ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ፡ መራሕትና ንምድሓን ክ/ሰራዊትና ትበላዕ ተባሂሉ ፡ ሰራዊት ኤርትራ ንዓየይ ይፍለ እዪ ፡ ድያቆንን ተጋዳላይን👉 ኣማኒኤል 0979401210

  Рет қаралды 50,030

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

5 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ፡ መራሕትና ንምድሓን ክ/ሰራዊትና ትበላዕ ተባሂሉ ፡ ሰራዊት ኤርትራ ንዓየይ ይፍለ እዪ ፡ ድያቆንን ተጋዳላይን👉 ኣማኒኤል 0979401210
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 608
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 5 ай бұрын
Thank you our hero, you are matured and intelligent man . Thank you for your services. We are proud of you. !!
@user-wh7hi5gn2x
@user-wh7hi5gn2x 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ፅንዓት ሰራዊት ትግራይ ዝገርም ኣገላልፃ እንኳዕ ተረፍካ ኢማ ሓወይ
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 ай бұрын
ኣሰይ ጅግናና እንኳዕ ተረፍካ ኣይኮነን ኣብ በረካ ኣብታ ቭድዮ እዚኣ እካ ልፀላእትና ክንደየናይ ርእሶም ከም ዘዘርካዮም ኣብ ኮሜት እየ ተረዲአ so ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ትግራዋይ
@natsnetmebrahtu3858
@natsnetmebrahtu3858 5 ай бұрын
Shabiya hrhray gera alahyatka eya. gusoma tray sk elka.
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 3 ай бұрын
ሂግደፍ ኮ አይትምጡኑን፣ ፂሕፍኩም እኳ አይትኽእሉን ፣ ነገሩማ ድንቁርና እዩ፣ ኢሳያስ ኮ ምቅባር ቀርይዎ 'ምበር ቀታቲልኩም እዩ፣ ሕፍረት ዝበሃል አይስመዐኩምን ፣ ንምንታይ ብድንቁርና ስለ ተጎዳእኹም።
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye Ай бұрын
ችድ ኣበዲኻ ዘላ ሻዕብያ እያ ረፋቢልናክን ኢና ደቂ ከልቢ
@Naodmiss
@Naodmiss 2 ай бұрын
ቃላት የሓፅረኒ ቡስልን ሩጉዕን ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና ይፍጠረልካ ጅግናናናናና❤❤❤❤❤
@user-ne7uu6zv4g
@user-ne7uu6zv4g 2 ай бұрын
ኣነ ዘይርደኣኒ ክ/ሰራዊትና ትበላዕ ዝብል ኣባሃላ ኣይተረደኣንን ግባኣ ስለ ዝኾነ አዩ
@user-ys1ng9wv8c
@user-ys1ng9wv8c 5 ай бұрын
ኰናት ንዘይፈልጥ ሓቂ ይመስሎ ምውሳእ እንተዝተርፍ ምሓሸ ።
@fikirtemamo4717
@fikirtemamo4717 3 ай бұрын
Terewae
@AhsuAss-js4wv
@AhsuAss-js4wv 5 ай бұрын
Ema ኣንታ ጅግና ወዲ ሰፈረይ እንካዕ ተረፍካ ካብዚ ኩሉ መከራ🙏
@DanelDestalem
@DanelDestalem 3 ай бұрын
ኤማ ጀግና መራሕየይ ለባም መስተውዓለ ፈታዊ ብፆቱ ይሞቸይኻ💪
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 5 ай бұрын
ጅግና ሓውና ብኣኩም ንሕበን ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
@kidusasmelash5829
@kidusasmelash5829 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ትኩር መስተውዓሊ ዝተረጋገዐ መንፈሰ ዘለዎ በሳል ጅግና በዓል ብሩህ መፃኢ ሙሉእ ሕክምና እንተረኺቦ ብርቱዕ መራሒ ክኸውን ዝኽእል ኢልካ ትግምቶ ተባዕ
@asmeromembaye419
@asmeromembaye419 5 ай бұрын
ፕራንክ ድዩ?
@arichaeri699
@arichaeri699 5 ай бұрын
😂😂😂😂 prank
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@semirsintayo1368
@semirsintayo1368 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@fikirtemamo4717
@fikirtemamo4717 3 ай бұрын
Terewae
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 5 ай бұрын
It is a joke !!! There is no truth at all !! 😂😂
@yaredtesfagaber1251
@yaredtesfagaber1251 5 ай бұрын
True is a drag like Cocaine in Tigray.
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
Emanuel, thank you for your service. I am glad that you are ours. You are a hero and funny too. You made me laugh. Thank you for making me laugh. May the Lord God heal your entire body, in Jesus' precious name l pray.
@user-gr1xe5hd9h
@user-gr1xe5hd9h 5 ай бұрын
ዕድመ ለካ ንጅግንነት ኣይድርቶን ኤማ እንቃዕ ብሰላም ወፃካ እናበልኩ ልሳንካ ኣብ ናይ ስውኣት ዘለካ ኣገላልፃ ማራ ዘናፍቅ ማለተይ ከም ህልዋት ጌርካ እካ ገሊፅካዮም❤❤❤❤❤❤❤
@Tigray122
@Tigray122 5 ай бұрын
ክብረተይ ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ምሳካ/ኩም ይኩን ❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻 እንኳዕ እውን ብሰላም ካብቲ መከራ እቲ ብምሕረት ልዑል እግዚኣብሄር ወጻካን ንኩልኩም ብሂወት ዝተረፈኩም ጀጋኑና እንኳዕ ብሰላምን ምሕረትን ልዑል እግዚኣብሄር ወጻኩም ክብል ይፈቱ ❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻ንኩሎም ኩቡራት ጀጋኑ ሰማእታት ክኣ ነብሶም ይምሓሮም ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳኑ የንብሮም 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ነቶም ኣካሎም ዝጎደሉ ክኣ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ ይምልኣዮም ብሰላምን ቅሳነትን የንብረልና ❤️💛🥰🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻እና መንፈሳዊ ኣገልግሎትካ ብዕቱብ ቀጽሎ ኣጆኻ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምሳካን ምስ ኩልኩም ጀጋኑናን መላእ ህዝብናን ትኩን ❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 3 ай бұрын
አማኑኤል 11 ክፍሊ ምኻኑ አይኮነን ፣ ብጣዕሚ በሳል እዩ ፣ አዛዚ ክ/ ሰራዊት ይግበኦ እዩ።
@XxdKiu
@XxdKiu 2 ай бұрын
ኣይዛካ ወድነይ ጀጋና
@user-ch1se9hy7z
@user-ch1se9hy7z 2 ай бұрын
All of z comments are packed with Shaebia's counterpart. But truely u r broken by TDF. Long live our patriots.
@Christianortho
@Christianortho 5 ай бұрын
መርኣያ ተጋሩ ጀግና ሓውና ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ኣኩርዒኩምና ኢኩም TDF.
@dawitsium4066
@dawitsium4066 5 ай бұрын
Hasot & Khdet & Srkiy Ezien kab kedem mennet nay tegaru Eyen 100 % 😂😂😂
@ArsenalGonedr
@ArsenalGonedr 5 ай бұрын
Ata serake manka berdesty feash banda shebeya terwe
@habtishtsegay8967
@habtishtsegay8967 5 ай бұрын
Azazi kfle serawit elka alo bel guday serawit Eritrea 🇪🇷 kab zelalka eritrawiyan shaebiyakum hazulna abilka eko mesleni.
@user-yd9jg3cm9d
@user-yd9jg3cm9d 5 ай бұрын
ሐ ሰ ወ ቲ !!!!!
@fikirtemamo4717
@fikirtemamo4717 3 ай бұрын
Teternk. Ausub
@gilaytekle4359
@gilaytekle4359 19 күн бұрын
እዚ ሓሶት ኣይኮነን ብወታሓደራዊ ዓይኒ ስግባ ክንደይ ሰብ ይሃልቀካ ሓለፍቲ ይቅንጸሉ ከምዝነበረ እዩ ዘመልክት። ሰብ ብሰብ ስለዝትካእ ሓለፍቶም ኣብ ዝሞቱሉ ይሓይሽ ትብሎ ተምጽእ ።
@GiGi-xo3kk
@GiGi-xo3kk 12 күн бұрын
Matured, hero
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 5 ай бұрын
Hahahahaha 😂😂😂 abet hasot, bhasot tarik aysrahn yu,hferu hasot yu nab gohaf awridkum,shabia b hlmi yebahrirekum nieru, 000 gierkum bzey fekera bzey hasot.
@user-ev5my4zx3s
@user-ev5my4zx3s 21 күн бұрын
ጅግና ክብሪንኣኻ❤❤❤
@user-gz4jc5tn5t
@user-gz4jc5tn5t 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ
@erientertainment9490
@erientertainment9490 5 ай бұрын
Bimelhas da men kikelokum shaebia kitsemau kelokum shinti zimetsakum
@bsratmearg8044
@bsratmearg8044 Ай бұрын
Best last speech synergy.
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑና ካብ ቡሱል ጥረ ዝወፃኹም ፍረ ፃማኹም ትረኽብሉ ማዓልቲ የምፀኤልና
@peace-1900
@peace-1900 5 ай бұрын
😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅 anes kab kutur hasotn Timetn zeyenateka miminay be Expire sirnay zeyti Hangolekum Abalshekum kindzi hasot alo kurub ke aytehafrun kiteweledu dekum misea tewesedewa 😂😂 Getsekum Treharris kedemti kedemom zeyreberebu Junta
@bsratmearg8044
@bsratmearg8044 Ай бұрын
Wow good speech.
@user-bl7ej8yi6n
@user-bl7ej8yi6n 4 ай бұрын
ቃልስ ባዕሉ ላብረሪ እዩ ንዝአመነሉ ትግራውነት ማለት ከምዙይእዩ ጅግንነት ብፈተና እዩ ዝፍጠር አብዓውደኩናት ጥራሕ ዘይኮነ ዝርያመለስ እዩ እና እዝዕሸል ብፃይ ከምአያታቱ ስረዝዓጠቀ ክብሪንዓካ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sobr1677
@sobr1677 5 ай бұрын
ኣይ ኣይ ብሰንኪ ዘይብሱል ብቕዓትኩም መንእሰይ ተጻዊትክምሉ
@akriyamama5294
@akriyamama5294 5 ай бұрын
Ne ertrawiyan zesehqe eyu kefel serawet 😂😂😂😂
@amanuelkusmu3047
@amanuelkusmu3047 5 ай бұрын
That is a disgrace and shame to the Junta. No wonder why Tigray lost one million people.
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 5 ай бұрын
ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 😅
@asmeromembaye419
@asmeromembaye419 5 ай бұрын
ድራማ እዩ
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 5 ай бұрын
ከምዚ ኸማና እንዶ ስሒቕካ ንዓቆም😂😂😂😂😂😂😂😂
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 ай бұрын
ብቅንኢ ርእስካ ዘይርካ ሓቀይ መንሞ ዘይቃንእ ብተጋሩ በቃ ጅግንነት ካብ ደምና እዩ ኣይዞካ ካኣሎ እምበር
@user-lg8su4xk8g
@user-lg8su4xk8g 3 ай бұрын
​@@fgchffhfh9256ኣየናይ እዩ ጅግንነት 😀ዓድኻ ገዲፍካ ምህዳም ክሳብ ሕጂ ኣብ ኢድና እዩ ዘሎ መሬትኩም ንዑኡ ክትመልሱ ዘይካልኩም ሲ ጅግንነት ናይ ኣፍ ጥራሕ ኢኹም ንስኹም
@KsaKd-dj5eo
@KsaKd-dj5eo 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samsomghebreslasie1667
@samsomghebreslasie1667 5 ай бұрын
Abet hesot eskum gena mat kwerdekum eu
@selamhaylay2346
@selamhaylay2346 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 5 ай бұрын
ዝገርም እዩ ኣብ ዓዲ ዓጋመ ሓደ ዲያቆን ዝነበረስ ኣብ ዉሽጢ ኣዋርሕ መራሒ ክፍለ ሰራዊት ክኸዉን ይክኣል እዩ እዚን እቶም ናይ ቀደም መራሕቶምን ተኣኪቦም ዘዉጽእዎ ስትራተጂ ሓደ ሚልዮን ዓጋመ ኣጽኒቱ :: ኣንታ ኣበየናይ ክፍሊ ዓለም ትነብሩ ዓጋመ ዝብልኩም ቁንጪ ከምዚኦም ወረ ሓንቲ ጓል ዓጋመስ ኣብቲ ቃለ መሕትትሲ ኣብ ዉሽጢ ሰሙን መራሒት ግምባር ኮይና :: ኡይይይይይይይይይይይይይ
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
😂😂😂😂
@saimonberhe4379
@saimonberhe4379 5 ай бұрын
AYE TGRAY KKKKKKK KFLE SERAWIT
@mhretabasrat5866
@mhretabasrat5866 5 ай бұрын
Gedli mexaweti koynu hasewuti leklekti nska si bret amirka zytkel si shaeba si rekayo eka sre haleftka aftihu Abiet tgrna moyta[ nsegage] Hager ktgmtlu zhasebkum nakum tegemtilatkum Mebaleshewuti tarik Nhzbi tgray lekimkmo Neti mskin hzbi mewaxo yfterelu
@mebrahtomyihdego2095
@mebrahtomyihdego2095 5 ай бұрын
Shaebia and Eritrean at one day they will see our power
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye Ай бұрын
10 ጀነራላትክን ዝኮስተረልክን አዩ። ኮረና ወዲእዎም ዝበልኩም ምኳን ግዳ ሞት ተሓሲምዎም ኔሩ አዩ
@akberomablelom8297
@akberomablelom8297 5 ай бұрын
Anta ezom tegaru gele kesmuena eyom kemey diyu kuflesetawit mimrah
@haileabay4021
@haileabay4021 5 ай бұрын
4 ክፍለሰራዊት ሩካን/ህግደፍ እንድሕር ደምሲስካ መዓልታዊ ንኽልተ ዓመት መመላእታ እንድሕር ተውይጊእኻ ኣዋጊእኻ ኮር'ውን ትመርሕ::
@asmeromembaye419
@asmeromembaye419 5 ай бұрын
​@@haileabay4021ዓጋሜ ሓደምቲ
@selamhaylay2346
@selamhaylay2346 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe 5 ай бұрын
Kkkkkkkkk ata nabey nikid kkkkkk thisl is the really prank
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 5 ай бұрын
ዘይምፍላጥ ሽግር እዩ ብዝኮነ ወያነ ተጻዊታትልኩም ኢያ ትምርቲ ትኮኖም ኢብ ኢሱ ጅግና ትርጉም ተጋዳላይ አይትፈልጡን ኢኹም ደቂ ጁንታ
@yonaszewdu9130
@yonaszewdu9130 5 ай бұрын
Who do you think you are to pass judgment on him without even having a clue about the struggles he went through? Unlike you, he didn't have to brave the treacherous lands of Libya, Sudan, or Ethiopia on foot. So, save your hypocritical opinions for someone who actually cares!
@edengebremeskel6191
@edengebremeskel6191 5 ай бұрын
😂😂😂😂
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
​@@yonaszewdu9130 ሒጂ ኣብ ጎቦታት የመን ተራእዩ ኢሎሞ እዚ ወዲ ፡ ኣታ ዶንቆሮ ትግራዋይ ዎዮ ደኣ ከም ሰብ ዝሓስቦ የለን እንበር ኣብ ሊብያ ኣሎ ኣብ ሲናይ ዝከፍለሉ ሲኢኑ ኩሉቱ ተሸይጡ ግን ዓሻ ተኮንካ ትዛረቦ ኣይትፈልጥን ኢካ። ትዛረብዎ ተትፈልጡ እዚ ኩሉ ፈከራ ንይ ኣያታትካ ሻዕብያ ብዘይ ዘረባ ቁልፎም ኣፍቲሖሞም😂
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 ай бұрын
ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ወያነ እዩ እትፈልጦ ዘለካ ሃዳሚ
@fikirtemamo4717
@fikirtemamo4717 3 ай бұрын
Shaebya. Terewae
@Amen-vh8pt
@Amen-vh8pt 4 ай бұрын
Shabia kalserek aynorem!!!!!
@nesredinbrhan9483
@nesredinbrhan9483 5 ай бұрын
anes tgrina msmia do kgedfo bsenki ezom hasewti komalat agame
@netsanetgebru2406
@netsanetgebru2406 4 ай бұрын
konach
@bsratmearg8044
@bsratmearg8044 Ай бұрын
big respect hawey.
@berakiteklu1529
@berakiteklu1529 5 ай бұрын
ኣንታ ምስ መን ዮም ዝዋግኡ ነይሮም ዘሕፍር ዩ. ምዋጽኦ ይፍጠረሉ ህዝቢ ትግራይ
@user-yw6ib6lh7e
@user-yw6ib6lh7e 5 ай бұрын
ትግራይ ምስ መን ድያ ትዋጋእ ነራ 10 ልዕሉኡን ዶ አይኮንን
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 3 ай бұрын
ምስ ኣራዊት እምበር ምስ መን ዳኣ
@eyerusalemtigray7254
@eyerusalemtigray7254 5 ай бұрын
Thank you 🙏❤️🙏
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 5 ай бұрын
Shaebya tenkara eiu emen. Haleftika teketilom...tetahizom. hzbika dma kuuenti kem tbelie gerukaaa
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye Ай бұрын
8 ጀነራላትክን ልሕስ ኣቢልክን ትቅደዳ ጦቕመጥቲ
@GMN-2023
@GMN-2023 5 ай бұрын
He is my ever time hero!
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 5 ай бұрын
😂😂
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 5 ай бұрын
Enikae biselam metsaeka JEGNAWAY ❤❤❤❤❤🙏💛🙏
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf 5 ай бұрын
ዝገርም ፅንዓት። ኩሉ ፀገምን ፈተናን አቅሊሉ ኣፍ ብዘኽፍት አገላልፃ ክትርኽ ካብ ዕድሚኡ ንላዕሊ ብሱል ጅግና። አጆኻ መሊኡ ይምሓርካ ፈጣሪ
@yonatanfessehaye2678
@yonatanfessehaye2678 5 ай бұрын
Sekit Komal Agame. 1 millon seb atifikum Resahat
@user-rv7lm3ki9e
@user-rv7lm3ki9e 5 ай бұрын
Shabia s baka tgelxu ayey werdet shabia da emo etiom merahetka meskiromlu eyom konto qondaf
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye Ай бұрын
ችድ ጦቕማጢ
@meharihagos5126
@meharihagos5126 4 ай бұрын
ዝገርም ኣገላልፃ በሳል መንእሰይ
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 5 ай бұрын
I feel sorry for these young boys they should had been in college and university both Eritrean and Tigray
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye Ай бұрын
There was not any collage/ university in iritria
@genetalemayo4932
@genetalemayo4932 5 ай бұрын
ደስ ክብለካ ንዩሰይ እንካዑን ብሂወት ተረፍካ
@user-pv4fd9lh2x
@user-pv4fd9lh2x 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ኤማ ሓወይ ንዓካቶም ዝገልፅ ቃለት ይሓፅረኒ እዩ ❤❤
@bahriherani4060
@bahriherani4060 5 ай бұрын
እዞም ጎሮቤትና (ተጋሩ) መኣስ እዮም ዝልብሙ ንሓደ ቆልዓ ስብ ዓመቱ ክፍለ ስርራዊት ጌርና፡ ተዓዊትና፡ነጻነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ኣዉጺእና ሻዕቢያ ፋሕፋሕ ኣቢልናዮ ምባልስ ፡ኣብ ባይታ ኣበይ ኣለኻ ኣርእየኒ ዝብል ሓታታ ዶ ሲኢኑ።
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye Ай бұрын
ችድ ኣታ ድርባይ ረሳክን ደርቢክን ጎይክን ኢክን
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 5 ай бұрын
Gigna geganu wedi meninet Tigraway Tigray. Gigna kem simka. Gigna kem Nigus Dawit, Ketali Goliyat, eka. Egzabiher missaka yikun 🎉🎉🎉😢❤
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 5 ай бұрын
ኣቱምሰባት ሶሙን ዘይታዓለሙስ ተጋዳላይ ተጋዳላይ ተጋዳላይ አዛሽም ተጋዳላይኮ ኣብትግራይ ክንቲትኮይና ፎኺሳ ።
@user-hh3tz6gc4y
@user-hh3tz6gc4y 5 ай бұрын
Tegedalay eko kubur aykonen 😂
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
😂😂😂 ንገረለይ እስከ
@meri4555
@meri4555 5 ай бұрын
Entay ymlketeka tegadelnet ab resi eyu 30 amet haf bel bet bel sle ztebhale aykunenn bretka shendka hadimka mninn aytbel
@mebrahtomyihdego2095
@mebrahtomyihdego2095 5 ай бұрын
Fesam
@hailegaim6006
@hailegaim6006 3 ай бұрын
ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ //ማእለያ ዘይብሉ ገዲምን መሪሕ ዝኸዉን መንእሰይ ኣጥፊእካ ኣበይ'ከ ክእቶ እግሪዘለዎ ይምራሕ ኢዩ ነገሩ//
@demalomedia
@demalomedia 5 ай бұрын
ከመይ ማለት እዩ ክፍለሰራዊት ገዛ ገዛ ጸወታ ድዩ
@user-lz7nv6gp5u
@user-lz7nv6gp5u 5 ай бұрын
ደስታ መደብካ ጽብቕ ኢዩ ቀጽለሉ ኣንበሳ❤❤❤❤ ጀጋኑና ከቢሮም ዝነብሩላ ትግራይ ናይ ምስራሕ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ስራህ ኢዩ እሞ ሓደራ ንዞም ጀጋኑ ከይንጠልም ን7ሃገራት ሓምሽሽኩም ታሪክ ሰሪሕኩም ኢኩም እሞ ክብሪ ይሰማዕኩም
@erey550
@erey550 5 ай бұрын
😂😂😂
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 5 ай бұрын
The World's First Merigieta Division commander without any Military training in Human History.... KLL TGRAY 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 5 ай бұрын
ሓወይ በሂወት ምውጻእካ እንቋዕ ሓጎሰካ ጥዕናኻ ክትመሓየሽ ውን ይምነየለሰካ :በዛዕባ ታሪኽ ሻዕብያ ግን ነቶሞ ንሂወቶም ፈሪሖሞ ንዓኻ ህጻን ቆልዓ ክፍለሰራዊት ክትመርሕ ዘወፈዩኻ ጽግዕ ኢልካ ሕተቶም ሓደራኻ:ሻዕብያን ሰራዊቱን ብቅዲ ኩናትን ስልትን ታይ ይመስል ክነግሩኻ እዬም በርግጽ።
@fretadesta7328
@fretadesta7328 5 ай бұрын
Diyaqon hawey nay heji jigena Tegadalay TDF anabes ikum nehena diyasepora betaemi ina neftewekum❤❤❤ egziabher edmen tenane yehabkum Amen 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@mimtagrlis9555
@mimtagrlis9555 5 ай бұрын
ሻዕቢያ ን ትግራይ ዓንዲሩላ ወጺኡ ።ን ጁንታ መራሕቲ ኣብ ግምባሮም ሂቡ ረሺንሞም ሕጂ ትግራይ ኣበይ ኣላ ። ዓፈና ግደፍዎ በጃኹም
@GMN-2023
@GMN-2023 5 ай бұрын
ደቂ ሰፈርካ ኣበይ ከም ዘለው ሕተት! ምስ ዕስለ መዝረኽን መፂኽን በታቲኽና ኢና ሰዲድናክን። ዘይትነቅሕ እጁል ኢኻ ንስኻ
@raheldeata8542
@raheldeata8542 25 күн бұрын
ጋጋእ ረስህ ሻእብይ ሌባ🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@medid.454
@medid.454 5 ай бұрын
Lebam jegna our beloved brother amanuel. Longlive to you and your friends. Nihna seb edakum ena zigoytay. Sele eti biqalat zeygilets agelgilotum yekenyelna.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 5 ай бұрын
Hasotb wwyane mefatriti wkum😂😂😂😂
@efremfsaha1477
@efremfsaha1477 5 ай бұрын
ፕራንክ ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት እውይ ውርደት ዓፈና ትግራይ ዘይውዳእ😂😂😂😂😂
@berhanetberih3060
@berhanetberih3060 5 ай бұрын
Ewaay tigraway mukan Lagxi u 😅😅😅😅
@biniasli4331
@biniasli4331 5 ай бұрын
ከመይ እዩ እዚ ጉዳይ ሰብ ስለዝተወደአ ድዮም መራሂ ክፉለ ሰራዊት ጌረሞ ካብ ተራ ወተሃደር - መራሂ ክፉለ ሰራዊት ተሰሚኡ ዘይፈልጥ ቊሩብ ሰብ እንታይ ይብለና ኣይብሉን 😢😢
