መጻሕፍትና ንፍለጥ
32:21
16 сағат бұрын
ባእስና ምስ መን'ዩ፧
20:54
ድንቂ'ዩ ምሥጢሩ!
21:41
ናትና ኣይኮነን
25:21
2 ай бұрын
መልሲ ንሕቶታትኩም
25:49
Пікірлер
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 9 сағат бұрын
Kal Hiwet Yesmaelina 🙏🙏🙏
@BsratTeklu-h4i
@BsratTeklu-h4i 10 сағат бұрын
🥹🥹Qal hiwet yesmalna Kbur hawna Tuem qal bielina❤
@teberhkeshiseltene8406
@teberhkeshiseltene8406 13 сағат бұрын
Amn
@KibretAbraham-z8h
@KibretAbraham-z8h Күн бұрын
ስምኩም ኣብ ሰማይ ስለተመጻሕፈ ደኣ ተሓጎሱ ደኣ እምበር።መናፍስቲ ስለዚተጋዚእሊኩም ፡ጥራይ ኣይትተሓጎሱ።ምኽንይቱ ክርስቶስ ናብ ዓለም ክመጽእ ከሎ ፍቃድ እቲ ዚለኣኸኒ እምበር ፍቃደይ ክገብር ኣይመጻእኩን፡ ክብል መለሰሎም።ውሉድ ኣቡኡ ዝገብሮ ኩሉ የርእዮ እዩ ፡ንስኹም ክትግረሙ ካብዚ ንላዕሊ ውን ክገብር ከም ዝከኣሎ ብሓቂ ብሓቂ እብሎኩም ኣለኹ።ክርስቶስ ፍቃድ ኣብኡ እዩ ክገብር ዝመጻኤ እምበር ከም ቃሕ ዘበሎ ንናቱ ክብሪ ኣይኮነን ዝመጽኤ።ንናይ ኣቦ ክብሪ ንናይ ሰማይ ፍቃድ ክምህረና እዩ ዚመጸ።ንሕናውን ወንጌል እንተተኸትልና ከምቲ ክርስቶስ ንፍቃድ ኣብኡ ዝፈጸመ፡ ንሕናውን ጽውዓና ነቲ ክርስቶስ ዝፈጸመ ግብሪ ክንፈጽም እዩ ፡ካልእ ማንም ነገር ኣይኮንን።ከምቲ ፍቃድካ ኣብ ሰማይ ዝኾነ ከምእውን ኣብ ምድሪ ይዝኹን በቃ ።ካልእ የማን ጸጋም ምኻዳ ኣይድሊን እዩ ።ድህነት ብእዮሱስ ክርስቶስተፈጽሙ እዩ ኣሊፋን ኦመጋን ቅዳማይ ደሕራይ እነ እዩ ።ብዘይ በኣይ ወላ ሓደ እኮ ናብ ኣቦ ዝመጽእ የልቦንን ዮ14፣6።
@meseret-2116
@meseret-2116 Күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/kHqtfZ6FpK1jopYsi=D_xNfEGCJsbeoomr
@meseret-2116
@meseret-2116 Күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/kHqtfZ6FpK1jopYsi=D_xNfEGCJsbeoomr
@KsanetXegu
@KsanetXegu Күн бұрын
Amen amen amen ablbna yehdro sltan hawey
@AaAa-xx3qp
@AaAa-xx3qp Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓና ክቡር መምህርና ግን ሕቶ አለኒ ሓፍተይ አላትኒ ክምለስ ተኮነ ሕቶይ መልስለይ እላትኒ በጃካ አነዉን ሓፍተይ ክትምለስ ስለ ዝደኒ ሓግዘኒ
@SelamNguse-y1y
@SelamNguse-y1y Күн бұрын
❤❤❤❤
@anyone298
@anyone298 Күн бұрын
❤🙏🙏
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Күн бұрын
ተመስገን ፈጣር መጨረሻና ያጸብቀልና ፈጣር🙏🙏🙏😊
@ፍታዉ
@ፍታዉ Күн бұрын
ሓዉና ዉን ንሰበይቱ ይቅርታ ጠይቁ መስክር
@ፍታዉ
@ፍታዉ Күн бұрын
ንስዉኣክ ይቅርታ ጠይቅክ መስክር ምዓረይ😢
@edenkeflemariam4130
@edenkeflemariam4130 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MehariWeldihwet-x5n
@MehariWeldihwet-x5n 2 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና
@GgdHshs-l2t
@GgdHshs-l2t 2 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ነቶም ካልኦት ካብ እምነቶም ኮብሊሎም ዘለዉ ውን ይምለሰልና።ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ድማ ንዘልኣለም ጸኒዓ ትንበር ኣሜን
@Yorubeal
@Yorubeal 2 күн бұрын
ንሱስ ተመሊሱ?
@Riyewe5803
@Riyewe5803 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Kiflom-lc6nm
@Kiflom-lc6nm 2 күн бұрын
ቃለ ሂወት መምህር ስልጣን ሓወይ ነቶም ዝተረፉ ድማ እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናኦም ይክፈተሎም
@SamSung-ee8vb
@SamSung-ee8vb 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeseretAmine
@MeseretAmine 2 күн бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur hawey
@TeheshMahari
@TeheshMahari 2 күн бұрын
ተመስገን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽና
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 2 күн бұрын
ናይባ ሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓዊና❤❤❤❤
@SundiyanaSundu
@SundiyanaSundu 2 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፍቁር ሓዉና ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን, ተመስገን ኣምላኽ እንቓዕ ናብታ ጥንታዊትን ተኣምራታዊትን ኣቦታትና ዘጽንሑልና ደረት ብሰላም ተመለሰ🙏
@QwertQwerty-dl6jg
@QwertQwerty-dl6jg 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@BiriktiMulugeyta
@BiriktiMulugeyta 2 күн бұрын
ኣሰይይይይይ ተመስገን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@MdHitt
@MdHitt 2 күн бұрын
❤❤❤
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 2 күн бұрын
Kbri namlak ይኹን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 күн бұрын
እንታይ እዩ መብኣሲኹም፡? እምነት ድዩ ዋላስ ብውልቀ ሰባት ኡኡ? ጽልኣት መንግስቲ ኤርትራ ድዩ ዋላስ ተሃድሶ ኣብ መንጎኹም ስለ ዘለዉ ድዮም።?
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 күн бұрын
ክቡር ሰብ፡ሰብ የኽብር። ሰብ ዝዘርኦ እዩ ዝዓጽድ።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 күн бұрын
ጽቡቕ ለበዋ። ቃል ሂወት የስምዓልና። ኩኡኩም ኣመንቲ ተዋህዶ ኣብ ስደት ዘለኹም፡ ተዓረቑ እሞ ብሓደ ፓትሪኣርክ ተመርሑ። መራሕትኹም ከም መራሕቲ ፖለትካዊ ፓርቲ በዚሖም።
@Asqualgebrehiwot
@Asqualgebrehiwot 2 күн бұрын
Ab kulatna eyu nay abotatna xolt ybxhna🤲🤲🤲
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AlemTesfay-sz4dd
@AlemTesfay-sz4dd 2 күн бұрын
Temesgen kbri nmedhanina eyosus krstos ykun
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 3 күн бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና
@KsanetXegu
@KsanetXegu 3 күн бұрын
Ayeeeeeee tebareku Egzabiher msakum ykun dngl maryam msakum tkun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 3 күн бұрын
🥰🥰🥰✝️
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 3 күн бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen ❤❤❤
@HelwanaDina
@HelwanaDina 3 күн бұрын
Elllllllll zterfu yhwatna lubonaom yketelom
@PkHshs-nh4ux
@PkHshs-nh4ux 3 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት ያሰመዐልና ክብር ሓዉና ፀጋኡ ያብዘሐልኩ አግዚኣብሔር አምላክ❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 3 күн бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ❤❤❤
@jamioj7497
@jamioj7497 3 күн бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና አሰይይይ ዕልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 3 күн бұрын
Amen Amen Amen kubur hawey. Egzabhier edmen tenan yhabka🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 күн бұрын
ኣነሰ መዚሙራቱ ብጣዒሚ እዩ ዝምሰጠን ናይዚ ሓዊና ግን ደማ ሓንት ሓፊተይ ካብ ተዋህዶ ወፂኡ እዩ እላታኒሰ እና ሓዘኑኩ እየ ካብ ጀዋለይ መስሐዮ 💔ሐዚ ደማ ባዓቢዩኡ ናብ ቤተይ ተመልሰ እዩ ምሰ በለ ታሑጎሰይ ሙቁፂፂሪ እየ ሰእነ ተመሰገን ፈጣሪዋ ካብ ቤትካ ኣይተዊፀአና 🙏እንኳዕ ብሰላም መፂእካ ክብር ሓዊና እተሙ ዝተረፉዉን ዓይነ ልቦናኦም ይመሊሰሎ❤🙏
@MaremAlfgbb
@MaremAlfgbb 3 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና መስተወዐሊ ያሃበና ፈጣሪ😢ነዊሕዕድመን ጥዕናን እንጀራን ያሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስልጣነይ ማዓረይ ጸግኡ የብዘሐልኻ😊❤😊🙏
@MaremAlfgbb
@MaremAlfgbb 3 күн бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ካብኡ ዛዓቢ ምሽጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ፈጣሪ😊❤🎉ና ስልጣነይ ትምህርቲ ክሰምዕ ከለኩስ ኾይነ ዝሑጎስ ተመስገን ኣምላክን ንዓኻ ዛሃበና ኩሉ ዝዛረብ ካዓ ይሕዞ ይርደአኒ ተመስገን 😊😊🎉
@MaremAlfgbb
@MaremAlfgbb 3 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይስመዐልና ክቡር መምህርና😢 መስተወዐሊ ልቦና ያሃበና ጎይታ መዳሃኒ ዓለም😢
@MaremAlfgbb
@MaremAlfgbb 3 күн бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስ ኹላትና ይኹን ከመይ ውዕልኩም ከመይስ ኣምሲኩም ህዝበ ክርስትያን🕊❤❤❤
@MaremAlfgbb
@MaremAlfgbb 3 күн бұрын
ስልጣነይ እንኻዓ ብሰላም መጻ ኣካልና ጎይታዋይ😊❤