ብንያም ግርማይ 1ይ ኤርትራውን ጸሊም ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይን ኣብ ዙር ፈረንሳ መድረኽ ዝተዓወተ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ...!

  Рет қаралды 66,736

EMMA TUBE

EMMA TUBE

Күн бұрын

#EMMA_TUBE

Пікірлер: 623
@nlyGodcanjudgeme
@nlyGodcanjudgeme 3 ай бұрын
ንኽቡር ዓወት ቢንያም ግርማይ like ረጊጽና ንሕለፍ ፍትዋት❤❤❤
@ኩሉክሓልፍእዩ
@ኩሉክሓልፍእዩ 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣንበሳ ጅግና ዓለምና ቢኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 3 ай бұрын
ኤማ እዚ ዓወት ንኤርትራውያን ጥራይ ዝውክል ኣይኮነን፡ ንሙሉእ ኣፍሪቃ ዓቢ ሓበን ስለዝኮነ እዚ ትንታነኩም ብእንግሊዘኛ ከማን ይተርጎም። BINI JUST WOW!...👑
@maramihari6453
@maramihari6453 3 ай бұрын
ኣነ ኡይይይይ ኢለ ብምልኣ ሰራሕተኛታት ትኣኪባ ገለ ዝኮንኩ መሲልዎም ብጣዕሚ ነቢዐ ናይ ሓጎስ ንብዓት እቲ ሓጎስ ክሳብ ሕጂ ኣሎ ኣይተራጋግኣኩን ከማን ኣለኩ ነብሰይ ክሳብ ሕጂ ሕማቅ ኣሎ ብዝተረፈ ንኩልና እንኳዕ ሓገሰና❤ ❤❤❤❤❤ ,
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 3 ай бұрын
ብ BINI👑🔥 ዝትሓበንካን ዝተኸየፍካን ኣበይ ኣለካ ድምጽኻ ኣስምዓኒ ☝️
@lyonmiki
@lyonmiki 3 ай бұрын
❤❤❤ ኮንግራ ህዝቢ ኤርትራ ሓሳብ ልብና ሰሚራ ካብ ስደት ክሳብ ኣስመራ like ርገጽ ኩልኻ ኤርትራዊ
@wedifinhas1071
@wedifinhas1071 3 ай бұрын
Asmera Xaeida Ewa Yeake ❤❤❤🎉🎉🎉Tekar Xeba Astiyunä
@yonasghebretnsae9135
@yonasghebretnsae9135 3 ай бұрын
Hagos yhabka ❤
@abrehet9083
@abrehet9083 3 ай бұрын
​@@yonasghebretnsae9135😂❤😅
@abrehet9083
@abrehet9083 3 ай бұрын
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 3 ай бұрын
ንብዓት ሓበን ተሓቢና ቢንየይ ሓበን ይሃብካ ኣምላኽ ታይ ይሰኣኖ ዝተረፈ ከኣ ብሰላም የፈጽምካ ቢንየይይይይ ዝተሓበንካ/ኪ እንቋዕ ሓበነና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 3 ай бұрын
ሕልምና ተጋሂዱ! ቢኒ ሊዕሊ ወርሒ ሰቒልካያ ባንዴራና! ንብዓትስዒሩና'ቱም ሰባት!
@Xehaytv24
@Xehaytv24 3 ай бұрын
ብ ሽም ቢኒ መዓልትኹም ቅድስትን ብርኽትን ትኹን፡ናብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተገዲስኩም የሕዋተይ 🎉🎉
@AmanFitsum
@AmanFitsum 3 ай бұрын
Amen
@semharberhe2387
@semharberhe2387 3 ай бұрын
Yess
@danielhaile6316
@danielhaile6316 3 ай бұрын
ኣሜን
@ራህዋጆርጅ
@ራህዋጆርጅ 3 ай бұрын
ጌረልኪ ኣለኩ
@bs5311
@bs5311 3 ай бұрын
ካብ ስራሕ ቀልጢፈ መጽኤ። ነብሰይ ቀጥቀጥ ኢሉኒ። ኣውያት ደርግሔዮ፡ ጋለይ ሰንቢዳ፡ ጎረበተይ ሰንቢዶም። ተጸሊለ።
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis 3 ай бұрын
