KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
የመርካቶው ሴራና ትርምስ፣ ሾልኮ የወጣው የር/መስተዳደሩ ደብዳቤ፣ የዐቢይ ወርቅና ጥያቄው፣ “እየተፍረከረከ ነው”ዘውዱ፣ ህወሓትን አሜሪካ ትፈራለች?|EF
16:19
✴️- መቀለ ዝወዓለ | ኣስተብህል ኤርትራዊ መንእሰይ | 02.10.2024
52:20
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
00:47
ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር SAY YES TO LIFE AND NO TO DEATH!
Рет қаралды 43,855
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 35 М.
Hakote Media
Күн бұрын
Пікірлер: 496
@SiedOmer-xo7tp
Ай бұрын
ኣይፍል ንሞት እው ንምንብር enshalha ሰለምን ፍቀርን ከስዓር አዩ ሀዝቢ ኤርትራ ሰላም አዩ ዘድል ኩብራት ኣሕወት ዓድም የብኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaieyohaness255
Ай бұрын
ሕራይ ንፍቕሪ! እምቢ ንጽልኢ! እግዝኣብሔር ይተሓወሶ።
@AfrikaEritrea
Ай бұрын
ዎእዝግትነማርያም ወዲኺ ሒዝኪ አብ ማእከል እቶም ንዕርቂ ተበጊሶም ዘሎው ፍጡርኪ እተዊ በጃኺ አደ ሐላል ይአክል በልና🇪🇷🙏✝️☪️🇪🇷🇪🇷
@Eri-Africa
Ай бұрын
❤️ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር🙏🏾❤️ ❤️ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር🙏🏾❤️ ❤️ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር🙏🏾❤️ ኣጆኹም ፈጣሪ ይሓግዝኩም፡ ኣሜን👍🏿
@selamwoldegergish4015
Ай бұрын
❤❤❤❤ amelaki yekieli eyu aseyyyyyyyy kiberi ne amelaki yekone ajokom amelaki feqado Abe hezibina Selam eyu ❤❤❤ ne amelaki yekialo eyu ❤❤❤god bless you oll ❤❤❤
@Berhanekiflu3065
Ай бұрын
ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ እዮም እሞ ብጹኣን እዮም፥ ብልኽዕ ሰብ ይሐስብ እግዚኣብሔር ድማ ይፍጽም እዩሞ፥ ብጣዕሚ ጽብቅ ተብግሶ እዩ፥እቲ ምክሪ ዝጸልእ ሞት ይፈቱ፥ እቲ ምክሪ ዝፈቱ ግን ሂይወት ምሕረት እዩ ዝፈቱ እሞ ፥እቶም ዝጋገዩ ምክርኹም ሰሚዖም ሂይወት ክረኽቡ ሉኡል እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦንኦም ይኽፈተሎም ኣሜን
@hani165
Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙ኣይፋል ንሞት እወ 💙💙💙💙💙💙ንምንባር 💙💙💙💙💙💙ኣይፋል ንሞት እወ 💙💙💙💙💙💙ንምንባር ኣምላኽ ይተሓወሶ
@letinaberhane2172
Ай бұрын
ኣይፋል ንሞት እወ ንምባር እወ ንሰላም ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሙሑር
Ай бұрын
ኣምላኽ ይታሓዎሶ የሕዋት ኣቦታት እዚ መድረኽዚ ናፍቅሪ ኢዩ ሰላም ሒዝካ ከማን ኣተካእለን በጃኩም ተፋቀሩ ግዳፉ ከምሰላም ዝጥዕም የለን ሂወት ኣትድገምን ያ
@fusfv877
Ай бұрын
እግዚኣብሔር ይሓግዘኩም 🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹❤🌻🌹❤🌻🌹🌻🌹😭😭😭😭😭😭😭
