"ብቐፃልነት ትግራይ ንኽትነብር ሓደ ትውልዲ ንመስዋእስቲ ክዳሎ ኣለዎ" ጀነራል ዮውሃንስ ወ/ጀወርግስ (ጆን መዲድ) ኣብ ምርቓ መፅሓፍ "ዘይዛሪ ውርርስ"

  Рет қаралды 14,129

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 89
@albadralbadr933
@albadralbadr933 Жыл бұрын
ሓደ ትውልዲ ንመስዋእቲ ክዛጋጀ ኣሎወየ ረሳሕ ባዓልካ ተሰዋእ ኣታ ዘይሓፍሩ😢😢😢😢💔💔💔😠😠😠😠😠
@የእናትፍቅር
@የእናትፍቅር Жыл бұрын
ደቅኻ መጀመርታ አምፃዮም ቅድሚት ይሰሩኡ በለለይ ኹሉም ደቂ ሓለፍቲ ካብ አውሮፓ አሜሪካ አምፃዮ በለለይ ደቁ አህዲሙ ወዲ ድኻ ከፅንዕት።
@weldayteka9690
@weldayteka9690 Жыл бұрын
ምንቲ ባዕልኻ እምበር ምንትኡ ዶ ተጋዲልካ ኢኻ ጥስጡስ
@kiyayene4483
@kiyayene4483 Жыл бұрын
ሰውየው ወጣቱን አስጨርሶ ሞት እሱጋ ሲደር ትጥቄን እፈታለሁ ብሎ ተደራደረ አሁን ከሞት መትረፉን ስላረጋገጠ እንደበፊቱ የሚዘረፍ ስለሌለ ለዳግመኛ ጦርነት የድሀልጅ ለማስጨረስ አንድ ትውልድ መጨረስ አለብን ብሎ የሰይጣን ምኞት ሲናገር ህፍረት እንኳ የለውም
@ማህሌነኝይትግራይልጅያውም
@ማህሌነኝይትግራይልጅያውም Жыл бұрын
ደቂ ሪጊምት አረጊቶቶ ኪዱ ተጋደሉ ባዓልኩም የአክለና ኩናተ 😢ሓደ ወሎዶ አጥፍእኩም ለለ ካለእ ወሎዶ ከጥፍ ተዳሉ ተብል አለካ ወዲ አረጊት ደሕሪይ ሐዚ ናዓኩም ከይፀገመኩም ማንም አየሞተን ጀላዓት
@prood7977
@prood7977 Жыл бұрын
ይሂታ ወዲ ሾርሙታ ቆማል ደንቢያ አለካ ዲካ ?
@Africaunite800
@Africaunite800 Жыл бұрын
በአለም ላይ በሁለት አመት ከሚሊዮን በላይ ጦሩ እልቆበት በመቶሺ እጅ እግር የሌለው አርጎት ክሁለት ሚሊዮን በላይ ተፈናቅሎበት መውጫ መግቢያ ይሆነኛል ብሎ ከሌሎች ክልል የወሰደው መሬት ተነጥቆ የቀረው ወጣት ባገኘበት ወደ ስደት እየፈለሰ ትልልቅ መሪዋቹ በየዋሻው እልቀው መሳሪያውን ብቻ ሳይሆን ሱሪውን እውልቆ ተሸንፎ አለም ፊት ለፊት ተሸንፊያለሁ ብሎ ፈርሞ የሚበላ እርዳታ እየለመነ እርዳታ እየሰረቀ አይኑን በጨው አጥቦ አሁንም ጀግና ነን እያለ ባዶ ሜዳ ከበሮ እየመታ የሚጮህ ወያኔ ብቻ ነው
@sabatekle1992
@sabatekle1992 Жыл бұрын
ብሐቂ
@wedihaile1780
@wedihaile1780 Жыл бұрын
ቡሽቲ አህያ የአህያ ዘር
@nebyu2692
@nebyu2692 Жыл бұрын
😂😂😂እንደ ዱቄት ተበትኖ ከማን ጋር ነው ምደራደረው ብሎ ጉራውን ሲነፋ ፣ ነፍጠኛም ኣቢ የኔ ኣዳኝ ሙሴ ብሎ ጉንጩን ስያለፋ ፡ ሻዕብያም ወያኔን ለዘላለሙ ደመሰስኳት ከንግዲህ የኢትዮዺያን ኣጥንት ሳይቀር እግጠዋለሁ ብላ ጉራዋን ስትነፋ ፣ ጀግናው TDF በከፍተኛ መስዋእትነት እና ፅናት የሁለት ኣገር ሙሉ ሰራዊት ፣ የነፍጠኛ ሚሊሻ እና ልዩ ሃይል ፣ የዘጠኝ ክልሎች ልዩ ሃይል ፣ የዓረብ ኢምሬት ፣የቱርክ እና የኢራን ድሮን ሳይበግረው ተኣምር በሚባል መልኩ ለሁሉም ማንነቱ ኣሳይቶ ፡ በጥላቻ ታውረው ተቃቅፈው የነበሩት ጠላቶች እንደማይታረቁ ኣርጎ በታትኖ በቀጣይ ለሚሆነው ነገር በትእግስት እየተከታተለ ይገኛል።
