"ኣወል ስዒድ እምነትና ክንፈልጥ ናይ እምነትና ቅርስታት ክንዕቅብ ልሳን ዝኮነና ዓብይ መስቲያትና እዩ"(ምርጌታ ስምኦን)|ብቀሺ በረከት ቅዱስ።

  Рет қаралды 3,050

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 85
@hagush9332
@hagush9332 6 ай бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yesmaena
@SakaSakawi
@SakaSakawi 6 ай бұрын
Mergata simon rituu zehabe wulqawi nderja churchbwekilu aytzerebn... kab nawel meskrulu tblu zehlefo melEkti nyru
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 6 ай бұрын
ኣቱም ኩቡር እቦና ! እዛ ትግርኛ ንኩላትና ሓንቲ ኢያ መስለኒ እዚ መምህር ሱሞን ዝብሎ ዘሎ ዘረባ ! ኣበይ ኢዩ እቲ ጌጋ ኣይተረድኣንን ከም ሪዲኢተን ንስኩም ግን ብምሕር ወገንነት ዝጠጠቃዕኩም ኢኩም ትመስሉ ። ካብቃላት መምህር ሱምኦን ኣነ ይብል ንሱ ኣወል እምነትናን ክብርታት ሃይሞትናን ንክንዕቅብ /እዚ ዘሎ መንእሰይ በቲ ዝጎደለ ክምልእ ሃይመኖታዊ መንነት ይኩን ሃገራዊ መንንተ ንክንዕቅብን እንተ በለ ብዉልቁ እንተ ገለጾ እንታይ ጸገም ኣሎዎ ። እስኩም ከ እታ መስቀል ሒዝኩማ ዘሎኩም ትፈልጥዋ ዲኩም
@muluemeles7201
@muluemeles7201 6 ай бұрын
እታ ሃገር ናይ ኩላትናያ እምነት ተዋህዶ ግን ናይ ኦርቶዶክሳውያን'ያ ስለዚ ኣወል እምነትና ኣየፍለጠናን መንዩከ ኣወል?
@MeksenHaile
@MeksenHaile 6 ай бұрын
እምነትካ ዓቅብ ስለ ዝበለካ እንታይ ኢኻ ኮንካ
@BisratMihreteab
@BisratMihreteab 6 ай бұрын
ብዛዕባ እምነትና ዝብሎ ዘሎ ነዞም ግብረ ሰዶም ዝገብሩ ኣቃሊዑ ክቡር እመነት ኣለና ክርስቲኣን ኣብ ክርስትናኹም ኣስላም ከኣ ኣብ ምስልናኹም ጽንዑ ናብ ካሊእ ዘየድሊ ሃይማኖታት ፋሕፋሕ ኣይትበሉ ኢሉ ስለዝመሃረ ኢዩ መስኪርሉ
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 6 ай бұрын
Nay behaki Abona kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SELAMNIKULU-gn3dr
@SELAMNIKULU-gn3dr 6 ай бұрын
ኣንጻር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘኤርትራ ዝዓጠቅካ - ተሓላቂ ተሃድሶን ንህዝቢ ኣቦታቱ ጸሊኡ ናብ ተሃድሶን ክሕደትን ክከይድ ትገብር ዘለካ ብዓል ሓዱሽ ምትርኣስ ኣብ ዓይንካኣ ዘሎ በሰር ቀዲምካ ረአ ። እዚ ቀጻሊ ትሰድዎ ዘለኩም መርዛም መልእክቲ መንእሰይ እምነቱ ክጸልእ ትገብርዎ ዘለኩም ንስኩም ኢኩም ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ ። ምስ ተሃድሶ ምሽ ዶ ሓቢርካ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ኤረትራ ንዓካ ዝምልከት ኣይኮነን ዋና ኣለዎ - ወይ ቀሺ ኩን ወይ ፖለቲከና - ብኩሉ እንዳመጻካ ሰብ ኣይትበጽብጽ ።
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 6 ай бұрын
ዑውር ውላድ ኣወል ሲዒድ መስትያትና 'ቅዱሳን ኣቦታትና'ዮም። ኣቦና ድማ ትኽክል ኣለው !
