🛑 ብመሰረት ሕቶኹም ደጊምና ኣቕሪብናያ።ተዋሰኣይ ኣብርሃም ሳርፕራይዝ ገይርዋ።ኣዝያ ለባምን ንቕሕትን ህፃን።ወጠርቲ ሕቶታትን መስሕቒ መደብን።part 20

  Рет қаралды 83,015

Lwa Tube

Lwa Tube

8 күн бұрын

ክቡራት ተኸታተልቲ ልዋ ትዮብ ስለ እትከታተሉናን ስለ ትህቡና ሃናፂ ርኢቶን ኣዚና እንዳመስገና ሓደሽቲ ትመሃርሎምን ትሕጎስሎምን መደባት ኣብ ቀረባ መዓልታት ስለ እንጅምር subscribe..share..like ይግበሩ።

Пікірлер: 1 200
@swswits3292
@swswits3292 6 күн бұрын
ከሙዙይ ዝበለ መንፈሰዊ ነገር ይቀፅል እትቡሉ 👍
@Fkri6934
@Fkri6934 5 күн бұрын
ትክክል❤
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo 5 күн бұрын
🌻✅
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 4 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ከምዚኦ ዝበሉ ኣምፅእልና ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ደምራኒ እባ ኣሕዋተ
@SesenBrhanu
@SesenBrhanu 4 күн бұрын
ይቀፅል ማርያምን ደስ ይብል ከሙዚ
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq 6 күн бұрын
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ብናኣምሓሩ ናረአና ዘቅነአና ዝነበረ ኣባዓልና ንርእለና❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ እባ ምቅርተይ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 6 күн бұрын
ብሓቂ 👍
@gsjshd3479
@gsjshd3479 6 күн бұрын
ናይ ባሓቂ❤
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 6 күн бұрын
ብሓቅ ናባዕልና ናዕብይ 🎉🎉
@tigrayvoice
@tigrayvoice 6 күн бұрын
Yessss ❤
@wsln226
@wsln226 6 күн бұрын
"ኣብ ህፃናት ምስራሕ ኣካል ሕውየት ትግራይ እዩ።"ኣብርሃም(ሓድጉ)
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 5 күн бұрын
Great!!!
@MuezGher
@MuezGher 6 күн бұрын
እሸቱ መለስ ብጣዓሚ እዩ ዛቅነአኒ ነይሩ ከዚ ግን ሳላ ልእሎሞ ❤❤❤❤ ኣበይ ሆቴል እዩ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 6 күн бұрын
ኣብ ፌስቡክ ይዝርግሖ እዩ ኣብኡ ረአ 😊
@Mytrewv
@Mytrewv 6 күн бұрын
መን ይብል​@@brhaneye9521
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ😍
@Seniseniii
@Seniseniii 6 күн бұрын
ኣብራሃም ኣደይ ሰለ ዘየላ ግጥሚ ይፅሕፍ ነይረ😭ከብደይ በሊዑኒ😢
@ggcf1371
@ggcf1371 5 күн бұрын
ኣህ😢😢😢😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፍትዋት
@user-vw1sf4ps3s
@user-vw1sf4ps3s 4 күн бұрын
ብጣዕሚ ኣዶ ብርሃን ገዛ 😭😭😭
@NigstyHA
@NigstyHA 2 күн бұрын
😢😢😢
@abedaberhan
@abedaberhan Күн бұрын
አህ😢😢
@Medrek
@Medrek 5 күн бұрын
ምጭውቲ ቆልዓ ❤❤ ን ኣብርሃም ምስ ረኸበቶስ ነቢዔ ኡፍፍ😊😢 ብጣዕሚ ብሉጽ መደብ ኢዩ ኣጆኹም ቀጽልሉ። ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም። ፈጣሪ ፍቕርን ሰላምን የውርደልና ❤።
@hdbd9547
@hdbd9547 4 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሓወይ
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 3 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 6 күн бұрын
ናይ እመቤታችን ቅድስ ድንግል ማርያም ምስጋና (ፀሎት እዩ ።ደራሲ ቅዱስ ያሬድ
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 6 күн бұрын
ኣንቀጸ ብርሃን፦ ቅዱስ ያሬድ ውዳሴ ማርያም ፦ ቅዱስ ኢፍሬም ሶርያዊ
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 5 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰​@@tsegagaltgray
