ባንዳነት ኣብ ትግራይ ብመን ይግለፅ? ናይ ፌደራል ሓይሊ ይእቶ እንታይ ማለት እዩ? ብየማነ ሓለፎም

  Рет қаралды 5,982

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

Пікірлер
@abe.5351
@abe.5351 3 күн бұрын
Thanks Yemane, you explained it well, Egziabher yisteh👍
@SamuelTesfay-m8x
@SamuelTesfay-m8x 2 күн бұрын
ብሉፅ ኣገላልፃ ምስ መብራህርሂኡ tnx yeme & gdey
@hayebeye7216
@hayebeye7216 2 күн бұрын
Wow well explained what wrong or what is truth honestly. True speaking
@solomongebreyesuss
@solomongebreyesuss 2 күн бұрын
❤❤❤ ሚዛናዊ ዝኾነ ሚድያ።
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 2 күн бұрын
Thank you YEMANE🌿✅አቦ ሓቅ ጅግና
@atakltidesta8015
@atakltidesta8015 3 күн бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ወድዓበቲ
@berhaneniere7154
@berhaneniere7154 2 күн бұрын
ኣገንዕ የማነ
@Pamela-cb6gl
@Pamela-cb6gl 3 күн бұрын
Yemane real Tigraway ❤🙏
@baherunegash6934
@baherunegash6934 3 күн бұрын
Thank you Axumawian you are making a difference! Thank you
@KidaneMusa
@KidaneMusa 2 күн бұрын
ትክክል
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 күн бұрын
Well come father reality.
@GMN-o2e
@GMN-o2e 2 күн бұрын
ሻዕብያ ምስ ህወሓትን ምስ ፋኖን ብምስርሑ እንታይ ይጥቀም? ዝብል ሕቶ መልሱ፥ሻዕብያ መሊኡ ንህወሓት ንምጥፋእ እዩ ዝጥቀመሉ። ሻዕብያ ድሕሪ ውድቀት ኣብይ ምስ ፋኖ ኾይኑ ተመሊሱ ንህወሓት ኸም ዝበልዕ ፍሉጥ እዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ንፋኖ ይበልዖ። ድሕሪኡ ኣብዚ ቐጠና ብናቱ ድሌት ዝዝወር ሓይሊ ይተክል።
@baherunegash6934
@baherunegash6934 3 күн бұрын
ጉጅለ ኢሳያስ አፈወርቅን ጉጅለ ስብሓት ነጋን ናይሓቲ ሳንቲም ክልተ ገፅታ ኢዮም። ሓደ ስለልኮኑ ኢዩም ለኣባይ ፀሃየን አምባሳድር ስዩምን ክርሽኑ ስብሓት አመሪካ አሕሊፎም ስዲደምጎ ኢኒሀዉ። ስብሓትን ኢሳያስን ብናይ ባዕዳውያን ታሪክን ባህግን ልተመስረተ ፖሎቲካ ብፀቢብ ብሄርተኝነት ሽፊኖም ክልቲኡ ህዝቢ ከጥፍዑ ልተልዓሉ ነውራማት ኢዮም። አብትግራይ ብናይ ስብሓት በተሰብ ልምራሕ ብዱን ክሳብ ሐዚ ናይትግራይ ሃፍቲ ልቆፃፀር ለሎ ጉጅለ ወርቂ ትግራይ ምስ ኢሳያስ ኮይኑ ልዶባይ የሻግሮ አሎ። ፋኖ ልትግራይ ልምጥፋእ ክሕግዝ ብ ኢሳያስ ለተዳራጀወን ልተዓጠቀን ሓይሊ ኢዩ። ልህዝቢ አምሓራ አይውክልን፣ ጉጅለ ስብሓትን ጉጅለ ኢሳያስን ትግራይን ኤርትራን ካምልይውክሉ ኩሉ። ፋኖ ልትግራይ ለየጥፋእኩ ኢሉ አብ አብይ ጦርነት ልካፈተ ሽፍታ ኢዩ።
@atakltidesta8015
@atakltidesta8015 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@baherunegash6934
@baherunegash6934 3 күн бұрын
ብመጀመሪያ ኩሉ ትግረዋይ ክርደኦ ለለዎ ናይፕሪቶሪያ ስምምዒነት ምስ ማእካላይ መንግስቲ ምስራሕ ለገድ ድ ኢዩ። ስለልኮነ ናይ ኢትፖጵያ ሰራዊት ናይምእታይ ጥራይ ተይኮነስ አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ናይምእታው መብት አለዎ።ኢቱ ሓቂ ኢዙይ ኢዩ። ካል አይ ማለሊት ትግረዋይ መራሕቲ አሲንካ ቀጥቂጥካ ምግዛእ ብልብል ትልሚ ናይመሪሕነት ብቅዓት ለለዎም ብትልሚ ብወረጦ ተኣርዮም ኢዮም። ስለልኮነ ልትግረዋይ ልምጥን አመራርሓ ክህብ ልክእል አብነሪሕነት የለን። ሓድ ሓድ ብልጭ ልበሉ ሓዱሽ ወለዶ ኢስካ ሐዚ ይቅንፀሉ አለዉ። ካም ተጋሩ ሓቂ ሒዝና ብትረት ሓደሽቲ መራሕቲ ልቅድሚት ተለይ አምጺና ክንጠፍእ ንክእለሉ ስፊሕ ኢዩ። ፈራሃትን ለጀሲ ጠፍጠፍትን ሒዝካ ዓወት አይርከብን። ሓዱሽ ወለዶ ክልዓል አለዎ ፦
