ዕብዳን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ

  Рет қаралды 17,318

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

Пікірлер: 214
@Amicogrande1
@Amicogrande1 4 ай бұрын
ኣይትተሓለል መምህር! እምበር ከም ሕብረተ-ሰብ 'ሲ ገለ'ዩ ወሪድና
@user-mo1fs3ty3z
@user-mo1fs3ty3z 4 ай бұрын
ሃውና ኣኪለ ናይ ብሃቂ ተባአ ውሳነ ነዚ ኣርስቲ ክሳብ ህጂ ግዘ ሂቡ ዝተዛረበሉ የለን ኣዚና ኢና ነመስግነካ❤❤❤❤
@dawitlfhabeshatube
@dawitlfhabeshatube 4 ай бұрын
ናይ በሃቂ ክልሻዕ ሕቶ ዝፍትረለይ ዝነበረ እዩ ጽቡቅ እጋላልጻ መምህረይ
@Kebrichi
@Kebrichi 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኣገዳሲ እምበር እንታ ኣኪለ ሓውና ፡ ሓንሳብ ሓንሳብ እኮ እዚ social media ኣብ ዓድና ዘይምህላዉ የሕጉሰካ ንብለሉ ደረጃ በጺሕና ፡ምኽንያቱ ከምዚ ዝበልካዮ ብ% ክንርዮ ከለና እቲ ዘጉህየካ ይበዝሕ ኮይኑ፡፡ ናይ በሓቂ ኣኪለ ደኺመ ከይበልካ ስርሓሉ ብዙሕ ክብሪ ኣለኒ ኣብ ልዕሌኻ ፡ ኣምላኽ ፍር ጻዕርካ ይርኣየልካ ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ልቦና ዘለዎ መልእኽቲ ህዝብና ካብ ንቡር ወጻኢ ንዝጸላእኻዮ ሰፍ ዘይብል ገበን ምልጣፍ ምጽራፍ ተላሚድናዮ እቶም፡ዝጻረፉን ጽዩፍ ቃላት ዝዛረቡን ከም መብልዒ እንጀረኦም ኮይኑ ክንደይ ሰብ ልቡ ተሰይሩ ኣሎ ምረት የውርደልና እዘን ክፍሊ ኣካላትክን ቀላሊዕኽን ትስዕስዓን ጽዩፍ ቃላት ትዛረባን ድማ ጽባሕ ጣዕሳ ኣለዎ ደጊምክን ሕሰባ Thank you ሓውና ስለቲ ኣገዳሲ መልእኽቲ ቀጽል ❤
@solomonliza
@solomonliza 4 ай бұрын
ኣገዳስን እዋናውን ምኽሪ ኢዩ 🙏💙
@akberetafom7234
@akberetafom7234 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኣኪለ ሓወይ እዘን የሕዋትና ዓቢደን ኢየን ዘለዋ እቶም ትክተልወን ከኣ በጃኩም ሓንቲ ጓል ቆረርጽ ተከዲና ክትመጽእ ከላ ጽቡቅ ካብ ምባል ዓገብ ምባል ልመዱ፡ ኣመዛዚኑ ኣስተዊዕሉ ዘይከይድ ወለዱ።
@sabaasgedom3290
@sabaasgedom3290 4 ай бұрын
ደስ ዝብል ንህብረተሰብና ዝሕግዝ ልቦና ዘለዎ ምኽሪ እዩ❤
@nejathashim4219
@nejathashim4219 4 ай бұрын
ስላም አኽሊሉ ብጣዕሚ አገዳሲ አርእስቲ ኢዩ ስለተ ምኽርኻ አዚየ የመስግነካ ንህዝብና ድማ ልቦና ይሃቦ
@huu7115
@huu7115 4 ай бұрын
ብሓቂ አዝዩ ጠቃም ት/ቲ እዩ ዝሓወይ በርትዕካ አስፍሕካ ክትሰረሐሎ አለካ ብጣዓም አብዝ ሕዝ ዘለናል እዋን እቲ ፅያፍ ተግባር ከም ንብር እናከነሉ ይከይድ😢እግዛአብሔር ዓይኒ ልበና ይሃበና ፀግኡ የብዘሐልካ በርተዐልና ❤
@muss5435
@muss5435 4 ай бұрын
ኣነስ ሓደሓደ ግዜ ቤተሰብከ ኣለወን ድዩ ወይ ፈላጢ የብለንን እንድዩ እየ ዝብል።
@almazbokresion9842
@almazbokresion9842 4 ай бұрын
ናይ ብሐቂ 👍
@fitsumgerezgiher3495
@fitsumgerezgiher3495 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳስን ኣተኹሮ ዘድልዩ ጉዳይን መሃርን እዩ እሞ ኸማኻ ይብዙሑልና ኣጆኻ ቀጽሎ ።
@Hadas2109
@Hadas2109 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእክቲ ኣኪለ ሓወይ::
@SAbrha
@SAbrha 4 ай бұрын
Very interesting topic✔️