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 Жыл бұрын
@@nebyu2692ባንተ ቤት ተንትነህ ሞተሃል። የትግራይ ህዝብ በዚ ደረጃ እንዲቀጠቀጥ ከህዝቡ ጋር አጣልታቹህ ልመናን በፍጥነት ወደ ከፋ ሌብነት ተሸጋግራቹህ ይሀዉ ተረት ተረት ሆናቹህ።
@nebyu2692
@nebyu2692 Жыл бұрын
@@habtommebrahtu8283 😂😂😂ዋናው ነገር ለነፍጠኛ ብለን ለኣቢ ብለን ወይም ለሌላ ብለን እንደ ውሻ ከንቱ ሞት ኣልሞትንም ። ለራስህ ተብሎ ሚከፈል መስዋእትነት ክብር እንጂ ውርደት ሊሆን ኣይችልም ሆኖም ኣያቅም ። ለጣልያን ብሎ እንደ ውሻ መሞት እና እጅና እግር መቆረጥ የለመደ ወላጅ ያለው ባንዳ የውሻ ልጅ ለነፍጠኛ እና ለኣቢ እንዲሁም ድስት እና ጀሪካን ለመዝረፍ ብሎ ንፁሃንን የሚጨፈጭፍ እና የሚደፍር ፍፁም ከንቱ ውሻ ሆነህ ኣለመሞት ነው ዋናው።🙂🙂🙂
@mulugetaashebir2374
@mulugetaashebir2374 Жыл бұрын
ዘይሓላፍነትን ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ዘይውክልን ፃውዒት ተጋ ጆን መዲድ ንመቕዘፍቲ መናእሰይ ትግራይ ክውገዝ ይግባእ።
@ትግራይ-መቐለ
@ትግራይ-መቐለ Жыл бұрын
ብ ውዕሊ ፕሪቶርያ ምስዓር ይከኣል እዩ ኣይፋል ንኩናት😢
@geregebre2742
@geregebre2742 Жыл бұрын
በላዕቲ ሰብ ተጋሩ ኣዛብእ መሕፈሪ ዘይብሎም ጃህራማት ገጽኩም ትከወል።ማእለያ ዘይብሉ መናእሰይ ኣጥፊእኩም በቃ ኣብ ፈስታ ዳንከራ ብጣዕሚ ትገርሙ😢😢😢😊😊
@nebyu2692
@nebyu2692 Жыл бұрын
😂😂😂ዕቡድ ከልቢ ጥልያን
@geregebre2742
@geregebre2742 Жыл бұрын
@@nebyu2692 ሰራቒ ብልመና ዝፍለጥ ፉንፉን ረሳሕ።
@zekariassolomon1048
@zekariassolomon1048 Жыл бұрын
ኣማኢት ኪሎሜተራት ተፈንቲቶም ብራዲዮ ርክብ ኲናት ንዝመርሑ ሓለፍቲ ፡ ካብ መስዋእቲ ዘየዕረፉ ዝሓለፉ ትውልዲታት ኮኑ ፡ ሕሰምን ዓጸቦን ህዝብን ህይወት ዕሸላትን ኣይንታዮምን ኢዩ ። እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ድማ ብህልቂት ገዛእ ህዝቦም ጀጋኑ ተሰዪሞም ክብሪን መጎስን ዝረኽቡ ምዃኑ ኢዩ ።
@lovelymedia5008
@lovelymedia5008 Жыл бұрын
ብላሸ ዝኾንኩም መርሓት ሕጂ ከኣ ንካልኣይ ግዜ መስዋእቲ ክቕረብ ኣለዎ ትብለና ኣለካ ዓለም ብላሽ 😭😭😭😭😭😭
@BiniamAraya-cm2qe
@BiniamAraya-cm2qe Жыл бұрын
Halay gesret zeyhafr hmaq ena tezarebkum wedi dka ktxawetlu 😢😢😢😢😢😢😢
@Proud-Eritrean-Binyam
@Proud-Eritrean-Binyam Жыл бұрын
