ኣብ FM መቐለ እንታይ ኣጋጢሙ? - ፃንሒት ምስ ኣካያዲ ስራሕ ኤፍ ኤም መቐለ 104.4 ጋዜጠኛ ሓለፎም ንርአ

  Рет қаралды 37,285

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

#LazaTigrigna #TigrignaNews #ላዛትግርኛ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZbin Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Selam City Center Building 6th Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com...
www.lazatigrign...
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Пікірлер: 209
@soloak2067
@soloak2067 7 күн бұрын
ናይ ብሓቂ የሕዝን
@VxGd-bl7ym
@VxGd-bl7ym 7 күн бұрын
ጅግና ጋዜጠኛ
@NurhusseinMohammed
@NurhusseinMohammed 7 күн бұрын
ብሱል ሰብ ሓቂ
@MuezKebede
@MuezKebede 7 күн бұрын
ብራቮ ነጋ ንሓበሬታኻ!! ብዓል ኣለም ገ.ዋህድ ኢሎም ኢሎም ናብ ቁሉዕ ሽፍትነት ተቐይሮም
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 7 күн бұрын
ጅግና ሓቀኛ ቅኑዕ ትግራዎይ አንበሳ
@Mengesha-y7m
@Mengesha-y7m 7 күн бұрын
ናይ መቀሌ ሓድሽ ከንቲባ ተመሳሳሊት እያ ኣከያይድኣ
@hagosdesta3929
@hagosdesta3929 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ብሱል ጋዜጤኛ ሓለፎም።
@zuryashkassa4177
@zuryashkassa4177 6 күн бұрын
ጋዜጠኛ ሓለፎም ካብ ትግርኛኻ ፅሬት ጀሚሩ ቕኑዕን ፅፉፍን ኣገላልፃኻ ኣዝዩ ብሉፅዩ። በርትዕ!🙏👍❤️ ላዛ ትግርኛ ፣ ከምቱ ልሙድ የቐንየልና 🙏❤
@TsigeBelay-g6m
@TsigeBelay-g6m 6 күн бұрын
ዝገርም እዩ ብዝኦም ናተመራሕና ዓመታት ምፅናሕና ታይእዩ ሸፍና
@selemunwediweldie854
@selemunwediweldie854 7 күн бұрын
Well done FM Mekelle
@BirhanuBirhanu-l9d
@BirhanuBirhanu-l9d 7 күн бұрын
ጅግና ሓቀኛ ቁንዕ ትግራዋይ
@BKMGA
@BKMGA 7 күн бұрын
አንበሳ ጋዜጠኛ
@rahelendrias
@rahelendrias 7 күн бұрын
አታ ሐወይ ጋዜጠኛ 19:40 አንዲካ ሕጊ ዘይትፈልጥ ትግራይ መንግስቲ የብላን ግምትእዩ
@AB-l1r
@AB-l1r 6 күн бұрын
ሕጊ ትፈልጢ ተኰይንኪ ምሃርዮ ኢኺ
@anisaany6039
@anisaany6039 4 күн бұрын
❤❤
@ገዛሃገረትግራይ
@ገዛሃገረትግራይ 7 күн бұрын
መንእሰይ ከተማ መቐለ ተዳሎ ተዓጠቅ ነዞም ሸዋጦ ዓዲ ልሓዋሩ ካብዚ ዓለም ክተሰናብቶም ። ንፒፒ ን ሻዕብያን ኣብቲ 8ተ ወርሒ ከመይ ከምዝገበርካዩ ትፈልጦ ኢካ
@khaledalenazi1801
@khaledalenazi1801 7 күн бұрын
አየ ጉጅለ ሕዋሓት
@zuryashkassa4177
@zuryashkassa4177 6 күн бұрын
ወይ ጉድ መፈንቅለ ሚድያ ምዃኑ ድዩ? 🤔 ክንደይ ፈተነ መፈንቅል ኢና ኽንሰምዕ? መፈንቅለ መንግሥቲ...መፈንቅለ ዞባ ....መፈንቅለ ኸንቲባ..... ሕዚ ኸዓ ናብ ሚድያ? 🤔
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 7 күн бұрын
👍
@GumesaAfokola
@GumesaAfokola 7 күн бұрын
ጅግና ኢኻ ካብቶም ዘድንቁኻ ኣካላት ሓደ እየ በርትዕ ሓለፎም ሓሊፋኻዮም ኢኻ ከምሹምኻ
@HintsaKahsay
@HintsaKahsay 7 күн бұрын
ክብርታትና ይሸ ጡዎ አለው እንትበሀል ብምኽንያት ኢዩ እዙ ጋዜጠኛ ዝዛረቦ ዘሎ ሕጋዊ አይኮነን ኢዩ ዝብል ዘሎ
@muezeselasse
@muezeselasse 7 күн бұрын
ኤፍ ኤም መቐለ 104.4 means media of false and fabricated news! ኤፍ ኤም መቐለ 104.4 means media of fake and false information! ኤፍ ኤም መቐለ 104.4 means media of false narration with full of partiality!
