No video

አብ ኤርትራ እየ ተአሲረ ፡ 7 መራሕተይ ነበሩ ንክርሸን ዝፈረዱለይ ማሪኸዮም ➡️ ተጋዳላይ ዳናይ (ዓዴት) 0914792550

  Рет қаралды 31,936

seret media

seret media

3 ай бұрын

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
አብ ኤርትራ እየ ተአሲረ ፡ 7 መራሕተይ ነበሩ ንክርሸን ዝፈረዱለይ ማሪኸዮም ➡️ ተጋዳላይ ዳናይ (ዓዴት) 0914792550
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 242
@AndemariamAsfaha
@AndemariamAsfaha 3 ай бұрын
ጅግና ወዲ ትግራይ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ ብሰላም ተረፍካ ይበል ጅግንነት ናይ ተጋሩ ምስሊ ዘለዎ ጅግና ወዲ ጀጋኑ
@Yosephtemesgen-cr6jf
@Yosephtemesgen-cr6jf 3 ай бұрын
ብፃይ ዓዲት ናይ ብሓቂ ዘይተዘረበልካ ጀግና ግንባር ጭፍራ ዝዋዓልካዮ ኣይዝከርን ዶ ኢልካዮ ኣታ ጀግና
@arayaselassie9390
@arayaselassie9390 3 ай бұрын
ሓታቲት፡ ካብቲ ጋሻ ዝዛረቦ ዘሎ ብዙሕ ሕቶ ምወጽኦ ነይሩ። ሓደ ነይሩ ተቐቲሉ ወዘት ዝበሉ ብወግዒ ተሸፊኖም ዝሓልፉ ቁምነገራት ክግለጹኣለዎም። መን፡ ኣበይ፡ ብመን ተቐቲሉ ዝብል ብግልፂ ክዝረብ ገይርካ ምስናድ ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ። ብፍላይ እቲ ናይ መጅመሪያ እዋን ኣብ ዓዲ ሃገራይን ምዕራብ ዝተኻየደ ክፍለጥ ኣለዎ። ተጋሩ ወታሃደራት ሰሜን ብዙሓት ተቐቲሎም እዮም።
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 3 ай бұрын
ትክክል😢
@Tsegaymesfin
@Tsegaymesfin 3 ай бұрын
ትኽክል ዝሕተቱ ነይሮም ተንጠልጢሎም ዝሓልፉ
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 3 ай бұрын
Dorona atinkana hasawi bqrshi ziseb eritrawi yelon tgraway tray iyu bqrshi ziseb dhar kia eritrawi ayserqin iyu kemakum aykonen keytin mealtin bsrqi hzbi tgray axelilkumo zelekum nskum zeykonkumin nay rediet ikli keyterefe tserqu gudamat alem iko bsrqi iyu zfeltekum
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r 3 ай бұрын
ተቐቲሉ ዝበሎ ኮነሬል ኣብረሃ ብዕሱብ መሳርሕቱ ብዝነበረ ብኮነሬል ሻንበል በየነ ዝተቐተለዩ ናይ ጀነራል ከበደ ፍቓዱ ኮሚቴ ዝነበረ
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ ግን በጃኺ እዚ ሚድያ ዓባይ እዩ ስለዚ ነዚ መደብኪ ስሓባይ ክኸውን ዓብይ ተራ ትፃወቲ መጀመርታ እስኺ ኢኺ ናይ ፀጉሪ staylki ኣከዳድናኺ እውን ንቲ መደብኪ ሰሓቢ ዝኸውን ፅብቕብቕ በሊ
@YoDaha
@YoDaha 3 ай бұрын
ዋይ ጉድ ፀጉራ ክዳና ዲኩም,ትሰምዑታ ቱናይ ጀጋኑ ታሪክ ኣይኮንኩምን ዲኪም 😮
@ብጂግኑኡሰነፍ
@ብጂግኑኡሰነፍ 3 ай бұрын
ዝገሪም ዛዓርከይ ጂግና ኣነ እኳ ካብ ትግራይ ወፃእ እየ ዝፈልጦ👌 ተባዕ ባሓቂ
@user-mt7bl1iw9e
@user-mt7bl1iw9e 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 ጉዳማት ውዒጊን ኣይይይይይይይዩኡኡኡኡኡኡኡይይይዩ😂😂😂😂😂😂😂😂
@qelhi7922
@qelhi7922 3 ай бұрын
እቲ ዕላሎምስ ማይ ዘይቋጽር ከምዚ ናይ ጃይምስ ቦንድ ፊልም ኮይኑ ይስመዓካ
@musieasefa9159
@musieasefa9159 3 ай бұрын
ብሓቂ ጅግንነትኩም መግለፂ ቃላት የብለይን።
@samisolomon8470
@samisolomon8470 3 ай бұрын
ጅግና ኢኪ እንኮ ብሰላም ተረፍካ
@smd7650
@smd7650 3 ай бұрын
ንበሩልና ጀጋኑ ትግራይ🙏👌💊💪
@assefa18
@assefa18 3 ай бұрын
ዓዴት ጀግና እምበር ጀግና ኢካ ብደምቢ እየ ልፈልጦ ብሓደ ኢና ኔርና
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 3 ай бұрын
ዕድለኛታት እኩም ክብር ደማ ይግባኣኩም ጀጋኑ ደቂ ሓየሎም ፈንቅል ኣነ ኩሉ ግዜየ እየ ዘቀንአሉኩም ኣብ ሰደት ኮይነ ናቱኩም ሒራነ ክሪእ ከለኹ ሰደተኛ ሙኹነይ ያሓዚን እየ ❤💛🙏
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish Ай бұрын
እቲ ወዲ ከሚሴ ግን ለባም ሰብ ክብር ይግብኦ ነብሱ ይምሓሮ😭😭😭😭
@nananana1404
@nananana1404 3 ай бұрын
ጀግና ወድቶም ጀጋኑ
@negagebreegziabher8229
@negagebreegziabher8229 3 ай бұрын
ዝገርም'ዩ ፣ ጅግንነት ተጋሩ ተነጊሩ ዝውዳእ አይኮነን። ናይ ሕድ ሕድ ተጋዳላይ ብኸምዙይ እናቕረብኩም ክፍለጥ ምግባርኩም ክትምስገኑ ይግባእ። ቀፅልሉ።
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n 2 ай бұрын
ኣሰይይይ ኣታ ጅግና❤❤❤❤
@user-ng9io9sb4y
@user-ng9io9sb4y 2 ай бұрын
ጅግና መግለፂ ጅግንነት ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ tdf ደመይ
@kirosabbay6523
@kirosabbay6523 2 ай бұрын
እዙይ ዝመስል ጀግና እድመን ጢኢና ይሃብካ:: መቸም ትግራይ ብኩሉ መኣዝን ፅኑእ መሰረት እዩ:: ብጀግንነትማ ተወዳዳሪ የብሉን:: ፍፁም ናይ ጀግና ጀግና እዩ::
@yosieftsegay1352
@yosieftsegay1352 9 күн бұрын
ብሃሶት ህብረተሰባት ተባአስ መዲያ
@user-dx8by6xw8n
@user-dx8by6xw8n 2 ай бұрын
ኣቃ ራርባክ ቢጣዕሚ ደስ ይብል. በይዛኺ ኣነም ሓወይ ናብ ምግዳል ምስ ወጸ ኣይተመለሰን ካብቶም ኢርትራ ዝነበሩ ድሃይ ሓወይ ንምጽራይ ሓግዝና ሽሙ, ገብረ በርሀ, ገብረገርግስ ይባሃል.
@ghideyhishe9395
@ghideyhishe9395 3 ай бұрын
ዝገርም ጅግና
@elsayork5228
@elsayork5228 3 ай бұрын
❤❤ስምዓካ ዝይምኖ ታርክ 🙏🙏🙏
@kadromohamedbeshir9807
@kadromohamedbeshir9807 3 ай бұрын
Jeganu TDF ❤❤❤❤
@Ktekle
@Ktekle 3 ай бұрын
This Tegadalay is a true symbol of Tegaru. He is a hero of hero. Must be TPLF Tegadalay, his heroism is bryond abd above. Lucky Tigray having you our true hero. I wishing you a happy everlasting life. Eternal Glory to our Martyrs 🌷. Long Live TPLF!!!
