ኣዛዚት ሰራዊት ስውእቲ ተጋዳሊት ኣብርሀት ገብረኪዳን - ላዛ ትግርኛ

  Рет қаралды 79,381

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

8 ай бұрын

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ሓድሽ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZbin Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor Office Number 305
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrignanews
www.lazatigrigna.net
www.lazanews.com
/ lazatigrigna

Пікірлер: 140
@Tigray122
@Tigray122 8 ай бұрын
ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳኑ የንብረልና ክብሪ ይሃበልና ውዕለትኩም ብቃላት ክትዝርዝሮን ክትትርኾን ዘይክኣል ከቢድ እዩ እቲ ኩሉ ዝክእል ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ስለ እቲ ኩሉ መከራ ተጻዊሮም ንስለ ህልውና ህዝቦም ክብሉ ቁዱስ መስዋእቲ ዝከፈሉ ኩቡራት ጀጋኑና ልዑል እግዚኣብሄር ነብሶም ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳኑ የንብረልና 💎❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻ብስጋ ክትሓስቦ ከለካ ከቢድ ንምእማኑ ዘጸግም መከራ እዩ በጺሑናን💔💔🖤😭ግን ክኣ ብኩቡር መስዋእቲ ናይ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ክኣ እምቢ ንመግዛእቲ ኢሎም ተቃሊሶምን ኣቃሊሶምን ትዓዊቶምን ክኣ እዮም ክብሪ ንልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክና ይኩን ኩቡር ቁዱስ መስዋእቲ ምእንቲ ህልዉና ህዝብካን ክብርካን የውህበና እዩ ክብሪ ንልዑል እግዚኣብሄር ይኩን ትግራይ ዋላ ጸላእቲ በላዕቲ ዘይናቶም ሃማሙ 🪰🪰🪰🪰ይብዝሑዋ እምበር ልዑል እግዚኣብሄር ይመስገን ንፈጣሪኣ ኣሚና ብትገብሮ መሪር ቃልሲ ብኩቡር መስዋእቲ ትዓዊታ እያ ትወጽእ ፈተና ኣብ ሂወት ወድሰብ ዘሎ እዩ ::ከም ኣብ መግዛእቲ ባርያ ጸላእቲ ኮይንካ ምንባር ዝከብድ ግን የለን ::ካብ መንግስትን ሃገርን ኣለና ኢሎም ክሕስዉ ዝውዕሉ ሃማሙ🪰🪰🪰🪰 ዓዲ ሃሎ ይምሓረናን ንዝተፈጠረ ይምሓሮን ብኣፋ ውሓለ ብተግባር ዝየለ በሰሮ ልሙስ ኣትሓሳስባ ሌባ ሃመማ 🪰🪰🪰ሻዕብያ ኣንጭዋ ውሻጠ ካብኣ ይምሓሮ ንዝተፈጠረ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ካብቲ ምስኡ ኮይኑ ዘታቅዕ ህዝቢ ዶ ዋላ ሰብ እየ ዝብል ልሙስ ሕልና ክኣ ካብ ከምኡ ባርነት ይምሓረና ደቁ መሬት ዓዲ ኣማቱ ክወርርን ክሰርቅን ብርኣያ ስላሴ ዝተፈጠረ ኩቡር ህዝቢ ካብ መገዛእ ዓዱን ዓውዱን ከጥፍኡ ንዘርኢ ከይተርፍ ኢሎም ትሓንጊሮም ከይዶም ኣብኣ ክኣ ተሪፎም መርድእ የለ ገለ የለ ክኣ ሞቶም ሞት ድሙን