🛑 ኣዋልድ ኣብ ሽንቲ ቤት እየን ፎቶ ዝለዓላ። ስዋ ከመይ ከምዝስራሕ ብዝርዝር ኣረዲኣትና።ተኣምረኛ ቖልዓ ኣብ መደብ ተኣምራውያን part 16

  Рет қаралды 65,638

Lwa Tube

Lwa Tube

Күн бұрын

Пікірлер
@Jdsdf-o9b
@Jdsdf-o9b 6 ай бұрын
ካላኣይ ማዓልቲ ኣምፀአያ ብማርያም❤❤❤❤❤
@Yakie33
@Yakie33 6 ай бұрын
ኣብ ሂወተይ በዛ ምቅርቲ ቆልዓ ጌረ ተገሪመ ኣይፈልጥን በጃኻ ካልኣይ ግዜ ኣምጻኣያ ❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq 6 ай бұрын
መምህር ልሎሞይ 😂ዳኒ ሓወይ ሓፍተይ አላ ከራኽበካዶ ክተቅርባ❣️❣️❣️❣️❣️
@hagostesfay8999
@hagostesfay8999 6 ай бұрын
በጣም የምትገርም ልጅ ናት እድሜና ጤና ይስጣት ❤❤❤❤ ትግርኛ መጻፋ አልችልም ይቅርታ
@MeriAlemayu
@MeriAlemayu 6 ай бұрын
menem aydel❤❤❤
@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ
@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ 5 ай бұрын
ጎቦዝ ነሽ/ነህ ውዴ🥰
@M2Meriem
@M2Meriem 5 ай бұрын
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 6 ай бұрын
ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብዘይ ኣቦ ካብ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተወለደ እዩ እምበር ኣይተፈጠን ሎቱ ስብሐት ፈጣሪ ዓለማት እዩ☦️❤
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 6 ай бұрын
ሉቱ ስብሃት ጎይታ እኮ ቅድሚ ዓለም ካብ ኣቦ ብዘይ ኣዶ ድሕሪ ዓለም ካብ ኣዶ ብዘይ ኣቦ እዩ ዝበሃል ኣቦ ኣዶ የብሉን ኣይበሃልን ብዘይ ኣዶን ኣቦን ዝተፈጠረ ኣዳም እዩ ብጣዕሚ የሕዝን ህዝበይ ሰኣን ፍላጥ ይጠፍእ እቶም ህፃናት ዝፈልጥዎ ዓበይቲ ዝተበሃልኩም ዘይምፍላጥኩም ሎሚ ሻላ ቴክኖሎጂ ኩሉ ኣብ ኢድና እዩ ዳንኤል ማለት ድማ እግዚአብሔር ዳኛ እዩ ከምኡዉን መድሓኒት ማለት እዩ ብመንገዲ ቅዱስ ያሬድ ይምረሐና
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 6 ай бұрын
❤❤❤
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 6 ай бұрын
ቃለ ሕይወትን ያሰማልን❤
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም 6 ай бұрын
❤❤❤
@ነፃነት-ኸ7ቀ
@ነፃነት-ኸ7ቀ 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ማዓረይ አሜን ከዓ ብመንገዱ ይምረሐና
@SenedTube
@SenedTube 6 ай бұрын
ምቅርቲ ብጥበቡ የዕብይኺ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 6 ай бұрын
ዳኒ ሓውና ስለ እቲ ቋንቋና ንኽፈልጡ ትህቦ ትምህርታዊ ምኽሪ ክንእደካ ይግባእ ቀፅሎ
