ብኩነታቱ ዘይጉህይ ንእሽቶ ጓሳ ( ሊንጎ)፡

  Рет қаралды 28,357

Zelenayo Show

Zelenayo Show

Күн бұрын

ብኩነታቱ ዘይጉህይ ንእሽቶ ጓሳ ( ሊንጎ)፡ መደብ ምስ ሰማርን ተስፋይን ምሕረትኣብ

Пікірлер: 245
@Ae91scd
@Ae91scd 11 ай бұрын
ንሕና ንሊንጎ " "ፉልሶ " ኢና ኢልናዮ። ንመቓስልቱ ክሳብ ሕጂ አብ ዓድኳላ ተአሲሮም ዘለዉ ረሲዕዎም ከይአክል ንምልዕዓል ብርጌድንሐመዱ አውን ይንዕቕጽ ዘሎ ገና አይሰልጠነን አሎ።
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 10 ай бұрын
💙💙💙💙💙welcome tesfye and semar🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌷
@YonasAsfha-tk2qp
@YonasAsfha-tk2qp 4 ай бұрын
Haswie eywie Co belome
@elilta70
@elilta70 11 ай бұрын
መቸም ሰማራን ተስፋይን ነጻ ናጽነቶም ዝአወጁ ሰባት ኢዮም ከምዚኦም መንእሰያት አብ እርትራ ክመጹ አለዎም አነ ብጣዕሚ ኢየ ዝደንቆም ኢየ💙💙💙💙
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 ай бұрын
ዮዲት ሓፍተይ ምስ ክቡራት ኣባ ጥረግ ጀጋኑ የሕዋትና ከመይ ቐኒኹም
@bh8509
@bh8509 11 ай бұрын
እዞም ቀባሮ ባዓል ሊንጎ ሰላም ጌሮም ታሪኾም ከየሐድሱ ከይህደሱ ቀባሮ ኾይኖም ተሪፎም።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 11 ай бұрын
❤❤❤ ኩቡራት ኣሕዋት ተስፋይ ወ ሰመረ እንዃዕ ናትና ኮንኩም ኣብ ድቕድቕ ጸልማት እተብርሁ ከዋኽብቲ ኢኹም እሞ በርቱዕልና❤❤❤። እቲ መሰረታዊ ጸገም ኣብ ልዕሊ ናይርሑቕን ቀረባን ተናሓናሕቲ ተጋሩ ዝቐበርዎ ተፈንጃሪ ቁምብላታት ዉጫለ ፈቲና ዲና ጸሊእና እንዳንገርገርና ክንነብር ስለ ዝመረጽና እዩ። ሓዱሽን ምዕቡልን መድሓኒት/ሶፍትዌር ፍጠርሉ ነዚ መጻኢ ወለዶ ኣሕዋት።
@ፍቅሪጥዑም-ዠ8ረ
@ፍቅሪጥዑም-ዠ8ረ 11 ай бұрын
ከም ወትሩ ብሉጽ ትምህርቲ ብሉጻት
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 ай бұрын
ማራ ናይ ዝረሰሔ መጽረይ ውሽጣዊ ናውቲ ኣቑሑት ኣጃክስ ኢኹም ንስኹም ❤❤❤
@zashoshoza367
@zashoshoza367 11 ай бұрын
ናይብሓቂ ጽቡቕ መረዳእታ ስማርን ተስፋይን 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 ай бұрын
ዋውውውው ሰማር ማራ ዝምስጥ ሓሳብ ኣሜሪካ እንዳነበረ ምስ ደቒ ደቁ ተሰዲዱ ኣብ ሚዳ ዘሕልፎ ታሪኽ እንታይ ትርጉም ኣለዎ
@samsonm2011
@samsonm2011 11 ай бұрын
Tes, Semar, Yodi great discussion! ከሮስ ኣስፍሃ ኣብ ህዝቢ ክቀርብ ከሎ ብጣዕሚ ግርማ መጎስ ዘለዎ ደርፉ ደስ ዝብል እዩ Kiros is Charismatic ፤ እዚ ምሕረት ኣብ ቤተሰቡ ኣብ ትግራይ እዮም ዘውለዱ፤ንሱ ግን ኣንጻር መንነቱ ደው ዝበለ ሃማም እዩ ብኩሉ ዝተጸልኤ ድሁል እዩ።
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 ай бұрын
ኣብዚ ዘለኹም ኩልኹም ድሕሪ ሕጂ ላይቭ ክኣትው ኮለው ።መርሓባ መጽረይ ኣጃክስ ከመይ ቐኒኹም በሉዎም ❤❤❤