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፅቡቃት
@TyTy-xe8yt
@TyTy-xe8yt 4 күн бұрын
​ቅዳሴ ማርያም_ኣባ ሕርያቆስ
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v 6 күн бұрын
አንቅፅ ብርሃን ዝፅሓፍ ቅዱሰ ያሬድ ይባሃል
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 6 күн бұрын
እሰይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና የዕቢኪ ዛጓለይ እወ ፈጣሪ ዝሃበና መልክዕ❤❤😮😮 ናሎምዓንቲ ትፍለ እያ 😮
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ እባ ሓፍተይ
@tggalembirhan3114
@tggalembirhan3114 6 күн бұрын
መምህር ልሎም ይቅሬታ ከምዙይ መንፈሳዊያን ቆሉዑ ተኮይኖም መንፈሳዊ ሕቶ አቅርበሎም ናይ መንፈሳዊ ዕብየት ክዓቢ አለዎ ናመንግስትታት አይትሕተቶም
@dianaassefa7598
@dianaassefa7598 5 күн бұрын
Girl are you okey this is just show why I taking everything serious u can’t tell anyone what to do in there job
@tggalembirhan3114
@tggalembirhan3114 5 күн бұрын
@@dianaassefa7598 ጽብቅ አለካ ግን መንፈሳዊያ ተኮይኖም ቶም ቆልዑ መርአያ ካልአት ህፃውንቲ ምእንቲ ክኮኑ እየ አፍቲ መንፈሳዊ፡፡አፅቅጥ አቢሉ ተሓቲትዎ
@DenyTeam-ii7su
@DenyTeam-ii7su 5 күн бұрын
ትክክል አለኪመ❤
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 4 күн бұрын
ናይ ልበይ መልአክቲ ❤ ኣንሕናለ ነዕብዮም በጃኩም❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፍትዋት
@slamsslam740
@slamsslam740 6 күн бұрын
ዋውውው ቃሉ ሰኣነላ ዘቆልዐ መዘመር ቃል ሂወት የሰማዐና ምቅረቲ 🥺🙏🙏
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@Salam-ro6pv
@Salam-ro6pv 5 күн бұрын
ዋውውው ምቅረቲ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኢ የብዘሐልኪ ፊጣሪ❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ​@@Salam-ro6pv
@SaraAbadybj9dy
@SaraAbadybj9dy 2 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@edenlij5965
@edenlij5965 6 күн бұрын
ስለ ምሥጥረ ሥላሴ ተሓቲትና ዘይንምልስ ብዙሓት ኢና:: ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤️
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ፍትወይ
@fjz1093
@fjz1093 6 күн бұрын
ንፀጉረካ ዝቀየረ ኣምላክ ንትግራይ ዓድና ለ ይቀይረልና❤😂😂ዳንዋይ❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 6 күн бұрын
አሜንንን
@MereM-he2wg
@MereM-he2wg 6 күн бұрын
ኣሜን😂
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ እባ ማዓረይ
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 6 күн бұрын
@@RahelGebrehwet እሺኒ
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 6 күн бұрын
አሜንንንንን🙏😁
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 6 күн бұрын
ኣቤቱ የንብርኪ ምቅርቲ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 3 күн бұрын
አሰይ ምቅርቲ ፍጥረት ኣነስ ንኣብራሃም ሑቁፍ ትብሎ ከላስ ንብዓትን ሳሓቅን ተሓዋውስኒ ንበሩልና ተጋሩዋይ ማዓረይ ኣብራሃም ሓወይ ኣጆካ ወዲእነይ🙏😥💗💗
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 6 күн бұрын
ኣሰይይይ ምቅርተይ ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሃብኪ ኣብ ሃይማኖትኪ ዘለኪ ኣፍልጦ ቀጽልሉ ጀማሪት ዘይኮነስ ፈጻሚት ይግበርኪ መርኣያ ህጻናት ኢኪ ወለዲ ደሞ ክብሪ ይግበአኩም ህጻን ብገንኡ ቤተክርስትያን ምብጻሕ ብጣእሚ ጽቡቅ እዩ ፍርሓት እግዝኣብሔር ዘለዎን ተኣዛዝን እዩ ዝከውን መምህር ልሎም ዎን ቀጽለሉ ብጣእሚ ደስ በሃሊ እዩ ወለዲ እዛ ኣብ ዝሓለፈ መደብ ንደብረጽዮንየ ጌታቸውየ እየ ዝምርአ ንግስቲየ ትብል ዝነበረት ካብ ወለዲ ኤፍራታ ተምሃሩ ኣከዳድና ፣ኣተኣባብያ ኩሉ
