ባዕለይ ተዋሪደ

  Рет қаралды 10,808

Aman Tube

Aman Tube

22 күн бұрын

#tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

Пікірлер: 786
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 21 күн бұрын
ረጊፅኩምኒ ሕለፉ ደቂ ዓበይቲ አይክፈለይ ዋ ሓዳሽ ጀማሪት እየ❤❤
@SalmSalm-oe9fx
@SalmSalm-oe9fx 21 күн бұрын
እሺ ❤❤
@user-pl7xt6jg4r
@user-pl7xt6jg4r 20 күн бұрын
ኢሸ❤
@brllabay3842
@brllabay3842 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ ገይረልኪ እየ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
​@@SalmSalm-oe9fxሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 21 күн бұрын
ኣይ እማ ደስስ ክበላካ ❤❤ ሰእሊ ኣድኖ ብዓብዪ ኣስርሕካ ሃበን 😢 ኣብ እግዚኣብሔር ዘለዎን እምነት❤
@tijichannal27
@tijichannal27 21 күн бұрын
ባሓቂ
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
​@@tijichannal27ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 21 күн бұрын
ቀፅል ወድኖ ኣጀኻ❤❤❤❤። ድምፅይ ዝጭወያ ዘለዎ ኣሕወትካ ደማ ብፕራናክ መልክዕ ስራሕ ወድኖ ብሓፈሺ ድምፅይ ህዝብኻ😢😢😢😢።
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 20 күн бұрын
@@HIfti-H ቅደም ዝገበርክልኪ ጋል ሪመይ መቀረ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
​@@HIfti-Hበልለይ ኢኪ ኢለልኪ እየ ዋ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@netsi2127
@netsi2127 21 күн бұрын
ካብ ርእሰን እባ ውረድ ሓያል ወሪድወን ዶ ዳይ ዶ ከም ኣብይይ ተለጢፍካየን 🧐😹😹🥺 ሕጂ ከኣ ብዘይ ፕራንክ ፈርጊ መስዓሚ ቤተክርስትያን ገዚእካ ኣሐጉሰን ትብሉ 👍 ግጨዩኒ
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-yp3zm6dh1x
@user-yp3zm6dh1x 21 күн бұрын
ብሓቂ ኣደዋኒ ዓለመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ኤማየይ ወድኪ ኣደዋይ ወለላይ 🙏❤️🙏
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
​@@Grmaneshyoutubeገይረልኪ እየ ግበርለይ ኢኪ ሓላለይ❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 21 күн бұрын
ኤማዋይ ማዓረይ ናይ እመብራሃን ስእሊ አድህኖ ትህበለይ ስጦታ ስ ሕደግ ባ ናይ ፈስብክ ካ ስም ውይ ስልክካ ላአከለይ❤
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube 21 күн бұрын
👍ጥንስቲ እየ ዋ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ ማዓረይ 🙏🥰ኣየ ኤማ 😂😂 ማማ ሓላል ዕድመ ጥዕና ይሃብክን ወለድና 🥰💟💟😍
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 21 күн бұрын
መንሞ ለይጠነሰ 😂😂😂
@user-nd8pm2ju7h
@user-nd8pm2ju7h 21 күн бұрын
መን ዳኣሉ ኣጥንስኪ ጓለይ 😂😂
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 21 күн бұрын
ደምርኒ ደሚረኪ
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 21 күн бұрын
ኣይ ፈሊጠኪሰ😂
@SalmSalm-oe9fx
@SalmSalm-oe9fx 21 күн бұрын
እሺ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 21 күн бұрын
ኣብ ዓዲ ዘለኹም በጃኹም ሆኢልኩም ሰላማዊ ሰልፊ ወጺእኹም ደምጺ ኣሕዋትኹም ኹኑ በጃኹም ኣበሰደት ለለና ዓድና ክንምለስ ንደሊኢና ግን ዓድና ኣፍረሐናሎ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ፍትሒ የርከባ😢
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl 21 күн бұрын
አረ ኣማን ኣብዚ ኸዚ ዘለናዮ ብራንክ ወዲ ብራንክ ደስ የብልን ተኺኢልኻ ድምፂ ዝጭወያ ዘለዋ ኣሕዋትና ኹን 😢😢😢
@user-bu7ev7he9o
@user-bu7ev7he9o 21 күн бұрын
ኣትምሰባት ራእስዶ ኣለክም ሰርሐም ከይበልዕስ እታይ ማለትክም እዩ እታይ ደኣ ንስኺ ስራሕኪ ገድፍኪ ዘት ሓዝኒ ገራምቲ ።ቀፅል ወደይ ወድኖ ደምፅይ ህዝብኻውን ኽን ❤❤❤❤
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl 21 күн бұрын
​@@user-bu7ev7he9oሰሪሕኻ ኣይትብላዕ ኣይበልኹን ግን ኸዚ ዘለናዮ ብጣዕሚ ኣብ መሪር ሓዘን ኢና ዘለና ድምፂ ኣሕዋቱ ስለ ዝኾነ ካብ ዩቱብ ረብሓ ኣይረኽብን ማለት ኣይኮነን ኩሉ ስራሕንድዩ
