Рет қаралды 1,481
✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
"ብሰኣን 300ሺሕ ስድራይ ከይጥውር መሓዛ ማእሲ ኮይነ ኣለኹ!!" - ደላዪ ሓገዝ ፍሻለ እምባየ ቴሌሸ 0988085561
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።