ኤርትራ ብመገዲ ብንያም ግርማይ ኣብ ቱር ደ ፍራንስ ፈላሚ ዓወት ተጎናጺፋ! ኣፍሪቃ ብመገዲ ቢኒ ፈላሚ ናይ መድረኽ ዓወት ቱር ደ ፍራንስ ስዒራ! ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከብ ጸሊም ህዝቢ ሎሚ ብብንያም ተወኪሉ ኣብቲ ናይ ዓለምና ዝሃበበ ቅድድም ቱር ደ ፍራንስ ተኣምር ብምስራሕ ቀዳማይ ወጺኡ! Congratulations bin 🇪🇷🥇💪
@DanielGhebrezghi-kl6fl
@DanielGhebrezghi-kl6fl 3 ай бұрын
Inermarche win qedamay aweta zgerm eyu 🎉❤❤
@daniErihumble100
@daniErihumble100 3 ай бұрын
ድሕሪ ዘይሕለል ጻዕሪ ስድራቤታትን ዘየቃርጽ ደገፍ ደገፍትን ተጸዋርነት ኒሕን ኣትለታትናን ተሓቢንና "ኤርትራ ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ናይ ብሽክለት ግቡእ ክብራ" ኢለ ይዝምር ኣለኩ። ምስዚኣ ትሰማማዕ ላይክ ርገጽ
@ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ
@ኣማኑኤልሚኪኤልመጻኢናብሩ 3 ай бұрын
ጽቡቅ ትንተና ግና ናይ በዓል ወዲ ቫካሮ ጻዕርን ወፍርን ድማ ኣብ ቅድድም ብሽክሌታ ሃገርና ክርሳዕ ዘይግባእ ኣስተዋጽኦ እዩ እሞ ። ዘይምርስዖም ጽብቕ እዩ።❤
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 3 ай бұрын
ቢኒ ኣብ ኩሉ ውድድር ብሰላም ክትኣትወልና ዓወት ይሃብካ ጅግና ሓውና ንሃገርና ድማ ሰላምን ለውጥን የውርደልና ኣምላኽ
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td 3 ай бұрын
Wawwwwww ኣታ ከማይ ዶ ተሓጉስኩም ኣለኩም ሓጎስ ርኤ እየ ሞ ኣይከሎምን ሕጂ ሞት ከም ኣዳም❤❤❤❤
@tasfalemgotiom5650
@tasfalemgotiom5650 3 ай бұрын
እልልልልልልልልል ቢኒ ኣንበሳ ጸባ ኣስትካና ጸባ ስተ እንኳዕ ኣሕጎሰና ደቂ ኤሬይይ ቢኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bqse6142
@bqse6142 3 ай бұрын
ዋውው ቢኒ ጸሊም ድያማንድ ሓበን ህዝብኻን ሃገርካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ። ዮሃና ሃገርን ህዝብን ዮሃና ምስ ጋንታኻ ዮሃና ንስድራ ቤት ቢኒ 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🌹🇪🇷❤
@AsfedayWeldemichael
@AsfedayWeldemichael 3 ай бұрын
Nay bhaqi congratulations bini❤🎉 Congratulation Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷 Congratulation mama Africa Qexile ta idka fetfet ybleka zbela haqu iyu stage 3 knxihif stage 2 xiefna
@habtommahdere4187
@habtommahdere4187 3 ай бұрын
😅😅😅😅
@FacheTube1221
@FacheTube1221 3 ай бұрын
ኣነ 70k ምስ ተረፎን ኢየ ክከታተሎም ጀሚረ። ብፍላይ ጋንታ ኢንተር-ማርሸ ኣብ ቅድሚ ምስ ረኣኽዋ ቢኒ ከም ዝዕወት ርግጸኛ ነይረ። ድሕሪ 1 ኪ.ሚ ምስ ተረፎም ተሌፎነይ ኣልዒለ ክቐድሕ ጀሚረ። ከምቲ ተስፋ ዘንበርክሉ ከኣ ካብ ማእኸል በሎኽ ኢሉ ስዕርዎም። ናይ ብሓቂ ዝተሰመዓኒ ስምዒት ክነግረኩም ኣይክእልን ኢየ። ነታ ዝቐድሓኽዋን ክሳብ ሕጂ እሪኣ ኣለኹ። ናይ ብሓቂ ዓወት ቢንያም ፍሉይ ስምዒት ዘሪኢልና። ኩሉ ግዜ ዓወት ይሃቦ።
@B-edlu
@B-edlu 3 ай бұрын
ጸወታ ሪኤዮ ኢየ ካብቶም ቀዳሞት ፖስት ዝበልኩ ኢየ እውን ኮይኑ ግን ትንታነኩም ብሃንቀውታ ኢየ ክጽበ ጸኒሐ። congrats to Bini and to all Africa 🎉❤
@mmm-dw6md
@mmm-dw6md 3 ай бұрын
ብታሕጋስ ዚአክል TV 65 EH ሰሬያ 😢😢 ልዒሊ ኩሉ ግን ደሐን በጃ ቢን ትኩን ንኩላትኩም ኤሪትራዊያን እንካዒ ሐጎሰካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ክክክክክ ናይ TV do Gofindme ክከፍት በጃኩም ክክክክክክክክክክክ ሰሰናዩ ንኩላህኩም
@fenantsegay6143
@fenantsegay6143 3 ай бұрын
ኣንስ እልልልልልል ምበልኩ ኤማ ዕድል ተትህበኒ ክብሪ ምስጋና ነቲ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ዘወድኦም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ Congra kulu Eritreawi Africawi Bini vini 🇪🇷❤❤💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Haaaakkkkk-y9q
@Haaaakkkkk-y9q 3 ай бұрын
ኤማ ናይ ቢኒ ዓወት ሕልሚ እንተ ኮይኑ ክበራበር ኣይደልን እየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷thanks🇫🇷🇫🇷
@AwetBereketab
@AwetBereketab 3 ай бұрын
ከም በርቂ በሪቁ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ዝናብ ሓጎስ ነቢዑ ንሓበን ሃገሩ እወ ጥምጥም ርኢዮ ምርብራብ ምስ ጸዓዱ ኣላሽ ኣቢልዎም ንኹሎም መጋጥምቱ ጸሊም ኣፍሪቃዊ በሪቁ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ንዓለም ኣስደሚሙ ንሃገሩ የሕቢኑ ባንደሪኡ ኣንበልቢሉ ንዓለም ኣዛሪቡ ቢኒ ቢኒ ቢኒ እግዚአብሔር ብርክኻ የጽናዓዮ ኣሜን ። ቢኒ ቢኒ ቢኒ
@danielwater1321
@danielwater1321 3 ай бұрын
Bini Bini Bini Bini Vini Vini Vini Vini Vidi Vidi Vidi Vidi ኢለ ኮ ነረ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ነጥበ መቐይሮ ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ታሪኽ ኣፍሪቃ ምስ ዓለም ክትመዓራረ ገርካ ቢኒ ቪኒ በዓል ረዚን ታሪኽ በዓል ፍሉይ ዓወት ቱር ዲ ፍራንስ መበል111ግዚኡ ብቢንያም ግርማይ 1ይ ናይ መድረኽ ዓወት ኣብ 3ይመድረኽ መግለጺ ውን ክረኽበሉ ኣይከኣልኩን! ቢኒ ቢኒ ቢኒ ቢኒ ቢኒ ቢኒ Bini Bini Bini Bini Vini Vini Vini Vini Vidi Vidi Vidi Vidi ተኣምራታዊ ጅግንነት ዝፈጸምካሉዩ ሞ እንካዕ ሓጎሰካ እንካዕ ሓጎሰና ሃገረይ ኤርትራ እንካዕ ሓጎሰኪ፡እዚ ጸባ ዘስተየኪ ጅግና ቢንያም ግርማይ ወትሩ ሓበንኪዩሞ ተሓበንሉ! ቢኒ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ተሪፉ ዘሎ ናይ ቅድም ግዜኻ ከኣ ብሰላም ክውዳኣልካ ንገታ ጾሎተይ የብጽሓልካ! ገታ ምስ ኩሉኹም ምስ ኩልና ይኹን ኣሜንንንን *ኤማ ኤማ ብውሕዱ 1 ሰዓት ደንጊኻና፡ኣነስ ኣብታ ቢቢሲ ትግርኛ ትብሃል ወረ ኣብ'ኣ ምስ ረኣኽዎ ተለጢፉ፡ ንክልቲኡ ዩቱባትካ ፈቲሸዮ ግን ሓዲሽ ፈነወ ክረክብ ኣይከኣልኩን፡ኣብ ናይ ክብረኣብ ውን ከይደ ኣይረኽብኩን፡ ብጣዕሚ ደንጊኹም፡ ብዝኾነ ክብለካ ዝደሊ ኣብቲ ዓወት ዘመዝግበሉ ዋላ ሓጺር ናይ 2 3 ደቒቕ ናቱ ጥራይ ዜና ክትህበና እትኽእለሉ ኩነት እንተትፈጥር ጽቡቕ ነሩ ይብል፡ዝከኣል እንተኾይኑ ብጣዕሚ ደንጊኻ ኢኻ ሎሚ ተሰሚኢኡኒዩ እፍሊ ዝጠቕሙን ዘይጠቕሙን ዝምልከቶምን ዘይምልከቶም ክመናጠልሉ ስለዝረኣኹ። ኣብ መወዳእታ እንካዕ ሓጎሰና ኤማ ውን ስፖርት ሃገርና ንምዕባይ ነቲ ኩሉ እትሰርሖ ናይ ስፖርት ስራሕ እዚ ናይ ሎሚ ናይ ቢንያም ዓወት እቲ ዝገዘፈ ዓወት ውን ምስ ምኻኑ ንዓኻ ከኣ ጻማኻዩ ሞ ምስ መሳርሕትኻ እንካዕ ሓጎሰካ፡ምስ ሄኖክ መሳርሕትኻ ውን ኣዚኹም ተዓጊስኩም ተዓዚበ ደጊመ እንካዕ ሓጎሰና!
@MeronFessehaye
@MeronFessehaye 3 ай бұрын
ኣታ ክቡር ዑንቂ ሓበን ኤርትራና እታ ንጽበያን ሃርር ንብላን ዘርኣኻና ወዲ ሓላል መሬት ዕባይ ገጅረትና ኣሰይ ኣሰይ ደቂ ዓደይ እንቋዕ 'ዚ ረኣና ተሓበኒ ወላዲት ዝጸርክዮ ነዚ ሓበን ኣህጉር ኩራዕ ዉን ወላዲ ዘትሓዝካዮ ቅኑዕ መስመር ሳላኹም ተገዚምና ንዘንትእለት ዝዝከር ቢንያም ጸሊም ኮኾብ እናተሓጎስካ ንበር ዓለም ትብሎን ትጽሕፎን ጠፊእዋ ኢላ ዕግርግር ኩሉ ዓወታትካ ርእይ ኮይንዋ መስተንክር ጅሮ ዲ ኢታሊ ኢላ ከይወደአት ናብ ስዊዝ ትሰግር ናይ ቮልታ እስባኛ እንጸሓፈት ደበኽ ኢልዋ ተኣምር ዕድለኛ'የ በዓይነይ ዝራእክዎ ነዚ ዉዕሎ ዘኢትነገር ኣርባዕተ ነጥቢ ጌርካሉ ንኹሉ ብመጀመርያ ዝጅምር - ናይ መጀመርያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ኣብ በልጁም - ናይ መጀመርያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ኣብ ጂሮ ኢታልያ - ናይ መጀመርያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ኣብ ዙር ስዊዝ ............... ኩሉ ናይ መጀመርያ መጀመርያ ...... ሎሚ ግና በዛ ዕለት እዚኣ ነቲ ብመጀመርያ ዝጅምር ኣርባዕተ ነጥቢ ጌርካሉ ኣታ ፈጻሚ ተኣምር ቢንያም ( ጠቃር ) ቢንያም ( ጠቃር ) ቢንያም ( ጠቃር )
@daniErihumble100
@daniErihumble100 3 ай бұрын
In Eritrean lands where the mountains rise, A young rider with determined eyes, Biniam Ghirmay, with strength untold, Pedaled his dreams, relentless and bold. Through the winding roads and the test of will, He conquered barriers, his spirit still. From Gent-Wevelgem's triumphant ride, To Giro d'Italia, where dreams collide. Now, on Tour de France's grandest stage, He writes a new a cycling page. With every pedal, a rhythm true, A victory song for Eritrea's view. Proud African son, with each swift race, You've shown the world your relentless pace. A beacon of hope, a trailblazer's stride, In your journey, courage will abide. Biniam Ghirmay, with heart of fire, Your triumphs lift us all, inspire. In Eritrea's pride and Africa's cheer, Your name shines bright, year after year. So, ride on, Biniam, ride with grace, Your victories echo in every place. In cycling's lore, a hero's stance, Biniam Ghirmay, pride of Africa's expanse.
@tile864
@tile864 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉 ሎሚ ምዓልቲ ነታ ናይ 2022 girodii italy ትንተናካ ደጊመ ክርእያ ውዒለ ግዲ ነብሰይ ነጊሩን😅
@TomasOkubazghi
@TomasOkubazghi 3 ай бұрын
ነቢዐ ብሓጎስ 😢😢😢😢😢😢
@isaacabraha9481
@isaacabraha9481 3 ай бұрын
ኣሰተማቂርካ ዘይጽገብ ዓወት ቢኒ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘
@bahlbikessete306
@bahlbikessete306 3 ай бұрын
Ata za eritreanas teadila congrats all Eritreans and africanaaa🇪🇷💪🇪🇷💪🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gibtsawitewelde3409
@gibtsawitewelde3409 3 ай бұрын
This is Eritrean cyclist day July 1 /2024 this will be remembered forever .❤
@MedhanieTesfalem-g2p
@MedhanieTesfalem-g2p 3 ай бұрын
Waw waw kem lomi tehagusie ayfeltn entay kem zhz entay kem zxbet tefieni congra bini ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wintahaile-wn6n
@wintahaile-wn6n 3 ай бұрын
Elllllllll Bini natna jgna beqa edmen teenan yhabka bhagos aserasirkana we r so proud our hero❤️❤️❤️❤️❤️
@salah-su3ee
@salah-su3ee 3 ай бұрын
🇦🇷🐐messi .🇧🇷pele🐐.🇵🇹 Cristiano 🐐.(Eritrea 🇪🇷🦁bini ane musom zesro ab natu moyo
@keflomAbadi
@keflomAbadi 3 ай бұрын
Congratulations 👏👏👏👏👏🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Bini haben hagern Ahgurn eka emo edmen tinan yhabka fetari 🎉🎉🎉🎉🎉
@tsadiqjoohitekle1505
@tsadiqjoohitekle1505 3 ай бұрын
ኤማ ኣውሒድካሉ ቃላት ዲካ ሲኢንካሉ ❤ዋላ ብሓጎስ ኢካ ምዝራብ ሲኢንካ
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp 3 ай бұрын
ንብንያም እንተ ዋሓደ የቀንየልና ንበሎ🎉
@nice1-pn3tv
@nice1-pn3tv 3 ай бұрын
Ane ema hawey beka.nay bahki ey bekeye 😢😢😢
@KubromMehari-c3s
@KubromMehari-c3s 3 ай бұрын
Wwwww ab hiwetey zeyrsa smiat zweredeni lomi kof ele kulu mis reakuwo degagmi riyeya emo kamin kebidni❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannswerede-vb4uy
@yohannswerede-vb4uy 3 ай бұрын
Hagerawi beal tezgberelu keman ygbo eyu🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yosieftesfamariam8149
@yosieftesfamariam8149 3 ай бұрын
Asey Asey elllll elllll elllll. Truck 🛻 driving endageberku b hagos tesarasire… congratulations 🎊🍾🎉 bini and the whole team. Thank you 🙏 bini and henri… congratulations 🎈🍾🎊 the Eritre 🇪🇷 people and the whole Africa nation.
