ATV: ዝተፋነው ምሩኻት ኤርትራ ንህዝብን መንግስትን ትግራይ የመስግኑ

  Рет қаралды 56,158

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер: 371
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Жыл бұрын
እዞም ሰራዊት ምሕረት እዩ ተገይርሎም እምበር ናብ ኤርትራ ኣይተመለሱን እዮም ኣብ ትግራይ እዮም ክፀንሑ
@AAAa-kd7uv
@AAAa-kd7uv Жыл бұрын
ብሓቒ ፅቡቕ ስራሕ እንኻዕ ኣይምኸዱ ኸም መጠን ትግራወይቲ ኽንደይ ውፁዕ ህዝቢ ኤሬ ኣለው🙏
@teages
@teages Жыл бұрын
ኣየ 00 ። ምሩኽ ዶ ይመሓር እዩ። ካብ ምንታይ ኢኹም ምሒርኩሞም፡ ካብ ምርሻን? እስከ ጽወየኒ። ሓሳዊ ዓጋመ።
@Jobhabesh
@Jobhabesh Жыл бұрын
No ናብ ዓፋር ኣትዬም ኣለው
@logohazemo9000
@logohazemo9000 Жыл бұрын
Kkkkkkkkk tigray dea shaebya endo Keribom khizwa
@wedialem57
@wedialem57 Жыл бұрын
ስማዕ እንዶ ኣማኒኤል ብሓቂ ዲዮም ናብ ኤርትራ ክምለሱ መጻኢ ሂወቶም ግን በፍጽም ኢዮም ዘይሓሰብሎም!!! 😥😥😥😥
@abelhagos2756
@abelhagos2756 Жыл бұрын
Nay behaki ane kea kemu yhasb aleku
@themosthigh808
@themosthigh808 Жыл бұрын
I said the same thing.
@teages
@teages Жыл бұрын
ክላእ ዓሻ። ካብ ስደተኛታት ናብ ምሩኻት፡ ሕጂ ድማ ካብ ምሩኻት ናብ ስደተኛት። ጽውጽዋይ ኣይርድኣካን ድዩ።
@yitbarekasgedom6003
@yitbarekasgedom6003 Жыл бұрын
ናብ refugee እዮም ክኣትዉ.. እምበር ኤርትራ ኣይስደዱን
@abraham407
@abraham407 Жыл бұрын
ዓያሱ ድዮም
@temelsoluaula8420
@temelsoluaula8420 Жыл бұрын
ኣይይይ ከምዚ ቃላት ተዛሪብኩም ስ ኢሰያስ ግን የንብረኩም ዶ ይኸዉን እዚ ሰይጣን ጸላኢ ሰናይ ብዝኾነ እንቆዕ መዋጽእቲ ፈጠረልኩም ሰላም ኣብ ዘለኹሞ🙏🥺😥
@Kokoba123
@Kokoba123 Жыл бұрын
እሳያስ እኮ ንስኻትኩም እኹም ተምልኹዊ እምበር ንሕና አጉብሕና እና ንገብሩ ከም አያተቱ ብጣልያን ዝለመድዎ። ንስኻትኩም ከአ ዝለምድክሞ ሲኢንኩም ደድሕሪ ጻዕዳ ትኸዱ አለኹም ክትጉብሑ ምሕፈርት🙅
@semerenegash3935
@semerenegash3935 Жыл бұрын
@@Kokoba123 nbeal kemaka ember ab sdet kedkum kem tgefuu gerkum ,,,meeweyti
@Kokoba123
@Kokoba123 Жыл бұрын
@@semerenegash3935 Tigreway ksdet kelo kmles mukanu feltu eyu zsided. Kemekatkum kab qolia ksab sebet aysdedin eyu. Senef aytkun hisebelu
@michealehaile989
@michealehaile989 Жыл бұрын
ብጣሚ ዝገርም ህዝቢ ትግራይ ንዓይ ገዲፈ ንዓኻ ዝብል አዩ ምሕረት ካብ ኣምላኽ የወርድ አንካን ካብ ሰብ ለባም ህዝቢ ፈርሓት አዝጋብሄር ዘለዎ ኣምላኽ ምስ ተበዳሊ 🙏🙏🙏🙏🙏
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 Жыл бұрын
እንዳ መን ዮም ሕጂ ክምለሱ? ኣብኡ ከለዉ ግዳ ብረት ዓጢቖም ንህዝቦም ነጻ ዘየውጽኡ : ሰነፋት
@weldemaikwelu8671
@weldemaikwelu8671 Жыл бұрын
ዋውውውውውው
@RoseRose-xd8rd
@RoseRose-xd8rd Жыл бұрын
Eway ahwatey 😢😢😢 nabey ekum ktkedu? Nab mot endegena 😢😢😢😢
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Жыл бұрын
ኣምላክ ንትግራይ ህዝቢ ሰላም ራህዋ ቅሳነት የውርደሉ ከምቱ ፅቡቅ ግብሮም ኣምላክ ንትግራይ ሰላም የውርደልና
@yohannes8242
@yohannes8242 Жыл бұрын
Peace for tigray and eritrean ppl amen
@abrsheyking1753
@abrsheyking1753 Жыл бұрын
Hgdef melisu keselfom yu 😭😭
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት Жыл бұрын
ኣብ ትግራይ ዝተማረኹ ኤርትራዉያን ናብ ኤርትራ እንተ ተመሊሶም ህግደፍ ከም ዝርሽኖም 100% ርግጸና ኢየ
@hiwotgebremichael1803
@hiwotgebremichael1803 Жыл бұрын
Behaki.
