🛑 ምስ ሓፍተይ ተራኺብና- ኣነን ስድራይ ናይሓጎስ ነቢዕና- ንዝሓገዝኩሙኒ ኩለኹም የኽብረለይ

  Рет қаралды 199,177

ጋመ Game..Entertainment

ጋመ Game..Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 2 600
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 ай бұрын
ቤቲየ እንቛዕ ደስ በለኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ብስራት❤❤❤
@ሰላምልዕሊኩሉዝድለ
@ሰላምልዕሊኩሉዝድለ 4 ай бұрын
Congra
@Sel_Sel1763
@Sel_Sel1763 4 ай бұрын
Neshu abza tehteka hanti haftena Hawa zetefa alo bejakum mis Betty tehababirkum hagizwa mis Hawa niktrakem fetinela 🙏🏽
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 4 ай бұрын
ነሹዋይ❤❤❤
@سميره-ه8غ
@سميره-ه8غ 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigreweyti
@tigreweyti 4 ай бұрын
❤❤❤
@bereketissak3344
@bereketissak3344 4 ай бұрын
እንካዕ ሓጎሰክን ኩልኩም ስድራ ከምኡ ድማ ብኣካል ትራከባሉ ግዜ ይፍጠረልክን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 4 ай бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤
@eritreaweteyeeritreaweteye8589
@eritreaweteyeeritreaweteye8589 4 ай бұрын
@bereketixsak3344 Ked Agame አንተም እኾ አጋሜ ነህ።ኤርትራ ባንዲራ እየተጠቀምኽ ኤርትራዊ ለመምሰል ነው?? ቅማላም
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 4 ай бұрын
Kid Agame
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 4 ай бұрын
@@bereketissak3344 💚
@habeshaboss
@habeshaboss 4 ай бұрын
@eritreaweteyeeritreaweteye8589 *Teref Dergi Selassie Deki adgiAmharay. We Real Eritrean Love Tigray . 🇪🇷🤝❤️💛*
@TitiAgameTigiray
@TitiAgameTigiray 4 ай бұрын
እንቋዕ ኣራከበክን ወለላይ 😢 እስመ ኣልቦ ዘይሰኣኖ ለእግዚኣብሄር🙏😢😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 ай бұрын
ደምርኒ
@samerasamer3870
@samerasamer3870 4 ай бұрын
ተመስገን ቤትየይ🎉❤
@ድሉውየንኤረይ
@ድሉውየንኤረይ 4 ай бұрын
ቤቲ ሓፍተይ እንቃ ደስ በለኩም ሎሚ ብድምጺ ጽባሕ ውን ብኣካል ትረከባሉ ግዜ ይግበረልኩም❤ ከምቲ በቲ ትገብርዮ ፊልሚ ንስሕቆ ኣብዛ ሓጻር ሓጎስኪ ሓጎስና ብንብዓት ታሓጺብና ደስ ኢልና እንቃዕ ሓጎሶኩም ንመላእ ስድራቤት ❤ ለከ ሰብ ፍኽ ተበለ ጽቡቅ ከምዘሎ ይመስለና ብዝኮነ ክንደይ ሰብ ኣብ ከመዚ ኩኖታት ከምዘሎ ፍሉጥ ዩ 😒 ንዝተረፈ ህዝብና ከምዚ ሓጎስኩም ዝሕግሶም ይግበሮ ፈጣር❤ ቤተይ ካኣ ንፈትወኪ ኢና ኣብ ኩሉ ትገብርዮ ሞያክን ጥዕናክን ፈጣራ መሊኡ ጥዕና ይሃብኪ በርትዒ❤
@mesi-y2h
@mesi-y2h 4 ай бұрын
❤❤❤
@Nini.Asmara
@Nini.Asmara 4 ай бұрын
I Thanks God 🙌 I. am Eritrean. We love you so much.🇪🇷❤️❤️ congratulation
@Fds-b6m
@Fds-b6m 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 4 ай бұрын
እንኳዕ ሓጎሰኪ ቤቲ ስድራቤት ገሬ እሙን ብዝኮነ ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብዓቢኡ ካኣ እዛ ለካሚትና ገምጃዕ ኢትዮጵያ ተጋሩ ንቕሑ
@ayahans