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 21 күн бұрын
​@@user-bu7ev7he9oብሓቂ ዝያዳይ ድምፂ ኩኑ እዩ ዝባሃል እምበር ስራሕ ግደፋ አይባሃልን አረ ዝሰብ እንታይ እዩ ዝከውን ዘሎ😢
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 21 күн бұрын
​@@user-bu7ev7he9o።❤
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉❤
@hiwetgaltgray7406
@hiwetgaltgray7406 19 күн бұрын
አደዋይ ከምቲ እምነትክን ካብ ሕማቅ ነገር ፈጣሪ ባዕሉ ይሓልውኩም 🙏♥️አሜዋይ ከዓ ግደፍ ካብ ርእሰን ውረድ የኮነይ ካብ ሀዚ ብህያብ ምፀና ❤ 9:05
@amantube28
@amantube28 19 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 21 күн бұрын
አዶ ማለት ግን አብየት አምነት❤❤ ናይኻ ነገር ግን ሰንካም😂😂
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 20 күн бұрын
አሸይ ደቅመዳም ፃዓዳ💔
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@wskn7283
@wskn7283 20 күн бұрын
አደዋይ እምነትክን ከይድነቅክዎን ኣይሓልፍን ከማክን ዝበለ የብዘሐዮ❤❤❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 20 күн бұрын
ኤሚየይ በሰሩ እካኮ ተክእለሉ😂😂 ኣደዋካ ለዋህ እየን ዝመሰላ ኣይ ኣዶ ትግራይ ፅርቲ😘🙏😘
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq 21 күн бұрын
ኣሰይ ኣማነይ ቻይናልካ ተሞችያትኒ ምኽንያቱ ቅልጥፍ ቅልጥፍ እልኻ እኻ ትመፅአና ኣይዘኻ ብዝሓት ተኻታተልቲ ኽትኸስብ እኻ ብቻ ኣብ ህትብ ኣይትጥፋኣ ኩሉ ኣብ ኡሙነቱ ፅኑዕ እዩዋ ኣብ ምድያ ካብ ዝረእኽወን አዶታት ግን ኣዶ ኣማን ይፍለያ ኣብ እምነተን ብፍላይ ኣብዛ ናለማዓንትና ኣብዛ ዝሓለፈት ቭድዮ ሻዉር ኣብ ሳሉን እየ ዝገብር ዘበልካየን ክንደይ ይምህራኻ ♥️♥️♥️🦋
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq 20 күн бұрын
እሺ ደምርኒ ክጅምር እየዋ❤❤😂​@@Grmaneshyoutube
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq 20 күн бұрын
​@@HIfti-Hደምርኒ❤😂
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ኣዶዋይ ማዓረይ ለውሃ ስጦታ ናይ ግድ ኢካ ክትህበን ዘለካ አቲ ወያላ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 21 күн бұрын
ህያብ ናይ ማርያም ፎቶ ንማማ ሃበን❤❤❤❤💋ማማዶትምኖ💋💋
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@BarchiTube5164
@BarchiTube5164 20 күн бұрын
ኣሰይይይ ኣዶዋይ ኣብ እምነተን ዘለውን ኣራኣእያ ዋዉዉዉዉ ❤🎉 ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃበን ፈጣሪ🎉❤ ይመቸካ ኤማየ ንኣዴካ ኣይተደንግፀን❤😊
@amantube28
@amantube28 19 күн бұрын
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley 20 күн бұрын
ኣደዋይ ሎማዓልቲ ለ ተጫዊትካለን ብብና መፂካየን ኩሉ ግዜ ግን ብእምነትክን እየ ዝድነቅ ኣደዎይ ፍቅርኩም ብዝሕሕሕሕሕ ይበለለይ ኣማነይ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-rn2xl6ih3b
@user-rn2xl6ih3b 20 күн бұрын
ፅሩይተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ☝️🙏አደዋኒ አይተናድዳ ዋ ደስ በሀሊት አዶ በኡነት ምርጥ አዶ አላትካ አቅኒእካኒ😂❤❤❤❤️😘😘😘😘👍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ifhd4442
@ifhd4442 21 күн бұрын
እሰይ ማምየይ 1000 ዓመት የንብርክን ምስ ወድክን❤❤❤🎉🎉🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@hgf6568
@hgf6568 20 күн бұрын
አዶ ብልፅቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@fhdfxhgfy2230
@fhdfxhgfy2230 20 күн бұрын
Adey marey rherhti men kem adek❤❤❤🎉🎉🎉Aman gn😅😅
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 21 күн бұрын
ኣሰይ ዘን ኣዴታትና ኣብ እግዚአብሔር ዘለወን እምነትስ ፀሎትክን ኣይፈለየና ኣደዊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏♥️
