ብ ወልፊ ናይ ግብረ ሕቡእ ተጠቒዐ እንታይ ትመኽሩኒ

  Рет қаралды 98,383

RBL TV Entertainment

RBL TV Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 455
@ወረበዚሑዶሓቀይ
@ወረበዚሑዶሓቀይ 5 жыл бұрын
ሓወይ መጀመርያ ብጣዕሚ የ ዘመስግን ተገዲስካ Vidio ዝሰራሓካልና,,፡ እዚ ጸገም እዚ ክኣ ኣብ ዝበዝሐ ሰብ ዘሎ ኢዩ በዚ ክትጭነቕ ዘይኮነ ዘለካ መውጽኢ ክትደሊ ኢዩ ዘለካ። ኣነ ክኣ ብዓቕሞይ ሪእቶይ ክህብ እየ፡ መጀመርያ ርእስኻ ጥራይ ከተእምኖ ኣለካ ምኽንያቱ ኣነ ነዚ ሕማም እዚ ኔረሉ ኢየ ኣዝዩ ሕማቕ እዩ ተስፋ የቑርጸካ ትጭነቕ ክሳብ ነብስኻ ክትሕልፍ ውን ይግድደካ ኢዩ ካብዚ ክትወጽእ እንተ ኮይንካ ግን ሓንቲ መገዲ ግን ክኣ ክትወጸላ እትኽእል ኣላ ንሳ ድማ ኩሉ ናይ ዓለም ገዲፍካ ናብ ኣምላኽ ምምላስ ብንስሓ ተሓጺብካ መንፈሳዊ ሰብ ሙኻን፡ ምኽንያቱ ኣነ ኩሉ ፈቲነዮ እዩ Sport ጀሚረ ግን ክገድፎ ኣይካኣልኩን ዋላ ውን ስራሕ ደኺመ እንተ መጻኹ ክገድፎ ኣይካልኩን ነዚ ናይ ግብረ ሕቡእ Block ግበሩለይ ኢለ ጌረዮ ኔረ ግን ናህቱ ወልፊ ስለ ዝነበረኒ ተመሊሰ ከፊተዮ፡ ስለዚ ርእስኻ ኣእሚንካ ናብ ኣምላኽ ተመለስ ኑሱ ዩ እቲ ዝበልጸ ይብል ኣነ ከም ሪእቶይ፡ ኣጃኻ ክብለካ ይደሊ በይንኻ ከም ዘይ ኮንካ ክኣ ፍለጥ ኣሻሓት ከማኻ ኔርናሉ ኢና ኣለውሉ ክኣ ዘይምሕማቕ ጥራይ።
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Ya nay baki ani kemiu nera 1 amet meliu negrkni kulu kamiu gera ysebuk alku amelk mesgin so thankyou habibiiioo
@michealetsegay3gmail.comts88
@michealetsegay3gmail.comts88 5 жыл бұрын
@@Peace-zf1br ታይ ማለት ኢዩ ናይ ግብረ ሑቡእ ተዘይተጋግየ ናይ ሴክስ ምራኣይ ማለት ዲዩ ግን፡ተተጋግየ ሶሪ?
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
@@michealetsegay3gmail.comts88 OK kemiu deyou so thankyou kidam ab africa yere nere lome dea kile heko argu
@kebrabkesetehaile3022
@kebrabkesetehaile3022 5 жыл бұрын
Ane kemu agatimni alo ahiwat nay eda seb eyu nsu
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
@Saron Yemane tay eyou hetki
@ወድብርሂንጅግና
@ወድብርሂንጅግና 5 жыл бұрын
ሓወይ ናብ እግዛብሄር ቅረብ ንስሓ አቶ ካብቲ ናብ ከሙ ዓይነታት ዝወስዱካ ነገራት ዉን ፈጺምካ ረሓቅ ኒ አግዛብሄር ለምኖ ናብ ቤቱ ተመላለስ ኣምላክ ድማ ሃንሳብን ነሓዋሩን ከርሕቀልካ እዩ ርህሩህ ኣምላክና ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን!
@mengstabteklemichael5285
@mengstabteklemichael5285 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@mnamnamnamna-ku2dt
@mnamnamnamna-ku2dt 5 жыл бұрын
@@mengstabteklemichael5285 Amen Amen Amen
@makumakuwedi8450
@makumakuwedi8450 5 жыл бұрын
schaeide
@ERIINSPIRE
@ERIINSPIRE 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzbin.info/www/bejne/rYWuaJp4l86lacU
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 8 ай бұрын
amen amen amen
@ክሳብማዓስየጎይታይ
@ክሳብማዓስየጎይታይ 5 жыл бұрын
ግብረ ኦናን ወይ ግብረ ሕቡእ እንታይ ዩ 2ይ ክፋል በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሰይጣነ ዝሙት ንሓደ ሰብ ንዘይተፈቐደሉ ናይ ካልእ ሰብ ኣካል ብናይ ዝሙት መንፈስ ንምትንኻፍ ንኽምነ ከም ዘለዓዕሎ፡ እቲ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ህዋሳት ብናይ ዝሙት መንፈስ ኮይኑ ከም ዝደራርዝ ዝደፋፍኦ ጊዜ ኣሎ። ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣካል ባዓልኻ ምድርራዝ እንታይ ከኸትል ከም ዝኽእል ሰኣን ምፍላጥ ዝግበረሉ ጊዜ ኣሎ። ኣብ ገሊኣቶም ድማ ዋላ እኳ ውፅኢቱ እንተ ፈለጥዎ፡ ከም ሓደ ጽቡቕን ደስ ዘብል ነገርን እናተቘጽረ ይፍጸም። ሓደ ሓደ ጊዜ ድማ ካብ ልቦም ዘይኮነስ ብዘይምስትውዓል ብልምዲ ጥራይ ስቕ ኢሎም ኅፍረተ ሥጋኦም ዝተናኽዩን ዝደራርዙን ከም ዘለዉ ምዕዛብ ይከኣል እዩ። ካብዚ ወፃኢ ድማ “ገሢሠ አካል ዘእንበለ ፈቃድ” ከም ዝተባህለ ዘለዎ ሕማቕ ሳዕቤን እኳ እንተ ተፈልጠ፡ ከይደለይዎ እንተኾነ ግና ብናይ ሰይጣን ምትላልን ብድፍኢት ሥጋዊ ፍቓድን ንሰብነቶም ብናይ ዝሙት ሓሳብ ዝደራርዙ ብዙኃት መንእሰያት ይርከቡ። ሰብ ንሰብነቱ ብዘይምቊራጽ ከም ዝሓክኽን ከም ዝደራርዝን ከም ዝተናኽፍን ንምግባር ሰይጣነ ዝሙት ነቲ ሰብ፡ ንሰብነቱ ከም ዘሳሕዮን ከም ዘሕክኾን ብምግባር ፈተና ከም ዘምጽኣሉ መጽሓፈ መነኰሳት ከምዚ እናበለ ይገልጽ፤ “ወቦ አመ ያስሕኮ ለሥጋሁ ወይሬስዮ ለብእሲ ይዝሐቅ ሥጋሁ ዘእንበለ አፅርዖ” እዚ ናብ ትግርኛ ኺትርጐም ከሎ “ሰብነቱ ዘሳሕየሉ ጊዜ ኣሎ፡ ብዘይ ምቊራጽ ከም ዝሓክኽ ይገብሮ” ማለት እዩ። “አመ እንዘ ትቀውም ታረመስስ ዲበ አባላቲከ ወትሰፍሕ እዴከ፡ ወታግደምድም እገሪከ” ተባሂሉ ከም ዝተጻሕፈ። መንእሰይ ክሳዕ ዝኾንካ፡ እዚ ርኹስ መንፈስ እዚ ንኣኻውን ብተመሳሳሊ መልክዕ ይፍትነካ እዩ። ስለዚ ደው ኣብ ትብለሉ ጊዜ ህዋሳትካ ትደራርዝን ትመጣላዕን እግርኻ ድማ ሓፈትፈት ተብል። እዚ ርኹስ መንፈስ መጀመርታ ምሕካኽ ኪጅምርን ሰብነትካ ከም ትደራርዝ ኪገብረካን እንከሎ፡ ካብ ህዋሳትካ ዝመርጾ የብሉን። “ወቦ አመ ይበውእ ውስተ አዕይንት ወአዕዛን ወውስተ አእናፍ ወከናፍር ወይሬስዮ ይሔሲ በእደዊሁ” ማለት “ናብ ዓይንን ናብ ኣፍንጫን ናብ ከንፈርን ይኣቱ፡ ብኢዱ ከም ዝሓሲ ድማ ይገብሮ።” እዚ ዅሉ እዚ ክኸውን ከሎ እቲ ሰብ ናይ ሰይጣን ፈተና ከም ዝኾነ እንተ ዘይተረዲኡ፡ ስቕ ኢሉ የሕክኾ ከም ዘሎ ወይ ከኣ ሰብነቱ ስለ ዝረስሐ ይመስሎ። ብርትዕ እንተበሎ ድማ ከም ሕማም ይቖጽሮ እሞ ሕክምና ይኸይድ። ኵሉ ጊዜ እኳ እንተ ዘይኮነ መብዛኅትኡ ጊዜ ደም ምርሳሕ፡ ኣለርጂ ዝብል ስም ዝወሃቦም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ናይ ሰይጣን ፈተነታት እዮም። እቲ ኻብ ኵሉ ዘገርም ከኣ ከምዚ ዝኣመሰሉን ሓካይም ብሕማም ዝፈልጥዎምን ብዙኃት ፈተነታት፡ ካብ ምኽርን ቊሩብ መጻንሒ መድኃኒት ካብ ምውሳድን ካብ ጥንቃቐን ኃሊፉ ዝኾነ ዓይነት መድኃኒት ዘይምርካቡ እዩ። እቲ ሽግር ኣብ ቈርበትን ኣብ ሰብነትን ብንጹር ስለ ዝርአ እቶም ሓካይም ነቲ ሕማም ይፈልጡዎ እዮም። መበገሲኡ ርኹስ መንፈስ ስለ ዝኾነ ግና መድኃኒቱ ኣይፈልጡዎን እዮም፡ ንምንታይ እንተ ተባህለ ኸኣ ንርኹስ መንፈስ መድኃኒቱ መንፈሳዊ ነገር ደኣ እምበር ሓካይም ዘቃመምዎ መድኃኒት ኣይኮነን። ርግጽ እዩ እዚ ሓሳብ እዚ ብናይ ሕክምና ሰብ ሞያ ካልእ ትርጕም ክወሃቦን ብዙኅ ነቐፌታ ክወርዶን ይኽእል እዩ። እንተ ኾነ ግና ሓደ ክርሳዕ ዘይብሉ ነገር፡ ንሳቶም ብዛዕባ እዚ ዝርአ ዓለማዊ ጥበብ እዮም ዝዛረቡ። ንሕና ግና ብዛዕባ እቲ ዘይርአን ሰማያውን ጥበብ ኢና ንዛረብ። ኣብ ላዕሊ ብዝተገልጸ መልክዕ፡ ነቲ ፈተና ሰብነት ብምሕካኽ ዝጀመረ ሰይጣነ ዝሙት ዕላማኡ ናብ ሸቶኡ ንምብጻሕ በዚ ጥራይ ኣይውሰንን እዩ። ከም ናይ መጽሓፈ መነኰሳት ኣገላልጻ፡ ናብ ኣባለ ዘርኡውን ይኸይድ እሞ፡ ነቲ ሰብ ብዘይ መጠን ከም ዝሓክኽ ይገብሮ። ምሕካኽ ኣብ ዝጅምረሉ ጊዜውን ኣብ ክንዲ ዕረፍቲ ዝረክብ እቲ ምሕካኽ እናወሰኸን እናገደደን ይኸይድ። እዚ ሓሳብ እዚ በዚ ዝቕጽል መልክዕ ንጹር ኮይኑ ተጻሒፉ ኣሎ፤ “ወዓዲ ይወርድ ዲበ እስኪት ወቁልህ ወይሬስዮ ይህክክ እንበለ ምሒክ።” ትርጕሙ “ደጊሙውን ናብ ኣባለ ዘርኢ ይወርድ፡ ብዘይ ርኅራኄ ከም ዝሓክኽ ከኣ ይገብሮ” ማለት እዩ። እዚ ሰይጣነ ዝሙት ነቲ ሰብ ብናይ ዝሙት ሓሳብ ተሳሒቡ ብኸምዚ መልክዕ ኣባለ ዘርኡ እናሓሳሰየ ዘርኡ ክሳዕ ዝፈስስ ዕረፍቲ ብምኽላእ እቲ ፈተና ይቕጽል። ብኸምዚ ዓይነት ናይ ዝሙት ዝንባለ ተታኂዝካ፡ ካብ ድቃስ ወፃኢ ማለት ተበራቢርካ እንከለኻ እናፈለጥካ ዘርእኻ ንግዳም ምፍሳስ “ግብረ ዓቢይ” ይብሃል። “ግብረ ዓቢይ” ዝተባህለሉ ምኽንያት ድማ ኦናን ዝተባህለ ሰብ፡ ምስ ሰበይቱ ደቂሱ ከሎ ዘርኡ ካብ ማኅፀን ሰበይቱ ወፃኢ የፍስሶ ስለ ዝነበረ እዩ። ዝሙት ፈቲኻ ነቲ ክቡር ዘርኢ ኣብ ፈቖዶኡ ምፍሳስን፡ ከም ናይ ኦናን ዘርእኻ ካብ ማኅፀን ሰበይትኻ ወፃኢ ምፍሳስን ሓደ እዮም /ዘፍ 38፡9/። ነዚ ተግባር እዚ መንፈሳውያን መጻሕፍቲ “ክዒወ ዘርእ” ብምባል ይጽውዕዎ። ኣብ ብዙኃት ናይ ሃገርና መንእሰያት ብኣምሓርኛ “ሴጋ” ወይ “መሰንጋት” ብዝብል ክፍለጥ ከሎ፡ ሓደ ሓደ ድማ ብቛንቋ እንግሊዝ “ማስተርቤሽን” ብምባል ይጽውዕዎ. . . ይቕጽል ካብ ህይወት ወራዙት ትብል መጻሃፍ ዝተወስደ። ጻሓፊን ተርጋምን ወልዳኣብ ቀሽ ገብረመስቀል ስብሃት ለእግዛኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@bfkrinedide6894
@bfkrinedide6894 5 жыл бұрын
Waww kalaey kfal ke dea meas way abey kenenbba
@ክሳብማዓስየጎይታይ
@ክሳብማዓስየጎይታይ 5 жыл бұрын
@@bfkrinedide6894 1/ክፋልን 2ክፋል ኣቡ ሰዲደየን ኣለኩ ድለየን ዝተረፈ ድቅጽል ካኣ ግዜ ኣብ ዝረከብኩሉ ወይ ብሕጽር ዝበለ ህይወት ወራዙት( መንእሰያት ) ትብል ዳርጋ ኣብ ኣብ ቤተክርስትያናት ኤርፓ ኣለትካ ተዘርጊሓ ተሲኢንካይ ክታሓበበረካ ይኽእል የ
@MH-od9ic
@MH-od9ic 5 жыл бұрын
Nohom Beraki Ane wala delie niere zhawey tehababereni ba , ta metshaf🙏🏼
@ክሳብማዓስየጎይታይ
@ክሳብማዓስየጎይታይ 5 жыл бұрын
@@MH-od9ic ኣብይ ኣለካ ኣድ
@yohannestesafhiwet8088
@yohannestesafhiwet8088 5 жыл бұрын
qale hiwet yesmeilna hawey natey.