@ayahans 4 ай бұрын
😂😂😂 ገምጃዕ ኢትዮጵያ
@Functionalism-n7l
@Functionalism-n7l 4 ай бұрын
እወ ረሳሕ ኢትዮጵያ
@iloveyoujesus6986
@iloveyoujesus6986 3 ай бұрын
😂😂😂😂
@thomasgebreslase7681
@thomasgebreslase7681 3 ай бұрын
ተስፋ ንገብር ክማሃሩ ጉርነትናና ተኣማሚና ተኸባቢርና ብሰላም ክንነብር ከምደላዮም ብናይ ትግራይ ታሴራ ክኣትው ክሰርሑ ከፍቀደሎም ይምነ ምኽንያቱ ህንጻን ፋብሪካታትን ወደባትን ምንቅሰቃስ እንተጀሚሩ ጉልበት ሰብ ከድልየና ኢዪ ኣምላኽ ፍቅርን ሰላም የውርደልና
@AshenafiAtaklti
@AshenafiAtaklti 3 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ቤቲ ሓፍተይ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ኢሉኒ 👍👍👍👍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samilove8693
@samilove8693 4 ай бұрын
አንቃዕ ሓጎሰኪ ቤቲ ሓፍትና 🎉❤❤❤
@EfremAsli
@EfremAsli 4 ай бұрын
እንቃዕ ሐጎሰኪ ቤቲ ሓፍተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FthawiYaqob
@FthawiYaqob 4 ай бұрын
I m from eritrea🇪🇷🇪🇷 እንቋዕ ሓጎሰኪ ቤቲ ሃይላይ
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 4 ай бұрын
ኣሰይ እልልልልልልል እንቛዕ ሐጎሰኪ ሄለን ጓለይ ተመስገን ፈጣሪ ሕጂ ኸኣ ገጽንገጽ ይራኽብክን ዝያዳይ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SaGa-qk2ex
@SaGa-qk2ex 4 ай бұрын
እንቋዕ ደስ በለኩም ኩሉኹም ስድራቤት❤❤❤❤😘🙏🙏 ኣበይሞ 13 ዓመት ዳሃይ ዘይብሉ ሓወይ ተዝረኽቦ ሕጅስ 💔😭ኣይ ህሉው ኣይሙውት ሃለዋት ዘይብሉ ክተርፍ ሓውካ ከቢድ እዩ ቃንዛኡ 😭😭💔💔
@Sel_Sel1763
@Sel_Sel1763 4 ай бұрын
Ajoki nab social media amtseyo kemza nay Betty teseleteki , Bettye neshu kulatkum yehwatey neza haftna ka bejakum tehababerwa ayfeletin you kitrekibo Tikal eya kemza nay Betty .enke hagosekum da betty Hayley ❤🎉😊
@MERHAWITHABESHAWIT
@MERHAWITHABESHAWIT 4 ай бұрын
ኣጆኺ
@BrhanGhiwot
@BrhanGhiwot 4 ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ፈጣሪ ፅብቅ ብሰራት የሰምዒኪ 😢❤
@astergoitom4836
@astergoitom4836 4 ай бұрын
Hatny ewen 25 amet gera ala kabti tefe komu kegber ey😢😢😢😢
@TesfagabrTesfamaryam-up1pb
@TesfagabrTesfamaryam-up1pb 4 ай бұрын
አግዚኣብሄር ከም ናይዘን ኣሕዋትና ይግበረልኩም 🙏
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 4 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ሄሉየይ ተመሰገን ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ፅቡቅ ዘስመዐካኒ🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 ай бұрын
ደምርኒ
@MengistabHabtegabir
@MengistabHabtegabir 4 ай бұрын
I m from Eritrea 🇪🇷 we love you Beti shikor ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tesfahiwitbahta3263
@tesfahiwitbahta3263 4 ай бұрын
ኢንኳዓ ኣምላክ ንኪትራከባ ፈቀደ ሙሉኡ ሓጎስ ኢግበረልኪን ❤❤❤
@KhanKhan-ys9yk
@KhanKhan-ys9yk 4 ай бұрын
