🛑 ሰራዊት ሻዕብያ ክደፍረኒ ኣምሊጠ እየ ናብ ምግዳል ወፂአ ተ/ጋ ራሄል

  Рет қаралды 76,805

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Күн бұрын

ንተጋዳሊት ራሄል እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0978628407 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time

Пікірлер: 479
@Gedli_plus
@Gedli_plus Жыл бұрын
ንተጋዳሊት ራሄል እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0978628407 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@fergezberhe5860
@fergezberhe5860 Жыл бұрын
ኣነ ንዛ ሓታቲት ሰብ ደልየያ ነይረ በጃኩም እባ ዝረክበሉ ዕድል ክፎትለይ
@fergezberhe5860
@fergezberhe5860 Жыл бұрын
ግድን ደልየያ ነይረ ተሌፎና ተሓባቦርኒ
@tdf.4046
@tdf.4046 Жыл бұрын
ትክክለኛ ስልኪ ??????? ደዊለ ኔረ አብዩኒ
@rahelcellfie9673
@rahelcellfie9673 Жыл бұрын
@@tdf.4046 ኣና ኣግንየ እኢጀ
@NEGUSSEKINDEYA
@NEGUSSEKINDEYA Жыл бұрын
​@@fergezberhe5860q
@fhffhdh5011
@fhffhdh5011 Жыл бұрын
ህንደይ መንከራ ኣሕልፊኺ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዋዕሮና 😢❤❤❤
@fanaalganesh1531
@fanaalganesh1531 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@EnkuBahri
@EnkuBahri 11 ай бұрын
💔አጆኺ ተጋዳሊት ራሄል ሓፍትና ፈጣሪ ንኹሉ ንክትኽእልዮ ዓቅሚ ስለዝሃበኪ ይመስገን ሐጂ ውን አጆኺ 🙏🙏🙏
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
ውይ ሓፍተይ😭😭😭
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g Жыл бұрын
ኣበይ ዘላ ህበይ ኢያ ሻዕብያ ዝቀርባ ምሕፈራት ትግራይ የሕዋትክ ተጋሩ ያክሉክን ኢዮም ክዕምጽኩን ሐሳውት ትግራይ 😂😂😂😂😂😂😂😂🎉
@aasaas7284
@aasaas7284 Жыл бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@elhamalisafy8032
@elhamalisafy8032 Жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ወይ አጆኪ ለባምይ😢❤❤❤❤❤❤
@GHh-jd5sj
@GHh-jd5sj Жыл бұрын
መሕዘኒ😢😢😢
@YemaneGebremichael-t4v
@YemaneGebremichael-t4v Жыл бұрын
Rahi Gal No jigina waero tai kibil kalat yihatsireni❤️
@AleganeshBharey
@AleganeshBharey Жыл бұрын
አጀኪ ማዓረይ ❤❤❤
@rahelcellfie9673
@rahelcellfie9673 Жыл бұрын
ራሂልየ አብሮ አድጊ ሰለ አይሁሸ ድሰ ብሎኛል እንካን ድሰ አልሸ ውልድሸ አሰይሸን ራሂልየ አበሳ❤❤❤❤
@hadismruts5672
@hadismruts5672 Жыл бұрын
Gual5👍
@rahelcellfie9673
@rahelcellfie9673 Жыл бұрын
​@@hadismruts5672yess abete nenin selm
@ጓልሰባዓእንደርታ
@ጓልሰባዓእንደርታ Жыл бұрын
አጆኺ ጅግና ተጋዳልት ራሄል ሓፍተይ ኩሉ ንፅቡቅኺ እዩ 💔😥ቤተሰብ 😥ቤተሰብኪ ግን ከም ናተይ ቤተሰብ እዮም ብስንኪ ቤተሰበይ ዝካባኸበኒ ምስ ሳአንኩ 8ተ ወርሕይ ኦፓረሺን ናሃለኹ ቆፆሮ ናይ ህክምና ገድፈ ናብ ስዕዲ ዓረብ ስደት ኣምርሐ 💔😥ናተይ ተዛርባኻ ኣይውዳኢን እዩ 💔ብዘይ ምንም ችግር ፀገምን ስዑዲ አትወ ተመስገን ይቅርታ ገይረሎም ንስኺዉን ይቅር በልዮም ንባዓርሶም ገደዶም 👏
@TigrayTigrgnaTigrayTigrgna
@TigrayTigrgnaTigrayTigrgna Жыл бұрын
ኣጆኪ ዛትግራይ ትግራይኪ እያ ርስቲ ናይ ወለድኪ መረበት ዓዶበኪ እያ ክትኮርዕላ ኢኪ
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz Жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ብናይባዕልካ ሰብ ግፍክበፅሕ የሕምም እዩ እና ኣዮኪ ጅግና ተጋዳሊት ዋዕሮና እንካዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 Жыл бұрын
ኣጆኪይ ዝያዳይ ኩሉ ሓሊፉ እካዕ ናብዚይ ኣብቀዕኪይ እበር ካብ ሕሊና ዘይቡሉ ቤተሰብ ጋና እዩ ዝሓይሽ❤❤❤❤❤
@slamslam8991
@slamslam8991 Жыл бұрын
ተጋሩ ድዮም ኩሉ ኣይሰማእኩወይ
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን Жыл бұрын
ተመስገን እንዃዕ አምላክ አትረፈኪ አጆኪ መዓረይ😢
@meresameresa5025
@meresameresa5025 Жыл бұрын
ቕድመኺ ይስተሀኒ እዛ ሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ😢😢
@gdhs-xi2rj2vr1
@gdhs-xi2rj2vr1 Жыл бұрын
ኣባይኪ ፀላኢኪ ይንባዕ ከብርቲ ዋዕሮና እንካዕ ኩሉ ሓሊፉ ናብዙይ ኣብቀዐኪ😭😭💔💔💔
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ኣከዳድና ትሕትና ዋው 👌
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ Жыл бұрын
❤❤❤💛💛💛👌👌👌👌
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 Жыл бұрын
90% Dekenstyo Tegray beselefen zehadra Tewegirna, Teamixna, Tedefirna, Genocide? 😂😂😂😂. Men Kedefren Enda Aids, Fentata, Sherok, Jegel Guzaeee Muzaee.
@gal..tigray
@gal..tigray Жыл бұрын
አጆኺ ዕድለኛ እኪ ዝያዳይ አበይ እሞ ወድነይ እዝ ኩሉ ችግር ሓልፉ ብሂወት እንተምለሰለይ ካብ ሞት ሃድምና መፅእናስ ተመለስና ላብ ሞት አኽኽኽኽ 😭😭😭😥😥😥
@ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ
@ሜሪነኝየሱብቻትግራይመረበ Жыл бұрын
ኣጆኪ,ኩሉ,ንፁቡኪ,እዩ ግን,ኣብ,ሚዳ,ዋላ,ዳኣ ይበዱልኪ እበር ኣብሚዳ ንቀፃሊ ፁቡቅ ኣይኮነን😳
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል Жыл бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ እንኳዕ ደሞ ኩሉ ሽግር ሓልፍኪ ላብዙይ አብቀዐኪ ራህየለይ ፀላእኪ ይንባዕ ጅግና እኪ ባሓቂ ♥️🥀😘
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_ጀግና ተጋዳልት ኣይዛኽ ኣምላክ ያሓልይኽ ምስ ስድራኽን ዉላድኽን_
@rahelcellfie9673
@rahelcellfie9673 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Жыл бұрын
