ብዓበይቲ ወለዲ ተመሪቅና /በዓል መስቀል ኣብ ዓዲ ምስ ኣሕዋተይ holiday

  Рет қаралды 125,417

ጋመ Game..Entertainment

ጋመ Game..Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 612
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 3 ай бұрын
ቤቲ ለባም ሓፍትና ኢኺ ብዙሕ ሰዓቢ ድማ ኣለኪ ስለዚ እዚ ዘይ ባህልና ናይ ሰይጣን እምነት ፅፍሪ ጌርካ ቅንፍዝ ምምሳል ብጣዕሚ መፅልኢ ኢዩ ሓደራ ሓደራ ቤቲ ሓፍትና ነዴታትና ምሰላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@Huruy-oq5pb ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ
@sinke4259
@sinke4259 25 күн бұрын
ሄሉ ጅግና መስቀል ዓጋመ ንምፍላጥን ባህሊ ዓጋመ ንምፍላጥ ዝገበርክዮ ፃዕሪ ናእዳ ይግበአኪ። ዊንታን ዓወትን እውን ይመችኹም!!
@brhanwelt9311
@brhanwelt9311 3 ай бұрын
ቤትዋ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ኢኺ ኢርትራዊ ኣድናቂኺ ኢየ ። እንኳዕ ናብ ብርሃነ መስቀል ኣብጽሓና ኣብጽሓኩም። ልዕሊ እታ ምስ ዝድራ ዝዋዓልኩማ እቲ ዘዕበየኒ ግጠር ዓደይ ምስ ኣብጊዕ ኣጥል ላም መጋርያ ማለት ሓዊ እቶን ካብዘይ ርዮ 15 ዓመት ኣለኒ ሎሚ ምስ ራኣኹዎ ተዘክሮ ገረይ ክብረት ይሃብልና .
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 3 ай бұрын
ማዓረይ ማራ ክብደይ በልዕናካ እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ናብ ዓድካ ይመልስካ ዝሓወይ❤
@brhanwelt9311
@brhanwelt9311 3 ай бұрын
@@chf-cv4ix ኣሜን ግዜ ዘሪና ኢዩ ግን ሓደ መዓልቲ እቶም ክልተ ተዛረብቲ ትግርኛ ሰላም ወሪድና ክንርኢና ንኣምላኽ ዝሳኣኖ የብሉን
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 3 ай бұрын
@@brhanwelt9311 ንመን ኢለዎ ፈጣሪ ሰላም ክግበረልና እዩ
@MahderMahder-j6g
@MahderMahder-j6g 3 ай бұрын
ኣነለ ከብደይ ብልዕ ኣቢሉኒ ኣጆካ 😊😊😊♥️😘​@@chf-cv4ix
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 3 ай бұрын
@@MahderMahder-j6g እሺ ጓል እንደየ ግን እታ ባንዴራ እዚኣ 🇨🇳ናትና ኣይኮነቲይ ወዲ ዓበይቲ ምናልባች ናይ ትግራይ እያ ኢልካ ገይርካያ ከይትኮን😌
@HntsaTsegay
@HntsaTsegay 3 ай бұрын
ኣቦይ ገብሪሃንስ እታ ዝሃብኩምኒ በትሪ ብኽብሪ ኣቐሚጠያ ለኹ በልለይ ተጋዳላይ ህንፃ ካብ መቐለ መካናይዝድ ። ርሑስ በዓል ይግበረልኩም
@AsmeromOkagabriel
@AsmeromOkagabriel 3 ай бұрын
ቤቲ ሃይላይ ጻዕዳ ልባ ❤❤❤
@salamaaa095
@salamaaa095 3 ай бұрын
ማርያም ብጣዕሚ ናፊቐ በተለይ እቲ ናይ ከፍቲ ደምባ ምስ ራኣኩ ጎበዛት ሰለስቲአኩም ብጣዕሚ ኣድናቒትኩም እየ ❤❤❤❤
@Ilkzhimjtj
@Ilkzhimjtj 3 ай бұрын
በተለይ - ብፍላይ ጎበዛት - ንፍዓት አምሐርኛ- ትግርኛ
@ትጂማን
@ትጂማን 3 ай бұрын
ኣሰይይይይ ዓድካ ጡዑም ናፊቅና ኳ እፍፍፍ😢
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልኒ ህያበይ ❤❤