@daniberhane8140
@daniberhane8140 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ትምርቲ ዝሓወይ ቆጽሎ
@ዓወትኪዳነ-ቨ9ቨ
@ዓወትኪዳነ-ቨ9ቨ 5 жыл бұрын
ኩቡር ሃዊ ኣነ በ ዓቅመይ ምክረይ ክልግሰልካ ኢየ ኣነ ነኣስታት 4 ዓመት ዋና ኣዙ ነገር ኢየ ነይረ ህጂ ግን ወጺ ጥዕናይ ትመሊሱ ኣቲ ዝዳክመኒ ዝነበር ብሃጺሩ ኣዚ ኩሉ ዝበሎ ይጋጥመኒ ክሳብ ሃሳባት ሃጺርኒ ህንቲ ናምበር ቁጽሪ ተሊፎን ህዘለይ ኢልኒ ሰብ ከማን ኣይ ህዝን ኢየ ኔይረ ሃሳባት ኮንፊደንስ ኣብ ትምህርቲ ድቃስ ምስ ፈጸምካዮ ጠዕሳ ነበዑሉ ዘይ ምቅሳን ንብሰይ ዓቢረ ኢየ ኔይረ ከመይ ክገድፎ ኢየ ይብል ንጽባሂቱ ይደግሞ ኔይረ ኣምላክ ይመስገን ህጂ ገዲፈዮ ኣለኪ ካቡኡ ምስ ወጻኩ ህጂ ኣብ ዝሃለፈ ዕድመይ ኣብ ጸልማት ኣንበር ኣብ ብርሃን ከምዘይ ነበርኩ ኢየ ዝሃዝን ህጂ ወጺ ካኣ የሁጎስ ኣንበኣር ከ ኣታ ዝገደፍኩላ ምክኒያ ምዓልቲ 01/01/2019 ኢያ ኣብዛ ማ ዓልቲ ኣዚኣ ዝገበርኩዎ ቀዳምነት ፍርሃት ኣምላክ ክሁሉወካ ኣለዎ ወላ ኣንዳ ደለኩዎ ከለኩ ንክፍጸም ብማህላ ኢየ ገዲፈ ኣንታይ ጌይረ መስለካ ሳኣሊ መለኣክ ቀሪበ ወኣምላከይ ነዚ ነገር ክብዛ ሎሚ 01/01/2019 ነዚ ነገር ወላ ብጌጋ ኣንተ ፈጺመዮ ንዘንታኣለት ዱኑስ ጌርካ ኣሳቅይኒ ኢለ ምስ ምሃልኩ ካፍታ ግዜ ኣቲኣ ክሳብ ህጂ ሰላምይ ረኪበ ሂወተይ ናብ ኑቡር ይምለስ ኣሎ ኩቡር ሃዊ መዋጻኣቲ ይፍጠርልካ ኣንበር ኣዚ ጸገም ኣዚ ኣብ ኩሉ ህዝቢ ዘሎ ኢዩ ኣጆካ ክትሱኡሮ ኢካ ነዓይ የማስልካ
@gebregrgs
@gebregrgs 5 жыл бұрын
Amen hawey
@sadorghebrasilasse9242
@sadorghebrasilasse9242 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@natnaeltsegay9884
@natnaeltsegay9884 5 жыл бұрын
Nay bhake
@natnaeltsegay9884
@natnaeltsegay9884 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ጉዕዞሰላም
@ጉዕዞሰላም 5 жыл бұрын
ብጣሚ ጹቡቅ ትምህርቲ ሃውና
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅን ኣድላይን ምክሪ ስነጽሓፉ ከኣ ክሉ ግዜ ስማዕ ታሪክ ኣቦታት ከመይ ኢሎም ካብ ፈተና ከም ዝዎጹ ነበሩ ልብካ ክሃድእ ኢዩ ሺዑ ኣምላክ ይሓግዝካ።
@memqurumsakumdea9077
@memqurumsakumdea9077 5 жыл бұрын
ሮቢ ሓውና ብተዓሚ ድስ ዝብል ምኽሪ ኢዩ thanks more ብዝያዳ ከምዛ ዝበልካዮ ናብ ቤት ኣምላክ ምምልላስ ቁዱሳን መጽሓፍቲ ምንባብ ከ ታሪክ ቅዱሳን ገድሎም ምንባብ ጾምን ጸሎትን ምዝውታር ከምኡ ውን ኣባት ነብሲ ሒስካ ምስ ኣባት ነብስካ ምምካር እቲ ዝበለጸ ነገር ኢዩ ኣጆካ ዝሓወይ እግዘኣቢሄር ይሓግዝካ ይሓግዘና ካብ ኩሉ ኩፉእ ይሰውረና ሮቢ ሓውና ከኣ ኣጆካ በርትዕ ኣነ ካብ RBl intertement bzuh eye temahir so danke dir ኣሕዋት ኣነውን ሓደ ጸገም ኣለኒ ግለ እስከ በልኒ ይጠቅመኒ ዝበልኩሞ ፍላይ ድማ ሮቢ ሓወይ ከምዚ ናይ ሓውማ shear ktblelna ኣነ ጸገመይ ኢደይን እግረይን ብጣዓሚ ኢዩ ዝርህጽ ትሽትሸይ ድማ ብመጠኑ ኢደይን እግረይን ግን ልክዕ ከም ማይ ኢዩ ዝፈስስ እቲ ዝኸፍአ ኮይንኒ ዘሎ ግን ኢደይ ኢዩ ንሰባት ሰላም ክብል ኣዚ ዩ ኣብ ስክፍታ የአትውኒ ብሰንኪ ኢደይ ድማ ካብ የዐርኽተይ ክፍለ ተገዲደ ናብ ዝኮነ እኩብ ሰባት ዘለውዎ ከም ንቤተክርስትያን ምካድ ኮነ ናብ ናይ ዕድመ ዝተዓደምክሉ ኮነ ብሰንኪ እዚ ኢደይ ይተርፍ ኣለኩ ካብ የዕርክተይ ው ሰብ ኣይትፈትን ኢካ ዝብል ዝረባታት ክድርብይለይ ጀሚሮም ኣነግን ኣነጥራሕ ስለ ዝፈልጣ ጸገመይ ፍሽኽ ኢለ ጥራሕ ኢየ ስቅ ዝብል ንሳቶም ነዓይ ኣዚዮም ኢዮም ዝፈትውኒ ዘኽብሩኒ ምስኦም ክህሉ ኣብ ምዝንገዕ ሻሂ ምስታይ ኢዮም ዝምነዩ ኣነውን ከምኡ ግን ጸገመይ ኣይሓገዘንን ብፍላይ ድማ ከም ዘስተ ወዓልክሉ ኣብስራሕ ምንዳይ ጽገም ክኮነኒ ጀሚሩ ኣነ ዝቅመጥሉ ሃገር ጀርመኢዩ ስለዚ ኣብ ጀርመይ ስራሕ ክትደሊ ከለካ ቆጸራ ኢዮም ዝግብርልካ ቅድሚ ናይ ስራሕ ቦታ ምሃቦም ምሳካ ኢዮም ዝርርብ ዝገብሩ ኣነውን ኣብዙሓት zeitfirma keyde ግን ክሳብ ሒጂ ስራሕ ክሰልጠኒ ኣይከኣለን ጸገም ናይ ኢደይ ኢዩ ዝብል ኣነ ሰላም ክብሎም ከለኩ ኢደይ ብጠዓሚ ረሓሲ ኢዩ ዘጽንሕ ብተደጋጋሚ ድማ ናብ ኢደይ ይጥምቱ ሓቂ ይሓይሽ ኮንፊደንስ ደሓን ኢየ ንኣንላክ ከኣ እንካዓ ohne confidens ayfeterkani eye zblo gn skfta aleni Bsenki idey confidencey keytf so ንእትህቡኑ ምኽርኩም ኣዚየ ኢየ ዘመስግን
@filmonmsgna6271
@filmonmsgna6271 5 жыл бұрын
Kbur haw memukuru nakum kulu ab thti fetari eyu ab thti fetari hkmna WN agedasi mukanu knflt ygbae hkmna kedka ktrea aleka ajoka zeymhmak tesfa kea zymkurax sesenayu neaka
@NonCopyrightbackgrounds.