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 4 ай бұрын
ኣክሊሉ ክብረት ይሃብክኣ ዓገብ ዘድሊዮ ኢዩ ።ሕብረተሰብና መታን ክንሕሉ፡ቀጽሎ❤
@user-zx7hd7qi9e
@user-zx7hd7qi9e 4 ай бұрын
ፅቡቅ ምኽሪ እዩ ክቡር ሓዉና ቀፅለሉ❤
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ናይ ብሓቂ ከምቲ ሕብረተ -ሰብ ክትሃንጽ ትጽዕርዎ ዘለኹም ዓገብ ክትብሉ ከለኹም ገለ ሰማዒ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም ካበይ ኢዮም መጺኦም የተሓሳስብ ኢዩ። ቀጽሎ ብሩኽ ሰብ 👍👌🌹🤩😍
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 4 ай бұрын
ኣይናይቦና ኣይናይዴና ጭዋ ባህልና ክብረትና ኢዮሱስ ክርስቶስ ብምሕረቱ ይጠምተና.ዘሕዝን ግዜ በጺሕና
@goitommehari3923
@goitommehari3923 4 ай бұрын
ኣክሊሉ ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ ኢዩ ከማኻ ይብዙሑ እቶም ኣብ ገፊሕ ኪይኖም ሰብ ዘዳናግሩ ዘለዉ ልቢ ያህቦም እምበር ሰብ ካኣ ክፍልጦም ተስፋ ንገቢር
@stellagirma8312
@stellagirma8312 4 ай бұрын
Kemaka ybzah kbur hawna xbuk tmhrti Edmen Tenann🙏🙏🙏
@aziebtefferi6376
@aziebtefferi6376 4 ай бұрын
Important subject ! You are the voice of reason and wisdom brother Aklilu. Thank you for teaching our ppl how to behave. Law of the jungle is the order of the day and our ppl lost their way! They were lucky enough to come to these western countries and yet they create nothing but chaos instead of going to school and taking advantage of the opportunity they have. We are the people of honour and respect for heaven sake! What we are seeing and hearing is really unbelievable and shameful to say the least! For the most part , I think women are being exploited by men for exposure and financial gain and these women are really clueless. These ppl are ruthless and will do anything to make money at other ppl’s expense without hesitation! What is the point of having a platform if it is not being use for good and for the betterment of YOUR society!🙏❤️
@Akiy4317
@Akiy4317 4 ай бұрын
ብሓቒ ኣገዳሳሲ እዩ ሓሳብ እዩ ይቐንየልና እተኾነ ዝበዝሐ ሕዝብና እውን ኣብኡ ምርኣይ እዩ ዝፈቱ ካብዚ ክወጽእ ከአ ቪድዮ ስርሓልና ክብር ሓው
@MaikoWeldu
@MaikoWeldu 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ገሳጺት መልእኽቲ ኢያ፡ ከምዚ ዝበልካዮ ብክፋላት እናገበርካ ክትሰፍሕ ዘለዋ ኣርእስቲ ያ የቀንየልና ቀጽለልና።
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኣኪለ ሓወይ ጅግና ናትካ ቪድዮ ጥራየ ኩላ ዝውድኣ ስጋቦይ። ❤❤❤❤❤❤
@bettyasrat8671