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉🎉❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 20 күн бұрын
ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏💘 ፍረ ልኮነ ማዓልቲ 😁😂😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SaraAleinziu
@SaraAleinziu 17 күн бұрын
ኣሚየይ ትፈትወኒ ዲካ😁 ዋላ ኣነ ፍትዉትዉ እየ ዘብለካ🥰 እሺ ዶ ኣብ ሕልምካ ለ ኣይትረስዕኒ ፍረየይ ናበልካ ፅወዕኒ😁
@amantube28
@amantube28 10 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SelamFitwi-re8td
@SelamFitwi-re8td 20 күн бұрын
Bejaka ms adika wesk btaemi sihike ❤❤❤❤❤ des kbla adeka kab 🇻🇳🇪🇷🇪🇷
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SelamTeklay-ld1cb
@SelamTeklay-ld1cb 21 күн бұрын
አደዋይ ማዓረይ❤❤❤😂
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 20 күн бұрын
ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ኣምላኽ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@GalTgrayyouTube
@GalTgrayyouTube 18 күн бұрын
ናይ ባሓቂ ማማዋይ ፅሪቲ ❤❤❤❤ኣማነይ ንማማ ኣይትሕርቃ እሺ ዶ❤❤❤❤😘😘😘
@amantube28
@amantube28 18 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-um8ob3sw9d
@user-um8ob3sw9d 21 күн бұрын
ኣደዋይ ዕደመን ጥዓናን ይሃብኪን 🥰🥰🥰🥰🥰ምሰ ወደኪን❤❤ኤማየይ መሕረር❤
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 20 күн бұрын
ማሚተይ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን አማዋይ ብዙሕ አይተሕርቃ😂 ❤❤❤ቡና ከዓ ወስካ 😁
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@gallwejerat147
@gallwejerat147 20 күн бұрын
ማማየ ደስ ክብላ አማየ ኣይተሕርቀን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 21 күн бұрын
ኣሰይ ዘን ኣዴታትና ኩሉ ግዜ ንፈጣሪ እየን ዛኣመና❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@luwamhaile5800
@luwamhaile5800 16 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂besm ab ske bel besmam ohh des tbl ade
@amantube28
@amantube28 4 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 19 күн бұрын
ኣደዋይ ናፊቀክን ቀንየ ❤ ኣማን ሓወይ ስእል ኣደይ ማሪያም ሱጦታ ሃበን❤❤ ይፈቱዎኩሙ እዩ❤
@amantube28
@amantube28 18 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Mm-xq8vk
@Mm-xq8vk 21 күн бұрын
ደስ ክትቡሉ ማዓረይ ኣዴታትና ሓላላት ኣብ እምነተን ዘለወን ፃንዓት❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 21 күн бұрын
Your mother should be respect God bless you two She is a good mother 🙏
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 21 күн бұрын
ዋይ ሰግርዲዕ በል. በል. ከይትፀደፍ😂😂😂
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-hl9lc8zf9m
@user-hl9lc8zf9m 20 күн бұрын
Ye ado ❤❤❤❤❤❤zihamemka mesilwen degim n mather ka eba. Braki aytgberen
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-of7dy7hs3t
@user-of7dy7hs3t 20 күн бұрын
ኣይይይይይ ከመይ ታዓድልካ ምስ ማዘር ትጫዎትለካ ማማየ 1000👈ዓመት ንበርለይ የኔ ማርርርርር የኔ ቆጆ💋💋💋💋💋💋🍒🌹🍒🌹💋🌹🍒💋🌹🍒💋🌹🍒💋🌹🍒🍒💋🍒🌹💋🌹🍒💋🌹💋🍒🌹💋🌹🍒💋🌹🍒🍒💋🌹🍒💋🌹🍒💋🌹🍒💋🌹🍒💋🌹🍒
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-lz7jt2hm1b
@user-lz7jt2hm1b 20 күн бұрын
ኢማየይ ማሪያምን አደዋኒ ብጣዓሚ ፈቲየየን ኩሉ ግዘ ሕዝካየን ናዓ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-lz7jt2hm1b
@user-lz7jt2hm1b 19 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 እሺ
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 19 күн бұрын