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 3 ай бұрын
TDFይ ክንዲ ሽሕ🥰❤
@negasitsehaye2529
@negasitsehaye2529 2 ай бұрын
I love the last statement he said
@asefagerie8506
@asefagerie8506 3 ай бұрын
ያዓሰ ጅግና ❤️❤️❤️💪💪💪
@aregaiw
@aregaiw 3 ай бұрын
ንጀግንነት ዝተፈጠረ ህዝቢ
@aneeri6921
@aneeri6921 3 ай бұрын
ንብላሽ ሞት ዝተፈጥረ ህዝቢ
@elenigebremichael405
@elenigebremichael405 3 ай бұрын
Respekt ❤❤❤🙏🙏🙏
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ ግን ቡዝሕ ሕቶ ጉዲልኪ ❤❤❤❤❤
@goitomabebe8922
@goitomabebe8922 3 ай бұрын
ጅግና መግለፂ ጅግንነት ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 3 ай бұрын
TDFይ ቃላት ተሳእኑ እዩ ጀጋኑ ንብል ዘለና እንበር ሰጋ ለበስ መናፍስት እኩም ደቂ ማህፀን ዓባይ ትግራይ ደቂ ሓየሎም ፈንቂል እንኳዕ ካባኹም ተፈጠሩኩ❤💛😘✊
@CffGgg-eu4if
@CffGgg-eu4if 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩኒ ተሓባበሩኒ ተጋሩዋኒ
@elsayork5228
@elsayork5228 3 ай бұрын
❤❤❤ጅግና
@angosomsium7575
@angosomsium7575 27 күн бұрын
Seret zeybliki Tifie Resah (Guma)
@hilawehilawe6757
@hilawehilawe6757 3 ай бұрын
ዘግርም ጅግንነት ዘግርም ትብዓት ብፍሉይ መገጠምኩልካ ግን ጊዜ ስለይብለይ ኣድናቆተይ ዓንዲ ሕቐ ትግራይ ኢለካ አለኹ። የንብርካ ክብሎ ዝደሊ ኩሉ ሻብ ይፅሕፈላ እየ እስትድይኣ ናይታ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ሽግር ኣለዎ። echoe አለዎ እንተተስተኻኽልዮ
@YoDaha
@YoDaha 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ምስጥዕና ይሀብካ ምኣረይ❤
@selomungoytom2186
@selomungoytom2186 3 ай бұрын
7 መርሐቲ ነሮም ንክርሸን ፈሪዶሙኒ እዩ ዝባሃል፡ተጋሩ ማሓሩና እንዶ እዚ ቋንቋ ምጽያቅ
@fitsumafewerki3617
@fitsumafewerki3617 2 ай бұрын
እዚ ኢዩ ጅግና ኣደ ወሊዳ ትምከን
@mulubrhantsige3837
@mulubrhantsige3837 3 ай бұрын
በሊሕ ተጋዳላይ
@user-tg1zi3rt7e
@user-tg1zi3rt7e 3 ай бұрын
ጅግና ዓድየት
@MilionAsayehegn
@MilionAsayehegn 2 ай бұрын
ዋውው ኣታ ጅግና ይምስክረልካ እየ ብፃይ ዓዴት
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 3 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪😍😍😍😍😍😍😍😭😭😭ታይ ዓይነት ጅግንነት እዩ መሉስ ይፈስስ ኣሎ።ዝገርም TDFእዩ ንብዓቱ ከቢድ ስሚዒቱ ዝቆፃፀሩሉ ስሚዒቱ ብቃላት ኣይግለፅን።እንካዕ እስኪ ናብዚ ኣብፀሐካ።ብኣካ እካ ንፅናዕናዕ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍🙏🙏💪💪💪💪💪
@abrahamfesahaye6341
@abrahamfesahaye6341 2 ай бұрын
ተጋሩ በጃኻትኩም ሓሶት ግደፉ ኣብምንም አየብጽሐኩምንዩ
@yemanekahsay8791
@yemanekahsay8791 3 ай бұрын
ዝገርም ሓቦ ጅግንነት ሑሩጭ ኮንኩም ተባሒልኩም ንፀላአቲ ሑሩጭ ገርኩሞም ፁሐይ ካብ ህጅ አይትበርቅን ጌምኦበር ፈንፅሒኩም ጉራ ፈክራ ብተግባር ጋሃዲይ ገርኩሞ
@user-mc4jw7xx3r
@user-mc4jw7xx3r 3 ай бұрын
ተጋሩ 🥰🥰💪💪💊🙏🙏
@user-qk8ed9tn8c
@user-qk8ed9tn8c 3 ай бұрын
❤❤ TDF
@user-qe8tz3gd3o
@user-qe8tz3gd3o 3 ай бұрын
ክክክክክክክክክክክ ኣንታ ሓደ ሓቂ ድዛረብ ዘይብላ ክልል ሓሶት ::ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@user-xb1nt3iv2o
@user-xb1nt3iv2o 3 ай бұрын
Nay bhaqi zgerim iyu kemziom ane rie ayfeltin iye meglexi iko iye zsinelom fabrika nay hasot iyom
@bolommahta1561
@bolommahta1561 3 ай бұрын
ጅግና ወዲ ፍረ ደደቢት ዓዴት ትግራይ⭐✊
@user-sg8nn8nd3z
@user-sg8nn8nd3z 3 ай бұрын
❤❤❤ ተመስገን እካዕ ብስላም ወፃእኻ ሸምባቆ ኣቤት ቓላሚንጦስ
@user-me9xc7dd7k
@user-me9xc7dd7k 3 ай бұрын
ንጂግና ዝኮን ቃል የለን የቀንየልና❤❤❤TDF
@user-kx7yz8tq5t
@user-kx7yz8tq5t 3 ай бұрын
Klk
@user-qr2sy6om4f
@user-qr2sy6om4f 2 ай бұрын
ወያነ ናበይ ከይዳ እሎምና😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@AaAa-ve3cw
@AaAa-ve3cw 2 ай бұрын
ይበል ጅግንነት ብሓቂ ብፃይ
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 3 ай бұрын
ንበሩልና ጅግና ወዲ ዞም ጅግኑ❤❤❤
@atakltigmedhin1813
@atakltigmedhin1813 3 ай бұрын
Respect🙏🙏🙏
@gebresuskesete7559
@gebresuskesete7559 3 ай бұрын
ብጃህራ ትምክሕት ዝሰከሩ ተጋሩ እዚ ታሪኽ ተባሂሉ ኣታ ስቅ ዘይትብሉ ከም ሻዕብያ ከምዚ ጅግንነት ፈጺመ ዝብል ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ ካብ ሰራዊት ኤርትራ ነውሪ እዩ ኣባና ኣባኩም ተጋሩ ግን ትምክሕቲ እዩ 1,5😂😂😂 መንእሰይ ክኣ ብላሽ ጠፊኦም ተሰተሩ ጥራይ ኣፍኩም ሓዙ ሕጂ ውን ካብዚ ዝከፍእ ከይመጸኩም⚠️⚠️⚠️
@yibrahfisha9859
@yibrahfisha9859 3 ай бұрын
አንታ ናይ ጅግና ጅግና ሓበን ኩሉ ህዝብ ትግራ y
@user-vw5cj4ec7g
@user-vw5cj4ec7g 3 ай бұрын
ጅግና ብሓቂ
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 3 ай бұрын
በጃኹም sound system አዐርይዎ ገርነውነው ይብል አሎ
@Wedigebru1
@Wedigebru1 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና❤❤❤
@Lol-qs3ko
@Lol-qs3ko 3 ай бұрын
አየ ሻዕቢያ ናይ ተጋሩ ስረ አትአምኑን
@mowdave9578
@mowdave9578 3 ай бұрын
Kkkkk 20 percent tigray terifatkas biden adhunini ela tplf tigraway do aykonetin eya men diya jigna dea 2 metro nab dobu aytiatun eritreawi kea eyu zibehal
@godislove6290
@godislove6290 3 ай бұрын
Kabey zmexe sre alekum? Hji ygterelkum hzbawi weyane Harnet, harnet elkas kilil koinka tnebr
@KbromHadera-hn1sy
@KbromHadera-hn1sy 3 ай бұрын
ጅግና ሓወይ እንኳዕ ዳግማይ ረአኩካ❤❤❤❤
@anehadegtitetsba5054
@anehadegtitetsba5054 3 ай бұрын
ጅግና ወዲ ጅግና ፅፉፍ ኣንደበቱ !!
