ዓወት እንታይ ምስጢር ኣውጺኡ 👉ሰሚዕኩም እመኑ

  Рет қаралды 46,410

meru tsbkti

meru tsbkti

Күн бұрын

Пікірлер: 39
@merutsbkti3788
@merutsbkti3788 Ай бұрын
ኩቡራተይ እዚኣ እያ እታ ቪድዮ ተዛሪብላ ደሎ👉 kzbin.info/www/bejne/jIaYgYetd7KafdUsi=rvrruhuzShZJd9qx
@sabatesfaslasie3107
@sabatesfaslasie3107 Ай бұрын
Proverbs 3 ትግ - ምሳሌ 5: ብምሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተኣመን፡ ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ። 6: ኣብ ኵሉ መገድኻ ንእኡ ሕሰብ፡ ንሱ ኸኣ ኣኻይዳኻ ኬቕንዕ እዩ። 7: ባዕለይ እፈልጥ ኣይትበል፡ ንእግዚኣብሄር ፍራህ፡ ካብ ክፉእ ከኣ ርሐቕ።❤❤
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Ай бұрын
ዓወት ይኹን ንስኺ ሕጂ ዝመጻኹም..ጌጋ ሓበሬታ እዮም ዝህቡ ዘለው. እሞ ዘትግድፍዮ ድኣ ኣብ ካናድ min wage,,ልዕሊ $15/hr ዝበዝሕ ኤርትራዊ ኣብ low socio እዩ. ትምህርቲ የብሉን እቶቱ ኣብ ዝትሓተ ኦዩ ከባብ. ,$20/ hr ይኽፈል. እዚ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ. ወርሓዊ $3000. ምስ ኤትዮጵያ ወይ ካልእ ኣፍሪቃ ክንድዝ ዝኽፈል ኣብ ወርሒ የለን...ብብር ብውሕዱ 250,000 ብር ንወርሒ እሞ ዝተሐተ ሰሪሑ ዘጥዎ እዩ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት $10/hr እዩ ንይሩ. ሓድሽ ድሕሪ ዓመት እይ ስራሕ ዝረክብ ንይሩ. ዝሓልፈ ዓመታት ግን.ምጽእ ኢሉ ስራሕ ይረክብ ንይሩ..ስራሕ ኣሎ ግን ቅሩብ ድንጉይ ኢልካ ትረክብ ዕቅ. ግን.ኻብ ቀደም.ኣዝዩ ይሕስይሽ እታ ሓንቲ ዝወስከት ገዛ ክራይ እይ.ዕጽፍ ኮይኑ ኻብ ቅድሚ 12 ዓመት ኣቢሉ ግን ሓድ ቁጠባ ዝፈልጥ. እታ ዝዓበየት ወጭ ገዛ እንድያ. Single እንትርኮይኑ. 2 bd room ብ $2000/ወርሒ ኣሎ .ምስ 4-6 ይሕዙ ክም ህንዲ. ትሕት $500 ይከፍል ንገዛ. ቀለብ $ 300/ወርሒ ጽቡቅ እንዳበላእካ ስጋታት ኣብ ገዛ ንሓደ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ.ት ካልእ ድሓን እይጅ ኣነ single ይኸውን ልዕሊ $1000./ወርሒ ወጭ ኣይገብርን ንኹሉ ምኪና ገዛ ቀለብ 60-70 hrs/week ማለት ልዕሊ $1000/ ሰሙን ምተኩ ልዕሊ $3000/ ወርሒ ምሓዝኩ ክልተ ዝሰርሑ ሓደ fulltime ካልእ ብ cleaning. 1500 cash ንወርሒ. ሰዓት ን ማልቲ እንዳስረይ ዝሰርሑ ብዙሓት እዮም.ወይ uber ኣብ ልዕሊ ስርሖም.$100/daay😜ዝትዉ $3000. ወርሓዊ uber ኸም ካሉኣይ ሰሪሖም የትዉ. Full time $3000 + $3000 uber = $6000/ወርሒ ዘትዉ ብዙሓት ኣለውን ወጭ single max $1500 ክበዝሕ የብሉን. ብሕልፊ ኣብ ገዛ ክራይ ብዙሕ ዘይምጥፋእ ምስ ብዙሓት ትሕዞ..ስለዚ እንተዋሓደ save ዝፈልጥ $2000/ወርሒ save ይገብር እዚ ነቲ ታሕት ዝሰርሕ እዩ ብውሑዱ 250,000 ብር ኣብ ወርሒ save ብቀሊሉ ትገብር .ኣብ ኤትዮጵያ 250,000 ብር save ክገብር ዝኽእል ዳርጋ የለን ዝበዝሕ ሰብ hard worker, saver..long hrs ኣይሰርሕን እዩ. ዝበዝሕ ሰብ ልዕሊ 40 hrs / wk ኣይሰሕን.save ኣይክእልን..ብይኑ $2000/ወርሒ ይከፍል. ብሕልፊ ናይ ሕጂ ዘለው ጠባዮም.ኩፉእ...ሃብታማት ክመስሉ ሓዳስ መኪና, ሓድሽ ኣቅሑት ገዛ, በይኑ ገዛ..