ህዝበይ ኣምልጥ ጠንቆልቲ የስሕቱኻ ኣለው ! ሼር

  Рет қаралды 6,379

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 102
@titielu2722
@titielu2722 Жыл бұрын
ሞጌ ሃወይ እዛ ናይ እምኒ ደኣ ፈቲነያ ኔረ እዋይ። ኣይንራዮ ፍርሂ ። ኣብ ደብረሲና ዝበሃል ቦታዩ። ህጂ ግን ጎይታ ረዲኡኒ ካብ ሓሸውየ ተገላጊለ ህዝበይ ከማይ ብርሃን ይብርሃልኩም። የሱስ ሎምን ትማልን ንዘላለም ጎይታ ዩ።
@awalomkidane9650
@awalomkidane9650 Жыл бұрын
ይገርም እዩ፡ ይጻወቱ ድዮም ዘለዉ፡ እታ ነዓኻ ዝፈለጥኩላ መዓልቲ ጎይታ ብምንታይ እየ ክገልጻ፡ ካብዚ እየ ኣምሊጠ፡ ተመስገን
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ገላትያ 2 21፤ ጽድቂ ብሕጊ እንተ ዚኸውን፡ እምብኣርከ ክርስቶስ ንኸንቱ እዩ ዝሞተ፡ ኣነስ ጸጋ ኣምላኽ ኣይንዕቕን እየ።❤
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Жыл бұрын
Hosea 4 (ትግ) - ሆሴእ 6: ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ወንጌል ማቴዎስ 4 10፤ ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ገላትያ 2 16፤ ሰብ ብእምነት ብየሱስ ክርስቶስ እምበር፡ ብግብሪ ሕጊ ኸም ዘይጸድቕ ካብ ፈለጥና ግና፡ ኵሉ ስጋ ብግብሪ ሕጊ ዘይጸድቕ ስለ ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ ብእምነት ብክርስቶስ ምእንቲ ኽንጸድቕ ብክርስቶስ የሱስ ኣመንና።❤
@Immanuel302
@Immanuel302 Жыл бұрын
ኣሜን
@amanuelhaile9898
@amanuelhaile9898 Жыл бұрын
"ሰማይን ምድርን ክሳዕ ዚሐልፍ፡ ኵሉ ኽሳዕ ዚፍጸም፡ ካብ ሕግስ ሓንቲ ሕንጣጥ ከም ዘይትሓልፍ፡ ብሓቂ ይብለኩም ኣለኹ" ማቴ 5 18
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
@@amanuelhaile9898 ናብ ሰብ ሮሜ 10 3-4፤ ክርስቶስ ነቲ ዚኣምን ዘበለ ዂሉ መደምደምታ ሕጊ ንጽድቂ እዩ እሞ፡ ጽድቂ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጦምን ጽድቂ ርእሶም ኪተኽሉ ብምድላዮምንሲ ንርእሶም ኣብ ትሕቲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣየግዝኡን። after the cross job done እብራውያን 9 22፤ ከምቲ ሕጊ ኣስታት ኵሉ ብደም እዩ ዚጸሪ፡ ብዘይ ምፍሳስ ደምውን ይቕሬታ ኣይከውንን እዩ።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ግብሪ ሃዋርያት 8 35፤ ፊልጶስ ከኣ ኣፉ ኸፈተ፡ ካብዛ ጽሕፈት እዚኣ ጀሚሩ ድማ ብዛዕባ የሱስ ወንጌል ሰበኸሉ። if we open our mouth let’s speak about Jesus ❤🔈🎤🌎✝️🩸
@tesfutekleab7357
@tesfutekleab7357 Жыл бұрын
ትኽክል ሞጎስ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏.