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 3 ай бұрын
Woww ata ellllll🎉❤❤❤❤❤ bini bini wedi gramay abilkamoymai mai ata hanbesa haben hager Cong deki rim thaks ema mis heni jahksey mikuxxaer sienoyo❤❤❤❤ Enkua hagisena🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@berekettesfamariam2486
@berekettesfamariam2486 3 ай бұрын
እንታይ ዝዓብሳ ወደይ ቸለሲ ኣርሰና ወዘት ኣንቱም ሰባት ሓጎስና ምቁጽጻር ስኢናዮ
@israelteklu4467
@israelteklu4467 3 ай бұрын
ኽብሪ ይሰማአኹም ኤማ ሄኖኽ ቶቦ ኽብራአብ ኽለሃኹም ጋዜጤናታት ናይ ኤርትራ ብ ፋላይ ኤማ Congregation ema ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@aronea4893
@aronea4893 3 ай бұрын
Bini Congratulations 🍾
@berekettewelde7287
@berekettewelde7287 3 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 congratulations bini
@yosiefmsgna8693
@yosiefmsgna8693 3 ай бұрын
Dhri bini nifuat tekedademti mifray kedliena u dhrirka win emma nifuat gazieteinatat mifray kedliena u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merongabr6631
@merongabr6631 3 ай бұрын
Eway hagos ketem beqa teum nebeat nebiena proud of you our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 and kebri nezi abi beri zekefetu legends dani b felay beqa so proud of to be Eritrean ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WeldishBrhane
@WeldishBrhane 3 ай бұрын
ቢኒ ኮኾብ ኤርትራ❤️🇪🇷❤️🇪🇷 ሞባይለይ ክሳብ ትወድቅ ከይተረድኣኒ ኣውያት ደርጊሐዮ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@michaelforgiveness2964
@michaelforgiveness2964 3 ай бұрын
yahhhhhhhhhhh fet fet ilni nebsey, after 2 kilo meter to F line.
@romankflie389
@romankflie389 3 ай бұрын
Congratulations bini ❤❤🎉🎉🎉 congratulations my lovely country eritrea ❤❤ ❤❤❤❤❤
@amlesetshishay6627
@amlesetshishay6627 3 ай бұрын
Deki rimey jeganu enkae hagosena Bini hawey Congratulations 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉💯💯💯💯
@John..ጆን
@John..ጆን 3 ай бұрын
በሓቂ ቢኒ ሕንጻጽ ምስ ረገጸ ኣነ ነቢዐ😢 ..... ስመኢተይ ምቁጽጻር ስእነ ክብሪ የሃቦ ቢኒ ኣክርዕና ❤
@HawiFebu-qs5jc
@HawiFebu-qs5jc 3 ай бұрын
ይገርመካ ዩ ❤❤❤ታይ ዕይነት ማልቲ ዩ ሎሚ❤❤❤❤❤❤
@tekilatekila126
@tekilatekila126 3 ай бұрын
ናይ በሓቂ ክጽንበል ዘለዎ ዓወት ኢዩ ቢኒ ሰራሒ ቅያ ዓወትን ጌና ቀጻሊ ዩ❤❤❤
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 3 ай бұрын
ኣጆና ጥራይ ኤርትራውያን ሕጂ ብመገዲ ቢኒ ኤርትራና ሮራ ኮይና ኣላ ኣብካልእ ዝተረፈ ኩሉ መዳይ ክኣ ፍሉይነት ኤርትራ ናይ ከም ጸሓይ ንዓለም ምሉእ ከብርህዩ። እዚ ናይ ግድንዩ ኪኸውን ምኽንያቱ ኩሉ ፈጣሪ ዝፈትዎ ምሳና ኣሎ። ካልእ ኤርትራን ኤርትራውነትን ኣብ ዝኣተዎ ኩሉ ክዕወት ቀዳማይ ክንኸውን ዝገብረና ሓደ ስውር ሓይሊ ኣሎ እዚ ሓይሊ እዚ ዋላ ንነብብሲ ወከፍ ነቲ ኤርትራዊየ ዝብል ዝተሰወረ ሓይሊዩ ። እዚ ሓይሊዚ ዝግለጽ ኣብቲ ናይ እንካን ሃባን ህሞት ክብለጽ የብለይን ዝብል ዝትኮስ ውሽጣዊ ምልኣት ክመጽእ ከሎ ኣዩ። ኣይኮነን ካልኦት ኤርትራውያን ውን እንተኾና ምጡር እዩ። ኣብነት ኤርትራዊ በይኑ ንኹሉ ሓይሊ ዓለም ሲዒሩ መሰል ነጻነትቱ ከውሕስ ዘኽኣለ እዚ ምስጢር እዚዩ። ኤርትራ ኒሕን ብልጸትን ሕጂ ዝተፈጥረ ኣይኮነን ካብ ኣቦዋትና ዝተወርሰ ብዕትብቲ ዝወራረስ ደም እዩ። ሓቁ ንምርግጋጽ ምሉእ ነጻነት ኣብዘይነበራ ኣብ 30ታት ዝነበረ ጀረጃ ኤርትራ ምፍታሽ ይከኣል ። ኣብ ስፖርት ቀዳሞት ኣብ ትምህርቲ ቀዳሞት ኣብ ቢዝነስ ቀዳሞት ኣብ ሓድነት ቀዳሞት ... ኣብ ኩሉ ቀዳሞት ክንከውን ንዓና ዝተሓዝአ እዩ ብርቂ ከኣ ኣይኮነን ንዓና ። ስለዚ ኣጆኹም ኤርትራውያን እቲ ዝተረፈ ክኣ ኩሉ ከምዚዩ ኪኸውን ኤርትራና ምስጢራ ብዓወት ኪገሃድ እዩ።