@gsjshd3479
@gsjshd3479 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ማዓረይ ን2ይ ግዜ ኣቅርበልና ዳኒየይ❤
@gsjshd3479
@gsjshd3479 6 ай бұрын
❤😍
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 6 ай бұрын
ወይ ናይ ሎሚ ቆልዑ ብጣዕሚ እትም ዝገርሙ እቲ ትናጎሮ ንባዕሉስ ናስተውዓለት ከም ዓብዪ ሰብ ኣሜን ዛጎለይ ንዓኩም ክብል ዓድና ሰላማ ይመልስልና❤❤❤❤
@gsjshd3479
@gsjshd3479 6 ай бұрын
amen❤
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 6 ай бұрын
እንቃዕ ብድሓን መፃእኩም ደስ ዝብል ሕቶ መንፈሳዊ ሕቶታት ብምሕታትካ ደስ ኢልና እግዚአብሔር ልምንታይ እዩ ፈጢርና ደስ ዝብል ሕቶ ልሎሞይ ቀፅለሉ መንፈሳዊ ነገር ናሓወስካ ህፃናት መንፈሳዊ ነገራት እንተፈሊጦም ብንእሽቶዮም ሕልኖኦም ኩፉት እዩ🙏🙏🙏
@tekluhailu2413
@tekluhailu2413 6 ай бұрын
ድንቅ እና እስተዋይ የሆንሽ ልጅ ነሽ ። ፈጣሪ በጥበብ አና በሞገስ ያሳድግሽ ። በቀጣይ ትግራይ ተስፉ እንድሆንሽ አምናለሁ በርቺ
@awegeny6875
@awegeny6875 6 ай бұрын
Indeed you are right ✅️ 👍.
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 6 ай бұрын
ዝተፈለየት ቆልዓ ብትክክል ትፈለ እያ እግዚእብሔር አምላክ ብጥበብ የዕቢኪ❤❤ ኣብታ ሕቶ ዝሓተት እካ ንሳ መሊሳታ እያ ኣቦና ኣዳም እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ምቅርተይ❤ እግዚእብሔር ኣምላክ ቅድሚ ዓለም ዘነበረ ንዓለም ዝፈጠረ እግዚእብሔር ኣብ እግዚእብሔር ወልድ እግዚእብሔር መንፍስ ቅድስ እዩ ዳሕራይ ዘመን ድማ ናይ ኣቦና ኣዳም ሓጥያት ንክድምስስ እግዚእብሔር ወልድ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ከብ ኣድና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ወሲዱ ተዉሊዱ ንብል ኣምብር እዮሰሰ ክርስቶስ ተፈጣሪ ኣይንብልን ምክንያቱ እዮስስ ክርስቶስ ንሱ ፈጣሪ ባዕሉ እዩ ክብሪ ንስሙ ይኩን ስለዚ እብዚ መንፈሳዊ ሕቶ ክትሓቱ ኩሉኩም ወይ ክትሕተቱ ከለኩም ንፅር መልሲ ወይ ተፈልጥዎ ተከይንኩም ትምልሱ እንድሕር ዘይተረዳኣትኩም ግን ኣይፈልጣን ክብ መልሲ ክንማሃር እዉን ዓብይ ትምህርቲ እዩ እና አሕዋተይ ኣብ መንፉሳዊ ሕቶ ብዝተካኣለና መጠን ተጠንቂቅን ክንምልስ ኣለና እና ዳንየይ ለ ቀፅለሉ ዝሓወይ ፅብቅ መደብ እዩ ኩሉ ጊዜ ዝብህጎ ነበርኩ መደብ ከምዚ ዓይነት እዩ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 6 ай бұрын
🙏🙏🙏
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 5 ай бұрын
ትክክል❤❤
@fikrehaileselassie3674
@fikrehaileselassie3674 6 ай бұрын
ኤፍራታ! መርኣያ መፃኢ ወለዶ። ንፍዕቲ!!
