2 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ
@Show-us4gb
@Show-us4gb 2 жыл бұрын
ዕድመ ክልተ ጎበዝ ዝተመንጠለ ኣቦና ኣጆኻ ናብ ስድራካ ኢኻ መጺኻ ዘለካ 🤙
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 11 ай бұрын
ወያኔ ሓሳኽ ትዋስኦ ጀሚራ ኩልካ ዓለት ሃመማ ላይክ ትሓባበረና
@haylekiros448
@haylekiros448 2 жыл бұрын
እውይ ኣታ እቲኦም ናይ ሻዕቢያ ወታደራት እንታይ እዮም ዝመስሉ ከመዚ እልካስ ኣብ ጉድጓድ ትነብር
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃም ኣንዶም ? ደቂ ሰብ ናብ ሃዊ ጠቢሱ ፥ትአዛዝ ሂቡ ናብ ድህሪት ንኣሰብ ፈርጢጡ ብኣል ኣብራሃም ኣንዶም ብሻሃት ሂወት መንአሰያት ካብቶም ቀንዲ ተሃተቲ አዮም፥
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 2 жыл бұрын
He is victim - He deserve respect From All of Us.
@habtomberhe3677
@habtomberhe3677 2 жыл бұрын
Tedegagmwo aleku it's boring
@thedave9749
@thedave9749 2 жыл бұрын
What a slavery ...... the nations once with a lot of hopes ends in such tragedy hard to believe
@kahsayhishe2937
@kahsayhishe2937 2 жыл бұрын
ቦሎ ፀጊምዎ እንከሎ ከይትምሕርዋሞ
@EriTesfu
@EriTesfu 6 ай бұрын
እነ አያልቅበት ክክክ
@hanitekeste-oh2wb
@hanitekeste-oh2wb 5 ай бұрын
Tegadalay aykonen wetehader ertra halew lew aybln eyu Ab ertra zabeye tgraway eyu
@DD4Justice
@DD4Justice 2 жыл бұрын
ኤማ ግርም ስራሕ፣ ተተኻኢሉ ንኹሎም ሙሩኻት ከምዚ እናገበርካ ናብ ቅድሚ መቅርቦምን ብሓፈሻ ህዝቢ ኤርትራን ምቅራብ ብዙሕ ዓስቢ ክህልዎዩ። ህዝቢ ኤርትራ ገርዚሙ ስለዘሎ ኣብ ገዝኡ ከይኣተወ እዚ ሕሰም ዘይርድኦ እዩ ኾይኑ ዘሎ
@fanueltekleab7185
@fanueltekleab7185 2 жыл бұрын
ab 34 amet si mktil coprlal eilka zereba alo
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 2 жыл бұрын
Asawate ketekatulu masekume
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@ውቅያኖስ-ደ6ጰ
@ውቅያኖስ-ደ6ጰ 5 ай бұрын
Enkae meskel kserk ayhazkumo trày ember mmràk da nay jeganu u
@Usereri8287
@Usereri8287 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@Asmara2b
@Asmara2b 2 жыл бұрын
If some people call you names, it means they think that they are better than you. They look down on you as sub human. Then discrimination follows also very unfortunately. Getachew will see you through if the same people come back to God. Rediet zebele kab Eritrea nab Eritrea kulu bi Egziabiher Amlakh eyu. Peace
@tsionfiyori5757
@tsionfiyori5757 2 жыл бұрын
🥲🥲 misikinay
@johntesf5943
@johntesf5943 2 жыл бұрын
ናይ 88 ምክትል ኮፕራል ድዩ ዝብል ዘሎ? ዋእ እንታይ ሓላፍነት ወይ እንታይ ይእዝዝ ነይሩ ይኸውን እዚ ኣቦና?
@alemdesta4923
@alemdesta4923 2 жыл бұрын
ንልዕሊ 30 ዓመታት ብዓላምነት ዘገልገለ ተጋዳላይ/ወታደር ፡ ከመይ ምክትል ኮርፖራል’የ ይብል?!!!