@weretomedia
@weretomedia 7 күн бұрын
ኩለን ክልላት ሬድዮ ኣለወን ትግራይ ንበይና ድያ
@AmanuelDemoze
@AmanuelDemoze 6 күн бұрын
ናይ ህወሓት ተግባር
@bg9694
@bg9694 7 күн бұрын
ሰካራማት ጫታማት አዲ ክመርሁ አይክእሉን!
@TESFAEnt
@TESFAEnt 7 күн бұрын
ውይ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉
@muezeselasse
@muezeselasse 7 күн бұрын
አታ ጨጓር አረጊት ከልቢ ባዕልኻ Side ሒዝካ እናኸፋፈልካስ ንመን ኢኻ ከፋፋሊ ትብል ዘለኻ?! ረሳሕ ጨጓር አረጊት ከልቢ!
@haftomkidane
@haftomkidane 7 күн бұрын
ንደብረፅየን ዶ ይመስል ሓቀይ?
@Tigrayforum1
@Tigrayforum1 7 күн бұрын
ለይጋነ
@Johnhumera
@Johnhumera 7 күн бұрын
Wedi adwa endy
@GebruAbrha-u7l
@GebruAbrha-u7l 7 күн бұрын
አታሐወይ E/F ምክፋትና እንታይ ችግርአለዎ ባጀት ዝከፊል ዘሎየማሐድራ እታራድዮ ሰለዝይ ተዓገስ !!!
@Zanta81
@Zanta81 7 күн бұрын
ነዓኻ መን እዩ ኣብኡ ሸይምካ?
@soloak2067
@soloak2067 7 күн бұрын
ንፉዕ ሰብዩ እቲ ሓቂ ግልፂ ጌርዎ
@jamalsaed-k7o
@jamalsaed-k7o 7 күн бұрын
እዚኦም ገና ካልእ ክገብሩ ይሓስቡ እዮም ስለዚ እናተከታተልና ሓሳቦም ምሕምሻሽ እዩ ህዝቢ ትግራይ ሕጂ እያ ስዓታ ካብዞም ዓሌታውያን ንላቀቀሉ ግዜኣ እያ ንሕበር ንመክት እታ ንዕዖም ንምድሓን ሓደ ኮይንና ዘድሐናዮም መሊሶም ከጥፍኡና ክመፅኡ ክዓ ቀዲምና ነጥፍኦም እዞም ጥፉኣት
@yrgalemtadese2654
@yrgalemtadese2654 7 күн бұрын
እታ ናይቲ ማሊ ዝለመድዋ ምድንጋር ምዕማፅ ሎሚ እውን ኣጭበርቢርካ ስልጣን ንምሐዝ እዩ ። እቲ ዕሽነቶምን ህርፋን ስልጣንን ንባዕሎም ዘጥፍእ ሐደገኛ ኣካይዳ ምኳኑ ዘይፈልጡ ህልው ኩነታት ፖለቲካ ትግራይ ከስተውዕሉ ዘይክእሉ ዓያሹ ምኳኖም እዩ!
@siyumabrha2343
@siyumabrha2343 7 күн бұрын
ባላንሲ ከብ ዘይትሕልው ህዝቢ ትግራይ ክባላዕ እትገብር ዘላ ኤፍ ኤም እያ ኣነ ብጣዕሚ ፀሊአያ ኣለኹ።
@TesfalemBrhane-m8f
@TesfalemBrhane-m8f 7 күн бұрын
Ab zerebuau ህወሓት መንግስቲ ኣይኮነን ኣይግበኦን ይብል ኣሎ እዙይ ካፍቲ ግዝኡ ዝሕለፈ ግምት ዝሓሽ ዉድብ ህወሓት እዩ
@MhonManick
@MhonManick 7 күн бұрын
to many banda who's getting paid from Abiy Ahmed
@rational4153
@rational4153 7 күн бұрын
ወይ ፋሉልነት
@Estefanosbelay87
@Estefanosbelay87 7 күн бұрын
ስለምንታይ ኢኹም ንነፍሲ ወከፍ ዘጋጠመ ኲነታት ኣብ ማስ ሚድያ መጺኹም ትዛረብሉ ? ? ? ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣሰጋጊርኩም ብሕጊ ዘይትሕዝዎ ? ? ? ከምዚ ዓይነት መግለጺታት ኣብ ሜድያ ቀሪብካ ምግዋሕ ንህዝቢ ዘናዉጽን ዝኸፋፍልን እዩ ......
@rational4153
@rational4153 7 күн бұрын
I agree with your opinion, but look the group ADM is going in the wrong course so everyone should be aware of the development to take legal and reversing measure.
@sinke4259
@sinke4259 7 күн бұрын
ትግራይ ከም እኒ ሓለፎም ዝዓይነቶም ጀጋኑ መራሕቲ እዩ ዘድልያ። እዞም ኣብ እንዳክሽኔ ተሓቢኦም ዝነበሩ ናይ ወንበር ኣመዓደውቲ ሓድነትና ኣይዝረግዎ።
@HaftomHadush-sv4lw
@HaftomHadush-sv4lw 5 күн бұрын
ተልዓል መንእሰይ ትግራይ ዝተኸፈለ ይከፈል ነዞም ድርባያት ጉጅለ ንሓንሳን ንሓዋሩን ኣሰናብቶም።
@ምሩኽዘይፎቱከምኾኾብ
@ምሩኽዘይፎቱከምኾኾብ 7 күн бұрын
ውረድ። ረብሓ ህዝቢ ኣይተሓንክር።
@muezeselasse
@muezeselasse 7 күн бұрын
ናይ መዓልቲ ጉዳይ እምበር ኩሉ ትገብሩዎ ዘለኹም ዋጋ ኽትከፍልሉ ኢኹም፤ ካብ ተሓታትነት ድማ ምንም አይተምልጡን!!
@alias784
@alias784 7 күн бұрын
ቅልውላው በዚሑ የርህዎ፣ ሠላም ህዝቢ የብዛሐዬ ...
@AlemAtsbiha
@AlemAtsbiha 7 күн бұрын
እዚ ወዲ እዚ ሞሞቲኡ አኪሉ አሎ ማለት እዩ፡፡ ፈከራ አብዚሑ
@YemaneAbraha
@YemaneAbraha 7 күн бұрын
ታይ ከ እዩ ለ.... ዝመስል
@brhanu1214
@brhanu1214 7 күн бұрын
Hale jigna hazom ajoka
@hayelom247
@hayelom247 7 күн бұрын
ተጋሩ ኾይኖም ንትግራዋይ ዘይምፍላጦም ጽብቕቲ ኣበሃህላ
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 7 күн бұрын
እንታዋይ እዩ ወደይ? ፁቡቅ:ኑፁር ዝኾነ ትግርኛ አብ ሚዲያ ትግራይና እሰምዕ አለኹ። ናይ መብዛሕቲኦም ጋዜጠኛታት ትግርኛ ካብ አምሕርኛ ቋንቋ ተበረዘ ምስምዝኳኑ ክትርድኦ አይኮነን ክትሰምዖውን ይፅላኣካ። ኑፉዕ ወዲ ካብዚ ሰብ ክትማሀሩ ይግባዕ አቱም አብ ሚዲያ መመፂኹም ታፅሙሙና።እቲ ትህዝቶ ጊና ፖለቲካዊ ይመስል። ቀሰይ ኢልኩም ተረዳድኡ።
@SelamAli-s9x
@SelamAli-s9x 7 күн бұрын
ተመዊልካ ኢካ ግን ደሓን ግዘዘኩም ሓልዩ ጉቦኛ
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 6 күн бұрын
ውልቀ ሰባት ብዘይ ኣግባብ ንምንታይ ከምዚ ይገብሩ?? ንግዝያዊ ምምሕዳር ምቅዋምን ነዚ ዝብሎ ዘሎን ኣይራኸብን!!
@anisaany6039
@anisaany6039 4 күн бұрын
"🔔👈
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 7 күн бұрын
እቲ ትካል መንዩ ዘማሓድሮ? ዘይትጥይቖ
@ገዛሃገረትግራይ
@ገዛሃገረትግራይ 7 күн бұрын
ደርጊ ቀዳማካ ዘብል እዋን መፂኡ !!! ህውሓት ን ሻዕብያን ደርግን ነወዳድር ???
@jackinoassefa8817
@jackinoassefa8817 7 күн бұрын
አብዪ አሓመድ ዓሊ ብዘይ ታንኪ ብዘይ ድሮን ንህዝቢ ትግራይ ናብዚ ደረጃ ብደቂ ትግራይ ኢድ ምፍጻሙ የሕዝን ይገርም።
@KassayWedi
@KassayWedi 7 күн бұрын
It's wishful thinking, Tigrai won't be handed to Abiy Ahmed even if the Banda entertains the idea, the consequences are severe for any party involved.
@haileseged1124
@haileseged1124 7 күн бұрын
ካብ ሽፍትነት ተጋዲሎም ሐዚ ናይ ከተማ ሸፋቱ ኮይኖም ብዘይ ምንም አረክበና ይበሃል ??
@KassayWedi
@KassayWedi 7 күн бұрын
Oh, it will never happen!
@goytomredae-he4wr
@goytomredae-he4wr 7 күн бұрын
ናይ ሚድያ ሰብ ኮይንካ እዙይ ሪከርድ ዘይገበርካ እንተተሪፍካ ከቢድ ስንፍና እዩ ክኾን
@HintsaKahsay
@HintsaKahsay 7 күн бұрын
ሐቂ ይሐይሽ እዞም ክልተጋዜጠኛታት ብዓይኒ ርግዓት እንትምዘን ሐለፍ ይሐይሽ ነጋ እትበሀል ሰብግን ጥዒና ዘየብልኻ ሰብ ኢኻ ክሳብ ትጎራዋይ ደኸኢዩ ተብለና አለኻ ርግጠኛ ኢየ ስርዓት ትግራይ እንተፈሪሱ አብ ትግራይ አትነብርን ማእስኻ ጠቅሊልካ ፈቃድኡ ሰላም ደትካ ክተምርሕ ኢኻ አብታ 8 ወርሒ ተዓዛዚብና ኢና ኩሉ ግዜ ኦንትዕዘበካ ተለና ግን ትግራይን ተጋሩን ክተፍርስ ላሕ ትብል አለኻ መተዓዛዘቢ ኢዩ።
@rational4153
@rational4153 7 күн бұрын
Hintsa simply support your group ADM don't insult anyone. He interviewed the manager that is his duty. What is wrong??
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
@GebretensaeGebregiorgis-u2m 7 күн бұрын
You are opposing its existant You are paid from ketema adm
@ምሩኽዘይፎቱከምኾኾብ
@ምሩኽዘይፎቱከምኾኾብ 7 күн бұрын
መፃወቲ ጫታምን ጫርማናት ኮይና ትግራይ የሐዝን ! ኣረ ሐዲኡ ጎግበሩ ዝድፋእ ድፋእ ሐየት ህዝቢ ትግራይ!
@rational4153
@rational4153 7 күн бұрын
ወይ ፋሉልነት
@GerezigiherKunom
@GerezigiherKunom 7 күн бұрын
ቤት ምክራ አዩ ተኽልወ ነይ መቅለ አትሓሱ
@Helenlove-ijkr
@Helenlove-ijkr 7 күн бұрын
They are trying to steal the voice of the people and make a small Eritrea of their own
@Helenlove-ijkr
@Helenlove-ijkr 7 күн бұрын
May god be with you
@GoytomTigray
@GoytomTigray 7 күн бұрын
ተጋሩ ሓደ ኮይንና ንስመር ነንርእስና ክንብል 👌 ጨው ንርእስካ ኢልካ መቅር እምኒ ኢሎም ከይድርብዩካ so ነበሩ ''ያ ከይከውን😢😢
@Tigraynamedia
@Tigraynamedia 7 күн бұрын
ለያቡ ኢኹም ከዳዓት
@KassayWedi
@KassayWedi 7 күн бұрын
They are more than traitors, the Pp Banda are cowards.
@abbyteklehaimanot5298
@abbyteklehaimanot5298 7 күн бұрын
1. @ዘርኡ ነጋ፥ Every story has two sides. Where is the other side of the story? 2. @መጭበርበሪ ሓለፎም፥ ንጌታቸው ባዕሎም እዮም መሪፀሞ ኢልካ ካብ ኣመንካስ እሞ ክሰርሕ ዝግብኦ ኣይሰርሐን ስለዚ ባዕሎም ከውርድዎ ይኽእሉ እዮም።
@rational4153
@rational4153 7 күн бұрын
Narrow Awrajawi. ከዳዓት ንሕዝብኹም Support your Gujile instead of being concerned on ways of solving the problems of the people.
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 7 күн бұрын
Giosder midya kefu kefu kefu kefu midya
@mass-media6445
@mass-media6445 7 күн бұрын
ወይ ጉድ ትግራይ ብዘይ ሕጊ ፋሉል ኮይና ተሪፋ፣ ህወሓት ካብ ሱሩ ከተማሓወ ሰላም አብ ትግራይ ክህሉ ዘበት።
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 7 күн бұрын
ስላም ጋዘጤኛ ሐለፎም ንፅፁይ ሐበሬታኻ. ኣብ ትግራይ ግን ዝፍጸም ዘሎ የሕዝን. ልህይወትካ ግን ካብዙይ ተምሃር ዝመጸካ ስብ ተቐቢልካ ናብ ቢሮኻ ተዘይኾነ ናብ ቢሮኻ ግቢ / መረባ ኣይትኣትይ ሕጋዊ ዘይኾኑ ውልቀ ስባት ህይወትካ ምስ ሐለፈ ገምጋም ከይዲ ሕጊ ፍርዲ ብህይወት ኣይመልስካይ ጥቡቕ ሐለዋ ተተኺእሉውን ኮማንዶ TDF ቢሮኹም ንክሕልዋዎ ሕተቱ ምስ መስራሕትኻ ኮይንካ ብደብዳቤ ወድኖ
@HaftomHailu-x3k
@HaftomHailu-x3k 7 күн бұрын
ዋይ ውርደት ፎእእእእእእእእእእእእእ
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet 7 күн бұрын
Miskeen hizbi Tigray
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
@GebretensaeGebregiorgis-u2m 7 күн бұрын
Setpdown soon You are oppisizing the ketema adm
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 7 күн бұрын
Sekeram getashwu one tigray telate
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 7 күн бұрын
ጀዝባ መሀይም
@Helenlove-ijkr
@Helenlove-ijkr 7 күн бұрын
Baleg hasawi
@EmmbberTegga
@EmmbberTegga 7 күн бұрын
ታይ ዓይነት ጉዳማት ዕዮም ዕዚዖም ስክፋት ነውሪን ሞራል ዘይብሎም ሰባትዶ ያጋጥሙካ መነወርቲን ከዳዓት!ዓረ ተጋሩ ንዚዖም ሰባት ሓዲዑ ንበሎም
@meyekasa5478
@meyekasa5478 7 күн бұрын
የደብረፅዮን ቡድን ለ ሻብያ እና ለ ግብፅ በመላላክ የ ትግራይን ህዝብ እየከፋፈለ ነው ይሄ አካሄድ የሚጠቅመው ለተረኛው ዘረኛው አገዛዝ ነው
@SolomonAfwerki
@SolomonAfwerki 7 күн бұрын
@TesfahaneyAgedom
@TesfahaneyAgedom 7 күн бұрын
ኣንበሳ ጀግና ጋዜጣ
@destadesta8068
@destadesta8068 7 күн бұрын
ትክክለኛ ጋዜጠኛ ኢኻ ሓሌ ሰረቅቲ ክወድቁ እዮም። ኣዮኻ እግዚአብሔር ይመስገን ተፈሊጦም እዮም ዕድመ ልክዖም ህዝቢ ኣሳቅየሞ።
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 7 күн бұрын
እቲ ገፆምን ነብሶሙን ራኣይዎም እሞ ብስብሒ ተሶጊዶም ኣብትግራይ ዝነብሩ ዘይመስሉ እንቃዓ ንቃዓ እናተንፈሱ ይናገሩ ለያብ ካብታሓታትነት ኣይተምልጡን ኢኹም ሰረቕቲ
@AB-l1r
@AB-l1r 6 күн бұрын
ምስ ወያነ ኮይኑ ኣብ ድሕንነት ከሎ ግቦ ዝበልዖ እዩ ሃፍታም ገይርዎ።እምበር ኣብ FM ይቁምን ብፆቱን ዓጽማን ስግኣን ግሂፆማ እዮም።
@Alemakahsay
@Alemakahsay 7 күн бұрын
ሕጊ ይከበር ይብሉ ተመልሶም ባዓልቶም ድማ ናይ ሽፍታ ስራሕ እዩ።
@MuezTeklemariam
@MuezTeklemariam 7 күн бұрын
ህዝቢ ትግራ እግዚሄር ዝፈጠሮ ምእንታ ሀወሓት ስለዝኾነ ሬድዮ FM ብዘይ ሕግን ስርዓትን እንተጨወይዎ ከመይ ይግረመና? የቑርሮ!!! እዩ ክበሃል ዝከኣል።
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn 7 күн бұрын
ብዛዕባ ስርሑ ዝተፅሓፍ ፅሑፋት ዘይፈልጥ መካየዲ ስራሕ ዶ ወይስ ....?
@selamselam2569
@selamselam2569 7 күн бұрын
እዛ Laza ትግርኛ መላኪዒት ሚድያ እያ FM መቀለ ድማ ወገን ኣይትሓዙ መን ጠላም መን ከዳዕ እንዳራኣኹም እቲ ሓቂ ንህዝቢ ኣፍልጥዎ ። ጌታቸው እዩ ንኣብይ ኣሕመድ ክሑጉስ ትግራይ ዝሕምስ ዘሎ ነዚ ከዳዕ ያኣክል ክብሃል ኣለዎ
@KassayWedi
@KassayWedi 7 күн бұрын
Exactly 💯
@rational4153
@rational4153 7 күн бұрын
እወ ንህዝቢ መን ጠላም መን ከዳዕ ከምዝኮነ ነነጽር :: Gujile Dr. Debretsion ዩ ትግራይ ዝሕምስ ዘሎ not to be accountable. wenjelom kyhetetu
@gwb2848
@gwb2848 6 күн бұрын
ኣንበሳ ኣይተ ሓለፎም:: ኣዝዩ ብሱል ሓሳብ!
@kingsol-gy5ns
@kingsol-gy5ns 7 күн бұрын
አደመ ዝብሃል ፖርቲ ናበይ እዩ ዝግስግስ ዘሎ
@weretomedia
@weretomedia 7 күн бұрын
በጀት መን ይምድበሉ
@Halamadr146
@Halamadr146 7 күн бұрын
Mimihidar mekelle
@HayelomTesfay-q7m
@HayelomTesfay-q7m 7 күн бұрын
ገና ካልእ ከምዝገብሩ ሪድእ እዩ።
@abu.binadam6530
@abu.binadam6530 7 күн бұрын
ከምቲ ናይ 17 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ 5 ብረት ሒዞም ቃልሲ ክጅምሩ ሓሲቦም ክይኸውኑ
@gebrehiwotganenia3108
@gebrehiwotganenia3108 7 күн бұрын
ዝጨነት ህወሓት በዚ ትሕቲ ሚሐ ዝኮነ ተግባር ኣይትድሕንን
@habtetesfaye-p1s
@habtetesfaye-p1s 7 күн бұрын
እዞም ምልሻ ዝበሀሉ አካላት ዘይሕጋዊ አካል / አደመ/ ከምመሳርሒ ይጥቀመለም አሎ ምኽንያቱም እዞም ምልሻ ብትምህርቲም ቢኢኮኖሚም ትሑት ስለዝኾኑ ንሕገወጥ ስራሕ ይሰርሑ አለው መንእሰይ መቀለ ተኸታተል ።
@KassayWedi
@KassayWedi 7 күн бұрын
So what do you call the Banda with PhD and Master's degree? I suppose heroes 😏😁🤣
@ay78124
@ay78124 7 күн бұрын
Hasweti Leyabu Chenweti ekum ! Hasadat bifkay eti Bereket zibehal ferah hadami belexegna
@Helenlove-ijkr
@Helenlove-ijkr 7 күн бұрын
Asha eka
@rational4153
@rational4153 7 күн бұрын
ወይ ፋሉልነት
@DanielAsefa-sd4lq
@DanielAsefa-sd4lq 7 күн бұрын
ደብረጭንቀት ብንእሽተዩ ይመስል
@BilalMohamed-f5h
@BilalMohamed-f5h 7 күн бұрын
ዋች ለይጋነ😅
@wendmudesalegn8072
@wendmudesalegn8072 7 күн бұрын
ሽፍትነት
@ቓንጪ-ሓቂ
@ቓንጪ-ሓቂ 7 күн бұрын
ወይ ጉድ
@Harnet-u6z
@Harnet-u6z 7 күн бұрын
👉ክቡራት ኣሓት ብዛዕባ fm mekelle ኣብ ሚድያ ኣውጊዕካ ዝውዳእ ኣይኮነንን ብዝኮነ ኣብ ዘይንፈልጦ ትካል ንሰብ ተዘይንጻረፍ ጽቡቅ እዩ። ምክንያቱ እቲ ራድዮ ሕጋውነት የብሉን። ወይ ንሕተት ወይ እውን ንጌጋ ብሓሳብ ነእምን። ሙሉእ እቲ ምድላው ድማ ንከታተሎ ወይ እዌን ኣብቲ ትካል ንዝሰርሑ ሰራሕተኛቴት እቲ ሓቂ ነረጋግጽ ጸርፊ ታይ ይዓብስ ንመን ከኢና ከም ህዝቢ ንኣምን ዘዝመጸ ችድ ችድ
@ምሩኽዘይፎቱከምኾኾብ
@ምሩኽዘይፎቱከምኾኾብ 7 күн бұрын
ስማዕ /ዒ እዚ ከነታት ታይ ድዩ ብዛንታ ኣስታውስኒ ናይ ደርጊ ናይ ስርናይ ሰራዊት ኣብ 1980 ደርጊ ክወድቅ 1983። ሐዚ ናይ ህልውና እምበር ናይ ዲሞክራሲ ኣይኮነን ረብሓ ትግራይ ሓሊኻ ዶ ኣይሓለኻን እዩ? FB ፔጅ ረኣዮ ናይ ህውከት እዩ። ተኣለ ሓው አይትሽከል።
@mohammedseidnegash1894
@mohammedseidnegash1894 7 күн бұрын
ጉድ ዓይኒ አየ ዓዲ ህውሓት ላብ ሃምዚ ዝቅጠት ክአትው እዮም ኢለ ሓሲበ አይፈልጥይ
@BrzafgrmayGebru
@BrzafgrmayGebru 7 күн бұрын
ወንጫስ ምብራርኻ አይተርፈካን
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 7 күн бұрын
ህዝባውያን ርክባት እቶም ቀንዲ አበር: ንበሎም
@hagosghiwot1901
@hagosghiwot1901 7 күн бұрын
ስሱዓት ል30 ዓመታት ናይመንግስትን ውድብን ብሓደ ጠቅሊሎም ሒዞም ፈለጥትን ቆረፅትን ኮይኖም ዝፈፀምዎ ተግባር ከየአኽሎም መንግስትን ውድብን ናይ ንንባዕሉ ስራሕ ይስራሕ ምስትበሃለ ከዕብዶም ኢሉ ህዝቢ ንንባዕሉ ከባልዕዎ ላብ ዕብዳን አትዮም መሕፈርቲ።
@KdusYosef
@KdusYosef 7 күн бұрын
እዞም ከፍትታት ምልሻ ግራውንድ ከአትዉ አለዎም ውልቀ ሰባት ንክጠቅሙ ገበን ይሰርሑ ምስተአሰሩ መን የድሕኖም መሕዘንቲ ሸኮና የብሎምን እምበር አውዕር እዮም ።
@tsegaygidey-em9eu
@tsegaygidey-em9eu 7 күн бұрын
እሺ መን ደኣዩ ዘማሓድሮ እቲ FM መቐለ እንድሕር ምምሕድዳር መቐለ ዘየማሓድሮ ኮይኑ?
@Harnet-u6z
@Harnet-u6z 7 күн бұрын
ክቡር ሓወይ ረራሕተኛ እቲ ትካል እየ ነይረ። ሓቂ ክነግረካ 👉ዘጠየሸ ኣካል ምምሕዳር ከተማ መቀለ 2000 ዓ/ም 👉ንግዲ ፍቃዱ ቲቪ ትግራይ 👉ባጀት ከተማ መቀለ
@HadushWeldu-d3y
@HadushWeldu-d3y 7 күн бұрын
ጉጅለ አደመ ገና ናብ ዘይዛሪ ዕግርግር ከአትዩ እዮም።
@wedikeshimekerkaadey8011
@wedikeshimekerkaadey8011 7 күн бұрын
aye tegray ata nezi gujle nay debrxyen atfewom selam ketrkbu wedhankum
@siyumabrha2343
@siyumabrha2343 7 күн бұрын
ኣብዚ በፂሕና ናሃትኹምን ናሃትናን ኮይኑ ኢዶእ አረ በጃኩም ስለ መድሃኒኣለም ግዚያዊ መንግስቲ ዝበሃል የለን ንስኹም ስለ ዝበላዕኹም መንግስቲ እናበልኩም ኣይተዳናግሩ ህዝቢ ንምግጫው ዝጥቀምሉ F.M 104.4 ኣንፃር ተኸልቱ ደው ስበለ እዩ።
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 7 күн бұрын
ሚድያ ክንቆፃፀሮ ኢና እኮ ተባሂሉ እዩ።
ፃንሒት ምስ መዘክር ኣባዲ ዘሞ #ላዛትግርኛ #ትሕቲሰማይትግራይ
1:12:55
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН
I Sent a Subscriber to Disneyland
0:27
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
Teddy Press ሕጂ ኸ ኣብ ትግራይ እንታይ ትርኢ?
1:48:47
ቀምሽ ከዲነ የዕብዮ ኣለኩ መንእሰይ ውላደይ
15:38
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН