ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ስግኣቶም እንታይ እዩ?

  Рет қаралды 12,226

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 90
@HasAsg-x6w
@HasAsg-x6w Ай бұрын
ወርቁስ : ሓፂኑስ : መድሓኒቱስ : እኽሉስ : ሰብ ዝውውሩስ : ናይ ውልቀ ቤት ማእሰርቱስ : ክፍኣቱስ ኩሉ ምስ ኣሸከሙናን ግህፅህፅ ኣቢሎም ምስ ወድኡናንስ ንከይሕተቱ ናይ "ፀጥታ ሓይሊ" ኣብ ዝብል ተሾጊጦም ከም ሓለይቲ መሲሎም ካልኣይ ዙር ክዝውሩና ይፍትኑ:: ብርሑቕ ዘሎ ድማ ብቲዲኤፈይ ከይትመፅአኒ እንዳበለ ተሓሊቑ የሰክፈካ:: ታይ ድዩ ቲዲኤፍ ማለት? ኣይ እቲ መንእሰይ ትግራይ ዶ ኣይኮነን? ክንደይ ባሩድ ሓሊፉ ዝመፅአ መንእሰይ ክመርሕ ዶ ኣይክእልን እዩ? ናይ ግድን ድዩ ኩሉ ሻዕ "ኣያ" እንዳተብሃለ ዕንክሊል ክብሃል ማለት? ዘጥፍአ እንተኮይኑ በቲ ዘጥፍኦ መጠን ክቕፃዕ እምበር ኣብ ቲዲኤፍ ዝብል ክቡር ኣካል ተሓንጊሩ ክኸይድ እንተሎ ኣይ ነቲ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ሰራዊት እንድዩ ዘርክስ ዘሎ? ኣዛዚ ስለ ዝኾነ ማለት'ኮ ብፁእ እዩ ማለት ኣይኮነን:: ብሰኸፈት ኣይንኺዶ:: ሰብ ኩሉ ማዕረ እዩ ክርአይ ዘለዎ:: ዘጥፍአ እንተኾይኑ ብሕጊ ይቀፃዕ:: ተሾጊጡ ክንደይ ዝሕምስ ከም ዘሎ ፍለጡ::
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
ሀዚ ዘድልየና ስምረትን ሓድነትን ጥራይ እዩ ዘድሊ
@BahreNeGash
@BahreNeGash Ай бұрын
@@alemkidane7964 You are too late to save the TPLF. "THE GAME IS OVER". PIA
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu Ай бұрын
ኢሳያስ ንሕወሓት sugar daddyኣ አዩ። ክትደክም አምበር ክትሓቕቕ ኣይደልይን አዩ።
@BahreNeGash
@BahreNeGash Ай бұрын
Issayas had been baby sitting your TPLF from Dedebit caves to Ethiopian Minilik palace for more than 30 years, until your terrorist TPLF got spoiled & started biting & backstabbing Eritreans, invading & occupying Eritrean territories against the Algiers final & binding Ethio-Eritrean peace treaty & EEBC border decisions. Therefore, barking against Issayas Afewerki is NOT going to save your TPLF from total defeat & disintegration. Face it, the game is over.
@sheba-291
@sheba-291 Ай бұрын
ክነሕቅቃ ኢልናኩም ኣቢኹምና፤ ኣብ ሓመድ ኣንገርጊርኩም ኣድሒንኩማ።
@BahreNeGash
@BahreNeGash Ай бұрын
@@sheba-291 TPLF is totally defeated & permanently disintegrated. The remnants of TPLF are heading to civil war, breaking down into multiple gangs everyday. Therefore, TPLF is NOT a threat to Eritrea. "The game is over". PIA
@sheba-291
@sheba-291 Ай бұрын
@@BahreNeGash I hope it will be, but don’t focus only on the dog 🐕 , you also need to aware of the owner of it🇺🇸
@BahreNeGash
@BahreNeGash Ай бұрын
​@@sheba-291 I agree with you 💯%.
