Atv Asena Live - ኣጋንንቲ ቤትማሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ፡ ወዲ ከበደን ምኪኤል ኢሳቕን መን`ዮም?

  Рет қаралды 16,171

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv Asena Live - ኣጋንንቲ ቤትማሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ፡ ወዲ ከበደን ምኪኤል ኢሳቕን መን`ዮም?

Пікірлер: 36
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 23 сағат бұрын
Thank you, Emma. Keep up the good work.....
@M-vr7zo
@M-vr7zo 16 сағат бұрын
ሓንቲ ዝፈልጣ ሰብ ኣብ ዓዲ ክትበጽሕ ኢላ፡ምስ ከደት ነቲ ኣብ ዓዲ ዘባጻጽሓ ናብ ዓዲ ኣበይቶ ውሰደኒ እሱር ክበጽሕ ኢላቶ ። ንሱ ድማ ዋእ ክንደይ ኢልኪ ክትበጽሒ ኣይኩሎም፡ደቂ ገዛውትና ኣብኡ እንዲዮም ዘለዎ፡ንመን ሂብኪ ንመን፡ክትገድፊ ኢሉዋ። ኣነ ብወገነይ ንሓደ ርእየ ነቲ ገዲፈ ክመጽእ ስለዘይደሊ ኣዪከይድን እየ ኢሉዋ። ኩስቶ ኣቤሎ ኢልካ እንተሓቲትካ ትኣሲሩ ሎ ኢሎም ከምተራ ነገር እዮም ዝነግሩኻ ኢላትኒ። ይገርመካን የሕዝነካን እዩ።
@EmamAdemmohammedEmamAdemmohamm
@EmamAdemmohammedEmamAdemmohamm 13 сағат бұрын
ክንደየናይ ሓቅነት አለዎ ተቅርቦ ዘለካ
@shkortv7035
@shkortv7035 5 сағат бұрын
Kulu hasott xeleme u!!
@hayletkle2197
@hayletkle2197 17 сағат бұрын
ፍሊጶስ ወለሃንስ እሸቴ ፡ ብርሃነ ከበደ ፡ ኢሳያስ ፡ ማንኪ ፡ ክሻ ፡ ኢትዮጵያውያን ኢዮም ፡ አርትራውያን ከ ኣ ብዞም ገበርትን ሓደግትን ይግዝ ኡ ፡ ሃየንትዶይኮነን !
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 23 сағат бұрын
ሃገራዊ ድሕነት ዘይኮነ ሃገራዊ ጥፍአት ኢዮም ሃገራዊ ድሕነት አይትበሎ ሃገራዊ ጥፍአት በሎም
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 16 сағат бұрын
Hi.aema.bana.kmy.hderkom💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 11 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤
@SaliSalu-t1o
@SaliSalu-t1o 23 сағат бұрын
❤❤❤❤
@abdullaadem5772
@abdullaadem5772 22 сағат бұрын
Thanks Asena, Emanual Eyasu, and the comment of the gentle friend " the Voice "; the language of the mother, "the woman", is a statement to you and to every listener, as a very clear Tigrigna metaphoric figurative language! Very admirable understanding and statement from the very respected mother. " Ayeney Kefite' ye mexi'e, Tehakime"
@BlackQueen-s7m
@BlackQueen-s7m 22 сағат бұрын
Could you please send me the first part about Adi Abieto Thanks
@GidayBrhane
@GidayBrhane 2 сағат бұрын