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 10 ай бұрын
ን ኤሰያስ ኣፎርቂ ኣረክቦማ አሱክኣ ዓዱ ያሕታ ተንብዮን ተግሕራይ አትሕኦፕኣዊ ዓዱ አመበይተይ ኣዳነጽሕ. ወድሓንኡ dr ሶሎሙን ኣብ ተግራይ ኣርጎም መንግሕድርተሰማይ የወርዶም ተጋዳለይ ኣልኣሚን መረሕትና ኔትዮፕኣ kitidihin💙hiwetom💙ክሓልፍዮም አልና. Haki💙ነግሕርና መንግሕስተሰማይ የውርዶም. አሱ አትሕኦፕኣውዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ሓረስተይባኻ ተድፋ. ወሻልዩ ልንግሖ ወሻል ሮንድላ በላ ብሺልያን 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሕጂ ከመይ ኣሎና. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 ай бұрын
ኾስትር ኣባ ጥረግ ከመይ ቐኒኹም ❤❤❤
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 11 ай бұрын
አዚና ነመስግን ሰማርን ተስፋይን አብ ልብና የሕድረልና ክብሪ ንኩሉ ሰብ ንኽህሉ ዘነቃቅሕ አስተምህሮ እዩሞ ሃልዉልና.
@ziadahaile9074
@ziadahaile9074 10 ай бұрын
ብዓል ጸራርጎም እዋይ ክጸልኣኩምኩ ነበርኩ ሎሚ ግና ክፈትወኩም ጉድ:: ዮዲት ድማ ነዚ ከምዚ ዓይነት መድረኽ መኣዲ ዘተ ብምድላው ትገብሪዮ ዘለኺ ተወፋይነት ምስጋናና ልዑል እዩ:: በሉ እስከ ሰብ ሕልና ኢኹም’ሞ ኣይትሓለሉ:: Thank you all.
@kidanemicheal697
@kidanemicheal697 11 ай бұрын
ሓንቲ ተዋሶኦ ዝሰረሓ አላ ናይሊንጎ ብዛዕባ ነዊሕን ሓጺርን ሰብ። እቲሰብ ብልክዕ ይጋልጾ ነይሩ ነዊሕ ሰብ ወይ ልቢ ወይ ስረ ይሓጽሮእዩሞ ሊንጎ ልቢያ ሓጺራቶ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 10 ай бұрын
አሰያስውኖ ኣብድለቱዩ ተኮርኑ ንጉስርነገስትዩ ሕልሙ ሕጅ ካብዙተኮትኖ ክወስቴ ኣይኬልንዩ ድልተሐዝብ ኣየግድዶንዩ ከኽበር ስትርኣዩ zelewo💙bidemikia💙ክሕይልትትሎኤኦ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ግሓደምሸት ትብል ማለትዩ.. ባፋኖኩሎ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 10 ай бұрын
ኣብደኖግሑላ መኤማ ስትቡክ አታዶንጎለ ከይስንድወልካግን.. ስቴውርል ልሳነኽ ገጽር edeki💙. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ምኽኣል መሕረትኣብ ሹክስሕኩ ሒዝዎ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኣበይዶከይዳያ አትሕኦፕኣኤእዩ ዝመርሓናሎ. ካብ ኢትዮጵያ ማስቲኡ አሞ ኔስያድ መስንይርብሉን መስሎ የብልካን ይበሎ ሓክይ ግን አሺኣ ኔሰያድ ኣፎቲክ ስትብክትያ. አስርያስ አትሕኦፕፕያውያንኩም ይብለና. ኣሎ ንሕና ኤርትረውያንና የከንልና ቦልዎ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 10 ай бұрын
ኔሰያስ ኣፎርቂ ከ አትሕኦፕኣዊ መንፈስ አትዮፕኣዊ አንተለካ አንንታይ ምበልካ ሜትካብ ሜት ሓኽካ ምበልካን. አጹር ማለትዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@gizegize4486
@gizegize4486 11 ай бұрын
ንመቃብር,ዕሩቡን,ዝኸፈሉ,እዮምኮ!!!!!!