ኣደዋይ ይቅር ቅድመኪ ዝፍቀር ቅድመኪ ዝድገፆ ፍጡር ለ የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤማይ ሓላል ኣደ❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 19 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@hdjf4
@hdjf4 20 күн бұрын
ማሚተይ ፅሪቲ ዓለም ሹሕ ዓመት ንበራ❤🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 20 күн бұрын
ኣደዊተይ ሓላል💚💚💚🙏 እታ ማዘር ምባል ቀይራ 🙄ኣደዊተይ ማማዋይ ማሚ ይሐሽ ኣማን ሓወኒ😍
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z 20 күн бұрын
ግን አብ እግዚኣቤሄር ዘለወን እምነት ናይ ቅዱስ ስላሴ አድህኖ ሃበን አደዋይ ዓለመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ይመችኩም❤❤❤❤❤አየ
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-rt3ey2ie7z
@user-rt3ey2ie7z 20 күн бұрын
ብሓቂ ኣደዋኒ ዓለመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እናቴ ♥️
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-jh1xc7pi8i
@user-jh1xc7pi8i 21 күн бұрын
እሰይ ማማየይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z 20 күн бұрын
ማሚተይ ከምነይ እነይ እምነታ ብጣዕሚ እየ ዝፊትየኪ አደዋኒ ወለላ ይ ከማነይ ድማ አጀካ ጉብዝ ንማሚተይ ግን አይትጨክነላ ደሞ ስጡታ ሃባ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@mmn7636
@mmn7636 21 күн бұрын
ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪይ🙏❤❤❤ግን ብዝሕ ኣይተናድደን 😢
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-jg9fe9ir5d
@user-jg9fe9ir5d 21 күн бұрын
ኣየ ኢማ መሕረር ፍረዋይ ኣበይ ኣለኪ ትኮኒ ብፍቅርኪ ሃተፍተፍ ከብል ሓዲሩ ዋ 🤣🤣 ኣደዊተይ ወለላይ🥰
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 21 күн бұрын
ኣነ መን ድየ እኒኣኩያ ኣደዋይ ማዓረይ😂😂❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray 21 күн бұрын
ማማዋይ ፅርቲ ዕድመ የሃብክን❤️🥰ኣማን ግን ንማማ ፕራንክ ኣይትግበረን ብሱሩ ናሐዘናኒ እየን🥺😆
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Guhih-hi4up
@Guhih-hi4up 21 күн бұрын
አይ አደዋይ ብርሃን ገዛ መን ከም አዶ ሓላል ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን የማ መሕርር ግደፍ ልማማ አይተናድደን❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-be40h4fg6d7
@user-be40h4fg6d7 20 күн бұрын
አደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@luwamhaile5800
@luwamhaile5800 16 күн бұрын
Ayna kshkur n motherka❤
@amantube28
@amantube28 4 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@MeazaTube12
@MeazaTube12 18 күн бұрын
ኩሉ ድሕሪኪ እዩ ኣደዋይ ዓለመይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 10 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@AsAs-qu7dh
@AsAs-qu7dh 20 күн бұрын
ኣየ ኤማ😂😂😂
@amantube28
@amantube28 19 күн бұрын
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 21 күн бұрын
ኣይ ኣዶ ማለትኮ ሂወት እያ👌🥰ፍሪ ግን ኣበይ ኣለኪ😂😂
@freweynidesta
@freweynidesta 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@titisabawit3510
@titisabawit3510 20 күн бұрын
ኣደዋኒ❤ ኣደታትናኮ ካብ መኪና ርብዒ ቡና እየን ዝመርፃ ❤❤ተሃለወኒስ ከይበዝሐኒዶ ያ😂😂😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ExRc-xx5xn
@ExRc-xx5xn 20 күн бұрын
ወይ ዘግነየኦ መጨዋትትካ ገርካየን❤😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@MohamedMohamed-on5jw
@MohamedMohamed-on5jw 20 күн бұрын
ማማ ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብከን ኤማ መሕረር😂😂😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-mw2yi3nw7p
@user-mw2yi3nw7p 21 күн бұрын
ኣደዋይ 1000 ዓመት የንብርክን🙏🥰♥️
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ኣነሰ ንዝን ኣድዋኒ ሓላልይ በጣዕም እየ ዝፈትውን ዕድመ ይሃብኺን ኣድዋኒ❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@vvvv9130
@vvvv9130 21 күн бұрын
ማማየ ምቅርቲ ፀላኢኪ ይናደድ ኣናዲድካያ ፅቡቅ ኣይገበርካን
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@destakonjo2505
@destakonjo2505 20 күн бұрын
❤❤❤❤ማማየ ማዓረይ ሊዕሊ ወላዲት የለን ብሓቂ
@amantube28
@amantube28 19 күн бұрын
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 21 күн бұрын
ኣይ ኣዴካ እምነተን ዋው❤❤❤❤❤❤ እስካ ግን ሰበበኛ😂
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@titisabawit3510
@titisabawit3510 20 күн бұрын
ለባም ኣደ❤❤ ምፍታው ፍተዋ ፅቡቕ❤ቱንኣይ ዝተብሃለ ግን ❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-yp3zm6dh1x
@user-yp3zm6dh1x 21 күн бұрын
አረ ኤማ መሕረር ግደፋ ንኣደዋኒ ህውከት እፍፍ ኤማ ስዲ🙄🤣🤣🤣😁😁😁
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-mn1wm1nb8y
@user-mn1wm1nb8y 21 күн бұрын
Amaney nedeka bmhir mftaweyis hamatey kitkon temene futo xlae❤❤❤❤
@netsi2127
@netsi2127 21 күн бұрын
ኣይ ፈሊጥክስ 🧐🤭😹😹
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@hiwaen
@hiwaen 17 күн бұрын
ግን ማማ ኣይትኮርያ ቀልዲ ምኳኑ ፈለጣ ቃኒአን ንሰበይትካ ፎቲካ ክክክክክ
@amantube28
@amantube28 10 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@IkramIkram-gr9il
@IkramIkram-gr9il 18 күн бұрын
ዋይ እንታይ ገበረት ታዴካ ክንድዚ ተጨንቃ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 10 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SSs-yv2dn
@SSs-yv2dn 19 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@amantube28
@amantube28 19 күн бұрын
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@hareghaftu4870
@hareghaftu4870 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@StylishHuman-jo7ly
@StylishHuman-jo7ly 20 күн бұрын
ኤማ ሓወይ በጃኻ ብስመይ ዝኮነ ህያብ ሃበለይ ኣብ ስደት እየ ዘለኩሞ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@user-rc5zf7dx8x
@user-rc5zf7dx8x 20 күн бұрын
ቀፅል ኣይዘካ ወዲኖ ኣብ ጎንካ ኣለና❤🥰
@amantube28
@amantube28 19 күн бұрын
ክብረተይ 🙏🙏❤️
@weynotube7
@weynotube7 21 күн бұрын
አረ ኣማን ተፋተሓያ ማዙ🥰መሊክኻ ኣይተሕድርን ዲካ🤣 ዝኑእሽተይ ሓውካ ተጋግዮ ክነግራ ነይሩ ብጆክ ክትጅፍጅፈካ ነይርዋ ክክክክ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤❤
@weynotube7
@weynotube7 20 күн бұрын
ኢለልኪ መልሲ መዓረይ🥰
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms 21 күн бұрын
20 እስቲ ኣብፅሕሉ ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየዋ ❤
@SalmSalm-oe9fx
@SalmSalm-oe9fx 21 күн бұрын
😮እሺኒ
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@denaitsemere
@denaitsemere 20 күн бұрын
ክክክክክ sihikna mechem, nezen mama gn abzey mealten kteirgen erka
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@zizoali3865
@zizoali3865 21 күн бұрын
ኣደዋይ ሓላል ንዓይ ዝተባሃለስ ንዓኣ❤😅😅
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@dsasdfaxf5576
@dsasdfaxf5576 20 күн бұрын
❤😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@HayetTesfay
@HayetTesfay 20 күн бұрын
ኢማ መሕረር ኣታ ዘን ወላዲት ተፋተሐየን እንዶ 😂😂😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 21 күн бұрын
ኤማዋይ መሕረር ይመቸካ😂❤ ኣደዊተይ ሓላል❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Hsjs-sf8xm
@Hsjs-sf8xm 21 күн бұрын
Mamaye❤❤ amaye bzuh yethrka ❤❤❤❤😊
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@gjcg6332
@gjcg6332 21 күн бұрын
ኤማ መሕረር ባዘወይ ማራ እዩ ዝምቸወኒ ፕራንክኻ እና ልማዘር ካኣ ግደፈን♥️👏
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 20 күн бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 21 күн бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፀኳ ኤማዋይ🎉🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@hareghaftu4870
@hareghaftu4870 20 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣1
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@hiwigaltewhado7573
@hiwigaltewhado7573 20 күн бұрын
ግደፍ እባ ካብ ርእሲ ወላዲትና ዉረድ ኤማ 😅🥰
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 20 күн бұрын
ኣማን ሓወይ ኣይተናድደን ንማማ🙏❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 20 күн бұрын
ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-zg2bb3rd7g
@user-zg2bb3rd7g 20 күн бұрын
ሰላም ኣማን ሓወይ በጃኻ ንደኻ ኣይተደንግፀን ኣብዚ ሕጂ ግዜየ ኣደታት ትግራይ ፁቡቅ ኣረኸባን😢😢ንደኻ ዘሐጉስ ስራሕ ዛሓወይ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg 21 күн бұрын
😂😂😂
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@HadasTadese
@HadasTadese 20 күн бұрын
🤣🤣🤣❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 18 күн бұрын
ማማዋይ😘😘😘😘
@amantube28
@amantube28 10 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@fhh5953
@fhh5953 20 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@jjgghh3724
@jjgghh3724 21 күн бұрын
❤ኣሕጉስካኒ ዝያዳይ ❤ኣዶዋይ ናተይ እየን ኣሕፊስክን ስተያለይ
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Adzgvmned
@Adzgvmned 20 күн бұрын
ኣደዋይ ፅሪቲ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏🙏
@user-rq3en4no9o
@user-rq3en4no9o 21 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@aheehhw3058
@aheehhw3058 18 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉
@amantube28
@amantube28 10 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
🙏🙏❤️
@user-xq3yp8lf9m
@user-xq3yp8lf9m 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ኣደዋይ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-go4tz2mg8w
@user-go4tz2mg8w 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤አመዩ ሓለለ ፍጥረት 🙏🙏
@HIfti-H
@HIfti-H 21 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤🎉
@amantube28
@amantube28 20 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 35 МЛН
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 7 СЕРИЯ ФИНАЛ
21:37
Inter Production
Рет қаралды 532 М.
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 116 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 89 МЛН
ፕራንክ ጌረ ጊፍት 👝 ሂበያ 😁♥
19:17
JOte Rozi 👫
Рет қаралды 12 М.
new tigrigna tiktok commedy 2023 #abush_records
13:34
Abush records
Рет қаралды 17 М.
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 35 МЛН