@iseyasEyasu
Ай бұрын
ኪዳነ ምህረት ምስ ወዳ ምሳኩም ትኩን የህዋይ ኣቦታትን
@henokmelake6241
Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፈጣሪ ይሓግዝኩም ሰላምን ዕርቅን የውርደልና
@hagereykebretey1962
Ай бұрын
ነዚ ቁዱስ ዝኾነ ናይ ሰላም ተበግሶ ዘበገስኩምን እትቕጽልዎ ዘለኹም እንኳዕ ካኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ናብዚ ተበጺሑ ዘሎ ናይ ሰላም ተበግሶ ኣብጻሓናን መፈጸምትኡ ከሪአና ካኣ ነቲ ኩሉ ዝካኣሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንገድፎ።🙏🙏🙏
@habtegergishbirhane2600
Ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ምሉአ ሰላም ይግበሮ ለባማት ይሕዋት ካኣ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@hiwethabteslase
Ай бұрын
ልቢ ክንደይ ሰብ ሩፍ ክብል ዩ ብሓቂ ወሃብቲ ሰላም ብጹኣን ዪም።
@ghideit5931
Ай бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ሰላም ተበግሶ ምጅማር ዘብቅዓኩም። ኣጆኹም ፍቑራት ኣሕዋትን ወለድን ክትዕወቱ ኢኹም ❤ ነቶም ዝሓለፉ ንጹሃት ኣሕዋትና ድማ መንግስተሰማይ የዋርሶም ❤
@Amlakmahri
Ай бұрын
ኣምላክ ቅዱሳን ናባና ጠም ኣፍኩም ይሲኣር
@EskaelWeldemikael
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም በሓቂ እግዚኣብሄር ሰላሙ የንግሰልና ደጊም ሞትን ቅትለትን ባእስን ምፍልላይ ደው ይበል።
@TripoLib
Ай бұрын
ጽብቅ ኣምላክ ይሓግዝኩም ዮሕዋኣት ይኣክል ይበሎ ኣምላክ ክኣክል እንተኮይኑ ግን ንሕና እና ደው ከነብሎ ዝግበኣና ይኣክል።
@GrmayTesfamriamOkubasilase
Ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እግዝእቤሃር ይትሓወሶ ሙሉኣ ሰላም ይግበረልና።⛪❤🏰🙏
@ErmiasGabrit
Ай бұрын
ኣምላኽ ይተሓወሶ ሰላም ይኩን መዝሙሩና ኣሜን
@gw4841
Ай бұрын
እወ ሐቂ ንሰላም ከብ ልቢ ይኩን አምላክ ዝብል ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️👏👏👍
@fitsumesayas6859
Ай бұрын
እስመኣልቦ ነገር ዘይሳኖ እግዚኣቢሄር ጉባኤኹም ጉባኤ ሃዋርያት ይግበሮ
@rahelguesh7680
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ይደግፍኩም ኩቡራት ኣቦታትና ኩቡራት ኣሕዋትና እዘን ደቀንስቶዮ ኣሕዋትና ክኣ ልቢ ይሃብክን ኣደ ብርሃን ገዝኣ እያ እሞ ገዝኣ እዩ ግርምኣ ከመደታትክን ኩና
@Teame-bn6bz
Ай бұрын
ኣልምላክ መፈጸምትኡ የብጽሕኩም ክቡራት የሕዋት
@negasiasfha1775
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ክቡራት ኣቦታት የሕዋት ነፊርካ ዘይምጻእ ኾይን እምበር ለይትን መዓልትን በኣኩምን በዚ ዝጠፍእዘሎ መንእሰይን ዝፈስስዘሎ ደምን ዝስምዓና ዘሎ ሓዘን ክንገልጾ ኣይንክእልን ሕጂ ግን ጀሚርኩሞ ዘለኩም ተበግሶ እግዚኣብሄር ይተሓወሶ ንሕና ድማ ብሓሳብን ብጸሎትን ኣብገድንኩም ኣለና ብዝያዳ መራሕቲ ህኣይማኖት ድፍእሉ ህዝብኩም ኣድሕኑ ሰላምኩም የስምዓና።
@fioritsegay5760
Ай бұрын