ኸምዚ ሰብ ዘተወ የቱ ሓንቲ ኣይሕዝን...ምስተ casino ዝኸዱ..ብዙሓት ከምዝ. ን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ እሞ. Human hair,.ክዳውንቲ makeup እዩ ዝውዳእ ገንዝበን. ዕ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝፈልጦም ብ ለቃሕ እዮም.ኩሉ ምክና ካልእ.ለቃሕ ምኽፋል በር saving ዘለዎም. ውሑዳት እዮም. እዚ ግን ሕማቃት እዮም spenders እዮም They want to look rich To look rich and to look beautiful leads to poverty Also most Ertrean class is low socieconomy..ትሑት እቶት ትሑት ትምህርት እዮ ዝገልሶም ካናዳ..hard to inttigrate
@TsigeYigzaw
@TsigeYigzaw Ай бұрын
Meru haftey btaemi xbuq aleki ane kab zmexie 2.4 gere aleku mejemerta zmexakulu qeltife srah ate hji gen wala eita xret yelan bflay dma ezam ab africa zelewu kale sieli hizom zmexu zelewu ngerlna xbuq gerki gele teteredom ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@sabatesfaslasie3107
@sabatesfaslasie3107 Ай бұрын
ብርኽቲ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ካናዳ ጭንቀት ፡ፍርሓት ኢኺ ትሰብኪ እግዚኣብሄር ግን እሙን ኢዩ ፡ቀዳማይ ሰብ ምስጋና ሲኢኑ ኣሎ ስራሕ ዘለዎ ይጭነቅ ስራሕ ዘይብሉ ይጭነቅ ብጣዕሚየ ዚግረም ፡ስለዚ ጽባሕ እንታይ ለውጢ ይመጽእ ኣይንፈልጥን ኢና ግና ምጽላይ ምጽላይ ዚካኣለካ ድማ ትፍትን፡ ክሪኤኪ ከለኹ ግን ንስኺ ንባዕልኺ ዩቱብ መምጺኢ ኣርእስቲኪ ትጥቀምሉ ዘለኺ ግና ኣብ ኣፍሩቃ ድማ ዚኸፈኣ ኢዩ ብፍላይ ካብ ሓዋላ ዚጽበ ሰብ፡ ስለዚ ንጸሊ እግዚኣብሄር ነዛ ምድሪ ካናዳ ኪባርኻ ምሕደራን ትሕስቶኣን ኪባረኽ እግዚኣብሄር እሙን ኢዩ ፡ንዚእመንዎ ከየካበድኪ ግን ኪትሕብሪ ሰናይ ኢዩ፡Philippians 4 ትግ - ፊልጲ 6: ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡ ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ።
@warrihabesha
@warrihabesha Ай бұрын
የቀኒየልና ክብርቲ ሓብትና
@mulugetagebru9564
@mulugetagebru9564 Ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኺ ❤
@mulughetaagostino6679
@mulughetaagostino6679 Ай бұрын
ሰላም ቋንቋ ጥራሕ ኣይኮነን ሞያ'ውን ኣገዳሲ እዩ
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 Ай бұрын
Tbareki haftey ❤
@mercymercy8563
@mercymercy8563 Ай бұрын
Hasabki xbuq endyu kem reito gna abey kemzreakyo ktzarebi kelekis kemzi respect zeyblu yu zesemei bflay dma nbaelki youtuber keleki " abti ruwyet media dyu gele zbl" ilki mo armya entereikyos teuy gerki shem nayti youtube zeytzarebi? Reito ya sorry
@merutsbkti3788
@merutsbkti3788 Ай бұрын
Thanks my dear kemeu ayhasebkwon ember hakiki keremla eie ka 🙏🥰