@fusfv877
@fusfv877 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ ካብ እዚ ኩፉእ ነገር ፈጣሪ ይሰውረና ኣሜን 😭😭😭😭😭
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@simretgebre1445
@simretgebre1445 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 ❤
@muluemeles7201
@muluemeles7201 6 ай бұрын
❤❤❤
@SakaSakawi
@SakaSakawi 6 ай бұрын
Kab smon tegagyu elka kndzi video msrah kalee menfesawi nezi xom zkewun yelen dyu
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 6 ай бұрын
Amen. Egziabhier yqire ybelelna 😢
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 6 ай бұрын
ብሓቂይ ዘሐዝን ኢዩ ኣቦና ናይ ብሓቂይ ሓደ መስቀል ናይ ክርቶስ ኣምላክና ዝሓዘ መራሒ ይማኖት ከምዚይ ኢሉ ክስብኽ ሕፍረትን ዉድቀትን ኢዩ
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 6 ай бұрын
Nay behaki Abona egziabeher amlak Mehiret yeweredlena ezgiyo meharena Amlake 🙏🙏🙏✝️✝️✝️💔💔💔
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa kiburat yehwat gega alo ezi abona ziblo zelo
@BisratMihreteab
@BisratMihreteab 6 ай бұрын
ክቡር ኣቦና ከም ፍቃድ እግዚኣብሔር መርጌታ ሲሞን ሕማቅ ኣይተዛረቡን ብዛዕባ ኣወል ሰዒድ ሓቂ ኢዮ መስኪሮም። ብተወሳኺ ከኣ ኣወል ስዒድ ንፍቅርን ቅንዕናን እምበር ክሳብ ሕጂ ንጽልእን ባእስን ሚሂሩ ኣይፈልጥን ሓቂ ዝምስክርን ዘየዳሉን ሰብ ኢዩ ኣቦና መርጌታ ከኣ ብዛዕባ እዚ ሓቅነት ኢዮም መስኪሮም፡ ደፊረ አንተኮይነ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይቅረ ይግበረለይ
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 6 ай бұрын
ብሓቂ የሕዝን እዩ ብኽመይ መንገዲ እዩ ኽ እምነትና ቅርስሳትና ክንሕሉ መስትያት ኮይንና ኣቤት ጎይታ ሆይ ይቀር በል እምበር እንተቅኒናሲ ገለ ክንሰምዕዒ እቶም ንሰለ እዛ እምነት ሂወቶም ዝሓለፉ ነብያት ሃዋርያት ሰማእታት ከ እንታይ ሰሪሖም ሓሊፎ ክትብል ደሊኻ እግዚኣብሄ ኣምላኽ ንሃገርና ንሓቂ ዝቆሙ ነገስታት ዝግስጡ ናይ መንፈስ ኣቦታት ይፈጥረርልና እምበር ዘመናሲ ብጣሚ ኩፉኡ እዩ ዘሎ
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@simon030708
@simon030708 6 ай бұрын
ንጹም ጾመ ወናፍቀር ቢጸነ ወንትፋቀር ንትፋቀር በበይናቲነ 😭😭😭
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta abo nsikum gega alekum tsubuk gerikum simuewa kab tneqifu ezom kemey zibelu abona mergeta simon emnet aykonun eiliom bzeba meninet eiom tezaribom n mintay kihnet gerikum seb tedeagiru qurub ke amlak aytferhun n akum eiu ageb zgibakum mihret yewirdelkum fetsari.😢😢😢😢😢😢
@Tirhasarya
@Tirhasarya 6 ай бұрын
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ምስትውዓል ይሃበና ኣምላኽ
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta ETA nai awel sied smeiuwa yehwat yegagiyekum alo ezi abo.
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo.
@Tirhasarya
@Tirhasarya 6 ай бұрын
ሰሚዕና እና ንዛረብ ተደሊኻ ደጋጊምካ ስምዓዮ
@wedihouston1145
@wedihouston1145 6 ай бұрын
Amen memhr
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 6 ай бұрын
Uaye. Gud. Egziabher. Mehaeret. Aurad.. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿🕊️
@ermiasbeletse2144
@ermiasbeletse2144 6 ай бұрын
ቃልሂወት የስምዓልና ኣቦይ ቀሺ ናይኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ 🙏
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Tsubuk aleka ezi hawey Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo keman mergeta b zeba meninet eiu tezaribu ember bzeba emnet aytezareben.