@tesfomtesfagergish4175
@tesfomtesfagergish4175 2 жыл бұрын
Eritrawi dika tgraway malet ab Eritrea mewaelom wetahderat koinom merhati hayli ganta zeybexhu wn alewu hlfnet zwahab eshi elu ziezezom zsemom tray eyu kalie tera wetahader koinu ynebr
@alemdesta4923
@alemdesta4923 2 жыл бұрын
ከም ፡ ንሰላሳን ኣርባዕተን ዓመታት ንሃገሩ ዝተጋደለን ፡ ብዓላሚ ወታሃደራትነቱን/ሙያኡን ፡ ክሳብ ጀነራልነት ክዓቢ ዝነበሮ ይመስል።
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf 4 ай бұрын
ንትግራይ ክተጥፍእ መፂእካ
@tsegaybaimot7084
@tsegaybaimot7084 2 жыл бұрын
እዚ ከምዚ ዝበሉ እዮም ርእሲ ወለዶታቶም ዘምከኑ ን34 ዓመት ዐሊሙ ወለዶ ዘዕነወእዩ
@senaytdesta7059
@senaytdesta7059 2 жыл бұрын
ሃይለሚኪኤል እትባሃል ሓደራ ዓጋመኡ ክይትብሎ ሓውካ ክይትክሕድ 😅😂😂
@angesommehari3788
@angesommehari3788 2 жыл бұрын
Eway Hawey Dekihaweboka Yemkin Nihna Nisu Ziblu Yikonu Biabieu Kabti Zeyhalelka Mengsti Nabtom zhalilka Biselam Besahka
@semereamanuel686
@semereamanuel686 2 жыл бұрын
sergenti u meargka
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 2 жыл бұрын
Wedi medhin beradin seabtun hager nab delhamet yetuwuwa kem zelewu, nezi srat zdigiff menesay ktrie 1000 Mott eyu
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 2 жыл бұрын
ልዕሊ ዞምኣንእሽተይ ዕድመኦም ዞምኣረግቶት ጨካናት እዮም መንእስይ ትግራይ ረሺኖም ዝወድእዎ ባዓል ንስኻ እዮም እግዚአብሄር ይፉረድኩም ኣረሜናት😡
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ በሊሕ ሰብ ኮ ኢዩ ኔሩ ናብራ ከቢድዎምበር ፡እንኳዕ ስላሰ ኣውጸኣካ ፡ሩሑሳትዮ ቶም ደቅኻ
@nanirob345
@nanirob345 2 жыл бұрын
ደቑ ለ ኣብ ኤርትራ ድዮም ? ግን ኣብዚ ወፅዮም ክዛዚቡ ከለዉ ስድረኦም ገለ ሓደጋ ኣየብፅሕሎምን ኣብ ዓዲ
@nohisack7796
@nohisack7796 2 жыл бұрын
ትግራዋይ ሃመማ
@goytombereki1823
@goytombereki1823 2 жыл бұрын
Kab measker amxiom yelafalfwom alewu bhayli kkk
@AmanuelTekle-rf5bi
@AmanuelTekle-rf5bi 10 ай бұрын
S
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 11 ай бұрын
አንታ ሕልኩስ ጎናይወይልኻምበርጅግናስ ክማርኽን ክማርኽን ንቡር እዩረሳ
@sulemanalidin9738
@sulemanalidin9738 2 жыл бұрын
Halowlow ayitbe ni tigray zbrkekek eritreawi kisab hade eritreawi zterf yelen asena shanie nay teref enteliyu tiray lahas lahasiey
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 2 жыл бұрын
Mulue Edeka ab barnet
@senaytgaltgray9316
@senaytgaltgray9316 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ድቃሉ ናፈከሩ መፂኦም ምስ ኣምሓራይ ወጊናም ዳሓር ምስ ተማረኩ ተገዲድና ተገፊፍና ይብሉ
@efrempersonal2030
@efrempersonal2030 2 жыл бұрын
ፕሮፋይልኪ ናይ ኣደይ ማርያም ዘረባኪ ናይ ኣመተ ድያብሎስ።
@WediWeldab
@WediWeldab 3 ай бұрын
ኣላህዮምና ኣምሓራ ሎ በሎ ኦሮሞ ሎ በሎ ኢልካ መጺካ ነርካ ረሲዕካዮ ዲካ 😂😂😂😂😂
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 2 жыл бұрын
Eway tegrna tewdina
@asghedomwoldeghiorghis274
@asghedomwoldeghiorghis274 2 жыл бұрын
Why all is Hamasien, it is amazing. All the leaders are realy from Hamasien including Essayas Afewerki,. The Eritrean leaders are from Hamsien. Look the regime was based on dividing the Eritrean people. All Tigrigna people are one people but most ignorant people and ignorant leaders are always based on dividing people of the same region for thier profit . Eritreans are full of complex of inferiority particollary those they thing differently than the others.