Btami des zbl srah Amlak yithewaso🙏🙏 please n selamn fkrn nizemer❤❤
@kingvon5992
Ай бұрын
አግዚኣቤር ይተሓወሶ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ተበግሶ
@fissahayearaya1910
Ай бұрын
Egziabher msakum ykun mengedkum yeqniayo
@ngusefrem5104
Ай бұрын
ንፉዓት ናይ ብሓቂ። እቶም ባእሲ ኣሕዋት ደስ ዝብለኩም ተሓቢእኩም ተራስኑ ክኣ በጃኩም ባዕልኹም እንዶ ወጺኹም ኣርእዩና። ትብልዎ ፍለጡ ሓላፍነት ክስምዓኩም ኣለዎ እቲ ኣብ ሜድያ ትብልዎ እንታይ ሳዕቤን የምጽእ ኣሎ ክርድኣኩም ኣለዎ።
@selamwoldegergish4015
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Netsetefade
Ай бұрын
ንሰላም ዝጽዕር ይዕወት ዩ ሞ ኣምላኽ የሓግዝኩም
@mbrhetfitiwi8084
Ай бұрын
❤ኣምላክ ይሓግዝኩም ሰላም ዝህብ ኣምላኽዩ እሞ ሙሉእ ሰላም ይሃበና መድሃኒ ኣለም ፍቅሪ እመነት ተስፋ ኣለዋ ካብዝኤን እታ ዝዓበየት ግና ፍቅሪ እያ ❤እሞ ፍቅሪ እዩ ዘጸብቀልና ተፋቅርና ንንበር ኣሕዋተይ ኩሉ ይኣክለና እዩ
@SanayGhebrehiwot
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ዓወት ይሃብኩም ደላይ ሰላም እዩ ሰላም ዝልምን
@meronaslyMmmm
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣቦታት 🥰🥰🥰🥰❤️❤️
@fthawi5958
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዘና ስድራይ ይኣክለኩም ይበለና ንሕዋትና ድማ መንገስተሰማይ የዋርሶም ንህዝብና ድማ ጽንዓት ይሃበና ደበሳ እዮብ ይደብስና ሰላም ሰላም ሰላም የውርደልና
@almazgebretnsae8294
Ай бұрын
እግዝአቤሄር ኖቶም ዝመቱ መንግስተ ሰማይት የዋርሶም ነቶም ዘሉው ድማ ንክነብሩ በጃክም ዘለክም ዕርቅን ሰላምን አውርድሎም ዝክትምና የአክለና እግዝአበሄ ይትሐወሶ አሜን❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@tamrat7
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም እምበር ውሽጥናስ ደምዩ እዩ በዚ ናይ እስራኤል
@brhanahaile5877
Ай бұрын
እግዚኣቢሄር ይሓግዝክም 🙏
@ዓርኮብኮባይ
Ай бұрын
ብጠዓሚ ጽቡቅ ሓሳብ ዶንጊዩ ከማን ኣይፋል ብእሲ የሕዋት
@doitnowstudio7867
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝ
@maekeleasfeha6095
Ай бұрын
Amlak yehgzkum kulna Eritrawian❤❤ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jordanosandemeskel1605
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ኣቦታትና
@ElisaBeth-l5k
Ай бұрын
አምላኽ ይሓግዝኩም አሕዋተይ 🙏🙏🙏❤
@msgiezeration2129
Ай бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላኽ እስራኤል ክምቲ ታሪክ ሆላንድ ፖላንድን ስላም ዘውረደ ስላም ንከዉርደልኩም ጽሎት ጻድቓናት ስምታት ሃዋርይት መልእክቲ ምስኩም ይሃሉ
@ኦማርያምበእንተዚናፈቅረኪ
Ай бұрын
እወ ኣይፋል ንሞት እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም
@nighistighebrekristos51
Ай бұрын
Amlak yhagzkum yehwat ❤❤❤fiqri waga alewa hiseblu ab maekelkum gana alekum hiseblu ❤❤❤
@edenkidane1625
Ай бұрын
ፈጣሪ ይሐግዝኩም 🙏🙏🙏
@yorsaliembeyene270
Ай бұрын
😢😢😢😭😭😭👩👧👦👩👦👦🇪🇷🤝🕊bhaki iza ade iza luwhunet nayed terekum ala dekina bejkum nselaim muzu zemdekey
@מולוטוקטימנו
Ай бұрын
ኣምላክ ይሃግዝኩም ኣህዋተይ
@BRKTIYAKOB-ib3qz
Ай бұрын
ኣምላክ ያሐጊዝኩም ኣብ ዝሐጸረ ግዘ ኩሉ ሰላም ክከዊን ተሰፊ ንገብር
@tsehayeandom2816
Ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣምላኽና መፈጸምት ኡ የርእየና
@MehariGide-eb3pb
Ай бұрын
ኣምላኺ የሓግዝኮም❤❤❤❤
@yohannesnegassi174
Ай бұрын
እዚኣብሔር ብምሕረቱ ይብጸሓና መፈጸምትኡ ይረኤና።
@abrahamtekle9904
Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣብ ሰላም ዩ ዘሎ ጽቡቅ ሞ መዝሙርና ሰላም ይኹን
@TeameNuguse
Ай бұрын
❤❤❤❤ጽቡቅ ስራሕ ኣምላኽ ይሓግዝ
@th4860
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@senaitbeyan8224
Ай бұрын
Egziabher amelak yhagzkum mfxmteu ka yreyna.
@luwamunknown159
Ай бұрын
Egzibher meskum ykune yaklkum yblna
@saliemftsum7108
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ሰላምኩም ይብዛሕ 🙏🙏🙏
@temesgenbrhane3914
Ай бұрын
Egziabher zetmasgane yekun.selamy yehadgelkum aleku elna eyo fetare mo nefaker betame dase zabel.ewa Neslam ayfale nemktetale ageb👃
@XLALERISHOW
Ай бұрын
ጎይታ ምሳኹም ይኹን ሰላም ትስዓር❤❤✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@halengay4704
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓጉዝኩም ደስ ዝብል
@NegishaTesfay-q3o
Ай бұрын
ኣምላኽ ይፈጽሞ
@Salfi-Samra7
Ай бұрын
ኣምልኽና ኣብ ጎኒ ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ኢዩ። ኣምላኽ ይሓግዝኩም፡ ፍረ ትብዓትኩም ዓወት ይሃብኩም
@letinaberhane2172
Ай бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ኣምልኣኽ ይሓግዝኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ኣምላኽ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Daeroadebo
Ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤
@Erilove8102
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይኣኽለኩም ይበለና
@habengebreluul7762
Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዘኩም 🙏.