@samerasoos9074
@samerasoos9074 6 ай бұрын
ጎይታናን መዳሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ እንበር ፊጡር ኣይኮነን ለቱ ሰባሃት
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 6 ай бұрын
ሽኮሪና ንቕሕቲ ብልሂ እግዛብሄር ይመስገን ክምዚኦም ክንሪኢ ዝገበረና።ክብርን ሞጎስን ንስወአትና ንዚ ክንሪኢ ዝገበርኩምና። 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 6 ай бұрын
ትኣምረት ዘለዋ ቆልዓ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብጥበበ ይዓቢኺ ዛጓለይ ዳኒኤለይ እውን እምላኽ ይባርኽ ዛሓውና ቀጽለሉ❤
@rahel7771
@rahel7771 6 ай бұрын
ክክክክክ ሓዊ ዝኾነት ሕጻን ኣታ እዝስ ክጠፍአካ ማ የበለቶይ ኣብ ሃይማኖታ ኣዝያ ንፍዕቲ ሕጻን እግዚብሔር የዕብያ
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኺ ወለላይ❤❤❤
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 6 ай бұрын
ዳኒ የቕንየልና ቀፅለሉ ኣብ ኣብ ወፃእ ንነብረሉ ዓለም ኣብ ቆልዑት እዮም ዝሰርሑ ንሕናው ኣብ ቆልዑት ንስራሕ
@YafietGebregergs-fm4pt
@YafietGebregergs-fm4pt 6 ай бұрын
I am Eritrea but l love you child Tgray. Mara gn gerimni mare kndzi xom qolu neqihom so qexlwo ajokum.....
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 6 ай бұрын
ደኒዋይ ንዞም ናይ ፅባሕ ተስፋና ዝኾኑ ህፃናት ፅቡቅ ትምህርቲ ሒዞም ክዓብዩ እትገብሮ ፃዕርን ተዋፅኦን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤ቀፅለሉ❤
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 6 ай бұрын
Like, share, subscrib አድርጉ የትግራይ ሚድያዎችን እናሳድግ
@ddbehs9421
@ddbehs9421 6 ай бұрын
ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንካልኣይ ጊዜ ኣምጻያ ዳንየ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ቡዝሓት ህጻናት አልወ ናትካ ምትብባዕ ዘድልዮም ንቁሓት ህጻናት
@mulugetatadese-ii8zy
@mulugetatadese-ii8zy 6 ай бұрын
ዳኒ ሓወይ ትገብሮ ዘለካ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዮ ኩልና ሸሪ ላይክ ብምባል ነዚ ገዛ ነዕብዮ ተመሰገን ፈጣሪ ከምዚ ዓይነት ቆልዓ ዝሃብካኒ አነ ዉን ብዝካኣለኒ ንኤፍራታ ኣብ ዝሐሰበቶ ንክትበፅ ምሰ ፈጣሪ ዝካኣለኒ ክገብር እየ እንተ ንዳኒን ንዮናሰን መስ ሙልእ መሳርሕትካን የቀንየልና ብጣዕሚ ንፈትወኩም
@KisanetGhebre-wz2sd
@KisanetGhebre-wz2sd 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልካ ሙልጌታ ሓውና
@AsefaLove-df9bi
@AsefaLove-df9bi 6 ай бұрын
ካሚኺ ይኹን ህዝቢ ትግራይ ምስ እግዛብሄር
@solamsalma7429
@solamsalma7429 6 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብል ርጋዓታ ፍልጠታ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኪ የኔ ማር❤ ንካላኣይ ግዜ ኣቅርብልና
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 6 ай бұрын
የዕብየልና ዕሸላትና ተስፋ ፅባሕ መምህር ልእሎመይ ጂግና ቀፀለሉ😘💛❤💛👌🌹
@hadgtrdfgddff3477
@hadgtrdfgddff3477 6 ай бұрын
እዛ ህፃን ጎበዝ እንተላስ ልምንታይ ኣብ ቲክቶክ ትውዕል ህፃናት ኣብ ማሕበረሰብ ባህላዊ ከድህቡ ኣለወም
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 6 ай бұрын
