KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Part 4 "ዘይተጸንዐ ፍጡር" ሲት ኮም ብይርጋለም ኣብርሃ፡New Tigrgna sitcom "zeytetsene ftur" by yrgalem abrha#habesha
30:29
🛎️ጥለከኝ አትሂድ ሀይሚ አለቀሰች😱
28:51
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
My daughter-in-law finally praised me# Laotie smiled# made a good play every day# photosynthesis pl
00:34
When u fight over the armrest
00:41
Smart Parenting Gadget for a Mess-Free Mealtime 🍽️👍 #parenting #gadgets #asmr
00:33
ኣዘራራቢ መመረቕታ ፊልም ዘይተጸንዐ ፍጡር ብተጋሩን ኤርትራውያንን by yrgalem abrha
Рет қаралды 106,105
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 21 М.
ALPHA PRODUCTION
Күн бұрын
Пікірлер: 1 500
@angosomsium2340
Ай бұрын
ትግርኛ ከምዚ ኢሉ ክሪኦ ዝደሊ ሰብ ላይክ ርገጽ
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@angosomsium2340 Thank you so much
@amlesomkelati4750
29 күн бұрын
Entay malet yu ,wela ms oromo ewin xibuk yu
@ShishaynegesTesfamicael
29 күн бұрын
ኣምሰሉ ምስ አረሞ ታይ ባእሲ ኣለና@@amlesomkelati4750
@koala10ish
29 күн бұрын
ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@RahwaRahwa-q1c
29 күн бұрын
Gehfome ewe nab tegray...kemu yejisch...zey mels eweun Hebri nay aynka👁 dess ayblen elu zeghfome nab eritra
@tadeseamare9544
29 күн бұрын
እዚ ክልተ የሕዋት ህዝቢ ንኹሉ ተንኮል ሲዒሩ ከምዚ ኢሉ ካብ ምርኣይ ደስ ዘብል ንላዕሊ እንታይ ኣሎ ኣይኮነን ሰብ ኣምላኽ ከማን ደስ ይብሎ ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ከምዚ ጌርና እዞም ናእሽቱ ወለዶ ነዚ መርዚ ዝኾነ ናይ ጽልኢ ፖሎቲካ ክንሰብሮ ኣለና ❤❤❤❤ደስ ስለ ዝበለኒ ነዛ ቻነል ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ ❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@tadeseamare9544 Thank you so much
@chuchusolomon8614
27 күн бұрын
Really bull!!
@solomonaster
27 күн бұрын
Kaki bihaki. Fikri ziteharemena lite ahwat neusat yehwatey ajokum.
@saraasmerom9050
17 күн бұрын
ይሕዎት ኮይና ኣይንፈልጥን ኢና ጎሮቤት ኢልካ ቀይራ
@AKI-o5t1e
29 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከምዚ እዩ ዝጥዕመልና አቱም ህዝቢ በጃኹም ንፍቅሪ ዘምሩ 🥺🥰
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@koala10ish
29 күн бұрын
ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@HagerSebuq4ot
29 күн бұрын
@@ALPHA11234 kzbin.info/www/bejne/l4fCdIOjmMeLr9U
@AKI-o5t1e
29 күн бұрын
@@koala10ish ሚስኪን
@ኤልማስተለመን
29 күн бұрын
@@koala10ish ግደፉ እባ ሰላም ፍጠሩ ግደፉ ከመይ ስድራካን ውላድካን የስእንካ ርጉም ዘርኢ
@letishkebede5965
Ай бұрын
ከም ሎማዕንቲ ተሓጉሰ አይፈልጥን 😢 ተዛረብቲ ትግሮኛ ኩሉም ልቢ ግበሩ ልሰላምን ንፈቅርን ዘምሩ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ይርጋኣለም ኣብርሃ ጅግና ዋዕሮ ትግረወይቲ❤❤💛💛💙💙💙💙
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@letishkebede5965 Thank you so much
@koala10ish
29 күн бұрын
Chid qondaaf! Mis Agame DEMINET ember HUWUNET yeblnaan! ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@emanretsiger9343
29 күн бұрын
@@koala10ish መዋእልካ ክትጻረፍ ኣኺሉካ፥ ተሕዝን ፍጥረት ኢኻ
@Mossana-Tv
28 күн бұрын
@@koala10ishkid eske abaq....kemaka fqri zeydeli ertrawi yeblnan
@mahitube-m2w
28 күн бұрын
@@koala10ish ውልቃዊ ጽልአካ ሒዝካ ተገምጠል ንሕና ከዓ አቲ ደምነትዶ ገለዶ ትብሎ ዘለኹ ፍቅሪ ክንዘርኦ ኢና ሃሳስ ኮይንካ አንበር ዓጋመ ማለት ኣውራጃ አዩ ጥዑም ባህሊ ዝውንን ብፍቅሪ ዝነብር ሕብረተስብ አዩ
@YohannesHagos-nw9uf
25 күн бұрын
ኣታ መንእሰይ ጊዜካ እዩ ሕጂ መፍቶ ፖሎቲካውያን ከይትከውን ተጠንቅቕ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ 👏👏👏👏
@ALPHA11234
25 күн бұрын
Thank you so much
@FfGg-wh1kb
26 күн бұрын
ዋውውውውው ይርጋለም ኣብርሃ ፈለማ እንኳዕ ደስስስ በለኪ ቀጽለ ምስ ኣሕዋትኪ ኤሪትራዊያን ተስማዒምዕኺ ስለዝሰራሕኺ ንፍዕቲ ኣብ ዓለም ሙሉእ እንኮ ኣሓትና ኤሪትራዊያን እዮም::
@ALPHA11234
26 күн бұрын
Thank you so much
@rahelkidene2570
29 күн бұрын
አሰይ ካብ ሐፍትኩም ኤራትራዊት እየ ሰላም ንክልቲኡ ህዚቢ ❤❤❤❤❤
@Neshenesh-sow1619
28 күн бұрын
ደምረን ወለላይ❤❤
@Neshenesh-sow1619
28 күн бұрын
ደምረን ወለላይ
@ALPHA11234
28 күн бұрын
@@rahelkidene2570 Thank you so much
@zfanlave7057
Ай бұрын
ዋውው ፅቡቅ ስራሕ ይርጋለም ዋዕሮ ሓፍተይ ብዝበለፀ ድማ ብኤርታውያንን ተጋሩን ዝተሰረሐ ብምካኑ ድማ ብጣዕሚ ደሚቁ ቀፅሉሉ ከምዚ እዩ ዘፀብቀልና ፍቅርን ሰላምን ንኩሉ ወዲ ሰብ😘😘🙏
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@zfanlave7057 Thank you so much
@koala10ish
29 күн бұрын
Chid qondaaf! Mis Agame DEMINET ember HUWUNET yeblnaan! ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@apsaramobile7888
29 күн бұрын
dikala higdef barinet sile zilemedikum kibirt ayitfetwun husrat @@koala10ish
@koala10ish
25 күн бұрын
@@apsaramobile7888 ጓሕፉ፣ ደቀ አርብዓ ዓጋመ
@koala10ish
23 күн бұрын
@@apsaramobile7888 ጓሕፉ፣ ደቀ አርብዓ ዓጋመን ሓውሲ ዓጋመ
@Yorkabeley
29 күн бұрын
እዘን ህለኸኛታት ዉድባት ዝተኸለኦ ጽልኢ እዚ ወሎዶ ዚ ከፍርሶ ዩ እቲ ሕውነት ከኣ ክቕል ዩ❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@Yorkabeley Thank you so much
@habeshaentertainment2740
28 күн бұрын
Of course
@danielmekonen4426
Ай бұрын
ዋው ይርጋ ሓፍተይ ብጣዕሚ ግበዝ ወሎደይ ቀሪብና ኢና ፍቅሪ ብፍቅሪ ክንከውን ተባረኩ💙🌿💙🌿💙🌿🌿
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@danielmekonen4426 Thank you so much
@Tomas-y8y
28 күн бұрын
Nskum tetkonu hgdef elkum mfenfenkumo tgraway dserho eyu des zblekum
@danielmekonen4426
28 күн бұрын
@@Tomas-y8y no zkone nfkri zserh aynfnfno ena 🩵🌿🩵🌿🩵🌿
@chuchusolomon8614
27 күн бұрын
@@Tomas-y8ytrue!! Kulum Tegaru eyom wedi Eri!!