@Yorsalimer
@Yorsalimer Ай бұрын
Ya exactly mercy xbuk alki neski ka respect zebhal neger alo becarful
@mercymercy8563
@mercymercy8563 Ай бұрын
@@merutsbkti3788 ❤️❤️
@GanaaatSlam
@GanaaatSlam 27 күн бұрын
ስቁ ኢልኩም ደሙሩኒ ተጋርዋይ😂😂😂 ጀማሪት እዋ❤❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ኣቲ ሜሩ እዛ ካናዳ ጉድ ጉድ ዝብል ኣርእስቲ እና ሃብኪ ኮ
@sabatesfaslasie3107
@sabatesfaslasie3107 Ай бұрын
Philippians 4 ትግ - ፊልጲ 4: ብጐይታ ዅሉ ሳዕ ተሐጐሱ፡ ደጊመ፤ ተሐጐሱ፡ እብል ኣሎኹ። 5: እቲ ለውሃትኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ፡ እግዚኣብሄር ቀረባ እዩ። 6: ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡ ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ።
@issayasteklemariam1026
@issayasteklemariam1026 Ай бұрын
❤❤❤❤❤bihake mera hafitey kinegerome zelowome eyo zelowome kolo gilite eyo
@teshomewehazit1416
@teshomewehazit1416 Ай бұрын
Wow Nic 🙏🏽❤️🙏🏽
@FikaduTeweldebrhan
@FikaduTeweldebrhan Ай бұрын
Nab hagerna trah nmleselu nhseb nabra Canada amena kebid eyu
@Yegt3773
@Yegt3773 Ай бұрын
ሐቂ ኢኪ ትዛረቢ ዘለኪ ዋላ ቢካልእ ንሰምዕ ኢና ብፍላይ ገንዝብ ከፍሎም ዝከዱ ሰብ ከቢድ ኢዩ
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 Ай бұрын
Ajoki eza haftey halyot hzbki nay kenada tezaribki . Ajoki nfeti eki keman
@Wedihabtom3991
@Wedihabtom3991 Ай бұрын
Mo hji aytmxu dikum tbuluna zelekum tay eyu ezi tebzhwo
@blackstar7660
@blackstar7660 13 күн бұрын
ደደደደደደደደደደደደደደደደደደ😂😂😂😂
@letemhrethabtebrhan1023
@letemhrethabtebrhan1023 Ай бұрын
Mera habtey haqki aleki hasabki behaqi tikiel eyu deki sebat gna lomi qunuea hasab nay mikuwam bahri atrina alena mikunyatu awhat alewna abuea agedasi eyu qanqa degimki asmueyom mera habtey
@dahlak3739
@dahlak3739 Ай бұрын
ዓወት ንባዕሉ ቀንጠብጠብ ዝለመደ ኣብ ስነ ጥበብ በሃሊ ንዓ ተስእ ስራሕ ኢልካዮ ታይ ኣምሲሉ ክሰርሕ ሃለውለው ኣይትበሊ ንስኪ ዉን፡ን ቪው ኢኪ ትዛረቢ ዘለኪ ኣትዮም፡ሰጥ ኢሎም ዝሰርሑ ሰባት ኣለዉ ከምዚ ከማኹም፡ንቻነልኩም ኢልኩም ኣጋኒንኩም ተቅርብዎ ዘለኩም ኣይኮነን።
@Erulov
@Erulov Ай бұрын
ሓሳዊት ሓሳድ እያ ሰብ ክመፅእ ኣይትደልን
@samiwedihabesha7175
@samiwedihabesha7175 Ай бұрын
ዳህላክ ኣነ 6 ወርሒ ገይረ ኣለኹ ክሳብ ሕጂ ስራሕ ኣይረኸብኩን ኣለዉ ካባይ ዝገዱ ከኣ ኣመት ዘሕለፉ ስራሕ ሲኢኖም ዝጭነቁ ምጽኢ እሞ ኣብ ኣንጎሎ ተጎንቢሕኪ ክትበክዪ ክትውዕሊ ኢኺ
@dahlak3739
@dahlak3739 Ай бұрын