@nohisack7796
@nohisack7796 2 жыл бұрын
ትግራዋይ አብ መአልቲ ሰለሰተ ግዜ ክጽፈእ አለዋ ከም አድጊ ረሳሕ አሌት
@mekot100
@mekot100 2 жыл бұрын
ኣንታ እቲ ሓንጎልካ መአከቢ ሓርኢ ዝኾነ ፋኛቱራ ድዩ? ስቕ ኢልካ ትልዚ
@አሎሄአሎሄአሎሄ
@አሎሄአሎሄአሎሄ 2 жыл бұрын
ረሳሕ
@ksium7289
@ksium7289 2 жыл бұрын
eway they are old and weary...
@SelamAk-mn5pj
@SelamAk-mn5pj 8 ай бұрын
Ata metaleli yaklena zsemaenaka zeyele zena zeytegebre bonkirka tzareb yaklena hgs benxaru eika yelekan moytka eika testament zbahal yeblkan ata tgraway his bayta zebitka eika netom menseyt yehwatna tewedom aleka netom mekka zweledkayom kesinom nkey kedu. Make zeriekalm
@beletegebresilassie1999
@beletegebresilassie1999 2 жыл бұрын
False information. Wenay. Rodio. Tigray. News
@asterhailehruy1175
@asterhailehruy1175 2 жыл бұрын
Kulkul afka tedefae bixbix
@MG-su4nh
@MG-su4nh 2 жыл бұрын
U wish 😏 false information
@yordanosteklemichael7247
@yordanosteklemichael7247 2 жыл бұрын
Ewae ageb eway hzbna rekibwo zelo ezi abona kea kebdka ybele ahhh
@feventesfay3541
@feventesfay3541 2 жыл бұрын
Atum sebat kab eseyas nskum gedidkumuna kendey sedera dekom kem zmetu tengerweom kem zelekum ayredakumen Eu zelo
@MG-su4nh
@MG-su4nh 2 жыл бұрын
Ykbexa ember tigray kem ami aykonetin
@germatekel8688
@germatekel8688 2 жыл бұрын
ኢዙይ ሰብኣይ ብዓይኑ ዘመሓላልፎ ዘሎ መልእኪት ተመልከቱ ተጋሩ ንብጾቱ በዓይኑ ይራዳዳኣ ኣሎ
@mekot100
@mekot100 2 жыл бұрын
ከመይ የዕንቲ ዘይብሎም ደቂ ውለድ ወዲ ርግምቲ። ከማኻ ቱዃን ዝኹኑ ሰባት፡ብድዲቲ ኢዮም ክጸንቱ ዘለዎም፡ወድዛ ቆንዳፍ።
@አሎሄአሎሄአሎሄ
@አሎሄአሎሄአሎሄ 2 жыл бұрын
@@mekot100 ረሳሕ ወዲ ሙሩኽ ሰክት
@Harsile
@Harsile 2 жыл бұрын
ኣየ ተጋሩ ብሓሶት ንህዝቢ ኤርትራ ክትስዕርዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ንህዝቢ ትግራይ ብምልኡ ሙሩኽ ሰራዊት ኤርትራ እንዳበልኩም ምስወዳእኩሞ ናብ ብዓል ኣማንኤል ኣሰና ክትሰግሩ ኢኹም። መቸም በዚ ሕሱር ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ዝደናገር ካብ ህዝቢ ኤርትራ ብፍጹም የለን።
@wediofla3230
@wediofla3230 2 жыл бұрын
Ya, this guy is from Mekele. 😄😄😁 Soon Aboki temariku teryeki.