@bettyasrat8671 4 ай бұрын
Kbret yhabka Kubur Hawi tebarek, semae yrkeb abi tmrti eka tmihir zeleka kem Habreteseb tefiena ena zelena Fetar ytearekena Thx bro 🙏❤️❤️❤️
@efrembahta6040
@efrembahta6040 4 ай бұрын
ኩብር ሓው አክሊሉ አዚ ጉዳይ ነዊሕ ሱር ሰዲዱ ኣሎ በጃኻ ዓትብካ ሒዝካ ደጊምካ ደጋጊምካ ምጽና ብዙሕ ስብ ስርሑ አንዳ ሰርሐ ብሰንኪ ይሕዋቶም ዝጻረፉ ኣብ ሚድያ ኣብ ስትረስ ይኣትው አለው : ክምቲ ኣቦታት ዝብልዎ ዓሻ ግርም ኣሎ ቤተሰብ ዓሻ ግን ሓሲምዎ ኣሎ አዩ ዘሎ
@dejenhagos2682
@dejenhagos2682 4 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ኣብ ልብና የሕድሮ
@tesfazghibelay7702
@tesfazghibelay7702 4 ай бұрын
Kemaka ybzuhu kubur haw Aklilu Aytitahalel
@danieldttesfaye
@danieldttesfaye 4 ай бұрын
100% ልክዕ ኣሎኻ ዝሓውና የቐንየልና።
@user-ue3nj6vu1n
@user-ue3nj6vu1n 4 ай бұрын
❤❤mekerkan hagezkan ayefeleyna kubur hawey .
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 4 ай бұрын
Wawwwwብሓቂ ዝጽበያ ዝጸናሕኩ መደብ ሰሪሕካ ሓውና ኣኽሊሉ እዛ ኣርእስቲ ብዙሕ ኣዕናዊ ጨንፈር እዩ ዘለዋ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ እንዲካ ግን ሓደራ ኣስፋሓያ እቲ ዘሕዝን ናይቶም መንእሰይትሲ ደሓን ናይቶም ብፍላይ ናይተን ዓበይቲ ኣዴታት እዩ ዝገርም ብዝኮነ ሕ/ሰብና ጽብቅ የለናንንንንን!!! Thank you Dear Aklilu 💯💯💯💯🌷🌷🌷🌷
@ellena5652
@ellena5652 4 ай бұрын
You're right dear bro I'm working with Indian companies appreciate them everything their clothes,cousins & respect each other's thanks for your advicel❤❤❤❤❤
@abdelwasieibrahim6039
@abdelwasieibrahim6039 4 ай бұрын
Huge respect brother. Keep up the good work ❤
@QuaMugabe
@QuaMugabe 4 ай бұрын
መጀመርታ ኣኪለ ኣብ ስራሓካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ይምንይልካ ሓልፍነት ወሲዳ ከምዚ ኢልካ ዓገብ ምባልካ ናይ ብሓቂ አዚ ሰብኣውነትካ ዝገልጽ ኢየ ነዚ ሰሚዑ ካ ክእረመሉ ተስፋ ይገብር
@amineraki6139
@amineraki6139 4 ай бұрын
Thank you its important at these time Aklilu you are well advanced persen❤❤❤...iam proud of yöu
@hallelujaymesgen736
@hallelujaymesgen736 4 ай бұрын
Bzah Bzah Bzah⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🙏🏽🙏🏽
@AmanArhe
@AmanArhe 4 ай бұрын
~~Haw Akle ናይ ብሓቒ...ሕጹጽን ኣገዳስን ምኽርን ምዕዳን እዩ።እሞ ከይኣመስገንኩኻ ክሓልፍ ሕልናይ ኣይኣፍቅደንን እዩ ብልቢ ኢየ ዘመስግን 🙏። ~~ብናይ ኩሉ ግዜ ምህሮኻን ማዕዳኽን ጥበብን ብልሕን ድለት ብልጽግናን ጽዕርን ተወፋይነትን...ኩሉ ግዜ ንባራኽ ኣሎና እሞ ባኣኻ ገርና ንፈጣሪ ነመስግን! ንዓኻ ድማ ጎይታ ብርሃን ኣእምሮን ሓድሽ ሓይልን ይሃብካ ሓው ኣኽሊሉ! ኣገናዕ🤝!
