Atv Asena Live - ውልቀመላኺ ኢሳያስ ድሕሪ ጉባኤ ህውሓት ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ ሕርይቲ ጉጅለ ህግደፍ/ ደምዳሚ መግለጺ መበል 14 ጉባኤ ህውሓት

  Рет қаралды 26,876

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 56
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ኤማ ለባም ሓዉና ደው በለልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Thank you Amanuel. Be blessed
@natigalla-yz4lu
@natigalla-yz4lu 2 ай бұрын
Congratulations!
@MekonenKidanemariam
@MekonenKidanemariam 2 ай бұрын
World class mind indeed 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 2 ай бұрын
Thanks Aman
@leberlegataamen7080
@leberlegataamen7080 2 ай бұрын
Thank you! ATV.
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 2 ай бұрын
💚💚💚💚
@EfremIsaias
@EfremIsaias 2 ай бұрын
Thank you amaniel ነዚ ውሳኔ ጉባኤ ህወሓት ከምዘለዎ ምቅራብካ : ብፍላይ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝብና ሓበሬታ ስለዘይረክብ ብመገዲ ኣሰና ናይ ከባቢና ሓበሬታ ክረክብ ስለዘኽእሎ ::
@tesfuteklu260
@tesfuteklu260 2 ай бұрын
ከመይ አለኻ ኤማ አይትጥፈኧና
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 2 ай бұрын
ኤማ ኣነስ ብመልክዕ ዜና ተምጽኦ ሓበሬታ እዩ ደስ ዝብለኒ።
@Hayet-m1x
@Hayet-m1x 2 ай бұрын
ዲሞክራስያዊት ትግራይ ባህልን ልምድን ኢዩ ::ጎይታ ናይ እንዳ ወይ ገዛ እምበር ናይ ሓባር ኣይነብውረን ::ስለ ዝኾነ ዉን ኣብ ሓበራዊ ወይ ዓብላሊ ድምጺ ይማሓደር /ትግራይ መባእታ ምዕባለ ሰብ ኢያ 👍ቦታኣ ኻኣ ዉሑስ ኢዩ ምስ ዉሑድ በጃ 🙏
@Azeb1782
@Azeb1782 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@gatogato2852
@gatogato2852 2 ай бұрын
ኤማ ሓወይ፡ ንወዱ ኣብርሃም ንምንጋስ ድዩ እቲ መደንደምታ ፍሉያት ባራዩ ኢሳያስ፧
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 ай бұрын
ህወሓት ጠፊኣ ማለት ንኤርትራ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ። ምኽንያቱ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ እንኮ ብሉኡላውነት ኤርትራ ዝኣምን ውድብ ህወሓት ጥራይ እዩ። ህላዌ ኤርትራን ትግራይን ዝተተሓሓዘ'ዩ። ስለዚ ኤርትራ ኣብ ጎኒ ትግራይ ደው ብምባል ኣንጻር ኣብይ ኣሕመድን ጃንዳ ጌታቸውን ጻድቃንን ክትሰርሕ ኣለዋ። ስርዓት ብልጽግናን ጉጅለ ጻድቃንን ንኣክሱም፣ ሽረ፣ ዓድዋ፣ ዛላንበሳን ዓድግራትን ላህጃ ትግርኛኦምን ከም ኤርትራ እዩ፤ ስነ-ልቦናኦም'ውን ከምኤርትራ ስለዝኾነ ንኤርትራ ንምውራር ንእንገብሮ ቃልሲ ዕንቅፋት'ዮም ኢሎም እዮም ዝኣምኑ። ስለዚ ነቲ ብደብረጼን ዝምራሕ ህወሓት ንምህራም ንራያን እንደርታን ኣብ ጎኖም ኣሰሊፎም ምስ ብሎጽግና ብሓባር ንምህራም እዮም ዝሰርሑ ዘለው።
@mesghenmajor3618
@mesghenmajor3618 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ነየነይቲ ኤርትራ ኢኻ ትጠቅስ ዘለኻ፧ 2 ኤርትራ ኢየን ዝለዋ።
@asterk4968
@asterk4968 2 ай бұрын
Hgi terediuka
@manjush1092
@manjush1092 2 ай бұрын
Bel shabiya tedhinka knri ena anta qondaf agame diyom zibluka ab mahxen adeka mismar haxin mexin zeatewula ahwatka mereb seger 😂
@FanealEstifanos-ic8ev
@FanealEstifanos-ic8ev 2 ай бұрын