@@samiwedihabesha7175 ሕማቕ መልሓስ ኣይትዝራብ ስራሕ ትኽክል ዩ ክጎድል ይኽእል ዩ ግን ከሙኡ ኢሉ ኣይነብርን ዳተመሓየሸ ዝከይድ።ጸገም ኮይኑ ዘሎ ከኣ ኢንታይ ከም ዝስራሕ ዘይንፈልጥ ሙኻና ዩ ሕሰቡ ተመራመሩ ገለ ንእሽቶ ሞያ ዉሰዱ ዳበረሃልኩም ክኸይድ ዩ ኣይኮነን ዓድኻ ዘለካ ከይ መስለካ ሚንዋላ ወላ ማሕረስ ክትሓርስ ኣቡዑር ጌርካ ተረጋጊእካ ኢንታይ ኣሎ ኢልካ ሕሰብ።
@WintaTesfalem
@WintaTesfalem 14 күн бұрын
Effff eske difena bejaki 😂
@teshomewehazit1416
@teshomewehazit1416 Ай бұрын
yes 🙌
@merutsbkti3788
@merutsbkti3788 Ай бұрын
My dear one 🥰🙏
@rflruth9854
@rflruth9854 Ай бұрын
Why is most of Eritrean complaining at this time all over around world clash dawn anyhow have some goal and purpose, we see most of them instead learning and find a way they sat and crisis
@loveall892
@loveall892 Ай бұрын
Kulu hager hade koynu u
@tesfieboy2145
@tesfieboy2145 24 күн бұрын
Ne KZbin elkum wy elki embr,neseb zhali yelen, brtie hmam kab mote heyhalif suk belu adis ke habuni ktbl ktnbr
@shadowgamingtubehotshis7023
@shadowgamingtubehotshis7023 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@MusieAndebrhan-vz2fj
@MusieAndebrhan-vz2fj 19 күн бұрын
Ab kulu kem tetsebkayo aytsenhakan yu ab canada tray aykonen tueum sdet yelen
@tesfalemabreha7461
@tesfalemabreha7461 Ай бұрын
Dehan ne America kenkeyed ena
@SofiaMekonnen
@SofiaMekonnen Ай бұрын
Ati kemey zbelki eki galet ftah si kanka eyu elki thabi Alki kanuka Aykonen eti kendi ftah nhagerna trmelsna kutebz fetirna nhagerna knmles eyu zelna ksb hadd sdrs 3 4 end kefelna zmxeuln as hager rahxna Aynbekelsn ena.
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
00:29
BigSchool
Рет қаралды 15 МЛН
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
00:15
Caters Clips
Рет қаралды 23 МЛН
Haunted House 😰😨 LeoNata family #shorts
00:37
LeoNata Family
Рет қаралды 10 МЛН
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
La La Life Shorts
Рет қаралды 5 МЛН
አፍላ ፍቅር 75 - School life /ስኩል ላይፍ/
47:10
Liyu cinema
Рет қаралды 206 М.
ቅኑዕ ኣተሐሕዛ ሰብኣይ ኣብ ሐዳር
1:03:23
Meley Media
Рет қаралды 20 М.
🔥🌹ጽቡቕ ንብረትን ኦንላይን ኣስቤዛን
21:17
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
00:29
BigSchool
Рет қаралды 15 МЛН