"ብስሩ ህወሓት ግን ንህዝቢ ትግራይ ይፈትዎ ዶ?!" ቃለ መሕትት ተጋዳሊት ኣረጋሽ ኣዳነ Interview_Aregash_Adane_Birakhe_Show

  Рет қаралды 54,550

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 288
@dawittsegaye3812
@dawittsegaye3812 7 ай бұрын
Thank you Medhin and Thank you Aregash. As Ethiopian with mixed heritage of at least four ethnicities, Aregash’s seasoned view and selfless approach to better the life of Tigraians and all Ethiopians is the one alternative and only way out. Especially, this is the time for all of us to question “Why and How “ we got to this; failed people and failed country!! Medhin, I encourage you to question the status quo, by inviting more and more people from different backgrounds, including those you find their ideas to be repugnant or you disagree vehemently. Regardless, thank you for the insightful interview!!
@negusetsehayu8938
@negusetsehayu8938 7 ай бұрын
Aregash Adane honor knowledgeable Discussion of honest legitimate truthful free speech. Thank you so much for your knowledge sharing!
@Selam1702
@Selam1702 7 ай бұрын
ኣረጋሽ ሓቀኛ ተጋዳሊት ዕድሚኣን ሙሉእሂወታን ንቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝሃበት ክብርን ሞገስን እዩ ዝግበኣ !!
@TsegayweldegerimaTesfu-ul9zh
@TsegayweldegerimaTesfu-ul9zh 7 ай бұрын
ህዋሕት ንሐድሽ ወለዶ ከረክብ አለዎ ሕዋህት በላዒት ክልተ ወለዶ መናእሰይ ትግራይ ።
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 7 ай бұрын
😂
@abebekesete
@abebekesete 7 ай бұрын
ሓርናኺ
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 7 ай бұрын
​@@abebekeseteAnte Jill
@ninaabay2140
@ninaabay2140 7 ай бұрын
You must be Hegdef
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 7 ай бұрын
@@ninaabay2140 Essu is doing much better. It is an owner to be hegdef
@WeredeShebu
@WeredeShebu 7 ай бұрын
መድህን ደላይት ሰላም ህዝቢ ትግራይ ተኮንኪ ምስ ህዝቢ ህዝቢ ኤርትራ ኣታዓርቅዮ ብሰንኪ ሕዋሕት ህዝቢ ትግራይ ኣብ መጻብቦ የእትውዎ ኣለዉ ስለዚ በዚ ውጹዕ ትግራዋይ ሕሰቦ ❤❤❤❤❤❤❤
@amdomGebregziabhear-kk4oc
@amdomGebregziabhear-kk4oc 6 ай бұрын
ህወሓት ጥራሕ ዘይኮነስ ሻዕብያ'ውን ተዘይጠፊኡ ወይ ድማ ተዘይተመሊሶም ምንም ለውጢ የለን
@hagostesfamichael9737
@hagostesfamichael9737 3 ай бұрын
Entay eka tbil zeleka hzbi eritrea ke ab selam dyu zneber zelo kemey dyu zridaka kulu hzbi fekodo bota fah elus selam alewo elka tamin nbaelka eritreawi ente koinka abey dika tnebir zeleka tagaru eko ab adom nmeselom ykalesu alewu ab adom kem eritreawyan aykonenun ab Saharan Bahrin zmemetu zelewu
@OmerEbrahim-x3z
@OmerEbrahim-x3z 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሕዋሒት ንሓሳብ ክትፈርሓ ማዓት እያ ምክንያቱ ራኢ ሰለ ዜብሎም
@abebekesete
@abebekesete 7 ай бұрын
ሓርናኺ እሞ ኣብታ ሲኦል ዓድኻ ኸ ሓሳብ ዶ ኣላ ሓሳኽ መዓኮር
@arayaabreha950
@arayaabreha950 7 ай бұрын
Great questions, challenges and possible solutions and analysis of the current problems in Tigray. Thank you W,/ro Aregash and Birake Shaw
@rommelmehari903
@rommelmehari903 7 ай бұрын
ክብርቲ ጀግና አዴና አጆኪ ። ህወሐት አብ ዘይትወጾ ጸድፊ ተንጠልጢላ ደጊፉ ዝሐዛ ቅልጽም ህዝቢ እንዳነከሰት ነዊሕ አይክትጸንሕን እያ ።
@ninaabay2140
@ninaabay2140 7 ай бұрын
Ayee Hegdef
@DaniAsmera-i6z
@DaniAsmera-i6z 7 ай бұрын
መድህን ሐፍተይ መቸም ለሚያስተውል ሰው ጥሩ ምክር ነው ያንችን ጨዋነት ሳላደንቅ አላልፍም በርቺ ነፃ ሐሳብ ጠቃሚ ነው ::
@Hiwot-fx7yv
@Hiwot-fx7yv 7 ай бұрын
ተጋዳሊት አረጋሽ አደነ ብጣዕሚ የቐንየልና ንዝሃብክና ሐሳብ ነዊሕ ዕዳመ ❤❤❤❤
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 7 ай бұрын
ሓቀኛ ተጋዳሊት ኣረጋሽ - 'ምልክት ትግራይ' ምልክት ፅፈት፣ ትረት፣ መትከላዊነት፣ ጅግንነትን ሓቂን። ብናትኪ ስብእና ትግራዋይነት ይግለፅ። ብናትኪ ፓለቲካዊ ስብእና ትግራዋይ ወደባትነት ይግለፅ። ፓለቲካ ትግራይ ብወደባት እንትግለፅ!! ዕድመን ጥዒናን ይምነየልኪ።
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 7 ай бұрын
ብሱል፡ጠቅላሊ፡ሀሳብ። ካብ፡ወገንነት፡ካብ፡አርሰ፡ጥቅሚ፡ካብ፡ናይ፡ባእልካ፡ክብሪ፡ወፅካ፡አብ፡ሕዝቢ፡ዘትኮረ፡ክከውን፡አለዎ።አረጋሸ፡እደመን፡ጥአእናን፡፡ይምነየልኪ።አሜን!!
@newyear9529
@newyear9529 7 ай бұрын
ሀቂ ንዘላለም ስቂ በሳል ፖለቲከኛ ማለት እደዚህ ነው በሁሉም አግል የሚመለከት ንፉእቲ
@eyasuteka3554
@eyasuteka3554 7 ай бұрын
ፅቡቅ ሃሳባት ኢያ ኣሊዕ ብፍላይ ኢሊት ኢላ ዝተዛረበቶ ዝድነቅ ኢይ።
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w 6 ай бұрын
ተመስገን ከመይ ድየ ሰምቢደ ጸኒሐ እቲ ጽሑፍ ምስ ረኣክዎ😢😢😢 ለካስ ክልተ ዝዛረቦኦ ዘይፈልጣ ጺሕፈነኦ መድህን ዋዓግ ትመስል ሰብ ዘይትገድፍድፍዮም ነዞም ይሕመቑ ይጸብቑ መራሕትና ህወሓት
@genigebre2752
@genigebre2752 7 ай бұрын
ዓረና ውድብ ፍቅረ ኢተጲጲያውነት እየን ዘለወን
@Coolbloxycola
@Coolbloxycola 6 ай бұрын
Good talk , we need more people like her and her colleagues
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 7 ай бұрын
ናይ፡በሐቂ፡ከም፡ስማ፡አረጋሽ፡ርግእቲ፡ፍጥረት፡እረጋሽ፡ብስልቲ፡ትእግስተኛ፡ብቅእቲ፡ወርቂ፡ትግራወይቲ፡ከሞዝይ፡አይነት፡ፈተና፡ክገጥማ፡አይግባእን፡ነይሩ፡ውሽጣ፡ከምዝሓረረት፡አብ፡ገፃ፡ሪእካ፡ትርዳእ፡አብ፡ገፃ፡ይንበብ። አዲ፡ናይ፡ሞሞራሕ፡አቅሚ፡ከምዘለዋ፡ተፍልጥ። አሞላክ፡እታ፡ኮይና፡ትርእያ፡ትግራይ፡የርኢየኪ።ራሕዋ፡ፅምአት፡ልብኪ፡የርይወኪ። አሜን፡አሜን፡አሜን።
@nashibrhane8399
@nashibrhane8399 7 ай бұрын
ጸቡቅ መደብ 🙏🙏🙏🙏
@GebreegziabherTesfay-ei9ko
@GebreegziabherTesfay-ei9ko 7 ай бұрын
መድህን ከምዚ በሳል ሰብ ምቕራብኪ ቀፅልሉ :: ጅግና ተጋዳሊትን በሳል ፓለቲከኛ በዓልቲ ውዕለታ ዝሃብክዮ ትንተና መስተውዓሊ ልቦና ንዘለዎ ሰብ ዝገርም ብስለት ን ብቕዓትን እዮ:: ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ::
@yalemrobel2507
@yalemrobel2507 7 ай бұрын
Ithink you were one of in the highst power
@ፍትሒንተጋሩ
@ፍትሒንተጋሩ 2 ай бұрын
Big Respect to Tegadalit Aregash Adane
@GebrekirosTadese
@GebrekirosTadese 4 ай бұрын
መልሲ ዘድልዮም ቁልፊ ሕቶታት :: ብሓቂ ብልፅቲ ፖለቲክኛ :
@TilahunTarekeWeldu
@TilahunTarekeWeldu 7 ай бұрын
ኣረጋሽ ቅንዕቲ ሓቀኛ ተቓላሲት እያ ኢለ ይኣምን። ፈፂማ ንፖለቲካ ከስቢ ኢላ ኣይትሕሱን። ናይዚ መርኣያ፡ ኣብ ሓደ ቃለ መሕትት ንኣረጋዊ በርሀ ዝሃበቶ መልሲ ሰሚዐ፡ ንህሊናኣ ጥራሕ እትነብር ሰብ ምዃና ተረዲአ ዓፂፈያ። ኣብ ናይ ሕጂ ዘረባ ሓንቲ ጌጋ ተዛሪባ። ሕጂ ልቢ ኣዕቢኺ ኲናት ምፅላእኺን መፍትሒ ጎንፂ ልዝብ እዩ ምባልኪ ፅቡቕ። ኣብቲ ናይ ቀደም 91ዓም ዝነበረ ክትዕ ግን ካብቶም ቀንዲ ኲናት መራሰንቲን፡ ንፋስ ብኤርትራ ገፅ ነፊሱ ዝብል ምኽንያት ገይርና ውግእ ንቐፅል ዝብሉ፡ ምስ በዓል ገብሩን ተወልደን ስሬና ነርኢ ዝብሉ ድሑራት ሰባት ወጊንኪ ትካትዒ ነይርኪ ይበሃል። ምናልባት ምስ መለስ ተፈጢሩ ዝነበረ ምትህልላኽ ዘምፅኦ ዶ ይኸውን። እምበር ናይ ኣረጋሽ ውሽጣዊ ባህረ ብደንቢ ስለዝፈልጦ፡ መቐንቀኒት ኲናት ክትከውን ኣይትኽእልን። ብተግባር ግና ኣሰላልፋኺ ተበላሽዩ ነይሩ።
@estifanosberhe9269
@estifanosberhe9269 7 ай бұрын
Excellent Medi keep going on
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi 7 ай бұрын
All my respect to ተጋዳሊት ወ/ሮ ኣረጋሽ። Thank you Brake Show!
@negagetachew974
@negagetachew974 7 ай бұрын
Thank you- ተጋዳሊት አረጋሽ ንሳ ከምዝበለቶ TPLF ክቅየር ዘይክዕል አብ 17 ዓመት አታሐሳስባ፣ ተሸኪሉ ዘሎ ጉሩብ እዩ። ጥፍአት ዘሎ ክቅየር እዩ እንዳበለ ዝጽበ ሕዝቢ ጥራይ እዩ።
@teklenara9386
@teklenara9386 7 ай бұрын
መድሕን ከም ጋዘጠኛ ስለምታይ ውዕል ኣልጀርስ ክፍጸም ዘይገበርና እልኪ ሕተትዮም።ኣነ ከምትግራዋይ ዘይመሬትና ዘይባሕርና ዘይህዝብና ክንጎብጥ እዩ ኣብዚ ኣብጽሑና።
@HaileselassieGw
@HaileselassieGw 7 ай бұрын
መዲ ወናኒት ብሉፅ ሚድያ + ኣረጋሽ ትግራወይቲ❤🎉
@Snoop465
@Snoop465 7 ай бұрын
ናይ በሓቂ ሕወሓት Game Over..ተወዲኡ ኢዩ። 😂😂😂😂
@hajiahmednurabreha5888
@hajiahmednurabreha5888 7 ай бұрын
ሠላም ብራኸ መጀመርታ ንአኺ ኽብረትን ናእዳን አለኒ ዕድሜ ጥዕና ይሙነየልኺ! ንስኺ ንፍኡቲ በላህ ፈላጥ ናይ ባአልኺ ግደ ብምብርኻት ኢኺ ዘለኺ!! እቶም ዝታቅርብዮም ኹሎም ፈላጣት ምሁራት ስለዝኮኑ ብትኽዕልዮ መጠን ናብ ትግራይ ጥቅሚ ንክአስሉ ምግባር በርቲኢ!!!ሐጂ አህመድ አቡ ሠሚራ!!!
