⛔️ ሓድሕድ ምፍሳስ ደም ኤርትራውያን ደው ይበል STOP THE BLOODSHED OF ERITREAN LIVES ⛔️

  Рет қаралды 35,444

Hakote Media

Hakote Media

Күн бұрын

ሓድሕድ ምፍሳስ ደም ኤርትራውያን ደው ይበል። ⛔️ Stop the bloodshed of Eritreans in israel
ሰላም ኣብ ሞንጎ የሕዋት ንክሰፍን ኣስተዋጻኦ ናይ ኩሉ ዜጋ ይዕዘዝ። እዚ መደብ ብምትሕብባር ወለታውያን ማሕበር ኤርትራውያን ንወፍሪ ሰላም ኣብ ሃገረ እስራኤልን ሓኾተ ሜድያን ዝተዳለወ መደብ እዩ።
*** ንዝበለጸ ሓበሬታ ***
whatsapp 00972549680181 ተወከሱና።
#Eritrea #EritreanCulture #eritreaninisrael #eritrean #hakote
ካላኦት መደባትና ንምክታታል ኣብ ቻነልና ሰብስክራይብ ይግበሩ / hakotemedia
*******************************
Join us on social media:
•You Tube - / hakotemedia
• Face Book - / hakotemedia
• Instagram - / fethawibereket
© All rights reserved.
unauthorized use, distribution, and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©Hakotemedia

Пікірлер: 586
@rishantekletsion1256
@rishantekletsion1256 Күн бұрын
ብቀዳምነት ሓኾተ መድያ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጺለ ድማ እዞም ጥፍኣት ኣሕዋትኩም አሳቅይኩም ከምቲ ናይኣቦታት ፍቅሪ ሰላም ትጽዉዑ ክብረት ይሃብኩም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዞም ብኽልቲኡ ወገን ትቃተሉ ዘለኹም ወገናተይ ኤርትራዉያን በጃኹም ስምዕዎም ኣምላኽ ይስማዕኩም። ባእሲ ደዉ ይበል ወገናተይ!!!!!!!!!!!!!!!
@ሚካኤልወዲኤረ
@ሚካኤልወዲኤረ Күн бұрын
ምድጋፍን ምቅዋምን ድሕሪ ሂወት ምዃኑ ኣሚንኩም ኩሉኩም ኤርትራውያን ተቀማጦ እስራኤል ብዘይ ዝኾነ ቅድመኩነት ክትስዕብዎም ንጽውዕ።ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኩም🙏🙏🙏
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 2 күн бұрын
ሓኾተ ሓወይ ማራ ኣድንቀኻ ወዲ ኤረይ proud of you 🇪🇷♥️🙏
@yohannesakeza3040
@yohannesakeza3040 2 күн бұрын
ክድገፍን ክስዓብን ዘለዎ ቅዱሱን ሰናይን ስጉምቲ፡ እግዚኣብሀር ይሓግዝኩም❤❤
@TsigeYigzaw
@TsigeYigzaw Күн бұрын
AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏
@fretamaher7215
@fretamaher7215 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ኤርትራውያን ሐደ ኢና ይሕዋት ሕዋት ከፋቀረ ፅላኢ የባርሩ❤❤❤❤❤
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 2 күн бұрын
❤❤❤ ኤርትራዊ *** ሃይማኖት' ዓሌት' ቀቢላ' ዓዲ' ኣውራጃ' ጾታ' ብሄር' ወዘተ ፍልልይ ከይገበረ!!! ኣብ ሓደ መኣዲ!!! ብሓደ መንገዲ!!! ብሓደ ድምጺ!!! ሳቦያ ኢሉ ሃገር ካብ ጎሓላሉ ክምንጥል ኢና ከም ታሪኽ እንፈልጥ***። እዚሲ ጠንቁ ሃሰው ደኣ ንበል!!! ልቦና ነዕቢ ደቂ ኤረ!!!።
@ltesfai197
@ltesfai197 2 күн бұрын