@user-oc4tf1bo3o
@user-oc4tf1bo3o 4 ай бұрын
ምዕባለ እዩ ዝመስለን እዚ ማለት ከኣ ዘይተማህረን ሃይማኖት ዘይብሉን ሕጊ ዘይፈልጥ ጥራይ እዩ ዝገብሮ
@Itsmewedigere
@Itsmewedigere 4 ай бұрын
Great job from my great Akile. Ane bsnemigbarey ab social media dehan eye zbla nnebsey eta semiom kem zeysemu alewu zbelkaya gn ane hade kabom eye btaemi agedasit medeb kem wetru❤
@okbanegassi3797
@okbanegassi3797 4 ай бұрын
Asey tebarek Tebarek Tebarek Tebarek Tebarek
@weiniteklay4934
@weiniteklay4934 4 ай бұрын
Thank kbor hawen aklelo hawena nkono zalan betame ahsaben nawere enda balo zebayon sdrana tasena klo tkrbo malare ❤❤🙏🙏💯💯
@akberetghebremedhin1750
@akberetghebremedhin1750 4 ай бұрын
Absolutely you are right please continue about this we are lost Eritrea people thank you so much
@weynits571
@weynits571 4 ай бұрын
wey gud frihat AMLAk tefiu bimhiret Ayinu ytemten❤❤❤
@user-fr7rv9hn7q
@user-fr7rv9hn7q 4 ай бұрын
ዋይ ብሃቂ ሃወይ እግዝኣቢሆር ጸግኡ የብዝሃልካ ኣይትትሃለል ቀጽሎ ተገዳስነት ህብረተሰብና ኣይሆብ በርትዕ
@natsa1011
@natsa1011 4 ай бұрын
Very true bless you brother 🙏🥰
@ሰላምኣብኩሉ
@ሰላምኣብኩሉ 4 ай бұрын
ጽቡቕ ምኽሪ ብሓቂ ንነዊሕ ዝጠመተ ሓላፍነታዊ ኣዝዩ ደስ ደብል ቀጽሎ ነዊሕ ዕድመ እሃብካ
@teklehaimnot-zg5mg
@teklehaimnot-zg5mg 4 ай бұрын
Bravo Akllu Hawye kemaka yubuzu. Kebrte yhabeka amelake
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 4 ай бұрын
መምህረይ መዓረይ ከምቲ ልሙድ ንብሉጽነትካ ምግላጽ ኣይከኣልኩን ፡። ፈጣሪ ጥዕና ይሃብካ ሞ ክንከስበካ ። keep goning dear
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 4 ай бұрын
ከመይ ተባረኽ ወደይ ኣብ ዚ ከብደይ ከቢዱኒ ዝነብረ ኣንፊስክለይ፥ በል እስከ ሰማዒ ይረከብ ምኽርኻ ግን'ኮ ስራሕን ሓላፍነትን ኩልና ኢዩ'ሞ ብርድኢት ከንስተብህለሉ ተስፋ'ገብር
@asemerttekele9917
@asemerttekele9917 4 ай бұрын
Selam aklilu ezi teblo zeleka hakeka ika ezi kulu emekero zeleka azin ina nemesgeneka edmen tenan yehabka. Egziabher Tsegu yebzehalka aJoka ketselo ika
@selam8217
@selam8217 4 ай бұрын
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ናይብሓቂ መሰረት ዘለዎ ምክሪ ወርቅ ሐሳብ ዝሐወይ ባዕልና ባህልና ምቁርን ጸፍፍን ንዓቅቦ ክብራርት የሕዋተይ ደቅ ሐደ ማህፀን አጃና ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ሕጃዉን ተአረሙ በጀዃትኲም🇪🇷❤️🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷💯🇪🇷❤️