@zufanabraha2824
29 күн бұрын
እቱ ተዛረቢ ትግርኛ ከምዚ ብሓባር ክሰሕቁ ክትሪኢ ከለኻሰ ተሰፋ ትግብር እሞ ሕጉሰ ትብል ብሓቂ በርትዑ ❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
Thank you so much
@MuluAbraha-wi8yd
29 күн бұрын
ዋው ኣታ ከማይ ዶ ኣሎ ናይዞም ክልተ የሕዋት ብሓደ ክሰርሑ ሪኡ ዝተሓጎሰ ኣሰይ ቀጽሉዎ ዞም የሕዋተይ ፍቕሪ ጥዑም
@ሓበሻዊራስታ
29 күн бұрын
@@koala10ishgena nska dea ktxlel eka 😂😂
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@MuluAbraha-wi8yd Thank you so much
@koala10ish
25 күн бұрын
@@ሓበሻዊራስታ ጓሕፉ፣ ደቀ አርብዓ ዓጋመ
@koala10ish
23 күн бұрын
@@ሓበሻዊራስታ ጓሕፉ፣ ደቀ አርብዓ ዓጋመን ሓውሲ ዓጋመ
@habeshaentertainment2740
28 күн бұрын
ናይብሓቂ ትብዓትኩም ክድነቅ ይግባእ፡ብሓደ ምስራሕኩም ሸይጣን ጥራይ"ዩ ክሕጎስ ዘይክእል። ምክንያቱ ንሱ ፍረ ናይ ክፋእ ስለዝኮነ። ውልቃዊ ሓርነትኩም ምስ ኩስቶ ስርሕ ምስ ኩስቶ ኣይትስራሕ ክብለኩም ማንም ሰብ ኣይትፍቅዱ፡ ስለ'ዚ ጥበብ ፍቅሪ'ያ ደረት የብላን። ጽልኢ ነጸላ መንድቅ ኣፍሪስኩሞ ኢኩም ቐጽልዎ። keep doing what you doing 🎉🎉🎉🎉
@ALPHA11234
28 күн бұрын
@@habeshaentertainment2740 Thank you so much
@ኤልማስተለመን
29 күн бұрын
❤ በቃ በዚኣ ንዛዝማ ኣንቱም ሰባት ንሰላም ነዘምር ደቅና ፍቅሪ ይወለቡ
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@ኤልማስተለመን Thank you so much
@knowledgeisneccessaryknowl5904
29 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብን ትሕዝቶን ንፉዓት ። ክልቲኡ ህዝቢ ፍቕርን ሳሓቕን ምትሕግጋዝን ኢምበር ደምን ጽልእን ኣየድልዮን ኢዩ ። ኣዝዩ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽልዎ 🎉🎉🎉🎉🎉።
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@knowledgeisneccessaryknowl5904 Thank you so much
@ሕጂኸናበይ
29 күн бұрын
ዋውውውው ይርጉዋይ መግለጺ ቃላት ስኢነልኪ❤❤❤❤❤❤❤በቃ ንስኺ ንገስልና ይርጋ ከም ስምኪ 👸ቲ ጥበብ ንኹልኹም ተጋሩዋይን ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ንዛ ዋዕሮ ሓፍትና ዘክበርኩምልና ክብሪ ተወንዘፉ ብስም ይርጋለም ሓፍትና የቀንየልና❤❤❤❤ ኣቱም ሰባት ንፋቀር ፍቅሪ እዩ ጥዑም ብዝሓለፈ ኣሕሊፍና ኣብ ቂምን ሕነ ምፍድዳይን ኣይንንበር እኳ ድኣስ ነቲ ናይ ፅልኢ መንደቅ ብፍቅሪ ነብርሶ😢 ፍቅሪን ሰላምን ሕውነትን ምኽብባርን ንኹላትና ተዛረብቲ ትግርኛ ይሃበልና ኣምላኸ ቅዱሳን ልዑል እግዚአብሔር 🎉🎉🎉❤❤❤💚💚
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@koala10ish
29 күн бұрын
Chid qondaaf! Mis Agame DEMINET ember HUWUNET yeblnaan! ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@Nahomandu-g9v
29 күн бұрын
ሊዕሊ ጻዓሩኩም ፍቅርኩም። ሊዕሊ ገጽኩም ከኣ ኣካዳድናኩም ብዘይ ቀላዓልም ሕዚኩም ናይ ኣቡኩም ኣዲኩም"ከመይ ከ ዝይትኩኑ መራኣያ ናይ ሓድ ህዚቢ እንዲኩም።congrlution yerga haftey❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@Nahomandu-g9v Thank you so much
@zulanet8683
28 күн бұрын
ኩናት ሃገር የዕኑ ፍቅሪን ሕውነትን ግና ንህሉው ወለዶ ጥራይ ዘይኮነ ንመጻኢ ውን ምዕባለን ብልጽግናን ዩ ዝወልድ.. ዝነኣድ ስራሕ በርትዑ 🙏🏽👍🏽♥️
@ALPHA11234
27 күн бұрын
Thank you so much
@ghgh2357
29 күн бұрын
እሰይይ ፍቅሪ ጥዕም ደቂ ትግረኛዋይይ❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@ghgh2357 Thank you so much
@selamselam7358
29 күн бұрын
ይርጋ ጽብቕትን አዚኺ በላሕን ኢኺ ሐፍተይ ናተይ አጆኺ በርትዒ በርትዑ ምሰ ኤርትራውያን መሳርሕትኺ ንሕና ኸአ አብ ጎንኹም አለና።
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@FreKahsay-im8du
Ай бұрын
ቀደሙስ ኣይትርብሑ ኢልና እምበር ተተፋቂርና ድኣ ከመይ ዲና ንሕና ❤ ይርጉየይለ ከመይ ዲኪ ናይ ጅግና ጅግና ❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@FreKahsay-im8du Thank you so much
@Rsweet2256
29 күн бұрын
@@becomeiእሞ ከመኡ ተኮይኑ ድኣ ንምንታይ ሃዲምና ናብ ዓዶም ኬድና ኣብኡ ተዓቂብና መቸም ንሶም ኣብቲ ጽንኹር እዋን ናብ ዓድና ኣይተሰደዱን ስለዚ ናብ ጸላኢካ ኬድካ ኣዕቁበኒ ኣይብሃልን እዩ
@senaittesfazgi9707
29 күн бұрын
@@Rsweet2256they set up you
@Yayu-c1t
29 күн бұрын
መን ድዩ ክትስደድ ኣታባቢእዑካ ኣይንቅበልን ተዝብሉና ኣብ ዓድና ኮይና ለውጢ መምጸና ተጋሩ ሓልዬምልና ኣይፈልጡን ፓለቲካ እዩ@@Rsweet2256
@EsmailAbadam
29 күн бұрын
