በርሚል ጊዮርጊስ ጉድ ኣምጺኡ ! ብዙሕ ሰብ ይመውት ኣሎ !

  Рет қаралды 4,335

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 34
@fnanteklay8702
@fnanteklay8702 Жыл бұрын
ኣሰይ ተዓዊትና ኣንታ ኣንሕናስ ናይ የሱስ ኮይና ። ክብሪንምስጋናን ንየሱስ ይኹን ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንን። ሞጌ ሓወይ ድማ ተባረኽ ጎይታ ምሳኻ ኢዩ ።
@nfreek5276
@nfreek5276 Жыл бұрын
ኣምላኽ. ልቢ. ይሃብካ. እዚ. ሓወይ. እንታይ. እሞ. ትፈልጦ. ኣለካ ንቅዱስ. ጌርጊስ. ድሃበ. ኣምላኽ እዩ. እኮ. ብተጋድሉ ኡ ድተዋህቦ ❤ ቃልኪዳን. እዩ. ከምዚ. ናተይን ናትካን በጥ. Ilna❤ ንበልዕ. ንሰቲ. ደለና. ብኸምኡ. ድተዋህቦ. ቃልኪዳን. ፈውሲ ድተዋህቦ. እዩ. ኣምላኽ. ልቢ. ይሃብካ
@lalalala687
@lalalala687 Жыл бұрын
Goyta yibarikika Moge hawey n Hizbina kia miftah yikunelom b Sim Yesus 🙏🏾
@ewnetmenager9003
@ewnetmenager9003 Жыл бұрын
ሞጌ ሃወይ እቲ ዘህዝከ እቲ ጎርጊስ ኢሎም ዘገልጊልዎኸ ፡ ሃደ ግዜ ኣብዚ ዘለክዎ ኣዲ ዕቁባ ሃቲትና ምስተቀበሉና ነቲ በሃሎም፣ ነቲ ታሪኮም፣ ኣነባብሮምን ኸሪዑና ናብ ሓደ ናይ ቀደም ቅርስታት ዘለዎ ዓቢ ሙዚየም ይወስዱና ናብ 30 ሰባት ንኸውን ካብኦም 2 ሓበሻ ኔርና ሽዑ ናይቀደም ንብረታት ፣ቅርጽታት፣ ሃውልቲታት ፣ ናይ ቀደም መራሂታት ስዕሊ የሩናን ገለጻውን ኔሩ ዝገርመካ ካብቲ ዘሪኡና ዚነበረ ስዕልታት ናይ ቀደም መርሃቲ እውሮፓ ኣብመንጎም ናይ ጎርጊስ ስዕሊ ኣብኣድና ዘሎ ንርእዮ ሰንቢድና ኣነን እቲ ሃበሻ ተጠማሚትና ሚስዑ ኣይንፋለጥን ካብካልእ ቤት ትምህርቲ እዩ መጺዩ ሾኡ ነታ ገለጻ እትገብረልና ጋል ብ ኣንግሊሽ እያ ትገልጸልና ኔራ በጃኪ ብዛባ እዚ ስዕሊ ጽቡቅ ጌርኪ ግለጽልና ኩሉ ኢልናያ፡ ጊዮርጊሲ ናይ ሓንቲ ካብ ኣውሮፓ ሃገር ንጉስ ከምዝነበረ ኣብ ውግእ ንፉዕ ከመዝኮነ ሃደ መዓልቲ ቤተክርስቲያን ክሳለም ኸይዱ ኣቡ ከሎ ነቲኣ ዓዱ ክወሩ ጸልኣቲ ከምዝመጽዎ ምስምዐ ነጋሪት ጌሩ ንሕዝቡ ኣኪቡ ውግእ ወጺዩ ከምዝሰዕረ ምስተመላሰ ድማ ንሃደ ሰዓሊ ሃውልት ዚሰርሕ ጸዊኡ ሃውልት ክሰርሃሉ ሃቲትዎ ብኸምዚ መልክእ ስርሃኒ ኣነ ኣብፈረስ ተቀሚጠ ዘላኢና ድማ ከምገበል ኣብቲህቲ ፈረስ ገርካ ብሰይፍ እንዳወጋኩዎ ንሃገረይ ድማ ጸላሊ ሂዙ ከምዛሰራ ኣነ ሲእረ መጼ ከምዝፈታህክዋ ብጋል መልክዕ ዝተኣስረት ቅረጸልይ ኢልዋ ከምዚኣ ስዕሊ ትሪእዋ ጌሩ ሃውልት ንሪሱ ኣቆመ ኢላትና ካልእ ታሪክ የብሉን ኢልናይ የብሉን ኢላትና በሊ ኣብ ምድርና ቢታሚ እዩ ዚፍቶን ዚምለኽ ቤተኽርስቲያን ብሽሙለዎ ኢልናያ ገሪምውኣ ስሂቃ ፡ ኣብቲ ምድሩ ኸማን ቢጀካ ስዕሉ ኣብ ሙዚየም ስሙኻ ኣይዝከር ምስኪን ሕዝብና ዘይፈልጥዎ ናይ ኣውሮፓ መራሒ የምልኩ ጎዪታ ካብዚ ተረተረት ናይ እንስቲ ሰይጣን ዝደረሶ ናይሃሶት ድርሳናት ዘናገፈና ስሙ ዪባረኽ
@mikalbrhane5757
@mikalbrhane5757 Жыл бұрын
Eway hzbey sean fltet ytefe alo 😢😢😢😢
@brhanefessehaye8453
@brhanefessehaye8453 Жыл бұрын
ሓቅካ ሞግስ ሓወይ ጎዮታ ይባርኽካ ምስ ቤትካ።ጎይታ ጸጋ ይብዛሓልካ፤ኣጆካ ቀጽሎ፤ኣቃላዓዮም።
@Abeltekle1971
@Abeltekle1971 Жыл бұрын
Good job keep going
@isuxhxudeyeydudhdh
@isuxhxudeyeydudhdh Жыл бұрын
ቅድስ ጊወርግስ አቦይ ብሓቂ አማላድነቱ አይፈለየና ጎታና እየሱስ ክርስቶስ መፃሓፍ ተብብ እተ ዳአ ኮንካ ንቱ ዕውር ስባአይ ጠምት አይቦሎይ ናብ መርየት እቱፉ እሉ ናብ ዓይኑ ጣስምዎ ክድ እሞ ቃላይ ስልህም ተሓፀብ እሉ ሰደዶ ትስባአይ እናረአየ ተመለሰ እዚ ግን ጎታና ብቃሉ ምሕዋይ ጠፍእዎ አይ ኮነን እታይ ዳአ እቱ መርየት ትብሎ ዘለካ ብስም ቅድሳን ዝተባረከ በተከረስትያን ብናያቶም በረከት ክምሕረና ስለዝደለየ ኡዩ ምክንያቱ ደቅሰባት ግብርና ክፉእ ስለዝኮነ ብአማላድነቶም ተአምንና ክምሕረና ስለዝደለየ እዩ ብሓቂ አማላድነቶም ተራዳአነቶም አይፈለየና ነተም ብዘ ፍላጥ ምሳካትኩም ተዓምርቆም ዘለዉ መዋፅእቲ ይፍጠረሎም ንአና ድማ አብ እምነትና የፅነዐ ና ንስልጣን ከሰተ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንሱ እዩ እምነት ዘፍለጠ እበይ ዘክቲ መሰሐትኩሙና ነርክም ሐዚ ግና ፈልጥናኩም እና አይናወን እና
@Milikibreab
@Milikibreab Ай бұрын
Mdhan byesus trayu
@Milikibreab
@Milikibreab Ай бұрын
ዮሃንስ 14 (John) 6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@Milikibreab
@Milikibreab Ай бұрын
ዮሃንስ 14 (John) 6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@sabatekle1992
@sabatekle1992 Жыл бұрын
ክብሪ ንአምላኽ ስለምድሐና ተባረኽ
@ጠዓመገብረዮውህንስ
@ጠዓመገብረዮውህንስ 6 ай бұрын
እንታደንቆሮንባዝልኻደንቂርካንስብእይትሽውደማዓትክይመፅእልካፍጣሪ
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ true
@eyorusalemeyasu4774
@eyorusalemeyasu4774 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@milkyasbrhane5740
@milkyasbrhane5740 Жыл бұрын
Goyta ybarka
@SamielYosief
@SamielYosief Жыл бұрын
ማቴዎስ15፥30: ብዙሓት ሰብ ድማ፡ ሓንካሳት፡ ዕውራት፡ ጸማማት፡ ቈራያት፡ ብዙሓት ካልኦትውን ምሳታቶም ሒዞም፡ ናብኡ መጹ፡ ኣብ ጥቓ እግሪ የሱስውን ኣንበርዎም። ንሱ ኸኣ ኣሕወዮም።
@senigebre7655
@senigebre7655 Жыл бұрын
Tebarek ajoka
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 Жыл бұрын
Fewasay YESUS IYU!!!