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 6 ай бұрын
ABONA AYTEHAZELEY EMBER ERITRA BEQEMZIOM EYA TEMAHADER MEBALKA ABY GEGA EYU BESENKI HADE SEB KEMU AYTEBEL KALAY KEA NEXELI AYSEBEQEN EYU ZELO AWEL ASTEWILKA SEMAYO AYTEHAZELEY
@salamsalam1464
@salamsalam1464 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
@ዒዋላዩቲብ
@ዒዋላዩቲብ 6 ай бұрын
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና❤ እዞም ኣቦና እዚኦምስ በሓቂ ኦርቶዶክስ መሲሎም ኣምሲሎምና እዮም እግዚአብሔር ይመስገን ከምኡ ገይርኩም ምግሳጽኩም ነዓና ትምህርቲ እዩ ከይንወድቅ🥰
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@ዒዋላዩቲብ
@ዒዋላዩቲብ 6 ай бұрын
@@Mym1994 ኣይሰሚዕናዮንዲናዊ😥😀ኩሉ ትምቶም እየ ዝሰምዖ ደስ ክብለካ❤
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 6 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmealna egziabher abona ❤❤❤
@semharfetwi3866
@semharfetwi3866 6 ай бұрын
Nay behaki amlak lbona yhabena ❤
@brhanlove3159
@brhanlove3159 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏🙏
@Melawitchanel
@Melawitchanel 6 ай бұрын
ብሓቂ የሕዝን😢 ቃለ ህይወት የስምዐልና ኣቦና🙏
@Yordanos-w3e
@Yordanos-w3e 6 ай бұрын
ቃል ሂወት ይስማዓና ኣቦና🎉
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 ай бұрын
ባሓቃ ምስትዋዓሉ ያሃበና ፈጣሪ ቃለ ሂወት የሰመዐልና❤🙏
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 ай бұрын
@@Mym1994 እና
@azmeraasgedom1205
@azmeraasgedom1205 6 ай бұрын
Amen abona
@gottseidanke8111
@gottseidanke8111 6 ай бұрын
ሕቶ ናብ ቐሺ በረኸት አንታይ ዩ አቲ መኽንያት ኩሉ ግዜ ናይ ሰባት ሕማቅ ጥራይ እግዚኣብሔር ትቅር ይብለ ሓንቲ መዓልቲ መስጢር ንስሓ ዳ ካይቲ መህሩ
@HanaGhrimay
@HanaGhrimay 6 ай бұрын
ናበይ ደኣ እታ ዘረባ ዘይ ኣንፈታ ትህብዎ ዘለኩም ኣይትጥወይዋ
@TesfitKflom
@TesfitKflom 6 ай бұрын
Abona neqefetakum xebuq eka ente kon gen entay nembal u ilkum hatitkum dikum malet menafeqan nemxehaf qedus qal beal sel zekedu eyom zetefu ente tegageyu kea ab beynu ketermewo neyrekum mulu seb sel zeyele
@ermiasbeletse2144
@ermiasbeletse2144 6 ай бұрын
ዓይነ ልቦናኻ ይኽፈተልካ እዞም ኩሎም ሊቃዉንቲ ኣቦታት ከለዉ ድኣ ከምዞም ኣቦና ቀሺ ንኣብነት ከለዉ ገዲፍካ እሞ ከኣ ብሓደ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽነት ዘይኣምን ኣወል ኣብነት ክትገብር ዉርደት እዬ 😢
@SemereabAbraham
@SemereabAbraham 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfommoges381
@tesfommoges381 6 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalena.
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Awel sied Esi bzeba gibere sedom and mestetat nai dege zmetsu mesqel nai goyta ztegemtsele yhibir alo. Slezi n mintay eina ab miwqiqas nehilfo gizena abona. Eti abo zibelo b kale teredikaio alekum koinu tesemiuni yqreta giberluley abo.
@merhawitsegay1911
@merhawitsegay1911 6 ай бұрын
ኣቦይ ቐሺ በረኸት ኩሉ ግዜ ነቶም መምሃራን ሊቃውንቲ ናይ ኤርትና ምስነቐፍኩም ኢኹም እዚ ከኣ ፈሊጥናዮ ኢና ነቶም ኣቦታት ናይ ኤርትራ መምሃርና ናይ ኤርትራ ዘለዉ ንኸይስሙዑ ንኸይንኽተል ትገብሩዎ ዘለኹም ኢኹም ከምዚ ከማይ ዘሎኩም መንእሰያት ይሕዋተይ ንንቃሓሉ ብሽም ካህናት ስለ ዝኾኑ ኩሉ ዝነቕፍ ትኽክል ማለት ኣይኮነን (ወቐሳ ወቐሳ ወቐሳ) እምበር ደድሌና ንመሃረሉ ብሃይማኖት ኮነ ብሃገራውነት ኮነ !!!