@yemanegebreselassie8780
@yemanegebreselassie8780 7 ай бұрын
ኣረጋሽ ዋዕሮ ብሱል ሓሳብ ኢኺ ኣቕሪብኺ። ዕድመ ጥዒና ይሃብኺ።
@danielg.162
@danielg.162 6 ай бұрын
ወይዘሮ ኣረጋሽ ሓንቲ ጽብቕቲ ዝበልክያ ኣላ "ወያኔ ካ ሃይለስላሴ ክሳብ ሕጂ ፕሩቶርያ ጉዕዙኡ ብኹሉ ተሳዒሩዩ " ኢልኪ ሓቂዩ ካብ ደደቢት ክሳብ ፕሩተርያ ብዘይ ዓላማ ስለዝነበረ ሕጂውን ወዲቑ ተሳዒሩ ንህዝቡን ትግራይን ድማ ረምስዋ ሓፍ ዘይብል ዕንወት ገርላ 4ነጥቢ, መፍትሑኡ ተዛርብቂ ግን ወያነ ክሳብ ዘሎ ኣይከውንንዩ ክጠፍእ ኣለዎ ሕጂ ፈለክ ፈለክዩ ዘሎበር ወያነ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልንዩ ግን ህዝቢ ትግራይ ክቐብሮ ኣለዎ ሰላም ክርከብ 4ነጥቢ
@BisiratHagos
@BisiratHagos 3 ай бұрын
ወ/ሮ መድህን ብጣዕሚ ፅቡቅ
@gondaryenie9455
@gondaryenie9455 7 ай бұрын
ወይዘሮ ኣረጋሽ ንስኽን ዶ ህወሓት ትዓብያ ብዕድመ!?😂😂 ብዝኾነ ህወሓት ብርግፅ ናይ መቐመጫ ቁስሊ ማለት እዩ ንህዝቢ ትግራይ እዚ ማለት ግን በካንሰር ክቕየር ኣለዎ ማለት ኣይኮነን ማለተይ ብኣኹም😊 😊😊
@DanielZewdu-g7e
@DanielZewdu-g7e 7 ай бұрын
አረጋሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እዙይ እዩ ክርድኦ ዘይከአለ ዘሎ ዓናው ወዲ ዓናው በቃ ደቅካ ናገበርካ ምንባር ብቻ እዩ ዘለና አማራፂ ህወሓት ተሃልዩ።
@isrelking6008
@isrelking6008 3 ай бұрын
ፐ😊ፐ😊ፐፐፐፐፐ😊
@santiyago7635
@santiyago7635 7 ай бұрын
ተጋዳሊት አርጋሽ አዳነ ጀግና ትግራይ እያ ክብርም ይግባአ። አብ ሑሉፍ ዝተፍጠር ፀገም ናይኩላትኩም እዩ። ደብረፅዮን ናብስልጣን ምስወፀ እዩ አብ መቀለ 50 km rood ,water project, ናይፓለቲካ ፓርትታት, ህዝባዊ ገምጋም ወዘተ.. ያውም አብ ሓደ ዓመት ለውጢ መፂዩ ነይሩ እቲ ፀገም ዳአ አበይ እዩ?
@NgusBerhe
@NgusBerhe 2 ай бұрын
ህወሓት ፈሪሳ ማለት!☝️ ጸሓይ ዳግም ኣይትበቅላን ማለት እዩ ኣኸተመ!!! ትንቢት king ዮሃ:ም-ፍ:-7👌
@TadesseKIdanemariam
@TadesseKIdanemariam 7 ай бұрын
ወ/ሮ አረጋሽ እስኪ እስኪ ዝመሰሉይ ብጣዕሚ ደቂስኩም እኩም ግና ታውድብ ግና አደቀሰቲን ገና ትዕብብ እያ ካብ ውልድ ውልድ ሓም ወርቂ ተፈቲና ልቅድሚት ትምርሽ እያ ካብ ደጊም የአክለኩም ትግራይ ሰብ አለዋ ብዝሓት እሸላት ዋጋ ዝተከፈለሉ እዩ አይትሰከፊ መነዓሰይ ትግራይ ክመርህዎ እዮም ከዝውን ሓተፍተፍ ዘዋፅእ አይመስለኒ ምክንያት እውን ምፍጣር አየድልይ ሓድሽ ወሎዶ ክሰርሖ እዩ
@tesfamariamseyoum-pk2ze
@tesfamariamseyoum-pk2ze 7 ай бұрын
The war on Tigray was inevitable. Some opportunistic ideas are unacceptable. Pls ask or review the research based analysis of Dr mulugeta chaltu.
@jacop5239
@jacop5239 7 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ መድህን ሽኮሪና: It is very good to bring experience hero woman
@assefagebremichael4826
@assefagebremichael4826 7 ай бұрын
ዋይ ዋይ ተለያየን አበረን ኖረን አበረን አድገን ወያነን አምን እሱ ካደን እሱ አብቅቶለት ለኛም ተረፈን ሀሉ ትግራዋይ ወያነ ብለን ከማንወጣበት ጉድጓድ ውስጥ ገባን።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 7 ай бұрын
እዘሙ ባሓማት ጉጀለ ክጉሓፍ ዘለዎ ጉጀለ እዩ ክብሪት ኣደና የቀንየልና! መድህን ሓፈተይ ኣጀኺ ቀፅሉሉ❤ኣነ ጣራሕ ዝብል ስራዓት ማሓዛ ዘይብሉ እዩ ህውሓት ኣብ ሓድሰ ወሎዶ ቦታ የብሉን ።
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 7 ай бұрын
Lady, you are the Heart and soul of today's Tigrea failure
@GoytaHashenge
@GoytaHashenge 7 ай бұрын
Lot of Love to you!! Tegadalit Aregash Adane!!