ከልብን ኮይኑ ተሪፉ :: ትግራይ ስ ሞት ዓይኑ ኣፍጢጡ መጺኡዋ ንሞት ክኣ ሽጥን ገጥን ኢላ ኣጽዋራ እምነታኣብ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብቲ ዝፈጠራ ገራ ትዓጢቃ ገጢማ ከቢድን ኩቡርን 💎💎💎💎❤️❤️❤️💛💛💛መስዋእቲ ከፊላ ብኣማኢት ግዜታት ስዒራ ኣብ ልዕሊ 7ተ ናይ ደገን ውሽጥን ሃገራት ሓንቲ ክልል እሞ ኩሉ ብርሃጻ ዘጥርየቶ ሃፍታን ንብረታን ተወሪራ ብጥራይ ኢዳ ኣስውጽሮም እንዳ መንዝዐት ላዕላዋይ ኢድ እንዳ ሓዘት ጸብለልል እንዳበለት ያ መጺኣን ብጸብለልትኣ እውን እቲ ከጥፍኣ እየ ዝብል ዝነበረ ሕልና ኣልቦ ኣራዊት ጸላኢ ከይፈተወ ንብረቱን ጉልበቱን ሂወቱን ዘፍ ምስ በለ ናብ ስምምዕ መጺኡ ::ትግራይ ክኣ ዋላ ኩሉ ከምቲ ዝድለ ኣይኩን ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ብሓይሊ ፈጣሪ ዘይፍታሕ ማሕለኻን ዘይስገር ቡዳ ጸላኢ ዘምጽኦ ጸገምን የለን ክስገር እዩ ኩሉ....:: ግን መስዋእቲ ኩቡራት ምእንቲ ክብራ ዝከፈሉዎ ዋጋ ፈሊጣ ሓዘና ናጻ ኮይና ገሊጻ እዚ ሓደ ዓብይ ናጻነት ናይቲ ኩቡር መስዋእቲ እዩ ::እዚ ኩቡር ነስዋእቲ ናይ ደቂ ህዝቢ እንተዘይ ክፈል እኮ ትግራይና 💎❤️💛ኣብ ትሕቲ ጸላእቲ ከላ ንፈልጣ ኢና ንጹሃን ወገናትና ጽሩያት ከም ማይ ንጉሆ 💎💎ክንሶም ብጃምላ ረሽኖምን ሓሪዶምን ኣብ መገዛእ ግዝኣቶም ኣብ መገዛእ ዓዶምን ገዝኦምን ወለድን ውሉዱን ብጃምላ ሬስኦም ንቡር ከይረክብ 7ተ ምዓልትን ንሓዋሩን ክክልከል ገሮም ሓዘኖም ንክገልጹ ተኸልኪሎም ነሮም እዮም ሬስኦም ብኣራዊት ይበላዕ ከም ግብሮም ይፍረዶም ☝️☝️☝️ሕጂ ግን ተመስገን ልዑል እግዚኣብሄር ሳላ ኩቡር መስዋእቲ ደቃን ህዝባን ኩቡር ንቡር መርድእን ንቡር ሓዘና ክትገልጽ ኣደ ትግራይ ዕድል ረኺባ ሳላ መን ድዩ እዚ ተለሚኑ ተተኪቡ ዝመጸ እኮ ኣይኮነን እዚ ሳላ ኩቡር መስዋእትን መጉዳእትን ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ እዩ ክብርን ሞጎስን ንጹሩያት ጀጋኑ ሰማእታትና 💎💎💎❤️❤️❤️💛💛💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኩቡር መስዋእቲ ከፊልኩም ንህዝብኩም ካብ ባርነትን ሞይቱ ሓዘኑ ከይገልጽ ምክልኻልን ካብ ካልኦት ዝተፈላለዩ መከራ ክነጽዎን ክፍጸሙዎን ዝክእሉ ዝነበሩ ብጸላእቲ ናጻ ኮይኑ ኣሎ ክብሪ ይሃብኩም ልዑል እግዚኣብሄር 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ብፍቃድ ልዑል እግዚኣብሄር ክኣ ኩሉ ዝተረፈ ናብ ንቡሩ ክምለስ እዩ 💎💎💎❤️❤️❤️💛💛💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻ወይልኦም ክሰርቁን ክዕምጹን ክቀትሉን ዝሞቱን ስድርኦም ንቡር መቅተልቲ ደቆምን ኣበይን ከም ዝተረፉ ዘይተነገሩን ብባርነት ዝሳቀዩ ዘለዉ ህዝቢ እምበር ንሕናስ ካብ ጥንቲ ናይ ግዜ ጉዳይ ንግዚኡ ጸላኢ ክሰርቅን ሂወት ንጹሃን ብኮንቱ ክጠፍእ ዘይግባእ ክቀጥፍ ይክእል ይከውን እምበር ንንውሕ ዝበለ እዋን ኣብ ትግራይ ኣትዩ ክገዝእስ ኣይክእልን 