@פייבןגאיים
@פייבןגאיים 6 ай бұрын
እዋይ ኣምላከይ እዚ ንኩሩስቶስ ምክሓድ እዩ ዓይኒ ልቦኖእም ምለስ ጎታየይ
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo zelo
@welditmihsuntu7007
@welditmihsuntu7007 6 ай бұрын
ኣቦይ ቀሺ ንስኹም ሃገር ኣልቦ ኢኹም ንሶም ግን ስለ ሓይሞኖትን ስለ ሃገርን ዝሓሙ ኣቦ እዮም። ንስኹም ንኸብድኹም ትግዝኡ ኢኹም ንሶም ስለ ሓይማኖቶም ዝሞቱ እዮም።
@erison6791
@erison6791 6 ай бұрын
Qedmi ne seb menqafka ab ayneka zelo beser reayio iu zeblena goytanan medhanenan kerestos amlakena. Selezi ayfereden iye hemaq ente meskirom amlak yemeskerelom baelu. Nebsena keman ayfeletnan zelena.
@HntsaBrhane
@HntsaBrhane 6 ай бұрын
Aboy keshi xom eyu zelo nay xom sbeku
@semerefishaye
@semerefishaye 6 ай бұрын
ንባዕልካ ዓገብ ዝበሃካስ ንሰብ ዓገብ ክትብል፥እንታይ ይምልከተካ ንመቃርስካ ዓገብ ዘይትብል።
@johnkidane
@johnkidane 6 ай бұрын
ወልፋስ
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt 6 ай бұрын
ሰላም ኣቦይ ቀሺ ብመጀመርታ ስለ ነቐፌታኹም የመስግን ቀጺለ ክብለኩም ዝደሊ ብመጀመርታ ንስኹም ንቃል ወንጌል ትኽተልዎ ዘለኹም መንገዲ ቅንዕ ድዩ ማለት ስለ ተቃውሞኹም ነቐፌታ እንተ ዝብሉኒ ግን ንዓኹም ምነቕፍኩ ምኽንያቱ እትገብርዎ ዘለኹም ናይ ኣቦታትና ኣሰር ስለ ዘይኮነ ኣብ ናይ መርጌታ ስምኦን ክዛረብ እንተ ኮይነ ኣወል ስዒድ ጉዳይ ፖሎቲካ ከም ዘለዎ ኮይኑ ኣብ ናይ ግብረ ሰዶም ተግባር ምቅላሕ ግን ጽቡቅ ስለ ዝገበረ ማለተይ ህዝቢ ንኽነቅሕ ተግባራት ግብረ ሰዶም ኣብ ኤርትራ ስለ ዘቃልሐ ኣብ መወዳእታ ከም ካህናት መጠን ግን ንምእመናን ኣብ ክለተ ንኽኽፈል ኣርኣያ ስለ ዝኾንኩም ቅድም ንዓኹም ይነቅፍ ግን ነዚ ቃል እዚ ፈጽሙ "ሮማ 13፥1-3" እግዚኣብሄር ዝኣዘዘና እዚ እዪ ይቅሬታ ኣቦይ ቀሺ ስለ ድፍረተይ።
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Tsubuk aleka ezi hawey Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo keman mergeta b zeba meninet eiu tezaribu ember bzeba emnet aytezareben.
