"ብቐሺ ኪዳኑ ደጊምና ከይንዕሾ ንህዝብና ነንቅሕ" ኣሰናዳኢ መጋቤ ጥበባት ይብራህ Ybrah Kassa Orthodox Tewahdo Axum Tigray

  Рет қаралды 2,074

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

Күн бұрын

GoFundMe link: www.gofundme.c... ይብራህ ሚድያ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበርናዮልዕልናና ንምምላስ እጃሙ ዳወፈየ ዝርከብ ሚድያ 'ዩ::ንቕድሚት ክሰርሖም ዝደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕ ብሓሳ ብገንዘብ ብዝተፈላለዩ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ኣብ ፍፃሚኡ ንኽበፅሕ ንደጋገፍ::Welcome to Tibeb Yibrah Media....Please Like, Comment, Share and Subscribe to our channel Welcome to ome to Tibeb Yibrah Media...Support
Zeal - 720 421 8167

Пікірлер: 61
@yonasmihretab7972
@yonasmihretab7972 2 ай бұрын
ጥበብ ይብራህ እግዚኣቢሔር ጸጋ የብዝሓልኩም 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@TsegaMokenen-pu5bz
@TsegaMokenen-pu5bz 2 ай бұрын
🥰🥰❤️🎉🙏🙏🙏💕
@sameM-tu6rg
@sameM-tu6rg 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@AbuAser-m5u
@AbuAser-m5u 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@FHaylu
@FHaylu 2 ай бұрын
Thank you
@samiralbrhim9244
@samiralbrhim9244 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@genetraya9799
@genetraya9799 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ኩቡር መምህርና 🙏❤
@fegffghhfh6393
@fegffghhfh6393 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@سوسوالشهراني-س5ظ
@سوسوالشهراني-س5ظ 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🥰🙏🙏
@EgsgEhher
@EgsgEhher 3 ай бұрын
ክብረት. የሃበና
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
የቅንየልና❤
@fegffghhfh6393
@fegffghhfh6393 3 ай бұрын
🙏🏽⭐🙏🏽⭐🙏🏽⭐🙏🏽⭐
@tigistberhe6424
@tigistberhe6424 3 ай бұрын
❤❤🙏🙏🙏🙏🙏👏👋❤️
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Berheize
@Berheize 3 ай бұрын
እዞም ሰይጣን ሰብኣይ እዚኦም ክውገዙ እዩ ዘለዎም ዕዋላ ብጫማ ምርጋፅ እንታይ ኣምፆ? በረኸኛ እሞ ይኺድ ምስ ኣዛብእ ይንበር ንስብ ወድሰብ ከምዚ ክራገፅ መንግስቲ የለን ድዩ ድሑር ነቲ ንቑሕ ህዝቢ ትግራይ ዝውክል ኣይኮነን እቲ ስርሑ።
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 2 ай бұрын
ሰይጣን አይኮኑይ ምፅራፍ ጌጋ
@berihuaraya3347
@berihuaraya3347 2 ай бұрын
ኣነ ዚ ነገር ምግናን ነንባዓልትና ኣይንፃረፍ ሰብ እንተሓውዩ ታይ ፀገሙ
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 2 ай бұрын
God help tigray.