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 11 ай бұрын
ሰላም ዮዲት ምስ ኣጋይሽክ ሰማርን ተስፋይን ብምቅጻል ድስ ዝብል መግለጽ እዚ ሊንጎ ዝባሃል ሰብ ከመይ ዝበለ ንዕቀት ጽልእን ዩ ዘሎዎ ኣብዚ ወሎዶ ዚ ዘገርም ኣንታ እቶም መቅርቡ የሎውን ድዮም ናብታ ዝፈትዋ ዓዱ ተጋዲሉ ገድፍዋ ዝሃደመ 2 ሸውዓተ እንዳጋብር ደራዓንቶ ዝየሕጽብዎ ምክንያቱ እቶም ኩሎም መጋድሉቱ ውን ኣብ ስደት ዮም ዘሎዉ ካብቶም ቡዝሓት ቅሩቡ ፓፓጋሎታት ናይዚ ሽፍታ ኢሰያስ ክንጠቅስ ሊንጎ፥ ኢሰያስ ኣስፋሃ፥ ወዲዛግር፥ ተፎኖ፥ብርጌድ፥ስላልዓ እዚ ድዩ እዚ ሊንጎ ዝምኻሓሉ ዘሎ ታርኽ ሸፋቱ ኢልኩሙና ኢሉ ድማ ይግረም ኣብ ቅድም ሻዕብያ ድኣ ሽፋቱ ሓላላት ዮም ። ሕጂ ዘርኻ ዘርኻ ናይ ብዓል ሊንጎ ዘረባ ናይ ሓሶት ታርኽ እንዳማሓላለፉ ነዚ ማዕበል ምንቅስቃስ ናይ መንእሰያት ብርጌድ ንሓመዱ ከምተን ዝሓለፋ ደምበ ተቃውሞ ሞስሊዎም ብዕላማ ንድሕሪት ንምጉታት ዩ እዚ መንእስይ ግን ዝተሮዶኤን ዝተወዴኤን ዩ ናቱ ታርኽ ዝሰርሕ እምበር ከም ናይ ሻዕብያ ናይ ሓሶት ታርክ ዝሰምዕ ኣእዛን የቡሉን ግዜ ውን የቡሉን ተስፋይን ሰማርን ግን ብልብ ክትምስገኑ ይግባኣኩሙ ዩ ብትብዓት ወጽኩም ነዚ መንእሰይ መረዳእታ ምሃቡኩም ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 10 ай бұрын
ኣኤትተትኣዛዝ ምፍላስቲ አኩልዩ. ንፈልስትን ፈተካን. Bizaaba💙መሰል. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ጽሕግይስትን መስቀልን dihizu💙መራሕትናንዩ ንመሰልና ንምሓረ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@mengsgubsa9973
@mengsgubsa9973 11 ай бұрын
ፁቡቅ ዘረባ " ታሪክ ፁቡቅ ትሕበነሉ - ሕማቅ ትምሃረሉ ። አይኮነን ናይ ሎሚን - ፅባሕን ንግበር ኢዮም ዝቡሉ ዘለዉ ። [ ንአብነት እስከ ብዝርዶኦም ፡ ክንዛረብ * ኢየሱስ ክርስቶስ ፡ንዓ ስዓበኒ ፡ይብሎ ኢሞ ፡ንሱ ክአ ኢሞ አቦይ ሞዩቱ አሎሞ ቀብረዮ ክመፅእ ይብሎ ።እየሱስ ክርስቶስ ክአ ፡ንዓ ጥራይ ስዓበኒ ፣ ንዝሞተስ ሙውታቶም ክቀብርዎምም ኢዮም ይብሎ ። " ናይሕጂ ግበር ዝሓለፈስ ሞዩቱ ኢዩ "ማለት ኢዩ ። ብዓል ፍላስፋታት ክአ * ሑሉፍ ታሪክና " አብ መፅሓፍ ፅሕፍና " ንሕና ንስራሕ ሓድሽ ታሪክ ናትና ንስራሕ " ይቡሉ አለዉ ። 100/100 ሓቆም ፡ ኢሞ ንስማዕ - ንማሃር - ንስራሕ ።ብርገድ ንሓመዱ ይዕወት / ብሓይሊ ፈጣሪ ።
@yordag9538
@yordag9538 11 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@ziggyyemane355
@ziggyyemane355 11 ай бұрын
በልዎ ነዚ መስከብ
@elilta70
@elilta70 11 ай бұрын
ዘይገድፍክምሉ ነዚ ዓባቅ ገጹ ናቱ ሂብኩሞ👌👌👌👍
@fretaabraha1268
@fretaabraha1268 11 ай бұрын
ፈሊጡ ዝደቀሰ ነቅነኼዮ አሰምዕን እዩ ❤❤
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 10 ай бұрын
ሰዊት ጸገም ሰዊት ስረና ቦክላ ኣብግሐደናና ይብሉና ነይሮም ንኣኤቶ ግህደፎ ኣድጉና ኤልዮምና misana💙ይድደዱ. አዚኦም ኣምሱሉላታትዮም. ንሕና ኩዋማኤእመንግስቲ የፍልዮናሎ ቁዋም ንተግብር. ሊንጎ ንወዴንበይተ ኣዳነጽሕ ሓንግቱ መስቲኡ ሕጂ አንታዩ ድብለና. ስዉ ደቂቃ ናብራኻ ከመይ ኣሎ. ወድጽውዑ ቁልጡ ይሺየስቲ ኣሎ ኣብስና ቁልጡ ከፍሕን hadr💙ተግሓኣላት 9 ግህዘ ተወግሕኡም. ወድሓፍቱ ከፍሕን 35 ስሕዶላር ከፍለ አልን. ኣብእ ኣስመራ ከግለ elini💙አትዘግሐርምርን asemrra💙ከፍለትዮ አልን ኣነ አሎዮ ሓፍትኻ ምስኡም ኮዮና ሰርካትካ አሎዮ መንኣበግሕሴኦ ሳላሳን ሓሙሺተንክፍለካ ኤልካኣፋንካዮ ክሕበል ዘይትብሎ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜💜🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ቀደም ንርግሕብቲ ስታድካን አንተኮንክ ነደይማርያም ትሓሬላ ኤልናስ ርምንንስንድዎላሞ ኮራሕታሕ ንብላ ነርና አዚ ኖታሪኽ ኮራሕራሕ ዝብልና ዞሎ ኮራሕርኣዩ. ክምስጀው ሓክከንየን. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.. ካህን ተሰልፉዩ መኔሰያትዮም diyakiyonati💙ተሰውኦምዩ ተሰዊኦም መስዌቶም ሓርነት ነቶም ተኸቢሩ ሺፍታ መሪሕነት ጋጋይዩ አትክርንድ ሺፍታ ወዴንበይተይ ኣዳነሺዩ. ወርዴኦም ተግሓደልቲ ሸፋቱ ኣይኮኑን shifita💙ነኣላማ ሶዉዓት ሰርክዎ ኣሎ ሼኡኤ ደክሱሎ ስዉአ አለማ tesrriko💙ሸፋዩ ሰትኮም አቶም ዘዩተደውኣና. ክልካድር ግህራትና ወፍሱኤኡ ቆልቶ የድሕርስትዎሎዉ mbiladekirozer👍nisudaj💙ኣግሕኣዞሙ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሓክኩም አዚኦም ሊንጎ ኮንቶ.
@michaelt2927
@michaelt2927 11 ай бұрын
አንቱም ጭፍራ ሐሰውቲ:don't ly, do not cheat, do not steal!!! You guys are trashcans.You are not Eritreans.
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 11 ай бұрын
ሰላም ፣እንታይ ስህተት ትብሉ ዘለካ ።ነብስካ ምካኣል ፣ምህታት ።ሱኡ ኤልካ አትስማዓ ።ሓዎይ መልሴ?????
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 11 ай бұрын
Bravo the Shock Group, Semere and Tesfay of Sahel Childhood memories. I like your time with Yodit coz I don't need wasting my Energy in search of the underlying meaning of your Tigrigna Fluency . Please stay the same. No Changes. Dan'kal waddi Arrata Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 11 ай бұрын
God bless you
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 11 ай бұрын
That’s why I like them tesfay and semar amet mulu kosikiska zegasekaya adgi mela meskonet welada shete zerabe kigeze eye shu eti zerabi ente hameme harede yebelo entezey kone k en da hareskuwo yeneber endabele abzi kulu kebexhe weye wana adi n adgu mendef way zebi mexu kikeyla kolo wana adgi dma yghi ezom gen zeghu aykon that’s why eyom himak gosa elom n lingo thanks semar and tesfay 💙🦋💙🦋💙🦋🦋🦋🦋🦋💙🦋🦋🦋💙🦋🦋🦋🦋💙🦋🦋🦋💙💙🦋💚🦋💙🦋💙💚🦋💙🦋💚🦋💙🦋🦋💚💚💚💙
@AbelEstifanos-b3g
@AbelEstifanos-b3g 11 ай бұрын
ካብ ጀርመን ከይዱ ዝተጋደለ ነዚ ክሉ ሰብ ንጀርመን ንክስደድ እዩ ኔሩ ብካ ተሪፍና
@WediKbrom
@WediKbrom 11 ай бұрын
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@abagaalem2864
@abagaalem2864 11 ай бұрын
💙💙💙💙💙
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 11 ай бұрын
AjoKum 3Kum - very good program.
