ንቑሑ ወለዶ፡"ሓቅን ሓሶትን ዝበሃል የለን"|| ፈላስፋ ኣማኒኤል ሳሃለ 29/10/2024

  Рет қаралды 9,549

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Пікірлер: 86
@wediadi6788
@wediadi6788 Ай бұрын
ሂወት ትርጉም የብላን ክበሃል ኣይከኣልን ኢዩ። ፍቕሪ ናይ መጻምድትኻ፣ ናይ ስድራኻ፣ ናይ መሳርሕትኻ፣ ናይ ስራሕካ፣ ናይ ባህሪ፣ ናይ መሕለፊ ግዜኻ፣ ወዘተ። እዚ ኹሉ ተደማሚሩ ንሂወትካ መቐረት ይህባ፣ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ከኣ ደስ እና በለትካ ትሓልፋ። ሂወት ትርጉም የብላን ኣብ ዝብል ሓሳብ እንተ ወሪድካ፣ ከቢድ ናይ ስነ ኣእምሮ ጽገም ፈጢርካ ኣለኻ ማለት ኢዩ፣ ስለዚ ነዚ ጉዳይ ንምዕራይን፣ መቐረት ሂወት ንምስትምቓርን ሓገዝ ናይ ሰብ ሞያ ክትሓትትን ክትረክብን ኣለካ።
@SebNkun
@SebNkun Ай бұрын
*ዕላል ኣማኒኤል ሳህለ ካብቲ ዝሰማምዓኒን ዝኣምነሉን ስነ ሓስብ ግዲ ኮይኑስ ስምዕ ውዒለ እንተሓደርኩ ውን ኣይምመነኹዎን፡ ብጣዕሚ ተባዕ ሰብኣይ ኢኻ ኣብዚ ዓቃብዊ ዝኾነ ማሕበረሰብና ከምዚ ትንታነታት ብትብዓት ብምዝራብካን ብምትንታንካን ዓቢ ኣኽብሮት ኣሎኒ. የቀንየልና*
@BekTesfa
@BekTesfa Ай бұрын
The young generation should not be afraid to think but respectfully…👍🏽👏🏾👏🏾
@mariamallak5875
@mariamallak5875 2 күн бұрын
Wow you both have brilliant equations and answers thank you ❤
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 Ай бұрын
ክክክክክክክ እዋይ ዓለም ጸዋር። ከምዝውን ኣሎ ዲዩ ኣድሕነኒ እግዚአብሔር ኣምላኸይ።
@mattusola9739
@mattusola9739 Ай бұрын
ቀጻሊ ኣምጻኣዮ ሕብረተሰብ ዘይደፍሮ ሕተቶ የቐንየልና ክሳብ ሕጂ ዕድመን ጥዕናን ንምነየሉ።
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 Ай бұрын
Respectful Journalist! ❤
@VovGar-g3f
@VovGar-g3f 29 күн бұрын
ኣማንኤል ሳህለ ኣነኳ ፍልስፍና ከምዚኣ እንተኾይና ኣምላኸይ እንዳኣመንኩ ድንቁርናይ ይሕሸኒ ከንቱ - እርጋን ! ከንቱ ሕልሚ ! ከንቱ - ምህትፍታፍ ! ሕልሚ ደርሆ ( ኣታ ሰባኣይ ከንቱ - ምንባር እዚ ናትካ ኢዩ ናብ ፈጣሪኻ ተመለስ ተነሳሕ መጨረሻኻ ኣጸብቕ !!
