ኣያ ተኸስተ (ተዋሳኢ ገሬ እሙን) ፕራንክ ተጌሩ - ፀፊዖም ሓዲጎሙኒ 😂😂

  Рет қаралды 131,847

Yada Tube

Yada Tube

Күн бұрын

ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
ኣያ ተኸስተ (ገሬ እሙን) ፕራንክ ተጌሩ - ፀፊዖም ሓዲጎሙኒ 😂😂 @gereemunentertainment ገሬ እሙን
@gereemunentertainment ገሬ እሙን , ቤቲ ሃይላይ
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
‪@gereemunentertainment‬
‪@TigraiMediaHouse‬

Пікірлер: 423
@yadaprank
@yadaprank Жыл бұрын
ተተመችይኩም like & share ግበሩለይ :: ናይ ange መዘናግዒ ቪዲዮ ንምርካብ ኣብ ዚ ሊንክ ጠዊኩም subscribe ግበርዎ :: 👉youtube.com/@angeup
@yadaprank
@yadaprank Жыл бұрын
@@Zanta81 ሞባይል ብምስራቃ ደንጊፁ እዩ ::
@samitigray4537
@samitigray4537 Жыл бұрын
ያዳ ሓወይ ብሓቂ ነዚ ሞባይል ዝሰረቀ ወዲ ፍፁም ክትሽፍኖ ኣይነበረካን ገፁ እዙይ ስርቂ ምትብባዕ እዩ ክጋለፅ ነይሩዎ ኣብ ትግራይ ስርቂ ነውሪ ምካኑ ክነፍልጦም ይግባእ ነዞም ሰረቅቲ
@Alukahsu
@Alukahsu Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ እዩ ልገርም
@kokobmebrahtu9946
@kokobmebrahtu9946 Жыл бұрын
Srqi newri 😂😂😂😂 nay aboki endu nsu dea
@Habenfu
@Habenfu Жыл бұрын
ስርቂ ኣብ ትግሪይ ባህሊ እዩ
@slama2142
@slama2142 Жыл бұрын
ዋይ ሰሪቃስያ ተልተሓፍረልካ 🇪🇷🇪🇷🍽🍴🍳🥣🥑🥖😂🇪🇷ልዚ ክትሰርቁ እኳ ዘይሓፈርኩም 😮😮
@kokobmebrahtu9946
@kokobmebrahtu9946 Жыл бұрын
Kkkkk Manka dina seriqna axwar nebitatki drwlki htetyom galtom rshunat
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
ቀፃሊ ወዲ ኣይዘብረኣብክ እባ ወዲ ርመይ ጅግና ዳኒ ግበሮ በጃኻ ከተሓልፈኒ❤❤❤
@ssll7812
@ssll7812 Жыл бұрын
ያዳ ሓወይ ትሰርሖ ሰራሕ ብጣዕሚ እዩ ደስ ባሃሊ ግን ንጥንቅቅ ናበልካ ግዜ ኣይትውስድ ካራ ይፀንሖም ዓይንካ የጥፍኡካ ኣይሃብ ሰላዚ ኣቅልል ኣቢልካ ሰራሕ ብዝኮነ ይመቸካ
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray Жыл бұрын
ኣያ ተከስተ ዓቅሊ የብሎምይ😁😁😁እና ደስስ ዝብል እዩ ግን ተጠንቀቅ ንበዓልካ ትቃዳዲሞም ከይወቅዑካ ቅልል ዝበለ ፕራንክ ምገበርኩም ይምረፅ 👌💞💞💝💝💝
@ሲዱ
@ሲዱ Жыл бұрын
ሌባ ኸሙኡ ክፅፋዕ ኣለዎ ልሌባ ትዕግስቲ ኣያድልን 😂
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ለለ ኣነ ድሕሪት😢 ሃመቓነኻቱም ተጋሩዋኒ ደቂ ሓላል መሬት 😊 ኣያ ተኸሰተ ትበተኽ ማዓንጣ ልለይባማ ክጽፋዕ ኣለዎ😮
@yani730
@yani730 Жыл бұрын
ኣያ ተኸስተ ጎበዝ ግዲ😳😹😹 ቀፃሊ ንሓየት ማለተይ ዳኒ ያዳዋይ ፍቅሪ💜🥰
@Hareg675
@Hareg675 Жыл бұрын
ኪሮሰይይ ሓላልል🎉🎉🎉🎉 ለይባ ክጠፍእ ኣለዎ ዙ ሰሪቁ ዝኸደ ክትሓዝ ነይሩዎ ክቅረፅ እውን ነይሩዎ😢
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ኣያ ተከስተ ግን ዓቅሊ ዜሮ እዮም ልበል😁😁💚💚ግን ክዓ ስብኣይ👌