ኣነ መን እየ ፡እንታይ እገብርን እሓስብን ኣሎኹ ፡ ንመን ጥቕሚ እዩኸ ሰብ ቀቲልካን ኣቑሲልካን? እንታይ ጥቕሚኸ ኣሎኒ? ኣብ ክንዲ ንጽቡቕ ንክፉእ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ሕሰቡ ። ብሓቂ ምስትውዓል ይሃቦምን ይሃበናናን ።
@MilanoItalia-mb2wv
@MilanoItalia-mb2wv Сағат бұрын
❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉 እዝጋብሄ ይሐጉስኩም ጽቡቅ ሐሳባት እዩ ቀጽልዎ
@Blackcomander6
@Blackcomander6 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ኩቡራት ኣቦታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤️⛪️
@kidanedebesai5999
@kidanedebesai5999 Күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ክብራት ኣሕዋትን ኣሓትን መቸም ኣዝዩ ከቢድ እንድዩ ኣብ ርእሲ ሕብረተሰብ ኤርትራዊ ነበርቲ እስራኤል እዚ ብክቡር ሓው ሕኮተ ሜድያ ኣበጊስካዮ ዘሎካ ናይ ሰላም መንገዲ እግዛቢሄር ኣምላክ ይሓግዝኩም❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Күн бұрын
ኣምላኽ ሰማይ የቅንዓልኩም በሓቂ ሰናይ ተበግሶ ኢዩ።
@weleteslasietesfamichael
@weleteslasietesfamichael 2 күн бұрын
መድሃኔ ኣለም ጥበቡን መትዉዓሉን ይብዛሓልኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩምመፈጸምቱኡ የርእየና የርእኹም ኣብ ዝሓጸረ ጊዜ ክፍጸመልኩም ሰናይ ትምኒተይ ይገልጽ
@mebrahtuhaile469
@mebrahtuhaile469 Күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣብ መፈጸምታ ዕርቅን ሰላምን ድማ የብጽሕኹም ። ኩቡራት የሕዋት ምፍሳስ ደም የሕዋት ኤርትራውያን ደው ይበል።
@fshationkidane8007
@fshationkidane8007 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቕ ተበግሶ እዩ ኣምላኽ ይተሓወሶ ኩቡራት ኣሕዋት ሕሰም ስደት ናፍቖት ስድራቤት ይኣኽለኩም ቡሩኻት ተወሳኺ መዘኻኸሪ ዕርቅኹም ሙሉእ ክኾውን ነቶም ስድራቤት ዝተጎድኡ ዝሰንከሉ ዝከሓስሉ መንገዲ ፍጠሩ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሳኹም ይኹን ኣሜን 3
@matanarel9857
@matanarel9857 Күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ኣቦታትን ኣሕዋትን ❤🙏❤🙏❤🙏💒❤🕌
@timketutesfazgi1096
@timketutesfazgi1096 Күн бұрын
ኣምላክ የሳልጠልኩም ልቦናን ለውሃትን ነቶም ልቦም ኣትሪሮም ሂወት የሕዋቶም ዘጥፍኡ ዘለዉ።ናይ ኣምላክ መንፈስ የውርደልኩም ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 Күн бұрын
እግዚአብሔር ዕርቅን ሰላምን የውርደልኩም ይሓግዝኩም የሕዋተይ ናተይ ፍትሓዊ ሓወይ ድማ ናይ ንእሽቶ ዓቢ ኢኻሞ ክብረት ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️🕌🇪🇷⛪️❤️🌴🕊🌴🕊🌴🕊
@Zelealem29
@Zelealem29 2 күн бұрын
ኣቐዲመ ንሓኮተ (ውላድ ዓሰብ) የመስግን፣ እወ ምስኩሉ ስክፍታና ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ክሳብ ምቅታል ክብርቲ ሂወት ሓላፍነት ዝጎዶሎ ኣረሚያዊ ዝኾነ ኪያዶ ሓው ብሓው ክትጠፍእ ጸኒሓ ኢያ፣ እሞ ይኣክል ዝሓለፈ ጌጋ ከብቅዕ ንብድሕሪ ሕጂ ብይቕረ ይቕረ ክዕጾ ነዞም ለባማትን ዓበይትን የሕዋት ሰሚዕኩም ክትታዓረቑ ሓደራኹም እብል!!!