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
2ይ ተሰሎንቄ 2 11-12፤ ስለዚ ኸኣ እቶም ብዓመጻ ባህ ዚብሎም እምበር፡ ንሓቂ ዘይኣምኑ ዅሎም ምእንቲ ኺፍረዱ፡ ኣምላኽ፡ ነቲ ሓሶት ክሳዕ ዚኣምኑ፡ ብርቱዕ ስሕተት ይሰደሎም።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
2ይ ቆረንቶስ 10 5፤ ብእኡ ኸኣ ሓሳባትን ምስ ፍልጠት ኣምላኽ ንዚጻላእ ልዕል ዝበለ ነገር ኵሉን እናፍረስና፡ ኵሉ ኣእምሮውን ንምእዛዝ ክርስቶስ ንማርኸሉ ኢና።✝️🩸🎤🫶🏿
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ወንጌል ዮሃንስ 15 25፤ እዚ ግና እቲ ኣብ ሕጎም፥ ብዘይ ምኽንያት ጸልኡኒ፡ ጽሑፍ ዘሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ ዝዀነ።
@amanuelhaile9898
@amanuelhaile9898 Жыл бұрын
ብዛዕባ እቶም ኣብ ኣዳራሻት ኮይኖም ኣጥባት ኣዋልድ ዝሓስዩ ፓስተራት ምዝራብ ኣይመሓሸካን? ኣብ መሬት ሰፋሕፋሕ ዝብሉ Mass Hysteria ጃምላዊ ውዕዉዕ ስምዒት። ናይ ኣጋንንቲ ስምዒት ዝሓደሮም። ዘመናዊ ጠንቆልቲ።
@martakahsay1018
@martakahsay1018 Жыл бұрын
ኣገልገልቲ ከምቲ ንስካ ትብሎ ዘለካ ኣይገብሩን ዮም። ስም ኣምላክ ስለ ዝጸውዑ ኣገልገልቲ ከኮኑ ኣይክእሉን ዮም። ከሙኡ ዝገብር እንተሎ ካብ ሰይጣን ጥራሕ ዩ። ከምዚ ናትኩም ጉዶም ሰቲርና ናይ ኣምላክ እዮም ኣይንብሎምን ኢና። ናትና ስለ ዘይኮኑ ብዛዕብኦም ምዝራብ ንምንታይ የድሊ? ግርማ ግን ናትኩም ምካኑ ጽብቅ ጌርኩም ትኣምንሉ ኢኩም።
@Zara-dg7up
@Zara-dg7up Жыл бұрын
1ይ ዮሐንስ 4:10 ኣምላኽ ባዕሉ ስለ ዘፍቀረና፡ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ ኪኸውን ኢሉ ድማ ወዱ ስለ ዝሰደደልና እዩ እምበር፡ ንሕና ንኣምላኽ ስለ ዘፍቀርናዮ ኣይኰነን፡ እታ ፍቕሪ በዚ እያ።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ግብሪ ሃዋርያት 20 26-27፤ ኲሉ ምኽሪ ኣምላኽ ነገርኩኹም እምበር፡ ዘትረፍኩልኩም የብለይን እሞ፡ ካብ ደም ኲልኻትኩም ንጹህ ምዃነይ ሎም መዓልቲ እምስክረልኩም ኣሎኹ።God bless mogi haway I hope they listen to you and the bible 🤝 keep it up 👏
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ናብ ሰብ ሮሜ 9 30፤ ደጊምከ እንታይ ንበል፧ እቶም ጽድቂ ዘይደለዩ ኣህዛብ ጽድቂ ረኸቡ፡ እዚ ኸኣ እቲ ኻብ እምነት ዚመጽእ ጽድቂ እዩ። ናብ ሰብ ሮሜ 9 31፤ እስራኤል ግና ንሕጊ ጽድቂ እናደለይዎስ፡ ናብቲ ሕጊ ጽድቂ ኣይበጽሑን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤thank you Jesus
@negasi2123
@negasi2123 Жыл бұрын
ብዛዕባ እቲ ተመን፣ ገበል ዝበልካዮ በትሪ ሙሲ’ኸ ብናይ ሓይሊ እግዚኣብሔር ናይ ተመን ኣይተቐየረን ዲዩ?
@mebrhitnwayu2255
@mebrhitnwayu2255 Жыл бұрын
Ygerm u moge hawey amlak ybarka memelisu xega yebzahalka bezi tgebro zeleka hzbi ynekh alo
@samibest9099
@samibest9099 Жыл бұрын
ቑዱሳን ዝጻረፍ ቁዱሳን ዘራኽስ ዘሕስርን ጎይታ ኢየሱስ የለን!
@titielu2722
@titielu2722 Жыл бұрын
Men emo nqudsan qerifu eti qdus zbehal men kem zkone fleto
@asefuyrigalem9288
@asefuyrigalem9288 Жыл бұрын
በኢየሱስ ስም ጌታ ሆይ
@mulefishaye1297
@mulefishaye1297 Жыл бұрын
Mogos hawey goyta yebrkka gin zey netsereley zelo ab nay pasterat zgebrwo mebzahtiu mechem rinayo alena b keraten b guran eyom kwxiu nriom neziom ke entay tbleley wela b tex plice ktmlseley kxbeyeka eye
@senaithailu936
@senaithailu936 Жыл бұрын
ቤንጤ ንርእሰኩም ጠንቆልቲ ናትኩም ፍለጡ ሎሚ ኹሉሰብ ፈሊጥኩም እዩ ናይ ተዋህዶ አይእትወክሙን እዩ። ሰረቅቲ እይትፍረዱ ከይትፍረዱ።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ግብሪ ሃዋርያት 16 18፤ ከምዚ እናበለት ከኣ፡ ብዙሕ መዓልቲ ገበረት። ጳውሎስ ድማ ጒህዩ፡ ግልጽ ኢሉ ነቲ መንፈስ፡ ካብኣ ኽትወጽእ፡ ብስም የሱስ እእዝዘካ ኣሎኹ፡ በሎ። በታ ጊዜ እቲኣውን ወጸ።in Jesus name not in Mary or other names ✝️🩸🔈🎤🌎
@erusquickkitchen5160
@erusquickkitchen5160 Жыл бұрын
ተባረክ🙏🙏🙏
@mossgenet9402
@mossgenet9402 Жыл бұрын
Thank you Moge you are light and salt bless you
@elsafetme3465
@elsafetme3465 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኾይ ከብዝገብሩ ከምዝይ ብደምካ ሸፍነና እየሱስ ጎይታ
@samanthajohn8913
@samanthajohn8913 Жыл бұрын
PLEASE PEOPLES READ YOUR BIBLE DO NOT LISTEN TO ANYONE YOU ARE RIGHT MOGOS GOD BLESS YOU
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ራእይ ዮሃንስ 19 10፤ ኣነ ኸኣ፡ ክሰግደሉ ኢለ፡ ናብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ድማ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ምስክር የሱስ እቲ መንፈስ ትንቢት እዩ እሞ፡ ኣነስ ከማኻን ከምቶም ምስክር የሱስ ዚሕዙ ዘለዉ ኣሕዋትካን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ወንጌል ማቴዎስ 12 30፤ ምሳይ ዘይኰነ መቓናቕንተይ እዩ፡ እቲ ምሳይ ኰይኑ ዘይእክብ ከኣ ይዘሩ። With Jesus Christ not with his mom
@eseyshikor8989
@eseyshikor8989 Жыл бұрын