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
ስልኩ ዓይኒ ንዓይኒ ናክሓዶስ ዓቅሊ 0 ትብሉ ወረኛታት ንባዕልኩም ዘይትዕገሱስ
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
@@rahealraheal1881 መን ፀዊዕኪ 😡
@geezdeafnetwork
@geezdeafnetwork Жыл бұрын
ዓቕሊ ዜሮ? ወይለከይ እሞ ንብረቱ ናተወረረ ደኣ ታይ ክገብር ? ብስሩ ከም እዙይ ዓይነት መስመር ዝሓለፈ ፕራንክ ኣይየድልን።
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
@@geezdeafnetwork ልክዕ ኢኪ/ካ ግን ንዝኮነ ነገር ህድእ ኢልካ እንበር ብስምዒት ተስዒርካ እትገብሮ ነገራት ዘጣዕስ ስለ ዝከውን ብህድኣት ኢካ ትስዕሮ ንምባል እየ ማዓረይ🙏😍
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
@@mamibabi6805 ኮመንትኪ ፀዊዕኒ😄
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e Жыл бұрын
ዋው ኣያ ተከስተ ይበል ቀበፅ ወዲ ትግራይ😂😂😂❤❤❤
@nadernegash827
@nadernegash827 Жыл бұрын
አያ ተኸስተ ጋር ቀልድ የለም 😆😆😆😆😆
@britgraweyti
@britgraweyti Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@dyudg1840
@dyudg1840 Жыл бұрын
😍😍😍😁
@I-condem-Isreal-killer
@I-condem-Isreal-killer Жыл бұрын
ሴት እየፈለገ ነው ኣምጭለት
@freweynidesta
@freweynidesta Жыл бұрын
ኣያ ተከስተ ዋው ንቆልዑ ዘለዎም ፍቅሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏 ካብ ኢድ ኣያ ተከስተ ምምላጥ የላን ያዳ😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu Жыл бұрын
ካብ ናይ ኩሎም ይትቨራት ትክክለኛ ፕራንክ ናይ ያዳ ይቱቭ እዩ እና ላተጠንቀቅኻ ያዳዋይ
@yemartakele
@yemartakele Жыл бұрын
ብሓቂ🤗
@blean1214
@blean1214 Жыл бұрын
ኣያ ተከስተ ንሌባ ምሕረት የላን ያዳዋ ስሓቅ ቀቲልኩምና ቀፅልሉ ዘመሓተይ❤❤❤❤
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e Жыл бұрын
ንዳኒኤል ወዲ ዘውራኣውርክ እባ ለለ ኣምፀእልና😂😂😂😂
@SalamWelaarage-ut1um
@SalamWelaarage-ut1um Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ብጃኩም ሓጉዙኒ የቱብ ክከፍት ሳክራይብ ትገብሩለይ ዶ ዓዲ ዓረብ ፀልአዮ 😥
@salojj2828
@salojj2828 Жыл бұрын
ኣጆኪ መዓረይ ክፈትዮ ድሓር ቀስ ብቀስ እዩ ዝዕበ🙏❤
@elaela671
@elaela671 Жыл бұрын
ኣጆኺ ንፈረንጂ እኳ ሳብስክራይብ ንገብር ኣለና ።
@asdfzxcv2751
@asdfzxcv2751 Жыл бұрын
ኣነ ገረኪ ኣለኩ ኣጆኪ ከዓ❤❤❤❤
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 Жыл бұрын
​@@elaela671😂😂😂😂😂
@salama6013
@salama6013 Жыл бұрын
ታይ ገዲፎምልካ ማዓረይ ፕራንኪ የመረፅካይ 😂ኣያ ተከስተ ኣቤት ትዕግስቲ😂ከምታ ኣብ ድራማ ዝሰርሕዋ ደጊሞምዋ😂
@adfvv3688
@adfvv3688 Жыл бұрын
😂😂😂