@arichaeri699
@arichaeri699 5 ай бұрын
Neti wutehdernan kunatin zeyfelit yedenagerwo , mesakin yedenegutsuka eti hasotomn mitelalomn
@fesseha1071
@fesseha1071 5 ай бұрын
ሕቆም እዮም ኣይተጋገዩን። ምዓስዶ ብደጀን ተዋጊኦም ይፈልጡ እዮም? ኣብ ሳሕል ኬድና ኣድሒናዮም ክኣ ይብሃለለይ።
@hailegaim6006
@hailegaim6006 5 ай бұрын
እዚ ወዲ ከምዚ ሓሶት ኢዩ ንመንእሰይ ትግራይ ኣብ ዘየድሊ ትምክሕቲ ኣብጺሑዎ ዘሎ
@user-rs3rm2kv3d
@user-rs3rm2kv3d 5 ай бұрын
ሻዕብያ ታይዶ ካብ ሕጂ ጀሚርኩም ተረቢፅኩም ጓሐፋት ተተካእቲ ይበሀሉ ከምቶም ናትኩም አረግቶት ዘይኾኑ ድዩ
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
ኣይ ከም ሃመማ እንዲዮም ረጊፎም፡ ዓቅሞም ዘይፈልጡ 😂😂😂😂
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 5 ай бұрын
Ambesa 💯💯💯💯
@user-ez2rm4th4n
@user-ez2rm4th4n 5 ай бұрын
ንበረልና አቱም ጀጋኑና ምእንታን አምሓራን ሻዕብያን አደብ ክሕዙልና
@raheldeata8542
@raheldeata8542 5 ай бұрын
ሐወይ ናተይ እድመ ጥእና ይሐብካ🙏🙏❤️❤️❤️
@genetmelkam435
@genetmelkam435 3 ай бұрын
Abey edemen teanane yehabeka zehawey ❤🌺💐🌺🌷💐🌺🌸❤️❤️❤️
@berakiteklu1529
@berakiteklu1529 5 ай бұрын
ኣየ ወይን ዝገርም ዩ ናትኩም
@erimoon1077
@erimoon1077 5 ай бұрын
ክፍለ ሰራዊት በቃ መጻወቲ ኾይኑ።😂😂😂 ኣየ እንዳ ውዒጊን።
@hannasequar2388
@hannasequar2388 5 ай бұрын
Zesehik aykonen.drama diu
@furtunaalazar9365
@furtunaalazar9365 5 ай бұрын
ኣዛዚ ክ/ሰ ! ናይ ቆሎዑ ። ሓቅኹም እንዲኹም ደኣ ሂይወት መናእሰያት ከተህልቑ ። ምእዛዝ ክ/ሰራዊት መጻወቲ ኮይኑ ኣብ ትግራይ ።
@GHh-jd5sj
@GHh-jd5sj 5 ай бұрын
ርእሲ እዩ ዝሰርሕ ዕድመ ኣይኮነን ሼባ😂
@sabsab3783
@sabsab3783 5 ай бұрын
እንታይ ክትብል ከምዝደለኻ ኡኳ ርዱእ እንተኮነ። ማለትይ እዚ ቪድዮ ቁሩብ ዝተጋነነ ይመስል። እንተ ናይቲ ዕድመ ዝበልካዮም ኢሰያስ፡ስብሓት፡መስፍን፡ሮሞዳን፡ ጴጥሮስ........ወዘተ ደቂ ክንዳይ ከለዉ ድዮም ሓለፍቲ ምእከላይ ሽማግለ ኮይኖም? ኣብ ዒስራታት ዶ ኣይኮኑን? ስለዚስ ዕድመ ዘይኮነ ንቕሓትን መንፍዓትን ኢዩ እቲ ዋና ነገር።😊😊
@teklaybrhane5782
@teklaybrhane5782 5 ай бұрын
ata wedi sebeyti na jegna jegna eyu
@teklaybrhane5782
@teklaybrhane5782 5 ай бұрын
ata wedi buda wedi shermuta
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
​@@GHh-jd5sj😅😅😅😅 መራሒ ክፍለ ሰራዊት ክትከውን ናይ ዓመታት ተመክሮ የድሊየካ ፡ ኣበላልዓ ሃንዛ ጌርካዮ 😅😅😅😅😅
@baqr4383
@baqr4383 5 ай бұрын
Entay adeka dea Hadimka tennisen bereka bexihka Nmntay dea Eritrea kab botana twxaee endabelkum teewyu alekum Shefatu dedebit
@almaz1448
@almaz1448 5 ай бұрын
ቢሳሐቅ.ቆሲልና
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
ኣምላከይ ተዋስኦ ኢዩ በለኒ 😂😂😂😂😂 እዋይ ኣፈጋጋእ😂😂😂
@FsfVvz-cq1hv
@FsfVvz-cq1hv 5 ай бұрын
Shaabia awzy etay alekum deki zarti wtsu
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 ай бұрын
ኮመዲ ክንርኢ መጺና ናይ ትግራይ ኢንተርቪው ብፍላይ ናይ ዞም ደናቁር ሰራዊቱ ማራ ኢዩ ዘስሕቀና ፡ ገጽ ኣውዚ😂😂😂😂😂
@adaminoefrem4774
@adaminoefrem4774 5 ай бұрын
Shaebya atedmx gdef tfelta eika ETA betri
@leulgebremariam3379
@leulgebremariam3379 5 ай бұрын
Waw, brave jigna of new generation.
@mebrahtomyihdego2095
@mebrahtomyihdego2095 5 ай бұрын
Jigna wedi Tigray
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 5 ай бұрын
ከከከከከከከ ቀቀቀቀቀቀ መራሒ ክፍለ ሰራዊት
@andayaman4097
@andayaman4097 5 ай бұрын
ሓቆም እንድዮም ተጋሩ ክሃልቁ። እዝስ ይትረፍ ክፍለሰራዊት ጤለበጊዕ ክጓሲኮ ንጋዶ። ትግራይ ሰብየብላን እሮማይ ኣኸለ!
@leulzewde8885
@leulzewde8885 5 ай бұрын
Nay bahaki dika tarik kimhr amtsiekayo zehefr eyu ezis merahi hayli
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish Ай бұрын
ወዲ ሓሓይለ ዓርከይ ኣታ ጅግና ደቂ ሓሓይለ ጀጋኑ ወዲ ጭላ እየ አታጅግና ዓርከይ
@user-xk4nc9eg3d
@user-xk4nc9eg3d 18 күн бұрын
ወዲ ጭላ ንደቂ ጭላ ሰላም በለለይ
@Salm-wo6ko
@Salm-wo6ko 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-si7wy1hc9l
@user-si7wy1hc9l 5 ай бұрын
ተሃንጥየ ሰሚዐዮ ።ኩሉ ሰብ ክሰምዖ ይግባእ ።
@mubiealiabdulkerim3222
@mubiealiabdulkerim3222 5 ай бұрын
Ane zegrmni shaebya mare kndezi gokis tekoynu dea tay 1.000.000 kefilka ab temiet alka kkkkk way gud
@almaz1448
@almaz1448 5 ай бұрын
Kkkkkkkkkkkkk እወይ.አቡ .ክዳነይ ሸይነ
@user-gq6cq9jh5g
@user-gq6cq9jh5g 3 ай бұрын
ብሱል ኣተሓሳስባ
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 5 ай бұрын
❤❤❤
@samsontekle5627
@samsontekle5627 3 ай бұрын
ሃዳሽ ኣክተር ናይ ቲግራይ ካኣ መፂኣ ሂጂ ኣየ ተጋሩ ማኣስ እኩም ሃቂ ኪትዛረቡ
@sem3945
@sem3945 2 ай бұрын
ወርቀዲኖ ☝️
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1 МЛН
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 111 МЛН
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 25 М.
마시멜로우로 체감되는 요즘 물가
0:20
진영민yeongmin
Рет қаралды 19 МЛН
Happy 4th of July 😂
0:12
Pink Shirt Girl
Рет қаралды 60 МЛН
When dad sneezes 😱😵‍💫 LeoNata family #shorts
0:26
LeoNata Family
Рет қаралды 11 МЛН
الساعة السحريه توقف الزمن
0:26
طارق الحلبي tarik alhalapi
Рет қаралды 34 МЛН
Why are all guys such show-offs?
0:20
F&T Team
Рет қаралды 19 МЛН