@eritreanortodoxchannel1
@eritreanortodoxchannel1 2 күн бұрын
አዚ ኣገዳሲ ዩ 🎉 ኣምላክ ያሓግዝኩም ነዚ ዘይድግፍ ዲያብሎስ ጥራይ ዩ
@lulagebre3100
@lulagebre3100 Күн бұрын
አግዝኣበሄር ይባርኩም ጽቡቅ ተበግሶ ለባማት ዖድይ ስለዘለኩምና ይህዋት ንመራቅ ብታአምይ ጽቡቅ አምላክ ይሐግዝኩም ኩሉ ኤርትራውይ ብዘድሊዮም ዘበለ አብ ጎኖም ንኩን 🙏
@tirhasghebremariam4122
@tirhasghebremariam4122 Күн бұрын
ኣሜላኽ ምሳኩም ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-fr7rv9hn7q
@user-fr7rv9hn7q Күн бұрын
ኣምላክ እስራኤል ይታሃዎሶኦ ኣህዋተየ
@zienakinfe448
@zienakinfe448 Күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🇪🇷❤️
@TeamuTe-b6s
@TeamuTe-b6s 2 күн бұрын
ኣምላክ ይሓግዝኩም ኩቡራት ኣሕዋትናን ኣቦታናን ንሰላም ንንዘምር ❤❤❤
@gouytsegay4052
@gouytsegay4052 2 күн бұрын
Amlak yehagzkum mefxmteu yereyna❤❤❤❤❤❤❤
@aloniabo7466
@aloniabo7466 2 күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ብሩኻት ❤
@ngusegebrihiwet8715
@ngusegebrihiwet8715 2 күн бұрын
ሰናይ ተበግሶ ኣምላኽ ይደግፍኩም
@michaelmhari
@michaelmhari 2 күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም እግዚአብሔር ኣስተውዓሊ እዝነ ልቦና ይሃብ.
@abrehetasmelash5365
@abrehetasmelash5365 2 күн бұрын
ራምላክ ይሓግዝኩም ኣምላኽ ያክል ይበሎ ኣ ኣምላኽ በም ሕረትካ ትዳና ኣሜን!!!
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
@ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ 2 күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም የሕዋትን ኣቦታትን ሰላም ሰላም ሰላምን ፍቕርን ይኹነልና ኣሜን
@tsegeredamaharenna3566
@tsegeredamaharenna3566 Күн бұрын
አጆኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዞኩም አሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 2 күн бұрын
ናይ ሰላም በዓል ቤት ሰላማዊ ኢየሱስ ክርስቶስ ሰላሙ የውርደልና እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ሰናይ ስራሕ የሕዋት❤❤❤❤❤❤
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 2 күн бұрын
Deki eri jiganu,god bless you,we Eritrean are pace loving people,thank you so much,we should all support them 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🙏🏾👍🏾🌺🌺🌺🌺🌺🇪🇷
@user-gp6wv8lo1y
@user-gp6wv8lo1y 2 күн бұрын
እዚ እቲ እንኮ መፍትሒ ናይቲ ሽግር ስለዝኾነ ኩሉ ሰብ ነዚ ሰላም ብኹሉ ኒሕን ቅንዕናን ክድግፎ ኣለዎ ኣብ ኣወንታዊ ውጽኢት ንምብጻሕን ሰላም ንምፍጣርን ነዚ ድንቂ ስራሕ ክድግፎ እየ። هذا هو الحل الوحيد للمشكلة ويجب على الجميع دعم هذا السلام بكل حماس وإخلاص بهدف الوصول إلى نتائج إيجابية وخلق السلام، سأدعم هذا العمل الرائع ، وان شاء الله سوف يتحقق هذا الهدف
@alemashsium1121
@alemashsium1121 Күн бұрын
ምሉእ ሰላም ይግቤሬልኩም አምላክ ይሐኩም አሜን ❤❤❤🎉
@almazmsgna4235
@almazmsgna4235 2 күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግኩም ኩሎኩም ኣቦትት ካህት ኣደታት ኩሉኩም ብሓፈሻ ❤️🙏❤️
@eritrea123
@eritrea123 Күн бұрын
ፍትሐዊ ወደይ ከመይ አለካ ጠፌኢካና ብጣዕሚ ጽቡቅ ሐሳብ አምላክ ምሳኩም ይኩን የሕዋተየ🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹⭐⭐⭐🌷💐💐💐
@gw4841
@gw4841 Күн бұрын