@selam5637
@selam5637 3 ай бұрын
ፅቡቅ ዝግጅት❤ እቲ ፅፍርክን ግን ኣየሕፍረክንይ ደ
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
ደምርኒ ክብረተይ❤
@ፍረጋልትግራይ-ሠ4ቐ
@ፍረጋልትግራይ-ሠ4ቐ 3 ай бұрын
@@AseTeklberhan 🙏🙏🙏🙏💝💝
@Ilkzhimjtj
@Ilkzhimjtj 3 ай бұрын
ጹቡቅ ሙድላው : ጹቡቅ መሰናድኦ : ዝግጅት አምሐርኛ ኢዩ :: ጅ, ኘ, ቸ ኩሉ ጊዜ አምሐርኛ ኢዩ ::
@LwamLi-w4e
@LwamLi-w4e 2 ай бұрын
Kenei dyu
@selam5637
@selam5637 2 ай бұрын
@LwamLi-w4e እንታይ ክቀንኦሉ ናይ ሰይጣን ዝመስል ፅፍሪ🤔 ኣነ ሪኢቶይ እየ ሂበ ነቲ ፅብቅ ይድግፎ ነቲ ሕማቅ ካዓ ርእቶይ ይፅሕፈሉ ካብ ዘልልኪ ከም ሃመማ ትፅሕፊ ኣስተውዕልኪ ፅሓፊ
@terhasberhane71
@terhasberhane71 3 ай бұрын
አቅኒክኒ ቤቲ ቀደም እዳሐትነይ ከይደ ዝበላዕክዎ ዘኪረ ደስ ይብል ሰላም አበይ ይርከብ እካዕ አብፀሐና አብፀሐኩም አሜን
@habeshaboss
@habeshaboss 3 ай бұрын
*Behaki Shukorina ikhi haftey mearey ❤️🌹 Ruhus Awde Amet. Deki Hizbey 💯🇪🇷🤝❤️💛💯*
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ምቅርተይ❤❤
@habeshaboss
@habeshaboss 3 ай бұрын
@@AseTeklberhan *haftey mearey ❤️🌹*
@kidanehagos6233
@kidanehagos6233 3 ай бұрын
የቐንየልና ቤቲ ጓል ሓወይ ቀፃሊ ዓመት ምስ እግዚአብሔር ናብ ዝሐሸ ክነብፀሖ ኢና።
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 6 күн бұрын
ኣትዮ በጊዕ ዘይትገዝእሎም ንቤተሰብኪ መስቀል ምድሪ ኣኽ ዋይ ኣነ ቤቲ ሽኮር😂❤❤❤❤
@gezenatips
@gezenatips 3 ай бұрын
ርሑስ በዓል ትጋሩ ኣሕዎት ዓደይ ናይ ኤርትራ ኣዛኻኺሪኩምና❤❤❤።
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
@MelesHadgu
@MelesHadgu 3 ай бұрын
ቤትዋ ኩርዓት ትግራይና ኣፋሊጥኪና ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ላይክ ሸር እዩ እምበይ።
@Seniseniii
@Seniseniii 3 ай бұрын
ደስ ክብል ፁሩያት❤እንኮዕ ኣብፀሐኩም
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 3 ай бұрын
እንቋዕ አብጸሐኩም ዊንታ ጊን ንትግሮዎት ጥራሕ ኢያ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ትብል ዘላ ኩላትናእኮ ሐደ ኢና
@freweynidesta
@freweynidesta 3 ай бұрын
👍🥰🥰🥰🥰እንዃዕ ኣብሐካ ዝሓወይ( ዛሓፍተይ)🙏🙏🙏
@ክብርቲኣብርሃ
@ክብርቲኣብርሃ 3 ай бұрын
ክክክክ እቶም ኤርትራውያን እውን ንዓክም ጥራሕ ክብሉ ከለዉ ሕርቅ ንብል😂❤
@titEye-i2g
@titEye-i2g 3 ай бұрын
ትግርኛ ዳተዛረብካስ ትግራወት ትብል ንኹሉ ትግርኛ ዝሰምዕ
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 3 ай бұрын
@@titEye-i2g እሞ ኪሉ ሰብ በቲ ንስካ / ንስኪ ተረዲኡዃ ዘሎ ንኩሉ ሰብ ይርደኦ ማለት ዲዩ ?