@NonCopyrightbackgrounds. 5 жыл бұрын
@@filmonmsgna6271 zkone ykun btefetroka kethafr///mknyatu nska ayfeterkayon ///kab amlak ztewhabeka neger eyu ///halafinet zwesdelka kea amlak eyu///ajoka.......amlak msaka ykun
@filmonmsgna6271
@filmonmsgna6271 5 жыл бұрын
@@NonCopyrightbackgrounds. anta tena aleka dyu ane fetireka ele dye
@shamafsaha1726
@shamafsaha1726 5 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ ከምቲ ዝበልካዮ ነቲ ወብሳይት ክትድምሦሶ ኣለካ ኣዚዩ ጽቡቅ ዝብሎ ግና ጸሎት እዩ። ኣብዚ ሰሙን ጾም ኣሎ ክትጸውም ኣለካ ክልተ ወርሒ እንተ ጸምካ ነቲ ናይ ግብረ ሕቡእ ክትርስዖ እካ። ክልተ ወርሒ ነዊሕ እዩ ። ናይ ግብረ ሕቡእ ኩሉ መዓልቲ ኢካ ትርኦም ክልተ ወርሒ ምሉእ እንተ ጾምካ ግና ነቲ ናይ ግብሪ ሕቡእ ትርስዖ። ከም ፊትነስ ኩዕሶ እግሪ ክተዘውትር ኣለካ። ኣብ ዓራት ሞባይልካ ነዊሕ ኣይትሓዛ። ኣብ ዩቱብ ትርኦም ነገራት ከም መንፈሳዊ ፊልሚ ኣዝዩ ሃናጺ ፍልምታይ ኣክሽናት ክትርኢ ኣለካ። ካብ ሰዓት ዓሰርተ ንበይንካ ምስ ትከውን ክትድቅስ ፈትን ኣብ ዩቱብ ብድምጺ መጽሓፍ ቅዱስ ኣሎ ብትግርኛ ክትድቅስ መታን ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብድምጺ ዘሎ ኣብ ዩቱብ ኩሉ መዓልቲ ሰምዓዮ። ደቂ ገዛካ ምሳካ እንተ ሃልዮም ከኣ ኩሉ መዓልቲ ምስኦም የዕልል ክሳብ ዝመሰልካ ክሳብ ድቃስ ዝመጸካ ። ኣብ ቀዳምን ሰንበትን ምባይክላ ካብ ሰዓት ዓሰርተ ካብ ኢድካ ኢለያ። ምክናቱ ዝነወሐ ናይ ደቃስ ሰዓትት ስለ ዘለካ ናይ ግብረ ሕቡእ ክትርኢ ስለ ትክእል እንተ ተካኢሉ ቀልጢፍካ ምድቃድ ልመድ እንተ ዘይተካኢሉ ከኣ ሞባልካ ኣብ ትቃካ ኣቀሚጥካ ኣብ ቲቪ ፈልሚ ክትርኢ ፈትን። መጽጛፍቲ ምንባብ ከኣ ጽቡቅ እዩ ናብ ከተማ ምውጻእ ምዝዋር ብዝኮነ ገርካ ኣካላትካ ክደክም ንድቃስ ከም ዝናፍቆ ግበሮ። ልዕሊ ኩሉ ግና ጽሙዋ ካባካ ክርሕቅ ኣለዎ።
@ተኽሊትኩእ
@ተኽሊትኩእ 5 жыл бұрын
ኩቡር ሓወይ ኣገዳሲ ምኽሪ እዩ ግን እዚ ዝእበልካዮ ካ ጽቡቅ ተኮነ ግን ምድምሳስ ፍታሕ ኣይኮነን እንበር ከ መሊሱ ዳውንደት ክእገብሮ ይኽእል እዩ እቲ ዝበለጸ ግን እግዝኣብሄር ኣምላኽና ኣብ ፈተነ ከይትኣትው ሲ ከየባተኩም ጸልዩ እይልና እዚ ሓውና ካኣ ከየባተኸ ክጽሊ ኣሎዎ ጽምዋ ክስምዓካ ከሎ ውን ከም መዝሙር ስብከት ክትስምዕ ኣለካ ኮምኡ ውን ምስ የዕሩኽትካ ወክ ክትግብር ክትገብር ኣለካ ከምኡ ውን መጽሓፍ ቅዱስ ክተንብእብ ኣለካ ከምኡ ወን ንሓጽይር ግዜ ቴሎፎንካ ኣቀምጣ ኣይትጠቀምላ ይብለካ ዝሓወይ ብዝተርፈ ኣምላኽ ካብቲ ዘለኻዮ ኩፉኡ የጋላግልካ
@ERIINSPIRE
@ERIINSPIRE 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም kzbin.info/www/bejne/rYWuaJp4l86lacU
@solob2355
@solob2355 5 жыл бұрын
ግደፈና ስከ ፡ ጥዕና ዘለዎ ሰብ ግብረ ሕቡእ ጌሩ ዘይፈልጥ ሰብ የለን። ክበዝሕ ወይ ወልፊ ክከውን የብሉን ንዝብል ይሰማማዕ።
@Yeyeየየ
@Yeyeየየ Жыл бұрын
Tanks ❤❤👍👍
@amanueltedors3684
@amanueltedors3684 5 жыл бұрын
ጽቡቅ አስተምህሮ ቀጽሉ ብሩክ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል አዩ ከማካ ይብዝሑ
@thashraj1541
@thashraj1541 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይደግፈካ እተ ዝበለጸ መድሃኒ ናይ ግብረ ሕቡእ ከም ዝበልካዮ ናብ ቤት እግዝኣቢሄር ምምልላስ እዩ መድሃኒተ ነብስን ስጋን እግዝኣቢሄር ኣምላክ ስለ ዝኮነ ምጻምን ምጽላይን ክኣ ምስኡ አዚ ነቶም ዝፈጽምዎ ብሓቂ መድሃኒት ልዕሊ ኩሉ እዩ ብዓቅመይ ክፍትን ንምባል እየ እንበር ኩሉ ገሊጽካዮ ኢኻ ከምዚ ዝበለ ትምህርትኻ ሓጋዚ እዩ ብፍላይ ነቶም ብኸምዚ ንጭነቅ ዘለና ሕብረተ ሰብ አዝዩ ሓጋዚ ኽኾነና እዩ ንኸነተግብሮ እግዛቢሄር የደግፈና ጾሎት ናይ እግዝእትነ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምሳና የኹን ጾሎት ቅዱሳን ኽኣ ኣይፈለየና።
@mnamnamnamna-ku2dt
@mnamnamnamna-ku2dt 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Kalieb-ev3eq
@Kalieb-ev3eq Жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መጀመርያ እግዚኣብሔር ካብዚ ክትወጽ ይሓግዝካ። ኣነ ሓደ ክብቶም በዚ ዝሳቀዩ ዝነበሩ እየ። መጀመርያ ናይ መዓልቲ መደባትካ ስራዕ ማለት ኦርቶዶክስ እንተኬንካ ናይ ጸሎትን ስግደትን ሰዓታት ከአምኡ ውን ኣድለይቲ ዝበሃሉ ቅዱሳን ቦታታት ምብጻሕ. ድቃስ ዘይምብዛሕ ኣብ ግዜኻ ከእ ነጻ ግዜ ክህልወካ የብሉን ማለን በይንካ ተሕልፎ። እዚ ዕድል እንተዘይብልካ ከኣ ነብስካ ኩሉ ግዜ ብስራህ ኮነ ብስፖርት ኣድክማ እዚ ወድሓንካ። ኣብ መወዳእታ ነዓ ዝጠቀመትኒ ክገድፎ ልዕሊ ኩሉ ኣመና ምስተሸገርኩ ንደብረሲና ከይደ ንቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ተንበርኪኸ እናነባዕኩ ለሚነያ ረዲኣትኒ ከኣ።
@Kalieb-ev3eq
@Kalieb-ev3eq Жыл бұрын
ብተወሳኺ ዝረሳዕክዎ ንግዚኡ ካብ ኢንተርነት ንነዊህ ግዜ ምጥቃም ከተወግድ ይመኽረካ እታ ዘድለየትካ ጌርካ ማለት ኣድላዪ ስራህ እተሃልዩካ ቤተሰብ ክትረክብ ይኹን ናይ ትምህርቲ። ካብዚ ወጻኢ ኢንተርነት ኩሉ ግዜ ዕጸዎ። ድንግል ማርያም ትርዳእካ።
@tesfse7148
@tesfse7148 5 жыл бұрын
Good idea bro, Thanks!
@abelmhari69
@abelmhari69 5 жыл бұрын
Thanks barther qexalo aski
@danielhabte1849
@danielhabte1849 5 жыл бұрын
ሮሜ 1 (Romans) 28፤ ከምቲ ኣምላኽ ኣብ ፍልጠቶም ኪሕዝዎ ዘየቋጸርዎ፡ ኣምላኽ ከኣ ከምኡ ዘይንቡር ኪገብሩ ንሕሱር ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሃቦም። ስለዚ ሓወይ ብሩኽ፡ቅዳማይን ንኹሉ መፍትሕን ጎይታ የሱስ ናይ ግሊ መድሓኒ ምቅባል፡ጎይታ ከኣ ኣእምሮኻ ንጽቡቅ ነገር ይከፍቶ(ንቅዱስ)ሓይሊ ይህበካ፡ምስ ቃል ኣምላኽ ከኣ ግዜ ምውሳድን ኢዩ ናይ ኩሉ ክፉእ መደምደምታ።
@NonCopyrightbackgrounds.
@NonCopyrightbackgrounds. 5 жыл бұрын
I DON'T LIKE YOUR PROTESTANT EDUCATION///SIMPLY I NEED IDEA
@danielhabte1849
@danielhabte1849 5 жыл бұрын
ሓወይ ብሩኽ፡ብዛዕባ ሃይማኖት ኣይ ከንኩን ተዛርበካ፡ዝሓለፍኩዎ ኢዩ፡ኢዝ ከኣ ንዓይ ፈውሲ ስለ ዝኾነኒ፡ኢዚ ከኣ ሓደ ካብ መጻወዲያ(ውዲት ሰይታን)ኢዩ።መምለጢ ኢየ ቃል ነግረካ፡ኣነ ስለ ዘምለጥኩ።ተባረኽ፡ብጣዕሚ'የ ዘፍቅረካ። ዳዊት 124 (Psalms) 7፤ ነፍስና ኸም ዑፍ ካብ መፈንጠራ ሃዳናይ ኣምለጠት፣ መፈንጠራ ተበትከ፣ ንሕናውን ኣምለጥና።
@danielhabte1849
@danielhabte1849 5 жыл бұрын
ዳዊት 124 (Psalms) 7፤ ነፍስና ኸም ዑፍ ካብ መፈንጠራ ሃዳናይ ኣምለጠት፣ መፈንጠራ ተበትከ፣ ንሕናውን ኣምለጥና።
@NonCopyrightbackgrounds.
@NonCopyrightbackgrounds. 5 жыл бұрын
@@danielhabte1849 kkk abey felitkanis fotikani///this is one of your strategies ///any ways thank u
@judithjudithna5254
@judithjudithna5254 5 жыл бұрын
@@NonCopyrightbackgrounds. bruk bzaeba haymanot yzarebeka yelen. Bzaeba eti hiwetn menagrfin zkone goita Yesus ember. Bhaqi nsu tray EU kabzi kewxraka zkiel. Xeli, qal amlak wn anbb. Kemzilka xeli. Amlak kulu etikiel nska tray eka kabzi tewxeani, brsey kiwexie aykealkun emo anagfeni bel. Kulatna beu zhalefna gna amlak EU anagifuna.