Entay tbl wedey Eritrea eko nebsa zkealet Hager eya tplf do aykonkun kunat gerom ketfuna zhasebu kdmi 2 amet resiekayo dika haliyom ayhalyom nothing eyom n Eritrea
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
ክሰርቀኒ ዝረኣኽዎስ ክመልሰልይ ነይኣምኖ
@eyasuteklay7457
@eyasuteklay7457 2 ай бұрын
Ya
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
Congratulations TPLF people. Thank You Lord Jesus for TPLF people. I pray the Lord Jesus Christ to give wisdom and insight to the TPLF people, in Jesus' precious name I pray
@abrehaleyal
@abrehaleyal 2 ай бұрын
ጻድቃን ኣብ ልዕሊ ሻዕቢያ ቂም ዝቋጸረ፣ ኣብ ኵናት ኢትዮ ኤርትራ እቲ ኵናት ስለምንታይ ዘይቀጸለ ኢሉ ንውልቃዊ ኢጎኡ ክብል ምስ ህወሓት ዝተባእሰ እዩ። ሕጂ ኸኣ ነዚ ዝተኻየደ ኵናት ተጠቂሙ ናብ ስልጣን ምስመጸ ምስ ጌታቸው ኮይኑ ኣብ ጎኒ ኣብይ ተሰሊፉ ኣሎ። ጻድቃን ረብሓ ኤርትራ ንምጉዳእን ቅርሕንቲ ዚያዳ ንምስፋሕን ከምኡ ኸኣ ምስ ብልጽግና ኮይኑ ንቀይሕ ባሕሪ ንምቁጽጻር እዩ መጋበሪያ ኣቢ ኣሕመድ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ።
@manjush1092
@manjush1092 2 ай бұрын
Bel shabiya tedhinka knri ena anta qondaf agame diyom zibluka ab mahxen adeka mismar haxin mexin zeatewula ahwatka mereb seger 😂
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 ай бұрын
I agree with your comments. General Sadikan is behind all the problems in Tigrai. He is a very dangerous man and I condemn him.
@teferigungul4620
@teferigungul4620 2 ай бұрын
game over ተባሂሉ ዶ አይነበረን ወያነ ካበይ መፀት?
@barukh3373
@barukh3373 2 ай бұрын
Why too much news about weyane! Sick and tired of it
@MaDiD2006
@MaDiD2006 2 ай бұрын
ፍሊጶስ ተቃዊሙ ምስ በለ : እታ ጉዳይ ትርጉም ከም ዘይብላ ፍልጥቲ ኮይና ኣላ:: ኤማ ነዚ ዝሰደደልካ ካብ 80% ትኣምን 10% እንተ ሂብካዮ ይሕሸካ::
@yemgeb2511
@yemgeb2511 2 ай бұрын
ቀዳምይ 1ይ ሕልም ዝበለ ሓሶት ምብስባስ :: ዝብል ስለዝይብሉ :ነቲ ጉናኤ ውሳኔ : ፍሹል: ይገብሮ :: ኹሉ ትግራዋይ: ነዜኣ ትምረር ትጥኣም: ከም መድሃኒት :ንምኽዋይ ኻብ ኽማም :ክውኽጣ ኣለዎ ::
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 ай бұрын
ካብዚ ንድሓር ናብ ቤት ህንፀቶም
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 2 ай бұрын
HGDEF/ISEYAS DEAA MOOD NAY BARAYU ZEKHONU USUBATU KEREE TERAY EYU AKHEBA AKAYDU EMBER, BEKURMAJENDATEGHEREFU ZEKHEDU BEAAL PHILIPOSESHETE , ABRAHA KASSAYE, KISHA DEAA ENTAY KEBLU.
@hope2021-p5t
@hope2021-p5t 2 ай бұрын
VIVA TPLF.tegaru hjiwn ab kalie gega mengedi keytatw.B dr. Debrestion zmrah TPLF mdgaf eyu zewaxeakum meknyatu TPLF hizwo zelo mengedi nab nexa hager ktmsrtu slezekelekum. slezi n beal getachew and tsadkan mdgaf malet ab thti ethiopia mkxal malet eyu n TPLF mdgaf kea beri naxnet zkeft mengedi eyu slezi make no mistak.