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 4 ай бұрын
ብሓቂ ሾሻል ሜዳ ናይ ጌሊኦም ሓላፍነት ዘየብሎም ኢዮም ብፍላይ ደለይቲ ፍትሒ ንብል ኢና ገዲድና ዘለና ሱዳናውያን ኣብ ኣስመራ ኣውድኣመት ኣዊዒሎ ኢሎም 60ዓመት ኣብ ሱዳን እዳተቀመጥካ የሕፍር እዩ❤❤
@freweinitesfai-vo4bk
@freweinitesfai-vo4bk 4 ай бұрын
Btaemi tsibuq zereba Akile hawna 🙏
@akberethabte3105
@akberethabte3105 4 ай бұрын
ብሐቂ ኣክሊሉ ሐውና እንበር ዶ ኣብ ኤርትራ ዲዮም ዓቢዮም ኢካ ዘብል ምክርካ ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉
@user-yd1wk4te3x
@user-yd1wk4te3x 4 ай бұрын
Willkommen Aklilu Hawuna Xibuk aresti eyu 👍 Gele enteteskoro ezi ab kemu wedku zelo sebna
@hiwets5815
@hiwets5815 4 ай бұрын
Thank you Aklilu Hawna. Thanks for bringing this issues. It is so embarrassing to see our sister dressing that shows their body. Please respect our good tradition.thanks again Brother you deserve respect.
@HiermelaGuesh
@HiermelaGuesh 4 ай бұрын
10q Akile haweyy tebareke nberket kun❤❤❤❤❤
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 4 ай бұрын
Excellent information
@layneteshome7090
@layneteshome7090 4 ай бұрын
መምህር ብሓቂ እዋናዊ ኣርእስቲ ባኣጋ ወጊድ ክንብሎ ዝግባኣና ንባህሊን ልምድን ሕብረተሰብና ዘብልል ተርእዮ እዩ ከይጸልኣኒ ከይትጸልኣኒ ንብልን ብጌጋ ርድኢት መሰል ኣለኒ ከምድላየይ ዝብሉ ቃላት ይስምዑ እዮም ግን ንባህልናን ልምድናን ብምዕቡል መገዲ ክብሩን መበቆልነቱን ከየጥፋእና ነመቅሮ ንከባበር ንፋቀር ዝተጋገየ ድማ ከምዛ ናይ ኣኪለ ሓውና ወጽና ወጊድ ንበሎ ኣነዋሪ ነገር የቀንየልና መምህር ስለ እቲ ተባዕን ማሃርን ልቦናኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@fishiktaameley2645
@fishiktaameley2645 4 ай бұрын
ስላም ክቡር ሓውና ስላምካ ይብዛሕ ❤
@amanuelhaile8579
@amanuelhaile8579 4 ай бұрын
Very important topic thanks brother ❤Social media is an important part of today's world. It helps people stay connected and share ideas, thoughts, and opinions with others in a safe and secure environment. It can also be used to promote businesses, organizations, and causes, as well as to stay informed about current events and trends. But we need more time to understand the opportunities and we have to work hard for this ethnic group.
@user-ri4tz7bl8w
@user-ri4tz7bl8w 4 ай бұрын
I haven't even watched your video yet but I'm so glad you raised this impending issue! Keep up the great job!