ይርጋ ፍሊይቲን ንቅሕትን❤❤❤ዕንቅፋት ዘይቡሉ ዓወት ሃሊዩ ኣይፈሊጢን ኣጆኺ በርቲዒ❤❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@EsmailAbadam Thank you so much
@kesetekuflom1649
27 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዛ ስራሕ እንኳን ሰብ ፈጣሪ ውን ከይፈተዋ ኣይተርፍን በሓቂ ከይረኣናያ ትብሃግ
@ALPHA11234
27 күн бұрын
Thank you so much
@Momislove395
29 күн бұрын
ኣጀኾም ቀጽልዎ ጽቡቕ ስራሕ❤❤❤
@Neshenesh-sow1619
28 күн бұрын
ደምረን ወለላይ❤❤❤❤
@ALPHA11234
28 күн бұрын
@@Momislove395 Thank you so much
@BitaniaNatna-4yx
29 күн бұрын
ኣጆኹም ኣሕዋተይ ጌና ብዙሕ ጸርፊ ክመጽእዩ በርትዑ 🙏
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@zfanlave7057
Ай бұрын
ጠንካራ ጋል ሂዋን ካባኪ ብዙሕ ኢና ንፅበ መርኣያ ደቂ ኣነስትዮ🥰🥰🥰
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@zfanlave7057 Thank you so much
@Marken-s8j
29 күн бұрын
Kemzi eyu zdelyo nezi2 hezebi yerga kea nmesgenki 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Marken-s8j
29 күн бұрын
@@koala10ish anta bariya dekala men eka nseka msakum knxare ena🤮🤮🤮
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@Marken-s8j Thank you so much
@maron278
25 күн бұрын
ደስ ዝብል ጅማሮ ከምዚ እዩ ዘፀብቀልና ልፍቅሪ ንዘምር አሕዋት ተዛራባይ ትግርኛ ኮይኑ በዚ ዘይሕጎስ እንተሎ ሰብ አይኮነን አይርደአናን እንበር ክንፋቶ እኮ ማዓት ኢና ደቂ ትግርኛ ❤️💛❤️💛💙💙💙💙
@ALPHA11234
25 күн бұрын
Thank you so much
@Hanfex
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ ኣነ ከማን ብታሕጋስ ስሚዒት ከጣቃዓልኩም ፀኒሐ✅👌🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@Hanfex Thank you so much
@kiros679
29 күн бұрын
ትግሪኛ ዕብየት ኣርእዪ ዘለኒ ድልየት ላዕሊ እዩ እሞ ከም ሓደሽቲ ወለዶ ንቓንቓና ከነዐቢ ብዘለና ንቃለስ ባሓባር ሎሚ ግን ደስ ኢሉኒ ታሓጊሰ🎉😊❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@koala10ish
29 күн бұрын
Chid qondaaf! Mis Agame DEMINET ember HUWUNET yeblnaan! ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@kiros679
29 күн бұрын
@@koala10ish ከምኡ ክትብል ነበር ጸረ ነብሱ
@Neshenesh-sow1619
28 күн бұрын
@@kiros679ደምረን ወለላይ❤❤
@kiros679
28 күн бұрын
@@Neshenesh-sow1619 ኣግርጭው ወለላይ😍💐
@ሳሪየድንግልማርያምልጅ
28 күн бұрын
ብሓቂ ደስስስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ❤ይርግዋይ ተባዕ ጀግና ትግራወይቲ😘❤❤❤❤
@ALPHA11234
28 күн бұрын
Thank you so much
@sbegge7121
26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ናፍቅት ፍቅረ እዩ ትረፍ እዝዓለም ብጁኩም😢😢😢ዋይ ሃርር እለ ነይረ ማዓዝ እዩ ሐደሸ እየ ዋ ብሰላም ምፅና ሰላም ንወደ ሰብ የፍጣረለና ፍጣረ አባና❤❤❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
26 күн бұрын
Thank you so much
@Alemgodolo123
Ай бұрын
ያ ካብዚ ኣርሒቕካ ስደት ገላጉሉና ኣብ ዓድናን ከባቢናን ክነብር ርእስና ብምድናን ሕቖና ጎቢጥና
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kahsaygebremariam1087
22 күн бұрын
ከምዙይ እዩ ዘፀብቐልና እንተሓቢርና መን ከማና ደቂ ሓንቲ ማህፀን እንዲና ሓድሽ ወሎዶ ከምዙይ እንተሓቢርና ክንዕወት ክንዕንብብ ኢና በርትዑ ደስ ዝብል ስራሕ ናይ በሓቂ ይርጉ ንፍዕቲ ምስጋና ይግበአኪ
@ALPHA11234
22 күн бұрын
@@kahsaygebremariam1087 Thank you so much
@Sndusndu-f9u
Ай бұрын
ኣሰይ ሽኮሪናታት ኸሙዚ እዙ እዩ ዘጥዕመልና ፍቅሪ ሰላም ቅሳነት እዩ ዘደለይና ኢሪትራዊ እባ ትግራዋይ እባ ሻዕቢያ እባ ዓጋመ እባ ኣይጥዕመልና ምፍቃቅራ እዩ ዘፀበቀልና በጃኹ ኹሉኩም ኣሪቲስ ምራኣይ ህዝቢ ሰለ ዝኮነ ሰላም ዘለዎ ድራማት ሰሩሑ ኣይዘኺ ዮሩጉ ካቡዚ ዝበለፀ ስራሕ ኢና ንፀበ ንፍቀሪ🙏❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@Sndusndu-f9u Thank you so much
@aminemekonen6588
26 күн бұрын
ይርጋኣለም ጅግና ለባም ሰብ እስኪ ፈጣሪ ሰላም የዉርደልና ክንደይ ከ ደስ ይብል ከምዚ ብፍቅሪ ምንባር❤❤
@ALPHA11234
26 күн бұрын
Thank you so much
@abrahampeace8083
29 күн бұрын
ይርጋኣለም! Proud of you.. Eritrean from Sweden!