@dejenkidane5493
@dejenkidane5493 Жыл бұрын
.እንታይ ስለ ዝበደሉ.ጥዕና ዘይብሉ ዘረባ ኣይትዛረብ
@abraham407
@abraham407 Жыл бұрын
ዓያሹ እንተዀይኖም ጥራይ ኢዮም። ዝምለሱ፡ ጥራይ እታ ኣብ ድምጺ ወያኔ ስለዝተዛረቡ ህግደፍ ወታደራቱ ኣኪቡ መራኣያ ክርሽኖም ይኽእል እዩ
@Hosaena806
@Hosaena806 Жыл бұрын
@@dejenkidane5493 tiena zeyblkas fezaz alokayo baelka 👹
@okbayaraya620
@okbayaraya620 Жыл бұрын
@@dejenkidane5493 እንታይ ስለ ዝገበሩ ድዮም ዝርሸኑ ዝነበሩ እቶም ዝርሸኑ ኣብ ኤርትራ? ኣገደስቲ ስለዘይኮኑ ንህግደፍ ይርሸኑ። ብዝዓባ እቲ ዝነበረ ኩነታት ከዐልሉሉ ይፈርሕ እዩ ህግደፍ መንደፍ!።
@yohannesasmelash9689
@yohannesasmelash9689 Жыл бұрын
ኣነስ ኣይምተመለስኩን ብሓቂ መጻኢኦም የፍራሓካ ::
@eritrea700
@eritrea700 Жыл бұрын
ንሶምሲ Europa America 🇺🇸 ኢሎም ኢዮም መጺኦም🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@AmAm-wo2pz
@AmAm-wo2pz Жыл бұрын
Amen 💒🕊
@STAMA123
@STAMA123 Жыл бұрын
ተቓሊሶም ንዝአረጊት ገበል ዘይውርድዎ ሰላም ሰላም ይብሉ ሞሻሙሽ!!
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Жыл бұрын
እስኻ ዳኣ ዘይተውርዶ ሕልኩስ
@fesshaie
@fesshaie Жыл бұрын
Kkkkkk ከውርዱልካ እሞ ንስካ ሸናዕ ክትብለሉ ካብ ዘለካሉ ተመሊስካ ምጽራፍካ ክኣ ይገድድ።ንስካ ቅድም ኣብነት ኮኖም
@Hosaena806
@Hosaena806 Жыл бұрын
zom murukat Eritreawyan nab etom selfi selamn democracy n kitsinberu alewom.💔💔💔
@WediNega
@WediNega Жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይ ራህዋ ይፍጠረልካ:ኣንታ ለዋህ ፈቃር ህዝቢ ዘይኢድካ ረኺብካ ኢኻሞ: ደቂ ዓድና ድኣ ጽባሕ ክኣ ናብዛ ዘለይዋ ይምለሱ:እቲ ዝጽበዮም ዘሎ'ዶ ጠፊኡና።
@Fekarkun
@Fekarkun Жыл бұрын
Way ahiwatey nabzi dyablos sriat.emo kea kemzitat tezaribkum tetemeliskum dia drar arer ahiwatkum ktkonu ikum mesakin enber hzbn.mengstn Tigiray da mhiret ewe gerilkum belu egziabher msakatkum ykun netom zmeharkum kea egziabher selam yhabom 🤲😢
@semhad1592
@semhad1592 Жыл бұрын
እቲ ባዕለይ መጺአ ኢደይ ሂበ ዝብል ዘሎ ከመይ ኢሉ ክምለስ መሪጹ. ተማሪኹ ተዝኸዉን ተተመለሰ ጸገም የብሉን ባዕለይ መጽአ እንዳበለ ተመሊሱ ክኸዶም ሻዕብያ ኣይትርሽኖምን?
@dejenkidane5493
@dejenkidane5493 Жыл бұрын
ንፕሮፖጋንዳ ከምኡ በል ተባሂሉ ክኸውን ይኽእል'ዩ ከምግመተይ
@eritrea700
@eritrea700 Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣⚰️⚰️⚰️⚰️⚰️
@peintatonic5296
@peintatonic5296 Жыл бұрын
its All feak drama junta weyane
@tesmenase381
@tesmenase381 Жыл бұрын
ደርፊ ናይ ሕቡብ በረከት መንግስትኣብ ካብ ብዙሕ ሓንቲ ኽጠቅስ ደስ ይብለኒ፣ " ንሱ ኣብታ ቤቱ ፥ ኣነ ኣብታ ቤተይ፥ ነገር ኣይደልንን ምስ ጊረቤተይ።" ሰልላም ይንገስስ ኩሉ ክሕጎስስ. ..
