No video

ብሕጊ ክንሓተካ ኢና ትብሉ ዘለኹም፥ ሕጂ ውን ስምዑ! /// ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ

  Рет қаралды 43,840

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

2 жыл бұрын

ዕላማይ ሓሳውቲ ነቢያት ምግላጽ እምበር ብዛዕባ ሓዳር ሰባት ምዝራብ ኣይኮነን።

Пікірлер: 891
@goytaygoytay4533
@goytaygoytay4533 2 жыл бұрын
ከይተቋርጾ ሓደራኻ ብዙሕ ምስጢር ክቕላዕ ዘለዎ ኣሎ። ኣብኡ ስለዝነበርኩ ይፈልጦ ኢየ። እቶም ኣብ protestant ዘለኹም ንዑ ምሳይ ኣምልጡ። ተመለሱ ተመለሱ
@dengeleyadefekri8990
@dengeleyadefekri8990 2 жыл бұрын
Enke bdhane temlska weye temleski 🙏🥰
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ክቡር ሓውና እስቲ ብዛዕባ ዝነበርካዮ ህይወት ገለ በል እቲ ብዘይ ፍላጡ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝብና ክመሃረሉ መንተ
@sikosilo7508
@sikosilo7508 2 жыл бұрын
Ellllllllll ተመስገን አምላክ እንካዕ ናብ ቤትኻ ትመለስኻ
@user-il8kq2yw3c
@user-il8kq2yw3c 2 жыл бұрын
አሰይ እንኳዓ ብሰላም ተመለስካ እግዚአብሔር ይመስገን💞💞💞
@user-nl5nb6nd2l
@user-nl5nb6nd2l 2 жыл бұрын
ተመስገን እንካዕ በሰላም ተመለስካ አጆና ንመርምር ኩሉ ክርደእና እዩ እቲ ሓቂ
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d 2 жыл бұрын
ቡሩኽ ባሕቲ ደቂ ተዋህዶ ናይ ፍቅሩ ሰላም ራህዋ ቅሳነት ይግበረልና ፉቁራተይ💜💜💜
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏✝️😍
@ghebrebrhanfshaye8011
@ghebrebrhanfshaye8011 2 жыл бұрын
Amen amen amen yehbiru
@user-km3xr2rs6o
@user-km3xr2rs6o 2 жыл бұрын
አሜን
@mekdesgualtigray4169
@mekdesgualtigray4169 2 жыл бұрын
Amen 👏👏
@user-pm1ow6qm3h
@user-pm1ow6qm3h 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@freeoneentertainment8294
@freeoneentertainment8294 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓዉና ኣጆካ ኣምላኽ ኣሎ ምሳካ ሓቂ ጸሊኦም ክንደይ ዘይፈከሩ ሕጂ ዉን ፈኪሮም ይተርፉ
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 2 жыл бұрын
ዲያቆን ኣይኮነን ክብረተይ
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር ይመሰገን እንኳን በሰላም መጣህ ውድ መምህራችን በእውነት እንደዚህ የምሉ ሰዎች ግን ጤና የላቸውም ሆይ እግዚአብሄር ልቦና ይሰጣቸው ኦርቶዶክ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር።
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 жыл бұрын
አሜን(3)ውዴ
@melimeli8355
@melimeli8355 2 жыл бұрын
ኣብየት ናይ ሞጎስ ነገር ገደደ 😁ተመስገን ኣምላኸይ ኣንስ እንካዕ ኣምለጥኩ ተመስገን ኣነስ ደጋግመ 🙏🙏🙏❣️💒❣️
@user-bp5ut2zf3u
@user-bp5ut2zf3u 2 жыл бұрын
ብዘይኣፍልጦ ተጎቲትኻ ዲኻ ኣትኻ ኔርኻ ኣንቢብኻ ተረዲእኻ ኢኻ ኪትንብር ዝግብኣካ
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህር ስልጣን ሓወይ ፅዮን ማርያም ትሓልውካ 🙏
@hiwetkahsay6395
@hiwetkahsay6395 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሱልጣን ሓወይ መሐጎሲና ባሕቲ ይግበሮ ደቂ ተዋህዶ ፈጣሪ ብሕቲ ምሕረት ይግበረልና ናይ ኣዴና ቅድስ ድንግል ማርያም ፀሎታን ምልጅኣን ምስ ኩላትና ይኹን
@gebresuskflay5788