@teshameSimoon
@teshameSimoon 2 ай бұрын
@ablelhagos6127
@ablelhagos6127 5 жыл бұрын
ዝከበርኻ ሓው እዚ ጸገም ንብዙሓት ዘሳቂ ዘሎ ሕማም እዩ።ክትገብሮ ዝግበኣካ ድማ። 1)መጀምርያ ምስነብስካ ቃል እቶን ክትገድፎ ድማ ንነብስካ የእምና ነዚ ሓይሊ መታን ክትረክብ ቃል ኣምላክ ኣንብብ ነቲ ምሳካ ዘሎ ሓያል ናይ ሰይጣን ርኩስ መንፈስ ክኣሊ ዝክእ ሓደ ሓይሊ የድለየካ ኣሎ፡ንሱ ድማ መንፈስ ቅዱስ እዩ እዚ ምስገበርካ እቲ ሕማቅ ስራሕ ጉድኣቱን ጾሩን ኣባካ ማዕረ ክንደይ ምንባሩ ክትርዳእ ኢካ። 2)ቤት ኣምላክ ተመላለስን ምስ መንፈሳውያን ሰባት ርክብ ግበር ካህናት ድያቆናት ሰበክቲ ወንጌል ዝመሰሉ። 3)ንነብስካ ብመንፈሳዊን ስጋውን፡ስራሕ buzy ግበራን ንዓካ ትመስል ድማ ጓል ሄዋን ሓዝ። 4)ኩሉ ግዝየ ድማ ሰዓታት ፈሊካ መደባትካ ቆሪጽካ ስራዕ እሞ በዚ ገሩ ሰይጣን ኣባካ ግዝየ ክስእን እዩ ።ሓይሊ ክትረክብ ንኣምላክ ለምኖን፡ጾሎት ግበርን።ኣብ መወዳእታ ውን ንስሓ ኣቲካ ነብስካ ምስ ኣምላክ ኣራክባ ይቅረ ዘይበሃሎ ሓጥያት የሎን።
@fanngz207
@fanngz207 5 жыл бұрын
Thanks hawna bihaqi eza nay niseha zibelkaya netbi eya bziyada agedasit . Mknyatu deqi sebat hansab mstegagena . Nigegana bniseha mihret zelewo koynu aysimeanan emo abi hatyat gere elna tesfa niqorx . Gega ab reasi gega kea endaderarebna ninebir . Ab qidmi amlak bniseha yqre zeybehalo hatyat yelen .
@gebregrgs
@gebregrgs 5 жыл бұрын
Kale hiwt yesmana burk hawey ezi kulu zeblkayo tsebuk zerba eu kentegbro amelk hayli yehabna Bemktsale ane abe geza kofe abe zeblelu handebet hasab yemtsai ane kea abe telfoney ate yeri tselot yegber neamlk yelmuno wchtey gen zekone Ferhat zeysemani abeti gize kalea aynet seb yekowun malet kewtsea meray kegdfo ele yeble gen yeabni budhira mes teregagku buzhe yetase wchetey hemak yesemeani kaleay kea etazekemtela geza meatawu yetsela selezi yehawtey ezi welfi ketatewo keliel eu mewtsieu gen kebid eu Selzi amelk kabzi kemak serhe nay cheytan menfes ezgabher amelk yewtsean bealu yehhalwena amelk Kabiz welfi yedenena yehwatey amelk kab hemak neger yeswrena::
@weldezghitesfaldet7512
@weldezghitesfaldet7512 5 жыл бұрын
btami niedeka hawey netey vielen lieben Danke 🙏🙏🙏🙏
@medaamare8573
@medaamare8573 4 жыл бұрын
Bravo bitami des debl mikri eka hibkyo zelka wella niana keman abe hiwetna hagzi u so tanku so mach
@lliveforyou4618
@lliveforyou4618 5 жыл бұрын
ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ
@ainbesajrtesfazge9981
@ainbesajrtesfazge9981 4 жыл бұрын
Naybhaki shelel elka kihlef zeyblu ariszi eka Amxkaln Robi hawey thanks you bro
@hagererselam6379
@hagererselam6379 5 жыл бұрын
Thanks
@happyglad8137
@happyglad8137 5 жыл бұрын
that is very very nice advice thanks more brother keep it up
@andaytedy2499
@andaytedy2499 5 жыл бұрын
thank you so much bro.
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 5 жыл бұрын
Welcome RBL
@Nathan_2025
@Nathan_2025 5 жыл бұрын
B mejemerta blbi eye zemesgineka bmqxal neti website kemey gerka tdmisiso bejaka eba ariyena Thanks fore ever
@ኣበባኣሰፋ
@ኣበባኣሰፋ 5 жыл бұрын
ሓወይ መዓረይ ንስሓ አቲካ ናብ ቤት አምላክ ቅረብ ካብኡ እውን ሰይጣን ክፈታተነካ እዩ ግን ክትፍተን ከለካ ክሳብ ዝድክመካ ስገድ ኩሉ ግዜ መዝሙር አዳምፅ መንፈሳዊ ትምህርቲ እናብመፈሳዊ ድራማታት ተከታተል
@kidaneshmendy458
@kidaneshmendy458 5 жыл бұрын
Amen
@kidaneshmendy458
@kidaneshmendy458 5 жыл бұрын
Abeba
@AGMediaEri
@AGMediaEri 5 жыл бұрын
ጽቡቅን ዓይቢ ትምህርትን እዩ ግን ኣነ ከም ሳሮንሲ ሰሪሕካያ ምሉእ ክኸውን መይርዎ። ከመይ ገርካ Delleted ትገብሮ መሊእካ ከተብርሃሉ ይግበኣካ ነይሩ። ሕጂ ውን መደምሰሲ ኣውርደሉ።
@semuyelove3784
@semuyelove3784 5 жыл бұрын
Saron mehgol midmsas kelil eyu wala n yearkutu demsisuley kibl yikil eu b tewesaki ab bizuh pagat weedu alo n gize kea ab gimt gibri gul shukk kkkk.ok do shikorna
@meronkibrom2523
@meronkibrom2523 5 жыл бұрын
Hey nmntay dyu Sport, Gott, Kalen dekasit!
@AGMediaEri
@AGMediaEri 5 жыл бұрын
@@semuyelove3784 እወ እቲ ዝበለጸ ክቅይሮ ዝኽእል ብምሕረት ኣምላክ እዩ ግን ንግዚኡ ይኮኖ ዶ ዝብል ሓሳብ እየ
@AGMediaEri
@AGMediaEri 5 жыл бұрын
@@meronkibrom2523 ሜሮነይ እወ እቲ ዝሓሸ ቃል እግዚኣብሔር እዩ እቲ ሕማቅ ካብ ሞባይሉ ክድምስሶ ካኣ ዓይቢ ሓገዝ እዩ ሂይወቱ ንምቅያር
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Eway mosba kemzz ke alo deyyou besmmmm nab harmu zay kiyed tay gebre hebiu zere alwo
@amanuelgebrezgabieher5761
@amanuelgebrezgabieher5761 5 жыл бұрын
Ich bedanke dich Ihr helfe. Das ist eine gute Tipps.
@እፎይታቀስታ
@እፎይታቀስታ 5 жыл бұрын
ብመጀመርያ ሮቢ ሓወይ ብጣዕሚየ ዘመስግነካ ኣነስ ነዚ ሓውና ማለት እታ ዓቕመይ ክኣ ክነግሮ ማለት እቲ ድብሃል ኮ ኢልኩሞ ኢኹም። መጀመርያ ኣብ google እቶ ብድሕሪኡ ክኣ more ዝብል ጽሑፍ ክመጸካ እዩ ወይ ሰለስተ ነጠብጥጣብ ህረም ብድሕሪኢ ክኣ ኣብቲ settings ዝብል ህረም ብድሕሪ ኡ ክኣ general ዝብል ክመጸካ እዩ ኣብኡ ህረም ነዚ ምስ ሃረምካ safesearch ተዓጽዩ ክጸንሓካ እዩ ክፈቶ ብድሕሪኡ እቲ ትደልዮ ክዕጾ እዩ ግን ከምዚ ጌርካ block ተዓጽዩ ወይ ገዲፍካዮ ማለት ኣይኮነን ቀንዲ ክትገድፎ እንተ ደሊኻ ናብ ኣምላኽካ ምምላስ እያ ወድሓንካ ኣጆኻ ግን ኣይትጭነቕ
@filifilawi6763
@filifilawi6763 5 жыл бұрын
Thanks so much bro that was important to me so continue!!!
@geriehaile4401
@geriehaile4401 5 жыл бұрын
Thankyou brorher you are great
@habenhabeney4723
@habenhabeney4723 5 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ክቡር ሓወይ ናይ በሓቂ እየ ዘመስግነካ ኣነ በዚ ሕማም እዚ ዝተተካእኩ ሰብ እየ ናይ ነዊሕ ዓመት ዘይፈተንክዎ ነገር የብለይን ግን ኣይከኣልኩን ኣብዚ ሕጂ እዋን ነብሰይ ካብ መጠን ንላዕሊ ጸሊአያ ሂወተይ ኣተፈኣያ ይመጸኒ ነዚ ኩሉ ዝበልካዮ ይገብሮ እየ በተክርስትያን ይመላለስ ስፖርት የዘውትር ኩሉ ጊዜ ግን ኣብ ደመይ ኣቲዩ ኣቢኒ ከምቲ ዝበልካዮ ይድምስሶ ምስ ከፈኣኒ ከኣ ከም እንደገና የውርዶ ኣብ ነብሰይ ውን ከምቲ ዝበልካዮ ሓንጎለይ ደኪሙ ትምርቲ ቀደም ነበርክዎን ሕጅን ሰማይን ምድርን ከሙ ውን ብጣዕሚ ስልችው ሰብ ጸሊአ በይነይ ብሕታዊ ኮይነ ኣለኩ ብጣዕሚ ሒማቕ እየ ዘለኩ በጃኩም የሕዋተይ ሓጉዙኒ ኣብ ጸሎትኩም ኩሉ ጊዜ ዘክሩኒ።
@habenhabeney4723
@habenhabeney4723 5 жыл бұрын
@DJ Habesha ብጣዕሚ የምስግነካ ኣነ ከብቢ 7 ዓመት ተሳቂየ ኩሉ ፈቲነ ግን ምካን ኣቢኒ ጭንቀት ገረ ሕጂ ዝገብሮ ጠፌእኒ ሞት ሕጹይ ኮይኒ ኣሎ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ 5 жыл бұрын
4 4 ኣብ ፖሎቲካ ኣድህብ ክገድፈካ ኢዩ ቅቅቅቅ
@መቢድብዋት
@መቢድብዋት 5 жыл бұрын
@@habenhabeney4723 ሰላም፡ዛሓወይ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን ኣነ ከማን ንባዕለይ ከምዚ፡ከማካ ኔረ ሕጂ ኣብ ሓጺር ግዜ ገዲፈዮ ኣለኩ ግና ይመልኣለይ ኣምላኽ ግና እንታይ ትገብር መሲልካ እቲ ትርእዮሉ ቦታ ከምዚ ናይ መጻሕፍቲ ጽዉጽዋይ ነበረ ነበረ ተውርደሉ ገም መጻሕፍቲ ምባብ ናብ ሰባት ቅረብ ወላ፡ምስ ሰባት ደዉልካ 2፣3 ክሳብ ሰለስተ ሳዓት ኣዕልል ካብዚ ሕማም እዚ ክትላቀቅ ቀቁሩብ እዩ ዝግደድ ዝኮነ፡ነገር ከማይ ዝተዳከመ የለን ክገርመካ ኣነ ብሰንኩ ዓንዲ ሕቆይ ጸገም ገረ ኣለኩ ክሳብ ጣውላ ተነጺፈ እየ ዝድቅስ ዘለኩ ክተረለይ ኢለ ሕጂስ ቀስ ኢልካ ኣጀካ ወላ ዕጸዋ እታ ተለፎንካ ንዝተወሰነ ኣዋርሕ ካብ ዝተለገሰለይ እዩ ንእሽቶ ከም ዓባይ ገርካ ተቀበላ መዋጾኦ ይፍጠረልና ካብዚ ማእስርቲ እዚ ሲንጊል ምካን ሓሲምና እዩ ብሰንኪ ስደት
@NonCopyrightbackgrounds.
@NonCopyrightbackgrounds. 5 жыл бұрын
@@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ KKKK AYBEHALN EYU
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ 5 жыл бұрын
Y h m yalfal ቅቅቅቅ ኢሂ ይባሃልን ፈረቓን እምበር
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 5 жыл бұрын
Xbuk mkri gn Nfui ambabi wey galaxi I konkan emo kubur haw kab beal Tesfaldet,kibreab,fnan up temahar Thank you🇪🇷💪
@theganersbomb8955
@theganersbomb8955 5 жыл бұрын
Asmerom hawna yenbib aykonen zelo mkrin mnbabin felaliyo . Kalie nseb tesfa eyu zenbro bertie ajoka belo . Kidmi mxhafka qurub Astwel.