💎💎💎❤️❤️❤️💛💛💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻::ኩቡራት ጀጋኑና ኩቡር ነስዋእትበትኩም ንኩብሪ ህዝብኩምን መንነትኩምን እዩ እሞ ንዘልኣለም ክኣ ህያውያን ኢኩም ቅሰኑ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳኑ የንብርኩም 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኣንቱም ምንም ዘይትፈልጡን ዘይናትኩም ዘይትደልዩ ብርላዕቲ ናትኩም ክንስኩም ብግዴታ ኣቲኹም ኣብዘይ ምልከተኩም መሬት ኣቲኹም ነገር ግን ኢድኩም ብንጹሃ ሂወትኩም ዝስኣንኩም ደቂ ድካ እውን ልዑል እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለሉ ንጌጋኩም 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኣንቱም ነዛ ሓላፊት ገዛ ክራይ ዝኮነት ዓለም ኣሚንኩም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ታሪክ ህዝቢ ትግራይን ብጭካነ ከቢድ ገበን ዝፈጸምኩም ክኣ ልዑል እግዚኣብሄር ኣብ ዝተረፉ ዓሌት ነሰረትኩምን ኣብታ ብሂወት ትሃሉን ኣይትሃሉ ገዛእ ርእስኹምን ሰፍ ዘይብል መከራ የውርደልኩም ልዑል እግዚኣብሄር ፈጣሪ ነዛ ዓለም ንሱ ይፍረድ ስለ ኩሉ ጽቡቅን ሕማቅን ☝️☝️☝️ዝተረፈ ዘመና ይባርከልና ዝሓለፈ መከራና ይኣክል ይበልና ዝተበታተነ ህዝብና ብሰላም ነናብ መረበቱ ይምለሰልና ንዝሓዘኑ ህዝብና ንቦና ቁዱስ እዮብ ዘጸናንዐ ኣምላክ ንትግራይና ጽንዓት ይሃበልና ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ምስ ኩልና ህዝቢ ትግራይን ፈተውትን ከም እውን ምስ መላእ ህዝቢ ዓለም ን ይኩን 💎💎💎❤️❤️❤️💛💛💛🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 8 ай бұрын
ጅግና ጓልታ ሓራስ ነብሪ ትግራወይቲ መርኣያ ናይ ፅንዓትን ሓቦን ደቂ ኣንስትዮ ተጋሩ ኢኺሞ ብሰላም ዕረፊ።
@alemgirmayadhanu4961
@alemgirmayadhanu4961 8 ай бұрын
መግለፂ ዘይብሉ ጅግንነት ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እንበር አይነብርን ብሰላም ዕረፊ
@habteweldeabzgi2482
@habteweldeabzgi2482 8 ай бұрын
መንግስተሰማያት የዋርስኪ፡ንመላእ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃቦም።
@teklebrhanmezgebe2712
@teklebrhanmezgebe2712 8 ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!!
@Wedigere-ij7fv
@Wedigere-ij7fv 8 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎሰን ንጆጋኑ ሰዉኣትና 😭🕯🖤🖤😭
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 8 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና !!!