@gebresuskflay5788 2 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም እምበር እዚኦም ጽሉላት እዩም ብሓቂ ስልጣን ሐውና ትገብሮ ደለኽ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽልካ ብሓቂ ብትህበና ትምህርቲ መግለጻ የብለይን እመ ብርሃን ኣብ ጎንኻ ትኸን
@user-ld7dz3fw6l
@user-ld7dz3fw6l 2 жыл бұрын
እቲ ኣብ ምድሪ ዝመስከረለይ ኣነ ውን ኣብ ቅድሚ ኣቦይ ክምስክረሉ እየ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ምሳኻ እውን እዩ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ልቦና ይዓድሎም ይዓድለና
@danydan6662
@danydan6662 2 жыл бұрын
Eti Nezi QAL tekiskayo zeleka "ሉቃስ 9:26 : ብኣይን ብቓለይን ዚሐፍር ዘበለ፡ ወዲ ሰብ ብግርማኡን ብግርማ ኣቦኡን ብግርማ ቅዱሳን መላእኽቱን ኪመጽእ ከሎ፡ ብእኡ ኺሐፍር እዩ።) ZBL Netom kemzi KEMAKA QAL MDHAN B GOYTA EYESUS KRSTOS SMMM TRAY MQANU KHIDOM 🏀nay SEB TSNTSWAYAT, TARIK NAY HAYMANOT, GEDAMATN , MENOKSAT , TSADQAN knegru zwielu kemzi kemaka eyu ZHFERELOM . MALET NAY FETARI N BUU ZTEREKBE DHNET N SEBAT KEMEY GIEROM KAB HATYATOM BETI DEMU AB MESQEL QERANYO ZKEFELELOM EYESUS KRSTOS YMLESUN KAB KUNENE ZELEALEM YDHNUN EYU KSBEK ZELEWO. EZI N NEBI ESRAEL ZEGATEMO NAY KULATNA NAY HIWOT GDL EYU KOYNU ZELO. N'ABNET HADE QESHI NAY ENDA ORTHODOX BETECHRISTIAN (QDUS MICHAEL LONDON,UK) SEBEYTU TEFATIHU KULU SEB KEA YFELT EYU EZI TARIK. EZI NEGER TETEKIMKA EMNET MLUE WEY KEA N PROPHET ISRAEL NMNQUSHISH ENTEHASIBKA MEGEDKA AARM ...TENESAH EMBER AYTMEKAH YBLU ABOTATNA . SLTAN HAWNA NSKA KE HATYAT GIERE AYFELTN DIKA TBL ZELEKA?? [ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧ማቴዎስ 7:3] NHNA GN KULU HATIUU KBRI AMLAK SIENU BETI BDEMU KNNETSHN NKNNSAHN ZEKIELENA WEDI AMLAK DEA EMBER AB TSDKNA AYNIEMENN. NGHO NGHO NABUU ENA NWEDQN NMHLELN. TEBAREK HADE MEALTI KEMTI NAY HAWARYA PAULOS QENAE HAYMANOT KOYNU N AMLAK GEDIFU N GOYTANA ZFEREDUWO KAHNAT KEGELGL AMLAK GN B MHRETU NAB AZYU FLUY MSKR GOYTA EYESUS ZKONE NEAKA WN HADE MEALTI QNAATKA REEYU KIKYREKA MQANU AYNTERATERN MKNIATU GIENA TSELAETU KELENA SLE ZEFQERENA HJI WN NEFSI WEKEF KALIET KNMLES YTSBEYENA ALLO. MDHAN B KRSTOS TRAY EYU BETI KBUR DEMU ZTESHAYETENA NAB MENGSTU KNAATUN WERESTI TESFA ZELEALEM KNKEWN ZMEDEBENA NSU TRAY SLE ZKONE.. FTH EGZIABHER ZFNFNO HATYAT EYU GN MNALBAT ABZI KGELTSO ZEYDELEYE(PERSONAL) MKNIATAT GN KEA KBUL MKNIAT YHLWO YKEWN WEY WN MNALBAT SEYTAN NGZIUU ATYU ZEBELASHEWO TSBAH NGHO TEARIQOM NSEMIE NKEWN ...KTSLIYELOM EYU ZGBEAKA NERU NAY AMLAK AGELGALI ENTEKONKA. SLEZI KFUE NAY HAWKA KITEQALIE MGUYAY SI KEMTI N ABUU NOH SEKIRU KELO HFRETU ZEQALIE WEDU CANAAN AYTKUN .... TEBAREK AYNI :LBONAKA YIKEFET TEBAREK !