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ ግበሩለይ ብቅንዕና❤❤​@@anbesmebrahtom5560
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 3 ай бұрын
ገጠር ዓደይ ዓዲ ፀባ ደሰሰሰሰ ክብለካ ኮ ሰደት ሕሱም ናዓመታ ናብ ዓድና ይምለሰና ፈጣሪ🎉🎉🎉 ❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@TgLave-si4wl ደምርኒ ህያበይ
@Ilkzhimjtj
@Ilkzhimjtj 3 ай бұрын
ገጠር - አምሐርኛ ዓዲ - ትግርኛ
@atranos2198
@atranos2198 3 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ እንቋዕ ኢና ንብል ዘይሩ ዘይሩ ኩሉ ሓደ ኢዩ። ጎይታ ሰላሙ ይሃበና። ንገድ ነጋዳይ ሕረስ ሓረስታይ ። ተመሃር ተማሃራይ ዝብል ግዜ ሕውስውስ ዘብል ግዜ ይምጽኣልና።
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@atranos2198 ደምርኒ ማዓረይ
@sarahgg783
@sarahgg783 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዲኺልና አሕውሩ እንኳዕ አብፅሐና ናይዓመት ስባት ይብለና ፈጣረ
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 6 күн бұрын
ሰይይይይ ኣደ መኽሰብ ዋሓለ ይዓኺ❤❤❤❤❤
@elilta70
@elilta70 3 ай бұрын
ሩሑስ አውዳአመት ይግበረልኪ ቢቲ ሃይላይ አቅኒእክና🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@elilta70 ደምርኒ ህያበይ
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 6 күн бұрын
ቤቲ ሽኮር ጓል ዓደይ ጓል ፋፂ ዲኺ😂❤❤❤❤ ባህሊ ዓድኺ እውን ብደንቢ ኣፋልጥና ጓል ጀጋኑ ሽኮርርርር❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbehamTeame
@AbehamTeame 3 ай бұрын
ቤቲ መስቀል አብ ዓጋመ ዳላ ከመይ ፀኒሑኪ ብዛዕባ አቦኪ ገብሪሃኒስ አዲክን ሐትነይ ኩሉ ጉዜ እየ ተልዕሎም ምስ ቤተሰብክን ሐፍትክን ብሰላም አራከበኪ ንቀሽን ፃርቃንን ሰላም በልዮም
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 3 ай бұрын
እረረ ቤቲ ሃይላይ ለካ ጓል ዓድና ❤ኣሰይ ፁሩያተይ እንካን ኣሕቢሩ ኣብፀሐኩም🎉❤🎉
@atsedegodefa9732
@atsedegodefa9732 3 ай бұрын
እንኻዕ አብፀሐኩም ኩልኹም አብሰደት አብ ዓድ ዞሎኹም ተጋሩ ነብርሃነመስቀል ደሙሩኒ ክብራተይ
@موودعس
@موودعس 3 ай бұрын
ደስ ባህሊ ሃገረሰብ 💞 ቤትዋይ ንምልእ ቤተሰብኪ እድመ ጥዕና ይሃቦም ፈጣሪ 💞
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 3 ай бұрын