@wedidawit-kk9mc
@wedidawit-kk9mc 14 күн бұрын
ምስ ኣምላኽ ምህላውካ ካብዚ ሰባኣይ ዝፈለየካ እንታይ ኢዩ
@riseNOWshine
@riseNOWshine Ай бұрын
ወንጌል ዮሃንስ 14:6 "የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@Sam-ji3tg
@Sam-ji3tg Ай бұрын
ሸጣራ ሮማዉያን አሲራ ሒዛትኻ ፈለማ ብስራተ የሃንስ (gospel(good news) of John/ ) መን ከምዝፀሓፎ ክትፈልጥ ፈትን::
@tableoftruth4311
@tableoftruth4311 Ай бұрын
ዝም ብሎ መጥቀስ ትርጉም የለሽ ነው። እንዲህ መጥቀስ ማንም ማንበብ መጻፍ የሚችል ሁሉ ያደርገዋል። ምን ማለቱ ነው ይሚለው ግን እንደሚታሰበው ቀላል ኣይመስለኝም።
@th-ef6me
@th-ef6me Ай бұрын
መም አማኑኤል ፅቡቅ ቃለ መሕትት የቀንየልና
@teweldetekhle2785
@teweldetekhle2785 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ናይዚ ድሕረ-ዘመናውነት ኣተሓሳስባስ ንሓቂ የለን ዝበለ ፡ ሓቂ ተዛሪቡ ምባሎም እዩ። እሞ በኢ ዓይነት መጐተ ሓቂ የለን ንባዕሉ ሓቂ ስለ ዝዀነ ፡ መጐተ ኣማኒኤል ሳህለ ብገዛእ ርእሱ ስዑር እዩ።
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 Ай бұрын
ኣታ ሱቕ ኢልካ ንባዕልኻ ኮንፍጅን ኣይትፍጠር ንሱ ዝበለ ብኣብነት ኽልተ እምነታት ገይሩ ገለ 72ደናግል ይጽበያ ገለ ክኣ ገነት ይኣምና ስለዚ ሓቂ ዝብሃል ዮለን ኢሉ ንዝበሎ ምርዳእ ሲኢንካ ኣለካ
@samueltikue-gz5ud
@samueltikue-gz5ud 21 күн бұрын
ኣማኤኔል ሳህለ ምስ እናይ ምሉእ ኣኽብሮት መልስታትካ ካብ እግዚኣቢሄር ወጻኢ ስለ ዝገበርካዮ ጥርንፉነት ዘይብሉ ኮይኑ እዚ ኩሉ ፍልጠትካ እዚ ኩሉ ተመኩሮ ሂወት ናይ ኮንቱነት ኮንቱ ፡ ሰናይ ትምኒተይ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ህልውና እግዚኣብሄር ተሪዲእካ ተሪፉካ ዘሎ ግዜ ኣቦ ዝብል ስም እግዚኣቢሄር ኣብ ኣእሙሮኻ ክሰፍር ምሉእ ዕረፍቲ ክትረክብ። ኣሜን ።
@keseteberaki8367
@keseteberaki8367 29 күн бұрын
ጽቡቅ ናይ ዝርርብ ግዜ ኣብ ሓደ ሓደ ተደጋጋሚ ተድምጽዎ ዘለኩም ቃላት ክም በዓል ሳይነስ ትብልዎ ዘለኩም ስነ-ፍልጠት፡ ኢቮሉሽን ድማ ፍልቐት እንዳበልኩም ተተውግዑ ጽቡቅ ኔሩ፡
@MichaelAbebe-zk3ni
@MichaelAbebe-zk3ni Ай бұрын
እዛ ናይ ማሓመድ እምነት ጽብቅ ጌርኩም ኣይሃየስኩማን ኣብ ቀጻሊ ኣምጻልእ መምህር ኣማኒኤል ሳህለ በሊሕ ባዓ ሰፊሕ ፍልጠት ❤❤❤
@halezgigebremedhin4781
@halezgigebremedhin4781 Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju Ай бұрын
ንሰራቒ ምንባር ትርጉም የብሉን ኢልካ ተንገርካዮ ምስራቕ ኣይዉቋርጾን ኢዩ.። ለማናይ ዉን ምልምን ግድፎ ምኽንያቱ ሂዊት ትርጎም የብሉን እንተ ኢልካዮ ኣይስምዓካን ዩ...። ሰልዚ ምምህር ኣማኑኤል ሓቁ ኣሎ..! ንመን ክጥዕሞ ኢና 'ሞ ብናይ ኻልኦት ኣታሓሳስባ ንዝወርን ንጽሎውን...።
@robielgebrehiwet7706
@robielgebrehiwet7706 Ай бұрын
ቡሉጽ መምህር ምስ ንፉዕ ሓታታይ።
@fessehayeamanuel
@fessehayeamanuel Ай бұрын
Amazing interviews ❤
@danieljohannes7936
@danieljohannes7936 Ай бұрын
ብዙሕ ንመሃር ኣለና ብጣዕሚ ነመስግን from fake eritrea 🫂
@haileyohannes404
@haileyohannes404 28 күн бұрын
Dear Mr. Amanuel Sahle, I am a Pentecoasta Christian. A couple of times, when I prayed to God to get something, I have gootten what I asked. Is this a miracle from God or is it a matter of coincidence. Or is it that the Universum is helping me?