እወ ጵቡቅ ሐሳብ ንኤርትራ ❤ማንም ሰብ ለውጢ ዘምጵ ሐይልኩም የለን ንሰለም ዘምሩ ንዕኩም ዘሐሸ እዪ ንናብራኩም እወ መንግሲቲ ኢስርኤል አተገደሰልኩመን ሕጊ እዮ ጠቃሚ ንሐለዋ ❤❤ ንፍቅሪንዘምር በሉ❤❤
@wdasiemelaektmedia1147
@wdasiemelaektmedia1147 2 күн бұрын
እወ ናይ ብሓቂ ፍቁራት ኣሕዋት ኣሓት እቲ ሓደ ኣማራጺ ሓው ምስ ሓው ክፋቐር ክረዳዳእ ክወሃሃድ ኢዩ ዚመቀረን ነባሪ ፍታሕን እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም ኲልና ብጸሎት ንደግፎም🙏🙏🙏
@Erilebna
@Erilebna 2 күн бұрын
Hakote hawaye if you are there I hope it will be peace, thank you all❤❤❤❤❤
@frewoinebarake8750
@frewoinebarake8750 Күн бұрын
ኣምላክ ይሃግዝኩም ኢዞም የሕዋተይ። ብታኢሚ ደስ ዘብል ሃሳብ።
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 Күн бұрын
Btami des zebl yu Amlak yhagzkum ❤❤❤❤❤❤
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 Күн бұрын
Thanks so much God bless you 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@-se9hk
@-se9hk Күн бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷❤️❤️Thankyou ኣምላኽ ይትሓዎሶ
@HabtuGebreslase
@HabtuGebreslase 2 күн бұрын
ኣምላክ ይሐዚኩም የሐጊዚኩም የሕዋት፡ብጣዕሚ ጽቡቅ
@MedihinMe
@MedihinMe 2 күн бұрын
Amlake ቁዱስ ገርግስ ይሓግዝኩም 🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌿🌹
@yeabioteclu4559
@yeabioteclu4559 2 күн бұрын
Amlak yehagzkum
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 Күн бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኩም ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 2 күн бұрын
ሰናይ ስራሕ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብን ተበህሶን ኢዩ ስለዚ ኣጆኩም ኣብ ጎድንኩም ኣሎና
@user-oc2jz3gf7h
@user-oc2jz3gf7h Күн бұрын
ኣሰይይ ደስ ዝብል ስድራይ ነዚ ወሲድክሞ ዘለኩም ቁዱስ ሓሳብ እግዝኣቢሄር ይሓግስኩም🇪🇷🙏❤️😭
@merhawimengisteab3745
@merhawimengisteab3745 Күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበግሶ፡ እግዚኣብሔር ኣብ ማእከልኩም ይኹን፡ ብዓወት ክፍጸም ከኣ ናይ ነብፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ተበግሶ ኣገዳሲዩ'ሞ ኩሉ ሰብ ዓቕምና ብዘፍቅዶ ንደግፎም🙏🙏🙏
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 2 күн бұрын
ቢጣዕሚ ጺቡቅ ስራሕ ሓኮተ መዲያ❤❤❤❤❤❤❤ ጂግና ቃጽሎ ቃጽሎ
@MilanoItalia-mb2wv
@MilanoItalia-mb2wv Сағат бұрын
❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉 ጽቡቅ ሓሳባት እዩ እዝጋብሄር ምሳኩም ይኩን።
@abrehetabraham2247
@abrehetabraham2247 Күн бұрын
ኣምላክ ይሃግዝኩም ንየማን ይምራሕኩም፡ምፍሳስ ደም ይህዋትና ደው ይበል ❤❤❤
@mebrahturezene1346
@mebrahturezene1346 2 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሃግዝኩም ምሉእ ሰላሙ ይሃበና
@habtomyemane2401
@habtomyemane2401 2 күн бұрын
ኣምላክ ሙሉእ ሓይሊ ይሓብኩም ይሕዋት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MebratBerhane-m5n
@MebratBerhane-m5n Күн бұрын
Amlaek Edmen tienan fkri sinitin. Yewrdelna. Amen 🙏❤️❤️🇪🇷
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt 2 күн бұрын
ሰናይ ሓሳብ ኢዩ እሞ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ንዓና ውን ኣዒንተ ልቦናና የብርሃልና ። ❤ ❤ ❤