እስመአልቦ ነገር ዘይስአኖ ለእግዚአብሔር ❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 4 ай бұрын
በስመአብ አነለ ምሳክን ነቢዐ❤🎉😢ንኩለኩም ስደት ዘለኩም ምስ ኩሎም ቤተሰብኩም ተራኪብና ናይ ሓጎስ ንብዓት ክንነብዕ ፍቃዱ ይኩን ፈጣሪ🎉❤😢
@fiyoriteame5636
@fiyoriteame5636 4 ай бұрын
ሄሉየይ እንቃዕ ኣራኸበክን ፈጣሪ ከሙኡ ድማ ዓይኒ ንዓይኒ ንምርኣይ ድማ የብቅዓክን ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዩ ❤❤❤🎉🎉🎉
@brhaneyohannes420
@brhaneyohannes420 3 ай бұрын
Betie we are very happy I would love to thank Almighty God and God bless you guys !!!! ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@dewel.tv.1991
@dewel.tv.1991 4 ай бұрын
እንኳዕ ሓጎሰኪ ዝሓፍተይ ፣ እኔ እርትራዊ እየ ዓባይ ሓፍተይ ግ ን ኢትዮጵያዊት እያ ። ናትኪ ከአ ተቃራኒ እዩ ፣ ዓባይ ሓፍትኺ ኤርትራዊት ንስኺ ትግራወይቲ ፣ እዚ እዩ ታሪኽ ህዝቢ ት ግራይን ህዝቢ ኤትራን ። ብጣዕሚ ኢና ንሕዝን ፣ ዝኾነ ኾይኑ እንኳዕ ሓጎሰኪ ሓቢብቲ !!!
@MerryMerry-fy3ld
@MerryMerry-fy3ld 4 ай бұрын
እንካእ ደሰ በለኪ ኣነ ውን ንዓኺ የምሰለኒ ኣሓተይ 3+ ኣወዳት ኣለው ኣብ ኤርትራ ንኽረኽቦም ኣምላኽ ይሓግዘኒ 🙏😢😢😢🧡💛❤️❤️❤️🧡💛
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 4 ай бұрын
ኣጆኺ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ❤❤
@medhaniearaya2266
@medhaniearaya2266 4 ай бұрын
Amlak dlyetki/ka yhabki /ka Ajoki/ka. Hade maelti kkown EU.❤
@eritreaweteyeeritreaweteye8589
@eritreaweteyeeritreaweteye8589 4 ай бұрын
@@MerryMerry-fy3ld 🤣🤣🤣komalat agame
@aotali8812
@aotali8812 4 ай бұрын
​@@eritreaweteyeeritreaweteye8589ረሳሕ በዓለገ ኢኻ😢
@philimonsiem6366
@philimonsiem6366 4 ай бұрын
እጆኪ ኣምላክ ንመን ኢልዎ ሓቤሬታ ተሂብክና ክንተሓጋገዘኪ ኢና
@MerhawitAbraham-fn8zd
@MerhawitAbraham-fn8zd 4 ай бұрын
አንቃ ደስ በልኪ ዝሓብተይ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን 🙏❤️🇪🇷
@kbriselam478
@kbriselam478 4 ай бұрын
Congratulations 🎉🎊🍾🎈 from Dekemhare Eritrea 🇪🇷
@bsrataregawi7630
@bsrataregawi7630 4 ай бұрын
ሓጎስ ንኹሉ እቃዕ ተራኸብኪ ሰላም የዉርደልና
@BrktiEquar
@BrktiEquar 3 ай бұрын
ቤቲየ ብጣዕሚ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ሓፍተይ ኢኺ እንኳዕ ደስ በለኪ እንኳዕ ምስ ሓፍትኺን ስድራኽን ኣራኸበኪ ወላዲት ኣምላክ ትሓልውኪ፡
@azyeb3119
@azyeb3119 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ሄሉ ሓፍተይ ❤❤❤
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተራኸብኽን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይን ንዓይን የራኽብኽን ወለላይ ኣንብዕኽናና 😢❤
@WadRaka-Raki1
@WadRaka-Raki1 4 ай бұрын
❤ ደጊመ እንቋዕ ሓጎሰኩም ቤቲ ምስ ሰሚራ ፡ እንሻላህ ሓጎስኩም ምሉእ ክኻውን ገጽንገጽ ብሰላም ይመላኣልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@PODCAST-xy5mu
@PODCAST-xy5mu 4 ай бұрын