ሚኪኤለ ኢሳቅ ኣብ 2008/ወርሒ ዓሰርተ ወይ ሓሰርተ ሓደ ካብ ሙቁፃር ስነስርዓት ክ/ሰ17ተሃድሶ ዝባን ዑና መንድፈራ ንክልተሰሙን ኮርስ ኣለኩም ተባሂሉ ንዓዲ ኣቤቶ ከዱ እዚሕጂ ዳ ኬዥ ተባሂሉ ዝፍለጥ ዘሎ ኣብ ጊኒ እዚ ቤት ማእሰርቲ ዘይ ተውድእአ ማዕጾ ጥራይ እዩ ነይርዎ ብድሕሪ ትኮርስ ካብ ነፍሲ ወከፍ ኣሃዱ ምቁፃር ስነስርዓት እዝመኡ ሰባት ብዝሖም ካብ 20ዘይ ሓልፍ እዩ ነሩ ኣብ ካልኣይ ግዜ ግን ካብ ክ/ሰ17ሚኪኤለ ሓውስካ ሰለሰተ ሰባት ተመዲቦም ሓደ ሽሙ ክጠቅሶ ኣይደልን ኣብ ግዚኡ ዘይ መጻካ ተባሂሉ ብትእዛዥ ናይ ወዲ ምቁር ሰሙን ኣብ ዳኬዝ ተኣሲሩ እዩ ሚኪኤለ ማለት ኣዝዩ ፈራሕ ሰብ ዘይ ኣምን ተንኮሎኛ ርህራሀ ዘይ ብሉ ናይ ረብሓ ሰብ እዩ ብቀረባ ጽቡቅ ገረ ስለ ዝፈልጦ ዝፈልጠኒ ኣብ ሓደ ኣሃዱ ውን ስለዝነበራ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ሓንቲ ሓይሊ ኢና ሚኪኤለ ብዙሕ ኣሎ ዝገበሮ ምስ ግዜ ክቃላዕ ምካኑ እዩ ንግዜ ንግደፎ ኢልና ግን ሕጂ ስቅ ኣይንብልን ኢና
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 8 сағат бұрын
ኣነ ናይ ኢሳያሳውያን ኣጠቓቕማ መዓርዊ ቃላት ዝገርማኒ፦ 1. "ሃገራዊ ድሕነት -ሃገራዊ ጥፍኣት 2. ሕዝባዊ ግንባር "ንዲሞክራስን ፍትሕን" -ንግፍዕን ጭቆናን" 3. ዋልታ ሃገር -ጸረ ሃገር 4. ሓደ-ልቢ - ካሕዳም-ልቢ ክንደይ እሞ ክንብሎ። ብዝኾነ ኤማ የቐኒየልና። ጌጋ ሓበሬታታት ኣብ ዝርከቦ ግዜ "ይቕረታ ብምሕታት" እርማት ኣብ ምግባር ንቅኑዕነት ሜድያ-ኣሰና ዝያዳ የደንፍዖ።
@MengistMengist-w4m
@MengistMengist-w4m 7 сағат бұрын
አየ መከራ አሰና ንተቅርቦ ሓቂ ኮ ተኾነ ብማዓዶ ዘረባ ዋጋ የብሉን እንበር ሓወይ ምስ ሸውዓተ ርእሱ ከባቢ ክልተ ዓመት አሲሮም ሐምሳ ሽሕ ክፊልኩም ውጹ ኢሎሞም ከፊሎም ወጺዮም ብጣዓሚ ዘገርም ዩ እዚ ሕዛእቲ ናይዞም ክትብሎም ዝጸናሐኻ ዩ እዚ ልክዕ ዩ
@MengistMengist-w4m
@MengistMengist-w4m 7 сағат бұрын
መጣቂዒ ኮይኑ ህዝብና አተንባሃያ ኩላ ሐቂ ያ ንገብሮ ጨኒቅና ከም ህዝቢ ኤርትራ ዝተዋረደ አብ ዓለም የለን ነዚ ስርዓት ዚዝድግፍ ሓሳዊ ጥራይ ዩ ወይ ከአ ረብሓ ዘለዎ ዩ
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 18 сағат бұрын
አማን ተቃላሰይ ድምጼ ወጹዓት ንበረልና እዚ ኩሉ ትብሉ ዘለካ ኩሉ ሐቂ እዩ። ወዴ ከበደ ትዉልድ ሐቅካ ኤትዩጸያዊነት ብሐደ ሸነከ አለዎ። ብአካል አብቲ ኤልሳ ኬዳነ ተአሰራትሉ ዝነበረት ዓዴ አበይቱ ምሰ ከድኩ ዘመድ ተአሲሩኔ ሰለ ዝነበረ አብኡ ሪኤዪ ኒረ ንወዴ ከበደ ዝፈልጥ እንተረኪብካ ጎቦ ከፈልካ ተዉጸኡ ማለት እዩ ብዓይኔ ዝራአናዩ እዪ። ኤልሳ ኬዳነ ወዴ 4-5 ወርሔ ቆልዓ ኒርዋ አብቲ ተአሰረቱ እንዳምጹኡ ጡብ አዴኡ ንከረከብ ተባሄሉሕጻን ይመጹእ ኒሩ ዝገርም እዩ። 🙏🏾🙏🏾💕
@tesfahansabraha7631
@tesfahansabraha7631 18 сағат бұрын
ሰላም ኣማኒኤል ከመይ ኣለኻ መጀመርታ ሰላም ክትሁሉ ቢሊቢ አየ ዚምነየልካ ቢምቅጻል ኣብ ኣቃራርባኻ ቢጣዕሚ ይዝሕለና ኣሎ ኣናቢባ ከሙኡ ዊን ቢዛዕባ ዉልቃዊ ሰባት ምዚራብ ግዶፎ ሃገር ኣይዊኩሉን ኢዮም ኒስኻ ግን ናብቲ ናይ ቀደምካ ዑቱብ ኩን ፍጠን ሓድሽ ፍጠረልና ኣይቲዝሓል
@Peace07Love-o2n
@Peace07Love-o2n 8 сағат бұрын
ኣርዑት መግዛእቲ ህግደፍ ሓጺን ሰንሰለቱ:መን ዘይጥዓመ ሓጹር ቤት-ማእሰርቱ:ዕላማና ዓወት ወይ ሞት ኣይመረናን ሓሞት❤❤
@KidaneWoldemichael-j4i
@KidaneWoldemichael-j4i 22 сағат бұрын
ኣብ ወሰነናት ሽንጥሮ ዝደቀሰኸ ክሳብ ዝትስእ ትጵበዮዶ እቲ ውሕጅ ከ ወይከዓእቲ ገበል ከ
@adbt3565
@adbt3565 10 сағат бұрын
ወዲ ከበደ ባርያ እዩ ኣብ ማዕረባ በራዩ እዮም ኣይዋሰቡ ዋላ ግብሪ የብሎም ካብ
@Systematize
@Systematize 11 сағат бұрын