ልሂቃን (elite) ትግራይ! (ብጓል ፈዳይን ሻዕቢያ) ብናይ ዉልቀይ ገምጋም፣ ከም ልሂቃን (elite) ኢና በሃልቲ መንእስያት ተጋሩ ጌሩ ንህዝቢ ትግራይ ዝበደሎ የለን። ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዘፍረየቶም መንእስያት ልሂቃን ትግራይ፣ ጫት እንዳቋሓሙ ብዝጽሕፍዎን ብዝዛረብዎን (ብናይ ሓሶት ልብወለድ ጽዉጽዋይ ታሪኽ) ንህዝቢ ትግራይ ብዘገርም መገዲ መሪዞሞ እዮም። ገለ ካብቲ ብልሂቃን ትግራይ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝተዘርበን ዝተጻሕፈን ንምጥቃስ ዝኣክል:- - ቅድሚ 800 ዓመት ትግራይና ድሮን ትሰርሕ ኔራ፣ - ኣብ 13 ክፍለ ዘመን ኤዉሮጳዉያን ብኣስላም ምስ ተኸበቡ ንሕና ተጋሩ ኢና ድሮን ሰዲድና ኣድሒናዮም፣ - ቅድሚ ኣሽሓት ዓመት ንጉስ ካሌብ ናይ ትግራይ 500 መራኽብ ዝሓዘ ሓይሊ ባሕሪ ኔርዎ፣ - ናይ ግብጺ ፒራሚድ ዝሰራሕናዮ ንሕና ተጋሩ ኢና፣ - መሰረት ስልጣኔ ግሪኽ ንሕና ተጋሩ ኢና - ንሕና ተጋሩ፣ ካብ ሩባ ቲግሪስ ናይ ሜሶፖታሚያ (ዒራቕ) ስለዝመጻእና ስምና ተጋሩ ተባሂሉ - ቫስኮ ዳጋማ ነቶም ብብልሖም ዓለም ዘድነቐቶም ኣብ ደብረ ዳሞ ንዝነበሩ ዲቂ ምህረይ ዮሃንስ ከተኣላልሽ ክብል እዩ ከይሓሰቦ ንኣሜሪካ ረኺብዋ፣ ወዘተ. እቲ ብተንኮልን ሕስድናን ዝተባዕጠ ዓጀዉጀዉን ነብሰ ምትላልን ሊሂቃን ትግራይ ጠገለ ኣይነበሮን። እቲ ዓጀዉጀዉ ዶብ ኣይነበሮን። እቲ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ እዉን እዞም ሊቃዉንቲ (elite) ኢና በሃልቲ ደቁ ንዘዝበልዎ ከይተሰከፈ ይደግሞ ኔሩ። ህዝቢ ትግራይ ኣብ ናይ ሓፋሽ ነብሰ ምትላል (Mass hallucination) እዩ ኣቲዩ ጸኒሑ። ዉጽኢት ናይ'ዚ ኩሉ ግጉይ ርእሰ ምስሊ (wrong self image) ንህዝቢ ትግራይ ናብ ብቐሊሉ ክወጸሉ ዘይክእል ሃዉ ዝበለ ጸልማት ገደል እዩ አእትይዎ። እቲ ዘሕዝን ግን:- ህዝቢ ትግራይ፣ ካብ ሃለፍታ ወጽዩ ምስ ክዉንነት (Reality) ክሳብ ዝሳነ ነዊሕ ጊዜ ክወስደሉ እዩ። ክሳብ ሽዑ ግን ሓፊስ ደም ንብዓት እንዳነበዐ፣ ገዚፍ ዋጋ እንዳኸፈለ ክጸንሕ እዩ። እንተ እዞም ንገዛእ ርእሶም "ልሂቃን" ዘጠመቑ ደናቁር ተጋሩ መርዞም ተፊኦም፣ ንህዝቦም መሪዞም፣ ኣብ መጋርያ ሓዊ ጠቢሶምን ከብቅዑ፣ ሕጂ ኣብ ጉድጓድ ዝኣተወት ኣንጭዋ ኮይኖም ኣለዉ።
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም Жыл бұрын
ዋይ ንኤኻ ገስራጥ ዘወር በል እስከ ሓደ ትውልዲ ደኣ ተሰዊኡ እኮ ፕሪቶርያ ኣብፂሕኩም
@AA-hd9zv
@AA-hd9zv Жыл бұрын
ንቃደም ደቅካ ኣጋድል ጀልፋፍ እረ ዘይሓፍር ሓደ ወለዶ ካዓ ይብል ዝኩሉ መንእሰይ ኣጥፊእስ የዓመት የወርሕስካዓ ንኩናት ንዓካ ኣሕሊፎም ክህብካ ይኮኑ 😢😢😢😢
@nebyu2692
@nebyu2692 Жыл бұрын