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Ай бұрын
It is simple science is the knowledge of truth.
@habeng9468
@habeng9468 Ай бұрын
Naybhkiiii memher betamiiii zeshbniii memhreyyy edmennn tenannnn yehbkaaaa aytfeanaaaa please
@haileyohannes404
@haileyohannes404 28 күн бұрын
You are right. Even the King James Bible's language is different from the regular English language.
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o 27 күн бұрын
zwedeqe seb. Hsur
@massawino4ever939
@massawino4ever939 Ай бұрын
Good job ❤️🙏
@riseNOWshine
@riseNOWshine Ай бұрын
JESUS is LORD.
@tedros-s5b
@tedros-s5b 26 күн бұрын
kem ema and bini degagimka etetemxom des mbeleni elalom aymnon meharti ankahti eyom 😍🥰🤩
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 Ай бұрын
Interesting discussion
@GEO.16
@GEO.16 Ай бұрын
ኣብ ኩሉ ሓቂ ኣሎ ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ሃለውለው ኢዩ ናይ ሃይማኖት ነገር።
@ngusetsegay2104
@ngusetsegay2104 Ай бұрын
Its Interesting 🎉🎉
@Sam-ji3tg
@Sam-ji3tg Ай бұрын
ፅቡቕ ትምሕርቲ:: ብድንቑርና ዝተባዓጠ ህዝብና ካብ ስለማርያም ነፃ ዘዉፅኦ ተጋድሎ እዩ:: ቕድሚ 2ሺ ሮማዉያን ዝማሃዝዋ ሸርሒ ንህዝብና ቖሪኑ ሒዝዋ ዘሎ ካብ ስለ-ማርያም ኸርፉሕ ናብራ ሒወት ዘናግፍ ትምህርታዊ ትሕዝቶ እዩ::
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 Ай бұрын
በቃ! ቢልካ ቢልካስ እዛ ፍልስፍና ናብ ጽላለ ተቐይራ ክክክ። 'ሕማቕን ጽቡቕን፡ ሓሶትን ሓቅን' ክንፈልየሉ ዘይንኽእል ፍልስፍና ገደል ይእቶ ኣቦይ ኤማ።
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 Ай бұрын
እታ ዝሓመቐት ክመንት ናይዛ ቪዲዮ
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Ай бұрын
Religin is a feeling , may be it is true, may be it not true. No one knows.