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 12 сағат бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ ኢዩ፡ ኩሉ ሰብ ክስዕቦ ዘለዎ ጉዳይ ኢዩ፡ እቲ ህሉው ኩነታት ዓድና ንማንም ዝጠፍኦ እኳ እንተዘይኮነ፡ ኣብዚ ግን ሂወት ሰብ ኣብ ምንትምንታይ ብኮንቱ ይጠፍእ ኣብ ዝብል ግን፡ ኩሉ ሰብ ክድግፎ ይግባእ፡ ብዘይ ቅድመ ኩነት ካኣ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ። ኣምላኽ ይሓግዝኩም ❤
@abrahamteamelu5833
@abrahamteamelu5833 2 күн бұрын
Kuburat sdra wey ahwat ezi tsubuk hasab eyu amlak yhagzkum ajokum tesfa aytkretsu kkewun eyu❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@wedighilazghi3503
@wedighilazghi3503 Күн бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን፡ ይስዓብኩምን የጽኒኩምን፡ ሓይሉን ጥበቡን ሂቡ ሃዋርያነ ሰላም ይግበርኩም
@kokobhelu880
@kokobhelu880 Сағат бұрын
ናይባሓቅ ሰናይ ተግባር እዩ ይሓግዝኩም ኩቡራት ኣሕዋት
@RahelBaire
@RahelBaire Күн бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤ Amlak msakum Ykun. Thanks! Special Thank you, N Aka Shikor hawey!
@HakoteMedia
@HakoteMedia Күн бұрын
@@RahelBaire Wow, I’m truly humbled by your generosity! Thank you so much for the $50 donation-it means more to me than words can express. Your support not only encourages me but helps me continue creating and sharing content that matters. Grateful for you and this community! 🙏😊 ክብረት ይሃበለይ 🙏
@RahelBaire
@RahelBaire Күн бұрын
​@HakoteMedia you are Amazingly beautiful person ❤️ very touching I watch it with tears 😢
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 2 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ኣቦታተይን ይሕዋተይን ኣቤት እዝጊኦኦኦኦ ተሰዲድና ኣይንጣለም ሓደራኹም ወለድና ንርአ ሓደራኹም ጽባሕ ንግሆ ደቅና ደቂ ደቅና ክይጸንቱ ደም ደም ሰይጣን ዝፈትዎ ጽዋእ ጋህነብ እዩ ሓደራኹም ሓላልል ህዝበይ🙏🏾⛪️🕌🇪🇷🤍🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾😭😭😭😭😭💐💐💐💐💐💐😭😭😭🤍🇪🇷
@teklugebremaryam
@teklugebremaryam 2 күн бұрын
ኣምላክ ጥበቡ የሃብኩም ኣመወዳእታ ኣኽሊል ዓወት የሃብኩም ኩቡራት የሕዋተይ።
@romanande169
@romanande169 2 күн бұрын
Egziabiher amlak yhagzkum Tsegun bereketun yebzhalkum tesfa ngebr ab hatsir ewan hagosn distans kinri biakum kesina jadirna aynfeltn ina teshekurirna nhadr alena Awetkum yereyena ❤❤❤❤❤❤
@Samuel-tl6ut
@Samuel-tl6ut 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ። ኣምላክ ይሓጉስኩም
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 Күн бұрын
ኣዚዩ ድስ ዘብል ቡሩካ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣጆኩም ካልእ ይትረፍ ብጸሎት ኣብ ጎንኩም ኣሎና።ዘይርሳዕ ታሪክ ትሓድጉልና ኣለኩም ቡሩካት።
@hayleableake6873
@hayleableake6873 19 сағат бұрын
❤❤❤ Ezi Abiy Srah Ksab Mewedata Ksrah Alewo Tbebse Medhanine Weütu Seb By Tbeb Fkri Tsega Egziabhier knebr Alewo::❤
@eritrea6227
@eritrea6227 2 күн бұрын