ፅቡቕ መደብ እዩ ብጣዕሚ ፡ ፀሓፊ መለይ እውን የቕንየልና። እቲ ሕመቕና ታሪኽናን ገድልናን ኣብዘይ ምፅሓፍ እዩ እሞ ፣ነዚ ዝእርም ብጣዕሚ ዓብይ ስራሕ እዩ።
@rahaelyhdego6076
@rahaelyhdego6076 Жыл бұрын
አብ አለም እቲ ዝሐሰረ ሕብረተሰብ ትግራዋይ ጥራይ እዩ
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 Жыл бұрын
ብላሽ ዝኾንኩም መርሓት ሕዚ ከዓ ንካላኣይ ግዜ መስዋእቲ ክቅረብ ኣለዎ ትብለና መቐርሳ ህዝብ ትግራይ ዝኮንኩም መራሕት😭😭😭😭😭😭
@gobromm9662
@gobromm9662 Жыл бұрын
ኣትም ጪፊራ ኣበይ ሞ ኩናት ጀምሪዋ ሓደ ሚሌን ዘይ ከነ ትግራይ ሰብ ዚባሃል ዘይ ቢላ ኪንገብራ ኢና ሕጂ ሞ መነም ናይ ዓለም ሓይሊ ዚዲሕነኩም የለን ቆማላት
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 Жыл бұрын
ብ ውዕል ፕሪቶርያ ምስዓር ይካኣል እዩ ኣይፋል ንኩናት😢 ኣቱም መራሕቲ ትባሃሉ ናይ ርእስ ኩናት ይሃልኩም ከብድኩም ኣይትፍተዊ ህዝብ ትግራይ እዶ ሕለይሉ ኣንታይ እዩ እቲ ጅግርኩም ምንም ዓይነት ብቃዓት ዘይብልኩም ኩሉ ግዜ ናይ ኩናት ርህራሄ ዘየብልኩም ንህዝብኩም መሓሩና ካብ ኩናት ወረ ኩናት ኣድሑኑና ይኣክል😢😢😢
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 Жыл бұрын
እቶም ናዓኻን ከማኻን የሕልፎም ከይህቡ ዝተሰዉኡ ትውልድ ደሮ ርስዕኩሞም😢 ክንደይ ኣሕዋትና ገና ድምፆም ልይሰማዓናስ ለለ ሓደ ትውልድ መሕዘኒ😢
@mulugetamebrahtu8008
@mulugetamebrahtu8008 Жыл бұрын
ሃቂ አንተለካ አዚ ኩሉ ንጹህ መነሰይ ኣትፌኩም ተመሊስኩም ህዚ ግደፉና
@weldayteka9690
@weldayteka9690 Жыл бұрын
ምእንቲ ባዕሉ ዝጠፍአ መንእሰይ እምበር ምእንቲ መራሕቲ ዝጠፍአ መንእሰይ እንተሃልዩ ደንቆሮ እዩ።
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ Жыл бұрын
ይኣኽሎ ህዝበይ ኩናት
@hayelom
@hayelom Жыл бұрын
መለሰ ሌጋሲ እናበልኩም ብመንፈሰ ምዉታን ክተዉርዩ ኣይተሓንኩን በቃ ረሰዕዎ
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
ኡይይይ በሊ አዶ ትግራይ ገና ድተደርመመ ርእስኺ ከይተፈትሐ ካልአይ ናብ ሓዘን ክሸሙኺ ይሓስቡ አለዉ ኡይ በል ህዝበይ ኡይ ኡይ ኡይ 😭😭😭😭 ብአኩም ዝታለል መንእሰይ የለን እረ መነሰያትናም ሻላኩም ተወዲኦምዮም ህዝቢ የብልናይ፣
@Myers374
@Myers374 Жыл бұрын
ሕጂ ውን ደግምና ከም ኣሕዋት ደጊምና ሕውነታዊ ምኽርና ንልግሰልኩም ምስ ኤርትራ ዘሎ ናይ ዶብ ጉዳይ ዕጸውዎ ፡እቲ መፍትሕ ኣብ ኢድኩም ኢዩ ዘሎ ተደጋጋሚ ጌጋ ክትፍጽሙ የብልኩምን
@semeremebratu4486
@semeremebratu4486 Жыл бұрын