ኣምላኽ እንቃዕ ሰናይ ገበረልኪ ቤቲ haftey🩵👑🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ 💚💚💚💚🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@micaelaradom277
@micaelaradom277 4 ай бұрын
እንቃዕ አሐጎሰኪ ሽኮሪና ኣምላኽ ይባርኩም ደስ ዝብል ዜና ኣስምዕክና ኣጆኺ ነብእኪ ኣንቤዕ ክና ብሰላም የታሓሕፍቅን ፈታውኺ ተስፋይ ኣርዓዶም ደቀምሓረ
@SdJg-hx5fl
@SdJg-hx5fl 4 ай бұрын
እንኳዕ ኣራከበኪ መዓረይ❤🎉🙏 ምፍልላይ ሑሱም እዩ ኡፍፍ ተነበዓትስ ምስኣ ነቢዐ ማርያምን😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 4 ай бұрын
ደምርኒ
@ርሻንዕባይገጠር
@ርሻንዕባይገጠር 4 ай бұрын
ኡፍ ዋላ ኣነ😢😢
@ዝያዳtube
@ዝያዳtube 4 ай бұрын
Mee To
@kidantube11
@kidantube11 4 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ተራኸብኽን ሄሉዋይ❤❤❤
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን 4 ай бұрын
እንኳዕ ደሰ በለኪ ቤቲየይ ተመሰገን ናተይ ወላዲለ ክረክቦ ተስፋ ኣለኒ ማለት እዩ ከማኪ ይግበረልይ ናዓየይለ 😢😘
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 4 ай бұрын
አበይ ድዮም ዘለው
@Hagush_gal_kiki21
@Hagush_gal_kiki21 4 ай бұрын
የራከብኪ😢 ንዓይ ኮላይ ኣኾይ የራክበኒ እዚ ግዜ😢
@HailegoitomHaile-rr4fb
@HailegoitomHaile-rr4fb 4 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ድዩ ዘሎ
@Meri.2146
@Meri.2146 4 ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ፈጣሪ ይሓግዝኪ
@AasZzx-pv6lx
@AasZzx-pv6lx 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋
@yakob-sr1zl
@yakob-sr1zl 4 ай бұрын
እንቕዕ ደስ በለኪ ቤቲ ሓፍትና
@NaomiAbebe-h9j
@NaomiAbebe-h9j 4 ай бұрын
አነ ብጣዕሚ ዘይፈላለ ሕዝቢ ግደፉ እዞም ዘጓጓህሩ ንክፈላለ በዚ ተማሀሩ ድንገት ዘርኢ ከይህልዎኩም
@kebariberhe2740
@kebariberhe2740 4 ай бұрын
Congratulations beti habtina enqa beselam terakibkini🇪🇷
@EVDESiHF13
@EVDESiHF13 4 ай бұрын
እንቃዕ ሐጎሰኪ ቤቲ ሀይላይ 🇪🇷
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw 4 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ደስ በለክን ምሳክን ነቢዐ 😢
@yordanoskidane9447
@yordanoskidane9447 3 ай бұрын
Betti haftey enkae hagoseki ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐❤❤❤ asey asey Egziabiher nezi kilte Ahwat selam yewurdelu selam eyu zideli
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 4 ай бұрын
እንቋዕ ምስ ሓፍትኺ ኣራኸበክን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@Hagush_gal_kiki21
@Hagush_gal_kiki21 4 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ሄሉዋይ(ቤቲየ)❤️ብሓጎስ ነቢዐ ከም ናትኪ ንዓና ኣኮይ ክንረኸብ😢
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ 4 ай бұрын
እንካዕ ኣረኸበክን ምሳኺን ነቢዐ 😥😍😍🙏🙏
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 4 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ቢትየ❤❤❤