ዋይ ይሕዋተይ😢 ኣጆኪ እግዚአብሔር ምሳኪ እዩ ❤❤ጅግና ፈተና ምፍታንኪ ንፅቡቅኪ እዩ❤
@TigrayTigrgnaTigrayTigrgna
@TigrayTigrgnaTigrayTigrgna Жыл бұрын
ፀላኢኪ ይንባዕ እወ ሓቅኪ ዘመድ ገመድ ይብሉ
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ይገርም ብሓቂ 😢 ካብታ ዘይምቕራቦምስ እታ ልጸላኢ ኣሕሊፎም ምሃቦም😢
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ይገርም ብሓቂ 😢 ካብታ ዘይምቕራቦምስ እታ ልጸላኢ ኣሕሊፎም ምሃቦም😢
@AsmaraDenden-km3ky
@AsmaraDenden-km3ky Жыл бұрын
👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🗑🗑🗑🗑🗑NO MORE WYANE NO MORE TIGRAY 👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾
@AskalAyayi-vy4tz
@AskalAyayi-vy4tz Жыл бұрын
የኔ ጀግና ቃል አጣሁላቹህ ለTDF በሙሉ ፈጣሪ ብቻ እንኳን ተጋሩ የናተ አደረገኚ 💛❤️🙏
@manatega8660
@manatega8660 Жыл бұрын
ዛ ቆልዓ ግን ሰባ እምበር ካልእ ኣይኮነን በዲልዋ ድሓር ከኣ ኣርእሲትን ቲ ዕላልን ነንበይኑ ኣምሃሩ ክዕምጹኒ ሓሲቦም ትብል ግን ሻዕብያ ዩ ዘሎ ኣብ ትርእስቲ
@yordanosasmelash3167
@yordanosasmelash3167 Жыл бұрын
@@manatega8660 Can you believe this How Can you trust these people The Conversation and the title are different I feel sorry for her and besides that she is blaming her family not Shabya
@samuelgirmay-m5j
@samuelgirmay-m5j Жыл бұрын
ኣይዞኺ ዛሓፍተይ ኩሉ ሓልፉ ታኣምረኛ ቤተሰብ መስርትኺ ትግራይ ክትክሕሰኪ እያ
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 Жыл бұрын
Hewehat Belait Deka, Avey Kekehes? Modis keyterefe Endasereket.
@brihanmhretu535
@brihanmhretu535 Жыл бұрын
ኣይዞኺ ዛሓፍተይ ጀግና ኢኺ ብሓቂ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዓኪ ❤❤❤❤❤❤❤
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 Жыл бұрын
ራሄል ኣንብዕክኒ እዚ ኩሉ ሓሊፍኪ ኣብዚ ምብጻሕኪ ተሓበኒ እንቋዕ ኻዓ ውላድኪ ኣርአየኪ ኣብ መሬት ዓድኺ እቶም ዘይሓገዙኺ ኣዝማድኪ ውን ኣይትቐየሙዮም ዘይምፍላጥ እዩ ህዝብና ብዙሕ እዩ ዘይፈልጥ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ተጋሩ መብዛሕትና
@ንዕወት
@ንዕወት Жыл бұрын
ተፈቲኒኪ ማዓረይ ብንእሽተይኺ 😢😢😢😢😢 ፈጣሪ ይኸል ይበልኪ ብሩህ ይግበሩ ሕይወትኪ ማዓረይ
@tdf.4046
@tdf.4046 Жыл бұрын
ገንዘብ ክሰደላ አካውንታ ወይም ስልካ ትፈልጡ???? ትፈልጡ
@MmMm-hw7nk
@MmMm-hw7nk Жыл бұрын
ኣብ ላዕሊ ኣለኪ ስልኪ
@tdf.4046
@tdf.4046 Жыл бұрын
@@MmMm-hw7nk ደዊለ አብዩኒ እና እንደገና ክሙክር እየ የቀንየለይ መዓረይ
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ Жыл бұрын
እጆኪ ዝሓፍተይ እንካዕ ብስላም ተመለስኪ 😢😥💔