Nay eritrea wetader abe dyu zelo? Ab Tigray meret atyu zeloko wetader nay eritrea eyu kabiu halifu ninay amhara wetader endahageze kab Tigray meret nkeywetsi zhigz zelo shaebiya eyu silezih eta nay selam meftih zela ms shaebiya eya
@sabatekle1992
@sabatekle1992 Жыл бұрын
ክትሰርቁ ክትሕስው ክትልምኑ ክትሕስዱ መተዓይይቲ ሰይጣን ኢኹም እዛመገዲ ተቀጺልኩማ ካብዝሐለፈ ተዘይተማሂርኩም ዝገደደ ዋጋ ክትከፍሉ ኢኹም ጠበርቲ ጠዋያት
@kiyayene4483
@kiyayene4483 Жыл бұрын
እነዚህእኮ ከ1983 በፊት ጀምሮ በ17አመቱ የደርግ ውጊያ ጊዜ ጀምሮ በየጉራንጉሩ እየተደበቁ የማይሞቱ የማይቆስሉ እባቦች ናቸው አሁን መሞቻቸው ሲቀርም ያለምንም ቅድመ ሁኔታ ትጥቄንም ሚስቴንም እፈታለሁ ብለው ነው የባከነ ሰአት ተጨምሮላቸው ለዚህ የበቁት አሁን የሚዘረፍ ስላጡ በድሀልጅ ደም ሊነግዱ የተዘጋጁ በጦርነቱ ጊዜ 35ከመቶ ብር እየቀነሱ ከጭቁን የትግራይ ህዝብ ሲዘርፉ የነበሩ ሌቦች ናቸው
@hagerawi5745
@hagerawi5745 Жыл бұрын
Thank you our heroes. We will never forget all your sacrifices and struggles. I am ashamed of to read some of the negative comments. Remember, Tigray never had a desire to go to war, rather was forced to go to this war. It is really hard to predict how a war ends as our hero Seiye Abraha said before the war
@userfars-vv9th
@userfars-vv9th Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ምእስ ኢኽም እትመሃሩ ? ብትዕቢት ስንጥቕ ኢልክም * ኲናት ባህላዊ ጫዋታና ኢልክም ንሰላም ረጊጽክም ነቲ 20 ዓመት ዝሓለወክም ገዛውቲ ድኹማት ዝሕድስ ዝነበረ ግራውቲ ኣረጋውያንን መበላትን ዝጽሂ ዝዓጽድ ካብ ኣምባጣ ዝኸላከል ዝነበረ ኣድቢኽም ብቓጻ ብለይቲ ብዲሒሪኡ ብካራ ወጊእኩሙዎ ንህዝብክም ድማ ከም ንስኻ ወዲ መዲድ ዶ ወዲ ቑርዲድ ምስ መሳርሕትኻ ወዲ ኣሻባራ ኣሸብር ንትግራይ ዘይዋደቕ በሉዎ ብጥይት ትብል ነርካ እነሃሌ ህዝቢ ትግራይ ብመውቐጢ ቡን ዝመስል ኢድን እግርን ሒዙ ተሪፉ ውግኣትክም ኢድ ዘይብሉ እግሪ ዘይብሉ ዓይኒ ዘይብሉ ከም ተመን ብከብዱ እንዳ ተሰሓገ ዝኸይድ ሊዒሊ ሚልዮን ኣለክም !!!! ሽግርክም እኮ ዘይመረትክም ዘይንብረትክም ዘይገንዘብክም ዘይባሕርኽም ስለ እትሰርቑ እትዝርፉ እትሕስዱ ከይ ረኸብክም ድማ ሞት ኣርኪባ ምልዕስ ተብለክም ንስኽም ዕግበት የብልክም ተመስገን ኣምላከይ ብዝሃብካኒ ዘይትብሉ ብስሰዔ ዝዓወርክም መርገም ዘለክም ዘይሓልፈልክም ኣምባጣ ኣይድስ ትራኮማ ውጽኣት ኲናት ተበራሪዪ ዝወረክም ንዘልኣለም ብጥሜት ብዓጸቦ እትውረሩ ከመይ ገሩ ንክሓልፈልክም ለይኸውን ብሱሩ ሱርክም ትበተኽ ርጉማት ዘርኢ !!!!!
