🛑 ብስእነት መሓዉረይ ኣፍቃሪየይ(ብፃየይ) ኣይጠለመንን - ተ/ጋ ርሻን

  Рет қаралды 126,715

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Күн бұрын

ንተጋዳሊት ርሻን እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0991616674 ትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልቲ ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን አድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna

Пікірлер: 826
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
0933263830//0991616674 ንዝበለፀ ሓበሬታ ይደውሉ
@hanaaraya7467
@hanaaraya7467 Жыл бұрын
❤💛💛❤💛😍😍😍
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
እዚ ተለፎን ናይ ርሻን ደዩ?
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
@@redbag3453n rshan nmrkab tedeika bzen slki mrkab tkiel eka
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
ኣነስ ኣምላክ ተትፈቅደለይ ካብዞም ንዓይ ክብሉ እግረሙን ዓይነሙን ኢደሙን ዝሃቡኒ ኣሕዋተይ ሓደ ተመርዕየ ክንከባከቦ ይደሊ እየ ስደተይ እግዚአብሔር የሕጽረለይ እምበር የስምረልኪ በሉኒ ተጋሩዋይ❤️💛🙏
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 Жыл бұрын
የስምረልኪ ዝሓፍተይ
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
​​@@lloveyoutigray4348 አሜን ክብረተይ የቀንየለይ❤
@ከምርግቢኣቲኻከምተመንኣይ
@ከምርግቢኣቲኻከምተመንኣይ Жыл бұрын
የስምረልኪ ሓፍተይ መዓረይ♥️♥️ ኣብ ጉድኣት ሰራዊትና ዘለኪ ክብርን ሓልዮት ግን ከየመስገንኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ሓላለይ♥️♥️🙏🙏🙏
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
@@ከምርግቢኣቲኻከምተመንኣይ አሜን ማዓረይ ግዴታይ እዩ ክብተይ ንሳቶምካ ሂወቶም ሂበሙናስ ጀጋኑና ባዕልና ኣለናልኩም ንበሎም ከም ንዓና ዝሃቡና እግሮም ዓይኖም ኢዶም ኣንሕና ድማ ዓይነብርኪ ክንኮኖም ክነገልግሎም እዩ ድልየተይ❤️
@lwamwelday2976
@lwamwelday2976 Жыл бұрын
Lebamy.tgaru kmzi knkwen telna ko dess knble.ftari hasab lebki ysemrlki zambyety
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ጅግና ተጋዳሊት ርሻን ሓፍተይ የቐኒየልና ❤😊 ውላድኺ ፈጣሪ የዕቢየልኺ!
@negasigebrelibanos7583
@negasigebrelibanos7583 Жыл бұрын
መግለፂ ቃላትሲእነልኪ ብሓቂ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግናጅግና ጅግና
@DanielKelkay-rz1zi
@DanielKelkay-rz1zi Жыл бұрын
ርሻነይ መዓረይ ፅሪተይ ሙሉእ ይግበረልኪ ክብርን መጎስን ነቲ ከይሰሰዐ ሂወቱን ደሙን ዘወፈየልና TDF✊✊✊
@shoshosho5438
@shoshosho5438 Жыл бұрын
እንካዕ ተረፍኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብኪ ጅግና ዋዕሮየ ፍሽክታ ኣመላ እንካዕ ድማ ክልተ ርእስኪ ገበረኪ ንውልድኪ ብሞጋሰ ጥበቡ የዕብየልኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ 🥰🥰🥰✝️✝️✝️🥀🌺🥀🌺❤️❤️❤️💋💋💋
@yemanehayleab
@yemanehayleab Жыл бұрын
😢😢❤❤ ጅግና ተፈታዊት ንዓክን ጋልክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@sadddhaxft9819
@sadddhaxft9819 Жыл бұрын
ፈገግታአ ድራር ዕይኒ ወላድኪ ይባርከልኪ ❤❤❤
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍተይ ማዓረይ♥💛♥💊💊😢😢😭😭😭
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 Жыл бұрын
ነሕዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ጅግን ሓፍተይ ማዓርይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 Жыл бұрын
ጀጋኑና ንሕና ብዓኻትኩም ቅንዕ ኢልና ንነብር ኣለና ክንዝክረኩም ክንሕበነልኩም ክንሕብሕበኩም ኢና ብፍፁም ኣይንርስዕን ዝኸፈልኩሞ መቑሰልትን መስዋእትን ኣውሽጥና ተፂሒፉ እዩ
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 Жыл бұрын
Tsibikti fitret! Congratulations! ❤️ TDF
@ebenezer1409
@ebenezer1409 Жыл бұрын
Wow she is so pretty 😍 💗
@fre1087
@fre1087 11 ай бұрын
Kbiri neakum TDF❤❤❤
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 Жыл бұрын
የኔ ማር❤❤❤❤❤❤❤
@dasraagrey5721
@dasraagrey5721 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍትና እንኳዕ ደሰ በለኪ
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 Жыл бұрын
ቃላታ ይሓፅረኒ❤❤
@WegahtaChanel27
@WegahtaChanel27 Жыл бұрын
መዓረይ 😥
@birhanwsembet
@birhanwsembet Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@endateww6889
@endateww6889 Жыл бұрын
ጀግና ነሽ እሽ ፍገግታሽ ብቻ ይበቃን የትግራይ ይትበሮች መንግስት የማያገኛቸውን እናተ መደረስ ትችላስችሁ ወደ ሚድያ ማውጣት ትችላላችሁ በርቱ
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ቕድመኽ ድኣነ ዋዕሮና ንውላድኽ ብዕድመን ብጸጋን የዕብየልኽ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ TDF😍😍❤️💛
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hareghabte8346
@hareghabte8346 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarar9370
@sarar9370 Жыл бұрын
እፍ ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲኣያ💔😭 ፅብቅተይ ስለይ ድዩ ዝኩሉ ኣሕ😪 እንታይሞ ጅግና ኢኪ ብጣዕሚ መግለፂ የብለይ ንውቅብቲ ጓልኪውን ብጥበቡ የዕብየልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ♥️💙ፍቅርኩም የስምረልኩም 🥺
@salojj2828
@salojj2828 Жыл бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት ፅብቕቲ ፍሽኽታ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ ናብ ውላድን ኣበባን እንኳዕ ኣብቀዐኪ እግዝኣብሄር ንኽቡር ኣቦ ውላድኪ ብፃይክን ብሰላም ዓድኹም ተመሊስኩም ብሕጉስ ሂወት ተምስይዎ ይግበረልኩ🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
አነ ቁዱሱ ቀኒ የቀንኡ ነዘሙ tdf ክሪኡ ከለኩ 😢 ናዓኩሙ ዘከን ቃላት የበለይን 😢😢😢😢 ክብር ናዓኩሙ tdfy ❤️💝
@RobilRobil-t9w
@RobilRobil-t9w Жыл бұрын
ጀግና TDF ሓፍትና 🙏❤️❤️❤️
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Jigna