ሞጎስ ማዓስ ኢካ አላህ ፈጣሪ አይኮነን ማሐመድ ነቢ አይኮነን ትብል
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ወንጌል ማቴዎስ 23 13፤ ኣቱም ግቡዛት ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ መንግስተ ሰማያት ንሰብ ትዐጽዉሉ፡ ንርእስኹም ኣይትኣትውዋን፡ ነቶም ኪኣትውዋ ዚደልዩ ድማ ኪኣትዉ ኣይትሐድግዎምን ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም።
@fanuszerabruk9660
@fanuszerabruk9660 Жыл бұрын
Matthew 7 (ትግ) - ማቴዎስ 16: ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም። ካብ እሾኽዶ ወይኒ ይቕንጠብ፡ ካብ ተዀርባስ በለስ፧
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ግብሪ ሃዋርያት 14 15፤ እናበሉ፡ ኣቱም ሰብ፡ ንምንታይ እዚ ነገርዚ እትገብሩ፧ ንሕና ድማ ከማኻትኩም ዝፍጥረትና ሰብ ኢና፡ ካብዚ ኸንቱ ነገር ናብቲ ሰማይን ምድርን ባሕርን ኣባታቶም ዘለዉ ዂሎምን ዝፈጠረ ህያው ኣምላኽ ክትምለሱ ነበስረኩም ኣሎና።
@kukukuku5502
@kukukuku5502 Жыл бұрын
Be Egzabher Lij Be Nazretu Be Eyesus Kirstos Sim🙏🙏🙏
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ትንቢት ኢሳይያስ 3 12፤ ገፋዕቲ ህዝበይ ቈልዑ እዮም፡ ኣንስቲ ኸኣ ይገዝእኦ ኣለዋ። ዎ ህዝበይ፡ መራሕትኻ ኣጋገዩኻ፡ ነታ እትኸደላ መገዲ ኸኣ የጥፍእዋ ኣለው።wake up ⬆️ orthodox please
@edentsegay8412
@edentsegay8412 Жыл бұрын
Egziabiher mhret ygberelom orthodox, hzbi yetfewo alewu eti hzbi wn wrdet eyu zfetu kab kbret! B'Christos kbret alekum ente belkayom, mktkat, mhsam nefska zfetwu 😔
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ናብ ሰብ ሮሜ 3 22፤ ማለት፡ ጽድቂ ኣምላኽ ብምእማን ብየሱስ ክርስቶስ ንዚኣምኑ ዂላቶም እዩ፡ በዚ ሌላን ጒሌላን የልቦን እሞ፡🔈🔈🔈🔈🌎🌎🌎🌎🌎✝️🩸 please
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 Жыл бұрын
ብፀበል ዘይትአምን ተኮይንካ ኸኣ ኪድ እስኪ አብ ጎንደር ዝርከብ ፀበል በርሜል ጌርጊስ ከይድካ ተጠመቅ ።ንተወሳኺ ሓበሬታ በርሜል ጊዮርጊስ ኢልካ አብ ዩቲዩብ ረአዮ ።አይትፅመና ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር ።
@yohannesalazar7578
@yohannesalazar7578 Жыл бұрын
እዚኣ ናይ እምኒ ድኣ ከመይ ያ ፓራ ኮማንዶ ከይኮና።
@samibest9099
@samibest9099 Жыл бұрын
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኴንካ ቪድዮታት እንዳሰራሕኻ፡ ኣባ መምህር ግርማ ኣብኡ እዩ ዘሎ ምሳኻ ዘይትኸዶ፡ ቕድሜኻ መናፍቓን ኢና በሃልቲ ከይዶም ኢዮም ሓፊሮም ተመሊሶም ኩሉ ጉዶም ተቓሊዑ !
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ራእይ ዮሃንስ 19 10፤ ኣነ ኸኣ፡ ክሰግደሉ ኢለ፡ ናብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ድማ፡ ከይትገብሮ ተጠንቀቕ። ምስክር የሱስ እቲ መንፈስ ትንቢት እዩ እሞ፡ ኣነስ ከማኻን ከምቶም ምስክር የሱስ ዚሕዙ ዘለዉ ኣሕዋትካን ባርያ እየ፡ ንኣምላኽ ደኣ ስገድ፡ በለኒ። ግብሪ ሃዋርያት 10 26፤ ጴጥሮስ ግና፡ ኣነ ድማ ከማኻ ሰብ እየ፡ ተንስእ፡ ኢሉ ኣተንስኦ።
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
ወንጌል ማርቆስ 12 38-39፤ ብምህሮኡ ኸኣ በሎም፥ ካብቶም ነዊሕ ባርኖስ ተኸዲኖም ዚዞሩን ኣብ ዕዳጋውን ኪሳለምዎም ዚፈትዉን ኣብ ቤት ጸሎት ኣውራ ምቕማጥ፡ ኣብ መኣዲ ኸኣ ስፍራ ኽብሪ ዚደልዩን ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ።
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ክወልድ ዝደሊ ኩሉ አብዝጠዓሞ ቦታ እዩ ዝወልድ ስለዚ እታ አዉሬ ዝብኢ አብታ እተባህለት ቦታኣ ወሊዳ ስለምንታይ ናይ አዉሬ ቦታ ስለዝኾነ ክሳብ ትለቅቅ
@asli288
@asli288 Жыл бұрын
ሰላም ሞጎስ ሓወይ ቀጽሎ🔥🔥🔥ቀጽሎ👏👏
@samibest9099
@samibest9099 Жыл бұрын
ንጹህ ኣይበለካን ናብ ኣባት ነብስኻ ዲኻ ናብ ኣበምኔት ናይቲ ገዳም ዄድካ ንስሓ ኣቲኻ ውሰዶ ወይ ኪድ ! እንተ ብድፍረት ጌርካዮ ግና ኣብ ኣፍ ክልተ ዝብልሑ ሴፍ ዝስዕስዕ ዘሎ ንስኻ ኢካ ! ንሕና ብእየሱስ ክርስቶስ ብ40/80 ተጠሚቕና ኢና ! ስለዚ ብኢድ ፈጣሪ ዝተፈጥረ ኩሉ እግዚኣብሔር ክግልገለሎምን ክጥቐሎምን መን ይክልክሎ !
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ሞጐ አይትለስልስ ክግናሕ አብዘለዎ ነገር ግናሕ ዝብኢ ገበል ተመን ካልእ ካልእ አዉሬ በላዕቲ ወሓጥቲ ቀተልቲ እምበር እንስሳታት አይኮኑን ::እንስሳታትን እቶም ሰዓብቲ እዩም
@yordanostsegay3984
@yordanostsegay3984 Жыл бұрын
Mesarhi agannti zkone hzbi kedengxeka😢😢😢😢
@asli288
@asli288 Жыл бұрын
ህዝበይ ኣምልጥ ንቃሕ💔😭
@mikalbrhane5757
@mikalbrhane5757 Жыл бұрын
God bless you
@helenita3225
@helenita3225 Жыл бұрын
Mogei goyta yebarka haki belka
@aronogbay72
@aronogbay72 Жыл бұрын
ሞጎስ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ። ንሓቂ ከምዘላታ ቶግ ኢኻ ተብላ።
@yohannesalazar7578
@yohannesalazar7578 Жыл бұрын
Fire in Jesus name
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 Жыл бұрын
Oh lord Jesus open their spiritual eyes eritrean and Ethiopian orthodox they are derived by thier leaders God hove mercy on them specifically Ethiopian orthodox you need more mercy in Jesus name God bless you moge
@lindamehari6442
@lindamehari6442 Жыл бұрын
atum yehiwatey bejakum reau eba temen teregimu eu kemey ezi bejakum amilitu midiham bigoyta
@abanobrobel3602
@abanobrobel3602 Жыл бұрын
Ok gn aunki aykonenen moktserya au zbhal hawey
@fanuszerabruk9660
@fanuszerabruk9660 Жыл бұрын
ንጹህ ኣይኮንኩን ትብልኣለኻ ክሳዕ ማዓስእዩዚ ገበል ሰይጣን እምበር መልኣኽ ኣይኮነን
@naomitasmerawit2046
@naomitasmerawit2046 Жыл бұрын
Entay aynet xnxway eyu wedey.kaby eyom ezi emnet ezi axnihomulna wedey
@abanobrobel3602
@abanobrobel3602 Жыл бұрын
Nay kbri sgdet hawey kubur meten nebsu yekbreka
@DanielHadush-lx3qw
@DanielHadush-lx3qw Жыл бұрын
hasawi
@ZA-sj7ez
@ZA-sj7ez Жыл бұрын
Entay iyu ke mogos hawey nabu kthteb zezuzlca entay iyu eti weti mewedaetu ke
@asmeretsahle9271
@asmeretsahle9271 Жыл бұрын
Moge hawey tebarek
@titielu2722
@titielu2722 Жыл бұрын
Ewayy hzbey
@abrahamtewolde04
@abrahamtewolde04 Жыл бұрын
ክላእ እዝስ ስፖርት እምበር ካልእ ትርጉም የብሉን
@wintagoitom3356
@wintagoitom3356 Жыл бұрын
Ata Wedi Tefieka zelekas Baelika Eka! Nikaliot Aytlekim...... Eyesus Mekera Reiuley eyu Emo... Ane aykefilin eye...... Eyesus Xoymley Eyu Emo..... Ane Ayxewimin eye....... Nebsika Fetika Ember Shekorina.... Hawaryat Xebeba Ayteqebelun Diom??? Eyesus Demu Afsisulna eyu Emo Aynefisisin Eina Eilom Diom??? Who do you think you are??? Kab Hawaryat Tibelix Dika??? Ety Nisika Eyesus Kirstos Tiblo Zeleka(Ety Bisimey Bzuhat kimexu Eyom zibelo Hade Eyu) Selfish Eyesus.... Orthodox nikulu Melsi Alewa shekorina..... Just because you can read the Bible it doesn't mean..... You know the Bible Megos! Mexhaf Qidus Bisim Adey Mariam, Bisim Melakty, Bisem Xadqanat zeshitu kimexu Eyom Silemintay Zeybele. Ety Haqegna Eyesus Kirstos Dleyo..... Megos. Goytanan Amlaknan Medhaninan Eyesus Kirstos Ety Hyaw Amlak, Amlak Orthodox eyu Zihawey...... So please Subaei Eto Zihawey...... XUM, Xeliy Bibkyat and Siged Niamlakika..... Then Ask God to Show you the right Path. He will Definitely Show you the right way Shekorina.
@myownoasis
@myownoasis Жыл бұрын
እዞም ዝህረሙ ዘለው ሰባት እንታዎት እዮም? መዓስ እዩ ተፈጺሙ? እቶም ሰባት'ከ ብሂወት ኣለው'ዶ ወይስ ኣካላዊ ማህሰይቲ ከምኡ ስነ-ኣእምራዊ ጸቕቲ በጽሕዎም ከይከውን... ኣጻርኻ ንገረና :: ካብ ርኣይዎም ኢልካ ኣብዚ ካብ ትፍንዎ'ስ ከማገልጋሊ ኣብ ሽግሮም ክትበጽሖም ወይ ክብጽሑ ድጋጸ ኣየርኣኻን! ብጀካ ነቶም ከምኡ ዝገበሩ ምኽሳስ ጥራይ ኮይና ሓወይ ናተይ!. ብዝኾነ ኣጻፊፍካ ንገረና በጃኻ!
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 Жыл бұрын
Ata Hzbi Temeles T Tefi Aloka😭
@samibest9099
@samibest9099 Жыл бұрын
ብሓሳዊ መሲሕ በቲ ናይ ሓሶት ኢየሱስ ናይ መናፍቓን ከነውጽኦም ኢና ፈንውዎም ኢሎም የሕዋትካ ፓስተራት ፈንይሎም ከኣ ንምንታይ በቲ ሓድሽ ኢየሱስ ዘየዐገስዎ ነዚ ርኹስ መንፈስ !