@user-oe1pf3dp6y
@user-oe1pf3dp6y 4 ай бұрын
thanku kubr hawey❤
@bnbettytube
@bnbettytube 4 ай бұрын
የቀንየልና ንምክርኻ 🙏👍
@tesfazghibelay7702
@tesfazghibelay7702 4 ай бұрын
Bhaki bhaki Aklilu hawna ygermeka eyu yemesgneka sle zestewalkalu
@akremakrumi568
@akremakrumi568 4 ай бұрын
ከምዚ ከማካ ይብዛህ❤❤❤❤
@user-kv1ur9lf2m
@user-kv1ur9lf2m 4 ай бұрын
Selam kubur hawena betami agedasi zkone melekiti eu kekmaka ybzhu thanks ❤❤❤👍🙏
@RutaWeldeyohannes
@RutaWeldeyohannes 4 ай бұрын
ተስፋ ይግአብር ናብ ሕጊ ከቕርብኦም ዘይ ቡሁል በሃልቲ ስኽሕክሕ እዮም ዘብሉኹ ዋላ እተን ኣንስትን ዝወለዳ ስለዝኾና እየ ኣንስቲ ኢለየን ከፊኤን ዘለዋ ዘይ ሱቱራት
@user-kt6jg9cu3n
@user-kt6jg9cu3n 4 ай бұрын
Nabhaq ewanawi melekti akile hawuna azyu zHfr eyu kezi astomro aziyu adasi eyu thank you so much ❤❤❤
@lemlembereket1847
@lemlembereket1847 3 ай бұрын
Well said🎉Thanks
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 4 ай бұрын
Asbesaaa❤️🙏❤️🙏🙏🙏👍❤️
@kibram6805
@kibram6805 4 ай бұрын
Btaemi xbuk mkriu👏🏾 tebarek🙏🏽🙏🏽 🙏🏽kemaka yebzhalna
@user-ex5dh7ny6v
@user-ex5dh7ny6v 4 ай бұрын
First tanks hanti des tbleni abehahla ala xeadu wey kalot komu ygebru endom fashion endu zbl mara zgermeni gn slemntay ena atehasasbom zeynwesdo nhna eko wuxiet atehasasbana ena bkomu ena kea zeynaebi zelena change our mind set tanks
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 4 ай бұрын
Keep it up we love your lessons…appreciate your time and energy ❤❤❤❤
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 4 ай бұрын
Great job man 👏
@regatghebrihiwettesfahuney5728
@regatghebrihiwettesfahuney5728 4 ай бұрын
Btaemi xbuk tmhrti zseme ayne Leonardo yhabena.
@Africanqueen-se7yr
@Africanqueen-se7yr 4 ай бұрын
Thank u akile hawey xbuk mkri kexlo eka abzi zemena skta nay lemamatn ageb zeymbal ❤
@Africanqueen-se7yr
@Africanqueen-se7yr 4 ай бұрын
Abzi zemena zkefehe negr entelo skta nay lemamatn ageb zeymbal eyu
@aduniagebremedhin865
@aduniagebremedhin865 4 ай бұрын
ኩቡር ሐወይ እ/ሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘበንካ ይባርክ ።ከማካ ዓይነት በሊህ ፣ ቱሁት፣ ሙሑር ሰብ ስለዘለካልና ንኮርዕ። እቲ አርእስቲ ብጣዕሚ ሰፈህ እዩ ።አብዚ መድረክ ተዛሪብካ ትውዶኦን ትእርሞን አይኮነን ።እንተተካኢሉ ናይ ምዝርራብ መድረክ እንተከፈትካልና ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ ብወገነይ።ብዝኮነ ግን ብጣዕሚ የድንቀካን የመስግነካን ።አብ ብዙህ ሰብ ውሽጡ ዘሎ ሐሳብን ህማምን ጋሂን አፍ ስለዝኮንካልና ዘበንካ ይባረክ።
@Solvlove495
@Solvlove495 4 ай бұрын
አግዛብሀር ይባርኪካ አዚ ኣርእስቲ ሚልዓልካ ፡
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt 4 ай бұрын
Nay zemena jigna enkae hawuna konka
@senaithaile5846
@senaithaile5846 4 ай бұрын
As a woman involved in social media, I have come across a lot of dresses that could be considered inappropriate. It is disappointing to see how some women choose to dress. Eritrean women are known for their discipline and we understand the importance of maintaining appropriate behavior, both online and offline. Unfortunately, social media has become a breeding ground for inappropriate behavior.