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 5 жыл бұрын
@@theganersbomb8955 liley kankay felitkas Akar mnkaf eyu nseb zeheylo
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
Welcome robiye maraki ንመጀመርያ ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኳ ይኩን ደላይ ምክሪ ሓውና ከምዚ ኢልኳ ሽግርኳ ንሰበ ምክፍል ፅቡቅ እዩ ምክንያቱ ፍትሒ ክትረክበሉ ስለትክእል ከየድነቅኩኳ ኣይሓልፍን ብትክክል እቲ ወልፊ ንሱ ሕማቅ እዩ ጭንቀት የምፅእ ምፍጣርኳ የፅለአኳ ፅምዋ ይስመዐኳ ,,ወዘተ'ዩ! እሞ ንሓንጎልኳ ክገድፎ ኢልኳ ኣእምኖ ኣብ መባይልኳ ዘሎ ኩሉ ትሪአሎ ነገር ደልቶ ካብኡ ናብ ቤት ኣምላክ ተመላለስ ሓንጎልኳ ካብ ዝኮነ ነገር ሓሳብ ኣሊኳ ናብ ኣምላክ ኪድ መንፈሳዊ ነገር ኣዘውትር ንሳሀ እተ ፆም እውን ብግቡእ ፁም ኣብ መዓልቲ እንተነኣስ ን10 ደቂቃ ዝኣክል ፀሎት ኣዘውትር ፆም ፀሎት እዉን ሓዝ ኣብተን ዓበይቲ ፀማት ዝበሃላ ብዝተረፈ እግዚኣበሄር ይሓግዝኳ ሰበይ::
@NonCopyrightbackgrounds.
@NonCopyrightbackgrounds. 5 жыл бұрын
abiyi mkri eyu yemesgneka
@gebregrgs
@gebregrgs 5 жыл бұрын
Amen amen amen kubure hawey
@mnamnamnamna-ku2dt
@mnamnamnamna-ku2dt 5 жыл бұрын
@@gebregrgs Amen Amen Amen
@ኣድሃኣድሃ
@ኣድሃኣድሃ 5 жыл бұрын
thanks bro
@ahmedabdu4675
@ahmedabdu4675 5 жыл бұрын
Xibikti video, it’s something that affects a lot of young people. These are my points to that you could consider. 1.try to go to gym, this could help you to exercise ur self that would probably makes you to focus more in other things. 2, understand the negative effects, and what it done to your brain 🧠 because the pleasure hormones are just pleasuring fakely, this could affect you in your wellbeing. 3, try to integrete with peaple often, because these things can only be done if u spent a lot of time alone. 4, try to work and spent less time alone, 5, block every thing that enables you to watch porn. 6, the last would be go to church or mosque,according to ur faith, ad bring that relationship back and implement it on urself. 8,promise to 🛑 yiakil, enough is enough. 9, I hope these points will help every body, it’s not only you it’s every body, 10, I wanted everyone to get married becouse it is the only important solution out there so think about marriage, thank you 🙏 for reading
@samiweldu5967
@samiweldu5967 4 жыл бұрын
Thanks bro great advice!
@majorkesete631
@majorkesete631 5 жыл бұрын
wow nfue btami agibelka ajoka kexlo
@habulove4955
@habulove4955 5 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኽልኩም ይኹን :: ብምቅጻል እዚ ዝወረደ መደብ ብጣዕሚ እዋናውን ሓቅናን እዪ :: ብሓፈሻ እካ በቲ ዝወረደ ሓሳባትን ኮመንትን ርእዬ እየ : እሱ ውን ውጽእታዊ እዪ :: እቲ ቀንዲ ግን ግንዝንግኦ ዘይብልና 70%ህዝቢ ዓለም በዚ ሕማም ተታሒዙ እንተበልና ዘይሰሓት ሓቂ እዪ :: ብዘይተደለየ ምኽንያት ውን ካብኡ ከይርሓቅና ኣብ ገለ ሕበረተሰብና ኣብ ሓዳር ዘይሰማምኦም ክትርኢ እለኻ በቲ ግብረ ህብእ ተጠቂኦም ምሰ ጸንሑ ከምቲ ኣብኡ ዝለመድዎ ብካሜራ video ሲስተም ኣብ ሓዳሮም ናዕቢ ይፈጥረሎም ናይ ምብታን ሓዳር ውን የሰዕብ :: ከምኡ ውን ተወሳኺ በዚ ሕማም እዚ ዝተጠቃዕኻ/ኺ እንተኸና ብጣዕሚ ከቢድ እዪ :: ምኽንቱ ኣእምሮኻ ብዛዕብኡ ጥራይ ዝሓሰብ ሰብነትኻ ይደከም ናይ ምሕረቃን ካብ ሰብ ምርሓቅ በይንኻ ምኻን ዝንባለ ይፈጥረልኻ :: እቲ ቀንዲ ፈውሲ ግን ክነግረኩም እየ RBL intertement እታ መልሲ ምድምሳስ ኣይኮነትን ምኽንያቱ Google እንተደምሲስናዮ ብጣሚ ከቢድ እዪ ክከውን ኣይኽእልን እዪ ንምሃሮ ብዝሕ ነገር ሰለ ዘሎ :: ኣነ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ፈተና ምስበዝሓኒ ኣብ ህይወተይ ከምዚ ተመሰሳሊ ናይ ግብረ ህብእ ብዝሕ ተመራሚረ :: እቲ ሓደ ቀንዲ ግን ንኣምላኽ ጾሎት እናገበረኹ ክሕግዘኒ ለምንኽዎ:: ኣብ መወዳእታ ድማ ድሕሪ ሓሳብ ምውራድን ምድያብን :: ኣብ ሞባይለይን ኣብ ላብተበይን ብከመይ ነዚ ኣጸያፊ ብዶ ወይ ውን How can porn sex block እለ ኣብ ዝገበርኽዎ ዳርጋ ናይ ሓደ ሰሙን ቃልሲ ኣብ መወዳእታ እቲ ዓወት ረኺበዮ:: እቲ ዝደለክዎ ወላ ይጽሓፎ ክመጸኒ ከምዘይኽል ገይረዮ :: ሕጂ ክብራት ኣሕዋት በዚ ሕማም እዚ ተጠቂዕኩም እንተሃልኩም በዛ ዝበልክኩም ሲይተም ተጠቂምኩም ክሳብ ምጽኣት ጎይታ ነጺሕኩም ክትጸንሑ ይላቦ :: ከማይ ክትከኑ ብዝሕ ሃረርታ ኣሎኒ :: ግን ከኣ ክትከኑ እኹም :: ሕጂ ዝሳንፈፈላ ዘለኹ መርኸብ ናይ ኖህ እያ :: ኩላትና ናብዛ መርከብ ክንሳፈፍ ካብ ኩሉ ኣጸያፊ ነገር ርሕቅና ንቅድሚት ንጋዓዝ :: Thanks so much ኣርቤል ኢንተርትመነት
@iamkarateboksi26
@iamkarateboksi26 5 жыл бұрын
Ab awedat tiray, diyu wala ab awald wun alo eiyu
@habulove4955
@habulove4955 5 жыл бұрын
Hagerey eritraen eidaga Awuridoma ከምቲ ሓደ ዓይነት ተፈጥራዊ ሰምዒት ክሳብ ዝሃለወና ኣብ ኩሉ ዓይነት ጾታ ሓደ ዓይነት እዪ ::
@iamkarateboksi26
@iamkarateboksi26 5 жыл бұрын
@@habulove4955 ok Thanks abewedat abana tiray mesilni
@beti10haile34
@beti10haile34 5 жыл бұрын
ሳምራዊ ህይወተይ ane gen aytredanen entay malet eyu gebra hebu eski asfeh abilki gelxley haftey
@habulove4955
@habulove4955 5 жыл бұрын
Beti10 Haile ግብረ ሕቡእ ማለት ብዘይ መጻምድቲ ንበይንኻ እትገብሮ ጾታዊ ርኽብ እዪ ::
@shagrsydiezeitzuwictheg1358
@shagrsydiezeitzuwictheg1358 5 жыл бұрын
Thaky u
@afrooeritrea9995
@afrooeritrea9995 5 жыл бұрын
Bravo tsibuk mikirii u ..... keep it up broo... Bzuhatt sebatt ztefelaleye tsegem alewom kemzii aynett agezatt kurubb kitekimenaa ykiell u 100%
@azekriydngl201
@azekriydngl201 5 жыл бұрын
Selam amlak msaka ykun ሓወይ ናተይ ኣነ ኪብለካ ዚደሊይ ጾሎት ንስሓ ስግደት ጾም መንፈሳዊይ መዝሙር ፊልሚይ ስብከት ድማ ብፍላይ ናይ ድያቆን ኣስመላሽ ስብከት ኪትሰምዕ ኣሎካ ኩሉ ድማ ብሓይሊይ ኣምላኽ እቲይ ርኩስ መንፈስ ኪገድፈካ እዩ ኣጆካ እመ ኣምላኽ ብጸሎታ ትሓግዝካ
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝ
@teamesimon2642
@teamesimon2642 2 жыл бұрын
ኣሜን🙏
@nida296
@nida296 5 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ክቡር ሃዉና ከድህኑ ዝክእሉ ምክሪ ለጊስካልና ሓንቲ ክልምነካ ግን ብከመይ ከም ንድምስሶ ብቅልል ዝበለ ኣጋባብ ከትርእየና ይልምነካ ሰሰናዩ ናዓኩም ኣዳለዉቲ ነዚመደብ
@eruyehagerey3511
@eruyehagerey3511 5 жыл бұрын
thanks more bro good idea
@yemsgenfetari9028
@yemsgenfetari9028 5 жыл бұрын
Thanks you so much Bro
@ኣድናቂጆስያስደንደን
@ኣድናቂጆስያስደንደን 5 жыл бұрын
ዳርጋ ኩሉ ኮ ተዘይበልኩ ካባይ ጀሚርካ ንገብር ነይርና ኣለና ውን ግን ስራሕ ተጀሚርካ ደኺምካ ስለ ትመጽእ ኣይትዝክሮን !ኣብሽርካ ዝዓርከይ !!!
@nkulugziyelowo2973
@nkulugziyelowo2973 4 жыл бұрын
Anes wela kab srah dekime ymxax aygedfon eye mknatu welfi ryu
@samienkay2158
@samienkay2158 5 жыл бұрын
Thank you very much for that God will be with pleses you My dear Brother
@misganeghrmatseion9908
@misganeghrmatseion9908 5 жыл бұрын
Ich danke dir Bro für alle, aber ich hab noch ein Sache dass heißt man muss die WLAN Oder Wi-Fi gelöscht werden. Wenn er zu Hause Wi-Fi hat und wenn er alleine zu Hause bist gehe raus wo du nicht Wi-Fi hast . Robi ich bedanke mich dass du für uns Interesse Sache mitgebracht hast. Vielen vielen Dank Bro und weiter weiter mach.
@meronkibrom2523
@meronkibrom2523 5 жыл бұрын
Ab Germen dika tewelidka, gn naybhaki kankaka krdaka mkalu keyneadkuka khalf aydeln weitere so!
@misganeghrmatseion9908
@misganeghrmatseion9908 5 жыл бұрын
Meron hawey ab adi eye tewlide so thank you sle eti tesfaka
@MS-to6mv
@MS-to6mv 5 жыл бұрын
Misgane Ghrmatseion bi kankaka zeytzareb bro
@misganeghrmatseion9908
@misganeghrmatseion9908 5 жыл бұрын
@@MS-to6mv koys ab kexali kxhfe eye bro
@ichbinselbstsicher7703
@ichbinselbstsicher7703 5 жыл бұрын
Du hast recht! Und Danke,dass du uns deine idee gegeben hast.