@ALPHA11234
28 күн бұрын
@@abrahampeace8083 Thank you so much
@MiliMilena-d6t
25 күн бұрын
ኣሰይይይ ደስ ክብለካ ከመዝይ እዩ ዘድልዮ እዚ ክልተ ህዝቢ ተንኮለ የጥፋኣልና ኣምላኽ ኣባይ 🇪🇷🇪🇷&💊💊
@ALPHA11234
25 күн бұрын
@@MiliMilena-d6t Thank you so much
@medebmsgana5016
29 күн бұрын
ፊልም ምራይ ገዲፈዮ ነረ እንዲየ ጀሚረ ኣለኩ።❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
Thank you so much
@gabigunners8073
25 күн бұрын
ድሕሪ 2014/15 ንመጀመርታ ፊልም ክርኢ የ።
@mulueokubay5478
25 күн бұрын
ናይ ሽግርካ ፍታሕ ኣይተራኣየን ማለት!ፍታሕ የለን ማለት ኣይኮነን ኣይረኣኻዮን ጥራይ ኢዩ ክኾዉን ዝኽእል! ምኽንያቱ ሽግር ሓሳብ ዝሰኣነ ዕድል ኢዩ። ገጣሚት! ይርገኣለም ኣብረሃ። ብጥዕሚ ንፍዕቲ❤
@ALPHA11234
25 күн бұрын
Thank you so much
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
29 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ይርጋለም ጅግና ዋዕሮ እንካዕ ናትና ኮንኪ እንካዕ ናብ መዛዘሚ አብቀዐኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰላም የምፀአልና ፈጣሪ❤❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@redaefisehatsion3803
26 күн бұрын
❤❤❤ፊቅሪ ጡዑም ኢዩ መግለጺ የብለይን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣብ ፊሪቃ ትቅመጡ ኩሉም ፊቅሪ ኢኩም ጽገም ኮንኩም ዘለኩም ኣብ 1ይ ዓለምን 2ይ ዓለምን ትቅመጡ ኤርትራዊያን ተጋሩን ሽግር ኮንኩም ዘለኩም ብክልኡ ወገን ንሰላም ዘምሩ❤❤❤❤❤❤ ታክስ ይሪጋኣለም ሓፊትና ምስ መሳሪሕትኪ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
26 күн бұрын
Thank you so much
@danielgebrehiwet6316
29 күн бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዘብል እዩ።❤❤❤❤❤ ኣብ ፍቅሪ መቸም ኩሉ ኣሎ። ሰላም: ሓጎስ: ምትሕግጋዝ: ስሓቅ: ምክብባር: ምክእኣል - - -ወዘተ። ሕጽር ብዝበለ ፍቅሪ ማለት ንህቢ እዩ። ጽልኢ ማለት ካኣ ሃመማ እዩ። ካብ'ዚ ረሳሕ ፖለቲካ ወጺኡም ብጥበብን ብፍቅርን ክትቅጽሉ ይላወበኩም። ሓውኩም 🇪🇷
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@koala10ish
29 күн бұрын
Chid qondaaf! Mis Agame DEMINET ember HUWUNET yeblnaan! ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
Ай бұрын
_ይርግየይ ምቅርት ዋዕሮ_ ❤❤❤ _ክንደይ ደስ ክትብሉ እግዚአብሄር አምላክ ሰላሙን ምሕረት ይዉርድና ኩሉ ንስላም ትዝደልያ መን ከም ሰላም ቀፅሉሉ ፍቁራተይ_
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@TesfayTig-1214
29 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ይርጉየይ ብልፅቲ ናትና🥰🥰
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@TesfayTig-1214 Thank you so much
@denzel31561
25 күн бұрын
We in Euroupe are Proud of you guys. Keep it up the Good work. Tigrai and Eritrea one Love ❤❤❤❤
@ALPHA11234
25 күн бұрын
Thank you so much
@saraasmerom9050
17 күн бұрын
ናይ ነብስኻ ግበር
@mahitube-m2w
Ай бұрын
ከማይ ዶ ሕጉስ ትብሉ ሓቢሮም ዝሰርሑ ስነጥብባውያን ክትሪኡ ከለኹም አና አንቃዕ ደስ በለኩም በለኪ ይርጉ ❤️♥️
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@mahitube-m2w Thank you so much
@ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
27 күн бұрын
ይርጉሸይ እንዃዕ ደስ በለኺ ብዝሕ ላዕሊ ታሕትይ እልኪ ብዝሕ አልፍኪ አውዝ ስለ ዝበፃሕኪ እንዃዕ ደስ በለኪ ማዓረይ አማእከልና አትዩ ፍሕ ፍሕ ዘብልሎስ ቀስኑ አይሕደር እብር ንእናስ ሓንቲ ትግርኛ እና ነይርና ግን ታይሞ ይገበር ይርጉሸይ ምስ መሰራሕትኪ ፍቅሪ አርእክና ❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
26 күн бұрын
Thank you so much
@Danini-o1i
28 күн бұрын
ፍልይቲ ጋል። ኣከዳድና ደኪ ኣንስትዮ ኣብ ካሜራ ከምዚ ደስ ይብል። ትግርኛ ዕንብብ። ዶች ኣብዚ ኤሮፓ ሓቢሮ ክትሪኦም ህኣገሮም በበይኑ ከመይ የቅንኡካ መስለኩም። ሓበሽ ብሓፈሻ ክልና ንሕበር በሓባር ንዕበ። ንፍዕቲ ይርጋ ኩሉም ቀጽልዎ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ALPHA11234
28 күн бұрын
@@Danini-o1i Thank you so much
@Abduselammahamedberhanberhe
21 күн бұрын
ጋዜጠኛ በሪሁ ገዛኢ ባዓል ቡዙሕ ሞያ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ስለዝረኣኹኻ ብጣዕሚ ደስኢሉኒ ካብኣድናቒኻን ፈታውኻን ዓብዱ❤
@ALPHA11234
21 күн бұрын
Thank you so much
