"ንምጭማት ዝተፈጥረ ብዓል ሓደ ዓይኒ!"

  Рет қаралды 22,114

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

ተጋዳላይ ወርቀይ ማማይ(ወዲ ማማይ) ኣብ ትግራይ ተወሊዱ ዓብዩ ብስራሕ ምኽንያት ናብ ብዙሓት ከባብታት ዘይሩ ዝረኣየ ፃዕራም ነይሩ። ኣብ ከባቢ ጎንደር እናነገደ ተረጋጊኡ ምንባር ኣብ ዝጀመረሉ ግዘ ብዝበፅሖ ዘርኣዊ ምንግልታዕ ሃፍቱን ጥሪቱን ኣረኪቡ ምስ ካልኦት ተጋሩ መሓዙቱ ዝነበረኦ ቅርሺ ከፊሉ ናብ ዓዱ መፂኡ። ብዙሕ ከይፀነሐ ድማ ናብ ምግዳል ተፀምቢሩ ኣብ ብዙሓት ፈተንቲ ዓውደ ውግኣት ተሳቲፉ፣ መሪሑ፣ ተዋጊኡን ኣዋጊኡን። ብፍላይ ብኣጨማምታ ዕላማ ካብ ኩሎም ብፆቱ ፍልይ ዝበለ ክእለት ነይርዎ። ፀላኢ ካብ መቐለ ጠቕሊሉ ወፂኡ እናሃደመ ከሎ ኣብ ምላዛት ኣኳሊሙ ንናይ ብኣምፐ ሽፈር ብመስኮት ጨሚቱ ዝማረኸ ተኣምረኛ እዩ። ኣብ ጭፍራ ዲሽቃን ብሬንን ብኢዱ ዝመንዘዐ ደፋር 'ውን እዩ። እዚ ዘይተነገረ ታሪኽ ዝወነነ ጅግና ዘግርም ታሪኹ ኣንጊድናኩም ኣለና ተኸታተሉ።

Пікірлер: 103
@ያልተኖረ
@ያልተኖረ 2 ай бұрын
የእዉነት ጅግንነትካ አይገልፅን እናሓግዞ ተጋሩ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 4 ай бұрын
ቁፁሩ ስልኩ ፀሓፈልና
@Plotmedia.
@Plotmedia. 4 ай бұрын
ቁ.ስ.፦ 0904673655 ተጋዳላይይ ወርቀይ ማማይ
@danielalem28
@danielalem28 Ай бұрын
youtube.com/@plotmedia.?si=OuUaVaAFudpZZGMf
@ፅጌናይ
@ፅጌናይ 4 ай бұрын
ኣብ መሬት ትግራይ ከምዚ ወሎዶ ዝበለ ጅግና ወለዶ ኣይነበረን እንተበልኩ ምግናን ኣይከውንን
@habtabghebrekidan3137
@habtabghebrekidan3137 4 ай бұрын
ጅግና ተቓላሳይ በርትዕ ኣትሕመቕ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ።
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 4 ай бұрын
Jigna, amazing effort we appreciate you and thank you for your service!
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 4 ай бұрын
ከብድኻ ሓቂፍካ ትሰምዖ ዘስደምም ታሪኽ❤❤❤አሕዋት ከምቲ ዝተለመደ ኢደይ አድና ንበል ንተሓጋገዝ🙏🙏
@ያልተኖረ
@ያልተኖረ 2 ай бұрын
ብትክክል
@STAMA123
@STAMA123 4 ай бұрын
ዝገርም ታሪኽ ዝገርም ጅግንነት እንኳዕ ተረፍካልና ጅግናና❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤እንቋዕ ሰላም ወፃኻ ዝሓወይ
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 3 ай бұрын
ጅግና ፍሽክታካ ደስ ክብል።
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y 4 ай бұрын
ሽሻይ ወረስ ሺሻይ ይሃብካ፡፡ንዓኻን ነቲ ጀግና ጋሻን ዕይመን ጥዕናን ይምነየልኩም፡፡
@regberegbe9767
@regberegbe9767 4 ай бұрын
ዘግርም። ሓወይ❤
@binyamtkue
@binyamtkue 4 ай бұрын
ምዕሩግ ጅግና
@rosahaile445
@rosahaile445 4 ай бұрын
Thanks for your service bro 😇💪💪💪
@KbromHadera-g1u
@KbromHadera-g1u 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ቃላት የለን ንዓኩም ዝገልፅ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ❤❤❤
@macksyou3743
@macksyou3743 4 ай бұрын
ጀግና ኢኻ የቐንየልና::ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑ ንሰማእታትና::ፖለቲከኛታት ትግራይ ልቢ ግበሩ ዙኹላይ መንእሰያት ዝተሰውኡ ምእንተ ትግራይ እዩ::
@fkre-rs7ce
@fkre-rs7ce 4 ай бұрын
ጅግና ወድ ትግራያ❤❤🎉🎉
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 4 ай бұрын
ጅግና
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 4 ай бұрын
ደቅና ትምረኛታት እዬም ፀግኦምን ቤዛነቶም ቃል አልቦ
@capitaltesfay
@capitaltesfay 4 ай бұрын
ብጣዓሚ ዝገርም❤❤❤❤❤❤
@danielalem28
@danielalem28 Ай бұрын
youtube.com/@plotmedia.?si=OuUaVaAFudpZZGMf
