Рет қаралды 235
ብመጀመርያ እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ናብ Eriyuel chanel ኣብዚ ቻነል ዝቀርቡ ዓይነት ትሕስቶታት ኣነቃቀህቲ ቪዶታትን ፡ ማሃርትን ኣዛነይትን ዝኸኑ ቪዶታት ፡ ትረኻ፡ ግጥምታት ፡ ንነብስና ዝሃንጽ ስልጠናታት ክነቅርብ ኢና። ምስ ግዜ ኽኣ ካልኡት ዓይነትት እንዳ ወሳኽና ክንኸይድ ኢና ከምብዓል podcast ልዝብ መንእስያት ንናይ ገላዊ ዕቢት ዝምልከት ከነቅርብ ኢና ። እዛ ቻነል ካብ ፖለቲካ ናጻ እያ ። ቁምነገር ዝደሊ ጥራሕ ፈሎው ይበል ። ካባኹም ዘድሊለ subscribe ,like 👍 ,share ↗️, comment እዩ ዘድሊ ጽቡቃት ኣሕዋተይ እዛ ቻነል ብሓባር ንዕብያ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም ሓጎስን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ።@EriTVEritreaOfficial @ERITREANMEDIANETWORK @EriOneTouchEntertainment @officialalexeubank @eritreanorthodoxtewahdo9532 @ERITREANMEDIANETWORK @DrSharonWoldu @gDrar @aklilu.Hmichael @motivationwithheaven3140 @zomaychannel
@herilove687 @EriyuelChannel #eritrea #tigrigna #ethiopia