@Tesfalem702
@Tesfalem702 4 ай бұрын
ኣቲ ልዑል ፈጣሪ እንቃዕ ብሰላም ኣራከበኩም ንኩላትኩም ስድራቤት
@MesganaMenasye
@MesganaMenasye 3 ай бұрын
BEtie Haylay enkae Hagosekum Betami Des enuna❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@duhberhe9991
@duhberhe9991 4 ай бұрын
Asey elelele temesgen fetari conga helu shikor ❤️❤️🙏🏽🙏🏽🇪🇷
@eritreaweteyeeritreaweteye8589
@eritreaweteyeeritreaweteye8589 4 ай бұрын
ኺድ ዓጋመ ቆማል
@gideyhaila5302
@gideyhaila5302 4 ай бұрын
Yes አነ ዓጋመ እየ ​@@eritreaweteyeeritreaweteye8589
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 4 ай бұрын
Ata giday hgdf kisha agame ketkitu amicuka ata duhul
@MIKIboy84
@MIKIboy84 4 ай бұрын
Ezi hegdf aykonen Ormo eyu Arku 😂😂
@hanibalisak
@hanibalisak 4 ай бұрын
​@@MIKIboy84ጽቡቕ ኣለኻ እዚ ጋላ ክኸውን ኣለዎ😂 በዛ ጽሕፈት ጥራይ ኮመንት በኪልዋ
@MeazaAregawi
@MeazaAregawi 4 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለንን ብቲየ ማዓረይ ስደታ ሓፂሩ ተራኺብክን እትመፃና ማዓልቲ ንፅበ እና❤
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 4 ай бұрын
እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ምሳክን ነብዕና ፡ ጽቡቕ ናይ ሰብ ዘይሕጎስ ሰብ እዝግሄር ዝጸልኣሉ እዩ። ብዙሕ ኣይትገደሳሎም ናይ ሰብ ነገር ዘይኮነስ ውዕለት ፈጣሪ ይጥዕም፡
@Amanuelfisha-b2k
@Amanuelfisha-b2k 4 ай бұрын
ቤቲዬ እንኳን ደስ አለሽ እኛም የምንወድሽ ደስ ብሎናል አስለቀሰሽን እግዚአብሔር ይመስገን አሁንም በአካል በአይነ ስጋ እንድትገናኙ ፀሎታችን ነው።
@MeseleAmare-l8i
@MeseleAmare-l8i 4 ай бұрын
እንኳዕ ድሸገሮ ርሃዎ መድህን ቀይሕ ኩሉ ይካኣሎ ኢዩ ክእለቱ ካኣ እዚ ኢዩ ፍሪኡ እሞ ተመስገን ንበሎ ንሱ ካባና ካብ ፍጥራቱ ተስገን ኢዩ ዝጽበ ኩሉ ሳዕ መስገንኡ ዝላዓለ ይኹን !!!!!! ኣሕዋተይ ኣምላኽ ከምቲ ብቃል ዝተራኸብክንኦ ብኣካል ትራኻበሉ ሕጂ ውን ኣብ ኢዱ እዩ እሞ ገጽ ንገጽ ተራኺብክ ተዕልላሉ ግዜ የርእየና !!!! ኣሜን!!!!!❤🤝👍🇪🇷
@Peace-j1l
@Peace-j1l 4 ай бұрын
ፍትውቲ ስነጥበባዊት ሄለን(ቤቲ ሓይላይ) እንቋዕ ሓጎሰኪ!! 🇪🇷
@Wedi_eri1962
@Wedi_eri1962 4 ай бұрын
እንኳዕ ኣሐጎሰክን እንኳዕ ፈጣሪ ኣራኸበክን 🥰🥰🫶
@hailehabte8854
@hailehabte8854 4 ай бұрын
እንቃዕ ሓጎሰኩም ሓደ ህዝብይ ብሰንኪ ዉሑዳት ፖሎቲካ ረብሓ ህዝብይ ተፈላልዩ ይነብር ኣሎ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@MebrahtomSium
@MebrahtomSium 4 ай бұрын
እንቃዕ ሓጎሰክን ቤቲ ሓፍተይ እንቃዕ ብሰላም ኣራከበክን
@rosielion684
@rosielion684 3 ай бұрын
Haftey natey enake des beleki Kulu zekealo medhaniealem rediuki des yebelki brekti Haftey ❤❤❤
@MahariteMebrahtom
@MahariteMebrahtom 4 ай бұрын
Beti haftey eqae des beleki💞💞💞💞 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuyoyo798
@amanuyoyo798 4 ай бұрын
ንፍዕትን ግድስትን ኢኺ በቲ! ኣምላኽ ከኣ ከምዚ ኢዩ ዝደልይ! Congratulations to the whole family!