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ስልጣን ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢
@hagoshaile6112
@hagoshaile6112 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሕ መምህር ስልጣን
@fdg761
@fdg761 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ንኹሉ ትዓዘቦ ንትሰናይ ስዓቦ 🙏🙏🙏🙏🙏
@gebrebrhantsege8706
@gebrebrhantsege8706 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓውና እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ስለቲ ትገልጸልና ዘሎኻ ⛪️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@Philmon1997
@Philmon1997 2 жыл бұрын
ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ደቂ ኦርቶዶክስ
@hanasami6968
@hanasami6968 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@efiremmhretab7918
@efiremmhretab7918 2 жыл бұрын
Amen
@user-sw3fy1oc8k
@user-sw3fy1oc8k 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@sabaalem9990
@sabaalem9990 2 жыл бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@ry8319
@ry8319 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሥሉጣን ሓውና ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡን በረከትን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዝገርም ህፀን ቆልዓ እግዚአብሔር ልቡኑ ይመልሰሉ🙌🙌🙌🙌
@user-su8by1vd9s
@user-su8by1vd9s 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ክብር መምህር ስልጣነይ ብሓቂ ይገርም እዩ እግዚአብሔር ልቦኖኦም ይመልሶም እመብርሃን አብ ጎድንኹም ትኹን❤❤❤✝️🤲
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና አሜን፫👏
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
እንኻዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጀካ ቀፅሎ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን 🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@user-xs1ns7wk7z
@user-xs1ns7wk7z 2 жыл бұрын
ስልጣነይ ተባዕ ተምሳሌት ትኽክለኛ ክርስትያን ተምሳሌት ሓወርያት ተምሳሌት ቅዱሳን ሰማእታት ቀፅል ኣጆኻ ንስኻስ ንበር ድኣ ምእንተ ባዕልኻ እንተይኮነስ ምእንተ ንሕና ብዘይፍላጥና እንጠፍእ ንክትምልሰናስ ንበረልና መናፍቓን ሓቂ ብጣዕሚ ስለእትመሮም ኣይቅበሉኻን ንሕና ብእየሱስ ክርስቶስ ኣምላክነት ብስላሴ ሓድነትን ሰለስትነትን ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ እንኣምን ግን ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካለና💙💙💙💙💙
@user-tg9xx4ne4m
@user-tg9xx4ne4m 2 жыл бұрын
_አጆካ በርትእ ቅዱስ ባውሎስ አብ አገልግለቱ ምስ ኡሱራት እሱር ምስ ጹሉላት ጹሉል ምስ ደይአመንቲ ከም ደይኣምን እንዳኮነ ናብ ፍቅር ክርስቶስ አምላክና ይምልሶም ነይሩ በእውነት ንሕና ድማ ልውዳሴ ደይኮነ አምላክ ብልፈልጦ ትጉህ አገልጋሊ ክርስቶስ ኢካ!! ስለዚህ ግዴታ እዩ አብ ምስክር ወንጌል ፈተና ክመጽእ እመ አምላክ ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን ሮቡኒ❤👏_ _መልካም እለተ እሁድ ዉድ የክርስቶስ ቤተሰቦች_
@seluselu6245
@seluselu6245 Жыл бұрын
ሓቅሰ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግርካ ትወፅእ እዩ ነገሩ አጆካ መምህረይ ቅድሰቲ ማርያም ምሰወዳ ጠበቃን ከለላን ትኩንካ ስልጣን ሓወይ አሜንንንን [፫] 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና እግዚእብሔር ምሳኻ ይኹን ቅልዓዮም ጥራይ እዞም ተኻሉ
@user-io8uo2zj8t
@user-io8uo2zj8t 10 ай бұрын
ወይ ኣምላክ ዘልኣለም ብመንገድካ ምርሓና ወይኣምላክ ብጣዕሚ ዩ ዝገርም ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@user-gs5fu9bx7w
@user-gs5fu9bx7w 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ስልጣነይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ፅላል ትኩንካ አሜን ፫
@user-nu9xh1zs1g
@user-nu9xh1zs1g 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር ይመስገን ስልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ።ተፃረርትካ ክበዝሑ ግድን እዩ ግን ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ።ኩላትና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ዝኮንና ብዘይኣፈላላይ ንስልጣን ኣለናልካ ንበሎ ኣሕዋተይ መዓረይ 👏👏
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ስልጣን ሓዉና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ
@arafaalsaid7212
@arafaalsaid7212 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልናፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ፊጣሪ🙏🙏🙏
@mebrihitgaltigray6184
@mebrihitgaltigray6184 2 жыл бұрын
ኣቡኡ ጠሊቃ ዝኣበየትኒ እንያ ማሓዛይ ከመይ ገይረ እየ ዘውፃኣ ጨነቀኒ😥😥ስልጣን ሓውየ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ቀፅለሉ ወላዲት ኣምላክ ምሳኻ ትኹን ኩቡር መምህረይ👏👏👏❤❤❤❤❤
@maekelkesete3148
@maekelkesete3148 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ዝያዳይ፡ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ተስፋ ኣይትቁረጺ! ሓደ መዓልቲ ክትመጽእ እያ።
@sikosilo7508
@sikosilo7508 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ያብዝሐልኻ ክቡር ሓወይ ቀፅለሉ
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 2 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ✝️👏👏 እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኽቡር መምህርና 💐 ብሩኽ ባሕቲ ደቂ እመብርሃነይ 👏👏👏
@roha9947
@roha9947 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን እመብርሃን ሓሳብ ልብና ተስምረልና
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 2 жыл бұрын
@@roha9947 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን መምህረይ ኣጆኻ ጅግና ሓረስታይ ናይ ወንጌል ኢኻ እመብርሃን ጽላል ትኹንካ ስልጣን ሓወይ
@mabi1072
@mabi1072 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ስልጣን
@fevengebrehiwet5930
@fevengebrehiwet5930 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ንስካ መምህርና ኢካ ኣምላክ ምሳካ እዩ ናይ ኣገልጉለትካ ዘበን ይባረክ 🙏🙏🙏
@freweynihailemichael3750
@freweynihailemichael3750 2 жыл бұрын
Orthodox tewahdo nzelealem tnber🤲🤲🤲👏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 2 жыл бұрын
ተመስገን ስልጣን ሓወይ ናዓካ ዛሃበና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ወላዲት ኣምላክ ምሳኻ ትኩን💒💊
@user-iz5yk7dg6f
@user-iz5yk7dg6f 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህርና እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ሰልጣን ሓወይ ሓቂ ሰለ ዝተናገርካስ ክንዱዙይ ዓገርገር ኣይዘካ መምህረይ ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ 😘😘😘 ሓቂ ሒዝካ ኣብ መንገዲ ሃርስ ዝብሃል ኣሎ ስልጣን ሓወይ ድማ ካብ ሓቂ ምዝራብ ድሕር ኣይትበል ኩቡር ሓወይ😘😘😘☝️
@dejenyemane6569
@dejenyemane6569 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርካ መም ስልጣን ወትሩ ኣብ ጎንካ ኣለና ብዙሕ ድማ ንመሃር ኣለና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ 100
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ጥልጣነይይ ኣይዘካ ፈታና ዳኣ ሽምባንዶ ንስካ ብዛዕባ ወንጌል ላሰበኽካስ ኣንሕናካ ብፆሎት ይፍትናና እለዋ ግንካዓ ዘይተፈተነ ዘይሓልፍ ክርስትያን የለይ ኣቦታትትና ወንጌል ስለዝሰበኩ እዪ ብሰማእት ሓሊፎም ኣክልል ናስማይት ጨቢጦምዎ እንእግዚኣቢሄር ኣሐጉሶምዋ ንስካውን ኣዘካ ትዕዎት ኢካ ሚካኤለ ገብሬኤል ይሓግዝካ መምህረይ✝️✝️✝️
@user-sd3hc4em5m
@user-sd3hc4em5m 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣጆካ እመ ኣምላክ ምስ ትኩን ኩቡር ሓወይ