@Abduselammahamedberhanberhe
21 күн бұрын
@@ALPHA11234 በርትዑ ፅቡቕ ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኩም ኣብጎንኹም ኣለና❤❤❤
@Rsweet2256
29 күн бұрын
ኣጆኹም ናተይ ወለዶ ንኡሳተይ ንሰላም ጥራይ ንስበኽ፣ ስነ-ጥበባዊ ስራሓት ኣብ ሕብረተሰብ ዓቢ ተራ እዩ ዘለዎ እሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@aotali8812
Ай бұрын
ኣስይ ፅቡቓተይ ደስ ክትብሉ ኣታ ከምዚ እዩ ዘጥዕመልና በጃኹም ዙኽልተ ህዝቢ ከቀራረብ ንፅዓር ❤❤❤❤ ሜሮን (ወዲ ሓወቦይ ክፈትዎ ኩላትኩም ብሉፃት ዋውው❤❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@aotali8812 Thank you so much
@cmossyum
Ай бұрын
ብሓቂ ተስፋ ዝህብ ተግባር ወዲ ሓወቦይ ኣብዚ ምስ ሓፍትና ብምስራሕካ ንኪነት ዘለኩም ክብሪ ኣድኒቐ ቀፅልሉ መርኣያ ወለዶ እዩ
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@cmossyum Thank you so much
@koala10ish
29 күн бұрын
Chid qondaaf! Mis Agame DEMINET ember HUWUNET yeblnaan! ኩሉኹም አብዛ ፊልሚ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ስነ ጥበባውያን ምስ ደመኛታት ጸላእትና ዕጉማት ብምስራሕኩም ላብ አላ አኮታትኩም ዓጋመላንድ ክትጉሓፉ ኢኹም፦
@سلامة-ت9ط
29 күн бұрын
@@koala10ishደንቆሮ ሱቅ ፁቡቅ እዩ ሱቅ ካኣል ሚስኪን😮😮😮😅😅😅
@Neshenesh-sow1619
28 күн бұрын
@@سلامة-ت9طደምረን❤❤❤
@chuchusolomon8614
27 күн бұрын
Entay do gernakum nifelit ena nihina Eritrawian?? kedemus. Bisenki bial eziom lekibat meniesey Eritrea kisab hiji ab dobu ab halewa dello!!! Lekanit!!
@edenzer8597
Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ወገናተይ❤❤ ፍቅሪ ጥዑም
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@YikaTube
28 күн бұрын
Way neka gerami nay boka profile geyrka qeyro ske asihikani 😢😢
@sonofelamida
Ай бұрын
ቅድሚ ሕጂውን ማራ እየ ዘድንቀኺ ነይረ ሕጂ ድማ ብዕፅፊ ማራ ኣድኒቀኺ ናይ ብሓቂ ለባምን መስተውዓሊትን ኢኺ ብፉላይ እቶም ግጥምታትኺ ማራ እዮም ኣብ ውሸጠይ ባህታ ዝፈጥሩለይ ሕጂ ድማ ብዓብዪ ስራሕ ብምምፃእኺ ኣዝየ ኣመና ብኣኺ ኮሪዐ ቀፅልሉ በርትዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፉሉይ ተውህቦ እዩ ዘለኺ
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@sonofelamida Thank you so much
@Acnt12
29 күн бұрын
This all what we want love only respect and working hard together 🥰keep growing together Eritrean and Tigrian people 💟💟💟💟
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@Acnt12 Thank you so much
@dawithaile-vx5ks
28 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ብፍላይ እዞም ኤርትራውያን ኣብ ከንዚ ርድኢት ምብጻሕኩም ዓቢ ለውጢ እዩ።እዚ ህዝቢ ከምዚ እዩ ዘጸብቐሉ።💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🍇🍇🍇🍇🍇
@ALPHA11234
28 күн бұрын
Thank you so much
@dawithaile-vx5ks
28 күн бұрын
@@ALPHA11234 abzi chanel dina kinxbe hawey natey .please soon.💙💙💙💙💙💙💙
@fiorifessehaye6434
29 күн бұрын
Well done guys 🎉እንቃዕ ከምዚ ኢልኩም ታኣኻኺብኩም ኣርኣየና one love ❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@fiorifessehaye6434 Thank you so much
@AskaluSelemun
28 күн бұрын
ኣስይ ደስ ዝብል ካብ ፍቅሪ ስላምን ዝጥዕም እንታይ ኣሎ😇😇😇❤
@ALPHA11234
28 күн бұрын
Thank you so much
@MeryMm-lk6iw
29 күн бұрын
ዋውውው ደስ ዝብል እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ኣሕዋት ፍቅሪ ጥዑም❤❤🎉🎉
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
27 күн бұрын
ተሓጊስና ኢና ተሓጎሱ ትግርኛ ይዓንብብ ኣምላኽ ፍቅርን ሰላምን የውርድ♥️🙏💛🤗🥰🥰
@ALPHA11234
26 күн бұрын
Thank you so much
@FdffDdf-to2gg
Ай бұрын
ጠንካራ ጓል ሄወን መንፈሳዊ ቅንኢ ኣሕዲርኽለይ በርትዕለይ ዛጋል ሩባይ እግዚኣብሄር የኽብርኹም ሓፍትና ንክትደምቅ ኣብ ጎድና ዝኾንኩም❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@FdffDdf-to2gg Thank you so much
@solomunsolomunWgabrale
11 күн бұрын
ንፊዕቲ ትግራወቲ ይርጋለም አብርሃ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤ ሰላም ንኽልቲኡ ህዝቢ ይግበረልና