@hadishhagos6364
@hadishhagos6364 11 ай бұрын
ብጣዕሚ እንዳነኣድክዎም ይኸይድ ኣለኹ።
@elilta70
@elilta70 11 ай бұрын
ክትምስጊኒ ዘሎኪ ክአ ዮዲዳ ዘለናዮ ሸው ብጣዕሚ ከይተስከፍኪ ናጽነቶም ዝአወጁ መንእሰያት አምጺእኪ ክምህሩ ምግባር ብፍላይ ንዝርድኦም ሰብ ከአ ብጣዕሚ ድስ ዝብል👏👏👌👌👏👏👍👍💙💙💙🙏🙏🙏
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 11 ай бұрын
💙💙💙💙
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 11 ай бұрын
⚘⚘⚘⚘👏👏👏👏👌💙💙💙👍😘😘😘😘
@ዮዳሄ-ኸ5የ
@ዮዳሄ-ኸ5የ 11 ай бұрын
👍👌💯💙💙💙
@habenberhe6830
@habenberhe6830 11 ай бұрын
Lingo bzey sereho jignnet jgna kimesl ziftn hamat temen.
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 ай бұрын
ኣጃክስ ኢዮም እዚኦም ❤❤❤
@danielgebreab692
@danielgebreab692 11 ай бұрын
3 heroes 💙💙💙
@harinawilliam3649
@harinawilliam3649 11 ай бұрын
Great job keep it up 👍 ❤❤❤❤
@elilta70
@elilta70 11 ай бұрын
ንስኹም ናጽነትኩም ዝአወጆኩም ጀጋኑ ኢኹም ባዕለይ ይሰምዓኩ አጆኹም👍👍👍💙💙💙
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 11 ай бұрын
Yodit kef alewu kulu teqribu enashqet sehabit eya 👌🥰 bal semre & Tesfayy kitntinu kelwu sebay nay mishab kilet alewom💯👏👍
@zashoshoza367
@zashoshoza367 2 ай бұрын
ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምንዩ ዝባሃል ነዚ ዘረጋግጽዩ 100%
@HatemariyamTekilebrihan
@HatemariyamTekilebrihan 4 ай бұрын
ክንዳኻ ዘየኮናስ ብአኻ ይውዓላ ካብምዝራብ ከምቲ ንሶም ዝሰርሕዎ ስርሑ አብሳሎን አራጢጥካ ምዝራብ ኩሉዩ ዝኽእሎ ብዙሕ እንተተቋዮቋ ንነብስኻ ተቋዋሚ አይትቁጸራ ለዉጢ ብስራሕ እበር ብቆየቋ ዝመጽእ ለወውጢ የለን
@joehatu7130
@joehatu7130 11 ай бұрын
Eweye Yodit si 1000% eki eqa … Jegna anes Mara eyu zegrmni eti commitment natki.. you are sooooo Amazing 😻!!!❤❤❤❤❤
@amanuelhailom9210
@amanuelhailom9210 10 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክቡራት የሕዋተይተስፋይ ሰማር ክብረት ጥዕና ሰላም እግዚአብሄ ይሀብኩም.ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህሩና አለኩም .thanks God blesses you
@joehatu7130
@joehatu7130 11 ай бұрын
Tesfai & Semar ..”The thunderbolt’s” you shock everyone with your truthfulness ❤❤❤
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 11 ай бұрын
መጽረይ ኣጃክስ ኢኹም ንስኹም ❤❤❤
@elilta70
@elilta70 11 ай бұрын
ንስኹም ብሐቂ መኸየፋት ኢኹም 👏👏👏👏🌺🌺🌺🌺💙💙💙💙
@solomonliza
@solomonliza 11 ай бұрын
ብራቮታት 🙏🌿
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 5 ай бұрын
ምግዳልን ምህዳምን እንታይ ኣራከቦ ሊንጎ ንሂወቱ ንህዝቢ ኤርትራ ወፍይዋ እዩ ከማካትኩም ብ ኣፉ ኣይኮነን ዝጋደል ብዓል ግለት
@yosefteklemariam9015
@yosefteklemariam9015 10 ай бұрын
መጀመርታ ሊንጎ ጌጋ አለዎ እቲ ጌጋ እተይ እዩ ሐደ ስውእ ወዲ ዓደይ ሐደ ሰብ አብዚአ ተሰዊኡ ኢልኒ ይብል ግጋ እቶም ደቂ አኮለጉዛይ እዮም ከምዚ ዝገብሩ እምበር አብ ህዝባዊ ግንባር አካይ ዘመድካ ተሰዊኡ ክብሉኻ ክልተ ደቂ ሐደ ከማን አብ ሐደ አሀዱ ከም ዘለኻ አይነግሩኻን እዮም እቶም ደቂ አከለጉዛይ ናጽነት ክመጽእ አይተቃለሱን ዋላ እዞም በርገድ ንሐመድ ደቂ አከለጉዛይ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ሐማስ ክንርእዮም አለና ተጠንቀቁ ብፈላይ ደቂ ሰራየ ንወዲ አከለጉዛይ ከይ ትአምኑ እዞም ለመንቲ
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 10 ай бұрын
ኣብ'ታ ተስፋይ 'ብምብትታን ናይ'ዛ ሃገር: ነዚ ናይ ሕጂ ወሎዶ ክኸስዎ'ዮም' ዝበላ: እታ ሃገር: ኤርትራ በቲ ሕጂ ትኸዶ ዘላ ቀጺላ: እንተ ፈሪሳ'ውን እኮ: ዝጸንሐ ተልእኾን ክድዓትን ናይ'ቲ ጉጅለ 'ህ.ግ.' ሙኻኑ: ኣብ'ዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ዓመታት: ንኹሉ ኣጸቢቁ በሪሁሉ ስለዘለ: ብዙሕ ዘሰክፍ ነገር ኣይክህሉን እዩ። Thank you.
@berhaneh7587
@berhaneh7587 10 ай бұрын
ተጋዲልና መንእሰያትና ዘይትቀስኑላ ሃገር ምርኣየይ ኣዝዩ የሕዝነኒ። ፍትሓዊት ሃገር ዘይምርኣይና መንእሰያትና ድሕሪ መሪር መስዋእቲ ናብ ስደት ሃጽ ምባልኩም የቀንዝወና። ህግደፍ እዚ ኹሉ ገበን ፈጺሙ ብህዝቢ ኤርትራ ክምካሕን ክሕሱን ዘገርም ኢዩ።
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 10 ай бұрын
✌🙏🙏👍👍👍👍መሃራዊን ለባዋይን ኣቅርቦት አንተኾነ ግን ቁረብ ሐሳቨትን ቀላትን ሃይማኖት ዝጠቅስ ኩነት አቀራርባ አገላልጻ ቃተላትን ሐሳበን ጥንቃቀ ዝመልኦ ከኸውን ይምለጽ:ከምቲ በሂል ናደ ኣቦታት ካብ ብኣቸቶ በመዓር ብዙሕ ሃመማ ከተፈነጥር ትኽል:ንዮዲታ ነዚ አቅርቦትመኣዝን ከተትሕዞ እትገብሮ ኣበርክቶ ዝነአድ እዩ
@genettedla4209
@genettedla4209 11 ай бұрын
Thank you guys for this program from one day Eritrea we don't have good leader that's the big problem when we hear some old stories we don't like it to old stories because Eritrean people they are not found what they been looking for 💙💙💙
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 10 ай бұрын
ኣሕዋት ሰማርን ተስፋይን ናይዚ ለኽባጥ ገጽ ዓባቅ ጤል ታሪኹ ኣይሰማዕኩሞን እምበር ኣብ ኤርትራ እንኮሎ ፡ 24ጉንቦት ክቀርብ ከሎ ቅድሚ 2 ወርሒ ተለ ይዓጽዎ ነይሩ ብዛዕባ ናይ ሃገር ደርፊ ስራሕ ከይብልዎ እዚ ባዕሉ ኣብ ቃለመጠይቅ ዝበሎ እዩ።እዚ ለኽባጥ ንመን እዩ ሕጂ ፈታዊ ሃገር ኮይኑ ክቀርብ። ካሓዲ ይሁዳ እዩ።
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 10 ай бұрын
ጓሐፉት ዓቅምኹም ተዛረቡ ንሊንጉ ክንዲ ጽፉሪ እግሩ ዘይትኽእሎ ደናቁር ፈሰፉሳት እዚአ እያ ዓቅምኹም ከደምቲ ለመንቲ።
@egnor613
@egnor613 10 ай бұрын
እዞም ሰባት ክንደይ ይበልሑ ኣጽሬሞም ነዞም ምስሉያት ሰባት
@sultangerhlase6961
@sultangerhlase6961 3 ай бұрын
ተስፋይ እቲ ዘለፋስ ውንዝፍ ዳኣ ኣብሎ እምበር ዘይበሰለ ቆልዓ የምስለካ ኣሎ
@faligali6690
@faligali6690 4 ай бұрын
ብዓል ሊንጎ ህዝቢ ኣረኪሶም ዝሃደመ እዩ።ሕጂ ድማ ኣብ ሕከያ ይነብር ኣሎ ነው በልዎ።
@YONASGEBREMESKEL-cp8zn
@YONASGEBREMESKEL-cp8zn 11 ай бұрын
💙💙💙
@ghebrhiwetdebesay922
@ghebrhiwetdebesay922 10 ай бұрын
ታሪኽ ኤርትራስ ተነጊሩ ጥራይ ዘይኮነስ ከምቲ ሕሞር ሲ ካብ ምቁራት ክትምቅር ክትብል መጺጻ ይብሃል ታሪኽ ኤርትራ ክኣ መጺጹ ጥራይ ዝይኮነስ ደም ወጺኡ ቆሲሉ እዩ
@almazghirmay6400
@almazghirmay6400 10 ай бұрын
You shock the world like Mohammed Ali ❤❤❤❤❤
@fggb468
@fggb468 10 ай бұрын
ኤርትራውነት ባዛዕባ ህልዋት ዘይኮነ ብዛዕባ ስውአት እዩ:: ዝባን ሕጊ ዘይኮነ ዝባን ስውእ እዩ ዝገዝእ ዘሎ::
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 11 ай бұрын
ሊንጎ እቲ ድሓሰረ ሰብ ሎቅማጽ ኣምሰሉ እዩ ጋሓፋ ጀልፋፋ ሻዕብያ ረሳሕ ውድብ እዩ ማዕልትካ ተጸበ ክትወግሕ እያ
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 10 ай бұрын
ከም ኩሉ ግዜ: ኣዝዩ ዘትሓሳስብን: ብጣዕሚ ምሃሪን ዝኾነ: ማይ ዘይጥዓመ 'ዘተ' ትህቡና ኣለኹም። Thank you.
@obiedsemere5202
@obiedsemere5202 10 ай бұрын
ምብጻሕ ንወዲ ስዉእ ፍትሒ መሰል ምምባር እዩ ከፈጥረሉ ነይርዎ ሻዕብያውያን ግን ተረፍ ዝረሸንዎ ኣብ ዶባት እዮም ተሻይጠምሉ ።
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 10 ай бұрын
ኣቲ ዕስብቲ ወያነ ከልቢ ወዲ ሓካር ኣድጊ ሰልጠነ ፣ ሊንጎ ንዓኩም ኮስትሞ ወያነ ጉሓሉ እንታይ ዋጋ ክሕበኩም
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 10 ай бұрын
ኣቲ ዕስብቲ ወያነ ከልቢ ወዲ ሓካር ኣድጊ ሰልጠነ ፣ ሊንጎ ንዓኩም ኮስትሞ ወያነ ጉሓሉ እንታይ ዋጋ ክሕበኩም
@elilta70
@elilta70 11 ай бұрын
ነዚ ዓባቅ ከልቢ ዝመስል ምሕረትአብ ሚኪኤል ዝባሃል ትግራይ ኢዮም ሰብ ጌሮሞ::
@samsonm2011
@samsonm2011 11 ай бұрын
ኣብ ሳይንሳዊ ፖለቲካ ዓለም ከምዝተረጋገጸ ብሓራስቶት ወይ ጓሶት ዝተመርሓ ኣብዮት(ኣብዮት ግዕዝ ናይ ትግርኛ ቃል እዩ) ተዓዊቱ ኣይፈልጥን ኣብዮት ብንኡስ ብርዥዋ በቲ ዝተማህረ ኣካል እዩ ዝምራሕ
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 11 ай бұрын
ህግደፋ ሸፋቱ ሳሕል ተበለጽቲ ጥሪት ኢሰያስ ማዕልቶም አኪላ እያ ደቂ ከልቢ
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 10 ай бұрын
ውካሩ ንስካትኩምስ ድምበ ዒነ እንታይ መዓንጣ ሃንጎል ኣለኩም ኣብ ሳሻል መድያ ምዕፋር እዩ ዓቅምክን
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 10 ай бұрын
ውካሩ ንስካትኩምስ ድምበ ዒነ እንታይ መዓንጣ ሃንጎል ኣለኩም ኣብ ሳሻል መድያ ምዕፋር እዩ ዓቅምክን
@elilta70
@elilta70 11 ай бұрын
አታ ተስፋይ ሐወይ እዞም ኮሎም ህግደፍ በዛ ድምጺ ሐፋሽ እንዳ ሰምዑን ዝሰምዑን እንዲዮም ዘሸግሩና ዘለው::
@theeritrea3
@theeritrea3 10 ай бұрын
Don’t tell me Bregade whatever mess or useless did is for me or for any one
@sabamisghina7076
@sabamisghina7076 11 ай бұрын
ኬፍ አለኩም ::መኸየፋት
@habtomabay5276
@habtomabay5276 10 ай бұрын
ተስፋይ ሓቅነትካ ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ እዩ ሓሰውቲ ግን ቃላት ክኹሕሉ ይህውትቱ ።
@simonhaile5777
@simonhaile5777 11 ай бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ዮዲት ቀጽልዎ።💙💙💙💙
@filmonmenghis9011
@filmonmenghis9011 10 ай бұрын
እስከ ስለ እዝግሄር፡ ሊንጎ መላዕልትኹም ኣይኮነን። ንዓኹም ክሕሸኩም ምእንቲ፡ ዓቕምኹም መርምሩ።
@tesfayezere6419
@tesfayezere6419 10 ай бұрын
ጛሳ ማለት ኩቡር መንነት'ዩ፡❤። ኣንታ ሙሁረይ😢
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 11 ай бұрын
Lingo senef seb
@sabamisghina7076
@sabamisghina7076 11 ай бұрын
ተስፍሽ 😁😁😁ብዛዕባ ዓሰርተ ትእዛዛት ደራሲኣ አነፂርካያ::
@samiraboehm2381
@samiraboehm2381 11 ай бұрын
smart ahwatey.😘😘😘
@almazghirmay6400
@almazghirmay6400 10 ай бұрын
Two heroes and one She-hero always the best ❤❤❤❤❤❤
@haregumirach3707
@haregumirach3707 10 ай бұрын
Ezgabher enjer Alem . Yhahabkum Abhzbena hagernmbras keghuyena alewo.
@mekonentekle7058
@mekonentekle7058 10 ай бұрын
Denqoro mahn amo hagerawi iyu sala sera ika hagerka Slam ketewhs tdeli zelaka
@johannesbeza8190
@johannesbeza8190 11 ай бұрын
Mehretab michel you are finished and hated by young Eritrean BNH😢😢😢🎉🎉🎉🎉
@obiedsemere5202
@obiedsemere5202 10 ай бұрын
ሓቂ መራር ❤
@almazghirmay6400
@almazghirmay6400 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@truthJhb316
@truthJhb316 10 ай бұрын
There must respect for the liberational struggle! You guys miss the point! You really dont know why we started the fight! Kiros very dishonest person Jebha was well funded the amount money he gave to the woman was very genuine! He mentioned he was given for a mission!
@theeritrea3
@theeritrea3 10 ай бұрын
I am sorry guys he did what he wants to do. What about you what you did? Or what effective think did you are doing instead of whining and asking likes on your KZbin
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 16 МЛН
ትግራይ ገፊሓትናስ ናብ ቑሸት . . . ! ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማ @FnoteBirhanMediaNetwork
25:24
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 5 М.
ሃገራውነት ቀታሊ ፤ ኪዳን መነባበሪ፥
2:32:26
Zelenayo Show
Рет қаралды 14 М.