@ermiaszeweldi7252
@ermiaszeweldi7252 Жыл бұрын
ሕጂ እዩ ናይ እማኑ ብርሃነ ጋኖ ሓሪኑ እናሓዘነ ዝነብዕ ዘሎ ኣብቲ ማዕዶ:: Bring back #TDF 🫡🫡
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 Жыл бұрын
መለስ ዓሌተኛን ዘርአኛን ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዚ ኢሉ ክበታተን ዝሰርሕ ከዳሚ ኔሩ ኢልና ዲና መንእሰያት ተጋሩ ታሪኽ ክንነግሮም። ሌብነትን ስርቅን ጄነራላት ትግራይ ዲና ክነዘንትየሎም።
@Tues-q9j
@Tues-q9j Жыл бұрын
እዚ መዲድ ዝበሐል ስብ ናይ መሐይም መሐይም ሕዝቢ ብምሌናት ጠሚዩ እንዳረገፈ ብዕራይ ዝወሐጠ ይመስል. ህማቅ ባህሊ አብ ትግራይ መእቢሉ ይብል ን50 አመታት ንስካን ብፆትካን ዝተኽልክሞ ዘይነበረና ባህሊ እዩ. ሐድነት'ውን ትብል አለኻ ሐድነት ነአኹም ንምድሐን ድዩ? ነቲ ሐዱሽ ወለዶ ትግራይ ግደፍሉ የአኽለኩም.
@YibrahDomoz
@YibrahDomoz Жыл бұрын
መዲድ ንዘይ ፈልጠካ በሎ ህዝቢ ትግራይ ምእንታኻን ንኸማኻን ኣይመውትን ህዝቢ ትግራይ ብዘይካኹም ፀላኢ የብሉን ህዝቢ ትግራይ ደላይ ሰላም ምዕባለ ሕውነት እዩ ምስጎረባበቱ ብሰላም ክነብር በቃ ግደፍዎ ብሰንክኹም ንደሕሪት ተመሊሱ ግደፍዎ በቃ ፃዕራም ህርኩት ህዝቢ እዩ ዘለዋ ትግራይ ኣስመራ ባፅዕ ጎንደር ሸዋ እሉ ክልወጥዩ በቃ ግድፍዎ ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ኣውፅዎ ኣረበጃኹም ግርም እባ ብንእስነት ወዲ ድኻ ትግራዋይ ምቕላድ
@gebreted2612
@gebreted2612 Жыл бұрын
ኣየ መዲድ በላዒ ዒራ ዘይትስዋእ ሕጂ ድማ ዘፋራርህ ሐይሊ ክትፈጥር ትሐስብ ኣድጊ ዘየመጉስዕ በላዒ ሕምብርቲ ዘየብሉ
@weldayteka9690
@weldayteka9690 Жыл бұрын
እተተጋደልካ ምንቲ ባዕልኻ እምበር ምንትኡ ጠንጥኖ
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 Жыл бұрын
ዋይ ንኤኻ ሃሳስ ዘወር በል ሓደ ትውልዲ ደኣ ተሰዊኡ ኣካሉ ጎድሉ ፕሪቶርያ ኣብፂሕኩም ዋጋ ዘይብልኩም😢
@gobromm9662
@gobromm9662 Жыл бұрын
ዚተረገመ ህዚቢ ሐደ ሚሌን ኣወዲኢኩም ሕጂ ካኣ ዚተረፉ ከተወዲኢዎም ክክክክክክክ
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 Жыл бұрын