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 4 ай бұрын
ጀጋኑና 💔😭❤❤❤❤
@elenikahsay8212
@elenikahsay8212 4 ай бұрын
ጀግና አያና እንካዕ ብሰላም ተረፍካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MenkemErtrawi-jb5gn
@MenkemErtrawi-jb5gn 4 ай бұрын
ጅግንነት ዒቅ ኢሉ መሊኡ ፈሲሱ። ትግራዋይ ብጅግንነት ኣይሕመን። እንታይሞ ይኹን ን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ጌታቸው ባንዳ ማይ ሓዊሱሉ። ጌታቸው ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ፥ ሞራል ድያስፖራን ፥ ጀኖሳይድ ትግራይን ዝወሓጠ ገበል 'ዩ። ካብ ስልጣኑ ክእለ ኣለዎ።
@MebrieGe.r-jt1mi
@MebrieGe.r-jt1mi 3 ай бұрын
Gegina tegaday ❤❤❤zeytenegerelu bizuh iyu zelo ab kidamit agew ab znebere wgii tetew ilu tselai zketele iyu
@golbelay394
@golbelay394 4 ай бұрын
ጅግና ወድ ትግርይ ✊✊✊
@KidnGiday
@KidnGiday 4 ай бұрын
ወደ ማመይ በርተዕ ጅግና
@bahtakenefe9314
@bahtakenefe9314 4 ай бұрын
ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን
@terhasberhane71
@terhasberhane71 4 ай бұрын
ሐገር ደው ዘበሉ ጀጋኑ ከለው ዘውደልድሉ ይነብሩላ ሕጂግን ጀጋኑኩም አክብሩ
@gebreegziabiherzeray5385
@gebreegziabiherzeray5385 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ጅግና
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 4 ай бұрын
እዋይ ኣሕዋተይ
@ezanademoz8573
@ezanademoz8573 4 ай бұрын
This is my hero🎉
@zizihibue5241
@zizihibue5241 4 ай бұрын
በዲሎምና እዬም ብጣእሚ አምሓሩ ናይኢዶም አይስአኑ እግዚአብሔር ፈራዲ እዩ ሕዚውን ናሓውና ብዘለና ኣቅሚ ናሓግዞ መቼስ ንመን ረዲእካ ንመን ታሓድግ በዚሁ እንድዩ ግን ንምሕጋዝውን አምላክ ምሳና ይኩን
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 4 ай бұрын
Welcome ❤
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 4 ай бұрын
❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉
@WediMezgebi
@WediMezgebi 4 ай бұрын
ካልኣይ ክፋል እባ ኣቅረበልና ናይ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ❤
@girmaywoldu2203
@girmaywoldu2203 4 ай бұрын
Hero wedi mama
@ያልተኖረ
@ያልተኖረ 2 ай бұрын
የኔ ጀግና
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ 4 ай бұрын
ደቂ ዓበይቲ በጃኹም ሳብስክራይብ ግብሩለይ ጀማሪት እዩ🙏💜
@HiwotDagnew-u7c
@HiwotDagnew-u7c 4 ай бұрын
ጀግና 💖💖💪💪
@adonay7097
@adonay7097 4 ай бұрын
ጀግና
@RuthaGhiday
@RuthaGhiday 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉 jegna
@midomi7537
@midomi7537 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪
@edtesf6549
@edtesf6549 4 ай бұрын
❤❤❤🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏
@mattimom1901
@mattimom1901 4 ай бұрын
His sound looks like wedi werde
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ጋልትግራ
@ጋልትግራ 4 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍
@AgzitAraya
@AgzitAraya 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@rezaabraha5804
@rezaabraha5804 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@HaroguDesta