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 2 жыл бұрын
Nska da smka deyxebeqe do sle hzbi Eritrea kthasb. Xbah kthafr ika hawey Ab dqaska koynka hseb please
@mekonnen4653
@mekonnen4653 2 жыл бұрын
Propaganda Dea yisrrih keyhlu ? Eza propaganda misrahh kulu Seb fetyiwa Alo.
@dontworry3403
@dontworry3403 2 жыл бұрын
ያረሽንዎም
@MG-su4nh
@MG-su4nh 2 жыл бұрын
Ms TDF eyu zelo men krshino enda hgdef mendef
@dontworry3403
@dontworry3403 2 жыл бұрын
ሓሰውቲ አምሓራይ ሓውኩም እዩ😂😂
@semerenegash3935
@semerenegash3935 2 жыл бұрын
Eweee kab gohaf tigroway yhshena
@naazaabera6440
@naazaabera6440 2 жыл бұрын
መቸም ኣማኒኤል ንሕውሓት ከተሐጉስ ኢልካ ኣብልዕሊ ህዝብና ትገብሮ ዘለኻ በደል
@wediofla3230
@wediofla3230 2 жыл бұрын
You are upset these killers are caught. Thanks to TDF he is alive. But your Air Force is killing innocent people.
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 2 жыл бұрын
Ata men u khafrelkum , Ata gdefu azi hzbi mesta alewo xbah keguhyekum u .
@flilmonmaeri9244
@flilmonmaeri9244 2 жыл бұрын
Away aboy marey amlka wewaxo yfterelkum mesakn
@kidaneyonas3984
@kidaneyonas3984 2 жыл бұрын
gob libna gerkan eti wedi adikala zibelkayo abrhalna ata dhul menfes gexikum tirhak hamasye. tewaridukum awardkumina TDf jeganu belwom
@nahernatey8589
@nahernatey8589 2 жыл бұрын
እዋይ ክሕስው ሰባይ ብዓብይካም ምስጥር የለን አዋይ ናይ ከደም ሰቡት
@belaroba5782
@belaroba5782 2 жыл бұрын
"ማሰልጠኛ"? " ኣመራርሓ"? ኣበይ ለሚድወን ነዘን ቃላት።
@habtomhabtemicael1454
@habtomhabtemicael1454 2 жыл бұрын
ካብ'ቶም ኣትዮም ዘለዉ ኣምሓሩ
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 2 жыл бұрын
Adi amharina bemherina endya koyna Einda tedemrenal
@Seb15
@Seb15 2 жыл бұрын
ፋኖ ዶ መን እዩ ዘሰልጥኖም ባዕሎም ዶ ኣይኮኑን ምስኦም ኮይኖም እዝኩሉ ግፍዒ ኣብጺሖም ኣብትግራይስ ስለ ሓንቲ ቃል ኣተሓሳሲብኩም?
@1abahta
@1abahta 2 жыл бұрын
ሙሽ ኢሉካ ኤርትራ ብአምሐሩ ተወሪራ አላ ካብኦም ተማሂረዎ ይኸዉን
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 жыл бұрын
@@habtomhabtemicael1454 I like it
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН
Вопрос Ребром - Джиган
43:52
Gazgolder
Рет қаралды 3,8 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
Dhiraynta iyo Hagaajinta Deegaanka
8:08
Diini Media
Рет қаралды 146
ፃንሒት ምስ ሙሩኻት ሰራዊት ኤርትራ
48:46
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН