Рет қаралды 30,537
✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
✅ "ኣብ ዑና እማተይ ኣብታ ኣፍደገ ተላጊበ ይሓድር። ማይ እንትወቅዕስ ከይፈርሰኒ ክሃድም ምእንታን"።
✅ "ሂወት ክትሓልፍ ኣይኸኣለን እምበር ዕድመስ ተመንየ ኣይፈልጥን"።
እዚ ቃል ኣደይ ኪዳን ገ/ማርያም ነባሪት ከተማ ሰለኽላኻ እንትኾና ዘረበአን ክትሰምዕ ከለኻ ሰውነትካ ገለ ይወረካ።