@HaroguDesta 4 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@tekletedros4764
@tekletedros4764 3 ай бұрын
1.5 million tigray day dame
@KbkT2727
@KbkT2727 4 ай бұрын
Wow workey
@Asqualgebrehiwot
@Asqualgebrehiwot 4 ай бұрын
Betami bekeme namen😢😢😢
@mdziamdzia2219
@mdziamdzia2219 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@EfHc-k4u
@EfHc-k4u 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@habtuhaile1104
@habtuhaile1104 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ፈታዊ ዓዱ ! መርኣያ መንእሰይ ሓዱሽ ትውልዲ ትግራይ ተረከብቲ ዓዲ:
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 4 ай бұрын
❤❤💪💪💪
@GloryInfotainment
@GloryInfotainment 4 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉
@haftomGidey-i3y
@haftomGidey-i3y 4 ай бұрын
ተጋዳላይ ዉዲ ማማይ ክብሪ ይግባእካ ሕቶ ንጋዜጠኛ ሺሻይ ውርስ እንታይ ዳኣ እታ ናይ ስብ ዝሳአነ ስብ ካልኣይ ክፍል አቆሪፅካያ አፋራሪሖምካ ዶ ጉጀል ገመት😊😊
@-segleletmedia7146
@-segleletmedia7146 4 ай бұрын
ዓርቢ ተፀበዩና።
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 4 ай бұрын
❤❤🎉jgna
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ 4 ай бұрын
❤❤❤
@እግዚብሔርእሪኛየነዉ
@እግዚብሔርእሪኛየነዉ 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤❤😘😘😘
@samisolomon8470
@samisolomon8470 4 ай бұрын
ቴለፈኑ ባ ልቀቀልና
@rahilhayale2627
@rahilhayale2627 4 ай бұрын
Zahewy jegan
@Negash-um6ul
@Negash-um6ul 4 ай бұрын
መራሕቲ ሚድያ በይዛኹም እንዶ ንቛንቛኹም እውን ተገደሱ። ንኣብነት ወጣት እንታይ ምዃኑ ይጠፍአኩም ኣይበሃልን።
@KidnGiday
@KidnGiday 4 ай бұрын
ሸኩለ ምከን ግን ገባር እኳ አይከድካን ገደፈ እባ
@freecamera24
@freecamera24 4 ай бұрын
Ggna
@Bereket-mi5sg
@Bereket-mi5sg 3 ай бұрын
Bandatat zesewedulan zheftmulan jeganu deki hezbi kea jegna zebel wedesa teray shim hizom zesakeyula Adi koyna tigray, Ane Ertrawi eye bezegenet bemenenet kea Tegraway wey tigrigna , kalsi hizbi tigray meswati melamel tigray nexan leulawiten tigray kemxie e you ele buzhu tesfa neyrni teko gen ezi heji kulu zikewen zelo tegbarat merahti tigrayn sekay tegadeltin keryo keleku betami yehemeni beunet.
@Welqaithumera
@Welqaithumera 4 ай бұрын
ኡፍፍፍ ጸላኢና ንዓኹም፡ይስማዕ!!! (ጸማማት ኢኹም)
@zizihibue5241
@zizihibue5241 4 ай бұрын
ታይ ማለት እዩ
@user-ud5gk4vr9z
@user-ud5gk4vr9z 2 ай бұрын
Jhra da nay tigrw edu
@amachidanu540
@amachidanu540 4 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ነዛ ደይትጠቅም ግዝየ ኩይናት ከቢዳትኩም ኣብ ህድማ ደሕለፍኩሞ ንህድማ ጅግን ነት ገርኩሞ ኩይናት ማለት ኣብ ባድመ ከባቢ ሰላሞ አዩ ነይሩ ንዓኹም ግን ንበይንኹም ተዋጊ አኹም ስለ ደይትፈልጡ ኣምሓራይን ኦሮሞን ይመየልኩም ስለ ድነበረ ኣይትፈልጥዎን አኹም ነኡርኩም ኣብ ብዓል በለሳ ቆልዓ ስበይትን ኣፍራስን ድተወድ አሉ ጻድቃን ሰታዊቱ ገዲፉ ድሃደመሉ ግዝየ ግን አቲድኸበደ ክንሱ ዘኪርኩሞ ኣይትፈልጡን ኣቦኻ መለስ ኣጽዋር ኤርይራ ይመርመረለይ ድበሎ ዘክርዎ ነዛ ናይ 2 ዓመት ግን ከቢዳትኩም ሃደምቲ40% ትግራይ ኣረኪብካ አዝኩሉ ኣመሪካ አንዳሓገዘትካ ክትክበቡ ከለኹም ብግቦ መገዲ አንዳተኸፍተሎም መራሕትኹም
@smd7650
@smd7650 4 ай бұрын