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Ай бұрын
ካብ ዓድዋ ጀሚሩ ንምዕራብ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ; ድምፂ ወያነ; ደደቢት ሚዲያ; ዛራን ኣሰናን ጥራይ ይከታተል ከም ዘሎ ኢና ንሰምዕ ዘለና::እዚ ትኽክል እንተኾይኑ ንምንታይ እዩ ከምኡ ኮይኑ?::
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
ቕድሚ ጦርነት ህወሓት ህዝቢ ዘማረሩ ታሕተዎት ኣመራርሓ ካብ ቦታ ናብ ቦታ እናቀያየረት ብኣፎም ግን ምብስባስ ከምዘሎ ትኣምን ነይራ ድህሪ ጦርነት ድማ ነቶም ዝሓመቑ መራሕቲ ተቓሊሶም ብዝብል ቓልሲ ንጉሓልቲ መሸፈኒ ወይከኣ ደበስን ፍቃድ ንሌብነት ናብ ምቑፃር ኣቲያ። ሕዚ ህዝቢ ትግራይ ብዛዕባ ስጉምቲ ምዉሳድ ክሓስብ ዘይኮነስ ነታ ዝበስበሰት ዉድብ ህዐሓት ከመይ ጠቕሊላ ክትጠፍእ ከምዘለዋ ኢዮ ክሓስበሉ ዝግባዕ!!
@AsgedomgebresilassieGebrehiwot
@AsgedomgebresilassieGebrehiwot Ай бұрын
Perfect!! political analysis, Ato Bisrat amare understand deeply with knowledge Tigray politics, well done.
@AlulaYewhans
@AlulaYewhans Ай бұрын
ከምቲ ብፃይ ብስራት ዝበሎ ትክክልኛ ሓሳብ እንተሃልይዎምታርኮም ከይባላሸው ሃፍቲ ንዋት ዝብል ገዲፎም መስዋእቲ ከፈክኽፍሉ መጨረሻ ዓወት ትግራይ ከራጋግፁ ኣለዎም ይብል ካብዚ ወፃኢ ክልቲኡ ከይረኸቡ ብሕማቅ ሞት ይድምደም ኣሎ ማለት. ዩ
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi Ай бұрын
I am in support of ato Bisrat's analysis. The interim admin sounds most trusted than the ruined and outdated political party.
@habtabghebrekidan3137
@habtabghebrekidan3137 Ай бұрын
ትክክል ኣገላልጻ።
@baherunegash6934
@baherunegash6934 Ай бұрын
ብስራት ክብረት ይሃበልና ብቱ ላዛ ናይ አቦታትካ ህዝብና ብልርደኦ ዘይቤ ምቅራብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀዽለሉ። ላዕለዋይ ወታደራዊ መሪሕነት ትግራይ ናይ ወረደ ብዱን ግን ፖሎቲካ ብቅዓት ለይብሉ ካብቶም ንጉሳውያን ብዱን ትእዛዝ ናተቃበለ ለፈጽም ክቡር ዝብዐኛ ናቱ ብዱን ኢዩ። ንጉሰይ ካብስልጣን ከይወርደኒ ኢሉ ኢዩ ላዕልልን ታሕትን ልብል ለሎ። ናይ ወደ ፺ ዓመት ልህቦ በታናይን ድሑርን ሓሳባት ልከይድ ብዱን ኢዩ ከይወድቅ ልከላከሉ ለለዉ። ናይ ዓለምን ናይ ካባብን ለሎ ፖሎቲካዊ ወታደራዊን ኩነታት አመዛዚኑ ልባዕሉ አብስልጣን ከቀጽሎ ልክእል ኢንኳን ክምህዝ ዓቅሚ ለይብሉ ልህዝብን ልባዕሉን ህልወና ሓደጋ ልኮነ ጉጅለ ኢዩ። ኢቱ ቀንዲ ሓደገኛ ልገብሮ ኩነታ ናይምግምጋም ዓቅሚ ለይብሉ ምኳኑ ኢዩ። ካብ አዲስ አበባ ለተባረረሉ፣ ትግራይ ላብጦርነት ለእተወሉ ሀዚ ኢውን አብዒንክሊል ተግራይ አቅሚጥጛ ልርካብ ናይ ዓቅሚ ጉዳይ ኢዩ። ካም ዕድል ኮይኑ ተጋግዩ ኢንኳን ሓንቲ ትክክል ክሰርሕ አይካ አለን።
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Ай бұрын
Very good professionalism.Thank you both of you.Conflict of interest will kill Tigray.This is for the Benefit of Enemies.