@user-nu1ye9nw4v
@user-nu1ye9nw4v 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህሪና ተመስገን ፈጣሪ ንዓኻ ዝሃበና ብናይኻ ትምህሪት ዝምለስ ብዙሕ እዩ ዘሎ ብዉሽጥ ናብ እምነቱ ዝምለስ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህሪና 🙏🙏🙏
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ወላዲት ኣምላክ ትሓግዝካ 🤲
@dawiteyob5399
@dawiteyob5399 2 жыл бұрын
ጅግና
@user-qt1gk3fz1w
@user-qt1gk3fz1w 2 жыл бұрын
ሰለሁሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋዉን ያብዘሐልኻ አሜን አሜን አሜን መምህር ብጠዕም የሕዝን
@Meidengedoe
@Meidengedoe 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓውና ንፉዕ
@maekelkesete3148
@maekelkesete3148 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና ብሩኻተይ" ግን እዞም ኣሕዋትና'ስ ብጣዕሚ እዮም ናሽቱ ግዚኦም ዝይጥቀምሉ(ዘይምሓሩ) ካብ ሓሸውየ ወጺኦም።
@XxxXxx-gm6gc
@XxxXxx-gm6gc 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅኣካ ስልጣን ሓወይ🙏😔ኣጀካ ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ኣሎ 🙏💒ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልወልና ስልጣነይ💚💪በርትዕ ኣጀካ
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 жыл бұрын
እዚ ጅግና ሃወርያ መምህርና እግዚአብሔር ዕድመ ይሃብካ💝
@awettsegay7214
@awettsegay7214 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️ቃልሂወት የስማዓልና ጉድ ናይዞም መናፍቃን ኣይውዳነ አዩ ሰብ በዘይፍላጥ አዩ, ዓይን ልቦኖም ይክፈቶሎም
@user-zc9jn9nb8d
@user-zc9jn9nb8d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ አጀካ እመቤተይ ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳካ አብ ጎንካ ትኩን ሰልጣነይ
@user-cj1xr8nz9t
@user-cj1xr8nz9t 2 жыл бұрын
ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና መምህርና ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርክ 🙏🙏🙏ኣጀካ ኣምላክ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏💞💞💞💞
@millionabadi347
@millionabadi347 2 жыл бұрын
ኣሰይ ሰልጣነይ ዕቂ ተዋህዶ ኣብ ቃሉ ዝፀንዕ ንፉዕ ኣደይ ማርያም ፅላል ትኩንካ ልዞም ክፉእ ዝሓሰቡ ደማ ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም እግዚአብሄር ኣምላክ 👏👏👏
@user-cf8fo8li4b
@user-cf8fo8li4b 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና ሐቂ ተቀቢራ አይትቅበራ አብ ሐውና እስራኤል ሐዲሩ ዘሎ ርኩስ ሰይጣን እግዚአብሔር አምላክ ይገስፆ ናብ ቅኑዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ይመልሶ
@tmmt1334
@tmmt1334 2 жыл бұрын
ፅግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና🙏🙏🙏⛪ ናይ'ዚኦም ግን ድራማ ድዩ ፅዋታ ዋላ ሓንቲ ኣይርደኣካን እዩ። እግዝኣብሔር ግን ረኺብዎ ዘሎ ጉድ የሕዝን።እግዝኣብሔር ኣቦይ ኣነ ዝፈልጦ የብለይን ንስኻ ግን ባዕልኻ ብቅኑዕ መንገዲ ምርሐኒ 🙏🙏🙏⛪
@artflow216
@artflow216 2 жыл бұрын
ሰልጣን ሓወይ በእዉነት ቃልህይወት የሰመዐሰልና በጣዕም ደሰሰሰ ዝብል እዩ እግዜአብሔር ኣምላካ ምሰ ኣኽ ይኽን እመ ብራሃን ትጠብቅልኝ ሰልጣን ሓወይ ቀፀለሎ ኣይዛኽ ጣዕማምይ ዋ💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tf1ns1go2f
@user-tf1ns1go2f 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ክቡሩ ሓወይ ኣግዛብሄር ኣምላክ ኩሉ ታዓዮ ትጎቡሩ ምስኻ ይኹኑ ባዑሉ ይመርሕካ ኣመበታችን ቅድስት ድግል ማሪያም ካብ ኩፉኡ ኩሉ ነገሪ ትሓልኻ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ኣግዛብሄር ኣምላክ ይባርከልካ ስልጣን ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-xz7hv8xn9r
@user-xz7hv8xn9r Жыл бұрын
Kale hiwet yisemealena memehrena...amlak yimesgen...agelegelotekum yibareke goyta...