@BereketKiflu-y6z
@BereketKiflu-y6z 2 күн бұрын
አየናይ መንግስቲ እዮ እቲ ምስለነ ድዮ ? ዋላ ካልእ አለኩም
@ZerfneshDagnew
@ZerfneshDagnew 2 күн бұрын
ሕዚ ሕዚኮ ንሰምዖ ዘለና ጉድ ሻዕቢያ ከም ሓደ ፈታዊ ጌሮም ዝርእዩ ሰባት መጾኦምና'ለዉ:: ጭራሽ ንኤርትራ ጎዲእንስያ ኢና እናበሉ እከራኸሩ ከም ባዓል ስታሊንን መምህር እስብርሃ ተኽሉ ዝብሃል ውልቀ ሰብን ልቦም ክሳብ ዝሞልቕ ንኤርትራ ወኪሎም ይከራኸሩን ይሓልዩን ኣለዉ:: እምበኣር ከስ እዚኦም እዮም ብሕጊ መሰረት ናይ ፈደራል ሰራዊት ኣትዩ ዶብ ክሕሉ ይግባእ እዩ ክባሃል ከሎ ዘእውዩን ከምኡ ንዝበለ ናይ ሽም ጸለመ ዝገብሩን ዘለዉ:: ዋይ ኣንታ ናይ ሎሚ ዘበንስ ዝተፈለየ መዓት እዩ ወሪድና ዘሎ የማህልል እዩ::
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 күн бұрын
የማነ; ኩሎም ናይ ርኢቶኻ ነጥብታት ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ሓውና እዩ ዝብል ወሲኹ ትኽክል ኣለኻ:: ኣብ ናይ ፀላእትና ቀዳምነት ቅደም ሰዓብ ግን ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ትጋገ ዘለኻ ይመስለና:: ኣብ ታሪኽ ኩሎም ፀንታታዊ ጦርነታት ትግራይ; ቀንደኛ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣይኮነን ዝብል ትግራዋይ ብዙሕ ነገራት ከገናዝብ ይግባእ ንብል:: ብዛዕባ መዓድናት ዘረፋ ድማ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው ከብሎ ይግባእ:: ብሕጋዊ መስርሕ ዓበይቲ ናይ ወፃኢ ዕደና ኩባንያታት ኣትየን ናብቲ መዓድናት ዘለዎ ቦታታት ዝወስድ ኣስፋልት ፅርጊያታት ወሲኹ ካልኦት ትካላት ክሰርሓ ብውዕል ክኣትዋ ይግባእ::
@hadashailu158
@hadashailu158 3 күн бұрын
ጢሞሙ ጣጢሞይ ዶ በልካ 😅ሓቂ ክውስኸልካ ጢሞይ ኖራ ኖራ ምስ ኖራ ምስቶም ደቂ ደቂ ምስ ደቂ ውፃእ ወዳሓቂ ናይብቖልዕትና ፅዋታ ተዘኪረዬስያ እሞ ስብ ሓቂ ንምቕባር እዩ ሒሪዲኽ ዝበሀል ዘሎ
@hannesgebreh5692
@hannesgebreh5692 3 күн бұрын
አቶ የማነ ትዛረቦ ዘረባ ኩሉ ሐሶት ፕሮፓጋንዳ እዩ ብዙሕ ሞክርካ እኻ ንብዙሕ ዓመት ግን ክኾነልካ አይካአለን ብግልጽ ብልጽግና ኮይንካ ክትቃለስ ግን መብትኻ እዩ !!ኦሮማይ!
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 күн бұрын
ግና ክታቂጣቀጡ እኹም😂😂😂
@GebremedihnTsegay
@GebremedihnTsegay 3 күн бұрын
ዝተፈለየ ሓሳብ ተሰሚዒኻ። ምፅላም እዩ ስርሓኻ በካዕ
@wediofla3230
@wediofla3230 2 күн бұрын
Yeman wants all Tigray's gold to go to Abiy and Tsedkan's family. He belives Abiy's and Getachew's lies over TDF generals.
ВЛОГ ДИАНА В ТУРЦИИ
1:31:22
Lady Diana VLOG
Рет қаралды 1,2 МЛН
JISOO - ‘꽃(FLOWER)’ M/V
3:05
BLACKPINK
Рет қаралды 137 МЛН
Their Boat Engine Fell Off
0:13
Newsflare
Рет қаралды 15 МЛН
Vampire SUCKS Human Energy 🧛🏻‍♂️🪫 (ft. @StevenHe )
0:34
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 138 МЛН
Oduu Mana Kiristaanaa Muddee 15, 2017 B.A
7:13
OCN (Oromia Clergy Network)
Рет қаралды 99
ВЛОГ ДИАНА В ТУРЦИИ
1:31:22
Lady Diana VLOG
Рет қаралды 1,2 МЛН