@gideonyemane659
@gideonyemane659 Ай бұрын
ስለ ዘይወለደ እዩ ኣምላኽ የለን ዝብል ዘሎ፡ ሕልኩስ
@AaronZeraiMilyoab
@AaronZeraiMilyoab Ай бұрын
ሰለስተ ደቂ ኣለዎኦም
@asmarah3174
@asmarah3174 Ай бұрын
ንዕኡ ዝመስሉ ሕልኩሳት ይህልዉዎ እዮም እዚ ቒርማድ
@mohamedwadfares4647
@mohamedwadfares4647 23 күн бұрын
I think teacher Amanel Eritrea 🇪🇷originally
@Adulisawi
@Adulisawi Ай бұрын
Interesting🎉🎉🎉
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc Ай бұрын
ካብ ዝሓለፈ ክፋል ክሳብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ብጽሞና ተኻታቲለዮ ንሓታታይ ወይ ጋዜጤኛ ብድፍረት ዘልዓልካዮ ሕቶታት ክምስገን ይግበኣካ ብመምህር ኣማኒኤል ብጽሕፋቱ ስለዝዓበና ንመልስታቱ ንጽበዮ ኢና ንኽብሪ ግን ወዲ ሰማንያ ዓመት ኤማ ኢልካ ምጽዋዕ ዓገብ ተኣረመላ።
@Ainalemkflu0110
@Ainalemkflu0110 Ай бұрын
አቦ ተጋጊኹም ወዲ ሰብ ርጉም አኢዩ አስላማይ ክስታናይ እናበለ ይፋላለ ጸሊም ጻዕዳ ወዘተ ምኽንያቱ ሓጥእ ስለዝኾነ ይፈላለ እምበር እግዛአብሀር ሲ ሜኢቲ ካብ ሚ አኢቲ አሎ God is Great
@YoniTes-q5c
@YoniTes-q5c Ай бұрын
Ybele gaztega xbuku athatatita❤
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u Ай бұрын
"Father is it true that humans come from monkeys?"My son,does not matter where we come from,except where we are going.
@Ainalemkflu0110
@Ainalemkflu0110 Ай бұрын
አቦ ሕጂ ዉን ተጋጊኹም ሕልና እግዛእብሀር ዝተዋህቦ አኢዩ ምኽንያቱ ሕማቅ ክንገብር ከለና ሕልናና ይነግረና ጽቡቅ ክንገብር ከለና ደስ ይብለና እት ገባር ክፉእ ዉን ሕልኑኡ ጠሊሙ አኢዩ ሕማቅ ዝገብር
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 Ай бұрын
እሞ እግዝኣብሄር ወገነኞ ኢዩ ዶ ኣየስምዕን ብህሎኻ ሕራይ ነቶም ስብ ሕልናስ እግዝኣብሄር ዓዲልዎም ነቶም ጨካናት ከ እንታይ ኮይኑ ዘይሃቦም
@gene6075
@gene6075 19 күн бұрын
እግዚአብሔር ጨካንን ርህሩህን ኣይፈጠረን ለምሳሌ ህፃናት ከለው ርህሩሃት እዮም ናዓበዩ ምስ ከዱ ነፃ ፍቓድ አለዎ እቲ ሓደ ጨካን ንክኾን ናይ ባዕሉ ድኽመት እዩ: እቲ ሓደ ርህሩህ ድማ እናዓበየ ክኸይድ ከሎ ርእሱ ስለዝግዝአ ርህሩህ ይኾን:: ​@@abelsolomon8055
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 29 күн бұрын
እሞ ደኣ ኣሉታን ኣወንታን ተዘይሃልዩ ከመይ ሂወት ፍጡር ይነብር ኣሎ።
@Mic-r6l
@Mic-r6l Ай бұрын
Zteredon ztewedon sebay yekenyelna🎉
@ThedrosWeleke
@ThedrosWeleke Ай бұрын
what amanuel is explaining is just clear and easy to follow. He exposed out foolishness and gullibility
@wedidawit-kk9mc
@wedidawit-kk9mc 14 күн бұрын
ኣምላኽ ዝብሃል ነገር😂 ምስ ነገራት ሓዊስዎ በል ቀጽለልና
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u Ай бұрын
" Can you make a bed for me tonight?" Said hyena to ansuspecting village to him.