@biemnethidru5663
@biemnethidru5663 2 жыл бұрын
ጽብቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅሎ ጥራይ መዳነገርቲ በሕዋትና ይፃወቱ አለው
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 2 жыл бұрын
ውው ብጣዕሚ ዘሐዝን ኢዩ ስልጣን ሓወይ ኢግዝኣብሄር ባዕሉ ምሕረቱ የውርደልና .ንዓካ ካኣ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኽምዚ ገይርካ ክትገልጸልና.
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 2 жыл бұрын
ምህር ሰልጣን እድመን ጥእናን ይሃብካ ኣጆካ ኣጋለጾም ንመናፍቃን
@titiefrem4302
@titiefrem4302 2 жыл бұрын
Bhaki kale hiwet yesmealna hawuna sltan egziabiher amlak xegeun bereketun yebzhalka egziabiher amlak nab lbom ymlesom ortodox tewahdo n zelalem tnber 🙏🙏🙏
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 2 жыл бұрын
Nay behaki kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏
@lovetigray7773
@lovetigray7773 2 жыл бұрын
እንኩዓ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ኣብ ሃይማኖት ፈተና ከም ዘሎ በደንቢ ትፈልጥ ኢካ ብቻ ንስካ ቀፅል ክንደይ ሂወት ክም ዝተድሕን ዘለካ ትላዕለዋይ ጎይታ ይፈልጥ እዩ🙏
@mariammohammed7644
@mariammohammed7644 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡረይ🙏
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d 2 жыл бұрын
#እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ክቡር ሓውና ናዓካ ዝሃበና እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሃይማኖትና ፈሊጥና#💖💜
@user-ju3sv7vw5l
@user-ju3sv7vw5l 2 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ስልጣን ሓወይ እንካዕ ተፈጠርካ ቃፅለሉ እግዛቢሄረ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ክብረተይ❤❤❤❤ ጉድ ዳኣኮነይ ገና ካሊእ ክንርኢ ኢና ኣይይይ እግዛቢሄር ይቅር ይበለልና 🤲
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 2 жыл бұрын
ጸግኡ የብዝሓልካ ሰልጠነ ሓውና
@user-yb6hx1nn4f
@user-yb6hx1nn4f 2 жыл бұрын
አግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውናን መምህርናን ዓጀውጀው መናፍቃን ኣይዕንቅጾን እዩ ጉዕዞና ተዋህዶ ⛪️🙏
@swswiy9610
@swswiy9610 2 жыл бұрын
ይገረም ብሓቂ ፅብቅ ትገብር ኣለካ ስልጣን ሓወይ ነዞም ብስም እግዚአብሔር ዝሸቀጡ ፍሕ ክብሉ ናይ እግዚአብሔር ፍቃድይኩን
@user-vb9iu1fk2r
@user-vb9iu1fk2r 2 жыл бұрын
አግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን እንኳዓ ብስላም ምፃኣካ ክብር መምህርና አና ኣጀካ ዳማ ዕድመን ጥዕናን የሃብካም አግዚአብሔር ኣምላክ ⛪️✝️🥰🥰❤❤❤
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 жыл бұрын
_ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን መምህረይ_
@meksebmebrahtu5828
@meksebmebrahtu5828 2 жыл бұрын
Ajoka seltaney egziabiher amlak zemenka ybark emamlak bxlota amladnet qdusan yhalka Ajoka berte amlak kulo gezy ab goezka msaka ey
@tfhastrhas1125
@tfhastrhas1125 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ክቡር ሓውና
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባረክ ብሩክ ባሕት ይኹነልና ደቅ ተዋህዶ ደቅ እመ ብርሃን ድምጺ ወለድና አሕዋትና የሰምዐና
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ጓል ሓወይ ፍቅር💖✝️🙏
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 жыл бұрын
መሴየ ናተይይ❤😍😍