@imissmama3978
@imissmama3978 8 ай бұрын
ዋዕሮ በዓል ንስኺሲ ትነብራ እንበር ከመይ ትፍለያና😢 Respect👑👌✊️
@user-cu9by6cy3x
@user-cu9by6cy3x 8 ай бұрын
ዋዕሮና ፈጣሪ ኣብ ሕቁፉ የንብርኪ😢 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ንሰማእታትና💔🖤😭
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 8 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዋዕሮ ትግራይ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ❤️💛
@genetatsibha
@genetatsibha 8 ай бұрын
ዋዕሮ ብሰላም ዕረፊ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንቶም ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ኢሎም ክቡር ህይወቶም ዘወፈዩ ጀጋኑ ስውኣትና ፈጣሪ ፅንዓት ንህዝብን ንወላድ ትግራይ ይሃብ 😢😢😢 ❤❤❤
@stpual1
@stpual1 8 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ዛ'ጀግና ሓፍትና።
@user-nk8uy9um2n
@user-nk8uy9um2n 8 ай бұрын
😂
@user-mm4xf7ff8v
@user-mm4xf7ff8v 8 ай бұрын
ማዓረይ 💔🖤💔ክብርን ሞጎስን ንጆጋኑናናና ሰማእታትና 😢😢😢
@user-rx5bi8qp5x
@user-rx5bi8qp5x 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ ንእሰተይ😢 ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማኣታትና
@user-zb2wv8jf5o
@user-zb2wv8jf5o 8 ай бұрын
መንግስተ ስማይ የዋርስኪ ዋዕሮትግራይ ክብርን ምገስን ንስማእታትና❤❤💛💛
@GalTsiyon21
@GalTsiyon21 8 ай бұрын
ዋዕሮ ክብርን ሞጎስን ንዓኹም💔😭
@gfgffy8060
@gfgffy8060 8 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና 😭😭😭
@asefagerie8506
@asefagerie8506 8 ай бұрын
😥😥😥😥
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 8 ай бұрын
:rip 😭😭😭😭😭😭
@isrelking6008
@isrelking6008 7 ай бұрын
ክብርን መጎስ ንጀጋኑና ብሰላም ዕረፊ
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 8 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና😭😢😢😢😢😢😢💊😭😭
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je 8 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 8 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ንጅግና ተጋዳሊት ዋዕሮ ኣብርሀት! ፅንዓት የሃቦም ንወለዲ ጀጋኑ ትግራይን ንምሉእ ትግራይን::
@eliltayonas2365
@eliltayonas2365 8 ай бұрын
Hzbi Tgray xnaat yhabkum Nay bahaqi n meselkum n mennetkum zteqaeskum ekum. Ezi meswaeti kbur meswaeti eu. E/her Amlak zelaalemawi Selam yhabkum. Fetawikum Akeleguzetay.
@rishane9576
@rishane9576 5 ай бұрын
ለቅላቂ
@user-oz8hx8sd7l
@user-oz8hx8sd7l 7 ай бұрын
ኣሕዋተይ ኩሉ ጊዘ ኣብ ልብና ኣለኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢😢😢
@BrizafAssefa-zd8ov
@BrizafAssefa-zd8ov 8 ай бұрын
Break 💔💔💔💔💔💔 my heart My God please help there heros Oh my God oh my God oh my God
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 7 ай бұрын
megeste. Semay. yeuarskum. Ahwatey. 😢🙏😢🙏🌿❤️🕊️
@Genetylma
@Genetylma 7 ай бұрын
በሰላም ዕረፊ ዋዕሮ መረአያ ፅንዓት ትግራይ
@BrizafAssefa-zd8ov
@BrizafAssefa-zd8ov 8 ай бұрын
What shall we do? My hero
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 8 ай бұрын
Jigna mearey, gual tom Jeganu! Egziabher ab hukfu yenbirkum, nebiena nibaat ayhi gin nay Amlak yibelits burukatey!!!
@berndadesta9679
@berndadesta9679 8 ай бұрын
ዎዕሮ ትግራይ ባአኺ ንሕበን ምእንታ ህዝብ ትግራይ ኢልኪ ክብር መስዎቲ ከፍልኪ ሕድርኺ አናዕብርን አጆኺ ቅስኒ ዎዕሮ ትግራይ😂
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 8 ай бұрын
Love you ❤❤❤RIP SHE SACRIFI0 FOR TIGRAY
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 8 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😭💔🖤
@tirhasgebrehiwot6193
@tirhasgebrehiwot6193 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ ንእስቲ ዋዕሮ💔💔💔
@user-tt5yy9hf8c
@user-tt5yy9hf8c 8 ай бұрын
ጅግኒት 2ማርታ❤❤❤
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 8 ай бұрын
ኣብረሀተይ ጅግና ብሰላም ዕረፊ 💔😥😥
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 7 ай бұрын
Ak. Uaye. Ahwatey. Aeeeeee. Hsbae. Tigiray. 😢🙏😢🙏😢🙏🌿❤️🕊️
@the_enun1981
@the_enun1981 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ ጅግና ዋዕሮና!