@kidan5256
@kidan5256 3 ай бұрын
ጅግንነት እኮ 🙏❤💛💯👌😍
@DestaRedahegn-zj3ij
@DestaRedahegn-zj3ij 3 ай бұрын
Jegna Tigraway!!!
@mikaelhailu3384
@mikaelhailu3384 3 ай бұрын
Absolut hero
@rakilaverakilave4845
@rakilaverakilave4845 2 ай бұрын
jeganuna❤❤
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 3 ай бұрын
😂😂😂😂 ተኣምር እዩ ተኣምር 😂😂😂 ተጋሩ ኣብዛ ዓለም ዝኣምነኩም ሲኢንኩም 😂😂😂 ! ግን ሓሶት ከምዚ ዝጨነወ ስንዳይ ናይ ኣመሪካ ኢኩም ትምገብዎ 😂😂😂😂😂
@yobel-lh2rj
@yobel-lh2rj 3 ай бұрын
Ata Kulukum Dikum Hasewti Hade Ekua Haki Zezareb Ayraekun Hasot Serki Fekera Jahera Natkum Jegenenet U😢😢😢
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 3 ай бұрын
እንተ እቲ ጅግና ግን ዘረባ አይብሉን
@tilahuntareke1298
@tilahuntareke1298 3 ай бұрын
Jemal alo eyu siku kihbeka yikil eye. Temariku neyru. Hizi ab adu alo.
@medimedi7944
@medimedi7944 3 ай бұрын
አታ ዋሕሰይ ሰድድካዮም ትከውን ምበረ ከብድና ናትና ገርህይ ዩ 😢
@arayaselassie9390
@arayaselassie9390 3 ай бұрын
ናብ ኤርትራ ዝተወሰዱ ኣባላት ነከላካያ ዝኾኑ ተጋሩ ክንደይ ነይሮም? ክንደይ ተቐቲሎም? ክንደይ ብሂወት ኣለዉ? ሽም ክጠቅስ ይኽእልየ ክብል ከሎ ብዝርዝር ጥቐሶም ክትብሊዮ ነይሩኪ።
@aneeri6921
@aneeri6921 3 ай бұрын
ሓሳዊ ስለዝኮነ እንታይ ክጠቅስ
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 abynay geze ekum tenbru 😂😂😂😂
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 3 ай бұрын
🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@medimedi7944
@medimedi7944 3 ай бұрын
ፈትዮ ዮ kmotleko 🥰🥰ዋይ ተ ሓ ሊፉ ቀሊል ይመስል 🥰🥰🥰
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 3 ай бұрын
Nay men meriet ilka dia meshela hariskayo seb mieriet kab merbetom tefenaqilom n astat 20 ametat ab tenda kqmetu bial nska dima meriet eritra tharsu nierkum
@ST-tq9el
@ST-tq9el 3 ай бұрын
Gegna hawna, thank you for sharing this amazing war story. I hope one day I will visit this land of geganu called Samere. Long live TDF💪 💪 💪 ✊️✊️✊️✊️🫶🫶🫶
@mosudmeruf7187
@mosudmeruf7187 3 ай бұрын
ብሓቂጅግና
@fanfan8120
@fanfan8120 2 ай бұрын
እስከ ክንዛረብ ካብ ማእከል ዓድኩም ባንዴርኡ ሰቂሉ ሸናዕ ናበለ ክከይድ ኣበይ ኔርኩም
@user-sy1kk7jo6i
@user-sy1kk7jo6i 3 ай бұрын
ዓዴት ኩርዓት ወርዒና ኣቦ ዲሽቃ❤❤❤
@medhanewoldai2811
@medhanewoldai2811 3 ай бұрын
እዋይ ወዲ ትግራይ ሐሶት ብሎቆታ ሐሳዊ ከም ወይን አቦታትኻ ታሪኽ ክትሰቁ ዘየሕፍረኩም ተዓሚቱ ድዩ ዘሎ ወይ ድማ ምስኡ ዝነበሩ ኩሎም መይቶም እሉ ተሸሽ ተሸሽ ዝብል ደሎ ወይ ጉድ እክሊ ረዲኤት ሃለፍለፍ ዘብል 😂😂
@Tree339
@Tree339 3 ай бұрын
Very nice and thanks
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 2 ай бұрын
😂😂ኣቐንቓኒ ቂቂቂቂቂቂቂቂቂ...2 ጊዜ ተማሪኸ ዘይትብል ??? ቂቂቂቂቂቂ...ሻዕብያ ኣምበሳ !! ኣበይ ከይዳ ወያነ !!!ቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂ😂...ከክንድዚ ግዛዕ ዝኸውን ጎበዝ ሓረስታይ እዩ ኢሎም ዝምሕሩ ሻዕብያስ ...ህጻናት ሓሪዶምዶ ሽማግለታት ዓጋመ ዓሚጾም ኢልኩም ክትከሱስ ቁሩብ እዝጊሄር ኣይትፈርሑን?????