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Waero mikirtiyy
@senaytadhana1448
@senaytadhana1448 Жыл бұрын
ጀግና ሓፍቲና ትግራወቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏 💪💪💪
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Waero
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Waero
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
ካሚራ ማን ንቀፃሊ ኣስተካክል ❤ርሻነይ ብፂተይይ እንኳዕ ማ ብሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤ ኩሉ ኪኢላ ዳሓን እየ😢
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
መሬት እናጓሃረ ዘየቋርፅ ፍሽኽታኹም ጀጋኑ ኣሕዋተይ መግለፂ የብልናን ንበሩልና💛❤🙏😥😥
@jackhenry1983
@jackhenry1983 Жыл бұрын
እዚ ወለዶ እዚ ዕዳ ኣለዎ፥ ንስካ ንስኪ ኣነ ንክነብር ብዙሕ ዋጋ ተከፊልና መንነትና፥ ባህልና ኣፅኒዕና ንሓዝ! ኣብ ዘይከውን ቦታ ኣይንረከብ፥ ንስራሕ ንመሃር፥ ንዕበ ከም ህዝቢ። ነዞም ጀጋኑና ከኣ ነክብሮም ንሓብሕቦም ዓድና ብደም ያ መፂኣ ሞ ዋጋ ደም የሕዋትና ንስራሕ። እቲ ኣብ ልዕሌና ዝተፈፀመ ገበን ኩናት ከይንርስዖ ንጠንቀቅ። ንፈለ ከም ሕብረተሰብ። ፀላእትና ውን ንፈልጦም ኢና፥ ሞ ደጊም ኣይንተዓሾ ኣይንገራህ፥ ኣይንጠበር! ህዝቢቭትግራይ ሰላም የውርደሉ። ኣዴታትን ኣቦታት ትግራይ ፅንዓት የውርደሎም።
@mulugalaxum6009
@mulugalaxum6009 Жыл бұрын
ጀግና ትዲኤፍ ሓፍትና❤ ካሜራ ማን ልብና ኣሽከርኪርካዮ😂
@asefutesfay3111
@asefutesfay3111 Жыл бұрын
ጅግና እኽይ ብሓቂ እንካዕ መጀመርታ እንኳዕ እግዚአብሔር አዉፅኤክይ 2ይ ድማ እንኳዕ ክልተ ርእስክይ ገበረትክ ማርያም እንኳዕ ላብዝይ አብፀሐክይ❤❤❤❤❤❤❤
@kiduteklehaymanot5552
@kiduteklehaymanot5552 Жыл бұрын
ብልፅቲ ሰብ ንኹሉ ምስጋና መሰረት ፅንዓት ኢኺ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን ❤🎉🎉
@militenegasi172
@militenegasi172 Жыл бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት እንቃዕ አደይ ማሪያም እንቃዕ አደይ ማርያም ካልአይ ርእስኪ ገበረትኪ ዋዕሮ ሐፍተይ
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ፅሪተይ ተጋዳሊት ርሻነይ እንዃዕ ብሰላም ወፃእኺ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ምስ ሙሉእ ቤተሰብኪ❤
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን Жыл бұрын
ጅግና ፅሩይቲ ፍጥረት ንውላድኪ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ❤💛
@سلطانالعنزي-و4ر6ذ
@سلطانالعنزي-و4ر6ذ Жыл бұрын
ቅድመኺ ይስደደኒ ጓል ነይ ፍሽኺታ ኣመላ ጅግና ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኺ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 Жыл бұрын
Long live & Love TDF for ever🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ዋዕሮና ዘርእኺ ይባረኽ.
@beautifulmountainsoftigray491
@beautifulmountainsoftigray491 Жыл бұрын
ፀሓይ በርቂ ብርሃን ገጻ ጅግንነት ማለት እዙይ እዩ ክብርን ምስጋና ይብጻሕኺ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
ቀዳማኪ ኣዳነ ክንደይ ይጥም እዩ እቲ ሃንደበታ ጅግና ጓል ትግራይ ❤🎉
@letshgebru7604