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 8 ай бұрын
Kisen we, Waero Tigray, Tsiniat ne sidra semaetat a.
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf 7 ай бұрын
አዶ ፅናዓት ! ብሰላም ዕረፊ። 😢
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 8 ай бұрын
ጋልነይ ብሰላም ዕረፊ💔💔😭😭😭
@YetbarkGatnhe
@YetbarkGatnhe 8 ай бұрын
መንግስተስማይየዋርስኪ😢😢😢😢😢😢😢
@user-rz5gs1sn2y
@user-rz5gs1sn2y 7 ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ብፅይተይ ካብ ፈንቅል ተፈልያ ኢልና ሓዚንናስ መሊስኪ ንዘልአለም ተፈሊክና ደኪሙና ከምዘይደክመና አጀኩን ብፃተይ ናበልኪ ናታባበዕክና ነይርኪ ሐዚ ከ ንመን ገዲፍክልና ብፂት ካብ ኮነ ግን ፅቡቅ ይፅናሕኪ ኩሉ ግዜ አብ ሕልናይ
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 8 ай бұрын
ሓፈተይ ማዓርይ ኣንቲ ጀግና ሓፈቲ ማርታ
@user-un4fv5py4d
@user-un4fv5py4d 7 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ መዓረይ😢
@DanielWarsay
@DanielWarsay 7 ай бұрын
ኣብ ጌጨው ሓቢርና ኔርና ብጣዕሚ ንሰብ ንክሕሾ እትነብር ብልፅቲ ተጋዳሊት ኔራ ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃብካ
@user-vg3gb6fm9z
@user-vg3gb6fm9z 8 ай бұрын
እዚኣ ኣዛዚት ሰራዊት ሓቃቶም እንድዮም 800.000 ክስውኡ ድኣ ናይ ሻዕብያ ኣዛዚ ሰራዊት ኣብ ውትህድርና ግድምናን ብቕዓትን ናይ ስልቲ ኣዋጋግኣ ዘለዎን እዩ ዝምድብ
@2123gech
@2123gech 8 ай бұрын
ዋዕሮ ፈጣሪ ኣብ ሕቅፉ የንብርኪ
@user-gm8ls3ix7h
@user-gm8ls3ix7h 8 ай бұрын
Oh! My God bless my people, rest them in the heaven. It is truly you accomplished bravely your duety, you pass is meaningful to manispate Tigray from the CRUEL agressiour like Moses who killed the soldiers Pharaoh who unjustly oppressed the Israelite.