@Million92
@Million92 Жыл бұрын
Ata donkoro bible anibiebe
@newgenerationchanel9585
@newgenerationchanel9585 Жыл бұрын
Proverbs 13 (ትግ) - ምሳሌ 16: ኣእምሮኛ ሰብ ብምስትውዓል ይዓዪ፡ ዓሻ ግና ዕሽነት ይዝርግሕ።
@kesstekesste195
@kesstekesste195 Жыл бұрын
አቲኩሞ ዘለኩም እምነት ናይ ኪሒደት ስልዚኮነ ናይጊድን ኣኪሺሽቲ ክትንካሺሹ ድቃስ ስንኩም ድሕሪ ሕጂ ምትላል የላን ጴንጤ ካብ ኦርቶዶክስ ኢድካ ኣሊል።
@filmonkesete695
@filmonkesete695 Жыл бұрын
Anta bruk hawey nay pente hasewti pasterat alewu ko tfelit eka why? Natom gudlet natom hasot ke zeytemxeo keytsegra tegediska mels haqiena ente konka
@asmeretsahle9271
@asmeretsahle9271 Жыл бұрын
Sele Eritra telot ey zedlley
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
You don’t have be spiritual to know orthodox is cult and demonic religion ወንጌል ዮሃንስ 8 44፤ ንስኻትኩም ካብቲ ኣቦኹም ድያብሎስ ኢኹም፡ እታ ትምኒት ኣቦኹም ክትገብሩውን ትደልዩ አሎኹም። ንሱ ኻብ መጀመርያ ቐታል ነፍሲ እዩ፡ ሓቂ ኣብኡ ስለ ዜልቦውን ኣብ ሓቂ ኣይጸንዔን። ሐሶት ኪዛረብ ከሎ፡ ካብ ርእሱ እዩ ዚዛረብ። ሓሳዊ እዩ እሞ፡ ንሓሶትውን ኣቦኣ እዩ።
@naomidavid4125
@naomidavid4125 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ የሕዋትና ብጣዕሚ እዯም ዘሕዙኑካ እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣዒንቲ ልቦም ይክፈተሎም .እምበር ስም የሱስ ዝጸልእ ሓደ ሰይጣን ጥራሕ እዩ .
@fkrimskulu8822
@fkrimskulu8822 Жыл бұрын
ንነብስኻ ሕዘነላ መዓረይ ኣዚ ናትኩም du haknet ካብ bente mukan nebska ምጥፋ ይሓይሽ... Xolet kudusan xolot abotatna ኣማላድነት ድንግል ማርያም ayfeleyena ኣሜን........
@Lydialove740
@Lydialove740 Жыл бұрын
ezgo maharena korustos kabzi menfes ezi hzbka adhn goyta yesus goyta
@michaelhaile1045
@michaelhaile1045 Жыл бұрын
Zkewn mertio ariyouna halewlew gebel zeynfelt koyna dnsi
@tirhashabrham2943
@tirhashabrham2943 Жыл бұрын
ሰይጣን እየሱስ መጥራት ኣይወድም። ስሙኮ ከሁሉ ስም በላይ ነው።
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 5 ай бұрын
Amen 🙏 If any man loves not the Lord, let him be Anathema (cursed). 1Corinthians 16:22
@abrahamtewolde04
@abrahamtewolde04 Жыл бұрын
አት ግርማ ስ እንታይ ድዩ ዝብል ዘሎ ሓደ ሰብ ከይተዓርቖም ይብል
@abanobrobel3602
@abanobrobel3602 Жыл бұрын
Kabona adm zmets ahtyat btmket ndhn ena
@tirhashabrham2943
@tirhashabrham2943 Жыл бұрын
የኦርቶደክስ ኣጋንንት በግልጥ!!!!!!!!!!!!!!