እንቆዓ ባዐል መስቀል ንኹሉኽም ይሕዋአተይ ተጋሩ ይግበረልኩም : ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና : love 💝💐⭐️💥🙏🏽✌🏽
@MohammadMohammad-ix4uy
@MohammadMohammad-ix4uy 3 ай бұрын
ኣሜን ዛም ኣሕዋተይ ንዕኩም እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤
@RahelEndalw
@RahelEndalw 3 ай бұрын
ኣሰይ ተዓድልክን እንካዕ ኣብፀሐክን ናይ ናይ ዓዲ ኩሉ ጥዑም
@ምብራቅምስራቅ
@ምብራቅምስራቅ 3 ай бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩም ቡሩክ ዘመን🙏🌿🌿🌿ግን ኣቅንእኩምኒ ስደትና ዝሓፅረሉ ዘመን ይግበረልና🙏
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@ምብራቅምስራቅ ደምርኒ ማዓረይ
@rigattesfamarim874
@rigattesfamarim874 3 ай бұрын
Beti nfati mekberit seba anda hagoy azekirkni. Rubus beal mesqel ygberelkum❤🇪🇷😍🥰
@esseymera1683
@esseymera1683 3 ай бұрын
ቤቲ ሽኮርር ደስ ዝበል ባህሊ ዓደና ኣዘኪርክና❤❤❤
@TesfamaryamMhretab
@TesfamaryamMhretab 3 ай бұрын
ሄሉ ክብረት ይሃበልና ኣብ ዓድና ዝውዓልና ገርክና
@shalom5798
@shalom5798 3 ай бұрын
እዋይ ቕልዋ ሞቕሎ ፡❤❤❤፡ ክጥዕም ኣታ ንቀደም ዶኽብል?😊😊😊
@Mimisyum2813
@Mimisyum2813 3 ай бұрын
ገጠር ተቃበልቲ ጋሻ ደስ ክብል ቦታኡ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝብና 🙏🥰🥰🥰🥰
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 3 ай бұрын
አሜን/3ሓብሩ እንኳዕ አብፀሐና ፅርያት ንዓኽቱኹም ይመሰለና❤❤
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 3 ай бұрын
ደሰሰሰሰ ክብል ኩሉ ነገሩ❤ተጋሩዋይ❤
@Alemxewar-t4n
@Alemxewar-t4n 3 ай бұрын
ገዛና ስድራና ኣዘካኪትክና ቤቲ ሃይላይ ሺኮር እንካዕ ኣብጽሓኩም ኩቡራት ወለዲ ❤❤❤
@OliverHagos-w6w
@OliverHagos-w6w 3 ай бұрын
ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ደስክብል ቤቲየ ዊንቲ ዓዉቾ ሽኮሪናታት ኣሕዋተይ ደስክብል ደስክትብሉ ❤❤❤❤❤❤
@mulugetaZewde-sf4gz
@mulugetaZewde-sf4gz 3 ай бұрын
ዓድና ሓላለል ኣበኡ ከለኪ ደኣ በራክ ዘይመራኣክና ሄሎ ሽኮር ❤❤❤🎉🎉
@tkh4049
@tkh4049 3 ай бұрын
What a lucky family!! That’s so sweet.