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
ራሂለይ ዛሓፍተይ ዋዕሮ ተጋዲሊት አጀኪ እግዚአብሔር አምለክ ኩሉ ፀገምኩ ይርሕቀልኪ
@rahel7771
@rahel7771 Жыл бұрын
ሓታቲት ብሓቂ ውሕልልቲ ሰበይቲ ክብራ ብሥርዓት ዝሓለወት"ኺ ኣከዳድናኺ ከምሕረልኪ ወይዘሮ መርኣያ ኽትኮኒ ይግባእ መወዳድርቲ ዘይብላ ብኣተሓላልዋ ኽብራ ኢኺ!!! በታ ዘለኺያ ቐጽሊ
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 Жыл бұрын
ዋዕሮ ሓፍትና ራሄል ኣብርእስኺ ዝበጸሐ ግፍዕን መከራን ኣካል እቱ ኣብህዝቢ ትግራይ ዘበፀሐን ዝበጽሕ ዘሎን ግፍዒን መከራን ስለዝኾነ ንማንም ሰብ ኣይትቀየሚ እግዚአብሄር ብዙሕ ጌሩልኪ እዩ:: ክገብረልኪ እዩ እውን::
@user-yonatan
@user-yonatan Жыл бұрын
ክክክክክክ ኦይ ንዚኣ ዱሙ ትመስል ሲ ሰራዊትና ክደፍራ ሓሲቡ ኣታ እዚ መስሓቅ ፉልምኹም ዘይ ትግውድፍዎ ምድረ ቁማልን ሓሶትን
@eyeyhdgdh4796
@eyeyhdgdh4796 Жыл бұрын
ኣጀኪ ጅግና ዋዕሮና❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Жыл бұрын
ኣካውንቲ ባንካን፣ትክክለኛ ስልኪቁጽራን ኣቐሙጥልና
@ንዕወት
@ንዕወት Жыл бұрын
ይመስለኒ ፂሕፉሞ አለው ፈጣሪ ይኽሓስኩም ትትረድእዋ ዘለኹም
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb Жыл бұрын
ማዓረይ ኣጆኺ ፀላኢኺ ይንባዕ ዋዕሮና ❤
@mashodesta6944
@mashodesta6944 Жыл бұрын
ኩሉ ንሰናይኪ እዩ ራህየለይ ጓለይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ
@ዋርሳይ-ሠ8ሠ Жыл бұрын
ኣበይ ዘላ ዱዱዕ ነዓኪ ጎሓፍ ሰራዊት ኤርትራ ቁሊሕ ክብለኪ ውን ኣይድልን ፡ ኩሉ ጎሓፍ ንሰራዊት ኤርትራ ከተልግብሉ ቁርብተይ ሕፈሩ።
@semerenegash3935
@semerenegash3935 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ata gdef endo shabia kymxa eya tegadila ,,,monaliza tmesl dona endareakaya
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 Жыл бұрын
ከብደይ በሊዕክኒ ምቅርተይ አዮኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Жыл бұрын
Algisi ktklba enber ktgadela ayranan serawit shibia ente elna u seb zhgzena u natkn denakur entay ewan tegadilki entay ewan kola welidki
@merateyjohn7209
@merateyjohn7209 Жыл бұрын
መጀመርታ ንዉላድኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ፡እንተቲ ሰራዉት ሻዕብያ ክዕምጹኒ ምስ ፈተኑ ኢየ ምግዳል ወጽየ ዝበልክያ ግን ፍርሓት እግዛብሄር ኣምላኽ ይብልኩምን ዲዩ ? 10 ትእዛዛት ኣብ ቤተክርስትያን ኣይትምሃርዎን ዲኹም ክሉኹም ትሕስዉ? እረ በጃኹም ንዘላለም ዝነብር ሰብ የለን ኣምላኽ ፍርሑ ከይትሕተቱ ጽባሕ።ሰብ ብሂወቱ ትቀትሉ ፡ደቂ ኣነስትዮ ትዕምጹ ፡ትኸትሩ ብካራ ሰብ ትቀትሉ ፡ገንዘብ ኣምጹ ኢልኩም ትሕዉሉ ንስኩም እንዲኹም ናብ ሰራዊት ሻዕብያ ትኸዱ ዘየለ፡ንስኪ ግልዒ ትመስሊ ክዕምጹኒ ደልዮም ትብሊ እንካዕ ጽብቅቲ ኣይትኾኒ ሰብ መእመንኪ ብመልሓስኪ።ሰራዊት ሻዕብያ ሰነ ስርዓት ክውለድ ከሎ ኣትሒዙዩ ብወለዱ ዝምሃሮ ።