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 6 күн бұрын
ብሓቂ❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 6 күн бұрын
ብሓቂ ❤😊
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ አሕወተይ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 күн бұрын
ብሓቂ
@mezmurmariyam-ys7dd
@mezmurmariyam-ys7dd 6 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ አባ ዛሓፍተይ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 6 күн бұрын
ዋውውውውውው ምቅርተይ እሰይይይ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ እዛ ሓፍተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 6 күн бұрын
እሰይ ምቅርቲ ዝኾነት ቆልዓ ቀፅለሉ ዳኒዋይ በርትዕ ካልኦት ህፃውንቲ እውን አምፅእ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ እባ ሓፍተይ
@shalom5798
@shalom5798 6 күн бұрын
ኤፍራታ ንቕሓታ ጥራሕ ዘይኮነ ቛንቛ ትግርኛ ኣጻፊፋ'ያ ትዛረብ ዘይተበረዘን ዘይተፋረሰን ቃላት ትግርኛ ትዛረብ እሞ ኣዝያ እተኩርዕ ሰገን'ያ ብሓቂ ብጥበብን ብሞገስ ኣምለኽን ያዕብያ❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ሓፍተይ ገዛና ሕለፊ
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 6 күн бұрын
❤❤❤
@user-ss7sp3uw4l
@user-ss7sp3uw4l 4 күн бұрын
❤❤❤❤
@ifhd4442
@ifhd4442 5 күн бұрын
አብርሸይ አጀካ ኩላትና ሃምኡ ኢና😢 እህ አዶ ብርሃን ገዛ😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ማዓረይ
@ትግራይ
@ትግራይ 6 күн бұрын
ኣሰይይ ፁሩያተይ ኣነስ ንኣብረሃም ሑቁፍ ትብሎ ከላስ ንብዓትን ሰሓቅን ተሓዋውስኒ ንበሩልና ተጋሩዋይ መዓረይ ኣብረሃመይ ለ ኣጆካ ዛሓወይ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@HelenMeles-nu5re
@HelenMeles-nu5re 6 күн бұрын
በጃኹም ተጋሩዋይ ናተባብዕዮ እዙ ሓውና ሚእቲ ከይ እካ ክመልእ ንግበሮ❤😨
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ሓፍተይ
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f 6 күн бұрын
ዛመደብ እንካዕ ተኻፈተት ዳኔኤለይ ቀፅላ ኢኻ ህፃናት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😊 ኣብረሃመይ❤❤
@Maruuy-ym1sx
@Maruuy-ym1sx 6 күн бұрын
ዋዋዋ ኣሰይ የዕቢኪ ማዓረይ🙏❤💙
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 6 күн бұрын
❤❤❤❤እሰይይይይይይ ዝማሪ መልእክት የስመዐልና ኣቤቱ የፅንዕኺ ማዓረይ ኣጆኹም ቀፅልዎ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@jjgghh3724
@jjgghh3724 6 күн бұрын
ቁዱስ ቅንኢ ዉላድካ ከምዚ ክከዉን ኣለዎ ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ እባ ሓፍተይ
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 6 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሕቅፍ ድግፍ ኣብሉ የዐቢኪ ማዓረይ❤🙏
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@NdjjJsjsj
@NdjjJsjsj 6 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ ደስ ክትብል እግዚአብሄር ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ዛምበተዋይ 🙏💘💘💘💘
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ አባ ማዓረይ
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg 6 күн бұрын