@abrahamworke4903
@abrahamworke4903 Ай бұрын
እዚ ሰብ እዝን ኣረጋዊ በርሀ ግደይ ዘራጽዮን ገብሩ እስራት ምን ቁምነገር ይኹን ጽልዋ ከየሕደሩ ምስ ቂሞም ክሓልፉ ኢየም። ካብ ህወሓት ምፍላዮም ብጣዕሳ ሞይቶም።
@AsterLeges-x1j
@AsterLeges-x1j Ай бұрын
AAxzumawan kefafelte tegaru aysakalachum
@MamiSofanias
@MamiSofanias Ай бұрын
ናይ ትእምት ትካላት /ኣብነት- መሰቦ/ ካብ ሕግ ወፃኢ ሰራሕተኛ ኣብዘይ ድሌቱ ብሰኸፈትን ተፅእኖን ናይ ኣባልነት ክፍሊት ካብ ፔሮል ይቁረፆ ኣሎ።/ገንዘብና ኣብ ዘይንደልዬ ዓላማ ይውዕል ኣሎ ዝምልከተኩም ተወከሱና፤/ ውድብ ኣብ ክልተ ከም ዝተመቐለት ተረጋጊፁ እዩ እንድግፎ ንክንመርፅ እድል ይፈጠረልና።
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
Banda Getachew werada hasawi 2017 sebeyti abiy
@GereTsegay-v1l
@GereTsegay-v1l Ай бұрын
ዕንቋዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት ዓብፀሐኩም ክቡራት ዓሕዋት ።
@almazabraha6198
@almazabraha6198 Ай бұрын
ብስራት ቀንዲ ጸላኢ ትግራይ እዩ ንጸላኢ ዘዋፍር ኩፉእ ቂመኛ ግን አይዕወትን እዩ
@destatesema2882
@destatesema2882 Ай бұрын
well clarified ,ፀረ ህዝቢ እዮም ዝኸድለው በሓፈሻ ናይ ንኒ ፃርቃን ሓቋፋይን ዲሞክራሲያዊ ፖለቲካ ትግራይ ምፍጣር ልፀላእቲ ህዝቢ ትግራይን ልዞም ጉሒላ ጉጅለታት ሓያል ስጋኣት ከምዝኾነ ግልፂ ናኾነ ይመፅእሎ?
@BirhaneKiflu
@BirhaneKiflu Ай бұрын
Thank you ❤❤❤❤❤❤❤
@KidaneGebre-w9j
@KidaneGebre-w9j Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ግልጺ ዝኮነ ብደንቢ ተሐሲቡ ዝተሰርሐሉ ገና መቀለ ከይአተዉ ወዲ ወረደ ናይ ሰራዊት ሐላፊ ክገብርዎ ዝከአሉ እኮ ክዝዉርዎ ስለ ዝክእሉ እንበር ብቅዓት ሃልዩዎ አይኮነን ብቅዓት መስፈርቲ ተዝደልዩ እሞ ጻድቃን ምገበርዎ ንምንታይ ዕንኪሊል ንብል ጌታቸዉ ዉን ባዕሎም አወዳዲሮም ዝመረጽዎ እዩ ግን ብኢደይ ወይ ብናተይ ሽፋን አይዝረፍን ስለ ዝበለ ንምንታይ
@GwahdSahlu
@GwahdSahlu Ай бұрын
ግደይ ተስፋይ ኣኹስማውያን ሚድያ -ተጋዳላይ ብስራት ኣማረ 06 ህወሓት ነብር ዝሃቦ ርኢቶ ሰሚዕዮ እዩ ኣብዘቅረቦ ሓሳብ ፍፁም ዝቡዕ ካብ ፅልኢት ዝነቀለ ካብ ሓቂ ዝርሓቀ እዩ ምክንያቱ 1- ንዲሞኩራስያዊ መስል ዝቁርቆር እተኮኑ ንምታይ ነታ ጌታችው ረዳ ዘውረዳ ሰለማዊ ሰልፍን ስብሰባን ዝክልክል መምርሒ ዘይኮነነ ? 2- ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ዝወረዶ መምርሕን ጌታችው ረደ ዝውሮዶን ምምርሒ ብምታይ ይፍለ? 3- ዋላ እካ እቲ ግመት 50+1 ብህወሓት ዝተመስረተ ይኹን እንብር ዝተወሃቦ ዕማማት ብመስረት ስምምዕ ፕሪቶርያ መሰረት ዘይምስርሑ ንምታይ ርኢቱኡ ዘይገለፀ? 4- ብስራት ኣማረ ኣብ ባይታ ዘይለ ትንተና ተጠቅሙ ህወሓት በዘይመስርሕ ክትሕክክ ዝጓልብ ዘሎ ብዓል ሓዃስ ፈረስ እዩ።
@kibromtesfay3024
@kibromtesfay3024 Ай бұрын
Aboy S. claims the council's formation stems from TPLF's downfall, explaining the slow progress of the interim administration. The generals will back Dr. D.T once the council is in place, but the interim has various options.
@fgfgddfsgfg-c3d
@fgfgddfsgfg-c3d Ай бұрын
Jana Walks
@TsegayNegashGebresilassi-ix7tp
@TsegayNegashGebresilassi-ix7tp Ай бұрын
ስግኣቶም እማ ኣካይዳ ግዝያዊ ምምሕዳር ግልፅነት ስለዘየብሉ፣ ካብቲ ናይ ፕሪቶርያን ናይሮብን ስምምዕ ዘንሸራተቱ መፈፀሚ ስምምዓት ምስ ፌደራልን ኣምሓራን ክገብር ሰለዝርአ ዘሎ እዩ። ኣካይዳ ግ/ምምሕዳር ግልፂ እንተኾይኑ እኮ ህዝቢ ትግራይ ንለውጢ ከምዝስለፍ ፍሉጥ እዩ።
@hagosmeles7764
@hagosmeles7764 Ай бұрын
እዚ ብስራት ኣማረ ዝብሀል ሰብኣይ ቀንዲ ዘራጊ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ሐሳዊ ዝሐመመ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df Ай бұрын
ወዴት፣ ወዴት፣ ግደይ! በለፉት ሳምንታት የነበረህ አቛምና በዛሬው ቀን የሚታራምደው ሀሳብ የተለያየ ነው። ወጥመድ ውስጥ ገባህ እንዴ?
@RaphaelDeirdre-c2x
@RaphaelDeirdre-c2x Ай бұрын
Merritt Trafficway
@KahsayKiros-yi3gf
@KahsayKiros-yi3gf Ай бұрын
ናይቶም ሠራዊት መራሕቲ ስግኣት ናይ ህዝቢ ፀጥታ የኾነይ። ስለ ህዝቢ ፀጥታ ተልሓስቡ ዝኹሉ ጊዜ ኣበይ ነይሮም። ስግኣቶም DDR እንድሕር ቐልጢፉ ተፈጺሙ ካብ ሥራሕ(ካብ(ጥቕሚ) ወፃኢ ክኾኑ እዮም።ወርቂ የላ ሓፂን መጺን የላ ተዓጂብካ ኣዋልድ ምስዳድ የላ ወዘተርፈ...
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj Ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንብስራትን ግደይን ዓምደኛታትኩምን ፣ ንጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ይምነ። ወድወረደ ግን ንኻልኣይ ግዜ ይጋገ ኣሎ ሳልሳይ እንተደጊሙ ግን ካብኒ ደብረፅንት ፈሊና ኣይንሪኦን። ካብ ዓዲግራት እየ ካፍቶም ኣፍቲ ድጋፍን ኣቀባብላን ዝነበርኩ።
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 Ай бұрын
Long live Getachew and Tsadkan
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
@@abrahamhagos1938Absolutely but he has hard working because against General ወዲ ወረደ ጠላሚትን አሳኹሩን ቀሊል አይኮነን ሐያል በዳሂ እዩ ወዲ ወረደ ብቀጥታ አብ ጎድኒ ደብረጽዮን ክኸውን ደብረጽዮን ድማ ጎባኤ ዝገበረ ግዝያዊ መንግስቲ ይኹን አብይ ዝገብሮ የለን 100 ኢሳያስ አሚኖም እዩም እንታይ አለካ ሓሳብ??
@WalpoleEsther-d9g
@WalpoleEsther-d9g Ай бұрын
Domenic Garden
@HarveyColbert-g4s
@HarveyColbert-g4s 25 күн бұрын
Weber Corner
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
ብውዲት ፀላእትኹም ነንባዕልኹም አይትባሉዑ ምኽንያቱ ፀላኢኹም ነዙ ዝኒሆኹምዎ አሊሙን ፊሒሱን አብዘእተወልኩም ቱርጉም የሌሽ ሑቱኽቱኽ አቲኹም ክትጣፉኡ እዩ እቱ ዒላማ።
@HirutSeyoum-c7p
@HirutSeyoum-c7p Ай бұрын
ንስኻትኩምን ሚዲያኹምን ንህወሃት ምፍራስ ኢኹም ትፅእሩ ዘለኹም ግና አይሳኽአልኩምን ሃሰውቲ ለያቡ ሸየጢ አዲ ኢኹም
@DeQuinceyIngemar-p8f
@DeQuinceyIngemar-p8f Ай бұрын
Cruickshank Stream
@realistikk64
@realistikk64 Ай бұрын
ኣየ ግደይ ተስፋይ: ብተዘዋዋሪ ብልፅግና ካብ ትድግፍ ቀጠታ ዘይትድግፍ:: ጌታቸው ረዳ ምስኒ ሽመልስ ኣብዲስ ከምዝውዕል ከምዛሓድርን ናይ ኣደባባይ ምስጥር እዩ:: #ግመት ህወሓት ብሰራዊት ትግራይ: ብተናሃናቲ ውድባትን GSTS እዩ ተመስሪቱ:: ጌታቸው ኣብታ ስልጣን ክፀንሕ ዝክል ብዞም ሃይልታት ድልየት ጥራሕ ዩ::
@JuliusProtin-g9m
@JuliusProtin-g9m Ай бұрын
Hettinger Hill
@LourdesLynch-p1s
@LourdesLynch-p1s 25 күн бұрын
Golda Drives
@JamesAllen-c8v
@JamesAllen-c8v Ай бұрын
Thompson Dorothy Thompson Susan Hall Nancy
@HirutSeyoum-c7p
@HirutSeyoum-c7p Ай бұрын
ሀቀኛታት ትግራዎትን ፈተውቲ ተጋሩን እምበር ቂመኛታትን ፀላእቲ ተጋሩን አይተቅርቡልና ናይጌታቸው ደገፍቲ እንድህር ኮይንኩም ሸየጥቲ አዲ ምዃንኩም ክትፈልጡ አለኹም
@SassoonBlake-u2k
@SassoonBlake-u2k 22 күн бұрын
Reyna Burg
@abrahamworke4903
@abrahamworke4903 Ай бұрын
ብስራት ኣማረ ሓዲግ መዲግ ትንተና ግደፎ። ኣብ ሜዳ ትግራይ ኣቲኻ ነቲ መንእሰይ ምርሓዮ።
@TonySlayden-u6o
@TonySlayden-u6o Ай бұрын
Kayden Vista
@yonathanyohannes2853
@yonathanyohannes2853 Ай бұрын
U stop pretending you care .
@SusanLeclerc-t1y
@SusanLeclerc-t1y Ай бұрын
Pagac Common
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet Ай бұрын
ጨዋታ ተወዲኡ ኢዩ።
@amanuelzerue8001
@amanuelzerue8001 Ай бұрын
ጽቡቕ ትንታነይ ምኽርይ።የቐንየልና።
@Only-true91
@Only-true91 Ай бұрын
Tplf or motttt
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
ካብ ሓላፍነቶም ከይልኣሉ ትደሊዮም ዘላ ዞባን ወረዳ ዘለዉ ኣካላት ተጋዲሎም ብዝብል ትሽፍን ውድቢ ግኒ ጉባኤ ጌራ 8 ወርሒ ትሓቢዑ ዝፀንሓ ኣማኑኤል አሰፋ በቲ ጉባኤ ቀዳማይ ድምፅ ረኪቡ ምክትል ሊቀመንበር ጌሮም ዝመርፁ ምኳኖም ክትርኢ ኣብ ጉባኤ ዝተሳተፉ ካድረታ ታይ ዝበሉን ነባራት መራሕቲ ድማ ከመይ ዝበሉ ሰባት ከምዘምፅኡ የሪኣካ ኢዮ፡፡ ህዝቢ ትግራይ እዙይ ነታ ውድብ ታይነታ ኣረዲ ክትቐብፅ ተዘይጌሩካ ካሊዕ ታይ ከረድኣካ ?