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen ሓፍትኪ ሱዕዲ ዓረብ ኣላትኪ ሰላም ሽማ ፓስተር ዶ ተቀይረ
@user-su8by1vd9s
@user-su8by1vd9s 2 жыл бұрын
@@user-ex9gr7dc8q አሜን ፫ ቆየ ናተይ
@ufhygugduhggg4964
@ufhygugduhggg4964 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰለም መፃእኻ ሰልጣን ሓዎይ 💖🙏 ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እንካቃ ብሰላም መጻእካ መምህር ናይ ዘመና እዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልካ እመብርሃን ድንግል ማርያም ትሓልካ ኣጆካ ዝሓወይ ዓስብካ ካብ ሰማያዊ ሉኡል እዚኣብሄር ክትረክብ ኢካ መምህርና ኣቱም ኣሕዋተይ በጃኩም ተረዱዎ አሞ እቲ ሓቂ ፍለጥዎ እቶም ዝተመለስኩም ድማ እንቃዕ ናብታ ቅንዕቲ ቤት ኣምላክ መጻኩም እዚኣብሄር ይመስገን ኣሕዋተይ ደጊም ኣይንዓሹ ስብሃት ለእጊኣቤር
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 2 жыл бұрын
ፍጣጥ ሓሳዊ ነቢ እዋይ ህዝበይ ብዘይፍላጥ ይጠፍእ ኣሎ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
@user-hn2ei6nx5j
@user-hn2ei6nx5j 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣንዋይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ጎይታ ይባርክ መምህርና ፁቡቅ አለካ ሰማዒ የለን እንበር እግዚአብሔር አምላክ ይገስፆም አብ እምነትና የፅንዐና
@user-ck4el5fe2b
@user-ck4el5fe2b 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@semhararaya649
@semhararaya649 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna seltan hawina xegio yebzhlka🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@lemgeber4597
@lemgeber4597 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣጆካ ቀፅሎ ካባካ ብዝሕ ኢና ንፅበ እዚአም ፀጉሮም እካ ዘየስተካከሉስ ነብያት ሃወርያት ኢልኩም እትክተልዎም እግዚአብሔር መገዱ የሪኢኩም ኣብ መንገዱ ዘለና ዶሞ ኣብኣ የፅነዐና
@robeltekle8094
@robeltekle8094 2 жыл бұрын
ስልጣን ሐወይ ከማኻ ያብዝሐልና አግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርካችሁ አግዚአብሔር💛🌹💚🙏🙏🙏❤
@user-kg9qm7ew9c
@user-kg9qm7ew9c 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና ሰልጣንይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ ያብዘሐልኹ
@user-fy1co9kz9l
@user-fy1co9kz9l 2 жыл бұрын
ፊልሚ ዲዮም ዝሪኡ ዘለዉ ሓቀይ? ስልጣን ሓወይ ከኣ ቃለ ሂወት የስመዓልና ቀጽሎ Amen Amen Amen
@merimeri5279
@merimeri5279 2 жыл бұрын
ፅግኡ ይብዝሕልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ከቡር ሓዉና
@efriammelake7132
@efriammelake7132 2 жыл бұрын
Kale Hiwet yesmealna memhrey enber beal ezi dea ab Adis abeba nbaelom zeyfeletu seb ketfeu ywuelu alewu b hayli fetari gudom ywuxae dea gana kea kkaleu eyom
@tvnsha1086
@tvnsha1086 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኻ መምህር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ምሳኻ እዩ ስልጣን ሓውይ ትምህርትክ ጥራይ ቀጽሎ እግዝኣብሔር ኣይ ሓድገካን እዩ ዝሓወይ ንህዝቢ እስራኤል ዘይ ሓደገ ንዓኻ ኣይግደፈካን እዩ ዝሓወይ ምስጢሮም ስለ ዝተፈለጡ እዮም ክብሪ ንእግዚኣብሔር ዩኹን
@user-yr5qi2wr5o
@user-yr5qi2wr5o 2 жыл бұрын
ስልጣነይ አነስ ስሓቅ ኢካ ትቀትለኒ ምጎስለ ተምሃራይ አሜን ይብሎ
@semerebairu372
@semerebairu372 2 жыл бұрын
Asey ze wedy Egzabher xego yebzhlka ab Srhka aslto ab nabrka berket xego yebzhlka 🙏🙏🙏
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 жыл бұрын