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en Ай бұрын
Got him 😂😂😂
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Ай бұрын
My God you completely changed Dear Mr. Amanuel /መምህር . በቲ ከባቢ ፡ ባ ..፡ሊድያ እንዳ ካዛ ን ሞኖፖልዮ ን ገዛ ባንዳ ? ክትድድይብ ከለኻ ሓደ ሓደ ጊዜ ሰማያዊ ጃኬት ጌርካ መጻሕፍቲ ሒዝካ ሸናዕ ትብል ኔርካ ? ከም ዝ መስለኒ ምስ በዓልቲ ቤትካ ?
@jossyj1976
@jossyj1976 Ай бұрын
Genius ❤❤❤
@yemenebrhane9626
@yemenebrhane9626 27 күн бұрын
Abzie gizieye ezi filasfa yelon bejakum aytkededu
@Mic-r6l
@Mic-r6l Ай бұрын
@nobelkbrom8106
@nobelkbrom8106 Ай бұрын
እዞም ፍጠርቲ ካብ የእምሮ ክድምሰስ ኣለዎ ጽንጽዋያት ኢዮም
@hailegebriel4285
@hailegebriel4285 Ай бұрын
ኣነ ተዝኽውን ቀልቀል ኣብ ሊዕሊኡ ደፊኤ ምስ ኣነወርክዎ ጽቡቑን ሕማቕን ግለጸለይ ምበልክዎ
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf Ай бұрын
Don't destort in orthodox churches have been translated,
@MrOvercomer777
@MrOvercomer777 Ай бұрын
Empty suit
@habeng9468
@habeng9468 Ай бұрын
Gele belnaaa bezaebaaa meta physics
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Ай бұрын
የቀኔልና ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ካብ ዉግእ ወረ ውግእ ክድሕን እዚ ሐድሽ ወሎዶ ብንቅሐት ሐቢሩ ሕጂ አይንዋግእ ጽባሕ አይንዋጋእ ኢሉ ምስ ዝላዓልዩ ሰብ ዝዉለድ ንክነብር እንበር ንስልጣን ንመናውሒ ጨኮንቲ መራሕቲ አፍሪቃ ሞት የብቅዕ።
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይቅርይ ይበለላኩም ይበለልና እበር ሳይነስ መንግስተ ሰማይ እንተአእትይኩም ክንርኢ እና 😢
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi Ай бұрын
ሃይማኖት ምንጪ ሕማቅ ናይዚ ዓለም እዩ።
@samsontesete5119
@samsontesete5119 Ай бұрын
እንበር ፍላስፋ💙💙💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰👏👏
@nurhussenabdella6069
@nurhussenabdella6069 26 күн бұрын
ሓሶት ዳኣ ከማኻ ሓሳዊ እዩ
@aduniaabrha7581
@aduniaabrha7581 Ай бұрын
ከትምሰክር ከለካ አኮ ብተዘዋሪ ከይሃሰካ ተምሰክርካ ሃኪይ ተዛርብ ኣልካ ማለት አዪ
@OqbamichaelFetwi
@OqbamichaelFetwi 24 күн бұрын