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፁሩያት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤ ዕዲሜን ጥዕናን ይሃቦኩሙ እግዚብሔር ኣምላክ እዞሞ ናተይ❤❤❤❤❤❤
@abadizemckal
@abadizemckal Жыл бұрын
ሞባይል ትስረቅ ኣላ ሰረቅቲ እንታይ ፅሩያት
@wedikeshikesete893
@wedikeshikesete893 Жыл бұрын
Kkkk hiferi wa ab prank seb enda tebaese kelo seraki ayreakiyon diki
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ Жыл бұрын
ገለ ሰባት ዓቅሊ ዘየብሉ ትብሉ የሐዋት ንብረቱ ሂቡ ብሕስረት ክላገጸሉ ከሎ ከመይ ዘይሓርቅ ዘየኽብረካ ከተኽብሮ ኣድላዩ ኣይኮነን እቲ ጌጋ ማሃሪ ኣዛናጋዒ ሕቶታት ወይ ጹጉማት ንኸብዶም ዘየብሎም ብዙሓት ኣብ ጎደና ይህልዉ እዮም ስለዚ ሰብ ኣኪብካ ንጽጉማት ክሕገዙ ክትገብር ትኽእል እኻ እዚ ከምዚ ግደፎ ንዓኻ ውን ኣብ ሓደጋ ከየውድቐካ ኣያ ተኸስተ እኳ ከምዚ ዝገበሩ ኣያ ጆኮር ካኣ ኣስናንካ ከይሃሩሙኻ ካኣ ሕሉፍ ተማሃር ንጽጉማት ክሕገዙ ክትገብር ትኽእል እኻ ሰብ ሕፈትወካ ኣምላኽ ይፈትወካ ምስ መትካ ትኽ እልካ ናብ ገነት ሰናይ ምግባር ክጥዕም ዶ ሓቀይ?
@suncdybv2889
@suncdybv2889 Жыл бұрын
sister ፀዋዓያ እባ brother ኩናት ኣብልዕሊ ቋንቋ ትግርኛ
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s Жыл бұрын
ዋውውውውው ኣያ ተኸስተ ኣይተኽኣሉን😂😂😂ልኣያ ዘብርኣብሩኽባ ፕራንክ ግበረልና😅ናይቲ ሰራቂ ገሪምኒ ሒዝኩምዎ ክትኮኑ ተስፋ ንገብር😮
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ብራንክ ምኻኑ ክፈልጡ እዮም ምኽንያቱ ንኹሎም ብራንክ ሰለ ዝገበርም ናፈለጡ ከሰርሑ ተዘይ ኾይኖም❤
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty Жыл бұрын
ሓቆም እዮም ኣያ ተከስተ ሰራቂ ክድከር ኣለዎ😂
@mera3126
@mera3126 Жыл бұрын
ድሕሪ ገሬ እሙን ንዓኻ የ ዝካታተል ካብ ናይ ትግራይ ቻነል ሰለዚ ብስመይ ንተኻታተልትኻ እባ prank ግበረና
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Жыл бұрын
ናይ ኣያ ተከስተ ዋይ እወ 😂ስሓቅ ቀቲልኩምና 😂😂😂😂 ደስ ዝብል ❤❤❤
@galltigray4548
@galltigray4548 Жыл бұрын
ኣያ ተከስተ ግርም ገበሩ ንሌባማ😂😂😂😂 ሓደ ግዜ ኣብ መናሃርያ ሻንጣይ መንጢሉኒ ኣነ ሕዘዮ እታ ምሳይ ነበረት ገሲማ ሓዲጋቶ ሰዲድናዮ😂😂😂😂
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ Жыл бұрын
ንዳኒኤል እና ንዘብራኣብሩክ ንገርየ ንለምለም ዓይነይ ኣምፀአልና ❤👏
@samitesfay9870
@samitesfay9870 Жыл бұрын
ኣብቀረጻ እታ ሞባይል ናይ ባሓቂ ትስረቕ ኣላ ፡ 😅😅😅😅😅😅😅
@Hevaney
@Hevaney Жыл бұрын
ፕራንክ ክትገብር ከለካ ንባዕልካ ብዘይ ጎድእ መልክዕ ተትገብሮ ይምረፅ ያዱየ🤭❤
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ Жыл бұрын
በሓቂ ከምዚ ደባሪ አዩ ያዳሓወይ 😊
@ሳሌም
@ሳሌም Жыл бұрын
አቲ ናይ ብሓቂ ዝሰረቃ ብጣዕሚ ይገርም ፖውው አዋይ ጸገም 😂😂😂😂🤣😂😂
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa Жыл бұрын