እቲ ንስካ እንኳዕ ናትና ኮንካ ቃል ሂወት የስመዕና እቶም ዝጋገየ ዘለዉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናኦም ይክፈተሎም ብዝኮነ ቀፅሎ ኣምላክ ይሓግዝካ ኩቡር መምህርና 🙏🙏🙏
@user-bf4nn2rv8e
@user-bf4nn2rv8e Жыл бұрын
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመልና ኩቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ እዩ ኣጆካ እግዚኣብሔር የሓልካ
@user-og9oz7nc4w
@user-og9oz7nc4w 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክብር መምህረና አሜን፫
@tigray6549
@tigray6549 2 жыл бұрын
በሉፀይ መ/ርይ አንኻዕ ሰለም መፀካ ሰናይ ባሓቲ አበዚ ገዛ ዘለክም 🌹🍃🌹🍃🍃🍃🌹🍃🍃🍃🍃
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ሱልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ዩኩን አሜን አሜን አሜን (3)
@tsegutesfay5018
@tsegutesfay5018 Жыл бұрын
ንበረልና፡ እግዚኣብሄር ሓይልን ዓቕልን ይሃብካ ስልጣን፡
@user-qo1rm6xu8r
@user-qo1rm6xu8r 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐል በረክቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰልጣነይ ብሓቂ ዝገርም እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቦኑኡ ይክፈተሉ ኣምላኬ ሆይ ኣብዛ ሓቀኛ ተዋህዶ እምነተይ ኣፅንዓና
@henokselamselam1716
@henokselamselam1716 Жыл бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ከይተቃሩጾ ኣምላክ ወትሩ ሓይሊ የሃብካ በረከትን ጾሎቱን ቁድሳን መላኣክትን ኣይፈለየና ኦርተደኪስ ንዘልኣለም ትበር
@user-lz5yy1wy8y
@user-lz5yy1wy8y 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐሐልና መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ😍❤
@user-md4mh6iy3v
@user-md4mh6iy3v 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወ 💒💒🤲)🙏🙏🙏
@user-ml2kh7fn8q
@user-ml2kh7fn8q 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን መምህረይ እንካዕ በሰላም መፃካ ስልጣነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ እመ ብረሃን ምሳካ ትኩን መምህረይ
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n 2 жыл бұрын
በስመ ስላሴ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመአልና ክቡር ሓዉና ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@meronmeron5249
@meronmeron5249 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻኻና ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስመዓልና መናፍቃን ናትካ ክሪኡ ከለዉ ሕማም መርዘን እዩ ዝለዓሎም ኣጆኻ ቀጽሎ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣብ እትገብሮ ኣጎልጉሎት ምሳኻ ይኹን ፡፡
ነቢይ ዘውጽኦ ምሥጢር ስምዑ!
23:43
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 410
小蚂蚁被感动了!火影忍者 #佐助 #家庭
00:54
火影忍者一家
Рет қаралды 53 МЛН
👨‍🔧📐
00:43
Kan Andrey
Рет қаралды 10 МЛН
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 16 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 44 МЛН
ገስጽዎም እምበር ኣይትሕበርዎም። ኤፈ 5፥11
21:15
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
ድንቂ!  ኦርቶዶክሳውያን ስምዑ!
28:37
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 17 М.
ከይትሓልፈኩም! ተጠንቀቑ ,ተጠንቀቑ!
18:56
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 23 М.
ንቕሑ! ኣብዚ ኢዮም በጺሖም
26:38
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 9 М.
小蚂蚁被感动了!火影忍者 #佐助 #家庭
00:54
火影忍者一家
Рет қаралды 53 МЛН