@TitusKitty-c7k
@TitusKitty-c7k 25 күн бұрын
Mattie View
@kunomk1
@kunomk1 Ай бұрын
Coming soon ,not comming,not cooming.pls correct this
@EtrjHgtw-n4d
@EtrjHgtw-n4d Ай бұрын
Reilly View
@TesfayeKiros-fv7un
@TesfayeKiros-fv7un Ай бұрын
Gidey wegenawunetka Astekakil nikulu meare akirb Kab tselaey Tigray zikone Bisrat Ammare bihtawi gashaka tigebir Astekakillo nay Gazetegna misel
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
Yes he knows dr Debrxon is not politican he is electrician and getachew is a great politician 🤷‍♂️
@Teklemedhin
@Teklemedhin Ай бұрын
ዘይብስራት ኣማረ ዶ ካሊእ ተንታኒ ጋሻ የብልካን ኢኻ ሙዚቀኛ ሓውና ። ብስራት እኮ ሚዛን ዝጎድሎ ብቂም ዝከሓነ ግለ ሰብ እዩ።
@MeresaGhiwot-cc5to
@MeresaGhiwot-cc5to Ай бұрын
ኣንታ ታሪኻዊ ስም አኹስም ሰይምካ ተጋሩ ንባዕልና ክንባላዕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ብስራት ኣማረ 06 ኮይኑ ብዙሕ ግፍዒ ዝሰርሐ አብ መረት ትግራይ ነፃ ኮይኑ ዘይንቀሳቀስ ብዝፈፀሞ ገበን እናደንገፀ ዝሓድረ ገና ቢጊሓቲ ነህዝቢ ጠሊሙ ዝሓደመ ዋና ናይማድያኻ መሳርሒ ገርካ ቦተደጋጋሚ ምቅራብካ ንስኻ ወን ከምኡ ጠላም ፀረ ህዝቢ ሙኻንካ ዘመልክት እዩ
@TesfayeKiros-fv7un
@TesfayeKiros-fv7un Ай бұрын
Amanuel zitehale seb nay amet Beal bidembi Tekefiluqa eu zimesleni Genzeb eko giziawi eu amekaktaka btestekakil yhsheka temtsiwat
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj Ай бұрын
ሓደራ በርቲዕኹም ንጀነራል ፃድቃን ከለላ ሃብዎ። ምኽኒያቱ ኣያና ጀነራል ፃድቃን ሒዝዎ ዝተልዓለ ኣጀንዳ ናይ ኣውራጃ ወይውን ጉጅለ ዘይኮነስ ኣጀንድኡ ጉዳይ ትግራይ ስለዝኾነ አየ።
@leultakele5822
@leultakele5822 Ай бұрын
Keep it on! 'When the going gets tough the tough keeps going "
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Ай бұрын
ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ናይ ትግራይ ጥቕሚ ኣሕሊፎም ክህቡ እዮም እናበለ ወረ ዝነዝሕ ዘሎ ፖለቲከኛ ይኹን ምሁር ጥቕመኛ ናይ ህወሓት ሓሽከርን ፓራሳይትን እዩ::ብናትና እምነት ከም ጀነራል ፃድቃን ዝበለ ትግራዋይ ናሽናሊስት የለን::
@haftombeyene4546
@haftombeyene4546 Ай бұрын
እቶም ሐዚ ሞንጎኛታት መሲሎም ክረኣዩ ዝደልዩ ዘለዉ ጀነራላት ኣብ 2014 ዓ.ም ሓዱሽ ዓመት ናብ ሚድያ ቀሪቦም ንሕና ህወሓት ኢና ኢሎም እዮም። No surprise!
@MuezTeklemariam
@MuezTeklemariam Ай бұрын
ኣክሱማዊ ሚድያ:- በዙ ሒዝክምዎ ዘለኹም እንተደኣ ቀፂልኩም ተስፋ አለና፣ ሓቂ ስለዝሓዝኩም እዋኑ ብዘየገድስ ተዓወቲ ኢና/ኹም። ከም እኒ ብስራት ኣማረ ዘኣምሰሉ ብሱላት ፖለቲከኛታት ኣብዝሑ። ብስራት ንኾረዓልካ ኢና፣ ድምፅና ኢኻ'ሞ!!!