በሓቂ ኣያ ተከስተ ለባም ምክርካ ተመችዉኒ ስንካ ከስብርኳ እዮም ገና ሓፍ ሓፍ ተብዝሕለካ ቁም ነገር ሓዘል ዘይትስርሕ ግዳ
@user-xt8tj3cj8f
@user-xt8tj3cj8f Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ❤❤❤❤ኣያ ተከስተ😂😂😂😂
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Жыл бұрын
ኣይይ ዛፕራንክ አዚኣ አኮ ሰብ ተባልሹ አያ ዝኾነ ኾይኑ ንያተኸስተ ኣብ ቀጻሊ ክካሓሱ ድምጺ ንኹኖም ❤️😍🥰
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c Жыл бұрын
ዋይ ታይ ገዲፍምልካ ብሞባይል ቀልዲ የለን 😂😂😂❤
@user-bz9df9ld2g
@user-bz9df9ld2g Жыл бұрын
አየ ተከስተ ፍቅሪ ዘለወ ምስ ቆሉዑ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ🥰🥰
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
😮😮ዋይ ከምዘይ ዓይነት ደስ ኣይብል ዝምህር ንዓና እኻ ሕዝኻ ልትመፅእ እንበር ኸምዝ ትምህርት ሕማቅ እዩ 😮
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k 4 ай бұрын
Bitami harif channel,ezi barya dima kifiteweni ❤ love from Switzerland ❤
@Teshemewedishewittig
@Teshemewedishewittig Жыл бұрын
ኣብ ስርቂ ፕራክ የለን ኢሉ ኣያ ተከስተ💪
@fjb5157
@fjb5157 Жыл бұрын
ኣያ ተኸስተ ይዓኺ ዋዛዋዛ የላይ😂😍😍😍
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ያዳዬ ተርፍኻዶ ኣኛኻ ክክክክ ኣያ ተከስተ ቦሎም ትብል ደርፍ እንድዮም ዝደርፍ ሐዝውን ብልዎ ክክክክ_
@haymitube-l8w
@haymitube-l8w Жыл бұрын
ያ ኣያተኸስተ ረጃልዮም😂❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Dear Kiros, l like that you played with kids. That shows you love children. Be blessed.
@TtTt-df9ck
@TtTt-df9ck Жыл бұрын
ዋይ ብጣዕሚ መናደድቲ ኢኩም ትዝሰረቀ ክትሽፍንዎ ኣይነበረኩምን
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын
እሞ ነቲ ብሓቂ ልሰረቐ ለይፀፋዕኽሞ ከምዘይለምድ ወይ ናብ ሕጊ ምወሰድኽሞ
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩ ፅሩያት ❤❤❤❤❤
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Жыл бұрын
ይመቸኹም ኣያ ተኸስተዋይ😁😁🥰
@SlamhAlnassr-uw9nb
@SlamhAlnassr-uw9nb Жыл бұрын
ናያ ተኸስተ ስግምቲ ኣይ ፀላእኽወን
@MikiMchot
@MikiMchot 9 ай бұрын
ክብሪ ተዋስኣቲ ንቅንሱ ኣለኹም ምኽንያት ፍፁማት ኣይኮኑን ሰባት እዮም
@tsegaseyoum5653
@tsegaseyoum5653 Жыл бұрын
I love you so much my people Please don't make it too serious this prank😂
@user-rs1rl5qj1l
@user-rs1rl5qj1l Жыл бұрын
ጎሮቤትና ተጋሩዋንኒ 😂😂😂
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw Ай бұрын
ኣያ ተኸስተ ኢድኩም ይባረኽ!