@letshgebru7604 Жыл бұрын
ብምንታይ ክገልፀኪ ጀግኒት እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም ፍቅርኩም ይዳብር
@ሜሪነኝየትግይልጅ
@ሜሪነኝየትግይልጅ Жыл бұрын
ፅሓይ ገፃ♥👌TDFይ ብኣኩምስ ኮርዒና🙏♥ጀጋኑዋኒ❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ማርያም ክልተ ርእስኪ ገበረትኪ ምቅርተይ ክብርን ምስጋናን ንዓኪ🙏❤❤❤❤
@hmcnvlt1880
@hmcnvlt1880 Жыл бұрын
ተጋዳሊት ርሻን እንኳዕ ደስ በለኪ ንህያብ ጓልኪ እግዚአብሄር አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 11 ай бұрын
ጅግና ሓፍትና ክብሪ ናዓኩም እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤
@maza-w3g
@maza-w3g Жыл бұрын
ትበተክ ማዓንጣ ኣቤት ጅግንነት ኣቤት ሓቦ ኣቤት ተወፋይነት ቅድመኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣቤት ኣማዕዲና ንሪእኩም ናይ ካልኦት እንኳዕ የኾንኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤❤❤😊
@ሳምሪጋልትግራይ
@ሳምሪጋልትግራይ Жыл бұрын
ኣሰይይይይ መቀረተይ መግለፂ ቃላት የብለይ❤❤❤ እናተሓጎስኪ ንበሪ ዋዕሮና❤❤❤
@mili12619
@mili12619 Жыл бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ እግዚአብሔር ዕድመ ይሃብኪ ጅግና ሓፍተይ ❤💛
@danielmulugeta9442
@danielmulugeta9442 Жыл бұрын
ርሻን ዋዕሮ ሐራስ ነብሪ our hero we love you so much Long live 🙏
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ምቅርተይ ፍሽክታኣ ደስ ክብል🥰♥️
@Seniseniii
@Seniseniii Жыл бұрын
ደርጊ ስኒ ይበል
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ጅግናዋይ ጻሓይ ገጻ ዝተረፈ ሳዓትኪ ናይ ቅሳነት ደስታ ይግበረልኪ እንካዕ ክልተ ርእስኪ ገበረኪ ንውልድኪ ብጸጋ የዕቢየልኪ ፈጣሪ❤❤❤
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 Жыл бұрын
ውይ ቃላት የብለይን ንስክን ፍሽክታክን ሓቦክን ፅንዓትክን ፍቅርክን ዋይ ታይ ሞ ክብል ንዘለአለም ክነከባከበኩም ክነክብረኩም ኢ ና ገድልኩም ህያው እዩ ተዘካሪ❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@speedcall8475
@speedcall8475 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@abrahamgebremariam2290
@abrahamgebremariam2290 Жыл бұрын
ርሻን ሐፍተይ ቴሌፍንኪ ባ ጸሐፍልና አንቲ ጅግና ዋዕሮ
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓው በዚ ስልኪ 0991616674 rshan ደዊልካ ርከባ
@tesifaxibah
@tesifaxibah Жыл бұрын
ኣይ ቅድመኺ ንባዕለይ ስና ኽምስ ውሽጣ ሕሩር ጽጋበይ ኣጆኽኒ😰💔
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын
ጅግና ዶይገልፀኪ ይኮንእንበተዋይ ዋሕስ ህዝባ ትግራይ ባዓላ🎉❤❤🙏
@fhffhdh5011
@fhffhdh5011 Жыл бұрын
ጅግኒነትኺ መግለፂ የብሉን ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወተት ተረፊኺ ማዓረይ 😢😢😢👌👌💘💘💘💘
@hani6817
@hani6817 Жыл бұрын
ክንደይ ከ ትሽኹሪ አኪ ዋዕሮና😢💔እግዚኣብሔር ፅኑዕ ፍቅሪ ይዓድልኪ ህያብ ለ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብያ👰♥️🥰
@fkr834
@fkr834 Жыл бұрын
ዋዕሮ ተባዕ ፍልይቲ❤እግራ ኣካላ ስኢና እንከላ ደሓን እየ ትብል ጅግንነት ናይ መናእሰይናትናስ ብከመይ ኮን ክግለፅ ይክእል😢