ግን ተጋሩስ ብሃይሞኖትና ድኩማት ናይ ፊልሚ እና ናይ ሙዚቀኞ ስብ ተትበሃልና ግን ምመለስና 😢😢
@KasuMan-zm7od
@KasuMan-zm7od 6 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ድኩማት ኢና ልብና ቦታ ዘለዎ ንደርፊ እዩ
@MiliMillan-u6r
@MiliMillan-u6r 6 ай бұрын
ብሓቂ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና🙏
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 5 ай бұрын
ብሓቂ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 6 ай бұрын
መምህር ዳኒኤል ዕደመን ጥዕናን የሃብካ❤❤❤❤ ኣታ ዛቆልዓ ሙቅርቲ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 6 ай бұрын
ኤፍራታ ብልህ ንቕሕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።❤❤❤❤❤❤❤
@mmn7636
@mmn7636 6 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ፍጥረተ የዕቢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🥰❤❤❤
@Hfts-l8c
@Hfts-l8c 5 ай бұрын
ኣረ ካልኣይ ማዓልቲ ኣምፃኣያ ዕድመ ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤
@user-ef9ce2xj3o
@user-ef9ce2xj3o 6 ай бұрын
ኣስይይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 6 ай бұрын
እግዚኣቢሔር ብጥበቡ የዕቢኪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤
@Adulisawi
@Adulisawi 6 ай бұрын
ዛ ጋለይ ምቅርቲ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብኪ❤
@عليعلي-ي7ض6ت
@عليعلي-ي7ض6ت 6 ай бұрын
ኣረ ዛመደብ ንዕበያ ተጋሩዋኒ👍❤
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 6 ай бұрын
ኣሰይይይ ዛጓለይ እግዚአብሔር ኣምላክ የዕቢኪ ❤❤❤❤
@ማኣርግኣዶተጋዳላይትግራይ
@ማኣርግኣዶተጋዳላይትግራይ 6 ай бұрын
ህፃናትና ብሰላም የዕብየልና ፈጣሪ ኣቦይ🙏🙏🙏🙏
@MeryMery-op1bw
@MeryMery-op1bw 6 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💋💋🥰🥰🥰❤❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 6 ай бұрын
ኣሰይ ምጭውቲ ዝኮነት ቆልዓ ዳንኤለይ ❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኺ ምቅርቲ ፍጥረት🙏❤❤
@HayelomHayelom-ki6ry
@HayelomHayelom-ki6ry 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርቲ
@semeregebru4914
@semeregebru4914 6 ай бұрын
ካልእ ግዜ እንተተቅርብዋ ብጥዓሚ ደስ ምበለና ናይ ብሓቂ በላሕ ቆልዓ
@aotali8812
@aotali8812 6 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጓለይ❤❤❤
@رندحمدي-ر3ز
@رندحمدي-ر3ز 5 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ያሃበኽ ፈጣሪ ሙቁሩት ዝኹነት ቆላዓ❤❤❤❤
@brktitekle801
@brktitekle801 6 ай бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጓለይ❤❤❤❤❤❤
@MHRETAMARE-et1xt
@MHRETAMARE-et1xt 6 ай бұрын
በጀካ ከምዚ ከሎ ገዜ መፅአለና😢❤❤❤❤
@AbuAli-iu7gl
@AbuAli-iu7gl 6 ай бұрын
ንካልኣይ ግዜ ኣቅርባ❤❤❤❤❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 6 ай бұрын
የዕብኪ ምቅርተይ❤❤ ዳኒኤል ማለት እግዚአብሔር ፈራዲ እዩ❤❤❤
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 ай бұрын
እፍራታ ሙሉገታ God bless ምዓረይ🥰🙏🏾Danny hawey ቀፅለሉ እኻ እዚ ደስ ዝብል program!👍🏼🥰💛❤️
@friyeamen9579
@friyeamen9579 6 ай бұрын
😍🥰ክትምቅር ሾኮሪና ድኾነት ቆልዓ' እበይለይ🙏🏾😇
@senayt202
@senayt202 6 ай бұрын
ልሉሞይ ሙቁረይ ደስ ይብል የኔ ለባም ቀፅለሉ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 6 ай бұрын
❤❤❤
@ኣያዊተይእዩዓለመይ
@ኣያዊተይእዩዓለመይ 6 ай бұрын
ምቅርቲ ኣነ የዕቢኺ ❤❤❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ እፊራታ ሙሉጌታ❤😘ኣየ ተጋሩ ሸምና እዩ ዓዲ ሃይማኖት እንበር ፈጣሪን ፉጡረን ዘይንፈልጣ ወሎዶ እና ብፉላይ ሓድሰ ወሎዶ ኣብ ሙዚቃ ግዜየኡ ወዲእዎ ናይ ኣዲራሻት ተንሓተት ክንደይ ምበላና 😢
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 6 ай бұрын
እግዛብሄር ብጥበቡ የዕቢኺ ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@BealaNaif
@BealaNaif 6 ай бұрын
ኣብ ሂወተይ በዛ ምቅርቲ ቆልዓ ጌረ ተገሪመ ኣይ ፈልጥን በጃካ ካልኣይ ግዜ ኣምጻኣያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንይሃብኪ ምቅርቲይ🌺🌺👏👏💖💖🌺🌺👏💖💖
@سلامهمحمد-ح7ش
@سلامهمحمد-ح7ش 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ማዓረይ ን2ይ ግዜ ኣቀርበልና ዳኒየይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 6 ай бұрын
እግዛብሔር ኣምላክ ይሓልኹሙ ተጋሩዋ❤❤❤
@SlamaXx-l7w
@SlamaXx-l7w 6 ай бұрын
ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤🙏🙏
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 6 ай бұрын
ስዋ ክጠፍእ አይክእን አብ ወፃኢ እንክዋእ ይፅሞቅ እዩ
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw 6 ай бұрын
ኣሰይይ ፅብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ💚💎
@هند-ف4ي
@هند-ف4ي 6 ай бұрын
edme yHab Ki Kulu melieu za adela Skor zkonet. kola❤❤❤❤❤❤❤
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጵቡቕ ስራሕ በርትዕ ብጣዕሚ ዝመነዮ ዝነብረኩ እዩ። Thenkyou Brother 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯
@sadddhaxft9819
@sadddhaxft9819 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 6 ай бұрын
ኣሰይይይይዮ ጅብዕተይ እግዝኣቢሔር ብጥበቡ ነዕብይኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ተስፋ ጽባሕ ኢኪ ምጭውተይ🙏❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 6 ай бұрын
እሰይ ፅብቅተይ❤❤❤ ክንደይ ትነቅሕ ❤❤❤
@ነቢላንድ
@ነቢላንድ 6 ай бұрын
መምህር ልሎም ኣብ መንፈሳዊ ኣትኩር
@genetraya9799
@genetraya9799 6 ай бұрын
እሰይይ🤩 በርትዕ ንቕድሚት ብሰፊሑ ሃምትመፅእ ተሰፋ ይገብር ንበረታትዖ ተጋሩዋኒ 🎉❤
@yiitui5517
@yiitui5517 6 ай бұрын
ምቅርተይ ዕደመ ይሃብኪ🙏❤
@awegeny6875
@awegeny6875 6 ай бұрын
Because of her I subscribed your channel. So cute and smart lady girl, no wonder Tigray's future is bright if smart kids like her are getting our attentions accordingly. May God Bless her and her families with all his blessings 🙌 Amen 🙏.
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 6 ай бұрын
ኣቦና ኣዳም
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 6 ай бұрын
ጎብዘ ዛጋለይ ቀፅላለ
@AskaleAbebe-iq8jf
@AskaleAbebe-iq8jf 6 ай бұрын
ኢፍየ ወለላ ዛጓለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@ምቅናይጥዑም
@ምቅናይጥዑም 6 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርታ ዝኮነት ቆልዓ ዳኒ በርትዕ ቀፅለሉ ❤❤❤
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 6 ай бұрын
ዋውው ንፍዕቲ ቆላዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አግዚኣብሔር 🙏💘💘
@YonasFishale
@YonasFishale 5 ай бұрын
እግዝኣብሄር ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bxbbx7087
@bxbbx7087 6 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@HayhMa
@HayhMa 6 ай бұрын
የዕብኪ ምቅርቲ ❤
@AlisaA-np5tt
@AlisaA-np5tt 6 ай бұрын
ዋው ደስ በሃሊ ቀፅልሉ❤❤❤
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 6 ай бұрын
አናጠፋኻ አንዲኻ ደንጉኻ ❤❤❤
@ቃልጓልተዋህዶ
@ቃልጓልተዋህዶ 6 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ ብጥበቡ የዕብይኪ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏💋🕊💋🕊
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
ኤፍራታ መክሰብ❤❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 6 ай бұрын
አሰይ ምቅርተይ ብጥበቡ የዕብኪ እግዚአብሔር አምላክ ማዓረይ ንኩሉ ግዜ ከምዚኦም ዝበሉ ቆልዑ አምፀአልና መምህር ልለመይ የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤❤
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 6 ай бұрын
ዋውውውቀፅሉሉ ሙቁራተይ👏👏👏🌹🌹🌹☘️☘️❤❤☘️☘️ይቀፅል እዚ መደብ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 6 ай бұрын
ፅሪቲ ናማና እያ ኣነውን ወዲ ኣለኒ ሓመድ ምፅዎት ዘይስልችዎ 😂❤❤❤❤
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 6 ай бұрын
ዋይ ሓጥያት😅😅😅😅
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 6 ай бұрын
😄😄😄😄😄
@Hirt14
@Hirt14 6 ай бұрын
ምቅርቲ❤❤❤❤❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርተይ በጃኻ ን2ይ ግዜ ኣቅርበልና ዝሓወይ 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
@bazen_Health_and_Fitness
@bazen_Health_and_Fitness 6 ай бұрын
Des bhali naybawdamet program ...❤❤❤
@ttn-yd8mc
@ttn-yd8mc 6 ай бұрын
ምቅርቲ ልኾነት ቆልዓ ❤
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 6 ай бұрын
ብጥበቡ ይዕቢኪ ሰገነይ❤❤❤
@nansi-qu7ux
@nansi-qu7ux 6 ай бұрын
ኣሰይይ ምቅርተይ ኬፍ ለዋ ቆልዓ ጂብዕተይ💕💕💕💕
@TsritGoytom-ro8nm
@TsritGoytom-ro8nm 6 ай бұрын
ጽብቅቲ❤❤
@ኣፁጋልተዋህዶእመብርሃንዋ
@ኣፁጋልተዋህዶእመብርሃንዋ 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅረተይ❤🎉❤🎉
@BrtuqanMehari
@BrtuqanMehari 5 ай бұрын
እግዚኣብሔር ብጥበቡ ይዒብኪ ዞጓልይ ደሰ ክቲብለካ❤❤❤❤❤❤😊
@MahletAbreham-kr1xm
@MahletAbreham-kr1xm 6 ай бұрын
ብፍላይ ሕጂ አብ ህፃናት ንቃለስ ትኩረት ንሀቦም
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 6 ай бұрын
ናይዛ ቆልዓ ሕቶስ
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 5 ай бұрын
ደስ ክብለካ ዕድመ ይሃባ❤❤
@EsieGtnsae
@EsieGtnsae 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብልጽቲ😍😍😍😍😍
@VgfyGggfd
@VgfyGggfd 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምቅርቲ
Players push long pins through a cardboard box attempting to pop the balloon!
00:31
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 262 МЛН
Turn Off the Vacum And Sit Back and Laugh 🤣
00:34
SKITSFUL
Рет қаралды 10 МЛН
New eritrean comedy Tesfu brhanu ምሩጻት ሕክያታት #eritreancomedy2023
28:13
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 55 М.
Players push long pins through a cardboard box attempting to pop the balloon!
00:31