@rozinahaile
@rozinahaile 8 ай бұрын
ዎዕሮ ትግራይ💛💛💛💛❤❤❤❤😭😭😭😭😭
@Wedigebru1
@Wedigebru1 8 ай бұрын
ፅንዕት ነዶ ትግራይ
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 8 ай бұрын
መግስተ ሰማይ የዋርስ። ንሉሎም ዝቢ ትገራይ ጽንዓት የሃብ
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 8 ай бұрын
Kbrn mogesn njeganu swatna 😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-oe2sc5bd9e
@user-oe2sc5bd9e 8 ай бұрын
💔😭😭💔
@gtdhero
@gtdhero 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ ዋዕሮና
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 8 ай бұрын
😢😢😢ክብሪ ናዓኺ ጅግናና
@negalegngebremichael4515
@negalegngebremichael4515 8 ай бұрын
Respect our martyrs
@netsaneta9349
@netsaneta9349 8 ай бұрын
💔😭😭😭😭
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e 8 ай бұрын
💔💔
@wediwelday7862
@wediwelday7862 7 ай бұрын
😢😢😢😢ጀግኒት🙏
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 8 ай бұрын
💔💔💔💔💔🙏🙏
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 8 ай бұрын
😭😭😭😭💔💔💔
@yonasnegasi2866
@yonasnegasi2866 8 ай бұрын
ዎዕሮ ትዓራይ💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️😭😭😭😭
@senayittaddese1634
@senayittaddese1634 8 ай бұрын
💔💔💔😭😭😭💔💔💔
@mazahmazah4343
@mazahmazah4343 8 ай бұрын
😢😢😢
@BrizafAssefa-zd8ov
@BrizafAssefa-zd8ov 8 ай бұрын
My hero! 😭 😭 😭 😭
@slalammallas5616
@slalammallas5616 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@medinaahemad6595
@medinaahemad6595 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 8 ай бұрын
💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@hfhb8272
@hfhb8272 8 ай бұрын
😢😢😢😢💔💔
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 8 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕሕ; መድመዪ እዩ::
@user-po7mr7hz9f
@user-po7mr7hz9f Ай бұрын
ምንምለማይጠቅምጦርነትተጫረስን😢
@user-tk7ub6oc7v
@user-tk7ub6oc7v 7 ай бұрын
Bselam erefi
@derwegzumerfolg4725
@derwegzumerfolg4725 7 ай бұрын
ኣውየት ጅግንነት ቦምብ ተቐቢላ ምምላሳ ታሪኽ ሰሪሓ ።
@MohaMdjdjf
@MohaMdjdjf Ай бұрын
😭😭😭😭😭
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 8 ай бұрын
😢😢😢😢❤
@sulxantigaru6657
@sulxantigaru6657 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 8 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ ንእስተይ
@starSeyfe-fo4ke
@starSeyfe-fo4ke 7 ай бұрын
Mengste semayat yewarski Gegna haftna
@lemlemgrzhr4473
@lemlemgrzhr4473 8 ай бұрын
👸💔
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 8 ай бұрын
እህ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo 8 ай бұрын
😭😭😭😭💔💔🖤🖤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 8 ай бұрын
Kbrn mogesn njeganuna😢
@DestaKahssay
@DestaKahssay 7 ай бұрын
💔💔💔😭😭😭🥰🥰🥰💪💪💪🙏🙏🙏
@user-gv4wi7zl4p
@user-gv4wi7zl4p 7 ай бұрын
💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭💪💪💪💪💪
@user-dc3jt3zp2s
@user-dc3jt3zp2s 8 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@letaykalay1893
@letaykalay1893 8 ай бұрын
መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ ሓፍተይ
@user-gt8wt3sg4b
@user-gt8wt3sg4b 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤
@Wedigebru1
@Wedigebru1 7 ай бұрын
Hi
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 8 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@titigaltigray
@titigaltigray 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-mp3yz3dq3d
@user-mp3yz3dq3d 7 ай бұрын
Rip 😭😭😭😭😭😭😭
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yx8hh1zx5b
@user-yx8hh1zx5b 8 ай бұрын
Lebeteseba senat yeahabkum
@lmathans1584
@lmathans1584 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@karamara9641
@karamara9641 7 ай бұрын
ጂግና ብሰላም ዕረፊ
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 8 ай бұрын
Nisikatkum zitesewaekumulu eyu ab tawla tebetsihu. Bselam erefu!!!
@hannamerach8862
@hannamerach8862 7 ай бұрын
So sad 😞 😢😢😢
@user-zm5vs3uh9d
@user-zm5vs3uh9d 8 ай бұрын
ዘልአለማዊ ክብሪን ሞገስን!!!
ንመዋፅኦ ንዝመት - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - #ላዛትግርኛ
47:55
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 1,8 М.
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 21 МЛН
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 64 МЛН
DW TV  ንህዝብኻ ምስዋእ ክብሪ እዩ - ቃል ጀጋኑ ስውኣት
4:42
ጀነራል ወዲ ኣሸብር መን እዩ ?
8:36
ሚሐ Mihe Entertainment
Рет қаралды 17 М.
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 21 МЛН