@fkadumk1846
@fkadumk1846 Жыл бұрын
ይመችኻ ያዳ ብሮ😂 እዚ ደዋሪ ክዓ ካሜራ ዘየላ መሲልዎ ሞንጪ ገይሩ ደዊሩ ክኸድ እዩ እኮ 😂ይመችዎ ግን
@FnanMuluebrhan-rm9qb
@FnanMuluebrhan-rm9qb Жыл бұрын
Ata eza sebay daa kula endeya hahahay ❤aboy tekeste
@AndtheEgg
@AndtheEgg 10 күн бұрын
ዋይ ፅፍዒት😂❤
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix Жыл бұрын
በዚ ከዚ እዋን ኣብ ትግራይ ስርቂ ስለ ዝበዘሐለ ብስርቂ ፕራክ ኣይትግበሩ ከይጥፍእኩም
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
😂😂 ወሳኒ ኣያ ተኸስተ ሰብኣይ 😅😅
@salama6013
@salama6013 Жыл бұрын
ካብለይባ ተቃባሊ ለይባ ረኪብካ ንቲ ሓደከ ዘይምፀፋዕክምዎ😂😂
@GdSh-op5ow
@GdSh-op5ow Күн бұрын
ኣነብቻ ድየባ ልፈትዯኩም ተጋሩዋይ ❤❤😂❤❤❤😢
@user-mj1rn4tx8y
@user-mj1rn4tx8y Жыл бұрын
አሕሰን ስሒንካያ😂😂😂😂
@user-eq1qn2uy9t
@user-eq1qn2uy9t Жыл бұрын
abti arasti gena ati prank keyreanayo athbo arasti tezterf wey dma bkalia agelalatsa tetgeltso bzterefe nice
@HdgHx-vt3nk
@HdgHx-vt3nk Жыл бұрын
ሰለም ትግራዋይ😮😮
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
ያዱየይ ንህውትካ ናተጠንቀቅካ ግዝኡ ካቢድ አዩዋ
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሙቁራተይ❤❤❤❤
@Zanta81
@Zanta81 Жыл бұрын
ብዝኾነ እቲ ሌባ ክቅረፅን ክረአን ይግባእ ብምቅፃል ንምንታይ ዘይሓዝክምዎ ? ጥያቄ ንምንታይ እቲ ሌባ ተለቂቁ እዚኣ መብራህርሂ ተድልያ እያ ? ብዝተረፈ ፕራንክ ማለት ከምዚ እዩ ሎሚ ብጣዕሚ ኣዝዩ ፅቡቅ ዝእምንን መሳጥን ፕራንክ ነይሩ
@yirgalembeyene4396
@yirgalembeyene4396 Жыл бұрын
ግን እቲ ናይ ብሓቂ ዝሰርቕ ዝነበረ ወዲ ንምንታይ ትሰድዎ?
@hayelom12
@hayelom12 Жыл бұрын
ዋላ ፕራንክ ይኹን😂ተኸስተ ናይላስት ሓሪቓ ሕርቃን ከቢድዩ 😂😂😂
@user-zq1il2wm6x
@user-zq1il2wm6x 4 ай бұрын
ፍርቂ ኣምሓርኛ እንዳኾነ እንዳተዘናናይኹም = እንዳተዘናጋዕኹም ብቻ =ጥራሕ ብዙሕ ትጋገዩ ኢኹም
@titihabeshawit503
@titihabeshawit503 Жыл бұрын
Way aya tekeste mererew eyom eba😂👊👊❤❤❤❤
@mewitieyob-gs8js
@mewitieyob-gs8js Жыл бұрын
Ygerim u nay behaki tesrika nera za wedi
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 Жыл бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ ከይረአኩ ኮሞንት❤😅
@HayelomNawy-sh6dj
@HayelomNawy-sh6dj Жыл бұрын
Are adey tmut ymechka❤️❤️
@user-co4qv6nj7l
@user-co4qv6nj7l Жыл бұрын
ዋይ ዓያሹ😮😂 ተተኳቲኮም ምስተዋድኡ prank ዝባሃል የለን ሃላያት
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
ካልኣይ 😂ተሰሪቃ ዘገርም ኣብ መሬት ክቅመጥ የቡሉን ኣብዚ እዋን?? ኣያ ተከስተ ሓራቅ ዲካ ዋእ 😂👏🕊ቦልካን ተቀይርካ🥰🌻✌🏻
@salojj2828
@salojj2828 Жыл бұрын
ንበሩልና ተጋሩዋይ ፅሩያት💋❤💛
@Akele534A
@Akele534A Жыл бұрын
ኣያ ተኽሰት ሓራቅ እዮም 😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😜🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈😍😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍
@user-ni1wb5ro8f
@user-ni1wb5ro8f Жыл бұрын
እቲ ፕራንክ ማ ንለያቡ ከምዚ ጥዕም ዘይኮነ ዝኮነ መስሐቂ ነገር ተኮነ ተመራፂ ይኮን ኮሜንት ምንባብ ካኣ ፍተዉ
@user-gi5nr4bk9c
@user-gi5nr4bk9c Жыл бұрын