@sabaifterlu6032
@sabaifterlu6032 6 ай бұрын
ብህይወት ብስጋ ምንባርን ብእምነት ብህይወት ንምንባርን ምድራዊት ሃገር ኤርትራ እትበሃልን ንኤርትራውያን ዝተዋህበት ሃገር ንኣመንቲ ክርስትናን ንኣመንቲ ምስልምና ማዕረ ትብጽሖም ሃገር ኤርትራ ትብሃል እያ። ኣብ ክንዲ ምክርኻር ኣብዛ ብብዙሕ ዋጋ ጀጋኑ ሰማእቲ ዝተረኽበት ሃገረ ኤርትራ ክልተ ዝተፈላለየ እምነት ክርስትናን ምስልምናን ዘለዋ ከመይ ጌርኩም ሰላማ ትሕልውን፡ ተውሕሱዋን። ትሃንጹዋን በቲ ዝበጻሕክምዎ ምርዳእን እምነትን ብሰናይ ሕልና በቲ ዝበጽሓኩምዎ ምርዳእ ብፍቅሪ ምኸሩን፡ምዓዱን፡ ጸልዩን እንበር፡ ሃገርን እምነትን በበይኑን ኣርእስቲን ስለዝኾነ በጃኹም በጃኹም ክርክር ኣብ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ኣብ ሚድያ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ ስለዝበዝሕ። እምነትን - ሃገርን ሃገራውነትን - ኣገልጋሊ ቤተክርስያንን/ እሞ ኣብ ኤርትራ እትብሃል ሃገር ዓቢ ኣርእስቲ ስለዝኾነ ዓቢ ጥንቃቐን ምስትውዓልን ይሓትት። ከመይ ጌርኩም ደቂዛ ሃገር ብስኒትን ብምክብባርን፡ ብምቅብባልን፡ ብምትሕልላይን እምነቶምን ሓልዮም ምስቶም ካልእ እምነት ዘለዎም ኣህዋቶም ተሳንዮም ክንነብሩላ ከምዘሎዎም ኣስተምህሩ፡ ብፍቕርን፡ብሓድነትን፡ብሰፊሕ ልቦናን ንሰላም ሃገር ክንሕሉን ሓደራ እብል።
@IsackBelay
@IsackBelay 6 ай бұрын
ኣቦና መጀመርያ ይቅሬታ ደኣ ግበርሉይ እምበር ንስኹም ጸግዒ ናይ ዝኾነ ክትኮኑ ኣይግበኣኹም እዪ ኔሩ እንተኮነግ እቲ ወደት ናትኹም ዩ ምኽንታቱ ኣንጻር ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ትኾዱ ኣለኹም ኣብ ክንዲ ንፋቀር ሓደ ንኹን ኢልኩም ትሰብኩ ንቤተ ክህነት ኤርትራ ክትጸርፉን ትውዕሉ ዘለኹም እቲ ሕዝኩሞ ዘለኹ መስቀል ክርስቶስ ክትዝልፈን ክትጸርፉን ኣየፍቅድን እዩ ኔሩ ሕጂ ግን ኣባኹም በጺሑ ብዙሕ ዩ ዝገርመኒ ብሓቂ ኤርትራ ሃገረ ሰማእታት ያ ብሃይማኖት ኣይትቃማጣዕን ያ እምነትና ድማ ኩሉ ግዜ ጸኒዑ ዝነብርዩ ኣብ ኤርትራ መናፍቃን ዝበሃል የለን መጀመርያ ካብ ካብ ኩለ ሓራ ውጻእሞ ዝገርም ዝበሃል ናትካ ዩ መጽሓፍ ቅዱስ ጸላእትኹም ኣፍቅሩ የ ዝበል ንስኻግን ብጽልኡን ዝዋወርካ ኢኻ
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Tsubuk aleka ezi hawey Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo keman mergeta b zeba meninet eiu tezaribu ember bzeba emnet aytezareben.
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute 6 ай бұрын
ኣባ ቀሺ ከማኹም ኣብዛ ዓድና ብምውሓዶም እያ እዛ እምነትና ሓሲራ ዘላ
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Tsubuk aleka ezi hawey Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo keman mergeta b zeba meninet eiu tezaribu ember bzeba emnet aytezareben.