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል Жыл бұрын
ስቅ በል ወይ በለ ይቅር ወይዘሮ እዝኣ ዝወፃ ዘየብላ ልእንስሳ እካ ልትጋሰሱ እኩም ኣረመናት🤐
@merateyjohn7209
@merateyjohn7209 Жыл бұрын
ንዓኹም ይቐርበኩም እቲ ትብሎ ዘለኻ ፡
@kante5318
@kante5318 Жыл бұрын
@@merateyjohn7209ናይ ስዊዝ ኣባጊዕ ይመስክራ ጋዕጋዕ ዋሒድ
@rahelcellfie9673
@rahelcellfie9673 Жыл бұрын
​@@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል የኔ ፈቅር ተይው የፈልግ ይበል ይህ ውሻ ነው
@slamslam8991
@slamslam8991 Жыл бұрын
ከመኡ ተበልኩምስ ለባማት ትመስሉ ንስኻስ ኣይትፍረደካይ ድዩ ክንዲ ትፈትዎ ዉልድካ ኣይመሓልን ኣበይ ረኣካ ኣብ ስደት የንቡርኩም 😢😢ኣርትራስ 😢😢
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 Жыл бұрын
ትግራዋይ/ትግራወይቲ ኣብ ተወለደ ይወለድ ብመከራን ሽግርን ይፍተን ስዒሩ ድማ ይወፅ:: እዙይ እዩ ድማ ዘርእየና ናይዛ ዋዕሮ ራሄል ሓፍትና::
@laylaal7008
@laylaal7008 Жыл бұрын
አጀኪ እግዚአብሔር ንዓኪ ዝበሎ ይህሊ ❤ኩሉ ስብ ክገፈዐኪ እግዚአብሔር ግን ኩሉ ፈተና አሕሊፍኪ አጀኪ❤
@fitsumbrhan206
@fitsumbrhan206 Жыл бұрын
ራሄለይ እዚኩሉ ፈተና እንትትሓልፊ እግዚአብሄር ምሳኺ ነይሩ ኩሉ ሓሊፍክፍክዮ ኢኺ እቲግዘ ባዕሉ ሕማቕን ፈታንን ስለዝነበረዩ ንኩሎም ቤተሰብኪ ከዓ ይቕረ በልሎም
@coronavirus-hd1lb
@coronavirus-hd1lb Жыл бұрын
Kindey kab wellega nab tigray mets'om kemzitekalesu gn tifeltudo????? Lif'atey Tesfa entekone limen elu diyu tekalisu,,,weleduma wellega eyom neyrom
@berihagslsie2297
@berihagslsie2297 11 ай бұрын
ናይ ጀጋኑ ጅግና እኺ ጎብዚ ሕዚ ውን ጅግና ዋዕሮ፡፡
@shaiebya437
@shaiebya437 Жыл бұрын
Hasawit mukan nskum dea meas ke haqi tezaribkum tfelti shaiebya ezi xruy SI neaki resah kdefir zeyhseb shaiebyasi neten xruyat keman aydeferun resah tdeliyo emo yzingiaki bshaiebya tetdferi minyot sleznebereki eyu hji kemzi tblo zeleki ember nsom SI kndey xruyat ansti alewaom n tegaru ashunkay kdefrukin b betri keman aytnkfukin
@merahawt7273
@merahawt7273 Жыл бұрын
Ma arey ajoki waeiro❤ 🧡
@lemigereziher8177
@lemigereziher8177 Жыл бұрын
ባሓቂ ዋዕሮ👸ማንም ዘይሰግሮ ሰጊርኪ ካብ ከዚለ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ማዓረይ❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y Жыл бұрын
አጆኪ ማዓረይ❤
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 Жыл бұрын
ጅግና ዋዕሮ ሓፍትና እንቛዕ ናብዙይ ኣብቅዐኪ
@Sra-jt6sh
@Sra-jt6sh Жыл бұрын