👉😂 ፈርጣጭ ሻዕቢያ ርጉማት
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 3 ай бұрын
Ahe tewaedeka
@mebrahtutsegahe7358
@mebrahtutsegahe7358 3 ай бұрын
Chde nedeka merde haweka negra
@tsegabeyene6763
@tsegabeyene6763 4 ай бұрын
Addis Ababa eyu zelo tbanda
@milli12354
@milli12354 4 ай бұрын
ወይ ዙ መናጢ መን ከ ይባሃል😢 ከመይ ሕልንኡ ፈቒዱሉ ግን ንደቂዓዱ ኣሕሊፉ ዝህብ😢😢its really sad
@Yyyyyyu-l5d
@Yyyyyyu-l5d 4 ай бұрын
Ata hawey sabe ay tagago ayenay tareki abot tat alka eu🎉
@milli12354
@milli12354 4 ай бұрын
ዘይምልከተካ ኣይትዛረብ ደደብ ስደተኛ
@Welqaithumera
@Welqaithumera 4 ай бұрын
ሓሳዊዊዊዊ እንዳሞትካ ትዓፍር ሎኽሞኛ 😢😢😢😢😢😢😢
@zizihibue5241
@zizihibue5241 4 ай бұрын
ባንዳ መጀመሪያ ትግርኛውን አስተካክለሕ ፃፍ
@ወጊድይሁዳ
@ወጊድይሁዳ 4 ай бұрын
ተጋሩ ፈኸራን ሓሶትን መለለይኹም ኢዩ። ጎረቤት ኣምሓራ ስለዝኾንኩም ፡ ሕማም ጎረቤት ተመሓላላፋይ ጸበልኩም ኣይተንክፈና
@zizihibue5241
@zizihibue5241 4 ай бұрын
ኣሻ
@zizihibue5241
@zizihibue5241 4 ай бұрын
ኾፍ ኢልካ አዳምፆ ናይትግራዋይ ጅግንነት
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o 4 ай бұрын
Tigray zereba Trah!
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 4 ай бұрын
ፈሲ ወስኸሎሞ ሓራኢ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 4 ай бұрын
Resi engule xerfi filtetu mehzeni​@@biniamgmichael-rh4bf
@user-ud5gk4vr9z
@user-ud5gk4vr9z 2 ай бұрын
Tigrww zebhalu seb s xalku hardty yhwatom foo badkamer belok gebruik Eulu hawey haha qanka Yayrdanini Eu
@efremzereit5000
@efremzereit5000 4 ай бұрын
Ab 21 kiflezemen wige nay denkoro eyu ....kab torinet entay yirikeb ....mot.... mesakin kolu tigray
@Welqaithumera
@Welqaithumera 4 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ናይ ሓሶት ቃለመጠይቕን ሓሶት መልስን፡ ትግራይ ሃገር እያ ትብሉዎ ንስኹም፡ ደኣ ኣበይ ኣሎ ?
@zizihibue5241
@zizihibue5241 4 ай бұрын
ደደቡ ካንተ መመላለሱ አያስፈልግም ነበር ግን ማዳመጥ አይጠበቅብህም ውጣ እኛ አለንለት ለማዳመጥ የሚሰነድ ታሪካችን ነው
@ZnabGerie
@ZnabGerie 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ፅጌናይ
@ፅጌናይ 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😘
@SySao-v3q
@SySao-v3q 4 ай бұрын
❤❤❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@JvfjjnJvdukbx
@JvfjjnJvdukbx 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@saharamuhamad2009
@saharamuhamad2009 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@kndahafti
@kndahafti 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
በስቅላት የሚቀጡት እስካመሮች | መንግስት ይድረስልን
1:14:13
Egregnaw Media - እግረኛው
Рет қаралды 2,3 М.
"ድሕሪ 30 ዓመት ካብ ኣስመራ ወርቃ ተመሊሱላ!"
32:33
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 140 М.
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ  - ሰርፕራይዝ
31:27
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 22 М.
"ወዲ ሓየሎም ኣርኣያ ካብ ሞት ዝወፀሉ . . . !"
1:09:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.