@ALPHA11234
11 күн бұрын
@@solomunsolomunWgabrale Thank you so much
@WediWeldab
29 күн бұрын
እቲ ጸገም ኮ ኣብ ማስ መዳ ኢና ንጻረፍ እንበር ኣነ ሕጂ ኤረትራ እየ ክንደይ ከኣ ምሳይ ድሰርሑ ተጋሩ ኣለው ብታዕሚ እና ከኣ ንፉቶ ዳርጋ ይሕዋት ኢና ግን ኣብዚ ምስ መጻካ ብፍላይ ኣብ ቲክቶክ ብጣዕሚ ንጻረፍ ካባይ ጀሚርካ እንበር ብኣካል ዝበኣስ የለን ሓቂ ወይ ሓሶት ሶ ቀጽሉዋ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SamiSami-z6j
29 күн бұрын
Haftey ayfeletkyomn hadegenatat eyom ertrawyan ina blbi nfetu keytamnyom abzi adis msom ina zelena kemaki negax aykonun lemechatyom Er nkxna trayu zelewo blbi ybleki aleku n hanti haftna bar kefita tegaru awald mhazuta xbuk thebrelen izi kulu kab dege zmexu ertrawyan abti bar ksetyu ms kedu nzuh dollar ero nerwom eten tegaru awald ksetya amsyen msom b telefon serekti xewiaen hung b karan gelen dem chekyu iti geza slezi men eyu iti xaeda lbi emnet seb zelewo seb iko ayxlainuu gn lbom btaemi hmakyu msaka yemsyu n seb Yoktulka lemexhatyom aytfeltomn ika
@rehan222-l1h
27 күн бұрын
ትኽክል ኣለኻ❤❤❤
@daniture3262
25 күн бұрын
ይገርም እዩ, ፈለም ከምቲ ንስኺ ትብልዮ ዘለኺ እቶም ተጋሩ ሕማቃት ሰባት እዮም እሞ ንበል, ንምንታይ ኢኺ ብዚኦም ትዕቕንዮ ዘለኺ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ, ከምቲ ናትኺ ኣታሓሳስባ ተኾይኑ, ንሕና ተጋሩ ከማን እዚ ኩሉ ብሰራዊት ኤርትራን ብሰራዊት ኢትዮጵያን ናይ ፅንተት ተግባር ኣብ ልዕሌና ተፈፂሙ ከምኡ ዘይበልናስ, ካብ ንስኺ ተጋሩ ሕማቃት ሰባት እዮም ካብ ትብሊ, ኣነ ትግራዋይ ኤርትራውያን ሕማቃት ሰባት እዮም ክብል መጥዐመለይ ነይሩ,ከምቲ ናትኺ ኣታሓሳስባ ተኾይኑ ማለተይ እየ , ግን ኣነ ከም ግለይ ንህዝቢ ኤርትራ ንኩሉ ሕማቅ ኣይብሎን እየ, ምኽንያቱ ብዛሓት ሰባት ከዓን በቲ ዝኻኣልዎ ፅቡቅ ነገር ስለ ዝገበርልና,ንስኺ እውን ከምዚ ክትሓስቢ ተስፉ ይገብር
@TesfahalemWoldegabriel
28 күн бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ይርጋኣለም እንቆዕ ሓጎሰኪ ነቲ ዝመጽእ ስኒት ብግብሪ ትዕወቱሉ ምህላውኩም ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ALPHA11234
28 күн бұрын
@@TesfahalemWoldegabriel Thank you so much
@Ggff-m5r
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ ካለኦት እውን ናቱኩም አሰር ሒዞም ክሰሩሑ ተስፋ ንገብር ምንግዜ ፍፀቕሪ እዩ ዝስዕር ኩቡራት እሕዋት ሰናይ ስራሕ ክኾነልኩም ተስፋ ንገብር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@HenosSolomon-r6w
29 күн бұрын
አሰይ ሐጎሰይ ክገልጽ ቃላት ሐጺሩኒ ናይ ጽልኢ መንፈስ ይሰበር ከምዚ ዮ" ዘጸብቀልና ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@HenosSolomon-r6w Thank you so much
@hritinguse-m5i
Ай бұрын
ብሓቂ ፅቡቅ ስራሕ ❤ቀፅሉሉ ፍቅር ይገስ 🥰ሓፍትኩም ጋል ሽረ 🥰🥰🥰ኣጀኹም 🥰ይርጋዓለም ኣጆኽ ሓፍተይ 🥰🥰🥰🥰
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@hritinguse-m5i Thank you so much
@chf-cv4ix
Ай бұрын
ጓል ትግራይ ዘይትብሉ ቃሃማም
@hritinguse-m5i
Ай бұрын
@@chf-cv4ix kkkk emo ሽረ ኣበይ ድያ ትርከብ ኣብ ሱዳን ድያ Mein Gott
@FthawiYaqob
Ай бұрын
ዋውውውው ደስ ክትብሉ ቡእነት ፍቅርን ስኒትን ይላኣኸልና ፈጣሪ❤ ከምዚ ኢልኩም ናይ ሓባራውነት ስራሕ ምስራሕ ውን ፍቅሪ ዩ ዘምጽእ ሞ"🎉ከምዚ እንዳበልኩም ክትምህሩን ፍቅሪ ክትሰብኩን ይላቦ ይርጋ ሓፍተይ ካኣ ፍቅሪ ❤ ኢኺ ሞ"ኣብ ስራሕኪ ዓዎትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ እቋዕ ካኣ ደስ በለኪ Love you ይርጉየ ጽብቅትን ውቅብትን I m from eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@FthawiYaqob Thank you so much
@RahelTeklehaymanot-u7i
Ай бұрын
ይርጉየይ ጠንካራ❤ለባም ፀገም ዘይስዕራ ❤ብጣዕሚ ዘሐብን ጅማሮ ስራሕዩ ልዕሊ እዚ ክትሰርሒ ከም እትክእሊ ይኣምን የ ሞ በርትዒ ኣጆኺ ሕልምታትኪ ተጋሂዱ ክርኢ ብጣዕሚ የ ዝደሊ ❤❤ሰላምኪ ይብዛሕ❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@fishtareke3654
29 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኑፉዓት ስነጥበብ ማሌት ሕብረተሰብ ዘፋቕር እንበር ዝፈላሊ ኣይኮነን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@nevergiveup131
29 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ! ሰብ ዝዘርኦ ዩ ዝዓጽድ!!!