ታሪኽ ከም ብሜክኣብ ከተጸባብቖ ኣይክኣልን ዩ ፡ኣብ ትግራይ ዓቕምኻ ዘይምፍላጥን ምስ መን ትውግን ምስ መን ትብኣስ ዘይፈልጥ ተወላዋሊ መርገጺ ዝሓዘ ኣካል ህዝቢ እንዳለከመ ተዓዊትና ዝብል ልሙስ ኣእምሮ ፡ባዕሉ ሃሪሙ ዘኣዊ ምስሉይ ፡ሰሪቕና ግን ክንመርሓኩም ዝብል ምንም ሕፍረት ዘይብሉ ፡ንሞት ባዕሉ ከይድዋ ከብቅዕ ቀቲሎምና ዝብል መስተማሰሊ ፡ካልኦት ክቐትል ፍትሒ ግብረ መልሲ ምስ ሃብዎ ጆኖሳይሳድ ዝብል ልኽባጥ ኣካል ታሪኽ ከመይ ጌሩ ክጽሕፍ ።ዶ ዘመዛዝብ የለን ከም ዝሓለፈ ዝተባህሎ ዘጣቕዕ ፡ሎሚ ድማ ዝተጻሕፈ ዝኣምን ወለዶ ዩ ክስራሕ ዝደለ ።ትግራይ ዘይዕድለኛ ካብ ዝገብራ ኣብ ቅድሚት መጺኡ ዝሕሱ መታለሊ ብዓል መልሓስ እምበር ዝመርሕ ኣይረኸበትን ፡ብጽሓይ ቀትሪ ዝስረቕ ፡ምእታው ምውጻእ ዝተኸልከለ ህዝቢ ጽውጽዋይ ምዝንታው በየን ይርድኦ ።ግን ኣብ ዘመነ ገበል ዝሃበካ ተቐበል ዩ ሕውሓትን መጣቓዕታን ነብሳ ንምድሓን ንኣሜሪካ ከም ጣኦት ክትሰግድን ኣብ ብዓትታት ቆላ ተምቤን ተሓቢኣ ንኽትድሕን ክንደይ ውልዶ መላምል ከፊላ ስለ ስልጣና እምበር ዝብላዕ ዝስተ ብምስኣን ዝሳቐ ሒዝካ ዶ ጉራ መድለየ ግን ሕፍረት የለን ኣብ ሕውሓትን መራሕታን ኩሉ ድሕሪ ውልቃዊ ረብሕኦም ዩ ዝስራዕ ።ኢዶዶዶዶ
@ermiaszeweldi7252
@ermiaszeweldi7252 Жыл бұрын
Thank you G/ Yahannes W. Giorgis 💪🏾
@erifreeone8083
@erifreeone8083 Жыл бұрын
ክንደይ መናእሰይ ትግራይ ከተጥፈኡ ሕጂኸ? ልፅሊ ሓደ ሚልዮን ኣብ 3ፃመት ኣጥፊእኩም እየኣክልንዶ? ወለዶታት ትግራይ ምጥፋእኮይኑ ስራሕኩም! ኢትዮጵያውያን ኬንኩም ብሰላም ቀጽሉ:: ኻብሔዚ ንንየው መስዋእቲ ኣየድልን::
@mustofafashiondesign9685
@mustofafashiondesign9685 Жыл бұрын
Ab wollo z kulu wetaderna zetfaakayo jegna general
@yyrhgge6917
@yyrhgge6917 Жыл бұрын
ሰክት ዕዩን
@indriasapraha7086
@indriasapraha7086 Жыл бұрын
መዲድ መጽሊእና እንታይ ኢልኩም ዶ ንነብስኹም ዘይትሓትዋ ስለ ምንታ ከ? ሕራይ ናዓናስ ኮነ ኢልኩም ንዘይፍጸም ዕላማ ክትግብሩ ነዚ መስኪን ወሎዶ ብጌጋ ከም ጸላእትኹም ፈሪጅኩሙና ዳሓን እሱ ንመን እዩ ከጠቅም ብሓባር ንቕድሚት ንርእዮ እቶም ስድራኹም ንምንታይ በሓንቲ ልቢ ብሓንቲ ቃ ጸሊኦሙኹም ከማን ንቡር ጽልኢ ኣይኮነን ሕሉፍ ኢዩ ንምንታይ ? ቅድም ነዚ በርኣያ ስላሴ ዝተፈጠርኩም ኣካል ናይዛ ምድሪ ኢኹም መስለኒ ግን እንታይ ርጉም ሸይጣን እዩ ጸፊዕኩም ንመን ንመን ኢኹም ክትስዕሩ ካብኡ ኸ?ናበይ ? በጃኹም ካብ ሕልምኹም ተበራበሩ ኢታ በይንኹም ዝጠረርኩማ ክፍሊ ሃገር ትግራይ ደሊኹም ርኸብዋ ትኣኽለኩም ንቐዳሞት ኣቦታትኩም ጽቡቑ ጌራ ብቕሳነት ብኹርዓት ይነብሩላ ኔሮም ልቢ ሓደራኹም ንኹልና ሰላም ከሊእኩሙና
@HhHh-wt2eg
@HhHh-wt2eg Жыл бұрын
👍❤❤❤❤❤❤❤
@gebrehiwetandemariam3687
@gebrehiwetandemariam3687 Жыл бұрын
መሕፈሪ ኣልቦ ዝጠፍአ ዊሒዱካስ ሕጂ ክኣ ትውልዲ ክትልክም
@ermias4014
@ermias4014 Жыл бұрын
Hey, do you know Americans love Meles more than tegaru.