@banaentertainment3891
@banaentertainment3891 3 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@DawitDawitGehbremichael
@DawitDawitGehbremichael 3 ай бұрын
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ትማሊ ኣብ ምዝንጋዕ ከለና ቢኒ ቀዳማይ ክወጽእ ዩ ኢለ 500 dollar ኣትሒዘ ግን 100% እዩ ተስፋይ,ነይሩ፡ ስለዚ ክልተ የሕዋት ተዓዊትና ግን ኣነ ኣብ ግዜ ቮላታ ዝነበሉ ህሞት ድኻም ልቢ ገይሩለይ ።ከም ቢኒ ዉሑዳት ፉጡራት ጥራሕ ኢኻ ክትረክብ ትኽእል።ሓንቲ ንዓኹም ክብለኩም ዝኽእል ንቢኒ ሓይሉን ዓወቱን ኣብ የማን ጥራሕ ዩ የማን ምስ ዝሕዝ ብክዕ ዩ ዝዕወት በጃኹም ንገርዎ ኩቡራት የሕዋት።
@MebrahtuReasu
@MebrahtuReasu 3 ай бұрын
እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ክብርን ምስጋናን ይብጸሓዮ ንቢኒ የሐጊስናዩ ናይ በሓቂ። ዝያዳ ዘሐጎስትኒ ድማ ኣብ ናይ ቻምፒዮን ኤርትራ ዝሃቦ ቃል ኔራ። ነዓይ ኣብ ቱር ዲፍራንስ ምዕዋት ይቀለኒ ካብ ቻምፒዮን ኤርትራ ኢሉ ኔሩ ። ከምቃሉ ድማ ኣሪኢና ኣብ ትንተናኹም ከተምጹዋ ተጸቤኩም ኔረ ግን ኣየልዓልኩማን። ኤማ ሓወይ ምስቲ ሓጎስ ዘረባውን ስለ ዝርሳዕ ክኸውን ይኽእል አዩ። እምበር እታ ሽዑ ዝበላ ዓባይ ዘረባያ እም ህየሳ ተትገብሩላ ጽብቅቲያ።
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 3 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ባህልና ጸወታና ኩናት ፡ባህልና አዩ ከይሓፈሩ ተብሉ፡፡ኣብ ኢርትራ ንነውሕ ዘመን ሰረት ዝሓዘ ከም ባህሊ ዘውቱር ብብሽግለታ ቅድድም ስብ ዳንጋ ኣብ ዓለም መዘና ዘይብሉ ዓወታት ንሃገሮም ዘጸውዑ ኣለዋ ዘይወዓለ ዘይሓደረ ናይ ሎሚ መዓልቲ kingቢንያም ግርማይ ዙር ፈረንሳ፡ተዓዋታይ Tour De france,ምስቶም ሓራግጽ ተውዳዶሩ ቀዳማይ ብምውጽ'ኡ ጸባ ኣስቲና ብራቮ ቢኒ
@Abi-ll1fz5wl5
@Abi-ll1fz5wl5 3 ай бұрын
ብኒ ጅግና ኣርእካና 🎉🎉🎉💯💯💯 ተሓበን ኤርትራዊ ጎብለ ኣፍሪቃ ጎብለል ዓለም ኣነስ ሓጎሰይ ክሳብ ሕጂ ኣለኹ 👑👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelghebrehiwet5764
@amanuelghebrehiwet5764 3 ай бұрын
❤❤❤❤ Congratulations to all Eritreans ኤማ ሄኖክ ብተወሳኺ ኣብ መደብ ሕቶን መልስን ናይ ብዓል ጴጥሮስ መንግሰን ፡ሱሌማን ዑስማን ዓበ ከም ሕቶን መልስን ከቅርብዎ ነዘኻኻር ።ንመጀመሪያ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ቱር ዲ ፍራንስ ዝትዓወተ መን ኢዩ ወዲምንታይ ሃገር ኢዩ ፡
@AwetAtaklti-r5n
@AwetAtaklti-r5n 3 ай бұрын
ሓጎስካ ብንብዓት ክትገልጽ ከለኻ ኽንደይ ክጥዕም ቢነይ ብሓጎስ ኣንቢዒካኒ ወደይ ሓቂፎዮ ከምዘለኩ ረሲዐ ብታሕጋስ ኣዉያት ደርጊሖዮ ወደይ ሰንቢዲኡ ምሳይ ኣዉያት ሰበይተይ ወደይ እንታይ ረኪብዎ ኢላ ኣውያት ኣነ ናይ ሓጎስ ይበኪ ሰበይተይን ወደይን ክኣ ብስንባደ ይበኺዩ ብኒ ሎሚ ዝገበርካኒ❤❤❤❤❤እንካዕ ሓጎሰና
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 3 ай бұрын
ንሕዞን ንጭብጦን ከማን ኣብ ስራሕና ጠፉእና ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤ ኣብ ሂወተይ ከምዚኣ ታሐጊሰ ኣይፈልጥን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ኤርትራዊ ንታሪክ ክሰርሕ ዝተፈጥረ ህዝቢ ጥራይ ኢዮ ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ ::
@negagetachew974
@negagetachew974 3 ай бұрын
ቢንያም ግርማይ ቤተሰቡን ሕዝቢ ኤርትራ እንዃዕ ደስ በለካ ደስታካ ደስታና እዩ፣ አነ ትግራዋይ እዩ 1970 ባዓል ጀጋንተ እንዳራአኩ ስለ ዝዓበኩ ናይ ኤርትራ ብሽክለታ አድናቃ እዩ። ኤርትራ ብስፖርቲ ካብ አፍሪካ ዝላዓለት ዓዲ ነይራ ሕጂውን ቀጽላ አላ። በርትኡ
@debesayhabteslasi6546
@debesayhabteslasi6546 3 ай бұрын
Ane endii smitey kiqoxaxer aykealkun enqa hagosena deki eza halal merit🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazmelake6460
@almazmelake6460 3 ай бұрын