@tsiyongebreanenya6771
@tsiyongebreanenya6771 3 ай бұрын
እኻዓ ኣብፀኪን ኣሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤
@Ermi
@Ermi 3 ай бұрын
ሄሉየ፣ እቲ ኣብቲ ፊትኩም ዝረኣየኩም ጎቦታት ኣግዓ ጠርቀን ከባቢኡን እዩ። ኣብኡ ኮይነ ንፋጺ ብማዕዶ ይሪኣ ኔረ። እንቋዕ ሓጎሰኪ ኤለና ሽኮረይ መዓረይ። የፍቅረኪ'የ ❤💕🌹💋።
@مبرتاثيوبيا
@مبرتاثيوبيا 3 ай бұрын
ውይ ዓደይ ሃገረ ሰብ ኣናፊቅኽኒ ቤቲ ሽኮር
@richochewa1640
@richochewa1640 3 ай бұрын
Amen Enquae Abtsehena Abtsehekum Shekorinatat ❤❤❤🙏🙏🙏
@GfGcf-fq5bv
@GfGcf-fq5bv 3 ай бұрын
ኣሰይይይ ዓድና ጥዕም❤❤❤🎉
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@GfGcf-fq5bv ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
@SirAbu-x3o
@SirAbu-x3o 3 ай бұрын
So beautiful life , we have rich culture tigrina I am eritrean and I am do proud to see my culture in Easter in tigray or in Eritrea ❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@SirAbu-x3o ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ 🥰
@MakdaAm
@MakdaAm 3 ай бұрын
bitiye chfrki ma ktsrhi ayneberkn ngetr endakedks kem winta zeytkoni bterefe nay selestikum adnakit eye enke abtsehekum❤❤❤❤❤
@galtgray_12
@galtgray_12 3 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ብብል ብሓቂ ሎምስ ከዓ ዝያዳ ናፊቀ😢
@jerusgeb4791
@jerusgeb4791 3 ай бұрын
Thank you Helen this was a great content❤️💛
@Hech-vq2tx
@Hech-vq2tx 3 ай бұрын
እዋይ ተጋሩ ክትሹኩራ መዓት ኢክን ፡ ማራ ኬፍ ኣለክን , ኣብ መጻኢ ሽማግለ ክሰድድ ኢየ።
@Awet355
@Awet355 3 ай бұрын
ንደማመር ♥️🙏
@annopyjvvcfhtuo536
@annopyjvvcfhtuo536 3 ай бұрын
ቤቲ ለካ ጓል ዓድና ኢኪ😅 ደስ በሃልቲ ከኣ❤
@jjgghh3724
@jjgghh3724 3 ай бұрын
ዳላ ሒዝክዬም ከይድኪ ይመቸኩም❤❤❤
@ትግራይ21
@ትግራይ21 3 ай бұрын
አሜን እንኮዕ ኣሕብሩ አብፀሐና እንቋዕ ግእዝ እዩ እንኮዕ ትግርኛ እዩ ክልትኡ ይባሃል እዩ አብ ብካባብና
@سميرهسميره-ص5ز
@سميرهسميره-ص5ز 3 ай бұрын
ኣሜን (3)🙏❤❤ማዓረይ❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 3 ай бұрын
ቤቲየ ሸኮር ኣንኳዕ ኣብፅሕና 🎉🎉❤❤❤
@FanaaFana-km9bf
@FanaaFana-km9bf 3 ай бұрын
ርሒስ በዓል እንቃዕ ኣብፅሐኩም ❤🙏❤
@ertria5686
@ertria5686 3 ай бұрын
ዘዕበየና ጉስነት ኣዘኪርክና ቤቲ ሽኮር❤❤🎉🎉
@semhalsara2133
@semhalsara2133 3 ай бұрын
ዓወት ሸኮር ❤❤❤❤❤ቤቲ ሸኮር❤❤
@ابويحي-ل1ل
@ابويحي-ل1ل 3 ай бұрын
ደስ ክብል ተዓዲልኪም 🎉🎉🎉🎉
@Haregte
@Haregte 3 ай бұрын
ኣሜን ዊንታየ እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና🎉🎉🎉🎉🎆🎆🎆✝️🙏
@merhawitteame7666
@merhawitteame7666 3 ай бұрын
Bmejemerya nkulu amenti krstyan enqae nab branmesqelu abxehena❤! KalAy tegaru tray aykonun seabtkin slezi bzuh eritrawi seabi alekin. Enqae abxehana elkin hlif kitblA tkiEla neyrkin ekin wey tegarun fetewti tegarun azewtra❤❤ Beti abay seb