@yyrhgge6917
@yyrhgge6917 Жыл бұрын
ኢዶእ ግዶፉ እንዶ
@mulugetaashebir2374
@mulugetaashebir2374 Жыл бұрын
War should not be z only option when confronted with political problems. John Medeed's call for yet another war while Getachew's Admin is committed to z Pretoria agreement is irresponsible, unacceptable & should be rejected. 'Those who do not learn history are doomed to repeat it.'
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
እዝኦምሲ ተማሂሮም ዲዮም ክበሃሉ ናይ ደናቁር አብ ናይ ቀደም ክፍለዘመን እንዳነበሩ
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 Жыл бұрын
Ezom merahti serawit tgray 3 twldi atfeom eyom tehateti eyom . Negadetat 😊
@rihannasebrina7977
@rihannasebrina7977 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Жыл бұрын
❤️❤️👍
@nosacurry4257
@nosacurry4257 Жыл бұрын
Are you kidding me you said one generation should be ready to sacrifice his life what for to defend woyane elite?
@hagoskidane1940
@hagoskidane1940 Жыл бұрын
Balkum goncied fexemt. Balkum kunat gemerti . Ab mwedata bekeyti.
@abgereyesus7714
@abgereyesus7714 Жыл бұрын
Nskum teberjnkum eyu nbeal mehari and dejen edl kthbwom alekum mknyatu Tplf wala hanti ktgebru aykielun ekum Kab eritrea 🇪🇷 eye
@redae3365
@redae3365 Жыл бұрын
Science natkum si rienayo dhan....1m seb zetifie gujle Science Science Science
@samsonermias6303
@samsonermias6303 Жыл бұрын
Shocking the old generation have no heart they don’t care how many poor young life dies as long as they stay in power
@mekwolf3436
@mekwolf3436 Жыл бұрын
What a shameful calling. No objective and sensible message from any elite. How on earth one can say: "ትግረዋይ ንኽትነብር ሓደ ትውልዲ ንመስዋእስቲ ክዳሎ ኣለዎ?"
@AA-hd9zv
@AA-hd9zv Жыл бұрын
እረ ሕፈር ደንቆሮ።
@nebyu2692
@nebyu2692 Жыл бұрын
ብዙሕ ናይ ሻዕብያ ተኸፈልቲ ናይ ኢንተርኔት ጃሱሳት ነዚ ጅግና ህዝብን ተጋደልትን ናይ ምውራድን ምፅራፍን ዕላማ ተዋሂብዎም ብዙሕ ሃተፍተፍ ይብሉ ኣለው እሞ ኩላትና ክንነቕሐሎምን ልክዕ ልክዖምን ክነግሮም ኣለና።
@ፅጌናይ
@ፅጌናይ Жыл бұрын
ኤርትራን አምሓራን ንትግራይ ጨቢጥካ ንምሓዝ ÷ ሓዱሽ ካርታ ሓንፂፆም ይንቀሳቐሱ ኣለው ። ተጋሩ ድማ ጊላ ኣቢይ ኣሕመድ ንምኻን ነንባዕልና ክንናኸስ ጊዜ ይኸደና ኣሎ። ፀላእትና ኣብ ኢዶም ከየእተውና ዝኽፈል ንኽፈል
@semeremebratu4486
@semeremebratu4486 Жыл бұрын
Nsikake entay tgibir aleka?
@nopenot4058
@nopenot4058 Жыл бұрын
Hassot, sirqi copy and paste Bahalawi chewata tigray.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Жыл бұрын
ዝሓጸረ መገዲ ርኹስ ኣምሓርኛ ኣብ ትግራይ ክዝረብ ምዉጋዝዩ እቲ ሓቂ
@ismailali7021
@ismailali7021 Жыл бұрын
Suq bel hassad lekbat.
@filmonyemane6489
@filmonyemane6489 Жыл бұрын
Nabey nabey eyu eti xlale...tegaru kab gega mengedi amlak yewxakum tezey koinu m xnatkum eyu lbi gberu
@ismailali7021
@ismailali7021 Жыл бұрын
Xemamat
@gezaetesfai4074
@gezaetesfai4074 Жыл бұрын
Never stop blow horn people
👉 በዓልቲ ገዛይ ሁራ ሙሉእ መንገዲ   ደስ ልብል ድባብ ጥምቀት ራያ  🙏
29:55
ኣርቾ ና ኣቤሚዘር ሰብ ሓዳር
Рет қаралды 15 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.