አጆኪ በርዒ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን አሎ መቅረቢት ዉን ብጣሚ ጎበዝ አዲቀኪ አካዳድናኪ😍😘😘😘
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 Жыл бұрын
አጀኪ ጀግና ፀላኢኪ ይንባዕ❤❤❤
@سلطانالعنزي-و4ر6ذ
@سلطانالعنزي-و4ر6ذ Жыл бұрын
ጓል ነይ ቅድመኺ ይስደደኒ ኣጀኺ ኣምላክ ምስ ውፅዕ ኡዩ ዝኾውን እንኳዕ ተረፍኺ 🙏🙏🙏😢
@tigstdemelashi6149
@tigstdemelashi6149 Жыл бұрын
ኦሮሞ ወለጋላይ ያልፈጸመው የሀም ትግሬንም ንብረታቸውን ወሮ ገሎ አፈናቆሏል ለምን አፋችሁን እደዘጋችሁ ይገርመኛ 😢
@vhghf
@vhghf Жыл бұрын
ኣጆኪ ዛሓፍተይ እንዃዕ ደሞ ኩሉ ሽግር ሓልፍኪ ላብዙይ አብቀዐኪ ራህየለይ ፀላእኪ ይንባዕ ጅግና እኪ ባሓቂ❤❤❤❤❤
@سبحانالله-ر6د
@سبحانالله-ر6د Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና አምላኽ ነዝፈታው እየ ዝፈታን ዕድመን ጥዕናን ይሃብልይ ፈጣሪ🎉🎉
@fevenbeyene9449
@fevenbeyene9449 Жыл бұрын
❤Ajoki jigina My sister long life God bless all ❤❤❤
@Africanbrathers
@Africanbrathers Жыл бұрын
እዚኦም ኣበይ ክሓፍሩ ነንሕድሕዶም ከም እንስሳ ክራብሑ ሓደ ሚልዮን ኣኮስቲሮም ሰራዊት ሻዕብያ ከኣ ይብሉለይ ሰራዊት ሻዕብያ ብዕንጨይቲ ከማን ኣይ ትንክፈኩምን ኢዩ😂😂😂😂
@YohannesGebre-op1wv
@YohannesGebre-op1wv Жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን እንኳዕ ብሰላም ኣውፅኣኪ ካብቲ ፀድፊ ሞት
@danielniguse5321
@danielniguse5321 Жыл бұрын
ኣስይ ሽኮር ጛልይ ንርእኪ እውን ህጻን ኢኪ ብህጻንካ ዝወለድካ እንዳሐድረ ይሕጉስ ይብሉ ስድራን ኣጆኪ ክሐልፍ ኢዩ እንኻዕ ትርፍኪ ኩሉ ክሕልፍ ኢዩ ከምዝይንብራ ክከውን ኢዩ ወይልኡ ዝሞት ዝሎ ኩሉ ክርእዮ ኢዩ። ኣጆኪ ❤❤❤ 🎉🎉🎉
@ነገረ
@ነገረ Жыл бұрын
😢ከብድኻ እዩ ዝበልዕ ታሪኽኪ ንእስተይ
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ Жыл бұрын
ዉይ ሓፍተይ 😢😢ኣጆኪ👏
@fsfgd4800
@fsfgd4800 11 ай бұрын
እፊፊፊፊ ማዓረይ ጀሚራ ክሳብ ትውድእ እንበይንብዓታ ዉሒዙ ፀላኢኪ ጅግና እኪ ብሓቂ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Жыл бұрын
ራሄል፡ ሰራዊት ሻዕብያ ክደፍረኒ ምስደለየ እየ ክጋደል ወጺአ እንዳበልክን ካልእን ትሕስውዮ ዘለኺ፡ ኤርትራዊ ፍጹም ፍጹም ከምዚ ኣይገብርን እዩ። እዚ ሓሶትን ስርቅን ትዕድልቲ ናይ ወያነ እዩ ትብልዮ ዘለኺ። እዚ ከምዚ ሓሶት ካኣ ናይ ወያነ ውርሻ ካኣ ህዝቢ ትግራይ ብሓቀኛታት መራሕቲ ምስተተከአ ኩሉ'ዚ ሓሶትን ስርቅን ውርሻ ወያነ ክቃላዕን ክሕበርን እዩ። ክሳብ ሽዑ ካኣ ኣምላኽ የጽናሓናን።
@tesfayelemma9734
@tesfayelemma9734 Жыл бұрын
Rehelua, anchi malet konjo, asteway, andebete-rituè, jegna, ehit, Lij, guadegna, biruh-tesfa yalesh ehtachin nesh! ❤
@amanuelbeyene1342
@amanuelbeyene1342 Жыл бұрын
በቃ ባሓይሊ ሰራዊት ኤርትራ ዓሚጺኒ በሊ ኻብ ናዓኺ ምዕማጽ ኣድጌ ትግራይ ምዕማጽ ይበልጽ ቆንዳፍ ኽፍእቲ ኸመይ ገሩ እዩ ኤርትራዊ ናዓኺ እንዳራአየ ኽወትሮ ጋለይ ጥራይ ኣቡኡ ሃብዮ ኣሎ ኣብ መቀለ ኣይቲ ሓስዊ።
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g Жыл бұрын
ሻዕብያ ሰክሮም ወላ ንትግራወይት ኣይቀርቡዋን ምስ ከይሰከሩ ለማኒት ትግራይ ወለጋ ንምልማን ዛተኪ ኢኪ ቆማል ትግራወይት ሐሶት ግደፉ ተከፍልክን ሰልድ ሐሶት ኣይተብዝሐ ድራማ ትግራይ ጠምኪ ክትዋግእ ከድኪ ለማኒት 😅😅😅😅😅
@SamuelGebreyesus-x1f
@SamuelGebreyesus-x1f 11 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ራሄለይ ግን ክብለኪ ዝኽእል ኩሉ ነገር ርኢኺ ኢኺሞ ግን ንማንም ከይትቕየሚ ብቻ መዓረይ
@coronavirus-hd1lb
@coronavirus-hd1lb Жыл бұрын
Kitired'ewa tideliyu rid'ewa bejakum,,,abo'a nisa ab kuinat enahalewt bigif'e kab tigray wetsa'e teketilu eyu,,,misay zi'abeye mehazay eyu
@slamallslam798
@slamallslam798 Жыл бұрын
ፀላኣኪ ይንባዕ 😢😥😥
@yordanosgirmay569
@yordanosgirmay569 Жыл бұрын
በጃኺ ቴሌፎና አይሰርህን ዘሎ
@samsontesete5119
@samsontesete5119 6 ай бұрын
ንስኺ እንታይ ትብሊ ኃል የማነ ኣፍቂረኪ ኣለኹ 💙💙💙💙💙💙ኣጆኹም ካኣ ተጋሩ ኣሕዋትና
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
ልብካ ዝትንክፍ 💔😭🥰🕊👏☔️
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 Жыл бұрын
ኣብ ትግራይ ምሕሻዉ ጽድቂ'ኡ እንዳተባሃሉ ልዓብዩ ዕያላት ዓገብ።🙏
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ Жыл бұрын
ሰቅ በሉ ለክባጥ😢
@wedibayre7241
@wedibayre7241 Жыл бұрын
ኣኪልኩም ናይ ሓሶት ታሪክ ከተዘንትዉ ንመዋእልኩም ከይ ሓለፈልኩም እንዳ ነባዕኩም ንበሩ
@slamslam8991
@slamslam8991 Жыл бұрын
ኣብ ስደት የንቡርኩም ዓድኹም ኣየርግጽኹም ጎረቤትና 😢😢😢
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 Жыл бұрын
ራሄለይ እንካዕ ብሰላም መፃእኪ አጆኪ ዝኩሉ ታሪክ ሰሪሕኪ ኢኪዝኩሉ ሓሊፉ ደሞ ናብዚ አብቅዒኪ❤
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 Жыл бұрын
ሓሳዊት ሎቅማጽ ገበርቲ በጊዕ ንስኩም ደኣ ብሓሶት መን ክቅድመኩም
@fregoitom6568
@fregoitom6568 Жыл бұрын
Wearo jegna gual Tigrai ❤❤❤❤❤❤TDF Ambesa Bereka Kibri ni jeganu deki Tigrai eadey 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅
@kuhlen3925
@kuhlen3925 5 ай бұрын
ሰላም ሄለን የማነ ናይቲ ሚድያ ስልኪ ፀሓፍልና
@MahletSelemon-w4i
@MahletSelemon-w4i Жыл бұрын
Ohh nay wedi seb mekera bezuh eyu😔neski gin jigna eki waero🥰❤️ajoki mearey🥰
@adisuagame7619
@adisuagame7619 Жыл бұрын
ኣጆኩ ንውፁዕ እ፡ር ኣለዋ እ፡ር እውንነዓኪ ክሕግዘኪ እዩ ም፡ቱ ፃፅዳ ልቢ እኪ ጅግኒት
@ShiwaGebre
@ShiwaGebre 5 ай бұрын