@Mesi-k16
@Mesi-k16 4 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ቤቲየይ እግዚአብሔር ብሰላም የራክብክን❤❤❤
@AwetMosi
@AwetMosi 4 ай бұрын
ሄሉ ሃፍትና እ ንቋዕ ሓጎሰኪ። ኩሉ ኤርትራዊ መንእሰይ ደጋፊኺ ኢዩ።እግዚኣብሄር እንቋዕ ገጽ ሓፍትኺ ኣርኣየኪ ።
@TesfitAndatsion
@TesfitAndatsion 4 ай бұрын
ኣሰይ እንቓዕ ኣራኸበክን ቡሩካት የሕዋተይ አግዚኣብሄር ይመስገን
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 4 ай бұрын
Thank you, God, congress🙏🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 4 ай бұрын
ማርያምን ክንድአፍስ ንብዓተይ ምቁፅፃር አቢኒ😢😢😢😢 ቤቲ ሽኮር እንኳዕ ድስ በለኪ ፅብቅ ብስራት እንታይ ይስአኖ ልኡል እግዚአብሔር ተመስገን🙏🙏🥰🥰❤️❤️❤️
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 4 ай бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@eru5343
@eru5343 4 ай бұрын
me too 😢😢😢😢
@safisafi9067
@safisafi9067 4 ай бұрын
ቤቲ እንኻዕ ሓጎሰኺ ብጣዕሚ ደስ ኢልና እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ከምእውን ዝጠፍኡ ብሰላም ዝራኸብሉ ግዜ እግዝኣቢሄር የምጸልና።
@GirmayKahsay-f7q
@GirmayKahsay-f7q 3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ ዓይኒ ን ዓይኒ ንኽትረኣኣያ ድማ ፈጣሪ ያሓግዝክን
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 4 ай бұрын
❤❤እንቋዕ ብሰላም ኣራኸበክን ቤቲ ሓፍተይ ምስናፍቖትና እዞም ገዛእትና ፈላልዮምና😢😢 ዝሮዝሮ ስለዝተራኸብክን ደስ ኢሉኒ❤❤❤❤❤
@tsionkiflu7261
@tsionkiflu7261 4 ай бұрын
Asey Beti congratulations 🎉🇪🇷
@ZnabGerie
@ZnabGerie 4 ай бұрын
enkae Des Beleki Bietiway ምሳክን ነቢዐ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yordanosg5420
@yordanosg5420 4 ай бұрын
Congratulations all the family from Eritrea 🇪🇷 🎉🎉🎉🎉
@teweldewelu1990
@teweldewelu1990 3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ቤቲ፣ በሳል ሓሳብ አቐሚጥኪ ብጣዕሚ ጎበዝ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን!!!
