Рет қаралды 222,300
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ Shalom
Entertainment ኣብዘዘለኹሞ ሰላም ቅሳነትን እንዳ ተመነና ነዛ ጨዓየይ ትብል ኮሜዳዊት ድራማ ድሕሪ ነዊሕ ድኻምን ጻዕርን ኣብ ምጅማ
ዘብቀና ፈጣሪ ብልቢ ነመስግን :
ብምቅጻል ከም ቀደምኩም ከም ቀደምኩም ምራልን ሃናጺ ሪኢቶን ኣይትብቀቁልና እዚ ናይ ገለ ገለ ተኸታተልቲ ዞሎ ምቁራጽ ን ኸይ ፍጥር ዝብል ስክፍታ ተዳሊና ስለ ዝጀመርና ኣይትሰከፉ ክንብል ንፈቱ ንስለ ትህቡና ሞራልን ሃናጺ ርኢቶን ብልቢ ነመስግን :: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Shalom Entertainment