@user-mm4xf7ff8v
@user-mm4xf7ff8v Жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ እዚኦም 'ውን ተሰዲዶም ውይይይ ህዝበይ ዝረከቦ መከራ ቁስሊ ሰብ ኣይትጉድኡ ዶ በቃ 💔😭
@ibrahimnoor5404
@ibrahimnoor5404 Жыл бұрын
This is very touching event I salute your input to word unpopular aggregation of bloody pfdj Rocan.
@Kokoba123
@Kokoba123 Жыл бұрын
ይሕዝን እዩ አዶታትና ደፍሮም እሕዋትና ቀትሎም ንብረትና ዘሪፎምን እዕኒዪምን ቀልብካ ምስዳድ እንተይ ይበሃል? ተገድድና እሎም መጽኦም ከምዘይቐትሉናን ከምዘይ ደፍሩናን እንጋይ መድሕን አለና? መቸም አነ ግህየ እየ።
@kiflomshumbahri3194
@kiflomshumbahri3194 Жыл бұрын
ኮረው በሊ እቲ ንብረትና ትብልዎ ዘለኩም ቀደም ዝወሰድኩሞ ኢና መሊስናዮ
@lidukonjo9200
@lidukonjo9200 Жыл бұрын
@@kiflomshumbahri3194 seytan effff
@Kokoba123
@Kokoba123 Жыл бұрын
@@kiflomshumbahri3194 ወድዛ ሙላቕ ብዘይ መደብ ዝተፈጥሪ፡ንስኻ ከረው ዘይትብል ዱሁል።
@kiflomshumbahri3194
@kiflomshumbahri3194 Жыл бұрын
@@Kokoba123 ፈቲክን ዲክን ንጉስ ትምርቃ ዓጽዋን ክባን ምስበዛሓክን ድኣኒ እንታይ ክትገብሩ
@samrukidane2310
@samrukidane2310 Жыл бұрын
@@kiflomshumbahri3194 gohaf nieka ayintay kan eyom murukat funfun
@ziadahaile9074
@ziadahaile9074 Жыл бұрын
Haqka zhawey SELAM YQUN.
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d Жыл бұрын
ናብ ኤረትራ እንድሕሪ መሊስክሞም ምሕረት ጌርናሎም ከይትብሉ ኤረትራ ማለት ኣብዚሕጂ ስዓት ምድራዊት ሲኦል እያ
@mariarossi6555
@mariarossi6555 Жыл бұрын
Tekekl Gen baeltom aymelesen keblu alewom
@user-dv5lp5of2d
@user-dv5lp5of2d Жыл бұрын
ናብ ዓደም ይከዱ እንበር ናበይ ዳኣ ክሰድወም ዋይ
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d Жыл бұрын
@@user-dv5lp5of2d ን ኤረትራ እንድሕር መሊሰሞም 100% ርግጸኛ እየ ከም ዝርሽንዎም ስለዚ ንሱዳን፡ንጅቡቲ ወይ ድማ ናብ ውሽጢ ኢትዮጲያ ዝበለጸ እዩ
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 Жыл бұрын
ኣቤት ብኻ ተሪፎሞም ከርሸኑ እዮም።
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Жыл бұрын
መሳኺን ተቐቢሉ ከሕቕቖም ኢዩ ዘየሓጉስ ምምላሶም ሕጂ ,ባ
@Hosaena806
@Hosaena806 Жыл бұрын
Zom murukat Eritrawyan N adna kinmles zblu niadom kikedu aytefqdulom Kigadelu ente zeydeleyu dma nab Sudan wey Ethiopia afanuwuwom... Zom Seytawnti kab adna kiwetsu wey kitefeu alewom.💔
@tigraweytieye6171
@tigraweytieye6171 Жыл бұрын
ፅባሕ ከዓ ህግደፍ ኮይኖም ተጋሩ ክፀንቱ ኣለዎም ክብልና እዮም እዞም ሩኩሳት
@hafaainom4788
@hafaainom4788 Жыл бұрын
Filut eyu hiji ezom mis atewu ab Eri Tv 📺 ni weyane kixerfu kimexu eyom
@taddesseeleni2840
@taddesseeleni2840 Жыл бұрын
ሰለምንታይ ግን ይከዱ አለው ክርሸኖም እዩ እቲ ሸጣን መንግሰቲ
@simonm.7755
@simonm.7755 Жыл бұрын
Asena: ናበይ ኢዮም ተፈኔም? ንዓዶም፡ ክርሸኑ?