@asmawiboy9077
@asmawiboy9077 5 жыл бұрын
Waw btami xubuk eyu robi haweyyy ich freue mich dafür dich Nachricht. and Eta #website tbl ayteredetini ala emo zfelta seb wey kea robi anxreley eba zikeal tekoyunu
@ahmeddinsaleh6276
@ahmeddinsaleh6276 5 жыл бұрын
We know the difference btwn wrong and right . Any kind of bad habit is addictive . For example , cigarette , alcohol, adultery , drugs ...... so on . Sometimes we make bad choices but we must know that bad choices will only destroy our dream . The way we lead our life depends on how we program the mind . Don't fall inside a hole of western world unrestricted free lifestyles . Know where you came from . Otherwise you become vulnerable for negative influences . To quit from addictions require self motivation to beat it . If it become difficult the other option is to look for help from psychiatric therapists .
@herukibrom218
@herukibrom218 5 жыл бұрын
Xbuk xbuk bro
@danielhabte1849
@danielhabte1849 5 жыл бұрын
ኩሉ ብምስሊ ኣምላኽ ዝተፈጥረ፡ፍለጦ ኣይትፍለጦ ብፍቅሪ ኣምላኽ፡ሰናይ ምንዮት ክትገልጸሉ ሰናይ ነገር ኢዩ።
@biniammeheri2205
@biniammeheri2205 5 жыл бұрын
Kebur hawey derika yesasin qexeluo Thanks bro
@ሰልዒቡሬ
@ሰልዒቡሬ 5 жыл бұрын
የቀንየልና ኩቡር ሓው
@hailiart
@hailiart 5 жыл бұрын
Kabti zeheguseni nay zi habeshana ab Comment ab Amlak Texegae zbl mnbaru u . Emun Amani Habesha Fqri Fetari alem ayfelekum😍😍😍
@ክቕጽልእየጌና
@ክቕጽልእየጌና 5 жыл бұрын
Proud of you continue bro
@jonifkrihabeshabixerfi5603
@jonifkrihabeshabixerfi5603 5 жыл бұрын
Thank you so much brother! But how to lose it has programs. Please explain again if you explain again i hope to understand it.
@yohannesdawit4975
@yohannesdawit4975 5 жыл бұрын
Me too ezi porn addiction ane wun aloni eti solutions tiray sienelu aloku. Eti xegem gin bteami u natey behavior tekeyru aggressive. I haven't concentration always ysulchweni dkas yabyeni kdkis aykielin eye zkone friends yebleyin nab church mkad gedifeyo timhrti gedifeyo srah yexleani kulu ab bed tiray kebdey dmxi ygebir it's complicated help me from Berlin hatitelu kea disorder ybleni ayney wushti atiu i need help please please in short time because this time it's been worth........depression too
@tedrosisak2328
@tedrosisak2328 5 жыл бұрын
thanks bor
@yonassami2075
@yonassami2075 5 жыл бұрын
Ezi buzuh maharit xbkti hagizkana hawey tanks more 100
@ዑንቂባሕሪ
@ዑንቂባሕሪ 5 жыл бұрын
መጀመርታ RBL TV ከመዝግነኩም ይፈቱ፡፡ ብምቅጻል ነዛ መደብ ኣዳሊካ ናብ አዝኒ በጻሕቲ ንኽትበጽሕ ዝገበርካ ሓዉ ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕካ። ብምቅጻል አቲ ዝበሃል ኮ ኩሉ ተባሂሉ ዩ ኣብዛ ቪዲዮ ወላ ኣብ ኮመንት ኣነ ከኣ ቁሩብ ክዉስኸለን ነተን ዝተበሃላ፡፡ ብከምዚ ዓይነት ወልፍታት ዝተጠቁዑ የሕዋትና ቡዙሓት ክህሉዉ ይኹኡሉ'ዮም ከምዚ ዓይነት ወልፍታት ንምግቱኡ ከኣ መጀመርታ ክትገብሮ ዘለካ ነገር :- 1 ንኽትገድፎ ዱሉው ኩን ብምቅጻል ዘለካ ግዜ ብጉቡአ ስርዓዮ ቢዚ ዉን ኩን፡፡ 2 ካብ መራኸቢ ቡዙሃን ተቆጠብ ሓይልኻ ኣብ ምንባብን ምስ ሰብ ተሓዊስካ ኣብ ምስሓቅን ምክታዕን ኣዘዉትር፡፡ 3 ካብ ክልተ ወርሒ ዘይሓጽር ካቡኡ ዉን ዘይነዉሕ ሞባይልካ ግደፋ ምስ ሰብ ተራኽበካ ጥራይ ኒኢሽተይ ኖኪያ ሞባይል ሓዝ። 4 ብዓቢኡ ኸኣ ናብ ቤት ኣምላኽ ተመላለስ፡፡
@mnamnamnamna-ku2dt
@mnamnamnamna-ku2dt 5 жыл бұрын
esi mari
@xrismatir8266
@xrismatir8266 5 жыл бұрын
ነጥብታትካ ደስ ይብሉ። ብዛዕባ ሲጋራ እስከ ሓደ ሓደ በለና.....ብፍላይ ኣብ ስደት
@wedinoh
@wedinoh 5 жыл бұрын
Bravo bravo bravo très bien
@amobileamo9195
@amobileamo9195 5 жыл бұрын
ኣይትሓዘለይ እንበር ብጣዕሚ ጹቡቅ ምድምሳሳ ግን ኣይረኸብዋን መኽንያቱ ጎግል ብዝተረፈ ግን እቲ ምሉእ መልሲ ኮይኑ ረኺበዮ ናይስ
@demiseakele9921
@demiseakele9921 3 жыл бұрын
ክቡር ሓዉ እታ ተሌፎን ፎርማት በላ
@Yo-ll1ek
@Yo-ll1ek 5 жыл бұрын
ኣነ ዝብሎ ከኣ ብዙሕ ሽግራት ኣለዎ ምስትውዓልካ ይጎድል ትባሳጮ በቃ ሓደገኛ ወልፊ አዩ ኣነ ዝመክረካ ግን አንተ ውሒዱ ኣብ ወርሕ ሰክስ ክትገብር ኣለካ ወላ ሸርሙጣ ትኩን ኩሉ ገንዘብካ ህልም ይበል ካብ ነብስካ ዝዓቢ የለን።
@maharyabraha229
@maharyabraha229 5 жыл бұрын
3 .Kbrit yhblna kbur Hawna Btgbro Zlka Enformacyon
@kemmaytmalientertement6394
@kemmaytmalientertement6394 5 жыл бұрын
ጅግና ደጊፍካኒ አብሽርካ
@hopewinner8292
@hopewinner8292 5 жыл бұрын
ሓወይ ሓፍተይ ክትገድፎ ምዉሳንካ ድሮ ተዓዊትካ ኣሎኻ። "ዝተጀመረ ዳርጋ ዝተወድአ (በለ ጎብየ)" ✍️1ይቲ-🛐ብምሉእ ልብኻ ናብ ኣምላኽ ቅረብ። የሱስ ዘይሰብሮ ኣርዑት ስለዘየለ። ✍️2ይቲ-🔓➡️🔒 ኣብ setting ናይ Chrome/Goggle ኣቲኻ ኣብቲ SafeSearch Filters ዝብል show more relevant results ዝነበረ ናብ 🔄 Filter explicit results ቀይሮ ሽዑ ኣብ ታሕቲ Save በሎ ። ንኣቅራቢ እዛ ቪድዮ ከኣ ብዙሕ የመስግን።
@hayat6903
@hayat6903 5 жыл бұрын
Website ክትድምሶ እንተ ደሊካ ናብ Google ትኣቱ My Activity ትጽሕፍ :. ሹዑዑ Auswählen ኢልካ ናይ ganz tag wey dema von Heute von Gestern zbel kmexek eu ሹዑዑ Löschen ትብሎ :: Viel Glück 👍🏼 bruder und Ich wünsche euch schönes Wochenende. Und Robel viel Danke 🙏 für dein Helfe
@messikahsay3562
@messikahsay3562 4 жыл бұрын
Burkeyyyy Bajka english Way tigrina xehfallyyy Bajka Web site blocks kiblo Bajka bajka Tesaqye eye zelku Hewetyyyy zan zan elni alov
@መርሓባ
@መርሓባ 5 жыл бұрын
አሞ ብዓል ክሮም ብሮውሰር ኣለዉ አንዶ አዚኣስ ምኽሪ ኣይኮነትን ግን ከምዚዞም የህዋትና ዝበሉካ ናብ ኣምላኽካ ክትጽጋዕ ኣለካ ኣነ ከማን ናይዚ ወልፊዚ ትሑዝየ ኔረ ንአግረ መንገደይ ክነግረካ ሕጂ ዛ ጾም ምስ ኣተወት ኣቋሪጸ ሕጂ በቃ ጽቡቅ ኣለኩ ኣምላኽ ይመልኣለይ ንዓኻ ክኣ ከምዚ ናተይ ይፍጠረልካ😇😇😇
@ichhabemichichhabeauch9619
@ichhabemichichhabeauch9619 5 жыл бұрын
ajena bel wela ane wen kemaka
@Egziharyat
@Egziharyat 5 жыл бұрын
ዋውውውውው እሺ ዝሓወይ ኣደመሳስኡ ድማ ንገረና
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
ኣነ ግን ኣብዚ ምዕቡል ጊዜ በፂሕና ከለናስ ክሳብ ሕጂ ዘይፈልጦ ነይረ እዛ ግብረ ሕቡእ ትበሃል ሕጂ ግን ግልፂ ተረዲኡኒ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ 5 жыл бұрын
Genet Gerye Iam proud of tigray ቅቅቅቅቅ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
@@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ ሓቀይ እየ ሓቂ ዘረባ ትሓይሽ ኣይፈልጦን ነየረ ኣነ HAHHHH ሰበይ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ 5 жыл бұрын
Genet Gerye Iam proud of tigray ቅቅቅቅ እታ ስም ግበረ ሑቡእ ትብል ኢኺ ዘይትፈልጥያ ጸኒሕኺ እበር ተተግብርዮ ግን ነርኪ ኢኺ ምሽ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
@@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ ጭራሽ ከማን ኣይፈልጦን ሓወይ ናተይ ምንም ከይፈለጥኩ ከይረኣኩ እየ ዓርኪ ሒዘ
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 5 жыл бұрын
እንቓዕ ሕጂ ተረድኣኪ
@tsegaytadesse3910
@tsegaytadesse3910 5 жыл бұрын
Wow nice verhaal bro 💯✅✅✅
@lulrbahri
@lulrbahri 5 жыл бұрын
እንታይ ማለት እዩ ብትግሪኛ እንተ ትብሎ ጽቡቅ እዩ። እቲ ብኡ ውሉፍ ዝኮነ ሰብ ብዝያዳ ክመሃረሉ ይክእል እዩ። ኣነ ብወገነይ ብትክክል ኣይተረድኣንን ግን መብዛሕቲኡ ናይ ፖኖግራፊ ቪድዮ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ። ብዝኮነ ግን መሃሪ ኢልካ ተቅርቦ መደብካ ጽቡቅ እዩ። የመስግነካ።
@weditesfay5985
@weditesfay5985 5 жыл бұрын