@abelgrmay7770
@abelgrmay7770 6 ай бұрын
ሓቂ ኣብ ክብርታት ኤረትራዉያን ጹቡቁ ንቅሓት ይህብኣሉ ኣብ ሞስሊምን ክርስትያን ክብርታተን ከይተንከፈ ፍቅርን ሓደነትን ይምስርተልና ኣሎ ኣወል ብኩሉ ክደነቅ ይግብኦ።ኣቦና እስኩም ብነገቲፍ ትትርጉምሞ ኣለኩም ካልእ ትምርቲ ተተምህሩ ጹቡቁ ነይሩ።ቡዙሕ ዘይ በጻሕኩሞ ትምርቲ ኣሎ ኩሉ ናይ ኤረትራ ጽልኣት እዩ መደብኩም
@negasi2123
@negasi2123 6 ай бұрын
ካብ ሓቂ ኣይትህደም ኣወል ኣይኮነን ንኦርቶዶክስ ቤተ-ክርስትያን ናይ ኤርትራ ደፊርዋ መጀመርያ እቲ መንግስቲ ኢልካ ትምክሓሉ ኣጽናቲ ስርዓት ህግደፍ ኢዩ፣ ደፊርዋ መእመናን ኣቦታትና ንዓመታት ኣሲሩ ዝገማምዓ ንሱ ኢዩ። ኣወል ልኡኽ ኢዩ ከጸብቕብ ዝኹሕል፣ ሰለዚ እዞም ኣቦ ናይ ኣወል ዝውድሱ ዘለዉ ከኣ መሳርሒ መቐጸልታ ናይ ኣወል ኢዮም። 😢
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 6 ай бұрын
ካብ ሓቂ ኣይትህደም ብሩኸይ
@eyabtsegay6874
@eyabtsegay6874 6 ай бұрын
Aby qashe nskum ekum tgagyu zalkum nkulu be hmaq twsedwo alokum😊hmaq aytzerban eko
@vgjhgtggih116
@vgjhgtggih116 6 ай бұрын
ATA keshe nay tegaray hagerka geber ab mongona ketefelali Mesel yebelkan Ab jobaka shugot. Ab edka kea meskel hezka Afka haz agame ab bete christyana atekom fah tebluna hasawe Agame Eritreawe temesilka aytezarab
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 6 ай бұрын
መስትያት እምነትና ኣወል ሲዒድ እዩ ዝብሉ መምሃራን ኢና ዝብሉ ከኣ መጽዮም እግዚኦ ዘብል እዋን እዩ
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 6 ай бұрын
እሞ ኻ ብዙሑ ናይ ፍልሊ እምነት ከላ
@Mym1994
@Mym1994 6 ай бұрын
Tsubuk aleka ezi hawey Mejemrta eta nai awel sied smeiuwa gega alo ezi abona ziblo keman mergeta b zeba meninet eiu tezaribu ember bzeba emnet aytezareben.
@wedi8304
@wedi8304 6 ай бұрын
ተሕዝኑ ንስኩም ኢኩም ኣቦይ ቀሺ ገዲፍኩማ ዝከድኩም ቤተ ክርስትያን ተሓለቅቲ ክትመስሉ ነዚ ገርሂ መንእሰይ ሃገሩን ባህሉን ክብርታቱን ንክጠፍእ ትገብሩ ኣለኩም ካብ ሓቂ ዝረሓቅኩም ነዚ ቃል መሪጌታ ስምኦን ናብ ካልእ ትርጉም ትህብዎ ኣለኩም እዚ ከኣ ንቅዱስ ስኖዶስ ኤርትራ ሰብ ክጸልእ ናይ ህግደፍ ዩ ንክብል ትገብሩ ኣለኩም ናይ ሓሶት ኣገልጋሊ ሞ ንስኩም ኢኩም ቀሺ ትግራይ ትዕወት
@samuelyehdego
@samuelyehdego 6 ай бұрын
ብልክዕ ጽቡቅ ፈልጥካዮም አለከ ክብር ሓው
@MeksenHaile
@MeksenHaile 6 ай бұрын
ውርደት ንዓኻ ምስማዕ ኢዩ ኣይትጋገ ሰብ ውን የርእየካ ኢዩ ካብ ንዓኻ ቀሺ ምግባርስ ንአወል ቀሺ ምግባር ምሓሸ በዓይኒ ሰብ
@MeksenHaile
@MeksenHaile 6 ай бұрын
ንስኻ ኳ ካህን የ ትብል ኮፍ ኢልካ ተመሃር ብዙሕ ዝጎድለካ ኣሎ እንታይ ጸገም ኣለዎ ሓደ ሰብ እገሌ ኮ ክንፍዕ እንተበለ እንታይ ኢዩ ሽግሩ በዓል ንስካ ፖሎቲካ ክትዘርእ ትውዕል ንሱ ከኣክምህረካ ይውዕለካ ኣሎ
|ጎይታ ክትንስእ ንሕና ከይንመውት ንጠንቀቕ!|ብቀሺ በረከት ቅዱስ።
29:39
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 587
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 49 МЛН
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,3 МЛН
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 25 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 12 МЛН
"ዎ ኣምላኽ፣ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ"| New sibket orthodox tehawdo by kesis Bereket Kudus.
32:12
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 550
اهمیت خانوداه در اسلام(01)
39:52
مرکز تعلیمی مریم
Рет қаралды 2,2 М.
ነፍስኻ ኣድሕን ብዲ/ን ኣስመላሽ ገብረ ሕይወት
1:03:48
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 93 М.
ቊ.14 "ዝምድና ወለዲን ውሉድን" ቃለ ምልልስ ምስ ቆሞስ ኣባ ኪሮስ
1:04:31
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,6 МЛН
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 49 МЛН