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 7 ай бұрын
ቅድሚ ናይ ፕሮተርያ ውዕል ናይ እልጀርስ ውዕል ከ፡
@Geta1280
@Geta1280 7 ай бұрын
ሕወሓት ፀረ ህዝብ ትግራይ እዩ
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 7 ай бұрын
This is the bright light leadership of Tigray??? Sad for the people and all others affected by these criminals. They should be brought to justice now for putting people in harms way.
@TaffesseAbebe
@TaffesseAbebe 7 ай бұрын
እነባዓል ነቨረያ ነበረ ዐእማን ክንደይ. ዓመት ኮፍ. ዝበለ እምኒ
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 7 ай бұрын
እቲ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ ግን ተመኒኽሞ ኢኹም እሞ ዝተመነኻዪ ኣይከልእን ዩ ።ግዳ ትማል እቶም ትማል ባዕሎም እንዳዓመጹ እንዳፈለጥኩም ንኻልእ ዘላገብክምሎም ሎሚ ዝለመድዎ ተገበሩ መን ይገርሞ ሻዕውያ ከ ቀያሕ ፈንፊኒም ብሰማያዊ ዝግነዙ ደቂ ክልል ኣማዕድዩ ይርኢ ።ኢዶዶ
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 7 ай бұрын
ሕውሓት ቀደሙ ውን ኣይነበረትን ፡ክውዕያ ብማንካ ክዝሕላ ብኢድካ ጌራ ንህዝቢ ትግራይ ዋላ ስነ ልቦንኡ ምስ ነብሱን መቕርቡን ከም ዝጻላእ ጌራ ፡ናይ በለጽ ኣካይድኣ ምስ ወድኣት ንኽባላዕ ተፈሪዱ ፡እቲ ህዝቢ ሕዚ ውን ኣገናዚቡ ክኸይድ እንተዘይክኢሉ ኣብ ህርፋን መንበር ዝነበረት ዝሞተትን ውድብ ለካሚቱ ምኻና ከይተረድኦ ክጠፍእ ዩ ።
@abebekesete
@abebekesete 7 ай бұрын
ሓሳኽ መዓኮር ታይ ገደሰካ
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 7 ай бұрын
@@abebekesete መዓኮር ቦታ ርስሓት ዩ ከምዚ ከማኻ ,ሓንጎል ጥራይ ኣይሓስኽ ከምዚ ናትካ በድኒ ።
@MebrahtuGebregziabher
@MebrahtuGebregziabher 7 ай бұрын
መድህን እስኪ መጀመሪይ ካብ እንዳሽሻ ነፃ ውፅእ በቃ ኩሎም ፀረ ህወሓት ሰባት አብ ምቅራብ ትውዕሊ አለኺ፡፡
@GebrekirosTadese
@GebrekirosTadese 4 ай бұрын
እቲ ክቡር ዕላማ ብጉጅለ ጉሒላታት ተጨውዩ እዩ።
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 7 ай бұрын
መድሕን፡ከሞ፡አረጋሽ፡ነበራት፡ተቃለስቲ፡ፈለጥቲ፡ውሽጢ፡አብ፡መድረክ፡ስለተጋልፅልና፡የቀንየለና።
@abdumohamed5198
@abdumohamed5198 7 ай бұрын
Congratulations መድህን እንኾዕ ነዚ ኣስማዓና : ናባና ዝሓሰብኩሞ ናባኩም ተጠውዩ::
@anmeb6220
@anmeb6220 7 ай бұрын
ደንቆሮ ወጣጢ ገመል ኮይንካ እምበር፡ ሕወሓድ እንተወሓደ ፡ ህዝቢ ኣብ ዓዱ ኮይኑ ብድፍረት ንውድቡ ዝጸርፍ ንቑሕ ሕብረተሰብ ፈጢሩ እዩ። እዛ መድህን ፈጢራታ ዘላ መድረኽ፡ ኣብ ኤርትራ ጌርካያ እንተትኸውን፡ ብገመል ኣርጊጹ ምቐተለካ። ስለዚ ሕወሓት ይኹን ህዝቢ ትግራይ ንለውጢ ቀረባ እዩ። ደቂ ዓድና ግን ድፍረት እምበር ካብ ፍልጠት ነጻ ኢኹም። ጨጓል ከልብስ ኣሎ እንዳበልካዮ ሞተ ኢኹም።
@eriblood803
@eriblood803 7 ай бұрын
​@@anmeb6220 alghis cenawi kondaf agame....1 million agame ab tihti gudgad alewu....5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu....missile tementilkum....elelelll eyu imbeiii
@Axumes70
@Axumes70 7 ай бұрын
Well come back your excellence Tegadalit Aregash Adane
@yidnekachewharegot6299
@yidnekachewharegot6299 7 ай бұрын
ሳዓት ዘተ ልዕሊ 2ሳዓት ነዊሕ እዩ እዚ ብዝተኻኣለኪ ቀንሲ ተኸታተልቲ ይስልቹዋ እዩ።
@negagetachew974
@negagetachew974 7 ай бұрын
ሕወሓት - ንሕዝቢ ትግራይ ዘይኮነሰ ዝፎቱ ስልጣኑን ገንዘብን እዩ፣ ሕዝቢ ትግራይ ን27 ዓመት ረሲዕዎ ናብ መቀለ ክምለስ ከሎ ብደስታ ዝተቀበሎ ኮይኑ አብቲ 2013 ትግራይ ውግእ እውን እሱን ደቁን ገንዘቡ ዝሐበ ሕዝቢ እዩ። ሕዝቢ እዩ ንሕወሓት ተሰኪሙዎ ዘሎ።
@abebekesete
@abebekesete 7 ай бұрын
በኣፍካ ኣይትሕራእ
@negagetachew974
@negagetachew974 7 ай бұрын
@@abebekesete ንሐደ ሚልዮን ዘወደኤ ሕወሓት50 ዓመት ዝደቀሰ ከምኡ ቦሎ
@MebrahtomTafere
@MebrahtomTafere 7 ай бұрын
ወለድና ኢኹም ሓመቀ ፀበቀ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ኣፅኒሕኹምና ኢኹም ።እቲ ሕመቅ ናይዚ ወለዶ ንዓኹም በሊፅና ዘይምርካብና እዩ ጀጋኑና። ብማንካ ዘይስራሕኻ ብኩንታል ምዝራብ ዘቀድም ወለዶ ከይህሉ እሰግእ።
@kibromtesfabrhan4933
@kibromtesfabrhan4933 7 ай бұрын
በጃኺ ብዛዕባ ኢሪትርያ ከይተልዕሊ። ኢሪትርያ ኢሪትርያ ኢናበልኩም ንህዝብኹም ተደንቁርዎ ኣሎኹም። ንሕና ኣፍሪቃውያን ኣብ ምሕነቕቲ ናይ ጸዓዱ ኢና ኣቲና ዘሎና። ሓቢርና ካብኡ ንጻእ፣ ሰላም ገርና። ናይ ዝሓካን ናይ ዘግፋሕካን መረት ኣይኮነን፣ ኢንታይ ድኣ ናይ ምልማዕ ጉዳይ ኢዩ። ካብ ኢትዮፕያ ዝገፍሕ መረት ዝሓዘ ሃገር ኣሎ?
@smd7650
@smd7650 7 ай бұрын
ባርያ ክትርሳዕ ደሊኻ ትኮን 😠
@NegashGmedhin
@NegashGmedhin 4 ай бұрын
ካብቶም ሕማቃት መራሕቲ ህወሓት ሐንቲ እያ ። አረጋሽ ዝዘርአቶ ሽግር እዩ ህዝቢ ትግራይ ሄዚ ዋጋ ዝኸፍል ዘሎ ፣ ካብቶም አምባገነናት ሐንቲ ምንባራ ይፍለጥ ።
@ZewediArefaine
@ZewediArefaine 4 ай бұрын
ሐዚ አረጋሸ ድያ ናይ ትግራይ ፓለቲካ ክተዕሪ ነቲ ህዝቢ ንህወሓት ክፅላልእ ተሙኩር ዘላ ርካሸ አረጋሸ
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 7 ай бұрын
ተደራጂትና፡ ብቻ፡ ጦርነት ወሲኻ ተራ ናይ ኣምሃርኛ ቃላት እዮም
@binibana8035
@binibana8035 7 ай бұрын
የተከበረች ታጋይ አረጋሽ አዳነ እድሜና ጤና ይስጥ❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
ዘብቃእኽንስ ንስኽን ኢኺን እንበተይ ግዜኽን በከንቱ ዘኽለፍክን እንበር ውድብ ህውሃትማ እናተሓደሰት እያ ትኸድ ህውሃት ከአ ንከማኽን ዝመሰለ ሓቂ አፕተድልየኩምን ህውሃት ግን ንህዝቢ ትግራይ ተድልይ እያ።
@DanielZewdu-g7e
@DanielZewdu-g7e 7 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ነገር ተረዲኢኒ አሎ ይመስለኒ ከም ግለይ እቱ ገጢምና ዘሎ ችግር ብዋናነት ህወሓት እቱ አመፃፅኡ ምሉ ብምሉኡ ቀይሩ ተዘይመፂኡ እመኑኒ ትግራይ ናብ ዝገደደ ዕንወት ክንአቱ ኢናደ
@DaniAsmera-i6z
@DaniAsmera-i6z 7 ай бұрын
መድህን ሽኮር
@NassirWahabey
@NassirWahabey 3 ай бұрын
ካብ ህወሐት ዝተአለየት ስለህውሓት ማውራት ኣይምልክታን ስለዓረና ማውራት ይግባኣ ናይፀግም ምንጪ ዋና ባዕልክ ኢክይ ፀገም ንምፍታሕዘይኮነስ ፀግም ምውሳክ እዪ ድሌትኪ
@GoitomKibrom
@GoitomKibrom 7 ай бұрын
B tami xebku medabi eu zelaki keep up medahinayey!!!
@gmekonnen397
@gmekonnen397 7 ай бұрын
Why you forget that TPLF invited Eritrea by sending missiles to Eritrea . TPLF should had known the consequences . Stop talking about Eritrea and work on how to live in peace within yourself and your neigh bourse. Medhin you need to learn from your brother Stalin. Game is. Over no matter what
@Barry-m3w
@Barry-m3w 6 ай бұрын
ወ/ሮ ኣረጋሽ: ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ሙኻና ስለ ምንታይ ኣብ ሕቶ ይኣቱ????.
@ghezaiabraha7685
@ghezaiabraha7685 7 ай бұрын
መድህን ! ኣፈኛ ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ፣ ጥርናፈ ህዝቢ ትግራይ ንበታን ዘይትግምጥልዮ እምኒ የለን ። ወያኔ ምስ ኩሉ ጉድለቱ ኣብ'ዚ ጊዜ እዚ ዋልታን ዓንዲ ሕቖን ቄልሲ ህዝቢ ትግራይን ኣሳሪ ገመድ ሓድነት ህዝቢ ትግራይን ምኻኑ ኣይካሓድን ። ካብ ፕሮፖጋንዳ ጸላኢ ምንዛሕ ተቖጠቢ !!!
@tesfaygher-b9w
@tesfaygher-b9w 4 ай бұрын
ናይ ለይባ ሰዓት ኮይኑ ጨንቁዎ ዞሎ ገባራይ ተጋዳላ ይ እዩ ዞሎ
@bereketyohannes1233
@bereketyohannes1233 7 ай бұрын
ሃቀኛ ኢኪ :: ህወሃት ከምዚ ናትኪ ሃሳብ አካይዶም ተትኮኑ ናይሚሊዮናት መንእስይ ህይወት አይምተቀዝፈን!
@haiylaykiros3495
@haiylaykiros3495 7 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካውን ማሕበራውን ቅልውላው እቲ ዝበዝሐ ካብ ባዕልና ፀገም ዝተልዓለን ኣብ ሕድሕድ ዘሎ ኣተሓሳስባ ዝተበተነን ንረብሓ ትግራይን ህዝብን ዘየቐድም ውልቃዊ ረብሓን ናይ ኣነነት ሕማምን ዝዓብለሎ ዝወደቐን ኣዕናውን ኣካይዳ ክወፅእ ኣለዎ።
@tsadkantwelde4361
@tsadkantwelde4361 7 ай бұрын
Ade Aregash gigna ❤❤
@tigrayarmy2293
@tigrayarmy2293 7 ай бұрын
Banda Meles Zenawi was the number one enemy of TPLF & Tigray People.
@bedlumomsjr.8615
@bedlumomsjr.8615 7 ай бұрын
The Ironic Woman Aregash Adane💪💪💪
@senay4207
@senay4207 3 ай бұрын
Yes, ironic 😂
@getachewmergia8949
@getachewmergia8949 7 ай бұрын
"ኩላ ነንፃሕላ" ትብል ኣባህላ ወዲፋንቴ ብኣረጋሽ አዳነን ገብሩ ኣስራትን ብኽክክል ይግለፅ። 1. ኣረጋሽ ኣዳነ ኣብዝልዓለ ስልጣን ም/ፕሬዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ከላ ኣብትግራይ ኣየናይ ናይ ፖለቲካ ውድብ እዩ ብነፃነት ዝንቀሳቐስ ዝነበረ? 2. መን ዝብሃል ውልቀ ሚድያ እዩ ኣብትግራይ ዝነበረ፣ ሪፖርተር ኮነ ካልኦት ጋዜጣታት ኣብኢትዮጵያ ከምድላየን እንትንቀሳቐሳ ኣብትግራይ ከይህልዋ ኣይተገብረን ድዩ? 3. ኣብትግራይ መንግስቲ ሰራሕተኛ ዝሓሸ ዕድል ረኺቡ ኣብካሊእ መንግስቲ ኮነ ዘይመንግስታዊ መስሪያቤት ከይቑፀር ዘይሕጋዊ ኣሰራርሓ ብክልል ወፂኡ 1ይ ዝኾነ ሰራሕተኛ ስራሕ ክለቅቅ እንተኾይኑ ቅድሚ 6ወርሒ ከመልክትን ድሕሪ 6ወርሒ ተተፈቂድሉ መልቀቂ ይውሃቦ ግን ኣብትግራይ ከይሰርሕ ተቖፂሩ ተተረኺቡ ካብክልል ብዝፅሓፍ ደብዳቤ ከባርርኦ ብምግባር ናብዝነበሮ መስሪያቤት ተገዲዱ ይምልከቱ'ዶ ኣይነበረን? 4. እተን ሓፋሽ ማሕበራት (ማ/ደቀኒስትዮ፣ ማ/መናእሰይ፣ ማ/ሓረስቶት ወዘተ ብህወሓት ብዝምደቡ ተኣመንቲ ክምርሓን ነፃ ማሕበራት ከይግበራ ዝተገብራ ድሕሪ ኣረጋሽ ኣዳነን ገብሩ ኣስራትን ካብስልጣን ምውራድ ድዩ? ኣረጋሽ ኣዳነን ገብሩ ኣስራትን ኣብምጥላፍ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ፖለቲካዊ ብልሽውና ህወሓት ግደ ፍፁም የብልናን ድዮም ዝብሉ ዘለው? ሓንቲ ኣረጋሽ ኣዳነን ገብሩ ኣስራትን ዝፈልጥዋ ሓቂ እስኪ ክሓትት ተጋዳላይ ግደይ ኣቦወንበር ብግፍዒ እንትባረር፣ ድሕሪ ምብራሩ ስኑ ነኺሱ ብህልኽ ብ1984ዓም ማትሪክ ወሲዱ ንዲግሪ ውፅኢት ኣምፂኡ እናሃለወ ዓቅሚ ብምስኣኑ ኣብቲሽዑ ዝተኸፍተ ቢዝነስ ኮሌጅ ክኣተው እንትብል ተራ ዜጋ ዝረኽቦ መሰል ተኸልኪሉ ብኽንደይ ሽምግልናን ልመናን ናይመጀመሪያ ተመራቂ ኮይኑ ድሕሪኡውን ብደብዳቤ ዝኾነ መስሪያቤት ከይቑፀር ኣይተገብረን ድዩ? ከመይ እዩ ካብደሙ ንፁሃን ኢና ዝብሃል ዘሎ?
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 7 ай бұрын
ንህዝቢ ትግራይ ካብ ሙሉእ ፅንተት ኣድሒናዮ እትብል ሓሳብን ዘረባን ብጣዕሚ መግረሚት እያ: ናይ ህዝቢ ንዕቐት ምልክት እውን እዩ::ሽሙ ከይጠቐስና ሓደ ዓንተር ናይ ህወሓት ነባር ተጋዳላይ ኣብ ብራኸ ሸው ቀሪቡ ዳርጋ ብዱላ ምውቓዕ ዝተረፎ ዓይነት ቃለ መጠይቕ ከም ዝገበረ ንዝክር ኢና::
@Barry-m3w
@Barry-m3w 6 ай бұрын
ወ/ሮ ኣረጋሽ: መዐዝ እዩ ባሕሪን ወደብን ባድመን ምባል ትገድፉዎ??????.
@HanzaHamza-s2i
@HanzaHamza-s2i 7 ай бұрын
ጠልቃዕ ገፅ ታኒካ መድሓርሓሪት ኣብዚ ዕድሜኺ ትቆርቢ እምበር ፖለቲካ ትሕምዙቂ እንታይማ ከምቶም ብፆትኪ #ከም ጀነራል ፃድቃን,#ከም ተጋዳሊት ኣልጋናሽ ወ.ዘ.ተ ዋጋ ዘይኸፈልኪ ሕዚ ሳላ መንእሰይ ትግራይ ዐፈርፈር ትብሊ ኣምሰሉ
@የዝምታአቀንቃኝ
@የዝምታአቀንቃኝ 7 ай бұрын
With all due respect after all these years, she didn't even get what Bonapartism is. Meles was wrong on Shabya related issues and some others but he might be right to let go of some of the former members(including her). He understood the country was(still is) in a bottomless pit and the political elites are just charlatans. He tried to invest in education and the future. I do believe our generation has failed him as well. At least we can sniff out charlatans. Abiy is also bonapartist. She has some good points on the failures of TPLF. The question is what is your party's contribution and why are you still in party politics? Why don't you write a book or something as a document for the next generation? Why are you defensive about Yayesew's writings, just clarify which part is wrong and which part is right, you don't need to insult him and degrade a book you didn't read yet(as you said).
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 7 ай бұрын
delete Shaebia from your dictionary. Your TPLF"s untrustworthiness as a partner was the source of the Chios in Ethiopia and in our region.
@macksyou3743
@macksyou3743 7 ай бұрын
አብቂዑ እዩ ሓቂ እዩ :: መፍትሒ ዳአ ሳአነ እምበር ነዚ ጀግና ህዝቢ መራሒ ምስአኑ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን::
@Tha-z6y
@Tha-z6y 7 ай бұрын
Medhin, you are professional with your questions. Love watching your show.
@tesfamariamseyoum-pk2ze
@tesfamariamseyoum-pk2ze 7 ай бұрын
The neutral one in 1993 EC at the tplf situation was Dr chaltu.
@blotkillratb575
@blotkillratb575 7 ай бұрын
TEGARO STOP BEING LIAR ‼️
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ 7 ай бұрын
I appreciate my mom long live and you are the strongest woman of fighter freedom of the our nation and you looking correct important concept political statement and military strategies and
@ABEL1095
@ABEL1095 7 ай бұрын
ተጋዳሊት ማማ እረጋሽ ኪዳነ ኣዝየን ብሰልቲ ሙካነን ካብ ኣተሐሳስባአን ምርዳእ ይከኣል፥ ትግራይ ብዙሐት ብሱላትን ምሁራት ኣብ ዉሽጥን ውጻኢን ዓዲ ከምዘለዉዋ ኩሉ ዝፈልጦ ሐቂ እዩ፥ እዞም ሙሁራት ተጋሩ ግን ንዓዶም ንክሰርሑ ዝሕግዝ ሀዋህው ፖልቲካ ኮነ ትሕተ ቅርጺ ክስራሕ ኣይተካአለን ፥ እዝኤን ተጋዳሊት ኣዴና ፖለቲካዊ መርገጼኤን ቁንዕ ዩኩን ጌጋ ብዘይ የገድስ፥ እቲ ዝዛረበኦ ዘለዋ ነጥብታት ግን ን ናይ ትግራይ ፖለቲካዊ ኮነ ማሕበራ ኢኮነሚያዊ ዕብየት ኣዝዩ ኣገንዳሲ ም ኳኑ ኩሉ ትግራዋይ ከስተውዕለሉ ይግባአ።
@ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም
@ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም 7 ай бұрын
አዳነ😂ኪዳነ🙄
@ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም
@ሴትንልጅቅድሚያአስቀድም 7 ай бұрын
አዳነ .ኪዳነ
@hagos4601
@hagos4601 7 ай бұрын
Brilliant woman and Excellent analysis!
@seidedris3325
@seidedris3325 7 ай бұрын
ኣረጋሽ ዝነበረቶ ህወሓት ጦጵያ እዩ ዝፈቱ
@BelaynigusShareg
@BelaynigusShareg 3 ай бұрын
ሓሳዊ ካብት ዝሞተ መለስ ስለ እሊ አረጋሽ ስየ ገብሩ ፃድቃን ንትግራይ ሚድያታትን ካድረ ህወሓትን ከምዝይ እሉ ነይሩ ወድ አስረስ አንጃው ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ይላል ብልጭልጭ ይወዳል ለትግራይ ህዝብ በቁጥርም በኢኮኖምም ትንሽ ነው ብሎ ከህዝብ አገለላቸው ሸዋ መጥቶ ደግሞ እንድህ አለ አንጃው ኢትዮጵያ ጠል ነው ጠባብ ነው ስለ ትግራይ ብቻ ነው የምያስበው ትግራይ ብዙ መስዋእት ከፍላ ያመጣችው ኢኮኖሚ ትግራይ የተሸለ ተጠቃም መሆን አለባት የምል ትምክህተኛ ነውሸዋ ጠል ነው ብሎ በኢ/ያ ህዝብ እንደ ጠላት እንድታዩ አደረገ ከዛስ ከመኮኖኖች ማለትም ከደረግ ምሩኮኛታት ጠፍጥፎ ህወሓት አዳንናት አለን ይሀው ምሩኮኞት ቆንጆ ቅጣት የማያባራ ሞት መፈናቀል መደፈር ጨነፈር እያሳዩን ነው አንተ ደነዝ ሆድ አደር ካድረ ግን መከራችን ደስታህ አድርገህ ህወሓት አብባለች ትላለህ ሚልዮኖች በከንዳ እየኖሩ እናንተ አበባቹ ሩኩስ
@ewnetubelay7856
@ewnetubelay7856 7 ай бұрын
መድህን እረጋሽ ደናቁር አምሃራይ ጸላኢ ትግራዋይ አይኮነን ፀላኢ ትግራይ ህወሃት ዝባሃል ሃምሳ አመት ሬሳይ ቆራይ መራይ ዘምረተ ብስርቅን ደም ምስታይን ዝነበረ ካልእ ተግባር ዘይብሉ እቲ ኩናት ህወሃት ባእሉ ብፈከራ ዝወለኦ እዩ ሰባባት ዕቲ ሃቂ ምክሃድ ድአ ተንቀሳቀስቲ ረሳ ህወሃት ባህር እንድዩ መድህን ጽልኢት አምሃራ አብ አጽምኪ ህወሃት ተኪልዎ መህፈሪት እቶም አምሃሩ ክብር ሰብን አድን አጸብቆም ይፈልጡ ኩብራት እዮም ህወሃት ዘይፈጸሞ ወንጀል የለይ
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 7 ай бұрын