ስጉምቲ ኽንወስድ አለና ብፍላይ ንኢሰይስ ግብረ ሰዶም ን ፊሊፖስ።
@HenokRobiel
@HenokRobiel 6 сағат бұрын
Ne semone gebrdengele ke abrha kasa ke dekie adeka koynome deyom esom ke mlaktyie deyom haswitey kula 3 awerga tahtatite eya lkbete
@mesfinfitwi6439
@mesfinfitwi6439 8 сағат бұрын
ናይ ኣወል ሳኢድ ኢልካ ኣሪኻና ነርካ ቅድሚ ትማሊ
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 19 сағат бұрын
እሞ እቲ ህዝብና ኮ ዝቅጥቅጦዪ ዝፈቱ ኣማንኤል
@siembeyene2863
@siembeyene2863 22 сағат бұрын
Ezi ayana ethiopia betsihu do yfelits do ykewn ? Ab ethiopia lieli 30.000.000 meniesey alo drar beliu nikehedir ab wutihdrna keatu dkiel
@shkortv7035
@shkortv7035 5 сағат бұрын
Micheale kabtom anabss nay adi abeytoo u suk ilkaa aythasuuu hasawi!!
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 23 сағат бұрын
Gigna geganu wedi Eyasu Amanuel. Yekniyeley kibur gigna. Yibel medebatka. Rigumat beal sadkan miss Ghebru Asrat Ni Gigna Meles Ketilom Ni gigna Dr:Debresion kedagimwo hasibom neirom Gen liul goita walta koniwom allo. Hizbitat Tigrayn Eritrean betade koyina nimekitom .nezom rigumat seyaten. Eritreawuyan miss yehiwuatna Tigray adhiniwo hizbitatna. ❤🎉🎉🎉❤
@Peace07Love-o2n
@Peace07Love-o2n 8 сағат бұрын
ሃገር ኣብ በዓል ኣወል ገይ ወዲቓ😢
@kesete767
@kesete767 13 сағат бұрын
Ema,mejemeri,musica,ynewh,alo,gize,yketlelna😃 alo,bejaka,yehxro,eti,musica
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 20 сағат бұрын
Esyas nkeytefe zhkzuwwo zelewu dew a logo zelewu deki hamasen eyo Anusara h bi aretra eyom
@KidaneWoldemichael-j4i
@KidaneWoldemichael-j4i 22 сағат бұрын
እቲ ሕዊኸ
@AdiyamBrhane
@AdiyamBrhane 3 сағат бұрын
ሐሳዊ
@hailegebrelibanos2181
@hailegebrelibanos2181 19 сағат бұрын
Thanks ama❤🎉
@sami85berhe18
@sami85berhe18 16 сағат бұрын
Bra jobb
@estifanoseritrea3423
@estifanoseritrea3423 16 сағат бұрын
😂😂😂😅
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19
БЕЛКА СЬЕЛА КОТЕНКА?#cat
00:13
Лайки Like
Рет қаралды 1,3 МЛН
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 131 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 112 МЛН
Mary Trump: “Cruelty Was a Currency” in Trump Family | Amanpour and Company
18:24
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19