ብንያም ኣንበሳ ብቡርቱዕ ጻዕርኻ ክት ዕወት ምክኣልኻ እንቃዕ የሔጎሰካ ናይ ሙሉእ ህዝብና ዓወት እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤርትራ እስካን ከማካን ምፍራያ ዓቡይ ጸጋ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Hanesye
@Hanesye 3 ай бұрын
ኣቱም ሰባይ ከምዚ ከማይ ንዝኾነ ዓይነት ሰብ ወላ ካብ ኤርትራዊ ውጻኢ ኣብ መንገዲ ዝረኸብኩሞ ከምዚ ከማይ ኢዚ ኤርትራዊ ዩ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ተዓዊቱ ኢልኩም ተሪኢዎም ኣለኹም ዶ ደቂ ኤረይ ጸሊም ኣልማዝ ብተኣምር ክወጽእ ካብቲ መጻብቦ 🎉እምባሕ በል ኤሪትራዊ በቃ
@efremabrha3758
@efremabrha3758 3 ай бұрын
Awet kalsena bedmne mes kem bal gebluole bine hawena eze eritrwe malet ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 ай бұрын
ናይ ምታይ አፍሪካ😂😂😂😂 ኤርትራውያን🎉 ኤርትራውያን ኢና🎉🎉🎉 ነብሲ እዚ ጋውና ህዝቢ አፍሪካ ምስ ኤርትራውያን ዘራኽብ የብሉን።
@jhonsimon1691
@jhonsimon1691 3 ай бұрын
ዓወት ሓፋሽ ❤❤🇪🇷🇪🇷
@bereketgundrin76
@bereketgundrin76 3 ай бұрын
ኣነስ ኣብራከይ ከማን ራዕራዕ ኢሉኒ ንሱ ዲዩ ክጎዩ ውዒሉ ኣነ እንድዒ / ትርግታ ልብና ካብ መጠን ንላዕሊ ወሲኩ ሓበን ሃገሩ/ሓበን ኣፍሪቃ/ሓበን ጸለምቲ/ሓበን ጋንቱኡ
@eruonlinejob9525
@eruonlinejob9525 3 ай бұрын
ሓጎስይ ወሰን የብሉን (ጸባ ስተ ፥ጸባ ኣስቲኻና )ዝተረፈ ብሰላም ኣጀሚሩ ብስላም የፈጽምኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🙏🙏
@abrahamnegash6598
@abrahamnegash6598 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@azmarina
@azmarina 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉 bini bini,abilwa kula ade welida tmken yeak kurat afrukana kurat hagerna nay behaki mergexi teseaniwo ezi mediatat
@AWET605
@AWET605 3 ай бұрын
በየናይ ጀሚርካ በየናይ ክውዳእ the king back diamond እቲ ጸሊም ኣልማዝ::እንቃዕ ሓጎሰና 1/07/2024 ሓደ ሓምለ ተዚክራ ክትነብርያ መጀመርያ ንዓና ኤርትራውን 💪💪🇪🇷🇪🇷👏 ካልኣይ ድማ ንመላእ ሕዝቢ ኣፍሪቃ 💪💪🇪🇷👏እንቃዕ ሓጎሰና::
@Eruna757
@Eruna757 3 ай бұрын
እልልልልልልልልልል 🎉🇪🇷❤️ ቢኒ ጅግና 🫶🏽።
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 3 ай бұрын
ኣመስኪራ ኤርትራ ብተግባር ባንዴራ ኤርትራ ከምናይ ካልእ ኣሁጉር ባንዴራታት ዓለም ሱቅ ኢላ ኣይኮነትን ትስቀል ብታሪክን ብተግባርን ኢያ ባንዴራና ተንበልብል ❤❤::
@FiliWedihannes
@FiliWedihannes 3 ай бұрын
Ab hiwetey mulu hagosi ziaseleni lomi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 viva
@zerouandom
@zerouandom 3 ай бұрын
ዋውውውውውውውው ኢለ ክሓልፎ ጹሩይ ናይ ታሕግጋስ ንብዓት ኣንቢዕካኒ ቢኒ ጅግና ወዲ ኤራና
@ኣራራት
@ኣራራት 3 ай бұрын
Congrats Bini 👏👏👏🥇🇪🇷 God Bless you I am proud of you 👏 👏👏
@FanielTesfaslasie
@FanielTesfaslasie 3 ай бұрын
ልክዕ ብራቮ ኤማ ማዕከናት ዜና ዓለም እንታይ በላ ብዓቢኡ ጋንቱኡ ከ እንታይ መግለጺ ሂባትሉ ኣምጻልና ብዝተረፈ እንቋዕ ሓጎሰና ኩልና ኤርትራውያን ብፍላይ
@yikalogebremicael
@yikalogebremicael 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኤማ ቀንዲ ክምስገኑ ዝግብኦም ስድራቤት እዮም፣ ብሰንኪ ባጀት ካብ ዘፍቅሮን ብዙሕ ሕልምታት ዝነበረንን ምስ የእጋረይ ከለኹ ዝተፋነኽዎዩ😢😢
@mikielhabte4694
@mikielhabte4694 3 ай бұрын
ብዓወት ቢኒያም ኩልና ኤርትራውያን ሓጎስና ወሰን የብሉን :: ቀጻሊ ዓወት ይሃቦ !!! እዛ ጸሊም ኣፍሪካዊ ዝበሃል ኣዘራርባ ኣይተዘውትርዎ ::
@asmeromandemichael391
@asmeromandemichael391 3 ай бұрын
Bini jigna meglxi eko senalu teawet nay bhaki akurena Anes bethgas nbat seruni Enqia hagoseka Bini haben hager
@medhainebekit797
@medhainebekit797 3 ай бұрын
ኩሉ ጸሊም ሰብ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ዝከበረላ ዕለት ኢለያ ኣለኩ❤ ቢኒ ሰውራ ቅድድም ኤርትራ ኣብ'ት ዝልዓለ ዘንጊ ዓለም ሰቂሉ ካብ ሕጂ ንንዮው ከውርዳ ዝክእል የለን🎉🎉❤❤
@dendennakfa9415
@dendennakfa9415 3 ай бұрын
እታ ወዲ ኣፎም ዝበላስ ኮይና እንቋዕ ሓጎሰና !!!!!!❤እዛ ዕለት 1-7-2024❤ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ከም ሃገራዊ በዓል ክትክበር ኣለዋ ካብዚ ዝዓቢ ዓወት የለን።
@yon-h8z
@yon-h8z 3 ай бұрын
Congratulations Bini🎉🎉🎉 Viva and all Eritrean 🇪🇷 people and all world black people❤
@SenayMichea
@SenayMichea 3 ай бұрын
ኤማ ሓዋይ እመነኒ ኣይትእመነኒ ታሪኽ ከም ዝስራሕ ይፈልጥ ኔሬ ብኤርትራዊያን ኣነ ደጋፊ ሓላባይ ደጋፊ ናቱ እየ እንካዕ ሓጎሰና ደቂ ሃገረይ
@YohanesItbarek
@YohanesItbarek 3 ай бұрын
Félicitations bini bel ketderr 💪🇪🇷💘💕💯💯💯❤️💘💪🇪🇷💘💕💯 ne bini zeftu like esk gebru ❤
@samuelgebredngl3834
@samuelgebredngl3834 3 ай бұрын
Ezi zibelexe texawatey ab Tarik cycling hagerna BINI VINI VIDI period !!!!!! I am so emotional 🥹 and Happy for u Bini hawey, Amlak xegiu yebzihalka, congratulations to wedi Hailu and ur wife
@samsonestifanos2376
@samsonestifanos2376 3 ай бұрын
I suggest that the trophy for the National Olympics should be in the statues of Bini's victory celebration until someone wins a stage victory in Tour De France. Please let me know your thoughts
@truthforpeace6978
@truthforpeace6978 3 ай бұрын
First Eritrean and First African Tour De-France stage winner congrats Bini 🎊🎈🎉 All Africans and especially we Eritreans really proud of you 👍
@DanielGhebrezghi-kl6fl
@DanielGhebrezghi-kl6fl 3 ай бұрын
Plssss like Subscribe ngber neibyo nezom yehwat kulu kfeltena
@josijosi1566
@josijosi1566 3 ай бұрын
ፈደረሽን ሃገርና ኢንታይ ገሩ ንስኩም ትህብዎም ተስፋ ኢዩ ዘበርት ኦም ይህዋት ፈደረሽን ኤርትራ ኢድ የብሉን ኣብ ኣወት ቅድ ድም ብሽክለታ
@dawittsegay9211
@dawittsegay9211 3 ай бұрын
King 🤴 👑 🦁 bini anes enka eritrawi konku
@haileandebrhan11
@haileandebrhan11 3 ай бұрын
ኣነ ከም ሎሚ ታሓጊሰ ኣይፈልጥን ኢየ congura bini🎉🎉🎉🎉🎉
@mer2474
@mer2474 3 ай бұрын
i hope he inspires a lot young riders all over Eritrea. Nab Eri ab zmleselu bejakum nab mulue zobatat nay jgna akebabla gberlu, not only in Asmera......ab Mulue hager bzuhat nfuat kferyu ykeelu eyom
@TsegayKiflay
@TsegayKiflay 3 ай бұрын
Bini hasab lbna asmrlna amlak ab zkedi mseu ykun❤❤ my hero
@josijosi1566
@josijosi1566 3 ай бұрын
ንስኩም ዝሃብክሞም ተስፋ ይወቱ ኣለው ፈደረሽን ኢድ የብሉን መካዚኖ ኢዩ ፈደረሽን ኤርትራ
@OmerAbdella-wk4bz
@OmerAbdella-wk4bz 3 ай бұрын
Congratulations Bini haben hager❤❤❤
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 4,5 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
Champion Eritrea 2024 Road Race Live in Asmara Eritrea
3:57:43
TMNITNA RECORDS
Рет қаралды 73 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Exodus | ኦሪት ዘጸኣት
3:41:39
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 989 М.
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 4,5 МЛН