@yohannesabraham4786
@yohannesabraham4786 Жыл бұрын
Tegegifom kemexu endyom ab tegray koynom zeykalesu
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r Жыл бұрын
እዚኦም ብፍቓዶም እዮም ንኤርትራ ዝምለሱ ዘለዉ ግን ንኻልእ ሃገር ክመርጹ ኔርዎም ህግደፍ ኽበልዖም እዩ 💔
@negasigebrehiwet2844
@negasigebrehiwet2844 Жыл бұрын
ህግደፍ በላዒ ሰብ ኣይኮነን ኣታ ዝሩገ መዓንጣ።
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r Жыл бұрын
@@negasigebrehiwet2844ሰብ ዝበልዕ እኮ ይበልዕ እየ ኢሉ ኣይኣምንን እዩ ንስኻ ሓደ ካብኦም ኢኻ ቑርሱስ
@Hagos1018
@Hagos1018 Жыл бұрын
እዋይ ንኡሰይ ንኡሰይ ናብ ገበል መልስኩም ትምለሱ አለኹም እንድዒ አነስ ፈርሔልኩም ኢሰያስ አፉ ሃህ አቢሉ ከይውሕጠኩም በቲ ኮይኑ በቲ እንቃዕ መዋጽኦ ፈጠረልኩም 🙏🙏🙏 ህዝቢ ትግራይ ድማ ሰላም ወሪዱ ከም ቀደምካ ሰሪሒኻ ደቅኻ ትዕንግለሉ ይግበርካ
@teklutesfaldet216
@teklutesfaldet216 Жыл бұрын
Tdf abqia koyna enber muruk bdey dkone wuel aysdedn eyu gn eti zehf zehrqeka endegena nafti kinat kmlesu mkanom eyu slezi tdf kemzey tqni felita eya komu geyra enber halya aykonetn tgray tser dabelet nmeqabra twerd ala tdf game over
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 Жыл бұрын
Good 👍 👍 👍 👍 👍
@temesgengoytaye7063
@temesgengoytaye7063 Жыл бұрын
eritrea gexom kkedu yeblomn kem sebom ysededu wey kea klatna nhagzom yehwatna eyom amlak msom ykun hzbi tgray buruk wedi ezgiher 🙏
@aexum1597
@aexum1597 Жыл бұрын
Hezby tgray ezye eyue natna menentna tesbuk tegbaratna hagere tgray teser 💯💯💯✊💪✊💪✊💪❤💛❤💛❤💛❤
@fanotube1009
@fanotube1009 Жыл бұрын
Amanuel neseka eritreawi ayekonkan tegeraway ember manem seb eritreawi koynu serawit eritrea ketselo ayekelen eyu jegna jegna 10sha teblom weyane tedemsisomlka aleuu jegna hezbi eritrean serawit eritrean trha eyu abza horn africa🇪
@hab3hmbeselambsl79
@hab3hmbeselambsl79 Жыл бұрын
Emo edka hibkas nab eritrea tmles aleka awan.
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 Жыл бұрын
???????????????????????? ናበይ እዮም ተፋንዮም ወይስ ነፃ ማለት እዩ, ወይስ ናብቲ ውልቀመላኺ እዮም ክምለሱ መሶም ናብ ውግእ, ወይ ክርሸኑ እዮም። ዓብይ ጌጋ እዩ መሊሶም ናብኡ ተመሊሶሞ ☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️
@terhasberhane71
@terhasberhane71 Жыл бұрын
አታ አብአ ፅንሑ ናብ ጉድጎድ ከእትወኩም እዩ
@peterapo1232
@peterapo1232 Жыл бұрын
ነቶም ኤርትራውያንሲ ኣብ ትግራይ ምንባር ምሓሾም ኔሩ።
@hagosminia6431
@hagosminia6431 Жыл бұрын
Bravo wedi asmera
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Жыл бұрын
ኤርትራውያን ሙሩኻት ንኤርትራ እንተ ተመሊስኩም ኣብ ኣፍ ገበል ከይትኣትዉ፣ ምስቶም ኣብኡ ዘለዉ ተቓለስቲ ኣሕዋትና ኤርትራውያን ተጸንበሩ። ታሪኽ ስርሑ ምእንቲ ህዝቢታት ኤርትራን ትግራይን።
@eritrea700
@eritrea700 Жыл бұрын
ኪናት ጸሊኦም ሓዲሞምሲ ናብ ኪናትመልሶም ደሊካ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@surafieldawit195
@surafieldawit195 Жыл бұрын
Nmntay elama eyom nb Eritrea melisomom, zgerm eyu.
@teckleabhagos8773
@teckleabhagos8773 Жыл бұрын
Ab shabiya hiwet husur eyu syndrome zelewo seb aetiyomo alewu
@adiamabay6731
@adiamabay6731 Жыл бұрын
ኦ ኢንታይ ኮን ክትጸንሖም ኢያ መሳክን
@emyefrata3202
@emyefrata3202 Жыл бұрын
መሊስኩም ተዋጉኡና እዩ እዚ መሊሱ ከእትዎም እዩ በየን ጌሮም እዮም ክኣትውኸ 🤔
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Жыл бұрын
ኣይከድን እዮም ተባሂሎም ኣብ ትግራይ ክንፅንሕ ኢና እሎም እዮም
@liaberhe3508
@liaberhe3508 Жыл бұрын
Erterian should not go back to Erteria
@merybella5692
@merybella5692 Жыл бұрын
Abta zelekuma mehashekum.....nab gebel ekum temelesu zelekum
@tommygebar1930
@tommygebar1930 Жыл бұрын
Anta hji kea nabey eyom ?hzbi tgray awet yhabkum.
@lovetigray7773
@lovetigray7773 Жыл бұрын
ብምንታይ መክንያት እዮም ተለቂቆም ብዓይኒ ፖለቲካ እስኪ ኣርቅቅ ኣቢልኩም ንገሩና ኣቱም ሰባት ኣነስ ግራ ኣትይኒ😥
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
ብዝኾነ ይኹን እንኳዕ ተለቐቑ ድኣ ህዝብና ኣብ ለዕሊ ጥምየቱ ተወሳኺ ጭንቐት ኾይኖምዎ
@lovetigray7773
@lovetigray7773 Жыл бұрын
@@netsanettdf9263 ንሱስ ሓቅካ ዝያዳይ ግን ተገሪመ እየ ብምንታይ መክንያት እዩ 😢
@rawarawa6055
@rawarawa6055 Жыл бұрын
እቲ ምክንያት ኣነ ዝመስለኒ , ዓለም ብሎጆስቲክ ይኩን ዲፕሎማሲ ,ምስ ትግራይ የላን ።ስለዝኮነ ብቁንቡላን:ታንክን:ሮኮትን:ኣየርን :ባንክን.... ብዲፕለማስያዊ ሓይሊ ድማ ተደጊፍም ግሪን ላይት ተወሊዕሎም ካብ ኢ/ያ ትፈርስ ትግራይ ትደምሰስ ስለ ዝኮነ መራሕትና ፈሊጦም ኣለው, ኣማራፂ ዘሎ ምሩክ ምእንታን ዕድል እንተረኪቦም ኣብ ህዝቢ ዝገደደ ዕንወት ስለ ዘብፅሑ ቦቦታኦም ኣትሒዞም ከምታ 2012 ንጎበታት ቴንበን ድዩ ደደቢት ምክታቶም ኣይተርፍን እሞ ዝሓሸት ንሳ እያ። ስቃይና የሕፅረልና እንበር ጉዳይ ብሕጂ ይመፅፅ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
@@rawarawa6055 ጉሓፍ እቲ ደደቢትን ተንቤንን እኮ መሬትና እምበ መሬትኹም ኣይኮነን እስኪ እተው መውፂኢ ተረኺብኹም ክንርኢ ኢና ክንደይ ግዘ ክንታለለልኩም ንነውራማት ኣራዊት መድሓኒቱ ኣብ ኢድና እዩ ዘሎ
@rawarawa6055
@rawarawa6055 Жыл бұрын
@H Kg ሃሃሃሃሃሃሃ ልዕሊ ማንም ትግራይ ንዓይ ትብፀሐኒ: ማዕረኩም ደሞ ሕዋሓት ትመርሐኒ ግን እቲ ሓቂ ንሱ እዩ። ካብ ደብረብርሃን ብሓይሊ ምዕራባውያን ተመሊሶም ሕጂ ድማ ብደገፎም ሽረ ኣትዬም ክንደይ ኣበሳቢሶም , ኣክሱም ዓድዋ:ብድሮናት ይዓንዋ ኣለዋ,መሬት ዓጋመ ካብ ዝነኣሰ እስካብ ዝዓበየ ብቁንቡላ ይነድድ ኣሎ:ራያ ራዩማ ኩለን ሰማዒ ዘይብሉ ይፀንት ኣሎ :ናይ ምዕረብ ብትሕዙ ይከደን , ስለዚ ጉዳይ ተሪሩ እዩ ዘሎ ካድረታት ከም ደቂ ሻዕብያ ምንጭብጫብ እንበር ጌጋ ይኩን ቅኑዕ ሓሳብ ብፀጋ ተቀቢልካ ሪኢቶካ ምቅማጥ ኣይተዓደዓደልኩምን , ፅንዓት ንቲዲኤፍ . ሰለም ንህዝበይ ። ትግራይ ደመይ ❤
@freweyne865
@freweyne865 Жыл бұрын
ደስ ይበሎ መንግስትና ንሕና ግን ደስ አይበለናይ በተለይ ኤርትራውያን ክልቀቁ ከለው.
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam Жыл бұрын
ኣታ እዞም ውጻዕ ምዓት ዝኾኑ መንእስያትና ሓድጊ ከይኮኑ ተመሊሾም ናብ 'ዚ ኣራዊት እሰያስ ክምለሱ⁉️ ክሳብ ዝኾነ ዝኸውንስ ኣብ ትግራይ ድኣ ምጸንሑ እሞ ክሕገዝሉ ዝካኣል ድእ እንተዝመ ሃዝ : እንዳ ርኤኻ እንዳሰማዕካ ናብ በላዒ ስርዓት የሕሊፍካ ነዞም መንእሰያት ምሃብ እቕረ ዘይበሃሎ ጸሊም ታሪኽ እዩ::በጃኻትኩም ኣብ ደገ ዘልና ኤርትራውያን ነዚ ንሕሰበሉ:::
@abdelhadiali2342
@abdelhadiali2342 Жыл бұрын
Mistrmareku dea entay kiblu gibue u ezi zereba kizreb nikalay gizye temelisom koqalesu mukuanom aytzengiu ezi ab miruk kizreb tistebeyo silezikone ayhidsenan u afemuz aqniekn zezarebkinoom daa yegdi silezikone yeredaana u kab mirukat dea ne agame kistarefu delika naakatkum u hadiskum ember ni eritraws hadish aykonen tetemelisom hagerom u Eritrawnet kaa selam u beselam gezoom kiatwu eyom
@user-ny9xd3od2h
@user-ny9xd3od2h Жыл бұрын
Mengsti tgray abi gega feximu 😢 nezom mrukat kfnwom ayneberon hgdef kketlon eyu ayamnomn eyu
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
ባዕሎም ደልዮም ንዓድና ስለ ዝበሉ እንድሕር ናብ ዒሱ ክኸዱ ዘይደልዩ ተኾይኖም እንታይ ኾይኖም ናብ ኣሕዋቶም ተሓዊሶም ዘይቃለሱ ኣማራፂ እኮ ይወሃቦም እዩ
@jemilaabdulqader5744
@jemilaabdulqader5744 Жыл бұрын
አነ ግን አይተረዳአንን ?ናበይ እየም ክምለሱ ነ ኤርትራ
@habtomtekle5391
@habtomtekle5391 Жыл бұрын
ብምሕረት ንኤርትራ ምምላስ ናብ ዝኸፍአ ኩናት ኢዩ ወይ ንኣዲስ-ኣበባ ክስደዱ ኣለዎም እንታይ ከምዝመጾም ስለትፈልጡ።
@waletburru1725
@waletburru1725 Жыл бұрын
We will continue to say no to war and yes to peace 🙏 Thanks TDF and people of Tigray this pow are testified how your Humanity Make them feel like they were reborn Peace is the solution Humanity
@teklutesfaldet216
@teklutesfaldet216 Жыл бұрын
You are denqoro abeyenay kfli alem eyu mrukat bdey smme zsdedu. Kabzi tmeharo tdf abqiu mkanu eyu enber hwhat si murukat yegafun ychfchufn enber aysedun
@danieltekle8234
@danieltekle8234 Жыл бұрын
@@teklutesfaldet216 Hasawi Resah Wedi Resahat Miquanka Tinegrena Aloka.Wedi Nokal Adgi
@teklutesfaldet216
@teklutesfaldet216 Жыл бұрын
@@danieltekle8234 atayo hasas
@danieltekle8234
@danieltekle8234 Жыл бұрын
@@teklutesfaldet216 Babene Resah Banda
@teklutesfaldet216
@teklutesfaldet216 Жыл бұрын
@@danieltekle8234 ata yo tay maletka eyu hasas agame tgraway
@berrak3105
@berrak3105 Жыл бұрын
Etom Eritrawyan mrukat si ab tigray tezxenhu mhashe ember hargex nay eritrea kbelom eyu .
@eseyamnuel
@eseyamnuel Жыл бұрын
ኣታ ናበይ እዮም ክምለሱ እዞም ባራዩ?ባዕሎም ናብ ገበል ክምለሱ በሉ ኪዱ ሃህ ኢሉ ክጽበየኩም እዩ እቲ ገበል ። ጸማማት በሓቂ ድዮም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ገሪሙኒ ኮ
@mariarossi6555
@mariarossi6555 Жыл бұрын
Ane zehezununi hegike abey katewo iyoum mes ezi donkoro amrareh nay esays betaemi yehezenu🙏
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ተፋንዮምስ ኣለዉ ፥አንተኮነ ተመሊሶም ኣበይ አዮም ክኣትዉ ?ናብ ሃገሮም አንተተመሊሶም አቲ በላአ ሰብ ኣረመናዊ ፋሺስት ስርኣት ከም ስግኣት ስለዚሪኦም ከጥፍኦም ከምዝክአል ዝተፈልጠ ጉዳይ ስለዝኮነ ካብ ተመሊስካ ምጥፋአ ሃርነት ኣሪትራ ክሳብ ዝረጋገጽ ምስቶም ታተ ዝብሉ ዘለዉ ተቃለስቲ ምቅላስ ወይ ህዝቢ ትግራይ ዘረከባ ጸበባ ምክፋልን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ተሃዊስካ ክቡር መስዋአቲ ምክፋል ይከውን፥ብፍላይ አቶም መናአሰይ፥ጸላኢካ ለኪምካ መስዋአትነት ሃላል ስለዝኮነ፥
@zemichaelgrmay5997
@zemichaelgrmay5997 Жыл бұрын
Selam yewrdelu nzi hzbi ezom yewat n eritrea zmleselu yehwat gin kasrom iu ezi sythan , nab zmeretskumo etezbhalu mehashe neyru.
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍
@abetybaye1950
@abetybaye1950 Жыл бұрын
ኣታ ናበይ እዮም ዝሰድዎም ዘለዉ ኢሰያስ ተቐቢሉ ክኣስሮም እዩ እዋይ የሕዋተይ
@awetgebreslase6710
@awetgebreslase6710 Жыл бұрын
ኤርትራውያን ንኤርትራ ዘይኮኑ ክምለሱ ዘለዎም ንሱዳን ተመሊሱ ከም ዝበልዖም ከይተሓለመ ዝተፈትሐ ሕልሚ እዩ።
@gm5215
@gm5215 Жыл бұрын
ሕዋሓት ነዞም ኤርትራውያን ናብ ዚ ኣራዊት ጉጅለ ከይትመልስዎም ካሞት ወጽዮም ናብ ሞት ኣይትምለስዎም ብፍላይ ኔርትራውያን እንታይ ከምዘጋጥሞም ፍሉጥዩ ምሉእ ፍታሕ ግበርሎም ናብዚ ጉጅለ ኖ
@lulululu2675
@lulululu2675 Жыл бұрын
እዚኣስ ፍትሓዊት ኣይኮነትን ኩናት ስለ ዘይደገፍዎ ባአሎም ኢዶም ሂቦም ሲ ተመሊሱ ከእሰር ትሰድዎ ኣለኩም ሞት ኢያ ክትጽበዮም ነዚኦም
@maymrobi
@maymrobi Жыл бұрын
Luluፕሮፋይሉን በመንካት ደምሩኝ
@RahbotNhzbey
@RahbotNhzbey Жыл бұрын
Ere nabey kfanewu Nab salesay hager b UNHCR ember meliskum nab Eritrea keytmeleswom mesakin Amlak awxiuwom kelo.
@gamobonga4432
@gamobonga4432 Жыл бұрын
Mnntun ymyawk y talian sgra tshkame kushashawoch. B mjmrea tgrainachun ykadachu dgmom tgrgna tawralachu ymnqunqua hon nw wrdawoch enant bndaj maqatl nbr lala bharochn ertrawochn saychmr . Ng ynant akal yhonw armna arawet yhonw amaraw tgrain bmafrs blo y talian sgra tshkame ynbrw tgrgna tnagare zr mnzrhn endmeytfw ewqu. Wradawoch bktoch hamasen ymetlachu yalmknyat aydlm. Mnntachun ymatawku kushashawoh
@user-lv7tu3sc3d
@user-lv7tu3sc3d Жыл бұрын
ተተመሊሶም ከ እንታይ እዩ ፍርዶም ዋይ ህዝበይ ናኣካ ዶ አዚ ትፍደ ግን ዳሓን እግዚአብሔር ኣሎ አብ ዝፋኑ ክፈርድ እዩ🤔
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ካብ ን ኤርትራ ዝምለሱ ኣብ ትግራይ እሱራት ኮይኖም ምንባር ይሕሾም 🙄
@hiritysahle4088
@hiritysahle4088 Жыл бұрын
Hezbi Tigray tebarku wtha exo meneseyat zyerdekumlom😂
@galbrhane1909
@galbrhane1909 Жыл бұрын
N Eritrea da zeymmlas yhshekum Eseyas da keytfakum
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 Жыл бұрын
Where are they sending them? Please don’t send them back to Eritrea
@amanuelaplus
@amanuelaplus Жыл бұрын
Yes it great humanitarian service by Tigray people to release the Eritrean military conscripts. However, the Higdef dictator government might kill all of them for not fighting/dying in Tigray war. TIEZAZZZ
@Selemawi-t1
@Selemawi-t1 Жыл бұрын
Entay aynet zerebayuzi tefanewwom belu
@yohannesgebru4720
@yohannesgebru4720 Жыл бұрын
ንኤርትራ ኣይትመለሱ ምስቶም ኣብኡ ዘለዉ ተቓወምቲ ኩኑ ካልእ እንተተረፈ ነብስኹም ተድሕኑ ንኤርትራ ኣይትመለሱ በጃኹም
@hilnaeyuminbar2125
@hilnaeyuminbar2125 Жыл бұрын
Ezi hasawi tdf eritreawyan nab dletkum hager kinsedekum ena kem zeybele Hji ni Eritrea sedidwom
@kiflomhabtemariam4643
@kiflomhabtemariam4643 Жыл бұрын
እብኡ ምዕጣቅ ይሕሸኩም ተተመሊስኩም ወይ ክእስርክም እዩ ወይ ካልእ ክኀብረኩም እዩ ናበድ ትምለሱ ከምዘለኹም ነብሱኹም ሑስቡላ
@goitomsium7484
@goitomsium7484 Жыл бұрын
የሰናብቱና ኣለዉ ነንሃገርና ድዩ ዝበለ??? ንኤርትራ ገጾም ድዮም ክፋነዉ??? ኣብታ ዶብ ተቀቢሎም ክርሽኑዎም ዮም፣ ንተጋሩ ዳኣ ጾር ዮም ክኾኑዎም እምበር, ኣብኣ ክጸንሑ ምሓሾም፣
@hiwotgebremichael1803
@hiwotgebremichael1803 Жыл бұрын
Nab Eritrea entetemelisom ayasho eyom.
@simi118
@simi118 Жыл бұрын
ነብስኩም ኣድሕኑ ን ኤርትራ ሲ ኣይምለሱን ይኮኑ ግዲ. ወይ ክእሰሩ እዮም ወይ መሊሱ አብ ውግእ ከእትዎም እዩ.