Egzabher amlk yehagezkum 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@emmanuelw8536
@emmanuelw8536 Күн бұрын
Excellent, may God bless you abundantly, the mission of peace between Eritrean
@akberetyosief3193
@akberetyosief3193 Күн бұрын
Thank you We are with you
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 Күн бұрын
ቢጣዕ ጺቡቁ ሓሳቢ ኣምላኽ እስራኤል ይሓግዚኩም
@EseyasDaniel-k3o
@EseyasDaniel-k3o 2 күн бұрын
ምክርኩምን ማዕዳኩምን ሓኮተ ከምጻጸ ቃልኩም ከም ማዓር ንህቢ ሰላማኩ ይንግስ ፍቅርኩም ይሰስን
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 Күн бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ተበግሶ እዩ እሞ፡እዚኣብሔር ይሓግዝኹ ብሩኻት የሕዋት።
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 Күн бұрын
ጎይታ ይሐግዝኩ ሐባይቢ ጎይቴ ምሳኩም ይኩን አምላክ ይስምዐዮ አውያትኩም ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሀቦ ጎይታ ተባረኩ ረብኢ ምሳኩም ይኩን ሽግርኩምን ጸበባኩምን ርእዩ አምላክ ፍታሕ የውርደልኩም ጅግንነት ናይአቦታትኩም አይጋደፍኩም ጎይታ ተዐወተ ካብሽወደን ለተንስኤ 🌹🌹🌹🌹🇸🇪🇸🇪🇸🇪💯🌹🇸🇪💵💵✝️⛪️⛪️🎇💐❤️🙏💒💒💒🙏❤️🥀🇪🇷🇪🇷🍓🌽🌺🍇🍇🥀🇪🇷🍓🥜💒💒🎂🎇🎇⛪️
@sabahabtemicael2199
@sabahabtemicael2199 Сағат бұрын
ሰላማት ጽቡቕ ሓሳባት ነዚ ሓሲብኩም መበብ ጌርኩም ብጣዕሚ ደስ ይብል ኣምላኽ ይሓግዘና እዚ ጨካን ነገር ጠጠው ክብል። ንዝኾነ ኣብ ጎኑ ማሕበረኮምን ቖንስላዊ ቤት ጽሕፈት ኣቦታትን ኣደታትን ኣማዕሪግኩም ከተካይድዎ ተስፋ ይገብር። ኣብ ጎንኹም ኣለና ኣጆኹም ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና። ኣሜን
@yonasgaveivat8301
@yonasgaveivat8301 2 күн бұрын
ብጣዐሚ ጽቡቅ ሓስብ ኣምልክ ይታሓወሶ
@genetkebede278
@genetkebede278 Минут бұрын
ሐኮተ ሚድያ ደላይ ሰላም God bless you ምስ ብጾትካ ነቲ ሰናይ ሐሳብኩምእግዚአብሔር ይተሐወሶ🙏🙏🙏
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 2 күн бұрын
❤❤Zibuke tegabarere Mekunanukumu Beselame Merehba Eritrea 🇪🇷 Amelake 🙏💯yeihagussukumu 🙏🙏🇪🇷🌹🇪🇷🙏💯
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 Күн бұрын
ብጣዕሚ ዝድገፍ ቁዱስ ሐሳብ እዩ እግዛአብሄር ይሐግዝኩም አሜን አብጎኖኹም አለና
@okubabgebrezgiabher3346
@okubabgebrezgiabher3346 15 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ምሳኩም ኢዩ ኣጆኩም ይሕዋት እንቛዕ ጥራይ ተበገስኩም ኣምልክ ንሰናዩ የብርሃልኩም
@ltesfai197
@ltesfai197 2 күн бұрын
ኣነ መን እየ ፡እንታይ እገብርን እሓስብን ኣሎኹ ፡ ንመን ጥቕሚ እዩኸ ሰብ ቀቲልካን ኣቑሲልካን? እንታይ ጥቕሚኸ ኣሎኒ? ኣብ ክንዲ ንጽቡቕ ንክፉእ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ሕሰቡ ። ብሓቂ ምስትውዓል ይሃቦምን ይሃበናናን ። ን ኣምላኽ ንፍራሑ ፡ ኣርሒቕኩም ሕሰቡ ፡
@hailaimichael964
@hailaimichael964 Күн бұрын
አምላኽ ረቢ ይሓግዝኩም አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት የሕዋት
@sabateklay4890
@sabateklay4890 Күн бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ደስ ደብል እግዚኣብሄር ጸሎትኩምን ጻዕርኹምን ሰማይ ይዕረግ ይሓግዝኩም ተመስገን ❤️❤️❤️
@johnyakob199
@johnyakob199 Күн бұрын
Hakote media bet xbuk tebegsokum❤ ymesgnekum Amlak xemakum yehfskum🎉🎉🎉
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 Күн бұрын
ዋው ፍትሓዊ ሓውና ነዚ ጸገም እዚ ንምፍታሕ ንሰላም ምጽዋዕኩም ብጣዕሚ ጽቡቕን ዝድገፍን እዩ ናብ ልቦም ይምለሶም