@sabazerabruk2826
@sabazerabruk2826 Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@rutaabraha6882
@rutaabraha6882 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@yosief5946
@yosief5946 Жыл бұрын
ጎይታ የሱስ ይባርካ ንስካ ብሩክ ኢካ
@Natuya.yemane9295
@Natuya.yemane9295 Жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@elsafetme3465
@elsafetme3465 Жыл бұрын
አግዛአብሔር ይባርካ ደብተራን ጠንቆሎን ብ ጎይታ አየሱስ ክርስቶስ ሽም ካባይን ካብ ኩሉ ስድራ ንዘልአለም ይከልከል ኮነ ኢሎም ክፉአ ዝገብሩ ፈጣሪ አምላኽ መልሲ ይሐቦም አኽዉየ አግዛአብሔር አንተ ተዋጋልን አሜን
@michealtsegay1256
@michealtsegay1256 Жыл бұрын
እንታይ ዘራኽብ አለና ምስ መናፍቃን
@afewerkteklay3786
@afewerkteklay3786 Жыл бұрын
አንተ ሌባ ሻቢያ ምን ታውቅና በሐይማኖት መጣችሁ ደሞ ዉጡ ከአገራችን ሠው አራጆች
@weinimengsteab6678
@weinimengsteab6678 Жыл бұрын
Wreyyy weyyy goita ridae eba ritae libi dehnet ykunn goita. Silsimkae sile simkaa goita kitbl
@asliruessom3573
@asliruessom3573 7 ай бұрын
መጎስ፡፡ሰላም፡ናዐኻ፡ኢዚአጋኒታዊ፡ሰጣናዊ፡፡ከኩሩስቶስ፡ዉጪ፡ማኒም፡የለን፡፡፡ቀዲምነበር።።ከሚዚ፡ኡይፈለጢኩን፡ዐቢየ፡መላኢኻቲ፡፡ገቢሪኤል፡ሚቺኤል፡ዘለው።መላኢቲ፡፡።ኢዚ፡አገጋኒቲ፡ናሰይጣ፡ኢዩ፡፡መንጊሳትሲጉሚት፡ይዉሰድ፡፡ኒሒጊ፡የጺናዐዮ፡፡❤😂😂😮
@AwetTeckle
@AwetTeckle Жыл бұрын
በየሱስ ስም
@TekleweldBrhane
@TekleweldBrhane 6 ай бұрын
ጋኒሄዶ፣👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👈
@yuhtyuh9107
@yuhtyuh9107 Жыл бұрын
ሓሳዊ
@furutunahabteab2812
@furutunahabteab2812 Жыл бұрын
Yeente lbonom ykfetelom ember enda reau nab mot ygerm
@Aster24-y4l
@Aster24-y4l Жыл бұрын
Kab Kal amlak ( m. Kidus) endatekese endamehares, chirash hasawi?
Can You Find Hulk's True Love? Real vs Fake Girlfriend Challenge | Roblox 3D
00:24
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 72 МЛН
The Singing Challenge #joker #Harriet Quinn
00:35
佐助与鸣人
Рет қаралды 39 МЛН
ነቲ ሓቂ ንፍለጦ
30:56
Om Hiwet Global -- ኦም ህይወት
Рет қаралды 225
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 987 М.
ህዝበይ ኣምልጥ ጠንቆልቲ የስሕቱኻ ኣለው ! ሼር
24:30
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 6 М.
ዓለም ናበይ ትኸይድ ኣላ ርኣይዋ ! ዘይነቓሕኩም ንቕሑ
19:51
Can You Find Hulk's True Love? Real vs Fake Girlfriend Challenge | Roblox 3D
00:24