@Niguse-l7o
@Niguse-l7o 3 ай бұрын
ቤትዋ ብሓቂ ደስ ይብል እንካዕ ኣብጸሐኩም
@dchfdvhh6757
@dchfdvhh6757 3 ай бұрын
Amen Amen heluye gal hawboy adenaa shkor
@MkVg-b6y
@MkVg-b6y 3 ай бұрын
ዓድና ኣናፊቅክና ቤቲ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 3 ай бұрын
ቤቲ ንገሬ እሙን ክትማልእዮ ነይሩኪ ኮሎ ታድንዃን ክትማልኡዋ ነይሩኩም ብዘረ ፋፂ ምስ እነዳ ተወለመድሂን ከባቢአን ትዝዝዝዝኢሉኒ 🎉🎉🎉🎉❤❤ንዓድና ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaraSaa-le1oo
@SaraSaa-le1oo 3 ай бұрын
❤❤❤ኣሜን 🎉ኣሜን 🎉ኣሜን 🎉 እሕብሩ እንቃዕ ኣብፀሐና ንኹላትና ቤቲየ ሸኮርርር እንቃዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ ባዓል መሰቀል ይኹነልና❤❤🎉🎉❤🎉
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 ай бұрын
ቤቲ ሰብቲ ገሬየ😂ዊንታ ሰብቲ ማግየ😂ሃዘዝስ ዓዉት ታዋይ እዩ ዝኮነሎ😁ሶ ይፍትወኩም እየ ሸኮራተይ❤🥰
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 3 ай бұрын
እንኻእ አብዐሐኾም ሔለነይ❤❤❤
@FurtunaBeraki
@FurtunaBeraki 3 ай бұрын
Aseyyy biti hafiteyyy eka biselam terekebeti🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@rishane9576
@rishane9576 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ክብለካ ሂወት እኮ ኣብ ገጠር እዩ
@ternpeamarcan794
@ternpeamarcan794 3 ай бұрын
ቤቲ ቅመም እንቋዕ አብፀሐኪ ❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 3 ай бұрын
አስይ ደስ ክብል ሙቁራተይይይይ 🥰🥰🥰
@berhanalami806
@berhanalami806 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤
@SemharTeferi
@SemharTeferi 3 ай бұрын
❤❤❤ form eritrea
@Mariy-k6j
@Mariy-k6j 3 ай бұрын
እንቋዕ ኡ ዝባሃል ብዓድና ለከስ ጓልዓደይ 😁🥰🥰🥰🥰 ጉለምኻዳ❤
@ርብቃ
@ርብቃ 3 ай бұрын
ውይ ደስ ክብል ተአዲልክን ❤❤❤
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 3 ай бұрын
Ohhhh, we are so glad to see our culture, however missing a lot!
@موودعس
@موودعس 3 ай бұрын
አናፍቅክኒ ዳቦ ሓጎይ ተርእኒ 💞
@Asi4394
@Asi4394 3 ай бұрын
Azakakirkna beti shkorr. Swa adna kabzeyseti newih gze koynu . Miss it 😮
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 3 ай бұрын
ሄሉ ( ቤቲ) ጽብቕቲ እንቛዕ ኣብጸሐኪ ምስ ምሉእ ስድራኺ። ኣብ ስራሕኪ ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ😊 ። እንታይ ክብል ደልየ፡ እተን እንቛዕ ፡ እንኳዕ ዝብላ ቃላት ብኹሉ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። ግን እታ እንቛዕ ትብል ቃል ብዝያዳ ዝውትርቲ ኢያ። ብዝተረፈ ን ኣያያ ጆኬር ሓደራኺ ን ቤቲን ገሬን ኣመርዕዎም ወይ ከኣ ጠቅሊልካ ኣባትኮም በልለይ።❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@okbazgiherhaile8174 ደምርኒ ወለላይ
@zaidnegussie6550
@zaidnegussie6550 3 ай бұрын
ኣሜን
@TDLF-ek7if
@TDLF-ek7if 3 ай бұрын
Shecor eki bteya I miss tigray I don’t even know tigray but I love my mom and dad that’s why I love tigray
@سلطانالشهري-غ8ر
@سلطانالشهري-غ8ر 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ደቂ ሓ/መሬት ትግራይ ይመችኩም❤❤❤
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 3 ай бұрын
እንዃዕ ኣብፀሐኪ ቤቲ❤
@ዓርሞሸሽ
@ዓርሞሸሽ 3 ай бұрын
በቤቲዬ ብጣዕሚ እዬ ዝፈትየኪ ሸውኪኩልግዜ እዬ ዝከታተሎ ናይ ሎሚ ድማ ዝበለፀ ጌርክዮ ዓድና አናፊክና በርትኢ ካብ ቶሮንቶ።
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 3 ай бұрын
ቤቲ ሓባብ😂 እንካዕ አብፀሓኪ ክዳንኪ አስተካክሊ ፍርቂ ጡብኪ ናተርአየ ከክንዳኪ ንሓፍር አለና ወይለ ሻርቢ ሽፍን😂❤❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 3 ай бұрын
ንዂሉ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ አብፀሐኩም ንድያስፖራ ተጋሩ አሕዋትና እዉን.❤❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 3 ай бұрын
@@tesfayhailu700 ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
@frefre2238
@frefre2238 3 ай бұрын
BZELEWO ZKORIE ZHEBEN SEB ❤❤❤❤WAWW
@faidaiibrahim6697
@faidaiibrahim6697 3 ай бұрын
Beti shukor bless you Gere Emun Abey gedifkio just for fun😂😂😂😂 looking good 🎉🎉🎉
@brhaneye
@brhaneye 3 ай бұрын
ርሑስ በዓል ይግበረልኩም ኣሕዋተይ😊
@menkemtg6761
@menkemtg6761 3 ай бұрын
Okay Fatsi dbehal Adi nice
@mikeal672
@mikeal672 Ай бұрын
Good job helu haftna
@HadidaRiee
@HadidaRiee 3 ай бұрын
ግን ናብ ዓዲን ከትከዳ አንተለክንን ተቆንንኺ ፅፍሪ አንታይ ገባሪ አዩ
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 ай бұрын
ደምረኒ ወለላይ❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 3 ай бұрын
Tsfri da serah mebakori eyu 😂😂
@Tesgabrhanaregwi
@Tesgabrhanaregwi 3 ай бұрын
እንደዒ ወደይ ዘይናተን ፀጎርን ፀፍርን ተሸከመነሰ ናብ ወለዲ ንቲ ዓዲ መሰልክን ዘይተክዳ
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ምቁራት❤❤
@amennasr3191
@amennasr3191 3 ай бұрын
ቤቲየ ደስክብል ዓደይ አዛካ ክርኪኒ ቤትየ ፍቃዳ ድዩ ትቦታ
@kahsaywedey3762
@kahsaywedey3762 3 ай бұрын
ፅቢቅኪ ሎሚስ🎉
@AAb-sj2ys
@AAb-sj2ys 3 ай бұрын
ቢቲ ሽኮር ዓሳድዋ❤❤❤❤
@መሪ-የ7ቸ
@መሪ-የ7ቸ 3 ай бұрын
እሰይይ ፁሩያት❤❤❤❤❤
@Frehiwet6246
@Frehiwet6246 3 ай бұрын
ቤቱ ናብ ዓዲ ክትኸዲ እንተለኺ ተቆኒንኪ ባሕሊ ዓጋመ ብደንብ አፋልጡ በለስ ከመይ ገይርካ ከም ዝወርድ ገዓት ንጎሆ መስቀል ንምንታይ ከም ዝጋዓት እንዳጋዓትኪ ጸብሒ ናይ ጥሕሎ ከመይ ከም ዝስራሕ አብ ሰፍኢእንጀራ ንምንታይ ይቅረብ እታ እንጀራ ንምንታይ ተገልቢጣ ጥዕሎ ይወድቅ ንምንታይከ ትሽዓተ ሰባት ንበልዕ በሓደ መአዲ እዚ ኩሉ ምስ ትርጉመ አቅርብዮ ባሕሊ ዓጋመ ብሓቂ ጓል ጉሎምካዳ ዓጋመ ብምኳነይ እኮርዕ እግዚአብሔር ይመስገን ፍሉይ ባሕሊ አለና
@brhaneye
@brhaneye 3 ай бұрын
ኣነ ዓዲ ምስ ኣተኹ ክሰርሖ እየ 😊
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
BM interviwe master
26:26
SAMRO ENTERTAINMENT
Рет қаралды 62 М.