@kenanseret5637
@kenanseret5637 Жыл бұрын
እዚስ ናይ ህግደፍን ህውሓትን ሕቡእዝምደና ዘለዎም ዶ ኣይመስልን .
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 Жыл бұрын
ክቀተሉ. ኢኩም. ናብ. ኤርትራ. ትሰድወም. ዘለኩም. ብጠዕም. ይሕዚን. ኢዩ።
@kahsayembayetsegay4354
@kahsayembayetsegay4354 Жыл бұрын
hiwahati kitefi alewo Yhewatina mariku zireshenom alewu hiwahati abi midir alem kitefiee alwo
@ermiasalem3010
@ermiasalem3010 Жыл бұрын
Oy emo n higdef sgab hiji ayfeletwon malet eyu abu ente zxenhu mhashom ember zey kaseom eyu
@ZoroRonoroa1st
@ZoroRonoroa1st Жыл бұрын
እዚኦም ኤርትራውያን ንሱዳን ወይ ጅቡቲ ክኸዱ ኣሎዎም ይብል።
@danhaile8603
@danhaile8603 Жыл бұрын
Ewae ezom sebat tefanyom nabey eyom zikedu zelewu. Baelika do nab af hargex tietu eka.
@yossieffssahaye481
@yossieffssahaye481 Жыл бұрын
ናበየናይ እዮም ኩኮዱ ናብ ኢርትራ ማለት ድዩ ወይ ጽላለ እቶም ኢዶም ዝሃቡን እቶም ዝተማረኹን ናብ ኤርትራ ኽኾዱ ማለት እሞ ህግደፍስ ገነት እዩ ማለት ዘንጊዕኩም ከይትኾኑ
@makia.7440
@makia.7440 Жыл бұрын
Entay kigebru eyom hizi ab Eritrea melisom keatu doyom? Melisom Kawagu?
@user-hm3zr9ol1h
@user-hm3zr9ol1h Жыл бұрын
እዉይ. አንሰ. አብ ኪሊ. ዘሎ. ትግራዊይ. ዚኢሰር. ዚሒርዲኪ. ፍትሒይ. ይብሊን.😭💔🖤 ምለት. ዲይዉ ግን ሓዲ. ሓዲ ብጣዓይ. ምሒዚን. እዪ. ኪሒሪዲና.😭😭 ዚምፃሰ. ኪዲ. ኢሞ. ተምሊሰክም. ሒሪዲና. ይብሃል. አነ ግን. እትይ. ህዚብይ.😭😭 እዪ ዚሓዚንኑ. 🖤💔እንብ. ነሓና. ዲኣ. አብ ሰዲት. ክይና. ዚሃብኒ. ምካአል. እዪ. Love 💛❤ ትግራይ. ትሰዕር💛❤👊👊
@tesfalem9213
@tesfalem9213 Жыл бұрын
እዞም ግን ናብ ኤርትራ ድዮም ተፋንዮም ?
@geneteden4343
@geneteden4343 Жыл бұрын
ናበይ እዮም ተመሊሶም ዝኸዱ መንግስቲ ትግራይ ኣመስጊኖም??? ኣጢቖም ኣንትጻር እቲ ግፍአኛ ሀገር 🇪🇷ብዘይ ህዝብን ልምዓትን ዘእነወ ህግደፍ ይበገሱ ክልተ ሞት ካብ ዝሞቱ ጅግንነት ኣቦታቶም ይድገሙ ካብዚ ዝከፍእ ፀልማት የልቦን 😨
@yeshigetnet9104
@yeshigetnet9104 Жыл бұрын
ኣታ ኤርትራዉያንሲ ናብ ኢሳያስ ምፍናዉ ሙቱ እያ መንግስቲ ትግራይ ከሙ ኣይገብርን ኢለ ይኣምን
@kenozhussain7290
@kenozhussain7290 Жыл бұрын
Ya jemea nabey ketsdwom baelom mexiomsi baelkum ketsdwom kabey deyom mexiom nab hagerom tsdwom
@or4808
@or4808 Жыл бұрын
ናብይ ዝምለሱ ህግደፍ ክቀትሎም እዩ አሻ ድዬም መስለኒ ንኤርትራ ዝምለሱ
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k Жыл бұрын
ካብ ናብ ኤርትራ መምሎቒ እንተዝርከብስ ናብ ሱዳን ምእታው ምሓሸ :: ናብ ኤርትራ እንተተመሊሶም ግን ሻዕብያ ዳግማይ ናብ ኵናት ከተሰልፎም እያ ::
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Жыл бұрын
ናበይ እዮም ግን ከከዱ ናብ ኢሰያስ ዲያብሎስ ድዩ
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 24 МЛН
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 81 МЛН
POV: Your kids ask to play the claw machine
00:20
Hungry FAM
Рет қаралды 8 МЛН
Evening News in Tigrinya for September 6, 2024 - ERi-TV, Eritrea
21:54
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 10 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 24 МЛН