ህወሓት ፡ ብዘይ ህዝቡ ትንፋስ ኪህልዎ ስለዘይክእል ፡ ንገዛእ ህዝቡ ኪጸልእ ኣይክእልን ። የግዳስ "ምፍታው" ንበይኑ ድራር እለት ስለዘይከውን ፡ ምሉእ ሓላፍነት ተሰሚዑካ ግቡእካ ንምፍጻም ምብቃዕ ከኣ ካልእ'ዩ ። ስለዚ ህወሓት ኣብ ዘበነ ስልጣኑ ብተግባር ከምዘርኣዮ ፡ ልክዕ ከም ሓደ ኵሉ ኣብ ኢዱ ዚኾነ ርኹብ ኣቦ ክንሱስ ፡ ንገዛእ ስድራቤቱ እናጎሰየ ፡ ብዝያዳ ህይወት ውሽማታቱን ደቀንን ኣብ ምቕያር ዝነጥፍ ሕማቕ ወላዲ ኢዩ ።
@haqitisier8947
@haqitisier8947 7 ай бұрын
ኩሉኹም እቲ ዘረቡ ዘለኹም ኣፈታትሓ ሽግር ዘይምርዳእ ዘምጸኦ ጸገም ንጸላእቲ ትግራይ ሓበሬታ ካብ ምምጋብ ሓሊፉ ትርጉም ካሊእ የብሉን ጸገም ትግራይ ንግዳድ እንበር ፍታሕ ዘምጽእ ኣይኮነን ።ደገፍ ነቶም ደመኛታት ጸላእቲ ሓበሬታ ኣይትመግቡ ጸገም ክናዋሕ ኣይትስርሑ ።
@ukbayc
@ukbayc 7 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ዓጋመን ክልተ ርእሱ ዝኸኣለ ክልታት እዩ
@MusiekbreabMusiekbreab
@MusiekbreabMusiekbreab 7 ай бұрын
Abraki eseber delayit himaki
@naliru6096
@naliru6096 7 ай бұрын
ተጋሩ እንቋዕ ፈጠረልኩም ኢድ ሸናሒት ጸናሒት እዚ ኹሉ ብሓሶትን ልብወለድን ንሰራዊት ኤርትራ ከም ዓማጺ ቀታሊ ኣራዊት እንዳበልኩም ፊልም ከይተረፈ ክትሰርሑ ሪኢናኩም ህጂ ብግብሪ ኣራዊት መን ሙዃኑ ዝረኣኹሞ ይመስለኒ ኣዋልድ ዝጨውዩ ብቐትርን ለይትን ብሃንግ ዝሰርቁ ታቦትን መስቀልን ቤተክርስትያን ዝሰርቁ ናይ ማይ ቡምባ ሓጺን ዝሰርቁ ሓለፍቲ ረዲኤት ይሰርቁ ሓጺነ መጺን መርድእ ዝሸጡን ወዘተ ጉዳማትን መሕፈራትን ህዝቢ መንዩ ህጂ ስራሕ ኣራዊት ዝሰርሕ ? እዚ ኩሉ ዝጠቀስዎ ኣብ ኤርትራ ኣይኮነን ብግብሪ ብዛንታውን ደሊኻ ኣይትረክብን ህዝበይ ሃይማኖተኛን ፍርሃት ፈጣሪኡ ዘለዎ እዩ ኣዋልድ ኣይኮነን ብ ቀትሪ ክጭወያ ብለይቲውን ወርቀን ጌረን ኣብ ድላየን ቦታ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ከምድላየን ይኸዳ መን ኢኽን ዝብል የለን ገንዘብ ወዲቑ ዝረኸብካዮ ናብ ፖሊስ ተረኪቡ ንዋንኡ የረክብዎ እዚ ኣብ ትግራይ ተዝኸውን ገንዘብ ረኺብካ ናብ ተጋሩ ኣባላት ፖሊስ ምስ ተረክቦ ናብ ዋንኡ ዘይኮነን ነንባዕሎምም ምተማቐልዎ ክክክክ ኤረይ ዓደይ ጽፍፍቲ እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ትግራዋይ ኔረ እንተዝኸውን ተሓኒቐ ምሞትኩ
@kibromyohannes2284
@kibromyohannes2284 7 ай бұрын
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ 6 ዓመት ፡ ወያነ ጸወታ ተወዲኡ እዩ geme over ኢሉ ኔሩ
@TeshomeAyalew-iw3yd
@TeshomeAyalew-iw3yd 7 ай бұрын
ወይዘሮ አረጋሽ ብዛእባ ዲሞክራሲ ፍትሂ ማእሰነትን ዝነበረክን ርዲኢት ክንደየናይ ንቅዲሚት ሰጉሙን ተቀይሩን ብቅንእና ክቅበለክን በይዛክን ዋላውን ካብአጀንዳ ወፃኢ ብዝህ ሰብ ብዛእባክን ብፋላይ አብመቀለ አብዝሃለፈ ስርዓት ብአማሃዳርነትን ብዳይነትን ሰርህኩም ብዝብል ድህርን ጨካንን ውሳነ አብልእሊ ወገንክን ዝኮኑ ተጋሩ ብአቅምም ከምዜጋ ዘጥረይዋ ገዛ ክህደጉን ብግፍኢ ቤትአልቦ ኮይኖም አብቤተኤምነታት ክኸድቁን አብመንገዛ ገዝእም ደርግውን ዘይገቀሮ ኪራይ ንከፋሉን ተበይንዋም ሞራሎም ተተንኪፍ ንዝሃለፋ ንዝተበተነ ስድራ ነዚ ግፋአዊ ዘይፍትዊኔ ድህርን ዉሳነክን ወይ ሃደ ነገር በላ ወይ ብስሩእ ታሪካዊ ስህተት ምኳኑ አሚንክን ይቅርታ ህተታሉ።
@nalemna
@nalemna 7 ай бұрын
Derbay reshat areget eriterawit bakhi derbay aykonene balem edu ayhaben wediki eikhum tegahufki eikhum merekhiti ktehaferi nerku
@ZewediArefaine
@ZewediArefaine 4 ай бұрын
መድህን ነቲ ነገር ዘረጋግእ ንህዝቢ ሞራል ዘይነክእ አቅርቢ
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.
Every team from the Bracket Buster! Who ya got? 😏
0:53
FailArmy Shorts
Рет қаралды 13 МЛН
"ብውግእ ፈሪሐ ዘይፈልጥ - ንፈለማ ግዘ ብተፈጥሮ ርዒደ!"
57:28
ተጋዳላይ ጋዜጠኛን ሰኣሊን - ቀዛሕታ
1:50:55
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 6 М.
"ንምጭማት ዝተፈጥረ ብዓል ሓደ ዓይኒ!"
54:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 22 М.
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.