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 3 ай бұрын
😢😢😢😢
@مباركعلى-ذ8ل
@مباركعلى-ذ8ل 3 ай бұрын
ብስሩ እዝይ ሰይጣን ስብአይ ናይ እግዛብሄር ሰብ እየ ዝብል ካኦዩ ዝገርም ብሕግይ ዘይሕተተሉ ብምንታይ እዩ ሰብ ልሰብ እናዋደኤ ዝከይድ 😢😢😢😢
@berihuaraya3347
@berihuaraya3347 2 ай бұрын
ጌጋ ምፅራፍ ነውሪ
@مباركعلى-ذ8ل
@مباركعلى-ذ8ل 2 ай бұрын
ምፅራፍ ይዓብይ ከብ ስብ ንሰብ ምቅታል ድዩ ልኮንሎ
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 2 ай бұрын
ምፅራፍ ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ግዜ ይነውሕ እበይ ሓቂ ክወፅእ እዩ ናይ አቦይ ቐሺ ኪዳኑ ።ምፅራፍ ግን ዝሐሸ አይኮነይ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 ай бұрын
ብመንበረ ሰላማ ኣብዚ ጉዳይ ኣትዮ ክርኦ ይግባእ ማይ ጸሎት እኮ ንሕፀብ ነይርና ኢና ማለተይ ብተራ ኣትኻ ተሓፂብኻ ትወፅእ ብሕግን ስርዓትን እንበር እናወቃዕኻን እናጎሰጥኻን እሞ ማይ ጸሎት ክበሃል ኣይከኣን ክፃረ ኣለዎ ካብ ህዉታተ የዉፅእኻ ህዝብና መዝባዕ እባ ናይ መነኮሳት ቅዱስ ቦታ ኣይኾነይ ድዩ እሞ ኣብ ዝነበረስ ከመይ ገይሩ ሰብ ንሰብ እናፈለየ ዝርኢ 😢😢😢
@Berheize
@Berheize 3 ай бұрын
መጋቢ እንስሳ ውልደ ሰይጣን
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 2 ай бұрын
ስምን መለእክ ያወጣል! በጣም የሚያስመሰግን ስራ እየሰሩ ነው: ትግራይ ያለ ህዝብ ግን መንቃት አለበት : አባቶች ስለፀበል ማስተማር አለባቸው :
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 2 ай бұрын
ክሳብ ሐዚ ግን መንበረ ኣውነሰላማ ክውስኖ ዝግባእ ኣይወሰነን ማቃደማይ 2ቆልዑ ህፃውንቲ ብጫሞኦም ጌሮም ሪጊፆም ኣብዝባኖም ደውኢሎም ነይሮም እቶም ህፃውንቲ ብሂወት ዶይህልው ወይስ ሞይቶም ይኮኑ እድዒ እዞም ኣቦ እቲመንፈስ ናይሰይጣን ሙካኑ እናፈለጠ መንበረ ኣውነሰላማግን ግቡእ ውሳኔ ኣይወሰነን ልምንታይ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እሞ በረሃ እንድሕር አብዮም ደአ ከመይ ኢሎም ናክሰብ ክገብሩ እግዚአብሔር ዘክከብረሉ በረኸኛ እዬ ግዛእ እየባ ናበሉ ገንዘብ ዘአርዩን ቤተ ሰብ ዝበታትኑን ህዝቢ ንህዝቢ የባእሱ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ቤተ ሰብ የብሎምንድዮም።
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 2 ай бұрын
🤔🤔🤔😢😢😢😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭👍👍👍👍
@elizabethamene323
@elizabethamene323 2 ай бұрын
ንኹሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን❤ አታ እንታይ ይሕሸና?
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 ай бұрын
መጋቤ ሃይማኖት? እንታይ ሃይማኖት ክምግብ ዳኣ መጋቤ ጉስጢ'ምበር
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ай бұрын
@@tiamirkidane7715 😄😄😄
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 ай бұрын
ናቶም ሃይማኖት ብቦጢ ምገሳጥ😅😅😅
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 2 ай бұрын
ናይ አቦይ ቀሺ ኪዳኑ ስራሕ ሲ ቁድስ ሩፋኤል ባዕሉ ይመልሰልኹም ግዜ ከይነውሐ ።
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 2 ай бұрын
ታይ ግበሩ ትብልዎም አለኹም ዞም ሰብ አረ አዕርፍዎም ታይ ገይሮም ዋይ አረ በይዛኹም
@alemdesta4923
@alemdesta4923 2 ай бұрын
ነብሰቅትለትን ወንጀልን ከምዝተፈፀመ ዝፈልጥን ዝኣምንን ሰብ ፡ ክገብሮ ዝግባእ ነቲ/እቲ ጉዳይ ንዝምልከቶም ሰበስልጣናትን ፖሊስን ይጥቁም’ሞ ፡ ተፀኒዑን ተመርሚሩን ፡ ክብየን ይገብር’ምበር ፣ ኣብዘይተፃረየ ጉዳይ ፡ ባዕሉ ዳኛን ፈራዲን ኮይኑ ፡ ከምፖለቲከኛታት ፕሮፓጋንዳ ኽዝርግሕ ፡ ኣይግባእን!!! ብዘልማድ ብዝግበር ናይ ባሕታውያን ተግባራት ፣ ኣካላዊ ጉድኣት ኮነ ኻልእ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት ፡ ምህላዎም እንተተመስኪሩን ፡ እንተተረጋጊፁን ፡ ነቶም ብዱላት ምኽሓስን ፡ ነቶም ጎዳእቲ ድማ ብሕጊ ክዳነዩ ምግባርን ፍትሒ ክነግስ ምግባርን ፡ ከምኡ’ውን ፡ ብተማሳሳሊ ከይደጋገም ፡ ኣስተምህሮን ሰሚናርን ምሃብ’ዩ ዝሕሽ ዝመስለኒ ።
@tsgabaxum
@tsgabaxum 2 ай бұрын
ከም ተመን ተረጊፆምን ከም እዩ ጩፋ በቦቲ እንዳተወቅዓኻ ክንድሕን ኢና ዝብሉ ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ወፃኢ ዝኾነ አካይዳታት ንኽዕሪ #መንበረ_ሰላማ ቡዙሕ ስራሕ ይፅበዮ። ከምዚኦም ዝበሉ አመንቲ እዮም አብ ትግራይ በዚሖም ዘለው።
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 2 ай бұрын
ሰለ'ቲ ዘይሕለል ስራሕካ እናመስገንኩ ስለ'ዞም ቅምሺ ኪዳኑ ዚምልከት'ውን በቲ ክሳብ'ዚ ሕጂ እዋን ዝሰማዕናየ ምስክርነት ግዳያት መሰረት ብምግባር ጉዳዩ'ዚ ቀሺ ብሕጊ ተጻርዩ ጥራይ እዩ ካብዚ ክሲ ነጻ ክወጽእ ዘለዎ እምበር ናይ ኣቦታትና ዝነበረ እናተባሃለ ሃይማኖት ከም መጎልበቢ ብምጥቃም ስቓይ ንጹሃን ሰባት መርወዪ ውልቀ-ስሚዒቱ ወይ ቈሌኡ ይጥቀመሉ ስለዘሎ ኣብ ሕጊ ክቀርብ ጻውዒት ኹሉ ህዝቢ ክኸውን ይግባእ ፡
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እሶኳብ መዓዝ እዩ ህዝቢና ክሳቀ😢😢😢
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 2 ай бұрын
@@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት ምሳኻ 'ለኹ ንምንታይስ፡ እዚ ቀሺ ኣብ ሞንጎ ዝርርብ ምስ መጋቤ ጥበባት ይብራህ ካሳ እንከሎ ስለታ እዚ ቀሺ ዝቕጥቅጥ መንእሰይ ጓለንስተይቲ ተሓቲቱ ምምላስ ምስከበዶ ስልኪ ብፍላጥ ክምዝዓጸዋ ስለዝተረደአኒ እቲ ሰብኣይ ክሓብኦ ዝደልዮ ነገር ስለዘሎ ኣብ ሕጊ ክቐርብ ኣለዎ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ ፡፡ ህዝብና ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ብዘይ ፍትሒ ክሰጋገር የብሉን ። ፍትሒ ዘይብሉ ማሕበረስብ ብጭራሽ ክምዕብል ኣይክእልን እዩ ፡፡
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 2 ай бұрын
ስቅ በል ሕጻብ እግሮም ዘይትኣክል ሲ ቀሺ ክዳኑ ክትብል ድቃስ ከልእካዮም እዋይ እዚ መድህናኣለም ክንደይ እሉ እዩ ክጸውር ንዓካን ነቶም ከማካ ዝመሰሉን ኣብቲ ዓድና ጥራሕ እግርኩም ጉየዩ ተትበሃሉ እሞ ሽዑ ክርደኣኩም እምበር ኣብ ዕጽው ገዛ ኮይንኩም ከምዚ ተገበር ተሰረሐ እንፋበልኩም ንህዝቢ ኣብዘይ ሓጥያቱ ተእትውዎ ኣለኩም ኣንታ ካልኡ ይኣክሎ መድህናኣለም ክበቀለኩም እዩ ግዜኩም ተጸበዩ ደሓን ወደሓንኩም እዝግዮ እዝግዮ እዝግዮ
@YosiefAsemalsh
@YosiefAsemalsh 2 ай бұрын
መምህር ይብራህ እዚ ሰባይ እዚ ሰበበኛ ዩ ተተኻኢሉ ይተኣገድ ጥራሕ ዩ መልሰይ። ኣነ
@yonasmihretab7972
@yonasmihretab7972 2 ай бұрын
ኣቤት ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ሰብ ቅተሉ ኢልካ ሰብ ነንሕድሕዱ ክቃተል ክንደይ ሰብ ኣጥፊእኩም ሲ እዝስ ናይ እግዚኣቢሔር ስራሕ ቢዝነስ እንበር ሩባ ኢግት ኣቢልኩም ሰብ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ማይ ጸሎት ናብ ልብኹም ተመለሱ ካብ ሴጣን ሰብ ምኳን ይሕሸኩም
@GoogelNet-u1e
@GoogelNet-u1e 2 ай бұрын
ጥበብ ይብራሃ ሓሻዊ ኢካ
@musiesheqa453
@musiesheqa453 2 ай бұрын
እታ ብእግሮም ናረገፁ ዝገብሩዎ ዘለዉ ታይ ይበሃል ከም ብሓድሽ አቅርብዎም ብስሩ መንበረ ሰለማ ብዛዕባ እዚ ታይ ይብል
@Adey_Maryam
@Adey_Maryam 2 ай бұрын
ኣብ ምችዉ ወንበር ኮይንካ ኣብ ሚድያ 24 ሰዓት ንፁህ ሰብ ምዉንጃል ንፁህ ሰብ ምፅላም ቀሊል እዩ፡፡ እቲ ከቢድ 24 ብፆም ብፀሎት ብዘይድቃስ ብዘይዕረፍቲ ብዘይ ክፍሊት ብሚልዮን ዝቁፀሩ ብስጋን ብነብስን ምስ ዝሓመሙ ምስ ዝዓበዱ እንዳኮኮብካን እንዳሓከምካን እንዳገልገልካን ምንባር እዩ፡፡ ኣብ እንዳ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል ኣብ መጋቤ ሃይማኖት ቀሺ ኪዳነማርያም ሓዲሩ ብሚልዮን ዝቁፀሩ ዓይነ ስዉር ዓይኑ በሪህሉ፤ ዓቢዶም ብሰንሰል ዞተኣሰሩ ሰንሰሎም ደርብዮም፤ ሽባ ዓራቱ ፀይሩ እንዳዓለለ ንገዝኡ ተመሊሱ፤ ብመዐወኒ ዝዓበዱ ህይወቶም ተስተኻኺልሎም፤ ካብ ኣዉሮፓን ኣሜሪካን ሓሚሞም መፂኦም ናይ ኣዉሮፓን ኣሜሪካን ስፔሻሊስት ከሕዉይዎም ዘይከኣሉ ሕማማት ኣምስ እንከይከፈሉ ኣስር ብነፃ ተፈዊሶም ብሚልዮናት ዝቁፀሩ ብነብስን ብስጋን ተፈዊሶም እዮም እግዚኣብሔር ይመስገን፡፡ ከምቲ ናታትኩም እቅድን ትልምን ነቶም ኣቦ ኣጎሳቂልካ ነታ ፀበል ምዕፃዉ እዩ ዝብል ነይሩ ግን እግዚኣብሔር ፀበል ክዕፆ ኣይፈቀዶን፡፡ ሕዚ ዉን በቢ መዓልቱ ብዓሰርተታት ኣሽሓት በቢ መዓልቱ እንዳወሓዙ ከይዶም ብነብሶምን ብስገኦምን ይፍወስ ኣለዉ፡፡ እግዚኣብሔር ተኣምሩ የርኢ ኣሎ ምሕረቱ የርኢ ኣሎ ብተግባር፡፡ እታ ተከሊቻ ትብላ ዘለኻ ሓፍትና ዉን ካብ ሓሽሽን ዕብዳንን ድሒና ናብ ንቡር ናብራኣ ተመሊሳ ኣላ፡፡ ናይ ዞም ኣቦ ሓቀኛ ስራሕ እቲ ኣብ መሬት ዘሎ ህዝቢ ዝምስክሮ እዩ፡፡ እግዚኣብሔርን ህዝብን ዝሓዘ ከዓ ይዕወት፡፡ ናይ ሓሶት ክሲ ወዳቒ እዩ፡፡ ኣብ መወዳእታ ከዓ ሓቂ ትረትዕ!!! ኣቶ ይብራህ ሰብኣይ እንተ ደኣ ኮይንካ ነቶም ኣሽሓት እንዳኽፈሉ ሱር ወዲ ሱር ክታብ ወዲ ክታብ ቆፅሊ ወዲ ቆፅሊ እንዳሃቡ ሰብ ዘዕብዱ ሓዳር እንዳማቶም ዝብትኑ ሃፍቲ እንዳማቶም ዝሰልቡ ህይወት ሰብ ዘጥፍኡ ዘሰናኽሉ ዘለዉ ጠንቆልቲ ደፍተራታት መተተኛታት በጠስቲ ቆፅሊ ተቃለሶም እቲ እከይ ስርሖም ኣቃልዕ፡፡
@TagHailay
@TagHailay 2 ай бұрын
ትድ ወይ ሓሻዊ😅
@YosiefAsemalsh
@YosiefAsemalsh 2 ай бұрын
ኣታ ሓሳድ ናይ ወንበር ኣይኮነን ዞሎ ትዘረባ ግን እቲ ባህርካ ከይተርፍ ድዩ ወንበር ትብል ዘለካ
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 2 ай бұрын
ቀውስ ቡዳ
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 2 ай бұрын
❤❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 ай бұрын
ብመንበረ ሰላማ ኣብዚ ጉዳይ ኣትዮ ክርኦ ይግባእ ማይ ጸሎት እኮ ንሕፀብ ነይርና ኢና ማለተይ ብተራ ኣትኻ ተሓፂብኻ ትወፅእ ብሕግን ስርዓትን እንበር እናወቃዕኻን እናጎሰጥኻን እሞ ማይ ጸሎት ክበሃል ኣይከኣን ክፃረ ኣለዎ ካብ ህዉታተ የዉፅእኻ ህዝብና መዝባዕ እባ ናይ መነኮሳት ቅዱስ ቦታ ኣይኾነይ ድዩ እሞ ኣብ ዝነበረስ ከመይ ገይሩ ሰብ ንሰብ እናፈለየ ዝርኢ 😢😢😢
@LetushNgusngus-nk2oh
@LetushNgusngus-nk2oh 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@GrmaneshBerhe
@GrmaneshBerhe 2 ай бұрын
❤❤❤
@SabaGibre
@SabaGibre 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 3 ай бұрын
❤❤❤
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 20 МЛН
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 108 МЛН
ምዉት ኣይከስስን እየ! ሓጻር ዛንታ
37:08
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 41 М.
Non Stop Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur By Dn Efream "Bkebur Demu" (ብኽቡር ደሙ)
41:56
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 1,6 МЛН
❤1ኛ የህይወት ገጠመኝ ፦የጎረቤት ነበልባለ ምላስ  አስመሳይነትና ድብቅ ማንነቷን
1:22:16
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 20 МЛН