@elsateklu6548
@elsateklu6548 Күн бұрын
God bless you every body Eritrea 🇪🇷 to Eritrea 🇪🇷 by Eritrea 🇪🇷 god power around Eritrea 🇪🇷 in Israel 🇮🇱🇪🇷❤️🇮🇱🇪🇷❤️🇮🇱🇪🇷❤️🇮🇱🇪🇷❤️🇮🇱🇪🇷❤️🇮🇱🇪🇷❤️🇮🇱🇪🇷❤️🇮🇱🇪🇷❤️💒❤️🌺🕌🇪🇷❤️✊🇪🇷🇪🇷✌️🇪🇷👏🇪🇷💪🇪🇷✌️🇪🇷👏🇪🇷💪🇪🇷✊🌹❤️🌺🎄💕🍀🌻
@lunatewald4812
@lunatewald4812 Күн бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣምላክ ንሃገርና ንህዝብናን ይባርክ ❤️🇪🇷🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
@Zare2020
@Zare2020 Күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣብ መፈጸምታ የብጽሕኩም
@xegaxega4826
@xegaxega4826 2 күн бұрын
Amlak mesakum yekun yehwatey abotatey 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@xegaxega4826
@xegaxega4826 2 күн бұрын
Hakote mida ka good job and God bless you 🙏🙏🙏🥰
@TesfaldetMesfun
@TesfaldetMesfun 2 күн бұрын
Amlk ytahweso agekum kiftahi eyu amlak yhgizekum ❤❤❤❤❤❤❤❤
@yesus_goytayu1233
@yesus_goytayu1233 18 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዚኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏✝️❤️
@merebhabtegabir1085
@merebhabtegabir1085 2 күн бұрын
Amlak mesakum yekun selam selam yesfen Amen ❤
@weynigebremikael9040
@weynigebremikael9040 Күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምላኽ ይሓግዝኩ ኩቡራት የሕዋት
@nebunebu262
@nebunebu262 2 күн бұрын
እዝግኣብሄር ኣምላኽ ይትሓወሶ ነቲ ሕማቅ ዝግ ብር ድማ ብዓሉ ይገስፀልና
@abbyha7518
@abbyha7518 Күн бұрын
Zabekum yhwatey znaskum dekey et kulu zkil Egzabher amlak ab mengokum yukun 😭🙏🏽yakil kndey yhwatna kesirna alona hasab lbkum ysmrelkum Fetari Hakote jigna edmen tinan yhabka Fetari za hawey ❤Egzabher ysmrelkum 🤲🏽🤲🏽🤲🏽
@shamfesha4974
@shamfesha4974 Күн бұрын
ብጣዕሚ ለባማት ኣሕዋተይ ንኽሉ ትገብርዎ እግዝኣብሄር ይሓግዝኩም መፈጸምትኡ የርእኹም ፈጣሪ ❤❤🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan Күн бұрын
AMLAK ytehawoso kemakum yesesnelna AMEN❤❤❤💛💛💚💚💚💙💙💙💙💙💙Good Job keep it❤💛💚💙
@tekluandetsien4833
@tekluandetsien4833 Күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ❤❤❤❤ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
@ngstimengstab3498
@ngstimengstab3498 Күн бұрын
ድንግል ማርያም ኣብ ጎንኩም ትኹን እግዝኣቢሄር ሰላሙ የውርደልና❤❤❤🎉🎉🎉
@TekleabMiki
@TekleabMiki Күн бұрын
ኣምላክ ይሓግዝኩም ሰላም የዉርደልና ንኩሉ ኤርትራዊ
@beyo510
@beyo510 2 күн бұрын
አምላክ ይሐግዝኩም አምላክ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዬ ስምዓዎም አምላክ ይስማዓኩም ❤
@AsmeretMehari-j1m
@AsmeretMehari-j1m 2 күн бұрын
Amlak yhaguskum fetari
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ Күн бұрын
ፍትሒ ጽቡቕ ተበግሶ ኣምላኽ ረቢ ይሓግዝኩም❤❤❤❤❤
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 18 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 49 МЛН
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 18 МЛН