ንስሓ እቶ እሞ 99 ነገድ ማለት መላእክቲ መዝሙር ኣብ ሰማያት ከካይዱ እዮም ንስሓ ብምእታውካ። እሺ ንሓዉና ብጣዕሚ ምኽርኩም ኣቡኒ ብምባሉ ኣዝዩ ንፉዕ እዩ። ያሬድ ኣቦና ዝብሎ እናዘከርና ንኪድ ኣብ ሓጥያት ምዉዳቅ ኣዳማዊ እዩ ብንስሓ ዘይ ምምላስ ግን ሰጣናዊ እዩ እብል። ምክናቱ ካብ ኣቦና ኣዳም ኣቲሒዙ እቲ ናይ ጥንቲ ዝኮነ ጸላኢና ንዓና ንምውዳቅ ሰለ ዝቃለስ ብንስሓ ምምላስ ክንሓምቅ የብልናን፡ ኣጆኻ ዝሓወይ ኣምላኽና ውን ሓጥያት ከምንሰርሕ ፈሊጥ ንስሓ ፈጢሩልና እዩ። ንስሓ ግን ከም ጥምቀት ሓንቲ ሳዕ እንተትኸዉን ሲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ዝኣቱ ኣይምተረኽበን እብለና፡ ኣቦና ኪሮስ ኣብራንዮስ ኣገልጋሊ ዝሃገረ ስዳን ካርቱም።።። ኣጆኻ
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 5 жыл бұрын
በጃኩም ነዛ ጽሕፍቲ ሪኢኩም ጽቡቅ ምክሪ ለጉስለይ ዓብዩ ጸገም ኣለኒ ሰላም ክብለኩም ይደሊ ናብቲ ዘምጻኒ ነገር ካቱ ኣነ ኣብ ሂወተይ ቀደም ሕጉስ ሳሓቅ ዝፈቱ ዝጻወት ኣዕርኩተይ ዝፈቱ ኮታ ዝኮነ ነገር ዝድህለኒ ኣይ ነበረን ኣብ ዕድመይ ቁሩብ ኣብ ዝፈለጥኩሉ ግና ክቕየም ከስተ ማስል ጀሚረ ኣበይ ጀሚርካ ምስ እትቡልኒ ካብ ኣደይ ኣቦይ እዩ ጀሚርኒ ኣቦይ ኣደይ ዝገበርኩ ተገበርኩ ዋላ ጽቡቅ ሽሕ ግዘ ምስጋና ዘይ ረክበሉ ባኣንጻሩ ጸርፊ ከም ዘይ ረብሕ ብዚ ጉህየ ካብቲ ገዛ ይወጽእ ናብ የዕርኩተይ ይከይድ ሕጉስ ይኮዉን ነይረ ገዛና ግና ኣነ ክመጽእ ከለኩ ከም ነብሪ እዮም ዝቅበሉኒ በዚ ሕማቅ ኣብ ልዕለይ ዝገብርዎ ኩሉ ግዘ ልበይ ሕጉስ ኣይ ኮንኩን ሓደ ሓደ እዋን ዋላ ንዓለም ይጸልእ ነይረ ቁሩብ ተወጽየ ግና መንፈሰይ ይምለስ ገዛካ ስለ ዝኮነ ኣብቲ ኣፍ ገዛና ክበጽሕ ከለኩ ጋሂ ይስማዓኒ ክምቲ ዝሓስቦ ኣደይ ኣቦይ ከላይ ሕማቅ ጥራይ እዮም ዝዛረቡኒ ዋላ ሕማቅ ይዛረቡ ሕራይ እየ ዝብሎም በቲ ሕራይ ዝብሎም ዉን ዕጋበት የብሎምን መመሊሶም እዮም ንዓይ ዘጉሂ ዘረባ ዝዛረቡ ኣነ ግና በዚ ሕማቅ ዘረባ ወለደይ ዝሰንበረ ልበይ ዝኮነ ሰብ ሕማቅ ተተዛሪቡ ልበይ ሕማቅ ዩ ዝስማዓን ክምዚ ስለ ዝኮነ ደገ ኣብ ዝወጻኩሉ ውትህድርና በይነይ ክኸይድ ጀሚረ ሕጂ ዉን ኣብ ስደት ኣለኩ ኣደይ ኣቦይ ልዕሊ 10 ዓመት ሬዮም ኣይ ፈልጥን እየ ናፍቆት ትባሃል ኣብ ልበይ የብለይን ዋላ ናይ የሕዋተይ ዉን ብከመይ እየ ፍቅሪ ገዛይ ክረክብ ዝክእል በቃ በይነይ እየ ዝጋዓዝ ሰብ ሕማቅ ከይ ዛረበኒ ዝብል ሓሳብ ስለ ዘለኒ ጽምዋ እየ ዝፈቱ ዝኮነ ሰብ ከላይ ዝጸላኩዎ ይመስሎም መክርኩም ለጉስለይ በጃኩም የሕዋት
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 5 жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን ፍትዋት ኣሕዋተይ። ብምቕጻል ጽቡቕ ኣቀራርባ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን። እምበኣር ዝኸበርካ ደላዪ ምኽሪ፥ ሓንቲ ምርጫ ክህበካ ዝበለጸት ብሂወት ምንባር ኣሎ ዘይምንባር ውን ኣብ ግምት ምእታው ኣገዳሲ ዩ። ኣባት ነፍሲ ሓዝ ብመንፈሳዊ መንገዲ ተመላለስ፡ ተነሲሕካ ምስ እግዚኣብሄር ምንባር ይሕሸካ። ካለኣይቲ ድማ ተመርዖ ። ኣይትዘሙ ምኽንያቱ ናብ ዝኸፈአ ሓጢኣት ከይትወድቕ። እግዚኣብሄር ካብ ምግባር ክፉእ የድሕነና ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና። ፍጹም ሰላም ኣምላኽ ድማ ምስ ኩልና ይኹን።
@sweetlifewithgod6758
@sweetlifewithgod6758 5 жыл бұрын
Btaimi xbuq mhari zkone tmhrti qexlo hawey natey nice Job
@weldayoubuya903
@weldayoubuya903 5 жыл бұрын
Ajoka adamassuou DMA ??
@nayhewitfetanieyuzelkawobo7707
@nayhewitfetanieyuzelkawobo7707 5 жыл бұрын
Ajeka zearkay ab kulu zelo eyu gn hanti kebleka zedale internet natka atsewa
@samuelson2010
@samuelson2010 5 жыл бұрын
Ezi mefthi aykonen etia enko ftah reska yemno tewedia.
@EMW450
@EMW450 5 жыл бұрын
Btaimi agedasi tmhrti u hawna thanks
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 5 жыл бұрын
ካብዚ አርእስቲ ተካፋሊ ሐደ እየ ግን እቲ ክሉ እትብልዋ መፍትሒ ፈቲነዮ እየ: እቲ ዝርእሉ አፕ ደምሲሰዮ ካብ ከምዚ ዓይነት ወልፊ ክወጽእ ብዙሕ ጽዕረ ግን ምንም ለዉጢ አይምጻኩን ፣አብ googl አትየ እየ ዝሪኦ ፣ እቲ ቀንዲ ጸገም ናተይ ግን ምስ ጋል ኣነስተይቲ ዝብሃል ተራክበ አይፈልጥን ሕጂ ወዲ 25ዓመት እየ ኣብ ምድቃሰይ ኮይነ ብዙ ጭንቀት እየ ዝገብር ካብኡ ከም መፍትሒ ንሱ ይርኢ ምስ ራእኩዋ እዉን መሊሱ የጣዕሰኒ ንከይሪኦ እዉን ይምሕል ግን አይገድፎን ፣እምላክ ይሐግዘኒ ካልእተይ ምስ ረከብኩ ክገድፎ ይኮዉን ክሳብ ዓደይ ተመሊሰ ሃኒተይ ረኪበ ዝሕጎስ አምላክ ይቅረ ይበለለይ ብዝገብሮ ግገይ ተግባራተይ ።
@abmnay1593
@abmnay1593 5 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርካ ሓወይ 1,ቀዳማይ ምጭናቅ ኣቃርጽ 2,ካልኣይ በዚ ሕማም ንበይንኻ ከምዘይ ተጣቀዕካ ምዝካር የድሊ። 3,ሳልሳይ ኩሉ ብሓንሳብ ክተቃርጾ ከምዘይ ትከል ምርዳ የድሊ ንኣብነት ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዝየ ትሪኢ እንተ ኮንካ ናብ ሓንቲ ኣጉዱሎ ። 4,ራብዓይ ፈጺምካ ተስፋ ኣይ ትኹረጽ ሎማንቲ ሪኢኻ ጽብሕ ግን ኣይ ርኣኻን ሓጎስ ክስምዓካ ኣለዎ። 5,ሓምሻይ ንነብስኻ ኣፍቅራን ኣታባባዓያን ዋላ ገጋ ትግበር። ካብዞም ጺሒፈዮም ዘለኩ ገለ ነገር ክትረክብ ተስፋ ይገብር ሰላም ወሰናይ ንዓኻ ይኹን።
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 5 жыл бұрын
@@abmnay1593 OK zhawey ክብረት ይሃበለይ ካብ ዝፈልጥ ፍልጠት ምርካብ ዕድለኛ እዩ ዝረክቦ so የቀንየለይ
@Ybrahhadush
@Ybrahhadush 5 жыл бұрын
ሰምዕኒ እታ ዋና መፍትሒ አብ ገዝስካ ናይ እስፖርት መሳርሒ ግዛእ እሞ ንጎሆ ንጎሆ አጽቢቃ ስርሕ እካ ካብኡ ክትደክም እካ እሞ ቁሩብ ብቁሩብ ክትግድፎ እካ
@hg6668
@hg6668 5 жыл бұрын
I assume gebre hibue "porn"? . There must be a reason why the person is addicted to it such as lack of relation, not satisfied with his/her partner, depression and many more. The person has to find what is the reason . asking to block websites will not really help. if a person who is the addicted to cigarettes and ban him from cigarette store the person will always find away to get from different store:)
@atloveforever7529
@atloveforever7529 5 жыл бұрын
Thanks kubur hawey agedasi melkti eyu gen pls kemey gerka Delited nukulu gize tegebro awredelna
@yemaneteklu102
@yemaneteklu102 5 жыл бұрын
Jstudio tekatatel kulu kitrsio eka Kemewen asena tv 📺
@loveisgod5077
@loveisgod5077 5 жыл бұрын
kkkkk
@mullermulugeta6119
@mullermulugeta6119 5 жыл бұрын
Bkemey kndmsiso nkiel bro wela entedemsesnayo kaleay download kngebro nkiel ena bro hji hansab block gerna demsisna download kemzeykewn bkemey ngebro?????????
@ዓወትኪዳነ-ቨ9ቨ
@ዓወትኪዳነ-ቨ9ቨ 5 жыл бұрын
ኩቡር ሃዌ
@amlakfkrieyu2398
@amlakfkrieyu2398 5 жыл бұрын
Entay malet u gbre hubue ??
@fansofbreezy9194
@fansofbreezy9194 5 жыл бұрын
samrawit solomun Misbeynka sex migbar malet u miterefetki gien
@alexmalet313
@alexmalet313 5 жыл бұрын
Tay u Gibre Hubu gilitslits zeytebiliwo keridiana Gibre hubu n bizuh negerat zigelits kalat u silezi mejemerya ti tsegem tsibuk geru keyterediaka kemey geru u meftihi keridiana wey ti melsi neti tsigum try nihna wun kinimihar tekoinu iko keridiana alewo thanx
@amankrset3152
@amankrset3152 Жыл бұрын
ኣገላልጻኻ ሰሓቢ ግበሮ ብዝኾነ ኣገዳሲት ምኽሪ
@NayDelytiFthiAmet
@NayDelytiFthiAmet 5 жыл бұрын
robi shkor tefiekana channelka habtima
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 5 жыл бұрын
ዝኸበረካ ሮቤል ሓዉና ብተቅርቦ መደባት ኣዝዩ ዕጉብ ኢየ ግን ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓልቲ ዘቅረብካዮ ዝረሳዕካዮ ገለ ክብል ቀጻሊ ሴጋ ምግባር ማለት እታ ሓንቲ ግዜ ሴጋ ትገብራ ክንዲ 3ግዜ ናይታ ምስ ጋል ኣንስተይቲ ትራኸባ ኢዩ ካላኣይ ድማ ቀጻሊ ሴጋ ትገብር እንተኾንካ እቶም ሃርሞናት ናይ ዘርኢ እናደኸሙ ይኸዱሞ ናብ ምምካን ሓደጋ ከስዕብ ይኽእል ዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@ibrah8504
@ibrah8504 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንጹር መክሪ ግን አዚ ኣጸያፊ ተግባር ዚ ረአሰ ምተአምማን ክህልወካ ኣለዎ 2! ዳሃር ካኣ ንደገ ወጺካ ዘይ ዓይንካ ኣይትረአ
@ስደትጨካን
@ስደትጨካን 5 жыл бұрын
ንደገ ወጺካ ዘይዓይንካ ኣይትርአ ክክክክክክ
@asmeromokube1162
@asmeromokube1162 5 жыл бұрын
ካብዚ ሕማም ክትእለ እንተደኣ ደሊካ ጸሎት ጾም ስግደት ግበር ከመኡ ውን በተክርስትያን ተመላለስ ኣባት ነፍሲ ሒዝካ ምስኦም ተማከር ብዝያዳ ግን ብስግደት ወይ በተክርስትያን ክትመላለስ እንተዘይ ከኢልካ ስፖርት ስራሕ
@NonCopyrightbackgrounds.