@fkrimskulu8822
@fkrimskulu8822 Жыл бұрын
Raska hansab temerizu andu ktrda aytkaln eika leflifka tray kterf
@bhilsium4476
@bhilsium4476 Жыл бұрын
Tmket malet yesus krstos mkbal u..nhna kea kab nashetena ena yesus krstos namn..slezi kulu seb kab adam zmexe htyat. Btmeket ydmses u..kola wedi 5 amet tebeleka mnm abesa zeyblu malet u..
@90064285
@90064285 Жыл бұрын
B gebel gn aybelen auka
@ermiasmebrahtu2852
@ermiasmebrahtu2852 Жыл бұрын
Great shame
@kisanet4715
@kisanet4715 Жыл бұрын
ዋአ ኦርቶዶክስ ዮሱስ ኣይኣምንኑን መን ኢልካ ትፈርድ ደለኻ, ናትኩም ከ መናፍቃን ክብሕግፍዳስረቱዒ ድፍትሕፓራኦኣ ፕፕፕፕ ክክክክ, ድብል ጸሎት ካበይ ድመጸ ናይ ሰይጣውንቲ ዩ
@zaidteklay67
@zaidteklay67 Жыл бұрын
Orthodox nquhu nhaqi nberu mdhan beyesus tray eyu. Mogi hawey xeguu ybzahalka zebenka kulu neyesus.
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ክወልድ ዝደሊ ኩሉ አብዝጠዓሞ ቦታ እዩ ዝወልድ ስለዚ እታ አዉሬ ዝብኢ አብታ እተባህለት ቦታኣ ወሊዳ ስለምንታይ ናይ አዉሬ ቦታ ስለዝኾነ ክሳብ ትለቅቅ
@milkyasbrhane2286
@milkyasbrhane2286 Жыл бұрын
God bless you
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ክወልድ ዝደሊ ኩሉ አብዝጠዓሞ ቦታ እዩ ዝወልድ ስለዚ እታ አዉሬ ዝብኢ አብታ እተባህለት ቦታኣ ወሊዳ ስለምንታይ ናይ አዉሬ ቦታ ስለዝኾነ ክሳብ ትለቅቅ
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ክወልድ ዝደሊ ኩሉ አብዝጠዓሞ ቦታ እዩ ዝወልድ ስለዚ እታ አዉሬ ዝብኢ አብታ እተባህለት ቦታኣ ወሊዳ ስለምንታይ ናይ አዉሬ ቦታ ስለዝኾነ ክሳብ ትለቅቅ
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ክወልድ ዝደሊ ኩሉ አብዝጠዓሞ ቦታ እዩ ዝወልድ ስለዚ እታ አዉሬ ዝብኢ አብታ እተባህለት ቦታኣ ወሊዳ ስለምንታይ ናይ አዉሬ ቦታ ስለዝኾነ ክሳብ ትለቅቅ
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ክወልድ ዝደሊ ኩሉ አብዝጠዓሞ ቦታ እዩ ዝወልድ ስለዚ እታ አዉሬ ዝብኢ አብታ እተባህለት ቦታኣ ወሊዳ ስለምንታይ ናይ አዉሬ ቦታ ስለዝኾነ ክሳብ ትለቅቅ
@yeshiharegbeyen9098
@yeshiharegbeyen9098 Жыл бұрын
ክወልድ ዝደሊ ኩሉ አብዝጠዓሞ ቦታ እዩ ዝወልድ ስለዚ እታ አዉሬ ዝብኢ አብታ እተባህለት ቦታኣ ወሊዳ ስለምንታይ ናይ አዉሬ ቦታ ስለዝኾነ ክሳብ ትለቅቅ
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 353 М.
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
Introducing Ethiopian Capital Market - With Brook Taye - S07 EP64
2:24:24
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 81 М.
ኣዴታት ከይተረፋ ይድሕና ኣለዋ !
16:57
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 1,2 М.
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18