@yN-qo1ev
@yN-qo1ev 3 ай бұрын
ወይ ትግርኛ
@abebeh.8145
@abebeh.8145 3 ай бұрын
ኣቲ ሓፍትና ንይ ሕቶን መልስን ግበርዮ. እህ እናበልኪ ጡጥ ኣይተብልዮም. ጋዜጠኝነት ሞያ እንተለይብልኪ ህፅር ልበለ ናይቱ ሞያ ኮርስ ውሰዲ ብዙሓት ወርቂ ልኾኑ ገሻታት ኣምፂእኺ ማይክሮፎን ካፊትኪ ካበይ ናበይ ድሕሪ ክንደይ ማዕልቲ ለይብሉ ይናገር ኣሎ እዙ ሓውና!!
@chbcdbgd997
@chbcdbgd997 3 ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ 💪🥰🥰
@isayasgezai
@isayasgezai 3 ай бұрын
ዋእ ኣቱም ህዝቢ መን ዳኣ እብልዎ እዚ ኣክተር ናይ ህንዲ ፊልም ድዩ ዝዕልል ዘሎ ።ቅሩብ ስክፍታ ዶ የለን ኢዩ
@temsgen.fetari
@temsgen.fetari 2 ай бұрын
Enke beslam wexka zahwey
@somsomali6370
@somsomali6370 3 ай бұрын
ጅግና ❤❤❤
@hannayohannes5064
@hannayohannes5064 2 ай бұрын
Buach beret abzi tehabiu antum sebat lebi endo gezeu herarot
@fanfan8120
@fanfan8120 2 ай бұрын
ስም ሻዕብያ ከም ዘባህርረኩም ረሲዕኩሞ
@TEBERHE1
@TEBERHE1 3 ай бұрын
There should be a Center for documentation. Those youtubers including Seret Media should submit their documentation to the Centre .
@WeredeShebu
@WeredeShebu Ай бұрын
ሓሶት ኣየቅይሕን ዩ ሓሳዊ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@UseNot-lr3wx
@UseNot-lr3wx 3 ай бұрын
ኣንበሳ
@user-tf2cu7cu3o
@user-tf2cu7cu3o 3 ай бұрын
Abet tigraway hasawi RPG mitikuas zeytikiel si eritrawyan qetilka Abet hasot
@wedishire2620
@wedishire2620 3 ай бұрын
እዋይ ሓሶት በጎግ በዛይኩም ተጋሩ ዉርሱ ገይርኩም ሓሶት ሓፊርና ብሓሶትኩም አይትቀደድ ይአኽለካ
@Kanal0809
@Kanal0809 3 ай бұрын
You are hero 💪💪💪❤️❤️❤️💛💛💛
@simonkfletsion8772
@simonkfletsion8772 3 ай бұрын
Mejemeria Gena key teredeakum shaebya selemawi hezbi kemzey tereshen temeskeru alekum leali 30 asebeut civel eina eilkumom amonom gedifomukum
@MorisMores-ng1he
@MorisMores-ng1he 3 ай бұрын
Kkkkk eway Agame foooo
@zewduhalefom5703
@zewduhalefom5703 3 ай бұрын
ታኣምር!!!!
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 23 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
小宇宙竟然尿裤子!#小丑#家庭#搞笑
00:26
家庭搞笑日记
Рет қаралды 32 МЛН
"ኣዲስ ኣበባ ንምእታው ክልተ መዓልቲ ተሊመላ ነይረ!"
1:00:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 20 М.
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 23 МЛН