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@welduberhe7353
23 күн бұрын
ናይ ባሓቅ ጽቡቅ ደስ ዝብል 🎉🎉❤❤❤❤❤ ምትሕልላይ ሕልና እዩ ንሰብ ሰብ ዝገብሩ 🎉🎉🎉🎉🎉 በለሽና ወልዕልኩም ኣለኩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ALPHA11234
23 күн бұрын
Thank you so much
@zaydZayd-t6y
29 күн бұрын
ፅሩያት❤ ኤሪትራ ትግራይ ሰላም የምፅኣልና❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
Thank you so much
@salamsalam1464
Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሓቀኛ ፍቅሪ ይሃበና ይርገየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@godisgoodpaulos9408
29 күн бұрын
ተባረኩ ናይ ጽልኢ ገመድ ይበትኽ ብጣእሚ ኣድኒቐኩም ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላክ ክብሃሉ እዮም እሞ ብጹኣን ዮም ❤❤❤❤ኤሪ ❤ኢትዮ❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@godisgoodpaulos9408 Thank you so much
@melestesfai8946
25 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ይርጋኣለም ሓፍትና ከኣ እንቋዕ ኣሐጎሰኪ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ ብፍላይ እታ "ሽግር መፍትሒ ዘይተረኽቦ ሓሳብ እዩ" እትብል ኣበሃህላኺ ብጣዕሚ ደስ ትብል ኣበሃህላ እያ እሞ ኣጆኺ ቀቅልሉ።
@ALPHA11234
25 күн бұрын
Thank you so much
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
29 күн бұрын
ናይ ብሓቂ በለሕትን ልባማትን እክም ተጋሩን ኤርትራን ሓቢርክም ምስራሕክም እግዚአብሔር ዝፈትዮ ስራሕ እዩ 😢😢😢😢❤❤❤❤ቀፅልልሉ ፖለቲካ ቆሻሻ እዩ 😢😢😢
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@NgstiBerhe-rm8ro
29 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉፅ ስራሕ ቀፅሉሉ❤ ሐዚ እዞም ፀረ ሰላም ይተሓነቁ😂
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@NgstiBerhe-rm8ro Thank you so much
@amansaym1193
Ай бұрын
Tigrinya speakers must work together to create something new . I'm happy to see you from both sides ❤❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@amansaym1193 Thank you so much
@ቀባፅነቓፅጓልሽረ
Ай бұрын
ጋዜጠኛ በሪሁ ገዛኢ ይፈትወካን የኽብረካንየ ብፍቅርኻ ዓመታት ኣቁፂረ ለኹ🙄😌❤️
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Gashbarka-wg3en
Ай бұрын
My love keep it up from Eritrea
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@Gashbarka-wg3en Thank you so much
@solomonmehari5888
29 күн бұрын
ተባዕ ወለዶ ተፈጢሩ ኣሎ,።ጎበዝ ደራሲት ጀጋኑ ተዋሳእቲ።ቀጽሉ
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Alemgodolo123
Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ናመን እያ ዛቻነል
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@dyykejtkj
23 күн бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኩሉ ግዜ ከምዙይ ኢልኩም ብሓደ ብፍቅሪ ስርሑ 🙏❤️💊💙
@ALPHA11234
23 күн бұрын
Thank you so much
@dawitaregawi4017
29 күн бұрын
ፍቅሪ ክስዕር ጥራይ ኢዩ ዘለዎ!!! ጽልኢ ድማ እንዳጎሓፍ ክቅበር'ዩ ዘለዎ፡ ሓቢርኩም ኣብ ሓደ ጣውላ ኢሂን ምሂን ምባልኩም ጥራይ ክብሪ ይግብኣኩም❤❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@dawitaregawi4017 Thank you so much
@WediErey-yo2mn
26 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ አዩ የሕዋተይ ቀጽልዎ ንፉዓት ኩላህና ንፍቅሪ ንዘንብር❤። ይርጋኣለም ሓፍተይ ከኣ ንፍዕቲ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ኢኺ ብሓቂ ቀጽልዮ ደስ ዝብል አዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
26 күн бұрын
Thank you so much
@Ninotes17
Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ. ከምዚ ኢልኩም ነዚ ብመራሕቱ ንጥቕሞም ክብሉ ምፍልላይ ጥራይ ዝመሃርዎ. ኣብ መንጎና ፍቕሪ እንበር ጽልኢ ክህሊ ከምዘይብሉ መሓርዎ በሓባር ስርሑ. ካብ ስደትን ድኽነትን ክንወጽ. ቀጽልዎ እንበር ሓደ ዝባህሉ ሓደ ዝቃንቕኡ በሓደ ሰሪሑ ኢልካ ዘገርም ክኸውን ኣይግበኦን
@ALPHA11234
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Gebrihiwet-yz7dd
29 күн бұрын
እንቃዕ ሓጎሰኪ ይርገኣለም ሓፍትናን ንኩልኩም ኣብ ዚኣ ፊልም ዝተዋሳእኩምን ዝተሳተፍኩምን ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከምዚ እዩ ዘጥዕመልና ኣንቱም ህዝቢ በጃኩም ንፋቃር ደኣ ❤❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@Gebrihiwet-yz7dd Thank you so much
@ፍረቻናል
Ай бұрын
የርጉየይ ጠንካራ ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@ፍረቻናል Thank you so much
@mahitube-m2w
Ай бұрын
አሺ ንዓይለ ደምርኒ
@tsegatsega6520
Ай бұрын
@@mahitube-m2wደምርኒ መዓረይ
@chf-cv4ix
29 күн бұрын