ደስ ትብሉ ቀፅልሉ ክቡራተይ ❤️❤️ምስጢረ ተክሊል እዩ ዝበሃል አክሊል ናይ ሰማእታት ዝቕበልዎ እዩ ኣዳም ኣብ ገነት 7ዓመትን 1ወርሕን 17 መዓልትን ተቀሚጡ ወርሕን መዓልትንእዉን ኣለዎ ብዝኾነ ብሓቂ ንፍዕቲ ዛጋለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️ጋለይ ኣላ ጋል 8 ዓመት ብመንፈሳዊ ክትጉብዘለይ ይደሊ ግን ስደት ኮይነ ከምቲ ዝደለክዎ ኣይኮነትን ኣምላኽ ብሰላም ዓድና የእትወና እስከ 🎉🎉🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-id9lf6ry4e
@user-id9lf6ry4e 4 күн бұрын
ኣሜን🙏 ሰነ-ስርዓት ዘለዋ ህያብ እ/ሄር ህፃን ,መዳላዊ ፕሮግራም እዉን ክትምስገን ይግበእ ቀፅለሉ ኩቡር ሓዉ 🙏💖🇻🇳👈
@genetabraha3276
@genetabraha3276 5 күн бұрын
ንህፃውንቲ ብከምዚ መደብ ሕቶታት መንፍስ ቅድሳና አምፅወም ❤❤❤❤❤😊
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 күн бұрын
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ማዓረይ
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 6 күн бұрын
ኣሜን ዝማርየ መለኣክት ያስመዐና 🙏ክብር መስጋና ንፈጣሪ 🙏
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 6 күн бұрын
ኣሰይይይ እግዛብሄር ኣምላኽ ባሪኹ የዕብኪ ፀጋ ጎይታ የብዘሐልኪ 🥰🙏🏻 ነዚ መደብ ዘዳለኻን ህፃዉንትና ክዓብዩን ክወጹን ክፍለጡን ትፅዕር ዘለኻ ክቡር ሓዉና ካብ ልቢ ንንእደካ 🥰👍🏻ኣብርሁሽ ካኣ ቆልዓ ኢልካ ከይንዓቅኻ ኣኽቢርካ ጠለባ ክተማልእ መፅኢኻ ታሪክኻ ካኣ ከብድና በሊዕኻ በርትዕ ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ ♥️🙏🏻
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 6 күн бұрын
ኩሎም ሕፃናት ትግራይና ከምዚኣ ተትኾኑልና ትዕድልቲ እዩ የዕብኺ ዛጓልና
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um 6 күн бұрын
አክሊልን ተክሊልን ይፈላለዩ ዳኒ ሓወይይይ ንደናግል ጥራሕ ዝዋሃብ ካብፍቶም ዘይድገሙ ሚጥራት ሓደ ሚስጥረ ተክሊልዩ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 6 күн бұрын
ደምርኒ እባ ሓፍተይ
@qedgcf9637
@qedgcf9637 6 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እፍርታየይ❤❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@zemedateka1891
@zemedateka1891 6 күн бұрын
ብጣዕሚ ትድነቅ ኢፍራታይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ አምላክ ቅዱሳንንን🎉
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@user-xi9en4qu3c
@user-xi9en4qu3c 4 күн бұрын
እሰይይይይይይይይይ እዛጋለይ መጨረሻኽ ያስምረልኽ ከምዘኑ ይብዛሓልና ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብርት ሓፍትና❤❤❤
@asdftyu4148
@asdftyu4148 6 күн бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይ እዝጋቢሄር ብጥበቡ የዕቢኪ ናዓኪ ዘዕብዩ ወለዲ እዝጋቢሄር ዓዲልዎም
@user-xf3fs2ez2c
@user-xf3fs2ez2c 6 күн бұрын
እዝጋቢሄር ❌ እግዚአብሔር✅
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@hdjf4
@hdjf4 6 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤🙏🙏🙏
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@DestaAlemaabraha
@DestaAlemaabraha 6 күн бұрын
ዋው ብጣዓም ደስ ዪብል ጎበዘ ቆለዓ ግን ንኣብራሃም ኣዲኡ ዘሞተተ አይመሰለንን ነይረ ግን ኣሓዝኑን ግን ንኣብራሃም እውን ኣጆካ እየ ክብሎ ዝደል ብዘይ ኣዶ ከብዲ ሰለ ዝኮነ🎉🎉🎉🎉
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@mmn7636
@mmn7636 6 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ የዕቢኺ ኣሜን (3)🙏 ዝማሬ መልኣኽቲ የሰመዐልና 🥰🥰🥰❤️❤️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪይ ❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 6 күн бұрын