ትብል ትብል እማ ገሊኦም ዓነው ከብሉኻ እዮም🤔😌😌
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Жыл бұрын
ያዳ ገርየ ዶ መሲሉካ ሰቅ ኢሎም ክሓልፉካ ቀልዲ የለን 😂😂😂
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Жыл бұрын
አያ ተከስተ ፅቡቅ ገይሮም 😂😂😂🤣🤣🤣
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u Жыл бұрын
ቀልዲ የለይ ዓዲ ተኸስተ😂😂😂😂
@mynamesl2542
@mynamesl2542 Жыл бұрын
ንታ ጀዋል ከይትስረቅ ይካታተላ ነይረ ኣልዕል ያብላሎስ ዓይነይ ናውኡ ይጥምት ካውኡስ ኣፉ ይኸፍት ሆሕ እናበለ መንገዱ ይቅፅል ግርም ኑዑባ ናበይ እና ዘይ ናትካ ንብረት ኣይናትካን እና ጥንቃቄ ግበሩ ሰረቅት 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@GmBLak
@GmBLak Жыл бұрын
ቀፃሊ ንጀኮር ፕራንክ
@selamburuk
@selamburuk Жыл бұрын
ጽብቅ ገበሩ ኣያ ተከስተዋ😂❤
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
ዋይ😂😂😂ጠፍጢፉዎ ያዳዋ ተሪፍካ ዶ
@wedihailu9653
@wedihailu9653 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ
@Paris-sh3qm
@Paris-sh3qm Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂eufff
@user-wh2vu5lo1z
@user-wh2vu5lo1z Жыл бұрын
ቦሎምየ ቦሎምየ ኣያ ተከስተ 😂😂😂
@selamukbazgi1854
@selamukbazgi1854 Жыл бұрын
ሞባይል ሰሪቂ ሃዲሙ እቲ ሓደ ሰብ😢😢
@selamawit6916
@selamawit6916 Жыл бұрын
ኣይሃደመን ምስኡ ዝሰርሕ
@britgraweyti
@britgraweyti Жыл бұрын
ኣያ ተከሰተ በሎም 😂ፅፍዒትኳ'ዶ ረኪብኳ ያዳ መሕረር 😂😂
@user-fz3pe5ek8q
@user-fz3pe5ek8q Жыл бұрын
እንኮን ብሰላም መፀኩም ግን ብሰላም ድዩ ጠፊእኩም❤❤❤❤❤
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa Жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኣብ ሚድያ ድዮምባ ዘይፈልጡካ ኮይኖም
@Tigrayadey123
@Tigrayadey123 Жыл бұрын
Natey ewun hito eyu
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 Жыл бұрын
ንሰረቅቲ ሜላ ተምህርዎ አለኩም
@Mera612
@Mera612 Жыл бұрын
Gdef enda bele ksad ksadu rekibwo😂❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Жыл бұрын
አያ ተከስተ ጎብዝ 😂😂😂
@mmn7636
@mmn7636 Жыл бұрын
ክበዝከሎከምዚውንየጋጥምእዩክሳድካምሕናቅ😂😂😂😂😂
@t.g824
@t.g824 Жыл бұрын
aya tekeste akli tbhal yeblomn kemta ab filmi zserhwa eya aklom akli bokli😁😁😁🤎
@ergoyemurad9613
@ergoyemurad9613 Жыл бұрын
ብተከስተ ቀልዲ የለን ግደፍ❤❤❤❤❤❤
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e Жыл бұрын
ግን ንምንታይ እቲ ሌባ ሰዲድኩሞ ብጣዕሚ ትሕዝኑ😢
@hintsagmeskel3907
@hintsagmeskel3907 Жыл бұрын
ፍራክካ ደስ አይብልን ለያቡ እውን ብፍራኪ አመክንዮም ክጥቀሙላ ይክእሉ እዮም!
@titilove8893
@titilove8893 Жыл бұрын
ደንጊፀ እቲ ናይ ብሓቂ ዘልዐላ ሰብ ኣዋሪዱካ ነይሩ ፕራንክ ክትገብር🤔😂😂
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Жыл бұрын
😂😂😂😂
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 61 МЛН
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 89 МЛН
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 47 МЛН
ቐሺ ሃፍቱ መዓዝ ቐሺ ከም ዘበለ ካብ ልሳኑ keshi new haftuu comedyy
9:35