@HasAsg-x6w
@HasAsg-x6w Ай бұрын
ብጣዕሚ ውሑዳት ላዕለዎት ጀነራላት ስግኣቶም ምስ ጉጅለ ደብረዕንክሊል ኾይኖም አብ እዋን ዂናት ዝጎሓሉዎ ከይጥየቑን ቐፃልነት ውልቀ ረብሐኦም ዝማላእ ድማ እኒ ደብረዕንክሊል አብ ስልጣን እንተሃልዮም እዩ ኢሎም ስለዝኣምኑ እዩ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ደብረጽዮን እዚ ክሉ ሐልኪ ጎባኤ 100% ኢሳያስ አሚኑ ጎባኤ ምግባሩ ክሳብ ክንደይ ግዝያዊ ክሳብ ክንደይ መሽረፈት ከምዝናኣቅው እዩ ዘርእየካ ብዝኾነ ግይቶእም ብ ዚሮ መፈንቀል አጋጢምው።
@TigestLemlem
@TigestLemlem Ай бұрын
Happy New Year's Day Edition: Thanks for the brave people of Tigray, Ethio-Tsadkan fascism averted.
@negasihaile5860
@negasihaile5860 Ай бұрын
ክመፅእ ዝክእል/senior/ ፅቡቃት ነጥብታት እዩ ኣልዒሉ ተጋዳላይ ብስራት ኣማረ
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
እዞም ለያቡ ጃንዳ ደብረፅየን ናብ ሕጊ ይቕረቡልና።
@swseir8874
@swseir8874 Ай бұрын
ንቶም ንጽሀት አሕዋትና አብ ማሕበረዲጎን ደንጎላትን ካልኦት ከባብን ንዝፈጸምዎልና ምሩካት እንባዓል ፋፊ ተፈቲሖም ዝለቀቀ ጌታቸው ንምካኑ ዓገብዶ ኢልኩም ጥራሕ ናብሕወሐት እናበልካ ምንሻው ትርጉምይብሉን
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb Ай бұрын
Thankyou Mr Bsrat What You Express The vwhole Idea Is Hatd Fact And Top Truth. Becose This Local Trops has not any any regional and national constitutional And legal power to order the transitional gov in tigria. The only reason is their personal interest
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
ግደይ ናይ youtup ዝነበረ አካያይዳ ዝተወሰነ ቀይሮ ብሳትላይት ዝከታተል ህዝብና ስልችው እዩ ንአብነት አብ መእተዊ ቅድሚ ሐዚ ትጠቀሞ ዝነበርካ ታሪክ ትግራይ ዝገልጹ ክሊባት & እዞም ዝቀርቡ ሰባት ብናትካ ሕቶ ክኽተሉ ይግባእ ቀዲምካ አትሕዞም Order ሒዞም አይከዱን ግዜካ ከም Fb እዩ ዝመስሎም ዘሎ ናይ ብስራት ስልኪ ድማ ይርብሾ አሎ ተዳልዩ ዘይምእታው እዩ ዝመስል ብዝተረፈ በርትዕ
@kalulale1707
@kalulale1707 Ай бұрын
ህወሓት ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ህዝቢ መረረት ኣይንታዮምን ምክኒቱ ድማ ክሳብ ላዕሊ ምስ ዘለዉ መራሕቲ ብጥቖሚ ተኣሳሲሮም ይጉህሉ ስለዝነበረ ናቶም ኔትወርክ ተተንኪፉ ሚሽጥሮም ስለ ዝቓላዕን ጥቕሞም ስለ ዝቛረፅ። እምበር ናይ ህዝቢ መረረት ተዘሕስቦም ፀሪጉ ዘባርረሎም ክረኽቡ መሕጎሶም ነይሩ፡፡
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w Ай бұрын
እቲ ጠያቂ ባዕሉ ናይቶም ጀነራላት ደጋፊ ይመስል
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
Dr Debrxon has to go yesterday has showing his true colours
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 Ай бұрын
Gooddiscation
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
General xadkan is a very wise tegraway
@kunomk1
@kunomk1 Ай бұрын
Coming soon,not comming
@AnthonyBourget-d3z
@AnthonyBourget-d3z Ай бұрын
Dameon Vista
@hailuassefa6646
@hailuassefa6646 Ай бұрын
Thank you!!!
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 98 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,9 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН
ንቑሑ ወለዶ፡"ሓቅን ሓሶትን ዝበሃል የለን"|| ፈላስፋ ኣማኒኤል ሳሃለ 29/10/2024
59:08
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 8 М.
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 98 МЛН