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 Жыл бұрын
ብፃይነት ናይ ቕድስና ናብራ እዩ ። ነብስኻ ፀሊእኻ ነብሲ ብፃይካ እተፍቕረሉ ሂወት እዩ ናብራ ተጋዳላይ ። ሕጂ ውን ብብፃያዊ መንፈስ እንተሪእኻዮ ኲሉ ይካኣል ይሕለፍ
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Жыл бұрын
ጅግና ዝሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🤲🤲❤❤❤
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Our TDF heroes- thank you for paying your one life to defending Tigray and its people. Jeganu jeganu tegaru eikum. We love you all. Tigray the land of heroes
@seft5286
@seft5286 Жыл бұрын
መግለፂ የብለይን ክብረተይ እንኳን ብሂወትኪ ተርፍኪ ክብረተይ😢 ክብር ምጎስን ንሰለ ትግራይ ሂወቶም ዝሰወኡ ዝወፈዩ😢❤❤❤♥️♥️♥️🎉👰
@tesfaytsegay8664
@tesfaytsegay8664 Жыл бұрын
ብሓቂ ጅግና ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ይግበእኪ ውላድኪ ይባርከልኪ ማዓረይ❤❤❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Жыл бұрын
ኣቱም ሓተቲ እንታይ ኢኹማብ ሓንቲ ኮለል ትብሉ ናይ ምቚራጽን ናይ ምውቃዕን ጥራሕ ኣይትሕተትዎም ናይ ተባዕነት ናይ ጅግንነት ንጸላኢ ዘወርድሉ ስዕረት ትግራዋይ ጅግንነት ካልኦትን ዘይሓትዎም
@ገኒጓልትግራይ-ኀ2ጘ
@ገኒጓልትግራይ-ኀ2ጘ Жыл бұрын
ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና❤❤❤ ርሻነይ ፃሓይ ገፃ ውላዲኪ ብጥበብ የዕብየልኪ እግዚአብሔር አምላክ ዋዕሮ 🙏❤❤
@fffgggrtgh1385
@fffgggrtgh1385 Жыл бұрын
እሰይ ክንደይ ክ ትፅበቕ❤የኔ ጅግና ብጥበቡ ይዕቤልኪ ፈጣሪ ንጋልኪ ምጭዉተይ❤❤❤❤
@tgray1588
@tgray1588 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍትና ከብሪ ናዓኩም❤❤❤😥
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Жыл бұрын
Gedli plus - great programme. Keep bringing us the amazing experiences of our TDF heroes. All these stories must be told, recorded and stored for our future generations.
@fitsumfitsum6839
@fitsumfitsum6839 Жыл бұрын
ክብሪ ነቶም ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ሂወቶም ዘወፈዩ ክብሪ ነቶም ኣካሎም ዝተጎድኡ ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣሕዋትና ❤❤❤ርኢቶ ን በዓል ካሜራ ግን ጀማሪ ዲኻ ዋላ እንታይ ክርድአና ኣይከኣለን ኣብ ሓደ ቦታ ከለውስ ኣብ ሞንጉኦም ናይ 10 ሜትሮ ርቕቐት ዘለዎም ኣምሲልካ ኮለል ናበልካ ትውዕል ። ስለምንታይ ክልቲኦም ኣብ ታርጌት ኣእቲኻ ኣብ ሓደ ቦታ ኮይንካ ዘይትቐርጾም? ከይድገም ናብ ሚዲያ ዝቐርብ ሰነድ ከምኡ ኣይግበርን ።እዚ ዓይነት ኣቀራርጻ ንዝራእቲ ወይ ንሕርሻ ጥራሕ እዩ ዝውዕል 😂😂
@ኣሱሓፍቲንጉስ
@ኣሱሓፍቲንጉስ Жыл бұрын
ኣሰይይይይ እንዃዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ጅግና ሓፍተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም ጀጋኑና🙏❤❤❤
@masuii9267
@masuii9267 Жыл бұрын
ዋዕሮና እግዚአብሔር ኣምላክ በጥበቡ የዕብይልኪ ጓልኪ ዛምበተዋይ❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Жыл бұрын
