"ብሰብኣይ ኣዲኣ ድፍረት - ብሓፍታ ክሕደት !"

  Рет қаралды 64,369

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 668
@Fskta
@Fskta Ай бұрын
ዙ ዝሓገዛ ሓውና ኣቅርበልና ዋላ ብስልኪ ክነመስግኖ ሽሻይ ሓወይ❤❤❤❤
@tesfaldetwoldu5733
@tesfaldetwoldu5733 Ай бұрын
ኣጆኺ ኣምላክ ኣብ ዝበለጸ ክፈትረልኪ አዩ ❤❤❤❤❤🇪🇷
@hwhshhsgwhwhhhs6756
@hwhshhsgwhwhhhs6756 Ай бұрын
አቲ ዝሓገዛ ወዲ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክምሰገን ይግባእ ፈጣሪ ብዘለኻዬ ሰላምን ራህዋን ይኹነልካ ባዓል ህልና🥰🥰🙏🙏
@meleskassa-u4c
@meleskassa-u4c Ай бұрын
ድምፂ ውፅዓት ትከኑ ዘለኩም ፕሎት ሚድያ ቀፅሉሉ ጋዜጠኛ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Ай бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ Ай бұрын
ናወረዳ ሞኾኒ ምምሕዳር እዙ ብድዮ ርኢኻ አብ ጎድኒ ሓፍትና ጠጠው ትብል ብትሕትና ንላበ ጉቡእ ፍርዲ ፍረዱ🙏
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Ай бұрын
ዋይ ጎልነይ አጀኪ እመብርሃን ምሳኣኪ ትኩን ንጎልክ ውይ ፈጣር ብጥበቡ ያዕብየልኪ አጀኪ ጣካራዋ🌼🎉😢🙏
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ Ай бұрын
እዋይ ክደይ እዩ ዘንሄ😢😢😢😢😢😢😢😢 ፈጣሪ ይሓግዝኪ ምዓረይ
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 28 күн бұрын
❤❤❤አቲ ዝሓገዛ ወዲ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክምሰገን ይግባእ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሽሻይ ሓወይ አታ ጀግና።❤❤😢😢😢 አጀኪ ማዓረይ
@fseha21desta21
@fseha21desta21 Ай бұрын
እቲ ዝሓገዛ ሓዉና እግዛኣብሄር ምርጥ ይሃብካ። ለምለም ሓፍተይ ድማ ቀፃሊ ሂወትኪ ከም ሰከንድ ለምለም ክኸውን እዩ ።
@AbiSaiid
@AbiSaiid Ай бұрын
አበይ ካግንየካ ወድነይ ማዓረይ ዝዉጋዕ ታሪክ አለኒ አነ ካብ ሰዑዲ ዓረብ እየ ዘለኩ እና እነይ መርየታ ተወሪራ ቅድሚ ኩናት አብ መሰራቤት አትዮም ነይሮም ካብኡ እቶም መሬት ዓደልቲ ናታ ምካኑ መሰኪሮም ፍርዲ ከይተሰመዐ ኩናት መፂኡ ድሕሪ ኩናት ተጠየቀት ግን ጊዝየ ሓሊፍዎ ኢሎም ተዓፅዩ እዩ ኢሎም እነይ ካብ መረበታ ወፂአ ትንከራተትላ ትበክይላ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Sarah-t5v5l
@Sarah-t5v5l Ай бұрын
መንሽንዮ ንኸንቦ ወይ ስልኪ ትፈልጡ ኢልኪ ኮምቲ 🙏🏿ፈጣርም ምስ ዉፅዓት ይኹን
@SamerahSamerah-j4u
@SamerahSamerah-j4u Ай бұрын
ሓፍተይ ፈጣሪእዩ ፀግዒ ዉፃዓትሞ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን😢😢😢🙏🙏🙏
@TrhasLove19
@TrhasLove19 Ай бұрын
ሓፍትኻ ውን ዶ ትኽሕደካ ፈጣሪ ኣቦይ ካብዚ ማሓረና🙏😢😢😢
@switi.galshre
@switi.galshre Ай бұрын
አጀኪ ዝሓፍተይ ግን ካብዙ አሬሜን ሰብአይ አደኪ ተጠቀቂ አጋሊፃትኒ እሉ ሓደጋ ከይወድቀኪ😢😢👏
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Ай бұрын
ብሓቂ😢😢
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Ай бұрын
ብሓቅ እመብርሃን ምሳኣ ይኩን😢🙏🙏
@mohammedtselam
@mohammedtselam Ай бұрын
​@@ማርያመይኣዶፍቅሪሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z Ай бұрын
እህ ዝገርም ታርክ አጀኪ ዛሓፍተይ ጠንካራ ኢካ ዛቤተይ ፀገም ሓላፋይ እዩ ሰብ ተጠለመካ እግዚአብሔር አይሓድገካንዩ ህይወት ብዙሕ ሚህራትኪ እያ 😢ኣደኺ ካኣ ብአኺ ዘይኮና ሞይተንስ ብፍቃድ እግዚአብሔር ስለ ዝኮነ እየን ሞተን ኽኾውን ዝነበሮ እዩ ኮኑ ዝኮነ ነገር ዶሞ ተመስገን ኢልካ ምቅባል እዩ ምክንያቱ ሓዝንካ ሓምምካ ሞትካ ዝቅየር ነገር ስለ ዘየለ እና አጀኪ ኣትሰከፊ እግዚአብሔር ኩሉ ይፈልጥዩ ናይ ሰብ ሸለል በልዩ ሰብ ዘይብሎ የለን ጠንክርልና ውላድኺ ዶሞ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኻ ናሳሓቅኺ ክንርኢኪ ክትመፅና ዶም ብተስፋ ንፅበ ህያብ ዝኮነት ጓል ኣላትኪ ዛቤተይ ንገባሪ ሰናይ ሓፍትና ዝሓገዘልና ሓውና ካኣ ካብ ልቢ ነመስግን ንዋሃቢ እግዚአቤሔር ይሃቦ ብርግጽ ድማ እግዚአብሔር ዓስቡ ክኾፍሎ እዩ ብእውነት ብጣዕሚ እየ አድኒቀዮ ሽሻይ ሓውና ካኣ አብ ጎኒ ውፃዓት እና ፅጉማን ኮንኮ ትሰርሖ ዘለካ ስራሕ ቀፅሎ ዝሓወይ ካሕሳካ ካብ እግዚአብሔር ርኸቦ ዝሓወይ ሰናይ ግበር ልመን ልማንም ስለ ዝኮነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብእውነት በርተዐልና ዝሓወይ ❤❤❤
@ExesterestialWorld
@ExesterestialWorld 20 күн бұрын
ሽሻይ ሐውና ክብሪ ይግባአካ ዝሐወይ❤❤🙏💙💙
@rewina11
@rewina11 Ай бұрын
አታ ሰብ ዘይሰምዖ ቡዙሕ ፀገም እባ እዩ ዘሎ ዘይስማዕ የለን አንታ ፈጣሪ ምሕረትካ እንዶ ሃበና 🙏🙏🙏😢😢😢😢😢😢😢
@AbrhetHagos-e3f
@AbrhetHagos-e3f 27 күн бұрын
አጆኺ ዛሓፍተይ ዝያዳይይ❤❤❤❤ ልዑል እግዚአብሔር ከፈትሕ እዩ።😢😢😢😢
@AbebaKahsay-v7m
@AbebaKahsay-v7m 20 күн бұрын
ኣይዞኺ እ/ር ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ ባዕሉ ክፈትሖ እዩ
@PetrosLuel-y6p
@PetrosLuel-y6p Ай бұрын
Aqmi zelekum kulkum ሓጉዝዋ የሕዋት 🇪🇷
@peaceforever8115
@peaceforever8115 Ай бұрын
እንታይ ኮይና ክንሕግዛ ኢትዮጵያውያን የሕዋታ የለውን ድዮም ሕልና ክትብል ዲካ ሕራይ ኢትዮጵያዊ ንኤርትራዊ ሓጊዙ ዝፈልጥ ኣሎ ድዩ እሞ ካኣ ንትግራዋይ ክሕሱ ዝውዕል ብዛዕባ ሃገርና ሎሚ ውን 2ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብሓደ ወዲ ኣብ ሽረ ብንቡርን ዘይንቡርን ትዓሚጸን ኣለዋ ክንሕግዘን ዲና😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ወይ ጉድ ዘይስማዕ የለን ነዘን 2ቆልዑ ስደደለን ኢካ እዛ ዓርከይ ክንደይ ኤርትራውያን የሕዋትና ሽግር ዘለዎም ኣለው ንዖም ክንሕግዞም ኢና
@PetrosLuel-y6p
@PetrosLuel-y6p Ай бұрын
@peaceforever8115 hawey natey እስኻ ናትካ giber ምክናቱ measker neberna ina nifelto ስለ xubuq zehasebu yehwatina ilom እንበር kiqetluna ykulu nerom iyom silezi ሰብ seb iyu🙏
@peaceforever8115
@peaceforever8115 Ай бұрын
@@PetrosLuel-y6p ኦይይይይ እሞ ንሕና ከ ነቶም ዕቁባ ዝሓተቱ ከም በዓል ሰለሙን(ኣይሰምዕን እየ)ዝብልን ካልኦትን ክንቀትሎም ማለት ድዩ ቅድሚ ንሕና ናብኦም ምስዳድና እኮ ክንደይ እዮም ኣብ ሃገርና ዝነብሩ ኔሮም ሕጂ ምሳይ ዘሎ ከማን ዕባይ ኣስመራ ትግራዋይ እዩ ኣቡኡ ከይተረፈ ኣስመራ ዝዓበየ እንታይ ኢልና ኢና ክንቀትሎም ዑቅባ ዝሓተተ ከ ኣበይ ሃገር እዩ ዝቅተል ንሓንቲ ሰብኣይ ኣዲኣ ዝዓመጻ ኢትዮጵያውያን ዘይበዝሑ ንሶም ዘይሕግዝዋ ወይስ ኤርትራውያን ንሕግዘክን ኢና ኢልኩም ኢኩም እቶም ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ዝዓበኩም ትሕግዝወ ደለኩም ኣነ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ኣቦካ፡ሓውካ ዓሚጽና ክብላ ዝውዕላ ብልቢ ትሕግዘን ኢካ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ እንተኮይንካ ትሕግዝ ኣይመስለንን ገለ ዘርኦም እንተኮይንካ ግን ክትሕግዝ ትክእል ኢካ እምበር ብልክዕ ኤርትራዊ ነዚኦም ኣረሜናት ሓሰውቲ ህዝቢ ዝሕግዝ የለን ወይ ኤርትራዊ ኮይኑ ናይ የእምሮ ጸገም ዘለዎ ወይ ካኣ ፎሲ ዝተግብሮ ክከውን ኣለዎ ኣብ ሓዲኡ ኣለካ እምበር ኤርትራዊ ዝተሽገረ ከለኒ ሳንቲም ንትግራዋይ ሓሳዊ ዝሕግዘሉ የብለይን ንኤርትራዊ ሓወይ ውጹዕ ግን ኣብ ወርሒ ን2ሰብ gofund me ይሕግዝ እየ ካቡኡ ተረፈ ግን ሰብ ሰብ እዩ ትብል እንድሕር ኮይንካ ኣምሓሩ ውን ኣለዋ ኮሙኡ ዘጋጠመን ሓግዘን ኢካ እዛ ዓርከይ 1ኦሮሞ ካኣ ኣላ ክሰደልካ ዶ ኣብ ልብያ ሓጉዙኒ ትብል ኣላ
@Functionalism-n7l
@Functionalism-n7l Ай бұрын
ለባም ሓው
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
​@@peaceforever8115ንሰብ ዝርህርህ ሰብ እኮ ፈጣሪ ዝዓደሎ እዩ 😭
@MogesNgatu
@MogesNgatu 19 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዘነትኒ ቃል " ርእስኻ እንድሕር ሓምምካ ኩሉ ነፈብስኻ ሕሙም እዩ ዝበለታ እያ ብጣዕሚ ሓቂ"
@HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh
@HdhdjfjHdhdjfjhxhdhh Ай бұрын
ነታ ጋልጊ ናይኪዕድል ከይበፅሓ ማለተይ ወድኖ ደቅኖ ዘይብላ ጠንኪርኪ ፍረይላ ናዓኪ ክከፍኣኪ ይክእልዩ ግን ተፀሚምኪ ፍርይርይ በልላ ለምለመይ ❤❤❤🎉🎉
@Amiጓልትግራይ
@Amiጓልትግራይ Ай бұрын
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ሰብ ተበደለካ ፈጣሪ ፀግዒ ኣለኪ ኩሉ ግዜ ሰብ ዝሳኣነ ፈጣሪ ኣይድርብዮን ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ኩሉ ግዜ😢😢🙏🙏🙏💖💖
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ Ай бұрын
መጀመርያ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ጅግና እኺ እዙ አብ ጎንኺ ለሎ ሓውናለ እግዚአቢሄር አምላክ ውዕለታኻ ይኽፈልኻ ዝሓወይ ብጣዕሚ የመስግነካ🙏😍😍ዛጋልኺ ህንዱኹሉ ትኹነልኺ ጋልኖ
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል Ай бұрын
ደምርኒኒ❤
@blyemeaey
@blyemeaey Ай бұрын
አየዘክ እዛ ሓ ፍተይ አግዛብሔር ምሳአክ ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏1111
@EmebeteTes
@EmebeteTes Ай бұрын
Yekenyelna ztergumkalna hade Tigrinja kolos ademamxa yfelale egziabiher msaki ykun mikirti haftey❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሜሪትግራዊቲ
@ሜሪትግራዊቲ 7 күн бұрын
ኣሕ ጉድ እዩኮ ዘሎ ኣብ ዓድና የሐዝን ኣጀኪ ዛሓፍተይ ዛሓወይ ኣብ ጎኒፀጉማት ሰለ ዝኮንካ ነመስግነካ እግዚአብሔር ይባርካ🙏🥰
@DwefDwef-z4k
@DwefDwef-z4k Ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ኪዳነምህረት ምሳኪ ትኹን ❤❤😢
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk Ай бұрын
ቅፅልሉ አዚና ኢና ነመስግን❤❤❤
@FisehaGebreselasie
@FisehaGebreselasie 21 күн бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝካ❤❤❤
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Ай бұрын
ድሓውናውን ፈጣር አምላክ ያሃቦ አብ ዘለዎ እመብርሃን ወላድት አምላክ ጽላላ ታንብረሉ ብእውነት🌼🤲🙏🙏🙏🙏🎉
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል Ай бұрын
ደምርኒኒ❤
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Ай бұрын
@ሸዊት.ቻናል እሽኒ❤😘
@አደይይ
@አደይይ 21 күн бұрын
አጀኪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤ ደሙሩኒ ተጋሩዋይይ ❤❤❤❤
@RutaGezachew
@RutaGezachew 26 күн бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ዝግበአኪ ከይትገድፍሎም እንተ ትቡሩክ ዝሕግዘኪ ዘሎ ፈጣሪ ዕፅፊ ጌሩ ፈጣሪ ይመልሰሉ
@Hdhd-e7y
@Hdhd-e7y 2 күн бұрын
ኣይዘኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 23 күн бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን🙏♥️ንዛሓፍታ ጸግዒ ዝኮንኻያ ሓውና ውን ዓስፍኻ ኻብ ኣምላክ ርኸቦ ወገነይ🙏❤
@مليكه-ي3ف
@مليكه-ي3ف 28 күн бұрын
ኣይዘኽ ማዓረይ
@smretwalker30
@smretwalker30 15 күн бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ አምላክ ምሳኺ ይኹን 🙏🙏🙏
@wwoowwoo2529
@wwoowwoo2529 Ай бұрын
ብጣዕሚ ብሉፅ ጋዝጠኛ ❤
@AwetYrga-z8p
@AwetYrga-z8p Ай бұрын
እዞም ከምዚ ዓነት ሰባት ስጉምቲ ይዎሰደሎም እዞምረሳሓት
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Ай бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ እፍፍ😥 ሲሰይ ኣቦ ዉፅዓት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Ай бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉
@AdhanomFtwi
@AdhanomFtwi Ай бұрын
Way ere gdefuna​@@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@rodastesfaldet6946
@rodastesfaldet6946 28 күн бұрын
ኣጆኺ ኣምላክ ምሳኺ እዩ ማዓረይ❤❤
@FreGrmay-v4z
@FreGrmay-v4z 19 күн бұрын
ናይ ስነ ልቦና ትምህርቲ Please ሃብዋ ተጎዲኣ እያ ሓፍተይ ምዓረይ
@Alsehday
@Alsehday Ай бұрын
ሓፍተይ ኣጆኪ 😢😢 ንቀፃሊኪ ውን እግዚአብሔር ይሓግዝኪብጣሚ እዚ ዝሓገዘ ሓውና ግን በረከትካ በረከት ቅዱሳን ይግበረልካ ❤❤❤❤❤ብቃላት ዝግለፅ ኣይኮነን እግዚአብሔር በረከት የብዘሐልካ ❤❤❤❤
@YedidyaYkum
@YedidyaYkum 18 күн бұрын
እ/ር ምሳኺ ይኹን ለምለም ሓፍተይ!!ተባዕ ኢኺ ሓፍትኺውን እ/ር ኣምላኽና ርህሩህ እዩሞ ልቦና ዓዲሉ ናብ ሰላምን ፍቅርን ምትሕልላይን ያብጽሕኽን፡፡ ግዱስ ሓውና ድማ ምስታ ድራዕ ዝበጽሓ ጓል ኣነስተይቲ ንሳ ማለት ብሓቂ ልክዕ ከም ሓፍትኻ,ኣዴኻ ,በዓልቲገዛኻ, ጓልኻ ምዃና ብምርዳእ ዘይተሓለለ ደገፍን ሞራልን ሂብኻያሞ እ/ር ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ይቀጽለልኻ ሓወይ!!!
@frweyankelaey4525
@frweyankelaey4525 28 күн бұрын
አጆኪ ዛበይተይ ፆሎት ግበሪ
@TigistiSolomon
@TigistiSolomon 24 күн бұрын
Amlak yhagzki haftey ajki
@Fskta
@Fskta Ай бұрын
እቲ ስብኣይ ኣዲኣ ክትካሶ ኣለዋ ከሉ እቲ ኣቦ ጓላ ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም ፍትሕ ክመፅእ ተኾይኑ😢🥺
@LuwamLuwam-g6t
@LuwamLuwam-g6t 29 күн бұрын
ኹሉ ብምክንያት እዩ ኣምላክ ኣይጋገን እዩ ዛሓፍተይ ኣጀኪ
@azebweldu7852
@azebweldu7852 Ай бұрын
ኣጆኺ ኩሉ ሓላፊ ኢዩ ማዓረይ ዳኣ ሕርር ኢልኪ ምስክነይቲ😢
@RomiSweet
@RomiSweet Ай бұрын
ዝይተነገረ እምበር ዝይተገበረ የለን እኮአጀኪ ወለላይ😢😢😢💔💔
@adoadonayadoadonay
@adoadonayadoadonay Ай бұрын
አምልክ ይሓግዝይ ማዓርይ አጅኪይ ጠክርይ
@yyhy9913
@yyhy9913 26 күн бұрын
ኣጆኺ ማዓረይኣምላኽ ይሓግዝኪ 😥😥😥
@teklayhailu5977
@teklayhailu5977 Ай бұрын
ፍትሒ ንዝግበኦ ፍትሒ ሃቡ ፍትሒ ብምዝባዕ አተሓሳስባኹም አይተዛብ ዑ።
@ፍቕሪ-8
@ፍቕሪ-8 Ай бұрын
ማዓረይ ውላድኺ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕበየልኺ! እቲ ጽቡቅ ዝገበረልኺ ወድለ ፈጣሪ ልጸግቦ ዕደመ ይሃቦ😢🥺 ጓልኺ ህንዲ ሓፍትኽን ኣደኽን ተኾነልኺ እያ እታ ሓፍትኽለ ልቢ ይሃባ
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል Ай бұрын
ደምርኒኒ❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
አጀኪ ክብረተይ ልዕሊ ቃላት እዩ😢 አምላኽ ቅዱሳን ይሓግዝኪ ጓልኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ አምላኽ ቅዱሳን❤❤❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል Ай бұрын
ደምርኒኒ
@Yididiya1Dejene1
@Yididiya1Dejene1 Ай бұрын
ዋይ ክንደይ ትጭክን እታ ሓፍታ እቲ ደፋሪ እኳ ጓና እዩዋ አጆኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ዘይረአዮ የለን ዋጋ ከክፍሎም እዩ
@yordanosa9646
@yordanosa9646 24 күн бұрын
I love the baby and her mom, don’t worry God will help you 💙💚💙💚💙💚💙
@ድንግለይዋሕሲልበይ
@ድንግለይዋሕሲልበይ Ай бұрын
ጋዜጠኛ ሽሻይ ሓውና ብጣዕሚ ነመስግን ካብዚ ኹሉ ሽግር ዳውፅኣ ሓውናለ ብዓል ሙሉእ ሕልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሓሰብኻዮ የስሚረልኻ ኣጆኺ ሓፍተይ😢❤
@BeriBerhan
@BeriBerhan Ай бұрын
አጆኪ ምዓረይ ፈጣር ምሳኪ ይኩን🙏🙏🙏
@AsAs-j3b1o
@AsAs-j3b1o Ай бұрын
ናይ ራያ ትግርኛ ግን ዘይርደአካ ሶ ኣጀኪ ሓፍተይ❤🙏
@Abeba-f8z
@Abeba-f8z 21 күн бұрын
Are you sure?
@DaddGdggሚሊ
@DaddGdggሚሊ Ай бұрын
ፅንዕቲይ ኢይጆኺይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺይ አምላክሰ አቱ ዝምካሕ ብእግዚአብሔር ይመካሕ ወሲይኺይ በርትዒይ ዝደገፍካያ ሓዉና እግዚአብሔር ይሓግዝካ ብደቅኻ ተሓጎሰ 🙏🥺
@Gnat-en2iz
@Gnat-en2iz Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኽ ይኹን አቱም ፈረድት ውን ሓቂ የፈሪድኩም
@AsAs-j3b1o
@AsAs-j3b1o Ай бұрын
ኣጀኪ ኣነ ካለአይቲ ሓፍቲ ክከነኪ እየ❤
@Sarah-t5v5l
@Sarah-t5v5l Ай бұрын
ሓወንይ ንትገብሮ ኹሉ ኣድናቂትካ እየ ዘይተሰምዐ ምበር ዘይተገብረ የለን ይኹን እምበ ንድሕንነትካ ማስክ ተጠቀም ሓደራ ከይቡቀሉኻ ሰብ ገበን ኣቅልልካ ኣይትርኣዮ ስራሕካ ወንጀል ስለተጋልፅ ዘለኻ ሓፍትንይ ኣጆኺ ጠንካራ ኩኒ ሓጥያት የብልክን ይግደዶ ንበዳልክምበ 👌🏿ዝሓገዘክይ ወድም ኽብሪ ይጎንፀፍ 🙏🏿👌🏿👈🏿👈🏿👈🏿👈🏿👈🏿👈🏿☝🏿
@YordanosHaile-ok5lb
@YordanosHaile-ok5lb Ай бұрын
ኣይይ ሽሕዓመት ልነይነብር እዝኹሉ ክፍኣት😢😢
@mery-g3z
@mery-g3z Ай бұрын
አጆኪ ወለላይ እግዚአብሄር ምስ ውፁዓት እይ
@eldanakitchentube2369
@eldanakitchentube2369 Ай бұрын
ዋይ ዝሓፍተይ ኣጆኺ ንኹሉ መፍትሔ ካብ ኣምላኽን ኸምዑለ ካብ ቡሩኻት ኣሕዋት ኣይፈለይኺ ኣጆኺ
@heidshop4103
@heidshop4103 Ай бұрын
ሓቅታት ወጽዓ ንጹሃት ጊዜ ሂብካ ንትገብሮ ምትሕብባር ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ። Plot Media 🙏🙏🙏
@ሄዋንጓልተዋህዶ
@ሄዋንጓልተዋህዶ Ай бұрын
ኣይዞኪ ወለላይ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን❤
@Galkashi
@Galkashi Ай бұрын
ክተባባዕ ዝግበኦ ናይ ውጹዓት ሚድያ
@nghistyokbagabir7426
@nghistyokbagabir7426 20 күн бұрын
Egzabhier yhagzki ajoki tsibqtey
@ዴስኣ
@ዴስኣ Ай бұрын
ዘይስማዕ ዘየሎ እዋይ ኣጆኺ መዓረይ😢
@ExesterestialWorld
@ExesterestialWorld 20 күн бұрын
ምስጋና ን ሆቴል planet ❤❤🙏💙💙
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Ahwatey. Uaye. Gud 😢🙏
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st Ай бұрын
አጆኩ ሎሞየ ኩሉ ሓልፋ ታረክ ክኳነልክ ይኡ ጥራሕ እስክ ጥንካራ ክን ማማይ ዋላኳ ካብድ ትኳነ ባሓይል አምላክግን ካሓልፍ ይኡ❤❤❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh Ай бұрын
ዝልሐገዛ ሰብ እግዚአብሔር አምላክ አብ አፀደ ወርቁ የመዝግበሉ አምላክ ዓሰብካ ይክፈልካ በዓል ንፁህ ህልና ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ ንዓካ የምሰለና
@zewdudesalegn-pj1qt
@zewdudesalegn-pj1qt Ай бұрын
Thank you so much
@AwetYrga-z8p
@AwetYrga-z8p Ай бұрын
ብሓቂ ጀግና ፕሎት ሚድያ❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ Ай бұрын
አጀኪ ማዓረይ አግዚብሔር አምላክ ባዕሉ ይሕግዚኪ
@fhhjf9904
@fhhjf9904 Ай бұрын
ዋይ ክንደይ ጉድ እየባ ሕዙ ዝዓድና😢አይዘኪ ምሳርያ ዘይቡሉስ ጉንእ ፈጥረሉ ድዩ ዝባሃል መልአክ ዝኮነ ሰብ አመት ግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተክአልካ 👏👏👏
@letaygebrehiwot9415
@letaygebrehiwot9415 Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ♥️♥️♥️♥️🙏
@user-pz5dg8hw9d
@user-pz5dg8hw9d Ай бұрын
ፈጣሪ ኣብ ጎኒ ዉፅዓት እዩሞ ኣጆኺ ሓፍተይ ሓቂ ማዕልቲ ትነዉሕ እምበር ምዉፃኣ ኣይተርፍን😢
@sayedajmada5156
@sayedajmada5156 19 күн бұрын
ኣጆኪ ዝያዳይ❤
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Ай бұрын
አብ ትግራይ ለይተወግዐ እምበይ ለይተገብረ የለይ። ትግራይማ ምድራዊት ሲኢል ደኾነትይ ። ጉሕለት፣ቅትለት፣ ሀንጊ፣ዝርፍያ ፣ሽርሙጥና ፣ሕስድና መግለፂና ክኾን ልገበረት ሕዋሓት እያ።መርገም ህዝቢ ትግራይ ክሻብ ሕዋሓትና ሐሻክራታ ለለዉ አየቋርፅይ። 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏 🫏
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki Ай бұрын
አጆኺ ዘሐፍተይ ❤❤❤❤❤❤
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Ай бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉
@ጋልትግራ
@ጋልትግራ Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mohammedtselam
@mohammedtselam Ай бұрын
​@@ጋልትግራሳብስክራይብ ግበርለይ❤😊
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ Ай бұрын
ኩላትና ኣብ ጎድና ንኹን ሰብ ዘይብሉ ሰብ ኣብ ትግራይ ፀልማት እዩ ዝነብር ዘሎ መሬት ክምለስ ኩላትና ኣብ ጎድና ንኹን😢
@IejdiFiei
@IejdiFiei 10 күн бұрын
አጅኺ ኣዘሓፉተይ ❤❤❤❤❤❤
@ሰናይት-ኈ2ጸ
@ሰናይት-ኈ2ጸ Ай бұрын
አይዘኪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@destaadanew4
@destaadanew4 Ай бұрын
ናይ በሓቂ ክንሕግዛ ኢና
@smretgebre4854
@smretgebre4854 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንብዓት ቃንቃ ኣለዎ
@cuk9148
@cuk9148 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኪ ሓፍተይ አጀኪ ❤
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Ай бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን Ай бұрын
አጆኪ ዝሓፍተይ 😢 ሲስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 Ай бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢
@kalu546
@kalu546 Ай бұрын
ብዙ ናታ ታሪክ ትሓዝንሞ በቲ ድያፖራ ሓውና ድማ ትግረም ትድነቕ መልአክ ድዩ ሰብ ተገሪመ❤
@MahletTadele-g6y
@MahletTadele-g6y Ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ሲሰይ ሓወይ
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Ай бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉
@Arsu-j4b
@Arsu-j4b Ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣመላክ ይሓግዝኪ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮ እዉን አብ ጎና ኩና
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q Ай бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉
@mmn4535
@mmn4535 Ай бұрын
አጀኪ ዛበይተይ💜
@ሰላምንወዲሰብ-v6m
@ሰላምንወዲሰብ-v6m Ай бұрын
💔💔 አጀኺ ምዓረይ 🙏
@MriamMr.m
@MriamMr.m Ай бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ❤❤😢
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 Ай бұрын
Agziabiheir amlak msaki ykun akaelo yhabki❤❤❤❤❤❤❤
@SNDUMirry
@SNDUMirry Ай бұрын
አጀኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@samelaraya
@samelaraya Ай бұрын
ኣጀኪማዓረይ😢❤❤
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
45:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 156 М.
"ንበላዒ ዝተውሃበት ምስክነይቲ ህፃን!"
21:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 40 М.
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
"ኣብ መረባኣ ተቐቲላ ዝተረኸበት ነፍሰፆር!"
28:52
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
🔴 ሰብ ዶ ሰብ ይበልዕ እዩ ?......... ቡዳ
29:13
"ዘይዛሪ ንብዓት በዓልቲ ክልተ ፆታ ምስኪን!"
55:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 332 М.
"ድልየቱ ምስ ፈፀመ ኣብ ቤት መደቀሲ ደርብዩኒ ከይዱ!"
35:54
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 18 М.
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.