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 2 ай бұрын
ክባን ዕጽዋን ዓጸቦን ዋሕዲ መድሃኒት ንስንኩላን ሓርበኛ ታት, ስራሕ ስእነት ንመንእሰያት ስደትን ፍልሰትን ተጋሩ ልኡላዊ ግዝኣት ትግራይ ተጎቢጡ ከሎ ነዚ ኩሉ ገዲፍካ ብስልጣን ስኩቻ ሓድሕድ ቁርቁስ ኣኽፊኢልኩም ደጊምኩም ሕሰቡ።
@Azeb1782
@Azeb1782 2 ай бұрын
ኢሰያስ መድያ ይዓጹ ገታቸው ድማ ከምኡ ዘግረምዩ ትማሊ ትማሊ ከም ዘይተሃደንካ ብሓንሳ ንአሽቶ ዲክታቶር ወይ አብይ ኢሰያስ ገታቸው አብ ሓደ መስመር ንምአማኑ ዘሸግር!!!!!!!!!!
@yemgeb2511
@yemgeb2511 2 ай бұрын
ቐጣፌ :: ፉንፉን :: ኤርትራ መመቀሬ ጌርካ : ብዛእባ ትግራይኻ ትገበር :: ጠሬጣ ተትሃፍረልኻ :ማለት እስኻ ኢ 'ኻ :: ዓወት ንሓፋሽ ::✊::
@AbdorahemRadai
@AbdorahemRadai 2 ай бұрын
😅😅😅😅😅
@mulugeta481
@mulugeta481 2 ай бұрын
ብዘይ ምግዳለይ ይኾርዕ
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 2 ай бұрын
ሓሰና ወካርያ ልህቲት ወይጦ ወዲ ወዶገባ ድህሪ መለስ ኣይጠዓመካን ህጂ ድማ ወያነ ተሓሚሳ ተጠሊዕካ የእዊ
@michaelmichaelhael972
@michaelmichaelhael972 2 ай бұрын
ኣንታ ጸማም ግልዳም ጅግና ኢብራሂም ዓፋ ዳኣ ግባኡ ፈጺሙ ንሃገር ዝተሰዋኤ እንድዩ ኣበይ ከይኑ ኣኼባ ክሳተፍ ትሓስብ ኣንታ ሓሳዊ ረሳሕ ኢኻ ሎቅማጽ።
@mathewostsegay4868
@mathewostsegay4868 2 ай бұрын
ሓሳዊ
@EHSANALi-zp7sy
@EHSANALi-zp7sy 2 ай бұрын
ጅሚሮምልካ ድዮም ውያነ ኢትን ናይ ቀድም ዘሕቡካ ዘንብሩ መስርፍካ ኢስይስ ኢስያስ ክትብል ጅሚርካ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
ከልብ !
@bzewde
@bzewde 2 ай бұрын
ብርጌደር ጀነራል ሓዲሽ ኤፍረም።
@zerayaflegne3557
@zerayaflegne3557 2 ай бұрын
ኣብዬት ድራማ! ናይ ቖልዑ ፀወታ! ሕወሓት Hung ካብ ትገበር ፀኒሓ ኣላ!
@ሓጎሥሓድጉጸሓይበረቐ
@ሓጎሥሓድጉጸሓይበረቐ 2 ай бұрын
ኣየይ በዓል ኣማኒኤል ወዲ ኣቦይ ኢይያሱ! እዝዛ ህግሓኤ መቸም ከም ፍልይቲን ናይ ኢሰይያስ ከምዘይኮነትን እንዳኣምሰልካ ምቅራብ ኣይገደፍካይያን።ኣይርድኣካን ድይዩ፧
@DawitMelles-j9h
@DawitMelles-j9h 2 ай бұрын
Hasawi
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
ጥሪት ኢሰያስ ???
@DawitMelles-j9h
@DawitMelles-j9h 2 ай бұрын
@@Z-oneandonly thnks Issayas is my Pia
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 ай бұрын
@@DawitMelles-j9h Oh yeah as a slave you deserve it. But always remember he is from Tembien, Tigray!!!!
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 2 ай бұрын
ሓሰና ወካርያ ልህቲት ወይጦ ወዲ ወዶገባ ድህሪ መለስ ኣይጠዓመካን ህጂ ድማ ወያነ ተሓሚሳ ተጠሊዕካ የእዊ
ደረጀ ከበደ
1:47:50
Dereje Kebede
Рет қаралды 818
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 26 МЛН
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 28 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
New Eritrean  Comedy 2023 Deki lomi ደቂ  ሎሚ  by Dawit Eyob
49:27
Mara Entertainment
Рет қаралды 482 М.
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 99 М.
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 26 МЛН