እሺ ናዓይ ውን ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤💛
@mikelebaraki5269
29 күн бұрын
ኣነስ ደሚረኪ እየ ደምርኒ❤
@habte3370
28 күн бұрын
ዋውውው ይርጋኣለም ብጣዕሚ ደስ ዝብል እንቃዕ ደስ በለኪ ንባዕልኪ ዘተጸናዕኪ ፉጡር እኪ ።ምክንያቱ ማኒም ዘይደፈሮ ናይ ጽልኢ መጋረጃ ኢኪ ቀንጢጥኪ ዘለኪ።
@sababerhe7945
29 күн бұрын
ይርጉየ ጠንካራ እንኳዕ ኣፈፀመኪ 🎉🎉🎉 ካብዚ ንላዕሊ ከምትሰርሒ ባዓልቲ ምሉእ ተስፋ እየ❤🎉
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@sababerhe7945 Thank you so much
@ኣስድኣስድ
28 күн бұрын
ዋው ኣነስ ማራ ደስ ኢልኒ ክልተ ህዝቢ ሓደ ኮይኑ ምራኣይ ዝዕቢ ሓጉስ የለን❤ ስራሓኹም ብለጽ ኣክዳድናኹም በለጽ መገለጽ የብለይን ይርጋለመይ ጠንኻራ ሓደ ዝባሃልና ሓደ ዝስራሕና እንታይ ዘፈላሊ ኣለና ኣስኺ ፍቅሪ ጥዐሞ ግና ማዓዝ እያ ክትዝርግሕ❤
@ALPHA11234
28 күн бұрын
@@ኣስድኣስድ Thank you so much
@BsratHdrit
29 күн бұрын
ብጣዕሚ መሲጥኩሙኒ ከምዚ ክሪኢ ንኹሉ ግዜ ብሂገ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ALPHA11234
29 күн бұрын
@@BsratHdrit Thank you so much
@AbrahamTsama
28 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ኣይኮነን ናይ ትግራወይቲስ ናይ አጋንዳ ዉን ክትሰርሑ ድሉዋት ኩኑ ስነ ጥበብ ኣድማስ አዩ መልአክቱ ፍቅርን ሰላማውን ክሳብ ዝኮነ❤
@ALPHA11234
28 күн бұрын
Thank you so much
@ለለለ
Ай бұрын
ዉይ ጋዘጠኛ ትግራይ ድሕሪ ብዙሕ ሪኦዮ ይፈትወ አየኮ ነይረ ❤😂
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@ለለለ Thank you so much
@ertria5686
28 күн бұрын
ኣታ እዚ ህዝቢ ዚ ዶ ምተ ዳመየ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዋ❤❤❤❤❤🎉
@ALPHA11234
28 күн бұрын
Thank you so much
@michaelgobezay1846
29 күн бұрын
ይርጋ ሓፍተይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉሉ ፍቅርና ይዓንብብ
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@KingTedros
Ай бұрын
❤❤❤❤ይርጋ ኣለም ሓፍተይ ራኢታትኪ ዓቢ ምንባሩ ኣነ ውን እሙንቶ ነይሩኒ እንሆ ድማ ጸዕርን ብልሕን ልቦናን ኣጣሚርኪ ነቲ ራኢ ብእዝኒ ተሰሚዑ ብዓይኒ ተጠሚቱ ርኡይን ብሉጽን ስራሕ ንርኢ ኣለና፡ እንቋዕ ደስ በለኪ በለኩም ብልቢ ኣድኒቐ ኣይጸግበክን በርትዒ ዛምበይተይ ወዛም❤❤❤❤
@ALPHA11234
Ай бұрын
@@KingTedros Thank you so much
@miriamhabtemichael2393
29 күн бұрын
Btami des zebl. KEMZI IYU ZEXEBQELNA Fqrikum yidabr. Irgalem lebam haftna kea, CONGRATULATION THANK YOU ❤❤❤❤❤
@ALPHA11234
29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
30:29
Part 4 "ዘይተጸንዐ ፍጡር" ሲት ኮም ብይርጋለም ኣብርሃ፡New Tigrgna sitcom "zeytetsene ftur" by yrgalem abrha#habesha
ALPHA PRODUCTION
Рет қаралды 28 М.
28:51
🛎️ጥለከኝ አትሂድ ሀይሚ አለቀሰች😱
Biruk Tube ብሩክ ቱዩብ
Рет қаралды 100 М.
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 8 МЛН
00:34
My daughter-in-law finally praised me# Laotie smiled# made a good play every day# photosynthesis pl
Fengjie Family Joke
Рет қаралды 3,9 МЛН
00:41
When u fight over the armrest
Adam W
Рет қаралды 32 МЛН
00:33
Smart Parenting Gadget for a Mess-Free Mealtime 🍽️👍 #parenting #gadgets #asmr
Coo-Cool Reacts!
Рет қаралды 14 МЛН
17:48
ኤፋን ችግር ውስጥ እያስገባሁት ነው//ኤደን ከፋት😱
Eden mulualem
Рет қаралды 57 М.
58:49
ለ በቀል አረቡ HIV አስያዘኝ!የ አሜሪካ ጉዞዬም ተበላሸ !የ እኔ እና የልጄን አሳዛኝ ህይወት !@shegerinfo Ethiopia|Meseret Bezu
SHEGER INFO
Рет қаралды 31 М.
29:03
yaddaannoo 2013 e.c
Daawa Media
Рет қаралды 3,2 М.
18:01
🛑ጉድድ ስማዕ በል ! ብዛዕባ ሚኪ ሓበሻዊን ሮዳስ ሚዛን ስድራ መልሲ ሂቦም | መርዓ ሳሚ ዲሲ
Maggy Show
Рет қаралды 59 М.
40:21
Breaking ኣሰንባዲ ሓድሽ ጸብጻብ ወርቂ ትግራይ፣ ናብ ኤርትራ ከመይ ከምዝኸይድን ብጽሒት ጌታቸው ኣሰፋን ካሊእን november 27 2024
ZENA TIGRIGNA
Рет қаралды 7 М.
28:10
//እንተዋወቃለን ወይ// “ሁለታችንም ኳስ ስለምንወድ ስቴድየም ስንገባ አንተዋወቅም ደርቢ ነን 🤣🤣”//በእሁድን በኢቢኤስ//
ebstv worldwide
Рет қаралды 88 М.
13:10
ድሮ ጥምቀት ምስ ስነ ጥበባዊያን #eritreanflim #eritreanmovie #eritreanmusic #tigraymusic #ethiopianmusic#ebstv
daniel meles media
Рет қаралды 44 М.
18:15
ልፈረሕክዎ በፂሑ ማሓዛኩም ከይትኣምኑ ፍቅረኛኩም ካብ ዓርክኩም ኣርሕቁ #tigray #vlog #prank #tiktok#eritrea #habesha
Aman Tube
Рет қаралды 22 М.
35:12
new Eritrean comedy 2024 Jelato kampala 2 by aron fishaxion (sintaq)
Aron sintaq tv
Рет қаралды 48 М.
55:57
"ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 270 М.
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 8 МЛН