@gualtsegayhabte512
@gualtsegayhabte512 Ай бұрын
I know how it feel. Anem ahwateuy ab 2016 ab Wikro iye Rekibeyom. Congra ❤❤ Helen haftey❤
@ሊያ58
@ሊያ58 4 ай бұрын
ነቢዐን ኣንቢዐናኒ😢😢😢 ኡፉ እንካዕ ደክ በለክን ኣሕዋተይ🎉🎉 ብሰላም የራክብክን ❤🎉🎉
@Ruta-t1z
@Ruta-t1z 4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉selam የውርደልና ፈጣሪ 🎉🎉❤❤💙💚💙🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷
@habeshaboss
@habeshaboss 4 ай бұрын
🇪🇹👈❌ *No only* ❤️💛👈✔️ 🇪🇷🤝❤️💛 *Ruta Haftena*
@Ruta-t1z
@Ruta-t1z 4 ай бұрын
@@habeshaboss xbuk aleka gn 🇪🇹kndey kllat zhazet ya slezi ms kulu selam ykunelna 🇪🇹🇪🇷maere u bedilomna nay zhalefe fetari alo 🙏🏻selam ykunelna ms kulu 🌍⚖️💞
@habeshaboss
@habeshaboss 4 ай бұрын
@@Ruta-t1z *Yes for me only Eritrea and Tigray is important i dont Care about Ethiopia ! 🇪🇷🤝❤️💛*
@Ruta-t1z
@Ruta-t1z 4 ай бұрын
@@habeshaboss 💊💙💞❤️❤️
@habeshaboss
@habeshaboss 4 ай бұрын
@@Ruta-t1z *Shukorina 😊🌹💯 Gual Tigray*
@veronikatiraj1256
@veronikatiraj1256 4 ай бұрын
am so happy for you Betei 🎉congratulations ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@habeshaboss
@habeshaboss 4 ай бұрын
*We all are Happy haftey mearey ❤️🌹 🇪🇷🤝❤️💛*
@veronikatiraj1256
@veronikatiraj1256 4 ай бұрын
@@habeshaboss thanks Good
@habeshaboss
@habeshaboss 4 ай бұрын
@@veronikatiraj1256 *yes haftey mearey are you Eritrean?*
@veronikatiraj1256
@veronikatiraj1256 4 ай бұрын
@@habeshaboss ya am from Eritrea
@habeshaboss
@habeshaboss 4 ай бұрын
@@veronikatiraj1256 *Me too from which City in Ertrea ?*
@selamabraham5770
@selamabraham5770 4 ай бұрын
Selam nhzbi Eritrean tigrayn amlak bhade nnebrelu gze yfterelna congratulations betu haylay 🎉🎉🎉🎉🎉
@samisolomon8470
@samisolomon8470 4 ай бұрын
ቤቲ አንኮዕ ደስ በለኪ ሐደ ነገር ክነግረኪ ከማኪ ቡዙሕ ኣሕዋቱ ስድሩኡን ዝሰኣነ ኣሎ ሞ በዚ ኣጋጣሚ ናይ ምርካብ ወይ ናይምትእልላሽ ስራሕ ተትሰርሕሉ እዚ ቻናልኪ ፅቡቅ ምመፀ እሊ ይሓስብ
@zxtsf
@zxtsf 3 ай бұрын
ቤላ ቤላ ምኽሪ❤
@samrawittesfay67
@samrawittesfay67 4 ай бұрын
Congratulations Betwa Samri eye 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 kab 🇬🇧
@selamasfaha8250
@selamasfaha8250 4 ай бұрын
Shikorina enqae hagoseki marey ❤🇪🇷
@eritreawit1708
@eritreawit1708 4 ай бұрын
Des zibil congratuletion biti haftey selam yifiterelina fetari ❤❤❤
@AdalEr-y3y
@AdalEr-y3y 3 ай бұрын
Congratulations beti- Eritrea loves you for ever 🇪🇷
@BrhaneBeyene
@BrhaneBeyene 3 ай бұрын
እንዃዕ ኣራኻኸበክን ዘን ሓተይ ኣምላኽ ከዓ ዓይኒ ንዓይኒ የራኣእይኽን ❤
@eliltaaraya4360
@eliltaaraya4360 4 ай бұрын
Congratulations bitey❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Alem123Alem-q9h
@Alem123Alem-q9h 4 ай бұрын
ሰብ ዳአ እንታይ ደሊኺ እንቆዕ ጥራይ ታሐጎስኪ❤❤❤❤❤❤ዓደመን ጥዕናን ይሃብክን
@zidik313
@zidik313 4 ай бұрын
እንቋዕ ሓጎሰኪ ቤቲ ብጣኣሚ ተሓጉሰ ነቢኤ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@WaltaHzbi
@WaltaHzbi 4 ай бұрын
ክብርቲ ስነ ጥበባዊት በቲ ሃይላት እንቃዕ ሓጎሰኪ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መላእ ስድራ ቤትኩም።
@azmaraazmara2505
@azmaraazmara2505 4 ай бұрын
እግዛብሄር ዝሰአኖ የለን እና እንኳዕ ደስ በለኪ ሄለነይ ብሰላም የራክብክን እና ሄለነይ ብስም ድግል ማርየም ክልምነኪ ንዓይ እዉን ሓወይ ዘጠፈአ አሎሞ ናብ ተመልከትኪ እባ አቅርብለይ ክብረተይ🙏 ❤
@Sky20844
@Sky20844 4 ай бұрын
እንቓዕ ሓጎሰኪ ቤቲ ሽኮር ብልጽቲ ኣርቲስት we loves you ፡ እንተ እቶም ክፉኣት ሰባት ኣይትገደስሎም ክትዝክርዮም'ውን ኣይግብኦምን❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shahadsaeed2513
@shahadsaeed2513 4 ай бұрын
Enka bslam arkbkom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@MehariMola-h9p
@MehariMola-h9p 4 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ቤት ሃይላይ ፈጣሪ ታ ይሳአኖ
@AdalEr-y3y
@AdalEr-y3y 3 ай бұрын
Beti- stay strong you are great sister of our Eritrean daughter!
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 4 ай бұрын
ኣሰይ እንኻዓ ብሰላም ተራኽብኽን ቤቲየይ ማዓረይ ዓይኒ ንዓይኒ ለ ይራኣይኽን ዛናተይ ንዓኺ የማሰለና ቤቲየየ ኣነ ለ ሓወይ ካብ ዝጠፍእ 4+ ዓመት ገይሪ ኣሎ ካማኪ ይሓጉሰና❤
@HntsaGslasse-q9s
@HntsaGslasse-q9s 4 ай бұрын
እንኻዕ ደስ በለኺ ደስ በለኹም ደሞ ዓይኒ ንዓይኒ ንምራአይ ንምትሕቁቃፍ ይብቅዕኹም ፈጣሪ 🌼🌼🌿💐🎋
@GhenetGhebremicael
@GhenetGhebremicael 4 ай бұрын
ዋው ቤቲ እንቃዕ ሓጎሰክን 🙏❤️🇪🇷
@sirak15
@sirak15 4 ай бұрын
yeak kab libey tehaguse congra betitu 🎉🎉🎉 from 🇪🇷, 🇪🇷 + 🇻🇳 = ❤
@EruErena
@EruErena 4 ай бұрын
ናይ ታይዋን ባንደራ😂😂😂😂
@Metkelentertainment-h6z
@Metkelentertainment-h6z 4 ай бұрын
ናይ ቬትናም😂😂😂
@nathanaelhani2660
@nathanaelhani2660 4 ай бұрын
😂😂😂
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 4 ай бұрын
ቤቲየ ምቅርቲ እንቓዕ ሓጎሰኩም ኣምላኽ እንታይ ይሳኖ አሪትራዊት❤🎉❤🎉❤
@FtawChannel-ju7xj
@FtawChannel-ju7xj 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤እንቃዕ ደስበለኪ ቢቲዋይ
@salehtaha826
@salehtaha826 4 ай бұрын
Masha Allah good News congratulations
@God-db9vp
@God-db9vp 4 ай бұрын
እንቋዕ ሓጎሰኪ ቤቲ ሓፍትና፡ እግዚኣብሄር ይመስገን።.
@hgf6568
@hgf6568 4 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ኣምላኽ ይኩን እንኳዕ ደስ በለኪ ቤተይ ❤❤❤❤❤
@hailutadesse2230
@hailutadesse2230 3 ай бұрын
🎉ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልክን ቤቲዋይ
@amx1104
@amx1104 4 ай бұрын
ቤትየ ትግራወቲ ሓፍተይ እንካዕ ደስስስ በለኪ ብኣካል ኣምላኽ ተፈቅድዎለ ንክትራኸባ ተስፋ ይገብር💜🙏
JISOO - ‘꽃(FLOWER)’ M/V
3:05
BLACKPINK
Рет қаралды 137 МЛН
ВЛОГ ДИАНА В ТУРЦИИ
1:31:22
Lady Diana VLOG
Рет қаралды 1,2 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 140 М.