እልልል እልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዕልና ምቅርተይ❤❤❤❤👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 6 күн бұрын
ኣብ መወዳእታ ኣብራሃም ኻብደይ በሉዑን ኣጀኻ ኣብርሸይ 😢😢😢
@__-wj7zq
@__-wj7zq 6 күн бұрын
_እስይይይ ምቅርተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኽ❤❤❤_
@mdimtlaz3182
@mdimtlaz3182 4 сағат бұрын
ዲኒዋይ ልባምይ ሚጣየ ዕዶመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i 6 күн бұрын
እግዚአብሔር የዕብኺ ምቅርተይ በጃኹም ወለድ ሓግዚዋ መንፈሳዊ ት/ቲ ንክትማሃር ማዓረይ ጸጋኡ የብዘሐልኺ❤
@user-vu7vc5bl3z
@user-vu7vc5bl3z 6 күн бұрын
ኣሰይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ💕💕💕💕
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍
@user-mr7fb1th4x
@user-mr7fb1th4x 6 күн бұрын
እልልልልልዝማሬ ምላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 5 күн бұрын
ኣብርሸበይ ብጣዕሚ ሓዚና ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብይኒ😢😢 ብዝተረፈ ይመችኩም❤❤❤
@user-bk2pb7gm7p
@user-bk2pb7gm7p 5 күн бұрын
ጥዕምቲ ደስ በሃሊት መንፈሳዊት ቆልዓ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኪ። ንወለዳ ከዓ ከየድነቕኩ ክሓልፍ አይደልን ክብሪ ይሃብኹም ። እሸቱ ብዘቕርቦም ህፃናት ብጣዕሚ እየ ዝቐንእ ነይረ ግን ሓንቲ እዚአ ተረኺባ አላ ናይ መድረኽ ዕድል ዘይረኸቡ ብዙሓት ኸምዘለው ከዓ እምነተይ እዩ ስለዚ እናጠቆምና አሕዋት
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 6 күн бұрын
ምቅርተይ ዝኮነት ቆልዓ ብጥበብ የዕብኪ ❤
@Dolar1219
@Dolar1219 6 күн бұрын
ውይ አብርሃመይ መዓረይ😢 አጆካ ዝሐወይ😊
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 6 күн бұрын
ኣነዉን ብጣዕም ኻብደይ በሉዕን ኣብርሸይ የኔ የዋህ ኣጀኻ 😢😢
@ftggtt1969
@ftggtt1969 6 күн бұрын
ማዓርይ❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 6 күн бұрын
1ይ ባዕለይ❤ ሳብስክራይብ ግበርለይ ብወላድትኩም ደቂ ዓበይት
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 5 күн бұрын
ኣቡሩሸይ 😢ቡኡነት ካብደይ በሉዐኒ አጀካ ወዲእነይ❤❤❤ ሚጣየይ ጅብዕቲ ፍጥረት❤❤❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Күн бұрын
አሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ ፀጋበይ እግዚአብሔር ኣምላክ መሸጢሩ ጠበቡ ይግለፅልኪ ክቡራት ወላዳ ብመንፈሳዊ ክትዓቢ ኣምህርዋ ቃል ኣምላክ ዝመሰል ዝጥዕም የለን❤
@waskan9610
@waskan9610 6 күн бұрын
woww❤❤❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 6 күн бұрын
ኣሰይይ ምቅርተይ የዕብኪ ዛ ጓለይ❤❤❤ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ
@user-ej2kc1wp8m
@user-ej2kc1wp8m 3 күн бұрын
ኣብርሃመይ ከብደይ በሊዕኒ ኣጀካ ወድነይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ዝሓወይ😢😢😢
@tggalembirhan3114
@tggalembirhan3114 6 күн бұрын
አምላክየ ሆይ ንዙይ ዘረእካኒ ብምንታይ ቃላት ከመስግነካ ❤ቃል ህይወት ይስምዓልና ዛጋለይ አነስ ብአምሓሩ እሸቱ መለሰ ይቀንእ ነይረ ተመስገን መምህር ልሎመይ ❤
@user-ij2jc5pb6o
@user-ij2jc5pb6o 6 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 6 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 күн бұрын
ኣሰይይይይ መቅራተይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን አብ እምነት ፅንዓት ንኩን ካብ ሰብት ስእሊ ኣድህኖ እምፅኡ ናይ መድሓኒ አለም ናይ እመቤታችን ናይ ቅዱሰ ሚካኤል ቅዱሰ ገብሪኤል ወዘተ አምፅኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅራተይ❤ኩሉ ግዘ ከምዚ ዘበለ ኣቅርብሉን ናይ ውዳሴ ማርያም ቅዱሰ ኤፍሬም ቅዱሰ ያርድ እንቀፀ ናይ አደና ቅዱሰቲ ድንግል ማርያም አብ ገንት 7ዓመትን 7 ወርሕን እዩ
@hgf6568
@hgf6568 3 күн бұрын
ዝምሬ መላእኽቲ ያስምዕልና ክብራት አሕዋተይ ዛጋለይ ፈጣሪ ብጥበቡ ይዕብኪ አሰይ ምጭውቲ ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹💘💘💘
@Maki38916
@Maki38916 5 күн бұрын
ኣሰይይይይ ዛጓለይ ምጭውቲ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብጥበቡ የዕቢኺ ኦ ጎይታና መን ኣሎ ከማኻ (2) ንዓና ክትብል ኣብ መስቀል ተሰቂልካ (2) ብሓቂ ንዓና ንስለ ሓጥያትና ክብል መስቀል ተሰቂሉልና ተገሪፊ ኣምላክ ክነሱ ትሕቲ ደቂ ሰባት ኮይኑ ተኣዚዙ😥🙏🙏
@user-kf8nj7cq4m
@user-kf8nj7cq4m 3 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ብጥበቡ የዕቢኪ♥️🙏
@gsjshd3479
@gsjshd3479 6 күн бұрын
እግዜኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ምጣየይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ዳኒየይለ ብጣዓሚ እና ነምስግነካ ጎታዋይ ቀፅለሉ ብጣዓሚ ድስ ባሃሊ❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 3 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ አብ ብዙሕ ኾይኑ እዩ ለምህረኻ ብሓቂ መክኣፕ መሕመቂ እዩ ኢላ ተፎጥሮናስ ጽቡቅ እዩ ያ አረ በሥላሴ ወለድኺ ይባረኹ ንስኺ አብኡ የጽንዕኪ መድኃኔዓለም ምውላድ ለይቀሪ ከምዚ ገይርኹም አዕብዩ ወለዲ❤ዕድመ ይሃብኺ ብስለትኺ ግን ልገርም እዩ🙏🎚
@user-cn8zv2rx5o
@user-cn8zv2rx5o 6 күн бұрын
ኣብራሃመይ ኣደይ ሰለ ዘየላ ግጥሚ ይፅሕፍ ነይረ 😭ከብደይ በሊዑኒ 😢😢
@user-us7py4zd1m
@user-us7py4zd1m 3 күн бұрын
እብራሃም (ሓድጉ )ከብደይ በሊዑኒ አይዞካ በሉለይ💔🙏
@user-wd3ze7dp2x
@user-wd3ze7dp2x 2 күн бұрын
ብትክክል እዩ እዛ ቆልዓ መንፈሳዊ ንክትምሃር ግበሪዋ ብሓቅ ❤❤
@brktitekle801
@brktitekle801 4 күн бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጓለይ ብጥበቡ የዕቢኺ ንዛ ህፃን ተዕቢዩ ወለዲ ፈጣሪ ይባርኽኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣታዓባይ ❤❤❤❤❤❤❤
@meaza7313
@meaza7313 6 күн бұрын
እሸቱ መለሰ ብጣዕሚ እዩ ዘቅነኣኒ ነይሩ ተመስገን ናይባዓልና ረኪብና የቀንየልና ዳኒዋይ 💗💗💟💟
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 4 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ መደብ ህጻናት ኩሉ ግዜ ብመንፈጣዊ ሕቶን መዝሙርን ተትምህርዎም ጽቡቕ ነሩ ብዝተረፈ ቀጽልሉ❤
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 4 күн бұрын
ኣነ ጋል 22 ዓመት እየዋ ግን ኣነ ዘይፈልጦ ሕቶታት ትምልሶላ ኣየ ኣነ😢❤❤
@temsgne7752
@temsgne7752 3 күн бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይ መቀረት ዝማረ መላእክቲ ይስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ተመስገን ተመስገን እስም ኣልቦ ነግር ዘይስኣኖ ን እግዝብሔር❤❤❤
@musiesheqa453
@musiesheqa453 6 күн бұрын
ጎቦዛት ቀፅልሉ ብፍላይ ሕቶታት አብ ሃይማኖትን ስነምግባርን ባህልን መሰረት ዝገበረ ተኮነ ይምረፅ ብዝተረፈ ቀፅልሉ❤❤❤ ግን ሚድያና ነዕቢ ዓዲ 3(4) እኮ አብ ሓፂር እዋን እዮም ብዙሕ ዘብፅዎ
@merhawitekie8850
@merhawitekie8850 3 күн бұрын
መደብኩም ጽቡቕ እዩ ግን እዚ ሳኣላይ ፍቕሪ ሕዝዋ ኣሎ ምስ ሓንቲ ጎርዞ 🎉 እንተ ታዓ ዝብኩም ላይክ ግበሩ
@bege8567
@bege8567 3 күн бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽ ፈጣር እዛጓለ ሙቁሩት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 5 күн бұрын
እውይ ቅድስቲ ምቅርቲ ❤ መንፈሳዊያን ከምዚኦም የብዘሐልና እግዚአብሔር ይባርኪ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 5 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@rosehama
@rosehama 6 күн бұрын
ምቅሪቲ ደስ ትብለካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ
@user-hu3kc7cg6w
@user-hu3kc7cg6w 6 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ንቅሕቲ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j 6 күн бұрын
ምቅሪት መክኣብ የሕምቅ ሓቃ ቃለ ህይወት የስምዐልን ምቅሪት ፊጥረት
@Wedimamaa
@Wedimamaa 3 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀፅልሉ ኣብ ዝለዓለ ደርጃ ክበፅሕ ተስፋ ይገብር ❤
@Brhaney-Tigray
@Brhaney-Tigray 4 күн бұрын
እሰይ ፅብቅቲ ህድኣታ ኳ እኹል እግዚአብሔር ብጥበብ ብሞጎስ የዕብኺ❤❤
@ddee4690
@ddee4690 2 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርትይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብጥቡ የዕብኪ💖😘
@Ngsti518
@Ngsti518 3 күн бұрын
ኣቤት ተዕድልቲ እግዚኣብሔር ኣምላክ የዐቢኪ ዛጋለይ ምጭዉቲ❤ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ቀፅልሉ ኣቤት ተዕድልቲ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርኪ❤
@user-io5pm1vh2m
@user-io5pm1vh2m 5 күн бұрын
ዝማሬ ምላእኽት ያሰምዕለና ጸጋኡ ያብዝሕለኽ በጥበብ ያዕብኽ ፈጣረ❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 күн бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኪ ማዓረይ❤❤❤
@AszZza-bo3ii
@AszZza-bo3ii 6 күн бұрын
😢ኣብራሄም ሓወይ ኣጆኻ ዛሓወይ
@ZaraZara-ff3mt
@ZaraZara-ff3mt 6 күн бұрын
ኣረ ደስ ክትብለካ ዛቆልዓ በላሕ💝💝💝💝💝ልሎመይ ቡሉፅ ሰብ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 4 күн бұрын
ዉዉዉ ልገርም ጥበብ ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብይኺ ኣቤቱ የፅንዕኺ መዓረይ ልሎሞይ ደስ ዝብል በደብ እዩ ቀፅፅለሉ ተጋሩዋኒ እስኪ #100k ንብፀሐዮ
@mokemoke7946
@mokemoke7946 4 күн бұрын
ብራዘር በርትዕ ህፃውንቲ ንምህናፅ ዝረከብካዮ ዕድል ተጠቀመሉ ንቅድሚት
@hhdhd7109
@hhdhd7109 6 күн бұрын
አስይ ምቅረትይ እግዚአቢሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤
@regberegbe9767
@regberegbe9767 5 күн бұрын
ንባዕልኻ ታሪኺ እና መፀሓፍ ቅድስ ኣንብብ ኣፅንዕ
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe 5 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብርተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኪ ምቅረቲ ብሓቂ ልብም ህፃና ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z 2 күн бұрын
አሰይይይይይይ ከማኩም ዝበሉ ህፃውንቲ የብዛሓዮ❤❤❤❤❤ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j 6 күн бұрын
እሰይይይይይ ዛምቅሪት ዘመረ መላእኽት የስምዐልና ፅቡቅ መንፈስ ሓዲሪዎም ክኸዉን ተስፋ ይገብር😢❤❤❤
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 5 күн бұрын
የዕቢኪ ወለላይ ኣሰይ😘❤💛👏 መምህር ልእሎመይ ከዓ ሒዝካዮ ዘለካ ስራሕ ብጣዕሚ ብሉፅ እዩሞ ቀፅለሉ ኣብርህሸይ ከዓ ተባዕ ንፈትወካ ተዋሳኢና ኣካሞ ንበረልና ንፈተኩም ኢና❤💛😘👏👌
Why You Should Always Help Others ❤️
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 138 МЛН
Stupid Barry Find Mellstroy in Escape From Prison Challenge
00:29
Garri Creative
Рет қаралды 21 МЛН
Why You Should Always Help Others ❤️
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 138 МЛН