ዋዕሮ ተጋዳሊት ርሻን ሓፍተይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍክልና ተጋደልትና ኣብ ልብና ንዘለዓለም ተጻሒፍኩም ክትነብሩ ኢኹም።
@MerryMiruts-sz7rr
@MerryMiruts-sz7rr 11 ай бұрын
ርሻነይ ሽኮር መግለፂ የብለይን ቃል ሲኢነልኪ መዓረይ🥰❤️❤️🙏✊✊✊✊💪💪💪💪💪💊💊💊💊
@ቅሱዕባይትግራይ
@ቅሱዕባይትግራይ Жыл бұрын
እምቤተዋይ እንኳዕ ክልተ ርእስኪ ገበረኪ እመ ብርሃን ብሽሉምኪ ተውፅእኺ🙏🥰 ኣብየት እኒኤኻ ጅግንነት🥰❤
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን🙏🙏🙏
@lylaarishi9028
@lylaarishi9028 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ፍቅሪ ከመይይ ምካኑ ዘርኣኩሙና ጀጋኑ ክብሪ ናዓኩም ❤❤❤
@ጓልጅንታ-የ4ቐ
@ጓልጅንታ-የ4ቐ Жыл бұрын
ንእስቲ ሓፍተይ ንስለይ ኢልኪ ኣካልኪ ጎዲልኪ😢
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 Жыл бұрын
ሓታቲ ግን ንእሽተይ ልምምድ ግበር ሕቶ ትደጋግመላ ኣለካ ዋዕሮና ከዓ ጅግና ኢኪ❤❤
@edon7537
@edon7537 Жыл бұрын
ትክክል😮
@redaitesafayohannes1680
@redaitesafayohannes1680 Жыл бұрын
ታሪኽ ዘይ ብሉ ሰንክልና ኣየ ወያነ ሓንቲ ኲናት ዘየርእይሉ ቪዶ ኣብ ህድማ ዘሕለፈቶ ወይን ዕደ
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 Жыл бұрын
ጅጋኑና የቀንየልና ❤️💛❤️💛❤️ ጅግና ጅግና እዩ ከመንም አይትቀርዩን ጅጋኑ የህዋትና ዋዕሮታትና የቀንየልና ሲዒርኩም ኢኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
እንኳእ ብሰላም ተገላግልኺ ዛመዓረይ ጅግና❤
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
እዋይ ዕሸለይ ኣጆኺ፡ ሰላምኪ የብዝሓዮ ሓፍትውዋ! ኣጆኺ ❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
እሰይይይ ፍሽኽታ ኣመላ♥️😁 ሳላኹም ኸቢርና♥️ ፀላኢኺ ቁርፅ ይበል😢ግን ተመስገን እዩ ብኡ ገይሮም ዝቀረዩ ኣሕዋትናለ ኣለው እዮም😢በተለይ ካብ ከተማ ዓድጉደምን ከባቢኣን ዝኸዱ መናእሰያትና ዳርጋ መብዛሕትኦም ብሂወት ኣይተመለሱን😢ብዝወፈርዎ ቀርዮም😢 ድንግል ማርያም እንኳዕ ምሳኺ ኾነት እንኳዕ ማርያም ብሰላም ገላገለትኪ♥️✝️
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ Жыл бұрын
ብጣዕሚ መንእሰይ ወረዳ ሕንጣሎ እዩ ብኣብዝሓ ተሰዊኡ ዘሎ😢😢😢😢
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
@@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ ብስሩ ዘይተረፈ😥😥
@fromtgray6076
@fromtgray6076 Жыл бұрын
ንዓኪ ዝገልጽ ብቅዓት የብለይን በጃ ህዝባ ንጓልኪ እውን ብጸጋ የዕብየልኪ👏ንዓኪ ምስ ረኣኩስ ሓወይ እውን ተቆሪጹ ብሂወት ተዝተርፈለይ ክብል ተመንየ ግን ተሰዊኡ 💔
@selammahari1477
@selammahari1477 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ እንኳዕ መዋጾኦ ፈጠረልኪ ጅግና ዋዕሮ❤❤
@ዕባይዓጋመ
@ዕባይዓጋመ Жыл бұрын
ጅግናን ፅብቅትን 👑💔💛
@ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ
@ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ማዓረይ❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
ዋዕሮና እንኳዕ ማርያም ኣውፀአትኪ ዛሓፍተይ ውላድኪ እውን ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ❤😍😘
@hxjd4533
@hxjd4533 Жыл бұрын