@MulugetaGebrestadik
Ай бұрын
እግዝኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@mebrahtomTesfay-b2i
Ай бұрын
ኣምላክ ይታሓወሶ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
Ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ👍👏👏
@shamfesha4974
Ай бұрын
እግዝኣብሄር ይሓግዝኩም ኩቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GodisGood-kb7pq
Ай бұрын
Amlaki yihagizikum ajokum❤❤❤
@Andatwediraeci
Ай бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኩም
@asfhakahsai9952
Ай бұрын
ሰማይ ን ምድር ዝፈጠረ ልኡል ፈጣሪ ይሐዝኩም ሰለም የዉረደልና ኩልና ብጸሎት ንጽበ እሞ ህያዉ ፈጣሪ ይሐግዘና
@mulugetagebru9564
Ай бұрын
እዝግዮ ዘብል እዩ እወ ኻራ ዓጢቅና ንኸይድ ኣለና ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና 🙏🙏🙏☝️☝️☝️👏👏👏
@abhiweteyeyezeneber
Ай бұрын
Egzieabiher amlak tsegeu yebzehalkum amlak yehagezkum mesakum yekun fethawi kem shemu neana nekulatna lebona yehabena ❤❤❤
@eritrea123
Ай бұрын
መርሐባ ሰለም ሰላም ደቂ አምላክን ደቂ ረብን ብሐበራ አምላክ መሳኩም ይኩን አደይ ማርያም ነቲ ሰላም ወዳ ትስደደልኩም🙏🙏🙏ርሑስ በዓለ ዮዉሀንሰ መስቀልን ይግበረልና🙏🙏🙏🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌿🌿
@TM-yl8bg
Ай бұрын
Egziabher Ytehaweso!😢 Kburat Weledi ⛪️🙏🏽🕌🤲🏽
@merebhabtegabir1085
Ай бұрын
Egzabher Amlak ywedalna ewe nemenbar Ifale Nemot ,Ajokum keburatey
@YordanosGonetse-oy4kx
Ай бұрын
Amilki yihgizikum❤💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsehaitesfu7142
Ай бұрын
Nice jobe our Fathers Brothers and Sisters. May God help you May God full peace. Amen 🙏🙏🙏
@yoditzerezghi1980
Ай бұрын
Nselam dleya seaba wn egziabher yhagzkum.
@MebrihitYemane
Ай бұрын
Eme brhaney msakum tkun amen amen amen
@ኩሉበኣካኮነ
Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ፡ጉዕዞኩም እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ጸጋ ይሃብኩም፡ሰናይ ምጅማር፡
@AGAPEERI
Ай бұрын
ፍቃድ እግዝአብሔር ብቸርነቱ ይተሓወሶ።ፆሎት እመ ብርሃን ይሓግዝኩም😢
@TigeAraeya
Ай бұрын
Aseyyyyyyy egzabhr ythwes❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🌻🌻🌻🌻
@yordanostesfahiwet7079
Ай бұрын
Amen egzabher ymesgen ezi derayena amlak ytehaweso selam metmerit kulu eyu bejekatkum kulna nsabo hawey natey eza betka ybarkelka ❤❤❤
@semharsolomun432
Ай бұрын
Egziabiher yhagzkum behaqi kwun tebegso eyu emo amlak mefetsemtueu yebtshkum 🇪🇷⛪🕌⛪🕌⛪🕌🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kefalirezene8491
Ай бұрын
አምላኽ ይሐግዝኩም፡ አምላኽ ይተሐወሶ፡
@yemanefesehaya810
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይታሓወሶ እግዚኣብሄር የሓግዝኩም እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን መፈጸምትኡ የርእየና የርእኩም።
@natnaelhabtom419
Ай бұрын
ደስ ዝብል ሓሳብ ዩ ኣይፋል ንሞት እወ ንምባር❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nmmuna797
Ай бұрын
Selam lkulu eyu Zerbih eyu emo sileti tebegsokum amlak yhagisz ajokum
@letenseafesshaye7801
Ай бұрын
ኩቡራት የሕዋት መራሕቲ ሀይማኖት ዝዐበኩም አቦታት ና ይኩን ዝንአስኩም የሕዋት አቦታት ክምስሉ ፍቅርስ ሕኒአንሞት ኢሎም ይምስሉ ሰላም እንሎ በረከት አሎ ጸጋአሎ እሞ ጸጋእዝጋብሄር አይጋደፍኩም ሰላም የውርደልኩም ተባረኩ አምላክ ይሐግዝኩም ዕርቂ የውርደልኩም የሱስ ብደሙ ይሕጸብኩም 💒💒💒🙏🙏✝️✝️🙏💒💒🙏🙏🇪🇷🇪🇷🥀🥀🙏✝️🌷🇸🇪🌹🌾🌾🇸🇪🇸🇪🏆💐👍🌹ካብሽወደን ለተንስኤ
@habtomhaile3155
Ай бұрын
እግዛኣቢሄር ኣምላክ ይሓግዝኩም ይሕዋተይይይ
@akberetafom7234
Ай бұрын
Amlak Mlue selam ygberelna yehwatey bhadnetn bfqrn nesearo nseytan
@brhananatey2780
Ай бұрын
Nay selam anay fqri amlak yetehaweso 🙏🏾
@TRHASFTWI
Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይተሓወሶ❤🤲🤲🤲😰
@rahwa141
Ай бұрын
Aykealkun beka 😢😢😢. Eziabihier ytehaweso medhanie alem fkri eyu zdeli kbri nuuu 🙏🙏🙏
@asratmebrahtu
Ай бұрын
Agziabher yehagizkum behak behaki behaki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@diborates1416
Ай бұрын
Amlak msakum ykun selamn fqrn yewrdelna
@maeshotweldebrehan8444
Ай бұрын
Egziabher mskulatna yikun burukat abotatna ❤
16:19
የመርካቶው ሴራና ትርምስ፣ ሾልኮ የወጣው የር/መስተዳደሩ ደብዳቤ፣ የዐቢይ ወርቅና ጥያቄው፣ “እየተፍረከረከ ነው”ዘውዱ፣ ህወሓትን አሜሪካ ትፈራለች?|EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 49 М.
52:20
✴️- መቀለ ዝወዓለ | ኣስተብህል ኤርትራዊ መንእሰይ | 02.10.2024
Alena Walta Hager
Рет қаралды 52 М.
00:40
When mom gets home, but you're in rollerblades.
Daniel LaBelle
Рет қаралды 144 МЛН
00:33
Car Bubble vs Lamborghini
Stokes Twins
Рет қаралды 39 МЛН
00:13
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 77 МЛН
00:47
Random Emoji Beatbox Challenge #beatbox #tiktok
BeatboxJCOP
Рет қаралды 61 МЛН
6:45
ኣብ ቃልሲ ኣንጻር መንሽሮ ምስ ራይሞክ ደው ንበል! #raymok #eritrea #hakote
Hakote Media
Рет қаралды 5 М.
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 963 М.
40:34
EMNA ጀነራል ውጩ፡ ኣብ ወራር ወያነ፡ ንሕና ምስመጻእናዮ ብዕልልታ'ዩ ተቐቢልና። ንወያነ ድማ ጨፍጪፍናያ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 29 М.
1:00:27
ማሰን መልቀሰን ኣቶ ተወልደ መዓሾ በዓል ዓዲ ጮማይ ሰራየ
Mosaic Bahli
Рет қаралды 12 М.
23:42
ኣባና ዘሎ ጸጋ ሪኢና ነመስግን። ~ ራይሞክ ሓፍትና ንመንእሰያት ,
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 15 М.
50:23
⛔️ ሓድሕድ ምፍሳስ ደም ኤርትራውያን ደው ይበል STOP THE BLOODSHED OF ERITREAN LIVES ⛔️ #Hakote #Eritreaninisrael
Hakote Media
Рет қаралды 42 М.
22:21
ቀላይ ሰሊሆም 2024 “ኣብ ቀላይ ሰሊሆም ኬድካ ተሓጸብ” በሎ(ዮሃ 9፡1-12)
Hakote Media
Рет қаралды 37 М.
32:29
እቲ ነዊሕ ጉዕዞ ናብ ገዳማት ኤርትራ ይቕጽል! ልዕሊ 20 ዝኾኑ ገዳማትን ሓጺር ታሪኽ ገዳማት ኤርትራን @datlove
HIRUT TV
Рет қаралды 41 М.
35:06
ብሸለልትነት ክንሓልፎ ዘይግባእ
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 14 М.
14:41
ነዚ ኤርትራዊ እንታይ'ዩ ኣጋጢምዎ
Aklilu H.michael
Рет қаралды 74 М.
00:40
When mom gets home, but you're in rollerblades.
Daniel LaBelle
Рет қаралды 144 МЛН