መም ኣማኑኤል ሳህለ ካብ ቀደም ኢየ ዝከታተሎ ኔረ። ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ክሰምዖ ብምኽኣለይ ሕጉስ'የ። ኣብ ሂወት ብዙሕ ሕቶታት እኳ እንተለኒ ከም ዓቃባዊ ኦርቶዶክስ መጠን ብዛዕባ ሃይማኖት ክመራመር ኣይተባባዕን ኔረ። ኣማኑኤል ሳህለ ግና ነዞም ደረትቲ ፍርሕታት ክሰግሮም ሓጊዙኒ ኢዩ። ኣብ'ዚ ግና ሓደ ሕቶ ኣለኒ ንኣማኑአል ሳህለ። ልክዕ'ዩ ኣምላኽ ከምዘሎ መረጋገጺ ዘይብልና እኳ እንተኾንና (ካብ ብእምነት ወጻኢ ማለተይ ኢየ)፡ ኣምላኽ ከምዘየለኸ እንታይ መረጋገጺ ከተቕርብ ትኽእል? በዚ ኣእምሮ'ዚ ነዚ ኣድማስ ክንርድኦ ዝከኣል ኣይመስለንን። ኣእምሮና ንኣድማስ ዘይኮነስ ንስርዓት ኣድማስ ክርድኦ ይኽእል ይኸውን። ማለት ነቲ ስርዓት ተረዲኡ ኣብ ጥቕሙ ከውዕሎ ይኽእል'ዩ። ይኽእል እውን ኣሎ። ንኣብነት ንgravity ተረዲኡ ወዲሰብ ነፈርትን ሮኬታትን ካልእን ይሰርሕ ኣሎ። ኣእምሮ ነዚ ብናይ ስሚዒት ህዋሳትና ንምኮሮ ኣድማስን ስርዓቱን ዘሰላስልን ዝትርጉምን ኢዩ። ስለ'ዚ በዚ ኣእምሮ'ዚ ጌርና ህላወ ናይ ዘይጭበጡ ሓይልታት ክነረጋግጽ ኮነ ክንነጽግ ዝከኣል ኣይመስለንን።
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 Ай бұрын
አነ ሓደ ነገር ኣስተውዒለ ፥ ኩሉ ሰብ ኡካ እንተዘይበልኩ ግን መብዛሕትኡ ሓቂ ተዛሪቡ ኢሉ ይምስክረሉ ነዚ ሰብኣይ፡እቲ ሰብኣይ ኣርእስቲ ገሩ ዝዛረበሉ ዘሎ ጉዳይ ድማ ፡ሓቅን ሓሶትን ዝበሃል የለን ዝብል ኢዩ።ኣይትሓዙለይ ፡ንሱ ሓቂ ዝበሃል የለን ይብል እቶም ንሓሳቡ ዝቕበሉ ድማ ሓቂ ተዛሪቡ ይብሉ፡በቃ ንሱ ጹሉል ንሳቶም ጽሉላት፡እወይ ክንድምንታይ ዝኸውን ህዝቢ ተጸሊሉ ኣሎ ማለት ኢዩ። ሓቂ የለን እናበለስ ሓቂ ተዛሪቡ ኢሎም ይጽሕፉ ክክክክክክክ ብዙሕ ሰብ ናይ ምስትውዓል ልቦናኡ ከምዘጥፍአ ኣስተብሂለ። ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣቦይ። ናባኻ ዝርእያ ኣእይንቲ ኣእምሮ ዝሃብካና ኩሉ ግዜውን ንቃልካ ጥራይ ዝሰምዓ ኣእዛነ ልቦና ዝዓደልካና ተመስገንካ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም፡ንስኻ መንገዲ ሓቅን ህይወትን ኢኻሞ ኦ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብምሕረትካን ሳህልኻን ጋስየና፡ካብ ናይ ጹሉላት ሰባት መንገዲ ኣድሕነና፡ንዓታቶም ድማ ልቦም ክፈተሎም ናይ ምስትውዓል ኣእምሮ ሃቦም ።
@godsaves8457
@godsaves8457 27 күн бұрын
@ንፅህና
@ንፅህና Ай бұрын
Harif
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 29 күн бұрын
you guys, we can not know God Definitely. it is beyond our knowledge. as we were created by God, our knowlege is limited. off course there are many questions to be answered.
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 13 МЛН
Noodles Eating Challenge, So Magical! So Much Fun#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:33
Long Nails 💅🏻 #shorts
00:50
Mr DegrEE
Рет қаралды 19 МЛН
ንቑሕ ወለዶ፡ሙሉእ ትሕዝቶ ቓለ መሕተት ኣማኑኤል ሳህለ 28/11/2024
4:05:32
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 2,2 М.
ቀዳም ምስ መፅሓፍቲ፡"ዓባይ ትግራይ"  መፅሓፍ ሃጋይ ኤርሊክ 30/11/2024
59:35
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 1,7 М.
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 13 МЛН