ተጋሩ ሆንን ለምን ቋንቋ ባለማወቅ ችን ማንነታቸው እንደ ንጠላ ታረጎናላችሁ
@Mohammed-wf4ix
@Mohammed-wf4ix Жыл бұрын
Kkkkkk nake zedfreke sachabiya yelen natk wogen eyom kedfroke zekulo abze sat mendiyo adeda qetleten serqen seb selamo keliwo zelo schabiya diyo haswote alit uffffo?
@ንዕወት
@ንዕወት Жыл бұрын
ኻብ ዕድመኺ ንላእሊ አስተውዓሊት ኢኺ እሸለይ አጆኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AassAass-z7h
@AassAass-z7h 11 ай бұрын
ኣጆኪ ራህየለይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ማዓረይ
@Dagmwt1950
@Dagmwt1950 Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ 😢😢😢 ስብ
@mohammrragnf5771
@mohammrragnf5771 Жыл бұрын
ፀለኢ ይንባዕ ዛሓፍተይ ኣጆኪ
@sosiadsho1831
@sosiadsho1831 Жыл бұрын
አጆኪ ዝሓፈተይይይይ ፀለኢኪ ይንባዕ 😢😢😢😢
@kidanehans5725
@kidanehans5725 Жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkk maletkum ni Eritrea niakum leminkumo Aymetekumun wala 1000 dolar kefilkumo newramat bejakum Rehaku knreyekum zelalem Ayndeln ena enkuy misakum kidikis 🛒🛒🛒
@bitigaltigray6116
@bitigaltigray6116 Жыл бұрын
ፀላኢኪ ይንባዕ ኣጆኪ መዓረይ❤❤❤
@SalferBerket
@SalferBerket Жыл бұрын
Naki kifits men eirtrawi kdefreki komu Sarah serawit Eritrea yeblun mnalbat Amharu.eitebelki knamneki nkil eina wigin
@samsontesete5119
@samsontesete5119 6 ай бұрын
ነዛ ኃል ኣነ ክሕግዛ ዘይታሓገዘት ተኾይና💙💙💙💙
@samsondaniel7313
@samsondaniel7313 Жыл бұрын
segab meas ikum kethsewu ketnebru serawit eritrea aydeferen eyu. Monaliza tezariba neyra men kemzamexa zehber
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Жыл бұрын
ዋዕሮ ትግራዋይቲ እንቋዕ ነዚ ኣብቅዓኪ ነቲ ክደፍረኪ ዝሓሰበ ኣራዊት ሻዕብያ ድማ ካላሽን ሒዝኪ ኣብ መቓብር ደፊርክዮ ኢኺ።
@GgGg-ue7rj
@GgGg-ue7rj 11 ай бұрын
ፀላኢኪ ይንባዕ አጆኪ ጀግና ሐፍተይ❤❤❤
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 57 МЛН
Поветкин заставил себя уважать!
01:00
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 6 МЛН
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 97 МЛН
Ozoda - Lada (Official Music Video)
06:07
Ozoda
Рет қаралды 14 МЛН
ሴቶች እየቀረቡህ የሚሸሹት ለምንድን ነው? #relationshipadvice #love #dating
33:03
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 57 МЛН