@NonCopyrightbackgrounds. 5 жыл бұрын
btaemi yemesgn@@@@
@efremkesete6305
@efremkesete6305 5 жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓወይ ስላም ናይ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን እቲ ዝበሃል እካ ብዙሓት በላሕቲ የሕዋትና ኢሎሞ ኢዮም ክን ብዓቅመይ ነቲ ናቶም ክደግም እንተዘይ ኮይነ ዝብሎ የብለይን እዚ ትብሎ ዘለኻ ብሓቂ ብጣዕሚ ከቢድ ስጋዊን መንፈሳዊን ሕማም እዩ ንምፍትሑ ከኣ ንግዚኡ ክኸብድ ይኽእል እዩ ደሓር ግን ካቡ ምስ ወጻእካ ማዕረ ክንደይ ምስ ጥዕናይ ኣለኹ እንዳ በልካ ሓሚምካ ከም ዝነበርካን ክም ዝተፈወስካን ክበርሓልካ እዩ ካብዚ ክትጽእ ክሕግዙኻ ዝኽእሉ ዝብሎም ከኣ 1 መጀመርያ ነቲ ወይብሳይት ትድምሶ ምድምሳስ ግን ምሉእ ምፍትሒ ኣይኮነን እንታይ ደኣ ክትገድፎ ከም እትክእል ከምዘለካን ብምሉእ ልብካ ንነብስኻ ኣእምና ንኸይትምለሶ ብፍጹም ቆሪጽካ ወስን መታን መታን ክትድሕን ማለትዩ 2. እቲ ቀንዲ መፍትሒ ክምዚ ኩሎም ኣሕዋትና ኣብላዕሊ ዝበልዎ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምምላስ ኩሉ ግዜ ምጽላይን ኣብግዚ ድቃስ ዘድኩምኻ ማለት ክሳብ ትደክም ሰጊድካ ምድቃስን እዚ ኽገብር ከለኻ ኣብ ሓንጎልካ ንስኻስ ሓጥ እንዲኻ ምስኩሉ ሓጥያትካ ከመይ ጌርካ ናብ ኣምላኽ ክትምለስ ወይ ካብዚ ዝነበርካዮ ንዘልእለም ክትርሕቅ ኣይትክእሎን ኢኻ ዝብሉ ተስፋ ዘቅሩጹ ናይ ሰይጣን ፈተነታት ክመጹኻ ናይ ግድን እዩ ንስኻግን እግዚኣብሄር ንሓጥያትናን ነቲ ጽዩፍ ተግባርናን ደኣ እምበር ንነብስና ኣይጸላን እዩ እንዳ ብልካ ኦ ኣምላክ ከም ብዝሒ ምሕረትካ መሓረኒ ኢልካ ገጽካ ተማዕትብ እኣ ንባዓል ካቦም ዘይንሪኦም ምናፍስቲ ፈውሲ እያ ካልእ ከም ዝምሕረካ ከኣ ምሉእ ተስፋ ግበር ማለት ነቶም ብኣምሳሉ ዝፈጠረና ከምዘይጸልእና እንዳ ሓሰብካ ሓንሳብ ናብ እግዚኣብሄር ኢልካ ምስ ተበገስካ ሓሳብካ ከየቃረጽካ ንቅድሚት ሰጉም ምሉእ መዋእሎም ኣብ ሓጥያት ናይዚ ትብሎ ዘለካ ናይ ዓለም ወልፊ ዝሙትን ዝነበሩ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣብነት ናይ ማርያም መግደላዊት ታሪኽ እዚኣ እታ ኣብ እግሪ ገይታና ኣንላክና መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ወዲቃ ዝተነስሐት 7 ዓይነት ናይዝተፈላለዩ ወልፍታት ላጋንንቲ ነይሮማ ግን ኣምላክ ኩሉ ዝኽእል ንሱ ስለ ዝኮነ ብምሉእ ልባ ምስ ተመልሰቶ ምስተነስሐት ካብ ሕማማ ፈዊሱ ኣብ መቃብር 3 ለይትን 3 መዓልትን ኣብ ዝገበረል ቀዳመይቲ ናይ ትንሳኤኡ ብስራት ትርኢ ከም ዝበቅዕትን ብስማ ቤተክርስትያን ከም ዝህነጽ ኣብቂዑዋ በዚ ከኣ ተስፋ ምግባር ነዚ ዘምጻእኩዎ ምኽንያት ኣምላክ ማዕረ ክንደይ ክልውጠካ ክምዝክእል ብእምነት ተስፋ ጌርካ ናብ ቤእግዚኣብሄር ክትመላለ ክሕግዘካ ኢለ እየ 3 . ንግዜኻ ብግቡእ መደብ ሓንጺጽካ (ፕርግራም ኣውጺእካ ) ብግቡእ ክትጥቀመሉ ከምዘለካ ንኣብነት ነቲ ግብረሕቡ ትርእየሉ ግዜ ዕድል ብካልእ ስረሓት ትትክኦ ማለት ኩሉ ግዜ መንፈሳዊ ፊልምታት ታሪኽን ገድልታን ናይ ቅዱሳን ብምራይ መዝሙር ብምስማዕን ትትክኦ ምስኡ ምስ ናይ መንፈሳውያን ሰባት ናብ ቤት እግዚኣብሄር ዝመላለሱ ብዝያዳ ሕውነታዊ ምሕዝነትን ዕርክነትን ምግባር 4 .ኣብ ቤተክርስትያን ኩሉ ግዜ እንዳ ተማላለስካ ምስ ዲያቆናት ካሕናት ብምቅልል ዝብሉኻ ዘይከብዱካ ምስ ናይ ቤት ትምህርቲ ሰንበት መዘምራን ምልላይን ጥቡቅ ርክብ ምግባርን 5 . ብፍላይ ከኣ ኣብ ምሸት ጸሎት ክትገበር ከለኻ ደኺምካ መታን ክትድቅስ ክሳብ ትደክም ኪላይላሶን ማለት( እግዚኦ ብሃሪኒ ክርስቶስ) ኣንዳ በልካ ቀጻሊ ምስጋድ ጾም ኣብ ዝኾነሉ ግዜ ከኣ እቲ ሓትያት ንክሰርሕ የተጋግሃኒ ዩ ትብሎ ፈይስቡክ ካልእን ንዓካ ናብቲ ናይ ቀደም ክትምለስ ዘዘኻኽረካ መስኮት ኢንተርነት ክሳብ እቲ ጾም ዝውዳእ ተጸሚምካ ትዓጽዎ ሽዑ ኣብ መወዳእታ እንታይ ዓይነት ለውጢ ከም ዘምጻእካ ንነብስካ ትምርምራ ነቲ ዘምጸኣልካ ጥቅሚ ከኣ ምስትውዓልን ዘይምሕዳግን ዲያብሎስ ግን ኩሉ ግዚ ክፍትነካ ይክእልዩ ብዝያዳ ከማን ናብ ኣምላክ ገጽካ ኣብ ትብገሰሉ ኣብ ትቀርበሉን ምክንያቱ ንሱ ስርሑ ንሕና ኣብቲ ናይ ዘልእለም ሓዊ ሲኦል ክንነድድ እዩ ኣብዚኣ ዝመጻኻ ተጻብኦ ብጥብቂ ኣስተውዕልለን ወላ ለይቲ ኣብ ድቃስ ከለኻ ነቲ ቀደም ትርእዮ ዝነበርካ ብመልክ ስእልን ቪድዮን ብሕልሚ ኣምሲሉ ከምዚ ሽዑ ንሽዕ ትርእዮ ዘለኻ ኣምሲሉ ቀሪጹ ከርእየካ ይክእል እዩ ንስካ ግን ሓንሳብ ንመገዲ የካን ማለት ናብ እግዚኣብሄር ንቅድሚት ናብቲ ናይ ዘልእለም ካብዚ ምስ ሞትካ ዘሎ ናይ ዘላለም ሰማያዊ ናብራን ሓጎስን ጥራይ ጠምት ኣብ መወዳእታ ብንስሓ እንዳ ተሓጸብካ ናብ ቑርባን ንምብጻሕ ምጽዓር ምስ ካህን ኩሉ ግዜ ምርኻብን እቲ ዘጋጥመካ ፈተነታት ከይተሰከፍካ ትነግሮ በቲ ዝሃበካ ምክሪ ከኣ ምምልላስን መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ኣብ መዓልታዊ ሂወትካ ብዓቅምኻ ምንባብ ወላ ኣብ ግዜ ድቃስ ዝኣብየካ ክሳብ ድቃስ ዝመጸካ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ፈትን ኣጆኻ ምውዳቅ ኣዳማዊ እዩ ወዲቅካ ዘይምትሳ ወይ ካብ ጌጋኻ ዘይ ምምላስ ግን ሰይጣናዊ እዩ ይብሉ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣብ ትወድቀሉ ተስፋ ከይቆረጽካ ምትሳእ ናብ ኣምላኽ ምምላስ ጥራይ እዪ ቲ ቅንዲ ኣገዳሲ ምኽንያቱ እግዚኣብሄር ኣበይን ኔርካ ዘይኮነ ሕጂ ኣብይ ኣለ ዩ ዝብል ድሮ ክምዚ ኢልካ ካብቲ ክፉእ ክትወጽእ ምሕሳብካ ውን ዓብ ኣፍ ደገ ናይ ዓወት ጀምርካ ከምዘለኻ ኣይትዘንግዕ ኢኻ ዝሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዝጻብካ ዘሎ መንፈስ ብእሳታዊ ቃሉ የቃጽለልካ ካብቲ ዘልኻዮ መድረኽ ኣውጺኡ ኣገልጋሊ ናቱ ክገብረካ ናቱ ሰናይ ፍቃድ ይይኩን ኣማላድነት ኣዴና ቅድስቲድንግል ማርያምን ጸሎት ቅዱሳንኣቦታት ፈጣን ሓለዋ ረዲኤት ቅዱሳን መላክትን ምሳኻ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስብሃት ለእግዚኣብሄር።
@አዝማሪኖፓስታ
@አዝማሪኖፓስታ 5 жыл бұрын
እዝ ቀልል ብዝበለ ምፍቲሕ ካብ ዝኩነ ይኩን ከምዚ ዓይነት ንገር ነብስካን አታሓሳስብካን ክትርሕቅ አለካ. 2. መጽሓፍ ቁዱስ ምንባብ አብዝሕ አብቲ ትዝከረሎ ግዚ 3. ከአ ንዓካ ትምስል ጓል ምሓዝ. ከይትሰከፍካን ከይ ሓፈርካን ጸገምካ ዲሊት ስሚዕትካን ንገር. ምስአ ኩንካ ዕገብትካ ስሚዕትካ ክትርክቦ ትክእል ኢካ
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 5 жыл бұрын
Ab sdet antekoynka ke
@isaacabraham7988
@isaacabraham7988 3 жыл бұрын
መሊእካ ክትጸድቅ እታ website ዘይተርእየና ምስ ናይ ይቅሬታኡ ክቡር ሓውና
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
ዝብኢ ዝቅየሩ ሰባት፣ ታሪኽ ዝሰነዶ ሓቀኛ ዛንታታት፣
20:20
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 178 М.
በዲልካኒ ሓቐኛ ዛንታ - RBL TV Entertainment
21:00
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 146 М.
ኣፍሪቃ መጺእካ ምምርዓው ዘለዎ ጣጣ
23:35
Aklilu H.michael
Рет қаралды 53 М.
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН