ባህላዊ ጸወታና ክሳብ ኤስያ ኢዩ ዝዝርጋሕ ፣ ፖሊስ ኡጋንዳ ኤርትራውያን ሒዙ | Yikealo Tv

  Рет қаралды 26,825

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Күн бұрын

Пікірлер: 153
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 8 ай бұрын
ይከኣሎ ሓወይ ሰላም ድዩ ኣነ ዝገርመኒ ለንቀነ ዓፋር ኩናማ ራሻይዳ እዘን ትግርኛ መጼን የላልያ ኣለዋ እተን ብሄር የለዋን ድየን ትኽክል እንዳ ጸሓፍኩልካ ተዛሪብካያ
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 8 ай бұрын
ያህለላ ተማህለላ ኢልና ንጫወት ነይርና ምስ ኣዕርኹተይ❤❤❤
@Nm-fr5qm
@Nm-fr5qm 8 ай бұрын
Yikalo nay behir shiger aleka dyu, tigrigna dabelka eka astmimkana
@firezgigebrebrhan4601
@firezgigebrebrhan4601 8 ай бұрын
Tiringal qeshi hankal : mlti Temeleti nbl nerna kemzi tbl zneberka like 👍 xqet
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ! ተጋሩ ትግራይ ኣምሓራይ ተቀይሮም ህዝብታት የሳቕዩ
@mussieasmorum3206
@mussieasmorum3206 8 ай бұрын
Ezom hasewti tigrina hbretesebna yebalshuwo alewo we are tigrina aksum
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 8 ай бұрын
ዓቢ ጋውና ጉቦን ኩርባን ክብል ስድራ በቲነ ይብል ስድራ ዘይብሉ ፋሉል
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ
@hailetewelde-q1i
@hailetewelde-q1i 8 ай бұрын
ናይ ተዋስኦ ኤርትራ ኢዩ ናይ ብሓቂ ዳኣ ዘይትከይድ ዘይትምርዓዎ መንከልኪልዋ ዓፋርውን ትወልድ ከም ቡጸታ
@Gbre1996
@Gbre1996 8 ай бұрын
Cool guy Yokalu welcome with good traditional games and other valued messages for our bloved ones. Yokalu your personality and confidence is great. You're individual, not care what people think, without seeming too eager you are a cool guy. I respect your work for bring value news. Keep going. We'll done you are a ✔️ book. 🎉
@wedieri8264
@wedieri8264 8 ай бұрын
ካባና ንህንዲ ዝኸዱ ወለዶ ኣለዉ ይክኣሎ ሓወይ ዋላ ሳዕስዒት ናትና ኣብኡ ኣሎ 💙
@TekleweldBrhane
@TekleweldBrhane 8 ай бұрын
ፈጣሪ፣ይቅሰፋቹ፣ትግራይ፣ከይትትክፋ😢
@HagosSamuel
@HagosSamuel 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ኣታ እዚ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ መጺኦም መንነትና ባህልና ኣጥፊኦምልና ኤህህ ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ተጋሩ
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 8 ай бұрын
በቃ ፀርፊ ቁምነገር ተረኪብለይ 😢
@haneber7369
@haneber7369 8 ай бұрын
💙💙ሰማያዊት ሰውራ (ይካ🕊ኣሎ) ክሳብ ኣስመራ!💙💙
@ወዲዕትባን
@ወዲዕትባን 8 ай бұрын
Nay bhaki xbuk medeb memehari eu❤❤❤❤❤❤
@godisgreat6311
@godisgreat6311 8 ай бұрын
thank you Ykealo for your hard work ❤
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 8 ай бұрын
ብሰንኪ ሃገርዊ ፍቕሪ ሓዳረይ በቲነ እየ ካብ ዝብል ሲ ባርያ ምኳንካ ዝጸለአት ሰበይትካ ክትግድፈካ እያ እንበር
@mkurhlmi9296
@mkurhlmi9296 8 ай бұрын
ያህለል
@gm5215
@gm5215 8 ай бұрын
አብ ገጠር ካአ ያህለል ተማህለል እንዳ በልና ንጻዎቶ ደጊዔናይ ከባቢ ጫዓሎ
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 8 ай бұрын
ንሕና ደቂ ባፅዕ ( ከርሸእንባዕ ኢና ንቡሎ ነይራና ) all massawina ይፈልጥዋ እዬም i usa to loved guys 💝 . 🦋🧢🦋💚💚💚🍀🌴🌿☘️💚💚
@misgnakiflezghi5435
@misgnakiflezghi5435 8 ай бұрын
ይካአሎ. ዓሻ. ብዕራይ. ዓዲ. ገዳ. ምአተዊ. ዘይብልካ. አነ. ናይ. ብሐቂ. ድዛረብ. ዘለኩ
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 8 ай бұрын
ፀርፊ ቁምነገር ተረኪብለይ😢
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 8 ай бұрын
እንታዋይ ደኣ ኮንካ ተእቱን ተውፅእን?🤔🤔🤔
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
ብዕራይ ድባርዋ ከ ኣበዩ መእተዊኻ 😅😅😅😅
@TesfasenkyTesfasenky
@TesfasenkyTesfasenky 8 ай бұрын
hager nay kulu eritrwi eya seb hamaq tegru ka hezbi yefrdo zekone akal ka hezben tarikin akibru ne wedb kenqef keqales melu mesel alwo ezi aykewnen eu zeblni akal ka ne hezbey mertey kewfe mekany seb rebha kefltu yegba
@davidgidey4713
@davidgidey4713 8 ай бұрын
Schaki iyu dbhal ab Adna
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ደምና ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ ኢዮም ኢልኩም ክተውርዩ
@amanuel5687
@amanuel5687 8 ай бұрын
👍👍👍
@medhanieyemane1611
@medhanieyemane1611 8 ай бұрын
Dekemhare eko Geter eu Hagerseb abey dya zela eta Dekemhare eta nifelta ab Eritrea zela do Aykonetin.
@heidshop4103
@heidshop4103 8 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@brianjackson2272
@brianjackson2272 8 ай бұрын
I’m surprised to know we both grew up in Decamere and YES! I played YahLel until grade 6. Good memories. Regarding Gambling, Gambling addiction destroys one’s life, if single or family’s if married. Worst Gambling is when the subject is Country, I advise you young brother to stop 🛑 gambling with Eritrea. Thanks 🙏
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI
@amanuelsium9210
@amanuelsium9210 7 ай бұрын
ኣብ የመን ያህሌል ይጻወቱ ሴሜን የመን።
@sunrise3179
@sunrise3179 8 ай бұрын
ይካኣሎ ብርግጽ ይካኣሎ ቀጽሎ ጥራይ እበር ናይዞም ነውራት'ስ ዘገርም'ዩ
@rstom9877
@rstom9877 8 ай бұрын
አዝ ሓንዳይ ዝበሃል ጸወታ አስራኤላውያን ቆሎዑ ዋላ ይጻወትዎ ሬኤ አለኩ
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 8 ай бұрын
ኣብ ኩሉ ዓለም ጸገምና ኤርትራዊ ብኤርትራዊ ኢዩ ዝካየድ ኣብ ስደት ኮነ ኣብ ውሽጢ ። ዝገርም ኢዩ ሓዚንካ ዘይውዳእ ጸገም ኢዩ ወሪድና ዘሎ ይክኣሎ ሓወይ ከምዚ ከማኹም ይብዝሑ ንቕሓትን ሓልዮትን ክበዝሕ ።
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@Lulakak
@Lulakak 8 ай бұрын
ለባም ሰብ ይካእሎ ሓወይ ኣነ ኒ ንባዕለይ ካንፓላ ኣለኹ ሓቂ እዩ ሊዕሊ 3 ዓመት ተኸታቲለካ መራ ዲኣ የኽቢረካ
@ተመስገን-አ9አ
@ተመስገን-አ9አ 8 ай бұрын
እምኒ ቁልብ (ጭቁል)ይባሃል ኣብ ትግራይ ድማ እዛ ሓንዳይ ትብላ ዘለካ❤❤❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
ቁልብ ዝበሃል ትግረኛ የለና ካብ ኣምሓርኛ ዝረዓምክሞ ኢዩ ።ወይ ከኣ ኣቆላላብ እምኒ ከኣ ምተባእለ እቲ ቅኑዕ ትግረኛ ተዝኸውን።ስለዚ እቲ ቀንዲ መጸውዒ ሓንዳይ ኢዩ ዝበሃል ።
@agnesmeskel1399
@agnesmeskel1399 8 ай бұрын
👍
@alazar-j4m
@alazar-j4m 8 ай бұрын
ንኤርትራዊ ኤርትራዊ እዩ ጸላኢኡ
@AbiAbi-sb8bu
@AbiAbi-sb8bu 8 ай бұрын
ይካኣሎ በሊሕ መስተውዓሊ
@tsegaihmhretab4009
@tsegaihmhretab4009 8 ай бұрын
ኮርሸንባዕ ፡ ንብሎ
@Haregte
@Haregte 8 ай бұрын
እቲ ባህላዊ ፀወታ እቲ ሓንዳይ ዝበልካያ ዲዑኳ 5+/7+ ንብሎ ብከባቢና ንኩሉ ዘማእኸለ እኳ ኣይፈልጦን
@gabigunners8073
@gabigunners8073 8 ай бұрын
ያህለለ መልጢ ተመለጢ ለኔ ኣዎ ክብሃል ከሎ እወ
@gm5215
@gm5215 8 ай бұрын
አስማት ዞም በላዕቲ ስብ አቃልዕዎም ሳላ ህግደፍ ኩሉ ከክፍኡ አይሳአንን
@peterdavid9636
@peterdavid9636 8 ай бұрын
እዚ ባህሊ ኤርትራዊያን ጸወታታት ዘበለ ኩሉ ከም ፥ ሻኪ/ጭርጭር ዓበደ/ሓንዳይ/ማይዶ ጸባ/ገበጣ/ሃደ ሓደ ሃገራት የዘውትሩ እዮም።
@rahwaabdu5236
@rahwaabdu5236 8 ай бұрын
Handay 😂 nesnet azkrkana❤❤❤❤yikalo hawe 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@wahs1235
@wahs1235 8 ай бұрын
ህንዲ ደኣ ዋላ ሻኲ ከምታ ንሕና ንጻወታ ይጻወቱ ዮም። ኣብ እስራኤል ክጻወቱ ሪኤዮም።
@ወዲዕትባን
@ወዲዕትባን 8 ай бұрын
Please kuluna like like❤❤❤❤❤
@eyobhagos3249
@eyobhagos3249 7 ай бұрын
ኤርትራዊ አብ ዝኾዶ ዓዲ ኸይዱ አብ ልዕሊ ዜጋታቱ እዩ ዝጭክን
@Hagos9710
@Hagos9710 8 ай бұрын
Regarding Uganda issues, its HGDF agents and their collaborators who are doing the crime pretending to be agents for higher rents to give uganda landlords better rate etc. HGDF will do everything in disguise to distarbe eritrean where they see are making progress
@hagosateklemariam2889
@hagosateklemariam2889 8 ай бұрын
ምሽኪናይ
@tesfamariamsolomon8308
@tesfamariamsolomon8308 8 ай бұрын
Krnkar ybhal ab kola seraye Dembelas
@mirimiri3396
@mirimiri3396 8 ай бұрын
❤💙
@almazmehari4160
@almazmehari4160 8 ай бұрын
Ekaalo ambesa ❤❤
@SaudiArab-f3t
@SaudiArab-f3t 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freweiniseleba9639
@freweiniseleba9639 8 ай бұрын
Hockey game yebahal in 🇺🇸 USA
@امرهف-ذ5ش
@امرهف-ذ5ش 3 ай бұрын
Merhaba yikealo hawey nay meharitmhrti iyu ❤❤😂😂
@sunrise3179
@sunrise3179 8 ай бұрын
ሓንዳይ ኣብ ወደከለን ከባቢኡን ዲዑኳ'ዩ ዝባሃል
@terezapaulos2977
@terezapaulos2977 8 ай бұрын
🎉 0:24 0:27
@swiensahle6784
@swiensahle6784 8 ай бұрын
ኢዚ ግለት ነቲ ጎቦ የ ሰንኪለ ሞ ስድራይ በቲነ ቡቱን ዋሒድ
@መዓሾመሓረዝጊ
@መዓሾመሓረዝጊ 8 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤ Yokialo 100%
@berhaneh7587
@berhaneh7587 8 ай бұрын
ኣዝዩ መሃሪ መደብ ከም ወትሩ ሓው ይክኣሎ። ካብ ኣብ ቁማርን ካልእ ገንዘብካን ግዜኻን ዘባኽን ጸይቂ ክንሕየብን ፍልጠትና ንምም ዕባል ክንመሃርን ይግባእ። ተሰዲድና ስድራና ኣይነጉሂ ብዕድልና ኣይንጣላዕ።
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 8 ай бұрын
Welcome Yikealo Tv
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ተጋሩ ኤርትራ መንነቶም ክኽሕዱ ዶ ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ክዛረቡ ? ኣዮናይ ይረስሕ ከም ኣነ ርኹስ ኣምሓርኛ ንሚልዮናት ህዝቢታት ኣሳቅዩዎም እዩ
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 8 ай бұрын
ኣብ ትግራይ እዉን ኣሎ።
@hailetewelde-q1i
@hailetewelde-q1i 8 ай бұрын
ንዓካከ ኣለካ ድዩ ዘለዎ ኣብ ዘለዎ ኢዩ ዝነብር ተደገፍካስ ዘለካ ድዩ መሲሉካ ኪድ ጥራሕ ገብር ንኢሰያስ ብዘይ ፍረ
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 8 ай бұрын
ኣብ ኣስመራ ዉን ኔሩ ያህለልል , ቁሊንቃል ,, ባሊና ኣና ዳዋ ,, ኣሻንኩሊት ,, የሕዋተይ ዓበይታቲ ክጻወቱ ይዝክር ወዮ ድኣ ሰዉራ ኤርትራ በሊዕዎም እንበር
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 8 ай бұрын
Nieretrawi Eritrawi eyu xelau
@ዓንሰባ
@ዓንሰባ 8 ай бұрын
ኣብዛ ናይ ኡጋንዳ ቀንድን ዋናን ተሓባበርቲ ሓበርቲ ደላሎ እዮም እታ ስራሕ ልክዕ ከም ናይ ሱዳን ያ ድሕሪ ወርሒ ረኣዮም ካብ ኡጋንዳ ን ሊብያ ክጅምሩ ዮም 😢😢😢😢
@tamesweden123
@tamesweden123 8 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏
@habteghebre785
@habteghebre785 8 ай бұрын
Ferihu sgredob keykeyid hadaru fetihu fkad kea yeblun bhgi kiwexie
@mebrahtomdagnew2319
@mebrahtomdagnew2319 8 ай бұрын
This is a cultural appropriation. Hypocrisy.
@muluemehari6914
@muluemehari6914 8 ай бұрын
ሽግር ኤርትራዊ ካልእ ዜጋ ኮይኑ ኣይፈልጥን ባዕሉ ኤርትራዊ እዩ ።ገላቢ.ፈራሕ .ዘይሓብር. ኣምሰሉ ኣንጻር ረብሕኡ እንታይ ይኸውን ኣሎ ዘይስተውዕል ማሕበራት ጌሩ ሽግራቱ እንተዘይ ዘትይሎም ጥቕላላ ኣብ ሓጺር እዋን ክጠፍእ ኣዩ።
@redseastockcoininvestment
@redseastockcoininvestment 8 ай бұрын
ወይጦ ኣይንነብሱ ኣይ ነታ ትግራይ ዓዱ ብጀካ እቲ ዝበልዖን እምበር እቲ ኣብ ክሳዱ ዘሎ ምሳር ኣይረእዮን እንተኮን ናይ ኣቦ ሰረት ንመን ንሃቦ ፤ኣዲ ግን ካብ ዓቅሙ ንላዕሊ ስም ክተስክም ትምንታ ምግላጻ ኣይታሓዛን እንተኮነ እዞም ደቂ ሚልሻ ክብርና ኣስማትና ክሳብ ፈናቂሉ ብደምና ዘምጸናያ ከተማ ምጽዋዕ ተሳቲፍና ክብሉ ኣይሃፍሩን እዩም እሞ እዚ ወይጦ ወዲ ፍረ ወይጦ ከምዚ ኢለ ድራር ትረከብኩ ኢሉ ካብ ጋሓፍ እቶም ሸር ዝብልዎ ዩቱባት ረኪብናዮ ስለ ዘለና ኣብዝመጸእ ክነቃሎዖ ኢና
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 8 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙🙏✅️
@solomonliza
@solomonliza 8 ай бұрын
ሓዳርካ በቲንካስ ያኢ ምስ ሃገር ሓዳር ክውጻኣለይ!! ወረ ኣብ ደገ ኮይኑ ኸ ብገንዘብ ንሃገሩ ዘይሕግዝ? እዞም ኣብ ደገ ዘለው ዜጋታት ከ ሃገራውያን ኣይኮኑን ማለት ድዩ!?
@m.y.g369
@m.y.g369 8 ай бұрын
ብራቮ
@Fnanyrgalem-gw5bz
@Fnanyrgalem-gw5bz 8 ай бұрын
እያይ ሃለውሎው ኣብዚሒካ ሓቀይ ሳክት እካ እስካ ሳብስክራይበይ ሲሒበ ኣለኩ
@berehanwelde1079
@berehanwelde1079 8 ай бұрын
yahlel wesahlel akalikal anta hankal enabelna nxawet nerna
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 8 ай бұрын
ኣብ አዲስ አበባ ውን ንጻወት ኔርና 🤔
@sahaalkadra
@sahaalkadra 8 ай бұрын
YahleleMenti: Temeleti Bmntay Bsenti Lenie ? Aw
@cashmoneymoney-s5r
@cashmoneymoney-s5r 8 ай бұрын
ሻሎም ሻሎም ሻሎም 🩵🩵🩵🙏🐬🐬🐬
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 8 ай бұрын
ነዛ ሻሎምካ ናብ ነሽነሽ ስደዳ bro.😅
@SaeedMohammed22
@SaeedMohammed22 8 ай бұрын
ባዓል ቀጠር ኢማራት ከማን ንስለ ሀገር ሓዳሮም አይበትኑን
@hfszshhm
@hfszshhm 8 ай бұрын
ኣብ ከተማ ዓብየ ዲኻ ዝበልካ ሞጻሉ እምበኣር ከተማ ኢዩ ሸንትራለ ዓብየ ከማን ኣይትብል ኣታ መሕፈር
@benat737
@benat737 8 ай бұрын
ኣታ በራሕ ሊሎ ዘረባ ረኺብካ ዲኻ ኖርማል undu ባህሊ ምልላይ,,, በል ባህሊ ናትካ ግበር fullkeep kobika awxayo
@militenegasi172
@militenegasi172 8 ай бұрын
አታ ስቡር ዕትሮ ሰበይትካ ደአ ተገላጊላ ዋው ብጣዕሚ ዕደለኛ እያ ዕባ ኢካ ንስካ
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 8 ай бұрын
💙💙💙💙
@yohannesgirmay
@yohannesgirmay 8 ай бұрын
Hade Professor indian keme zebelo East ethiopian yebehale neyru 🇮🇳 eti behali kewerares tekealo alo
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃን ኣብ ዓለምን ዓመት ዓመት ብቑጽሪ ህዝቢ ናብ ጽንታ ዝንኪ ዘሎ እዩ። ንኣስተንትኖ ፥ ኣብ ኤርትራ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ "ጥራይ" ኣሎ። ኤርትራ "ጽቡቕ" ኣላ ፡ ዘመድ ዓሻ ግና ከፊእዎ ሕማቕ ኣሎ።
@berieasli5763
@berieasli5763 8 ай бұрын
ያሀልለ ተማህለል 🤣 ከርሸባዓ ተተርባዕ 🤣 ወላ ኣብ ከተማ ንጻወቶ ኔርና። ዓይኒ ሰብ ከይተንቁሩ ኢሎም ይሰብሩልና ኔርሞ 😅
@yahooyahoo6909
@yahooyahoo6909 8 ай бұрын
Dama keman ytsawetwo eyom
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 8 ай бұрын
ሻኪ ድዩ ያህለል ማለት
@danielokubazion2836
@danielokubazion2836 8 ай бұрын
Klae loms loms foe koinkum ktftewu ktblu hagerkum yehlifkum thbu alekum
@filimonchasete441
@filimonchasete441 8 ай бұрын
ትግርኛ ጸረ ነብሱ እዩ።
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 8 ай бұрын
ክክክክ እቲ ፈንጁ ዝይ ቀትል ዱዩ ዋላ ይቀቲል እዩ😅
@ሕልናዘይብሉ
@ሕልናዘይብሉ 8 ай бұрын
Nay bhaqi zereba eya❤❤❤
@mussieasmorum3206
@mussieasmorum3206 8 ай бұрын
Walla ab Europe yxewetwo eyom golfspelare ybhal
@OkbaldetWerede
@OkbaldetWerede 8 ай бұрын
ሰበብ ሰባብ ኢኻ ንስኻዉን ናይ ፓክስታን ክትገልጽ ጸኒሕኻ ንስኻ ግን ፖለቲካ ኢኻ ሓሲብካዮ ሙቁዋም ተቃወም ምቁዋምካ ዘይጽላእዩ ግን ወገነኛ ኢክኻ
@nafisamohamed2235
@nafisamohamed2235 8 ай бұрын
💙💙💙💙👍
@tiktokvideo-yq8ty
@tiktokvideo-yq8ty 8 ай бұрын
😛😛😛😛😱😱😱😱እርርበል
@FreeEritreafromIssayas
@FreeEritreafromIssayas 8 ай бұрын
እሞ ከምቲ ኣረጋይ ሓጎስ ንሞሮካውያን የሕዋትና እዮም ዝበሎም የሕዋትና ከይኮኑ እዞም ከምዚ ናትና ጸወታ ዘለዎም ህዝቢ ክክክክክክክክክ።
@muluemehari6914
@muluemehari6914 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 8 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ካዓ ያህለል ኣኪልኳል ይባሃል 😅ሓንዳይ ዳንባጮ
ጥፍኣት ኤርትራዊ ዝትካሎም ሸያጦ | Yikealo Tv
18:03
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 26 М.
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 62 МЛН
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
МишАня
Рет қаралды 3,2 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
НИКИТА ПОДСТАВИЛ ДЖОНИ 😡
01:00
HOOOTDOGS
Рет қаралды 3 МЛН
GERE EMUN PART 201 | ገሬ እሙን ክፋል 201
33:59
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 167 М.
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
4ይ ክፋል ምግላጽ መጽሓፍ መስፍን ሓጎስ
51:01
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 17 М.
🔥ጌታቸዉ  መለስ ኣብ ዝሞተሉ ሆስፒታል ይሕከም ኣሎ
44:29
Mestyat Betna | ምሳና ተሓጎሱ!
17:08
Mestyat Betna
Рет қаралды 17 М.
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 62 МЛН