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@abrehamweldegebreal4754
@abrehamweldegebreal4754 4 ай бұрын
@hakibrhan
@hakibrhan 4 ай бұрын
Egziabiher yhabka zhawey🙏!
@nejatahmed6372
@nejatahmed6372 4 ай бұрын
Edmen tienan yhabka kubur hawna ❤❤pls degagma eza point
@fishiktaameley2645
@fishiktaameley2645 4 ай бұрын
ልቦና ይሃበና ልኩላትና ክቡር ሓውና
@user-zx7hd7qi9e
@user-zx7hd7qi9e 4 ай бұрын
❤❤❤
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 4 ай бұрын
Btaemi subuk tmhrti ketsilo thank u so much 💖 ❤❤
@lukecagethe3132
@lukecagethe3132 4 ай бұрын
Tsbuk aleka Kubur hawna aklilu keslelu . nay lomis nbeynenen zteasa wen aykonan. fulyat yen kemhbretesb kemey elna wedikna kemzelena btami eka thazn..
@Evry252
@Evry252 4 ай бұрын
eten heji zsiesa nebsen kelien zebiam kolu zey kaben zgedu yom kikonu sne sirat gerka yebikayom keman ngad abzi gzie kemaka ybzhu you honest man❤
@amand1474
@amand1474 4 ай бұрын
Great God bless you !!!
@amarwaraba
@amarwaraba 4 ай бұрын
Thanks for important information and topics ❤ for eritria 🇪🇷✅️
@LuckyCharms222
@LuckyCharms222 4 ай бұрын
❤❤❤💯💯💯💯💯🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@hanatadese9465
@hanatadese9465 4 ай бұрын
Yes you are right ❤❤❤❤❤
@genettecle6461
@genettecle6461 4 ай бұрын
Ab Ksadom Gemed ymelsu kemzelewu ayrdeom alo. Mewedatom. Nbska mtfa eyu 😭😭😭😭😭
@seareamanuel6485
@seareamanuel6485 4 ай бұрын
Akile haway ezi hizbi mehsab kab zeykarx 100 yehlifu alo xbuk hasabn eyu thanks ❤
@nebyatali-hx3qw
@nebyatali-hx3qw 4 ай бұрын
btaemi bsul hasab kexlo hawna aklilu .xbah ngho dekom ewtatt sebat ms konu aber ms seanulom aboki kemzi nieru adeki kemzi niera endabelu dawn kgebrwom eyom. slezi pls xbah ngho bdekna keynksess.
@abdelmienmohamed7831
@abdelmienmohamed7831 4 ай бұрын
ጽቡቅ ምኽሪ ቀጽሎ በርትዕ ዝሐወይ ኩቡር ሰብ 👍👍👍
@Slasie
@Slasie 4 ай бұрын
Enkaa bselam mexaka kbur hawna Aklilu.
@fidelmehari9464
@fidelmehari9464 4 ай бұрын
Akile hawey God bless you you are doing great
@segersaunders6701
@segersaunders6701 4 ай бұрын
keep up the good work educating to this who are out of line
ንሰብ ኣብ ግርጭት ብኸመይ ትስዕሮ?
18:34
Aklilu H.michael
Рет қаралды 3,1 М.
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 84 МЛН
Cute
00:16
Oyuncak Avı
Рет қаралды 6 МЛН
#ጵጒሜን#ዘለዎ#ዕምቆትን#
28:49
Sergo ሰርጎ
Рет қаралды 308
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
ተስፋ ምቑራጽ
3:09:51
Filmon T
Рет қаралды 1,4 М.
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 84 МЛН