ፅሪቲ ጅግና ዋዕሮና ንዛ ምቅርቲ ህያብ ጓልኪ ብጥበቡ ገይሩ የዕብየልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@tdf9673
@tdf9673 Жыл бұрын
ፍሽኽትኣ ሕራነ ዝመልኦ ኣዘራርብኣ ሕራነ ዘለዎ ደስ ክትብለካ❤😢
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Жыл бұрын
ርሻን ጽብቕትን፣ዕጅብትን፣ጅግናን
@tijitiji8274
@tijitiji8274 Жыл бұрын
ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተሪፍክሰ ንውላድ ኣብቀዐኪ ኣምላክ ብጥበቡ ይዕብየልኪ 🙏♥
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ጅግና ዛሓፍተይ ❤❤❤❤❤እግዚኣብሔር ይሓልኩም❤❤❤❤
@ST-tq9el
@ST-tq9el Жыл бұрын
Thank you waero sister for your sacrifice 🙏 🫶🫶🫶🫶 God bless you and you beautiful family
@rozaoppo828
@rozaoppo828 Жыл бұрын
ፀሊእኪ ማዓረይ 😢 ኣጀኹ ክብር ናዓካትኹም
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
ጅግና ተጋዳሊት ሓፍተይ❤😢😢
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw Жыл бұрын
ጅግናና መግለጺ ኣልቦ ሰብ ኮይኑ ትግራዋይ ክኮን ኣለዎ።😢❤❤❤❤
@SaraSara-wn1iz
@SaraSara-wn1iz Жыл бұрын
ጅግና ዋዕሮ ትግራይ ንዉላድኪ ብጥበቡ ይዕብየለኪ ሓፍተይ 🙏🙏🙏❤❤❤💋💋💋💋💋💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@Hieru
@Hieru Жыл бұрын
አሰይይ ምቅርተይ ናተይ ❤❤❤ኩሉ ግዜ ናተሓጎስኪ ንበርና ዘሓፍተይ ማዓረይ ብሸላኩም ሰላም ረክብና ሙሉእ ሰላም እስኪ ይግበረልና ፈጣሪ ተጋሩዋኒ👏♥️♥️♥️TdFy ወሕስ ህዝቢ❤❤❤
@tigraweti6377
@tigraweti6377 Жыл бұрын
ጅግና ሓፍትና ክብሪ ንዓኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@rroshan6975
@rroshan6975 Жыл бұрын
ጀግና ዋዕሮና ውላድኽ ብጥበብ የዕብየልኽም ፍሽኽ እናበልኪ ንበሪ ❤❤❤❤❤ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ❤❤
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ Жыл бұрын
_አሰይይይ ጅግና ሓፍትና ' እንኻዕ ብሰላም ክልተ ርእስኺ ገበረኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ንጓልኪውን_
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 Жыл бұрын
በዛኺ ዳኣነ ክብሪ ይግበኤኩም ክምስታኣ ደስ ክብል❤😢
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 16 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 11 МЛН
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13
Diana Belitskay
Рет қаралды 3,9 МЛН
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 72 МЛН
ሴቶች እየቀረቡህ የሚሸሹት ለምንድን ነው? #relationshipadvice #love #dating
33:03
Жду пока он научится пить 🫠
0:12
Pavlov_family_
Рет қаралды 1,4 МЛН
Нокаутировал двоих амбалов
0:23
Удар
Рет қаралды 3 МЛН
Officer Rabbit is so bad. He made Luffy deaf. #funny #supersiblings #comedy
0:18
Funny superhero siblings
Рет қаралды 12 МЛН
When you ask for too much 6
0:34
Adhemz
Рет қаралды 10 МЛН